ሃገራት ዓረብ ዘስገደ ሰራዊት እስራኤል ብኸመይ ተመስሪቱ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 381

  • @samuelkubrom2830
    @samuelkubrom2830 3 ปีที่แล้ว +26

    ፍናን ሓወይ ብታኤም ጹቡቅ ትምህርቲ አዩ 👍ኣጆኻ በርትዓ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ትምህርት

  • @SenayGere111
    @SenayGere111 3 ปีที่แล้ว +76

    ፍናን ሓወይ ካብ ነዊሕ እየ ዝካታተለካ እሞ ትጻወቶ ዘለካ ታራ ብቀሊል ዝርኤን ዕሽሽ እልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን። ሓደ ካብቶም ባዓል ሓቦን ወሳንን ኣፍራይን ኣንቃሕን ሰብ ምኳንካ'ውን ውጺእት ስራሕካ እዩ ዝምስክሮ።
    ስለዚ ኣጆኳ ኣለና ኣብጎንካ ብዝሓት እካ ከማካ ኣፍሪካ።

  • @sedatbarkawi
    @sedatbarkawi 3 ปีที่แล้ว +20

    Israel 🇮🇱 for ever ❤️ orthodox Christian for ever ❤️ ❤️ ❤️ God save it's 🙏🙏🙏

  • @wedikeshi309
    @wedikeshi309 3 ปีที่แล้ว +29

    🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱💪ዓረብ ወጃብ ደኣ ንጹሃት ሰባት ቅተል በሎ እንበር ሚስ ኢስራኤል ዘይከዊን

  • @mgbeymeksen5578
    @mgbeymeksen5578 3 ปีที่แล้ว +79

    እስራኤል ክብሃል ሽማ ጥራይ የዘርጦም ዞም ኣዕራብ ግርም ይብለኒ ለካስ ብዘይ ምክንያት ኣይኮነን😂እስራኤል❤

    • @zufan4183
      @zufan4183 3 ปีที่แล้ว +3

      እወ ልክዕ ኣለኺ

  • @user-gh8yb1yd5f
    @user-gh8yb1yd5f 3 ปีที่แล้ว +112

    እዚኦም 4 ዲስላይክ ጌርኩም ዘለኹም ሰባት ተደናገጽቲ ሃገራት ዓረብ ምዃንኩም'ዩ

  • @hagerjj3767
    @hagerjj3767 3 ปีที่แล้ว +18

    ናይ ኢስራኤል ጅግንነት ከሰምዕ ከለኩ ሓንቲ ነገር ቕጅል ትብለኒ ። ንሳ ድማ ከመይ ጌርና ሓሳባትና ተላዋዊጥና አቲ ዘየራዳዳና ቀንጠ መንጢ ገዲፍና ኣብ ቐንድን ቀዳምነትን ሓቢርና ነንሰርሕ ።

    • @Drar18
      @Drar18 3 ปีที่แล้ว

      💪

    • @kokobawedi865
      @kokobawedi865 3 ปีที่แล้ว +1

      ከም ብዓል ፍናን ትግራይ ትግሪኒ ወይ ሞት እዳበሉ ከመይ ኣቢልና ክንስጉም

    • @user-wn8cm9oi5q
      @user-wn8cm9oi5q 3 ปีที่แล้ว

      😂😂Fnan edika hzika diy tarik iu zeqrb eumber abeyena gize seb kxaref rikayo Weysi ntegaru zeyxerefe ika delika ab wilq hiwetu ka kemdletu nska dxelekayo kxeli aytxebe

    • @user-wn8cm9oi5q
      @user-wn8cm9oi5q 3 ปีที่แล้ว

      😂emo lomi si bet qonqo ktwarze jemrika weleka da eber arab ktbl ziarebka qonqo zeyblka ziterefka eske tigrina abazahaya nabnet gereb entlna agirab nbl tigrina entlna ke entay nbl

  • @solomongabre7998
    @solomongabre7998 3 ปีที่แล้ว +5

    ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብካ ቀጽሎ እዚ ኩሉ ኣብ እስራኤል ተቀሚጠ ዘይ ፈለጥክዋ ሲ ብ ኣካ ፈሊጠያ

  • @user-hj8ud2ep2t
    @user-hj8ud2ep2t 3 ปีที่แล้ว +9

    ማንም ብሓይሉ ኣይመካሕ ምኽንያቱ እቱ ሓያል ሓደ ኣምላኽ ጥራይ እዩ
    እስራኤል ካዓ ጎይታና ዝተወለደላ ቅድስት ሃገር እያ ማንም ስብ ስላም ክነብር ዝደሊ ስላም ይነብር ፀጊቦ ክርስቲያን ክጥፍእ ወይካዓ ክቃልል ዝመፀ ተሳዒሉ ተደምሲሱ እዩ ዝተርፍ

  • @mhuraraya6048
    @mhuraraya6048 3 ปีที่แล้ว +2

    I always keep watching you dear fnan thank you for your precious lesson and history God bless you.

