ሓማስ ብኸመዩ ንቴክኖሎጅን ስለያን እስራኤል ክሰብሮ ክኢሉ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 64

  • @user-pp4kv2qf1g
    @user-pp4kv2qf1g 9 หลายเดือนก่อน +8

    ዓሻ ኢካ ሓወይ ይመስለካዶ ይከውን ሞሳድ ደቂሱ እቱ ዕላማ እስራኤል ካልእ እዩ።

    • @andemariamtesfom9763
      @andemariamtesfom9763 9 หลายเดือนก่อน +1

      ጥፋኣትኩም ኣኪሉ እዩ ደቂ መሳፈሕቲ። ህጻውንቲ ሓሪድካ ድቃስ የለን። ክትጪፍጨፉ ኢኩም

    • @filimongebre8553
      @filimongebre8553 9 หลายเดือนก่อน +3

      ሞሳድ ሓማስ ከምዚ ሱጉምቲ ክወስዱ ማራ ኢዮም ዝደሊዮ ማለት ዝደሊዎ ካልእ ኢዩ መንግስቲ እስራኤል ከምዚ ሕጂ ዝገብርዎ ዘለዉ ምኽንያት ተጠቂሞም ዝወስድዎ ስጉምቲ ህላዉነቶም ስለ ዘውሕስ ግን ህዝቢ እስራኤልን ፍልስጠምን ግዳይ ኮይኖም ዝሕዝን ፈጻመ።

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you fnan for this program 💙💙💙💙💙💙

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 9 หลายเดือนก่อน +11

    ሕጂ ዶ ክንሕሱ ኮይና ወላ ድኣ ኣማኒ ኽርስትና ይኩን ፍልስጤማዊያን ሜሬቶም ተሓዲጎም ኢዮም በቲ ሕብረት ዓለም ዝሃብዎ መሰረት ኣብ 1947 ክጸድቅ ነይርዎ ግን እንታይ ይገበር ኤሜርካ ምስ ኮራኩራ ግን ምስ እስራኤል ኢየ ወጊነን ዘለዎ

    • @letinaabay6991
      @letinaabay6991 9 หลายเดือนก่อน +1

      ክልትኦም ኣሕዋት ኢዮም ናይቲ ናይቲ ክትብል ኣይይክእልን ኢካ

  • @user-fv3re5tc6k
    @user-fv3re5tc6k 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዓፍናቕ ጉሓፍ ጉዳይ ትግራይካን ኣእዱግካን ዘይገብር፡ ፈላጥ ክትምርስል ትደሊ።

  • @dekiweldemicheal9579
    @dekiweldemicheal9579 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks fani hawey gn dmxika btami tehut koynu

  • @dessuable
    @dessuable 9 หลายเดือนก่อน +7

    ጽቡቅ ትንታነ ፍናን፡ ኣጆኻ በርትዕ

    • @tewieschanel6242
      @tewieschanel6242 9 หลายเดือนก่อน

      Werena😅

    • @dessuable
      @dessuable 9 หลายเดือนก่อน

      What do you mean?

  • @harunaman2018
    @harunaman2018 9 หลายเดือนก่อน +9

    ምስ ሓቂ ደው ንበል 75ዓመት ዝተዓመፀ ህዝቢ ናይ ግዜ ጥራሕ ይኽውን እምበር ንቃልሲ ሓርነት ክም ዝለዓለ ግድን እዮ

  • @ruta9452
    @ruta9452 9 หลายเดือนก่อน +2

    Good job fani hawey

  • @Kablomixbah
    @Kablomixbah 9 หลายเดือนก่อน

    Keep up fine abi seb ❤

  • @tesfamariamabreha9670
    @tesfamariamabreha9670 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks fani

  • @alialimahmud3824
    @alialimahmud3824 9 หลายเดือนก่อน

    Abzia hiji melekti zay kona tewegn aleka meslani fenan hawey
    Anen nesekan tezaribna nemxo lawti yelan atahasasbana gen temazazen ena😊😊😊😊😊😊

  • @kubromfutuwi8983
    @kubromfutuwi8983 9 หลายเดือนก่อน

    Emo MIs Esrael zeygetema dika

  • @SamiSami-fd7bu
    @SamiSami-fd7bu 9 หลายเดือนก่อน

    Nice fani keep going

  • @berhanegebremicael9459
    @berhanegebremicael9459 9 หลายเดือนก่อน

    Dew ilu zishein
    Cof ilomyom zichenu mesleni

  • @user-ly3nq2ev2m
    @user-ly3nq2ev2m 9 หลายเดือนก่อน +2

    ፋኒ ጅግና

  • @AsmelashTesfamicael-mi4rk
    @AsmelashTesfamicael-mi4rk 9 หลายเดือนก่อน

    Sheltinet nay wardiya ayu dekisom. Klay fenji ayinberon

  • @Biniamgerezgiher
    @Biniamgerezgiher 9 หลายเดือนก่อน

    I stand with Israel 🇮🇱 💯 ❤️

  • @neimaafaidris9915
    @neimaafaidris9915 9 หลายเดือนก่อน

    American ferihen

  • @jambolala7945
    @jambolala7945 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዬም ኪፑር አይኮነን ሲምካት ቶራ ብሉይ ኪዳን አመት ሙሉእ ተነቢቡ ናይመዳኣታ መአልቲ እዩ

  • @neimaafaidris9915
    @neimaafaidris9915 9 หลายเดือนก่อน

    Higie Israel selezmotu alem wxwax ella 75 amet kmotu filstim abey nerom xemam eznie ebom xke ellom 1 Israel entemoytu yerabhwo hasowtie bdem seb yxawotu allwu

  • @ismaelomer9997
    @ismaelomer9997 9 หลายเดือนก่อน

    abzi alke haswy tigrawy sakel manan kebl fo

  • @Shiden9
    @Shiden9 9 หลายเดือนก่อน +2

    ከም ኢስራኤል ትመስል ሃገር ክንምስርት ኣለና

    • @saidshifa2387
      @saidshifa2387 9 หลายเดือนก่อน

      Seb nktqetil dika tehantika
      Nselam da zemir kunat seb u zwesid

  • @user-nu9fw8kd5w
    @user-nu9fw8kd5w 9 หลายเดือนก่อน

    መራሕቲ ዌስት ባንክ ግን ምስ ሓማስ መራሕቲ ቃዛ እንታይዩ ፍልልዮም ብሓባር ሃገር ክምስርቱ ውን ኣይክእሉን

  • @filifili3319
    @filifili3319 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ናትካ ቪድዮ ዝዝጸልኦ እኮ ኣድቨርታይዝ ስለ ተብዝሓሉ ኢዩ

