ግብረመልሲ እስራኤል ምጽዋር ዝሰኣነት ቃዛ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 110

  • @fnanappinfotech
    @fnanappinfotech  9 หลายเดือนก่อน +8

    DEGIMKUM KIFETWA

    • @danielk4607
      @danielk4607 9 หลายเดือนก่อน

      OK ክንፈኽታ ኢና😂

  • @Rahel248
    @Rahel248 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኦ ፈጣሪ ሰላምካ ኣውረድ ሰል አቶም ኣፍ ዘይ ብሎም ህጻውንቲ 🙏🙏🙏

  • @danieltewelde9630
    @danieltewelde9630 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዝሐዘንኩዋ ሐማስ ድሰረቅዋ ንእሽተይ እስራኤላዊት ቖልዓ ያ

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 9 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ዘሕዘነኒ ነገር እንተሎ፡እዞም ዓቕሚ ኣልቦ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ሞስሊም ብሓጎስ ነቒዖም ሕጂ ኢና ንዓለም ክንስዕራ ምባሎም ዝተሰምዓኒ ጽንዓት ነዞም ሓረድቲ ምስ ኣሕዋቶም ዘመውቲ ዳዕሽ ካብ ገጽ ምድሪ ክጠፍኡ ኢዮም።

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኲናት ሕሱም እዩ እንትርፊ በሰላ ካሊእ ታሪኽ የብሉን😢😢😢
    ሰላም ልኹሉ ወዲሰብ

  • @brged885
    @brged885 9 หลายเดือนก่อน +5

    እስራኤል💙💙💙💙

  • @semeresemer-ev9wh
    @semeresemer-ev9wh 9 หลายเดือนก่อน +3

    Amlak baelu selam yewrdelna enber kebid eyu ewanu

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 9 หลายเดือนก่อน +9

    ሓማስ ባዕሎም ዝወልዕዎዩ ንዝመጾም ኣስካሕካሒ ግብረመልሲ ክዓግቱ ተዘይክኢሎም ንምንታይ ወጠምጠም ይብሉ'ዮም ዝገርመኒ ነቲ ንጹህ ህዝቢ የለክምዎ ኣለዉ፡ ዓረብ ፈንጠርጠር ተዘይኮይኑ ዓቅሚ የብለንን።

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 9 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ እዛ ዓለም ካብ ገነት ናብ ሲኦል ትልወጥ አላ
    ኣምላክ ምሕረት የዉርደልና

  • @zendozeray4267
    @zendozeray4267 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ☦️ 😥🤲

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 9 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you for the clear information. Egziabhier selam yewrdelna🙏🏽

  • @chebaedebesay
    @chebaedebesay 9 หลายเดือนก่อน

    ቡሉጽ መንእሰይ ኣድኒቀካ ዓወትና ብቅጽምና❤❤❤❤❤❤

  • @gustalgust
    @gustalgust 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሸባሪ ኣክሪሪ ናተይእምነት እንተዘይተከተልኩም ዝብል ካብ ምድሪ ከጠፍእ ኣለዋ

  • @temsgenamlake3558
    @temsgenamlake3558 9 หลายเดือนก่อน

    ሰላም,ኣውርደልና,ፈጣሪ❤❤❤

  • @meronamen8349
    @meronamen8349 9 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you ♥️

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi7368 9 หลายเดือนก่อน

    Selam yewrdelka fetari 💙💙💙💙

  • @yonaskidane9267
    @yonaskidane9267 9 หลายเดือนก่อน

    Bravo fanan xbuk srah bro keeped up

  • @Berzi20
    @Berzi20 9 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉

  • @bigstartransportationllc1394
    @bigstartransportationllc1394 9 หลายเดือนก่อน

    Anbesa

  • @jossygebremical8160
    @jossygebremical8160 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @yesefgkidan7746
    @yesefgkidan7746 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @betieln-love123
    @betieln-love123 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሓማስ ልክዕ ከም ህውሓት ንህዝቦም ክወጽዎ ኣብ ዘይክሉ ዓዘቕቲ ምእታው ኢዩ

  • @temesghengeremedhin491
    @temesghengeremedhin491 9 หลายเดือนก่อน +13

    ፍናን ዓፍናቅ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ኣጆካ ቀጽሎ I love your voice bro keep going