  • @user-ed9hd1vy5e
    @user-ed9hd1vy5e 3 ปีที่แล้ว +7

    ትዓወት ጎብዝ ፍናን ወዲ

  • @samitekle1117
    @samitekle1117 3 ปีที่แล้ว +8

    መን ኣሎ ኣብ 16.05.2021 ከምዚ ከማይ ዝርእያ ዘሎ።✈️✈️🔍👀

  • @meragebre6054
    @meragebre6054 3 ปีที่แล้ว +8

    እስራኤላውይን ምሕደራን ፍቅሪ ሃገሮምን ኣለዋም ካብ ብዙሓት ዓለም ዝተኣካከቡ ኽንሶም ግን ብሕጊ ተከባቢሮም ኢዮም ዝጎዓዙ

  • @user-mw2cj7sj9l
    @user-mw2cj7sj9l 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣታ ፋናን እዚ ድኣ እንታይ ሕቶ ደሊካሉ 🇮🇱🇮🇱🇮🇱 ❤❤❤

  • @mekonnenhaile9961
    @mekonnenhaile9961 3 ปีที่แล้ว +9

    ዝገርመኩም እቶም ፍልስጥኤም ትብሉ ያሲን ዓራፋትኮ ነጻ ሃገረ ኤርትራ ክትህሉ ኣይድግፍን ኢዩ ኔሩ ንሱን እቲ ምንቅስቓስ ውድቡን።

  • @user-ev3yr7gb3d
    @user-ev3yr7gb3d 3 ปีที่แล้ว +4

    💗💗💗🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱ክጽለል የ ብፍቅሪ እስራኤል

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 3 ปีที่แล้ว +4

    ብራቮ ፍናን ሓውና ከመይ ቀኒካ ርሑስ ኣውደኣመትን ርሑስ ሓዳሽ ዓመትን ትግበረልና ይግበረልካ ትህበና መሃሪ እዩ እሞ ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ከ ንመሃረሉ ጽፍፍ ስራሕካ በርትዕ ኣይ ትጥፈኣና ደ 👍🏿🇪🇷💪🏿

