እንካዕ ካሊእቲ ዘይተመርዐዅ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 มิ.ย. 2022

ความคิดเห็น • 279

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 ปีที่แล้ว +11

    ማሜ ፃዕዳ ልቡ,, ፈታዊ ህዝቡ,, ሰሓቅ ብርቂ ኣብ ዝኾነሉ ግዜ ብጣዕሚ እዩ ዘረባኻ መስሓቂ♥️😂
    ሓዳርኩም ይባረክ ደቂ ሪመይ ❤️💛👑👑

  • @sramejc9b982
    @sramejc9b982 2 ปีที่แล้ว +22

    ሙቁራት ብሓቂ ደቂ ሓንቲ ማህፀን ደቂ ሃገረ ትግራይ❤😘

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +28

    መነሎ ከማይ ዝፈትዎም ፅዮን ምሳኩም ትኩን❤❤❤❤❤❤❤

    • @tigrayadey877
      @tigrayadey877 2 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @marmar-vh2og
      @marmar-vh2og 5 หลายเดือนก่อน

      SB😍

  • @user-vg6lo8nn2y
    @user-vg6lo8nn2y 2 ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ለባማት ሰብ ብሰብነቱ ክቡር እዩ እግዚአብሔር አምላክና ብዘለናዮ ሰላም ፍቅሪ ሓድነት ይሃበና ልሃገርና ውን ሠላም ራህዋን የውርደልና እግዚአብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว +7

    ኡሺ ምቁራት ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስላምን ንሃገርና ንህዝብና የውርደልና እግዚአብሔር ኣምላክ❤️😘

  • @user-eo4ec6gh3i
    @user-eo4ec6gh3i 2 ปีที่แล้ว +21

    ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @kidist-12
    @kidist-12 2 ปีที่แล้ว +16

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም እዞም አሕዋተይ ❤❤

  • @user-xn3hf2ed6g
    @user-xn3hf2ed6g 2 ปีที่แล้ว +5

    ፅብቃተይ 🥰❤😘እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏👏👏

  • @user-xn4nw1xz3d
    @user-xn4nw1xz3d 2 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ዘሙ አሕዊተይ ማዓረይ

  • @mashaodesta2201
    @mashaodesta2201 2 ปีที่แล้ว +8

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት አሕዋትና ብሓቂ ለባማት ከማኩም ዝበለ የብዘሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @yytftggt4840
    @yytftggt4840 2 ปีที่แล้ว +2

    ማምየ ወዲ ዓደይ ወግዕኻ ምጥዓሙ ሃምና ዓድና
    ዕድሜና ጥዕና ይሃብኩም H&M

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว +4

    ሃንዋይ ማሜዋይ ዘኽብረኩም ኣሕዋተይ 🙏💕

  • @missrooz2664
    @missrooz2664 2 ปีที่แล้ว +3

    ፁቡቃት እንኳዕ ድሓን መፃኩም ማሜ @ ሃኒ ❤💛❤💛❤💛💊💊💊💊💊💊💊🌷🌹🌷🌹💐💐💐

  • @user-if7bl2gy9b
    @user-if7bl2gy9b 2 ปีที่แล้ว +4

    ሽኮሪናታት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ማሜ ስሓቅ ቀቲልካኒ ክረግሞ እየ ያ ኣነለ ዓደይ ይመና ክናፍቅ ከለኩ ልመሽረፈት ርግም የብሎ ጭንቂ እዩኮ

  • @user-yk8rt3qo6b
    @user-yk8rt3qo6b 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣታ ኣነስ ክፈትወኩም ጽቡቃተይ😍😍
    ግን ኣይትጥፍኡና😠 ተገደደ ኣብ 3ማዓልቲ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ምጹና ምክርኩም ደስስ ይብል
    ብጣዕሚ እየ ዝኮርዐልኩም💝

  • @user-sr1zn4rn5f
    @user-sr1zn4rn5f 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ኣሰሒቅካኒ ማሚ ዋላ ኣነ ኣብ ድፈዕ እየ ዝሓድር ቱቃትሪ ትዝርብ ዝውዕሎ ድግም እየ ዝሓድር

  • @tigraysebalewa7553
    @tigraysebalewa7553 2 ปีที่แล้ว +4

    #ተጋሩ ማለት ከም ሓደ ቤተሰብ ኢና ማሜ🤙 ክፈትወኩም ❤💛

  • @ry8319
    @ry8319 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውውውውውው እንኳዕ ደሒን መፃኹም ኩቡራት አሒዋትና ሃኒዋይ ማዓረይ ቁፅርኽ ላአኽለይ ፀጉረይ ክስራሒ እየዋ😍😍❤❤