    • @daniberaki8502
      @daniberaki8502 9 หลายเดือนก่อน +5

      ጸርፍን ውደሳን ብሓንሳብ ድኣ ከመይ እያ ትከውን ዘላ😅

    • @lifewithjesus3475
      @lifewithjesus3475 9 หลายเดือนก่อน

      Dump😂😂😂

    • @yesefgkidan7746
      @yesefgkidan7746 9 หลายเดือนก่อน

      🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @bergednhameduqawqaw7701
      @bergednhameduqawqaw7701 9 หลายเดือนก่อน

      Tehabae Barya wahid men eka nska n Fnan txerif

    • @NOnonon89325
      @NOnonon89325 9 หลายเดือนก่อน +1

      🤣🤣 lol ከምዚ ዘይጥርነፍ ኮመንቲ ኣይተራኣየን 😁

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 9 หลายเดือนก่อน

    Thank u fani

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 9 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ንንክሌር እስራኤል ወስ ይበላ ናብ ሓሙኽሽቲ ክቕየራ ቅርብ ትብል ሃገር ዉን የላን ዓረብ ኢሞ ሓይሊ የብለንን ጀላዋት የን

  • @user-fq2sz4ur8s
    @user-fq2sz4ur8s 9 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ፋል ን ህልቂት ወድ ኣዳም 😢😢😢😢😢
    ቃዛውያን ኣብ ዘይ ወጽእዎ መሸንቆቃ ኣትዮም, ህዝቢ ክልክሙ እምበር ዝገብርዎ የብሎምን

  • @wise-man.27
    @wise-man.27 9 หลายเดือนก่อน

    Fnan 👍

  • @mhieretabeyob7405
    @mhieretabeyob7405 9 หลายเดือนก่อน

    Welcom fani

  • @kidanemusazigi8012
    @kidanemusazigi8012 9 หลายเดือนก่อน

    Welcome

  • @meleymeley8215
    @meleymeley8215 9 หลายเดือนก่อน

    Welcome fani

  • @Gghagos2
    @Gghagos2 9 หลายเดือนก่อน

    ቃዛ ናብ ሓሙኽሽቲ ተቐይራ'ላ

  • @habenfissehaye3808
    @habenfissehaye3808 9 หลายเดือนก่อน

    Good Job Fani

  • @alialimahmud3824
    @alialimahmud3824 9 หลายเดือนก่อน

    Etom demxi teblu zelakum eznikum Update gebaruwo

  • @iniesta882
    @iniesta882 9 หลายเดือนก่อน +1

    Hamas beal eya nger dela

  • @user-lo3hi4fn8z
    @user-lo3hi4fn8z 9 หลายเดือนก่อน

    ድምጺ

  • @RobelTesfa-tc7ke
    @RobelTesfa-tc7ke 9 หลายเดือนก่อน

    🤔🤔🤔🤔🤔

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 9 หลายเดือนก่อน

    Fnie ezi video zeytTqem Kab photo?

  • @michaelmichael3613
    @michaelmichael3613 9 หลายเดือนก่อน +1

    We stand with Israel 🇮🇱 ❤❤❤❤❤

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 9 หลายเดือนก่อน +4

    ሓማስ ብዓል ስረ ዓለም ሓሳዊት ሙካና ጹቡቅ ጌሩ ኢዩ ዝፈልጥ ዝመስል

    • @aweterirasta2968
      @aweterirasta2968 9 หลายเดือนก่อน +4

      ጸሊም ዓረብ ናይ ዓድና እስከ ስቅ በል ሓማስ ግብረ ሽበራውያን እመበር ሰብ ስረ ኮይኖም ኣይፍልቱን እስራኤል ጽቡቅ ገየርኩም እኹም ትፈልጥዋ ኣንቱም ጀልፋፋት

    • @MehariTeka-nh5sk
      @MehariTeka-nh5sk 9 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅😅😅

  • @smertadam6503
    @smertadam6503 9 หลายเดือนก่อน +1

    finan lekibat were hebu beka 🫏🫏🫏🫏🫏🫏🫏🫏🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮😭😭😭😭