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 3 ปีที่แล้ว +11

    ሓይሊ ኣምላክ እዩ

  • @erilifemusic4420
    @erilifemusic4420 3 ปีที่แล้ว +2

    Ane isreal ye deleku king of king yom very smart yom deki isreal

  • @peacelove1806
    @peacelove1806 3 ปีที่แล้ว +11

    መሰረታዊ ነጥብታት ፡ ነቶም ኣብ ሃገርን መንነትን ዜግነትን ዝወጃበረኩም ሰባት፡
    /////////////////////
    ///ኤርትራ ን ኤርትራውያን ማለት፡ ኤርትራ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ኣህዛብ እንበር ናይ ዓረብ ወይ ኣምሓራይ ኣይኮነትን ማለት ኮይኑ፡
    እዚ ካኣ ኣንጻር ብሽፋን ኣራቢጣ ኣልስላምያ ከኣቱ ዝፈተነ ባዕዳዊ ዓረባውነትን ብሽፋን ኣንድነት ከኣቱ ዝፈተነ ኣምሓራውነትን ዝተበገሰ ሃገራዊ ዕላማ እዩ፡
    እቶም ኤርትራውያን ዝብሃሉ ኸ መን እዮም እንተ ኢልካ ካኣ፡ ተጋሩ (ትግርኛን ትግረን ዝቛንቆኦም) ብልየን ሳሆ ኩናማ ሕዳርብ ዓፋር ናራ እዮም፡
    እዚኦም ካኣ ገሊኦም ናይ ደቀባት ዋንነት ዘለዎም ገሊኦም ካኣ ናይ ዜግነት መሰል ዘለዎም እዮም፡
    ///ኤርትራ ን ኤርትራውያን ዝብል ሰልፊ ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም ኮይኑ ብቀንዱ ህዝቢ ኣከለጉዛይን ሰራየን ዝሳተፈሉ ዝነበረ ፡ ጸረ ዓረባውነትን ኣምሓራውነትን እዩ፡
    ///ድሕሪ ስነ ሞጎታዊ ቃልሲ ናይ ኣቦታትና ዝቐጸለ ዕጥቃዊ ሃገራዊ ቃልሲ፡ ኣብ 1969 ኣብ ዓላ ብ ሓርበኛ ስውእ ኣብርሃም ተወልደ ምስ ብጾቱ ተጀሚሩ፡
    ኣብ 1991 ካኣ ባዕዳዊ መግዛእቲ ብምጽራግ ሃገሩ ወኒኑ ተዛዚሙ፡
    እቲ ካብ 1961 ክሳብ 1968 ዘሎ ዓመታት ግን ሃገራዊ ዘይኮነስ ሃይማኖታዊ ናይ ምስልምና ዕላማ ንምትግባር ዝተራእየ ጅሃዳዊ ምንቅስቓስ እንበር ሃገራዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣይኮነን።
    ///ሃገራዊ መንነት ኤርትራ ኣግኣዝያዊ መንነት ኮይኑ፡ እዚ ካኣ ብ መሰረት ሕጊ ደቀባትን ብዙሓትን ዝጸድቕ መሰል እዩ፡ ኩሎም ነዚ መንነት እዚ ዝነብሩሉ ዘበሉ ካኣ ኣካሉ ይኾኑ፡
    ሃገራዊ ቋንቋ ትግርኛን ትግረን ኮይኑ፡ ካሎኦት ብሄራትና ካኣ መሰል ውሑዳን ዝህቦም ሕግን ክብረትን ይውንኑ፡
    ///ኤርትራ ሉኡላዊት ሃገር ኮይና ምስ ትግራይ ዘለዋ መንነታዊ ርክብ ይኹን ናይ ሓባር ዕጫ ኣብ ዝኾነ እዋን ኣይልወጥን፡
    ሓድነት ናይ ክልቲኡ ሸነኽ ህዝቢ ኣይስበርን፡ ሕብረት ኤርትራን ትግራይን ውን ኣብ ንቕሓት ተበግሶን ናይ ክልቲኡ ሸነኽ ዝድረኽ ኮይኑ፡ ትግባረኡ ካኣ ኣርባሕን ሕጋውን እዩ፡
    ///ሃይማኖታዊ ምድፍፋር ኣየድልን፡ ባዕዳዊ ቋንቋ ዓረብን ኣኽራሪ ሕጊ ሸሪዓን ግን ኣይፍቀድን፡ ካብዚ ወጻኢ ሃይማኖታዊ ምድፍፋር ፍጹም ኣይፍቀድን፡
    ///መንነትን ዜግነትን ኣዝዩ ዝተፈላለየ ኮይኑ፡ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሓባር ዜግነትን ዝተፈላለየ መንነትን ይውንን፡
    ኤርትራዊ መንነት ዝብሃል የለን፡ ኣግኣዝያዊ መንነት ዝብሃል ወግዓውነቱ ዘይተኸበረሉ ሃገራዊ መንነት ግን ኣለና፡
    ///ህዝብና ካብ ጥንቲ ሕጊ ዝነደፈ ኣብ ባይቶ ዝዳነ መሰል ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘኽብርን ዝሰምዕን ብ ኣውራጃዊ ቅርጺ ምሕደራ ዝናበር ኮይኑ፡
    እዚ ሓያል መንነትን መሰልን ንምዕቃብ ክብሪ ባይቶን ሕግን ኣውራጃታትና ምዕቃብ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ፡
    ///ዝኾነ ትግራዋይ ዜግነቱ ብዘየገድስ ኣብ ኤርትራ ይኹን ትግራይ ናይ ወደባት መሰል ኣለዎ፡
    ///ኣብ ኣርባዓታት ይኹን ድሕሩኡ ዝተኻየደ ቃልስና፡ ባዕዳውያን ንምጽራግ እንበር ሓድሽ መንነት ንምንዳይ ኣይኮነን፡
    መንነትና ካብ ጥንቲ ኔሩ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ ውን ይቕጽል፡ መንነትና ንምድሓን እንበር መንነት ንምንዳይ ኣይተቓለስናን፡
    // ኤርትራዊ ክትብሃል ን ትግራይ ምንጻልን ምጽላእን ኣየድልየካን እዩ፡ ንስኻ ዜግነትካ ኤርትራዊ እዩ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ኣላትካ፡ መንነትካ ካኣ ትግራዋይ ኮይኑ ኣካል እቲ ኣብ ደቡብ ትግራይ ዘሎ ትግራዋይ ብሄር ኢኻ፡
    // ኤርትራ ቅድም ኢላ ብ መረብ ምላሽን ምድረ ባሕርን ትፍለጥ ፡
    መረብ ምላሽ ማለት ሰራየ ሓማስየን ሰንሒት ክኸውን እንከሎ፡ ምድረ ባሕሪ ካኣ ምድረቡር ኣከለጉዛይ ሰምሃር ደንከል ምድረ ቡር ዓጋመን የጠቓልል፡
    ባሕረ ነገስታት ክብሃል እንከሎ ካኣ ፡ ብሓፈሻ ን ብሄረ ኣግኣዚ ዝምልከት ናይ ንግስነት ስያመ እዩ፡
    ////መንነትካ ፈሊጥካ ረብሓኻ ንምሕላው ምስ ዝኾነ ካልእ ባእስን ጽልእን ኣየድልየካን፡ ንነብስኻ ንምምሳል ኣይትፍራህ ን ካልእ ንምዕማጽ ካኣ ኣይትበገስ።
    ////////
    ንጹር ኣንፈት ንክህልወካ መባእታዊ ኣፍልጦ ኣብ ምውናን ክሕግዘካ እዩ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      Bravo! ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብር ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @hermonN
      @hermonN ปีที่แล้ว