  • @user-er1zp3vj5r
    @user-er1zp3vj5r หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ለባማት ኣሕዋተይ ❤❤❤

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 2 ปีที่แล้ว +3

    እንካዓ ብሰላም መፃእክም ፍቃሪተይ❤❤❤🌾🌾🌾🌾🌾🌾🍀🍀🍀💘💘💘💘

  • @user-dj2cn7vz1k
    @user-dj2cn7vz1k 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-nc1hw1jg3u
    @user-nc1hw1jg3u 2 ปีที่แล้ว +3

    እንኮዕ ኣማዕድና ንቀንአልኩም ኣይምኮና ብጥዕሚ እየ ዝፈትወኩም ማርያም ታሓልኩም ቆናጁ

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይይይይይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu9362 2 ปีที่แล้ว +4

    ናፍቅናኹም እንኳዕ ብስላም መፃኣኩም ዛም ኣሕዋተይ ማዓረይ🙏💊

  • @Dd-ps8ev
    @Dd-ps8ev 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅሩያተይ

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ 💜❤

  • @elsaengash8360
    @elsaengash8360 2 ปีที่แล้ว

    Tebareki Ye ne konjowoch ❤️❤️❤️💪

  • @oratirastore9159
    @oratirastore9159 2 ปีที่แล้ว

    ትክክል❤❤❤❤❤

  • @lainll9080
    @lainll9080 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-md8mp1tr5r
    @user-md8mp1tr5r 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይይይይ ፅሩያት ተጋሩ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም ይባረክ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም❤❤❤😍😍

  • @hawltbayru3830
    @hawltbayru3830 2 ปีที่แล้ว +2

    ባሓቅ ለባማት ኣሕዋተይ ተጋሩዋይ

  • @user-hb8rm2kr9z
    @user-hb8rm2kr9z 2 ปีที่แล้ว +5

    ማሚዋይ አነስ ክፎትዎካ ማአት ፍሽክተካ ❤️ሃኒዬ ቃኒኢኪ ላአክለ ብጣሚ እየ ዝፎትዎኪ❤️💊

  • @tiemtinguse5107
    @tiemtinguse5107 2 ปีที่แล้ว +2

    እሺኒ ለባማት ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @tigstlove3255
    @tigstlove3255 2 ปีที่แล้ว

    Wellcome deki Abayy Tigray nemesgin

  • @gayemadayu7128
    @gayemadayu7128 2 ปีที่แล้ว +4

    ማሜ ግን ሓናን ክትብላ ከለካ ደስ ኣይበለኒን ምክንያቱ ሓናነይ ኢንዶ በላ ዋ! ግን ብጣዕም ደስ ክትብሉኒ።ትግራይ ትስዕር

  • @bruhtesfachanel4979
    @bruhtesfachanel4979 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome mukuratey😍😍😍

  • @user-jz8um1nw1d
    @user-jz8um1nw1d 2 ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩ ፅሩያት ፍጥረት ሓባይብ ፍቅርኹም ብዝሕ ዝትርፍ ይበል😘❤

  • @user-mg1zy9wt7r
    @user-mg1zy9wt7r 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አሕዋተይ

  • @lainll9080
    @lainll9080 2 ปีที่แล้ว +4

    ኽክክክክክክክክ ማምየ ይሕግዘካ እየ አምሓሩ ዝተመርዐክን ዝተመርዐኩም ፍትሕወን ሓቁ እዩ ድቃሉ አንደልን 😃😃😃

  • @liliaregay7784
    @liliaregay7784 2 ปีที่แล้ว +2

    ሙቅራት ደስ ምባልኩም የኔ ለባማት🥰

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፃዕዳ ገፆም ብሓቂ ለባማተይ ሰብ ክቡር እዩ ሶ ፍትዋተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ H&M💏💏💙💙💙💊💓💛💊💓💛💐💐💐💐💜💙

  • @user-hn2ei6nx5j
    @user-hn2ei6nx5j 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን
    ክቡራተይ ካብዚይ ይምሓረና ፈጣሪ

  • @destagedy4330
    @destagedy4330 2 ปีที่แล้ว +1

    በትክክል ወንድም እህት ❤♥❤♥❤♥❤♥♥♥❤♥♥

  • @mrkbemhari4913
    @mrkbemhari4913 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብከም እሕዋተይ ብጣዕሚ እዩ ዝፍትውከም