  • @user-hq2bd4vp6v
    @user-hq2bd4vp6v 9 หลายเดือนก่อน

    Hayeee😂😂😂

  • @EyobFishaye
    @EyobFishaye 9 หลายเดือนก่อน

    Tem bel Afaf

  • @agosomagosom8730
    @agosomagosom8730 9 หลายเดือนก่อน +5

    ጸማማት ክትኮኑ ኣለኩም ዞም ድምጺ የለን ትብሉ ዘለኹም

    • @daniberaki8502
      @daniberaki8502 9 หลายเดือนก่อน

      ሕጂ እዪ ኣስተካኪልዋ ኣይነበራን ኣቀዲሙ😂

    • @asgedomberih3649
      @asgedomberih3649 9 หลายเดือนก่อน

      Aygermekan bay wegen xbuk alo

    • @titiafrica9154
      @titiafrica9154 9 หลายเดือนก่อน

      እዝኑኩም ኣሕጽብዎ ኢኩም።

    • @samikemey9241
      @samikemey9241 9 หลายเดือนก่อน

      kkkkk loqimax

  • @user-fp2py5ie5c
    @user-fp2py5ie5c 9 หลายเดือนก่อน

    No sound
    Fnan

  • @weredekidane1405
    @weredekidane1405 9 หลายเดือนก่อน

    Entay da dmxi zeyblu

  • @michaleemhasion3896
    @michaleemhasion3896 9 หลายเดือนก่อน

    Dmxi yelen

  • @user-fz4yi7xn3y
    @user-fz4yi7xn3y 9 หลายเดือนก่อน

    3 ኺኖንት ዓልም ጂሚሩ ዘይትብለና ድኣ እሞ ሓቢቢ

  • @heri3588
    @heri3588 9 หลายเดือนก่อน

    ሞሳድ ጽቡቕ ጌሩ ይፈልጥ ኔሩ'ዩ። ነቲ ጓይላ ሓማስ ንኽጅምሮ ግን ፈቒድሉ

  • @jetlicrist4261
    @jetlicrist4261 9 หลายเดือนก่อน +2

    ወተሃደራት እስራእየል ብፍላይ እተን ኣዋልድ ኣብ ቲኩቶክ እየን ዝዉዕላ
    ስለዚ ከኣ ከቢድ ዋጋ ከፊሎም

    • @lovejlk5351
      @lovejlk5351 9 หลายเดือนก่อน +1

      እዚኣስ ሓቅካ 😂😂

  • @omerabdu8183
    @omerabdu8183 9 หลายเดือนก่อน

    Fanan kahafu

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 9 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🙏🙏🙏

  • @user-mm7gv9rl8p
    @user-mm7gv9rl8p 9 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ እከይ ዝሓስብ ናይ ኢዱ ክረክብ ግድን እዩ በቲ ኮይኑ በዚ ግን ነቶም ቀልቢ ዘይ ገበሩ ህጻናትን ዕድመ ዝደፍኡ ኣረጋውያንን ኣብዚ ዘይ ሓሰብዎን ዘይተጸበይዎን ሓደጋ ወሪድዎም ዘሎ ፈጣሪ ንዕኦም ክብል ሰላም የውርደሎም ከማይ የዝሕሎ
    እዞም ዓለም ፈጣሪ ከም ዝውንና ዘንጊዕኩም ሕማቅ ትጽሕፉ ዘለክም ግን በጃክም ስራሕ ፈጣሪ ይዓቢ ወይ ስቅ በሉ ወይ ድማ ሰላም የውርደሎም ኢልኩም ተመነዩ
    ፍናን ሓውና ግን ነቲ ዘሎ ከም ዘለዎ እዩ ዝቅርብ ዘሎ እንበር ንሱ ዝኣጎዶ ሓዊ ኣይኮነን ንፍናን ታይ ግበር ትብልዎ ዜና እዩ ዝህብ ዘሎ
    ብዝተረፈ ከም ንብረት ዕዳጋ ኣብ ዓለም ተበቲና እና ሃለና ሕማቅ ካብ ምምናይን ምጽሓፍን ንቆጠብ
    ሰላም ንህዝቢ ኢስራኤል ሰላም ንህዝቢ ፍሌስጤም ኣምላክ ንክሎ ህዝቢ ዓለም ፍቅሪ የውርደሉ
    🙏🙏🙏

  • @jimikarter5115
    @jimikarter5115 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkk ayhud kem zenekuka aytflten eka mish lokmax

  • @teseyob5844
    @teseyob5844 9 หลายเดือนก่อน

    Dmxi yelon

  • @hagoshaile4397
    @hagoshaile4397 9 หลายเดือนก่อน

    እዛ October እንበር ዶ ኸ ጥዒቲ ወርሒ ኢያ፡ ዓመት መጸ እዛ ወርሒ እዚኣ ጽቡቕ ዘይሰማዕኩላ

  • @kidanemusazigi8012
    @kidanemusazigi8012 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ካብቲ ኩሉ ዝገርመኒ እዚ ኩሉ ክግበር ስልያ ኢስራኤል ኣበይነሩ ዶዘር ገሮም ክሰብ ድብ ዝከፍቱ እቶም ወተሃደራት ከ ኣበይ ነሮም 24km. ክስብንዉጢ ኣትዮም ስብል ሒዞምክሳብዝኸደ ፈጺሙ ምርዳእ ኣብዩኒ ኣሎ