      👏👏👏

  • @yaya-ts8ko
    @yaya-ts8ko 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks you fnaney jigna ♥

  • @zufan4183
    @zufan4183 3 ปีที่แล้ว +9

    ትግራይ ከም እስራኤል ተኸቢብ ታዓዊታ መሰስ ትብል ዓባይ ሃገር እያ።።ካልኤቲን ኣፍሪካዊትን እስራኤል ትግራይ

  • @filimondawit3239
    @filimondawit3239 3 ปีที่แล้ว +13

    ድምጽኻ ኣይትሓባእ fnan መምህረይ ኣፍልጠኒ በዚ ጡዑም ድምጽኻ ጌርካ

  • @Kidane13
    @Kidane13 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks bro

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 3 ปีที่แล้ว +1

    ሃይ ኩቡር ፍናን ሓውና ይበል ኣገላልጻ ኣብ እስራኤል ዘለካ ኣገላልጻ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝበለኒ ናይ ኩሉ ግዜ ተኻታታሊ መደባትካ የ ካብ መጠን ንላዕሊ ከኣ ደስ ይበለኒ!! ታሪኽ እስራኤል ምዝታዉ ማለት መጻኢት ኤርተራ ከም እስራኤል ጌርና ክንሃንጻ ትምነተይ ዩ ።ቀጽሎ ድማ ጽቡቕ ንመሃር ኣለና ፍልጠትካ የብዛሓዮ ንበረልና ኩቡር ሰብ ኢኻ ብሓቂ ።

  • @hulmeykigehadeyu4659
    @hulmeykigehadeyu4659 3 ปีที่แล้ว +3

    ፍናነይ ፍናን ከም ስምካ እስራኤል ኣናብስ እዮም

  • @wedinegash924
    @wedinegash924 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ኣብርሂሞ ዳኣ እገዳ ኣልዒሎምልካ ድዮም ክክክ ጽቡቕ መደብ ከም ወትሩ ዝዓርከይ

  • @siemiseyas7371
    @siemiseyas7371 3 ปีที่แล้ว +10

    ደቂ ሓሜ ከተዕብዶም ኢኻ ፡ ዘይደልይዎ ታሪኽ እናምጻኻ ፍናን ብዓል ንቁሕ ኣእሙሮ ።

  • @user-wb2qj4vv2o
    @user-wb2qj4vv2o 3 ปีที่แล้ว +6

    ፈናን ለባም እንኳዕ ብሰላም መጻካ 🙏

  • @aru9818
    @aru9818 3 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ መግለጺ እዩ fnan

  • @robeltielle2254
    @robeltielle2254 3 ปีที่แล้ว +1

    Amlak fltetka ybzahalka ♥️
    Fnan wedi Eri man,🇪🇷😍

  • @Desyesereke
    @Desyesereke 3 ปีที่แล้ว +3

    Eritrea 🇪🇷♥ Hagerna ab Israel 🇮🇱 bexhato dela mabale yebxhalna

  • @binyamyemane213
    @binyamyemane213 3 ปีที่แล้ว

    dank je wel bro

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael8644 3 ปีที่แล้ว +1

    Nice thanx

  • @user-di1bp5gf6b
    @user-di1bp5gf6b 3 ปีที่แล้ว +7

    ፋኒ ሕሉፍ መደባትካ ኣገዳስን መሃርን ስለ ዝኮነ ሓደ ድሕሪ ሓደ ኣብ ሳትላይት ግእዝ ሳት ጽዓኖ።
    NB:-መደባትካ ትሑት ድምጺ(volume) ስለ ዝኮነ ናብ ቲቪ ኣብ ትጽዕነሉ እዋን ድምጺ ወስከሉ።

  • @eritreansea5026
    @eritreansea5026 3 ปีที่แล้ว

    Yes brother you right God bless you

  • @desasiwtsga5093
    @desasiwtsga5093 3 ปีที่แล้ว +2

    Wellcom fani yes it is really Fani,
    Keep it ❤️❤️❤️❤️

  • @fekeriiyuementey6336
    @fekeriiyuementey6336 3 ปีที่แล้ว +2

    Welcome

  • @SimonMe2
    @SimonMe2 3 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome brother 🇪🇷😍

  • @user-yi7vn7kt3u
    @user-yi7vn7kt3u 3 ปีที่แล้ว +1

    ፍናነይ ኣገላልፃካ ማራ ኬፍ ሰለዝህበኒ ናፊቀካ ቀንየ

  • @fsehaissac2026
    @fsehaissac2026 3 ปีที่แล้ว +3

    Wellcome bro

  • @hanidestblmusikashmendi2191
    @hanidestblmusikashmendi2191 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና ፍናን ቢተቅርቦ መደብ ሕጉሳት ኢና from tgray

  • @tesmen3278
    @tesmen3278 3 ปีที่แล้ว +8

    ትንቢት ክፍጸም ናይ ግድን ስለ ዝኮነ ኢዩ ።
    # ከምዚ ይብል ቃል ትንቢት እቲ ሰባኪ
    እስራኢል ዓባይ እምኒ ክገብራ ኢየ እታ እምኒ ዝወደቀቶ ክስበር ወይ ውን ናብቲ እምኒ ዝወደቀ ክስበር ኢዩ ይብል ። # ኣብ ካልእ ስፍራ ከኣ ከምዚ ይብል #ትንቢት ኢሰያስ 17፥3
    3 እምባ ኻብ ኤፍሬም፡ መንግስቲ ኸኣ ካብ ደማስቆ፡ ትርፊ ሶርያውን ኪጠፍእ እዩ። ከም ክብሪ ደቂ እስራኤል ኪዀኑ እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።
    ኣብ ካልእ ስፍራ ከኣ ከምዚ ይብል
    #ትንቢት ኢሰያስ 60፥10 ብዂራይ ወቒዔኪ፡ ብለውሃተይ ግና ምሒረኪ እየ እሞ፡ ደቂ መጻእተኛታት ንቐጽርኺ ኺነድቅዎ፡ ነገስታቶም ከኣ ኬገልግሉኺ እዮም።
    11-12 እቲ ዘይግዝኣኪ ህዝብን መንግስትን ኪጠፍእ፡ እወ፡ እዞም ኣህዛብ ብጥራስ ኪጸንቱ እዮም እሞ፡ ሃብቲ ኣህዛብ ምእንቲ ኼእትውልኪ፡ ነገስታቶም ድማ ተዐጅቦም ኪኣትውኽስ፡ ደጌታትኪ ዂሉ ጊዜ ኽፋት ኪኸውን፡ ለይትን መዓልትን ኣይኪዕጾን እዩ።
    ዋላ ደኣ ብክፋቶም ምክንያት ይቅጽዓዮም እምበር ኣብቲ መወዳእታ ዘበን ብ መሲሕ ክኣምኑ ኢዮም ዝበዝሑ እዚ ከኣ ብ ኣቦታቶም ዝተዛረቦ ትንቢት ክፍጸም ናይግድን ኢዩ

    • @priceafrica4697
      @priceafrica4697 3 ปีที่แล้ว

      Tebete tetemnika be akale ketgebero kelka eyu tebet eritrea keme bale sebahate aframe men keme eritrewian 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷abe geberi eya

  • @johnabrehely9093
    @johnabrehely9093 3 ปีที่แล้ว

    Wall come nay Israel’ ke same kulu gezi hages yekweni Fnan hawey tnx 🙏🌍🍇💋❤️

  • @Eritreanp
    @Eritreanp 3 ปีที่แล้ว +5

    🤝👂👂🙏🏽❤💓💚❣️

  • @user-jt7pg7st9s
    @user-jt7pg7st9s 3 ปีที่แล้ว +22

    ብዱሮናት ንሰራዊት ትግራይ እንዳደብደበትስ እዚ ኽሉ ወደሳ?እስራኤል ሃልያ'ኸ እንታይ ኢያ ክትዓብሰልና.ኣብ እስራኤል ኣለና:በራዩ ረሰሓት ኣፍሪቃ ጸለምቲ እንዳበሉ የሳቅዩና ኣለው እንበር ከምዚ ንስኩም ትብልዎ ኣይኮነን.

    • @zemhireteman5353
      @zemhireteman5353 3 ปีที่แล้ว +2

      Mesikaya da imo indkha imo resaha selim kemom zeyt kewn izi wedesa zey kone ziserhwo tarikhi iu biray

    • @robi7719
      @robi7719 3 ปีที่แล้ว +3

      እሞ ታርክ ዩ ኮ ዝገልጽ ዘሎ ክክክክክክ

    • @user-ue2jd9qz9z
      @user-ue2jd9qz9z 3 ปีที่แล้ว +3

      ድሮናት ናይ ኢማራት ዓረብ እምበር ናይ እስራኤል ኣይሰማዕናን። ኣይትሓሱ ተጋሩ ውን ንኢማርት እዮም ዝኸሱ ዘለዉ

    • @danielresom6052
      @danielresom6052 3 ปีที่แล้ว +2

      Ykreta bgele 2 sebat zblwo zeykone zgedseka. eza hager abey nera kemey ela ke abzi bexiha nhna ke kemey kemzi nata zeynkewn u eti hasab bulux

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-sj8il1bx9s Behaki zhawey enjera alem bela

  • @kokobawedi865
    @kokobawedi865 3 ปีที่แล้ว +9

    ታሪኽ ኣቦታትካ ህዝባዊ ግንባር ዉን ካብዚኦም ዘይ ሓምቅ ምኻኑ ኣዘንቱ ኢኻ

  • @brhanetesfay7745
    @brhanetesfay7745 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcome great Man ❤️❤️❤️

  • @merhawiflorida666
    @merhawiflorida666 3 ปีที่แล้ว

    Thank you fani hawna

  • @terhasyebarkan9995
    @terhasyebarkan9995 3 ปีที่แล้ว

    ትክክል ኣለኳ

  • @yemaney7236
    @yemaney7236 3 ปีที่แล้ว +3

    I have a question did you stop from broadcasting daily news or what I didn’t see any since the new year eve right????

  • @Samuelsemere74
    @Samuelsemere74 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ፣የ ዘድንቀካ ፋኒ ❤

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 ปีที่แล้ว

    እዞም ባራዩ ናይ ዓረብ ረሳዕዬም ፋኖ ጅግና

  • @merhabachannel9922
    @merhabachannel9922 3 ปีที่แล้ว +1

    Good job keep raising

  • @harhentube7150
    @harhentube7150 3 ปีที่แล้ว

    Well Come back Finia. Ashakilkana kenika. I hope kulu selam kekonelka!!

  • @Rahel248
    @Rahel248 3 ปีที่แล้ว +1

    Ans ab isreal 8 amet tekmit knsey walahanti nay isreal keyfeltku eye wetsiye thanks fnan long live isreal 💓👍💓🎁

  • @danibelay3138
    @danibelay3138 3 ปีที่แล้ว

    Nice job fnan wedi

  • @peacelove1806
    @peacelove1806 3 ปีที่แล้ว +2

    Welcome ፍናን ሓወይ

  • @hanietatesfazion8012
    @hanietatesfazion8012 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀኔልና ፍናን

  • @wedigalowedigalo9272
    @wedigalowedigalo9272 3 ปีที่แล้ว

    ያኣ ፍናን ትደጋግመና ኣልካ

  • @kbromyohans5776
    @kbromyohans5776 3 ปีที่แล้ว

    ትግራይ

  • @kibromgoitom4044
    @kibromgoitom4044 3 ปีที่แล้ว

    Welcome fani hawey 😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉💥💙

  • @user-yh1vg4kv4n
    @user-yh1vg4kv4n 3 ปีที่แล้ว +1

    Fani Bro wetru Blux❤❤❤❤💯

  • @eritreansea5026
    @eritreansea5026 3 ปีที่แล้ว

    Yes yes yes you're right brother God bless you God bless Israel. 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @jesusistliebe106
    @jesusistliebe106 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcome fani wetru bulux seb

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

    Fnan wedi tom jeganu kab kedemom son of biteweded mussie Tesfamicale okbagber Yemane Abraham tewelde reda we are so proud of you from bright future movement young boy thanks

  • @muluhagos3359
    @muluhagos3359 3 ปีที่แล้ว +3

    Fani hawey , ኣነ ከማካ ገይሩ ዝጸለወኒ የለን ፥ ብዙሕ ተማሂረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
    ግን ትድንጉየና ኣለካ ሎሚስ ናይ Ronnie coleman eba gele belena
    ቀንዲ ከኣ እባ ኣብ ባህልናን ቃንቃናን መሰረት ዝገበረ ተዝከውን ፥ ቡዙሕ ሰብ ኣሎ መንነትን ዜግነትን ዝተሓዋወሶ እሞ ገለ በለና በጃካ (ብክብረትካ)

  • @amlequeen2602
    @amlequeen2602 3 ปีที่แล้ว +2

    Nice Fani eza kdsti hager eya 🇮🇱🇮🇱🇮🇱

  • @meshrefetshow6531
    @meshrefetshow6531 3 ปีที่แล้ว

    Xbuq hasab eu fani hawna ✌✌✌

  • @timnitasmelash8260
    @timnitasmelash8260 3 ปีที่แล้ว +5

    Selam neakum eske Israel kdsti hager eya tblu eske like habuni 👉🏽👍🙏

  • @mamaafrica9730
    @mamaafrica9730 3 ปีที่แล้ว +4

    Maraa eka wegenawi bro...sakt eyu neaka msmae

  • @beniberhe3742
    @beniberhe3742 3 ปีที่แล้ว +1

    Good job bro

  • @filimonmehari3133
    @filimonmehari3133 3 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ጂጋና

  • @hawariatmehari3440
    @hawariatmehari3440 2 ปีที่แล้ว

    Keep it
    You are very Smart

  • @xreehegdf2811
    @xreehegdf2811 3 ปีที่แล้ว +2

    Deki xion deki hawoby angedegdo da fani hawey

  • @arsemaarsenal8280
    @arsemaarsenal8280 3 ปีที่แล้ว

    Fani ✅✅✅✅💯💯💯🌹🌹🌹

  • @zekariasghebrenegus5738
    @zekariasghebrenegus5738 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ሐውና ፍናን ገብረትንሳኤ አቀዲመ ሰላምታ የቅርበልካ ምኽንያት መጽሐፍየይ እቲ ተቅርበልና ዝነበርካ ሐቅን ጹሩይን ዜናኻ ስለ ዝቦኸረና ኢዩ፣ እሞ ሕጂስ ድምጽኻ ስለሰማዕኩ ባህ አቢሉኒ፣ ካብሕጂ ንንየው እቲ ጥዑም ድምጽኻን ዜናኻን ክንሰምዕ ሀረር እና በልና ንጽበየካ፣ ርሑስ ሐዲሽ ዓመት ይምነየልካ።

  • @mogosyemane6019
    @mogosyemane6019 3 ปีที่แล้ว

    Habibi king of eritrean

  • @bahabelomgebrearegawi3389
    @bahabelomgebrearegawi3389 3 ปีที่แล้ว

    Fanan jegna kexlo ❤❤❤

  • @yordazeray6918
    @yordazeray6918 3 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @teamekiflay4109
    @teamekiflay4109 3 ปีที่แล้ว