    • @daniel7-kq4yr
      @daniel7-kq4yr 9 หลายเดือนก่อน

      Adver tayz ko etom dayotub eyu ab seting atika dew ablo

    • @mikelebaraki5269
      @mikelebaraki5269 9 หลายเดือนก่อน

      @@daniel7-kq4yr ያ ኣብ ምንታይ ደው ይብል ባ ንገረና 🙏

  • @samonsamonmogos7721
    @samonsamonmogos7721 9 หลายเดือนก่อน

    🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇺🇸🇮🇸🇮🇱🇮🇱🇮🇱

  • @-877
    @-877 9 หลายเดือนก่อน +1

    Awetttt Israel 🇮🇱 zeyterf eyu . God bless Israel ❤❤❤❤

  • @Merana10632
    @Merana10632 9 หลายเดือนก่อน

    God bless 🇺🇸

  • @alimohamed-qr9lj
    @alimohamed-qr9lj 9 หลายเดือนก่อน

    Dilay kum geberu kiti ewet iya

  • @estifanmehari4158
    @estifanmehari4158 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሓማስ ንሞሳድ ዝሾወዶ ብሓደ ነገር ዩ ንሱ ድማ ሓማስ ንነዊህ እዋን ሮኬት ካብ ምውንጫፍን መጥቃዕቲ ካብ ምግባርን ኣቓሪጹ ኣብ ቁጠባ ዘድሃበ ኣብ ቃዛ ዝቕመጡ ፍልስቴማውያን ኣብ እስራኤል ናይ ስራሕ ኦድል ክውሃቦም ድፕሎማስያዊ ርክባት እዩ ክገብር ጸኒሑ ንዝሓለፈ 5 ዓመታት
    በንጻሩ ጁሃድ እልሳሚ ዝብሃል ኣብ ቃዛ ዝርከብ ካልእ ውድብ ኢዩ ናብ እስራኢል መጥቃዕቲ ክፍኑ ጸኒሑ ኣብ ቃዛ 2 ዕጡቓት ኢዮም ዘሎው እስራኤል ናብዚ ጃሃድ እስላሚ ዝባሃል ውድብ ኢያ ኣተኪራ ክትካታተል ጸኒሓ እዚ ካኣ ንሓማስ ጽቡቅ ናይ ምድላው ኣጋጣሚ ኮይንዎ ጸኒሑ ኣብ ዚ ውሽጢ 5 ዓመታት ዝረኸቦ ዕድል ኢዩ ክሳብ ክንድዚ ክዳሎ ኪኢሉ እዚ ካብ ፖሎቲኬናታት ኢስራኢል ዝወጽእ ዘሎ ትንታነ ዩ ፍናን ዓቢ ሳብ

  • @user-eq7gu4hh4w
    @user-eq7gu4hh4w 9 หลายเดือนก่อน

    Fnan de mafotateka rakibka

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 9 หลายเดือนก่อน

    ዓረብ ዘረባ ኢንበር ሓይሊ የብሎሚን ኢስራኤል ፡ዓረብ ኣምላኽ ድፈልጡ ተኮይኖም ኢስራኤል ኣምላኽ ኢያ

    • @user-qj4mu6qs6w
      @user-qj4mu6qs6w 9 หลายเดือนก่อน +1

      በቃ ድሑር።ኣምላኽ ተኮይና ዳኣ ስለምንታይ በይና ዘይትምክት!ኤመሪካ ታይ ክትዓብስ ናብ እስራኤል መራኽባ ተጸግዕ ኣላ?

    • @Halamadr146
      @Halamadr146 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-qj4mu6qs6w ኣስላማይ ደኣ ኮንካ ኢበር ኣምላኽ ኢዩ ሓጋዚ ድሰደልካ ኣምላኽ መጽዩ ኣይዋጋልካን ኢዩ ዘልዛል

    • @user-qj4mu6qs6w
      @user-qj4mu6qs6w 9 หลายเดือนก่อน

      @@Halamadr146 ነቶም ዓረብከ መን ድዩ ፈጢርዎም ኣምላኽ'ዶ ኣይኮነን?ኣይ ሓበሻ ድሑራት ፎእእ።በቃ ኣብ ድሕረት ድንቁርና ሃይማኖት ዕንኪሊል ክትብሉ ክትነብሩ ፎእእ ብድጋሜ።

    • @user-qj4mu6qs6w
      @user-qj4mu6qs6w 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@Halamadr146 ዳሓር ካኣ ኣነ ክርስትያን እየ ዘይ ሃይማኖተይ ኣይተሰክመኒ ተጠንቀቅ።

    • @Halamadr146
      @Halamadr146 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-qj4mu6qs6w ok sorry

  • @filmonokbai1957
    @filmonokbai1957 9 หลายเดือนก่อน +6

    🇮🇱🇮🇱✌️💙

  • @RobGhi
    @RobGhi 9 หลายเดือนก่อน

    Ezi nay jantila video fake broo

  • @bejahizbi2763
    @bejahizbi2763 9 หลายเดือนก่อน +4

    አንታ እዞም ብዘየገድስ ክርስትያን ስለ ዝኾንኩ፣ አይርኢ አይሰምዕ ንስራኤል እየ ዝሕግዝ ዝብሉሲ፣ ንኽርስቶስ ዝሰቐልዎ ዩህዳውያን ምዃም ይፈልጡ ድዮም ?

    • @yoni8181
      @yoni8181 9 หลายเดือนก่อน +5

      ዓጀውጀው ኣይትበል ዓጃው

    • @dessuable
      @dessuable 9 หลายเดือนก่อน +2

      ኣይሁድ ንክርስቶስ እንተዘይሰቅልዎ ድሕነት ኣይምረከብካን ክርስትያን ኢየ ክትብል'ውን ኣይምኸኣልካን። ትርጉም ናይ ክርስቶስ ምምጻእ ንድሕነትካ ኢዩ ኔሩ። እስልምና ቅኑዕ ኢዩ ትብል እንተኬንካ ትማሊ ብኣይሲስ ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ኣብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ዝሓረድዎም ዘክር። እስልምና ናይ ሰላም እምነት እንተዝኸውን ናይ ስዑድያ ባንዴራ ሴፍ ኣይምሃለዋን። ሴፍ ይቀትል እምበር ድሕነት ኣይከውንን።

  • @SelamSharon
    @SelamSharon 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣታ ዓፍናቕ ካብ ዓንተቦ ኮ ከምዚ ስለ ተምጽእ ዝነበርካ ኢና ኮ subscribe ገርናልካ, ሕጂ 'ናብኣ ተመለስ ክንምለሰካ, ከምዚ ዩ ፋቻካ,

    • @senaytesfaldet9404
      @senaytesfaldet9404 9 หลายเดือนก่อน +1

      Kkk... Anbesit wela ane hji yeatu aleku dehrii 1amet

    • @letinaabay6991
      @letinaabay6991 9 หลายเดือนก่อน

      ኢንታይ ገርክን ኣየ ናይ ሰብ ነገር

    • @Fache.
      @Fache. 9 หลายเดือนก่อน

      😂

    • @mbyoungboy1316
      @mbyoungboy1316 9 หลายเดือนก่อน

      Ehi nay hagerki xegem ke ktseme aytdelyun malet du? Barya

    • @naizghitsegay4580
      @naizghitsegay4580 9 หลายเดือนก่อน

      Nay adka mzrab gdefo dyu zkewn zelo.

  • @kingmessi8101
    @kingmessi8101 9 หลายเดือนก่อน

    🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱

  • @bejahizbi2763
    @bejahizbi2763 9 หลายเดือนก่อน +6

    ከማኻ ዝተበደለ ህዝቢ ፍልስጤም ገዲፍካ፣ ከመይ ገርካ ኢኻ ምስቶም በደልቲ አብ ጎንም ኮንካ፣ፍልስጠማውያን ጽቡቕ ኮኑ ትብል። ዕጽዋን ክባን ድብደባን አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ትቃወም እንተነርካ ፣ ከመይ ኮይኑ ዩ አብ ልዕሊ ፍልስጠማውያን ቅቡል ኮይኑ። አብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ እስራኤል ምስ ጸላእትና ኮይና ንህዝቢ ኤርትራ ከተጽንት ኮላ፣ፍልስጠማውያን ዮም አብ ጎንና ዝነበሩ። ካብ መአስ ዪ ኸ ናይ ፖለቲካ ምንዝርና ዲፕሎማሲ ኮይኑ። ሕጅስ መጻኢት ኤርትራ ከተሰክፈኒ ጀሚራላ። መሪሕ ውልቀ ሰባት ዘይኮኑ ፣ መሪሕ ውድብ የድልየና ሎ።

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 9 หลายเดือนก่อน +1

      ነዞም ቆልዓ ሰበይቲ ዝሓርዱ " "ሓማስ " ምድጋፍ ገበን እዩ ።
      ህዝቢ ፍልስጠም ግን ብዓለምለኻዊ ሕጊ መሰረት ፍትሒ ( መሰል ርእሰውሳነ ) ክወሃቦ ይግባእ ።