    • @lovemama7634
      @lovemama7634 9 หลายเดือนก่อน +2

      ብፍላጥ ስቅ ኢላቶም ትኮን
      ምክያቱ ኣብ ሓይላ ስለትኣምን ዓለም ድማ
      ኣብ ጎና ንክስለፋ ኣሸበርቲ ዓረብ ወሪረናኒ ተሓታቲት ኣይኮንኩን ንክትብል ትኮን ይብል ምክንያቱ ምስ ሓይልካ ውዕልን ብፃይን ኣገዳሲ ስለዝኮነ , ተወሪራ ኢለን ድማ ድሮ ምዕራባውያን ምሳኣ ተሰሊፈን ኣሜርካ ድማ ስጉምቲ ጀሚራ ነዚ ረብሓ ንምርካብ ከይኮነ ኣይተርፍን አንበር አሰራኤል ትኣክል ሸኪዓ ክበሃል ኣይከኣልን ይብል ኣነ

  • @RobelTesfa-tc7ke
    @RobelTesfa-tc7ke 9 หลายเดือนก่อน +1

    🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samonsamonmogos7721
    @samonsamonmogos7721 9 หลายเดือนก่อน

    ገና ክክክክክክክክክክክ

  • @imperialsaleh265
    @imperialsaleh265 9 หลายเดือนก่อน

    Hasawi natka giberrrrrrrrr!!

  • @abusalehkilkal1977
    @abusalehkilkal1977 9 หลายเดือนก่อน

    😜

  • @user-gw4fj9ij6j
    @user-gw4fj9ij6j 9 หลายเดือนก่อน +1

    At least 100,000 flistem demom kste eyu

  • @gerezeru8665
    @gerezeru8665 9 หลายเดือนก่อน +2

    Ata qomal hasawi tigraway

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብከመይ ድምጺ የለን ትቡሉ ኣለኹም, ኣነስ ጽቡቕ ድምጺ እየ ዝስምዕ ዘለኩ, ነዞም ብጸርፊ ነዚ ቪደኦ ምርእስያ ዝጀመርኩሞ ከይከውን ድምጺ ዝጥፍኦ ዘሎ 😂😂

  • @amanuelhadgembes5478
    @amanuelhadgembes5478 9 หลายเดือนก่อน

    ድምጺ የለን ፍናን

  • @MohammadIdris-mu5hf
    @MohammadIdris-mu5hf 9 หลายเดือนก่อน +1

    KKK Ata dongerw Akame wdei sharmotai Arget

    • @akberetkidane7358
      @akberetkidane7358 9 หลายเดือนก่อน

      Jeljal asliamayn temenn hade eyom

  • @chelesolo2762
    @chelesolo2762 9 หลายเดือนก่อน +1

    Forza Israel 🇮🇱 ❤ ♥.

    • @eriboy1145
      @eriboy1145 9 หลายเดือนก่อน

      0 iQ aken eti zhasbo rieska nusu eka tezaribka

  • @user-qs1mt1nl3e
    @user-qs1mt1nl3e 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ በይነይ ድዩ ድምፂ ዘይብሉ 😢😢😢😢

    • @daniberaki8502
      @daniberaki8502 9 หลายเดือนก่อน +1

      ሕጂ ፈትንያ ይሰርሕ ኣሎ

    • @titiafrica9154
      @titiafrica9154 9 หลายเดือนก่อน

      እዝና ካኽዓዮ፡ኢካ።

    • @samraysamray6589
      @samraysamray6589 9 หลายเดือนก่อน

      Ya ab beynka eyu wey kab mobaylka key kowun

  • @user-gm3ry2lk3z
    @user-gm3ry2lk3z 9 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ

  • @user-ft1gd8zk2r
    @user-ft1gd8zk2r 9 หลายเดือนก่อน

    hasawi agame

    • @user-el7yo3pt5f
      @user-el7yo3pt5f 9 หลายเดือนก่อน

      ንስኻ ከ ተረፍ ደርጊ

    • @user-ft1gd8zk2r
      @user-ft1gd8zk2r 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-el7yo3pt5fagame ko ketershu fuee dergi eka guna neskum ke terrf gitachew bedequkem texawitu mes abi truset yegeber alo yhizen leli eiseyas bedilkum