  • @azebTsegay172
    @azebTsegay172 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቃት ፍጥረት እንካዕ ብሰላም መፀአኩም

  • @melatgeltdf8653
    @melatgeltdf8653 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅብቃት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @geznamedia9395
    @geznamedia9395 2 ปีที่แล้ว

    Asey halalty🌹❤❤❤e/r fkrikum yabzhyo🤲🤲

  • @ffgf6142
    @ffgf6142 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ በስላም መፃእኹም 💕💕💕💕💘💘💗💗

  • @user-ov8ys2tz6r
    @user-ov8ys2tz6r 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ደሰ ትብሉ ፍቅርኹም ይብዘሐዮ ፈጣር ኣምላኽ🤲🤲🤲🌷🌷🌷🌿🌿

  • @gjhcvf6058
    @gjhcvf6058 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ እየዝፈትወኩም እዞም ኣሕዋተይ

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክ ማሜ ዓይነይ ዓፊንካና መጨረሻ ፅቡቅ ናመኸርካና ፀኒሕኻን በሬን ናተኮስኩ እየ ዝሓድር ያ

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 2 ปีที่แล้ว +3

    እሰይ ሙቁራተይ😘😘😘

  • @user-dc2jk8db5r
    @user-dc2jk8db5r 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ዓበይቲ ሰባት ደሰባሃሎ ሃኒየ ታይድአ ዝፈራሕኺ ትመሰሊ አጀኺ

  • @user-uh8tv7ve8r
    @user-uh8tv7ve8r 25 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ፊቅሪ ጡዑም ዩመስል😘😂ሃይማኖት ኣይቀሪ ቋንቋ ኣይቀሪ በቃ ኹሉ ቅይርይር ወጀራትስ ናባዕለትና ላዛ እነአና👍ናይኺስ ታባሃል🤔

  • @Reem-iy8pz
    @Reem-iy8pz 2 ปีที่แล้ว +1

    ታይ እዮም እዚኣቶም ፍቅርታት ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣነ ክኣ ብጣዕሚ ሑጉስ ኢለ ሎምዓን ኣደዋይ ድሕሪ ዓመት ድምፃ ረኪበያ

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ปีที่แล้ว +3

    Hanicho and mame love you more guys 🥰🥰🥰🥰

  • @user-bq9nk3yy8g
    @user-bq9nk3yy8g 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓቅኩም ለባማተይ 😘😘😘😍😍😍

  • @alemhagos1284
    @alemhagos1284 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ

  • @user-tx4gc8iy1e
    @user-tx4gc8iy1e 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃዳመቲ ኮሜት ሶ የፈትዮኩም እየ😍❤❤❤❤

  • @makihyab5756
    @makihyab5756 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያተይ❤

  • @user-wn5ly5hh5j
    @user-wn5ly5hh5j 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ፍቅርኩም ይባርክ 💊💊💊❤💛💛💛

  • @user-dw4sc6wv7z
    @user-dw4sc6wv7z 2 ปีที่แล้ว

    ፅርያተይ

  • @weynigaltewahdo2854
    @weynigaltewahdo2854 2 ปีที่แล้ว +5

    ሓላላተይ ከመይ ቀንኩም❤❤❤

  • @thepricefamliy2788
    @thepricefamliy2788 2 ปีที่แล้ว

    Deki adey shikorat tefetewuti❤❤❤

  • @user-ih3ks1iz4j
    @user-ih3ks1iz4j 2 ปีที่แล้ว

    እንካዓ ብሰላም መፃእክም ሙቁሪተይ❤

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 2 ปีที่แล้ว +2

    ቆናጁ ወርቂታት አሕዋተይ ❤️💛❤️

  • @user-ue2uo5nj4q
    @user-ue2uo5nj4q 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት ኣሕዋተይ 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @user-yg2pn5wf9j
    @user-yg2pn5wf9j 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላማት ፍቁራተይ ሰላምኹም ይብዛህ ብሽም ትግራይ ዝበለዓት ሓፍትና ከበይልዐተን ናብልባ መሊሱ ናብዝምልኸቶ ዝታረክበሉ ልቢ ኣምላኽ ይሀባ አይበልዓ ብሽም ትግራይ ዝነገደ ምግቡ ይሕነቆ

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ክትብሉ ኣይትጥፉኡና ሙቁራተይ🥰🥰🥰🥰🥰ፅቡቅ ምኽሪ ሂብኩሙና😍😍😍

  • @habesha139
    @habesha139 2 ปีที่แล้ว +3

    My mukurtey 😍🔥🔥🔥

  • @user-yc4mf5ye4q
    @user-yc4mf5ye4q 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰🥰🥰❤❤

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 2 ปีที่แล้ว

    ለባማተይ ❤️❤️😘😘😘❤️💛

  • @tsrhatigarylove1560
    @tsrhatigarylove1560 2 ปีที่แล้ว +1

    ፀላእኩም ዓይኑ ይፍሰስ አሕዋተይ ማዓረይ

  • @Gigi-hi9ix
    @Gigi-hi9ix 2 ปีที่แล้ว

    ፅብቅቲ መልእክቲ ፅርያት💊💊💊💊

  • @fhdjgkch368
    @fhdjgkch368 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝ ማሜ ስ ትዘረባኡ ከስሕቀኒ ማዓት ፍቁርክም ይብዛሕ 😍😍 ብሃይማነት በኣውራጃ ዝፈላልዮ ሰባት ዐረፉ ብትግራውነተኩም ኩሩዑ

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c 2 ปีที่แล้ว +5

    እንዃዕ ብሰላም መፃኣኩም ❤❤❤

  • @samirasamira2918
    @samirasamira2918 2 ปีที่แล้ว

    Shukorat maarey 😍😍😍💛💛❤️❤️

  • @shewit1999
    @shewit1999 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቁራተይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @alemteklay8506
    @alemteklay8506 2 ปีที่แล้ว

    Esey mukurat mame tsaeda Hani shikor

  • @samerasamera7250
    @samerasamera7250 2 ปีที่แล้ว +12

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሙቅራተይ ምክርኩም
    ደስ ክብል 😍😍

  • @user-gv6hi3of7j
    @user-gv6hi3of7j 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ናትና ኮንኩም ፁቡቃተይ❤️💛❤️🥰ሓቅካ ኢካ ተጋሩ ተኮይንካ ፍቅርካ ቀፃሊ ይኮውን ፁቡቃተይ ማሜ ዕድለኛ ኢካ ሰበይትካ ኩሉ ነገራ ጎዶሎ ዘይብላ ምቅርተይ❤️

  • @user-ro9ri3mc1q
    @user-ro9ri3mc1q 2 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍

  • @semharbarekatab5430
    @semharbarekatab5430 2 ปีที่แล้ว

    Hanan yebahl lbs yelebshiw benatish keyet lagenew 🙏🥰!

  • @belaineshtsadik1474
    @belaineshtsadik1474 2 ปีที่แล้ว +1

    Esy thanks guys welcome back 👍👍👍🙏🙏🙏😍😍😍😍🤩🤩🤩

  • @abiegalhagos4024
    @abiegalhagos4024 2 ปีที่แล้ว +2

    ሙቁራተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቤተሰብ ግበሩኒ 💐💐💐💑💑💐💐💓💓💓💕💕💕💕💕💖💖💕

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ሓባይቢ

  • @makibabi6242
    @makibabi6242 2 ปีที่แล้ว +2

    💊💪💪ምቁራት ማዓር ኣፎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-mm4xf7ff8v
    @user-mm4xf7ff8v 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋኒ ፅሩያት ❤❤❤😍

  • @tigitigi4368
    @tigitigi4368 2 ปีที่แล้ว

    ሙቅራተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว

    ማሜዋይ ሃኒ ትሽውደካላያ ኣምሓረይቲ እያ በላማ በዛ ካዘራ😂😂😂😁😁😁😁😁

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b 2 ปีที่แล้ว +2

    💛❤️😘😍😍😍😍

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi 2 ปีที่แล้ว

    አሰይቆናጀ🥰🥰🥰

  • @richgidey4661
    @richgidey4661 2 ปีที่แล้ว

    Mukuratey dessss ktbluni btami eye zfetwekum

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 ปีที่แล้ว

    💊💊💊❤

  • @GgJ-oh9dh
    @GgJ-oh9dh 10 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว

    ዱባይ ቆርጢማትና ግን መስቃ ህዝቢ ግዛዕ የውርደላ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ❤️❤️

  • @hamieasli3697
    @hamieasli3697 2 ปีที่แล้ว

    ሓና & ሓምየ ናይብሓኪ ደስ ትብሊ

  • @samrhsamrh1236
    @samrhsamrh1236 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ 70 አብሽ 👌🇦🇹💪💪💪💪

  • @user-qg7gw9hq3j
    @user-qg7gw9hq3j 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሜ ጥዑም ላዛ ልፈትወኩም

  • @nurhussen1924
    @nurhussen1924 2 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️