    Nice Fnun good job

  • @user-fe5vo4re9h
    @user-fe5vo4re9h 3 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ghassan kanafani እባ ገለ በለና ።

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 2 ปีที่แล้ว

    🙏🏻🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 3 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሓወይ እንቋዕ ብሰላም መጻእካ፡

  • @teagestesfalem3530
    @teagestesfalem3530 3 ปีที่แล้ว +1

    Fani Mekseney

  • @tesfaeyasnkeyabrish7844
    @tesfaeyasnkeyabrish7844 3 ปีที่แล้ว

    Goytanan mdhaninan yhalwa nzlalem Israel🙏🙏🙏

  • @parfoisllavie5297
    @parfoisllavie5297 3 ปีที่แล้ว

    Welcome fani shkorr zara histoire
    Thanks mor bor ✍️✍️🌅

  • @user-fu1bf6fp6t
    @user-fu1bf6fp6t 3 ปีที่แล้ว

    Fnan hawna ankae bselam mexekana tefiakana qenika 👍

  • @davelove3926
    @davelove3926 3 ปีที่แล้ว

    Welcome fane jgna

  • @borannur3614
    @borannur3614 3 ปีที่แล้ว

    Fanu shkor I love you

  • @weldaytefade9934
    @weldaytefade9934 3 ปีที่แล้ว

    Bravo ፍናን

  • @danielghebremicael5341
    @danielghebremicael5341 3 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ንባብ ሚስተር ፍናን ንዓኹም ሒዝና ንመጻኢ ክንዕወት ኢና ኣብ ርእሲኡ ከመይ ጌርካ ንስራኤል ምስ ሃገራት የዕራብ ተዋዳድራ
    ፍናን ሰራቒ ዊዒጊን ጨናዊ

  • @user-zx2ld2ev3q
    @user-zx2ld2ev3q 9 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @huruyberhane3622
    @huruyberhane3622 3 ปีที่แล้ว

    Fnan nebsi, I don't know why you are repeating this video. Anyway happy new year.

  • @selemunkebede446
    @selemunkebede446 3 ปีที่แล้ว

    Welkom fnan

  • @hagereynafke5994
    @hagereynafke5994 3 ปีที่แล้ว +4

    ፍሊስጠም ኣይኮነን ኣብነት ክትከውን ንነብሳ ክትካላኸል ዘይትኽእል እምኒ ተወዲኡ ኢሎም ብምድርባይ ዝኣክል እምኒ ክንሸጠሎም ኢና🤣🤣🤣 ከም እስራኤል ኢና ክንገብራ ሃገርና ንምነ። ብዝኾነ ፍናን ከም ስምካ ፍናን ናይ ህዝቢ ኢኺ ቀጽሎ

    • @hagereynafke5994
      @hagereynafke5994 3 ปีที่แล้ว

      @@Luv_rara704 ኩሉ ናብ ጎረቤት ሃገር ደርብዮም ልክዕ ከም ሳህራ ኣትሪፎማ ዓዲ ኣጽዋሮም እምኒ ኮይኑ ሕጂ ገዛ ክነድቁ እንተ በሉ እምኒ ካበይ ይምጻእ ኣብ ከባቢኺ እምኒ እንተ ኣሎ ብኽባር ክትሸጥሎም ትኽእሊ ኢኺ🤣🤣🤣

  • @berhanehabte1338
    @berhanehabte1338 3 ปีที่แล้ว +1

    Yes xebuk aleka

  • @gergisgergis2018
    @gergisgergis2018 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰብ ካብ ነፍሱ ወላ ሓንቲ ክገብር ኣይከኣሎን እዩ
    እንተኾነ ግን እቲ ምስጢር እዚ ጅግና እዚ ኣብ ጎኖም ስለዘሎ ጥራይ እዩ። ዘጸአት 3 -14-15
    ንስኻትኩም ውን እንተደሊኹሞ ቅረብዎ

  • @ichbins6459
    @ichbins6459 3 ปีที่แล้ว +1

    Lka kemza nay hizi tigrai eya ehlifa mo tigrai wn ab qereba gezi meses ktbl eya rigxegna eye💛❤

  • @user-kq1xq6di9z
    @user-kq1xq6di9z 3 ปีที่แล้ว +9

    ንመንነት. ትግር ኛ ጥራይ ነቨራብሮ