    • @user-el7yo3pt5f
      @user-el7yo3pt5f 9 หลายเดือนก่อน

      ሙትሩስ ኣነ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽብቅ ኣራያ እዩ ዘለኒ ከም ባል ንስኻ ግን ህዝቢ ትግራይ ክጠፍ ድስ ስለ ዝብለኩም ምክንያቱ ባርያ ስርዓት ህግደፍ ስለዝኮንኩም ወዲ ተደርቢዩ ዝጸነሒ ተረፍ ደርጊ ቁሉውላው መንነት ዘለኩም ኢኹም ባዓል ንስኻ ሙቱርስ

    • @user-ft1gd8zk2r
      @user-ft1gd8zk2r 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-el7yo3pt5f aytehedem eba nebealka areaya aleni aytbel nebealka agame tegrawy eika lemani reshe

    • @user-el7yo3pt5f
      @user-el7yo3pt5f 9 หลายเดือนก่อน +2

      @@user-ft1gd8zk2r ጋሓፍ ይመስለካ ይከውን ንዓኻ ዳኣ

  • @MebrahtomYemane
    @MebrahtomYemane 29 วันที่ผ่านมา

    ብሰንኪ ቱርኪ ኢራን ናብ ዘይፈልጥዎ ሞት ኣቲዮም ኣለው ሓማስ ጉጀለ ሽበራዩ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 9 หลายเดือนก่อน +3

    በዚ ኵነታት ጎንጺ ኣብ እስራኤል ብዙሓት ኤርትራውያን ኣባላት ህግደፍ ናብታ ዘፍቅርዋ ሃገር ተመሊሶም ፡ ኣብ ልምዓት ክሳተፉ መጸዋዕታ የቕርቡ ኣለዉ። እዚኦም በቲ ኣብ ሃገረ እስራኤል ዘጥረይዎ ሞያን ትምህርትን ንወደብ ዓሰብ ክሃንጹን ከምኡውን ክከላኸሉን ስለ ዝኽእሉ ኣብ ወደባት ዓሰብን ዳህላክን ተመዲቦም ብዙሕ ከድምዑ ይኽእሉ እዮም።
    እዞም ኣብ እስራኤል ዘለዎ ኣባላት ህግደፍ ጽኑዓት ስለ ዝኾኑ ናብ ኣሜሪካ ካናዳ ወይ ኣውሮጳ ናይ ምኽያድ ድሌት ስለ ዘይብሎም ፡ ክቡር ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብዝኾነ ይኹን መገዲ ቀዳምነት ተዋሂብዎም ፡ ብግብጺ ወይ ዮርዳኖስ ኣቢሎም ብዝቐልጠፈ ናብታ ናይ ሰላምን ርግኣትን ዝኾነት ኤርትራ ክምለሱ ምትሕብባር ይገበረሎም። (Joke of the week)

    • @filimonkesete4534
      @filimonkesete4534 9 หลายเดือนก่อน +1

      Pls nebsa ktlet kygbru eri iytblom 😂

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 9 หลายเดือนก่อน

      @@filimonkesete4534 kkkk ... እዞም ኣብ እስራኤል ዘለዎ ኣባላት ህግደፍ ጽኑዓት ስለ ዝኾኑ ናብ ኣሜሪካ ካናዳ ወይ ኣውሮጳ ናይ ምኽያድ ድሌት ስለ ዘይብሎም ፡ ክቡር ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብዝኾነ ይኹን መገዲ ቀዳምነት ተዋሂብዎም ፡ ብግብጺ ወይ ዮርዳኖስ ኣቢሎም ብዝቐልጠፈ ናብታ ናይ ሰላምን ርግኣትን ዝኾነት ኤርትራ ክምለሱ ምትሕብባር ይገበረሎም።

    • @user-nb8cy2tk5u
      @user-nb8cy2tk5u 9 หลายเดือนก่อน

      ቆማል ዱኩም ባርያ

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 9 หลายเดือนก่อน +1

      @zegdagmawi275
      ናይ በሓቂ ጽብቅቲ( joke) እያ😅😂

    • @user-sx2wi1js3w
      @user-sx2wi1js3w 9 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክክክክክክኮኮ

  • @fitsumgmailcom
    @fitsumgmailcom 9 หลายเดือนก่อน

    Palistine ab zeinatat atiya tray ekul eyu gin mis israel ketima gin ayewatsan u,hiji nehele mai,gas,electric yelen emo hiji do yhaish

  • @fitsumgmailcom
    @fitsumgmailcom 9 หลายเดือนก่อน

    💪💪💪💪💪💪🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇲