ፍልስጤም ናይ ምጥቅላል ሕቡ እ ውጥን እስራኤልን ኣሜሪካን

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 113

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 9 หลายเดือนก่อน +7

    ፍናን ወገን ከይሓዝካ ከምዘላታ ምቕራብካ ዝነኣድ እዩ

  • @FbfnfnfFhfjdh-pf9vr
    @FbfnfnfFhfjdh-pf9vr 9 หลายเดือนก่อน +1

    ማራ እየ ዝሰምዖ መደብካ ቀፅለሉ

  • @Redda-om1cn
    @Redda-om1cn 9 หลายเดือนก่อน +2

    ግሩም ትንታነ

  • @abdulibrahim5478
    @abdulibrahim5478 9 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉 yes you are right

  • @searetesfahiwet8620
    @searetesfahiwet8620 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ab alem hayli zelewo yderagem
    Hayli zey,blu yragem

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 9 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-by8ox3hp3h
    @user-by8ox3hp3h 9 หลายเดือนก่อน +7

    ሰላም ንእስራኤል ያ ናይ ኢስራኤል ኢዩ እቲ ቦታ ወላ ብቃል ኣምላኽ ስለዚ ፊሊስጠም ከም ዘላን ኢዮም ዐዲዐዲ ኢናኸዱ ዝነብሩ ደቂ ጎልያድ ኢዮም ዐወት ንእስራኤላውያን

    • @aliraya6192
      @aliraya6192 9 หลายเดือนก่อน +1

      ቀስ ሓሶት ፅቡቅ አይኮነን እስራኤላውያን ድሕሪ ኻልአይ ኩናት ዓለም ናብ ፍልስጥን ተሰዲዶም እዮም መፅኦም እት ዜና ፅቡቅ ገይርካ ስምዓዮ

    • @believepeacefully9333
      @believepeacefully9333 9 หลายเดือนก่อน

      ⁠@@aliraya61924000 አመት ናይ እስራኤል እዩ፣ ታሪክ አንብብ

    • @omerabdu8183
      @omerabdu8183 2 หลายเดือนก่อน

      Donqeo

  • @user-by8ox3hp3h
    @user-by8ox3hp3h 9 หลายเดือนก่อน +4

    Psalms 122 ትግ - ዳዊት
    6: ንየሩሳሌም ሰላም ለምኑላ፣
    እቶም ዜፍቅሩኺ ኺለምዑ እዮም።
    7: ኣብ ውሽጢ መካበብያኺ ሰላም፣
    ኣብ ውሽጢ ኣዳራሻትኪ ኸኣ ልምዓት ይኹን።

  • @shamsium4724
    @shamsium4724 9 หลายเดือนก่อน

    Brabo fani

  • @lamekbabu6597
    @lamekbabu6597 9 หลายเดือนก่อน

    Bravo

  • @SiemHailu
    @SiemHailu 9 หลายเดือนก่อน

    welkom memher fani 💙

  • @user-ct6qx9fr7c
    @user-ct6qx9fr7c 9 หลายเดือนก่อน +1

    እምኒ ምድርባይ

  • @abdulkadirademnur7148
    @abdulkadirademnur7148 9 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ሓቂ ተዛሪብካ ንገረለይ ነዞም ባሃማት ኣድናቂካ የ ንስለ ሓቂ ስለ ዝተዛረብካ ።ብዙሕ ሰብ ብስም ጥራሕ ዩ ዝድግፍ እስራኤል ብዝብል ። ነገር ግን እቲ ሓቂ እዚ ዩ ።tanks

    • @nebyatberhe2997
      @nebyatberhe2997 9 หลายเดือนก่อน

      Israel 🇮🇱 nzelalem enda asfahfehet tnber mknyatu nakum atum donakur bhaymanot thasbu enda dekeretlna ktnebr

    • @user-gn8ft8vx5p
      @user-gn8ft8vx5p 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@nebyatberhe2997
      Kabaka n lali b haymanot zhaseb yelen !!!!

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 9 หลายเดือนก่อน +5

    ፊሊስጤም ብእምንን ብናይ ኢራን ሮኬትን ገይሮም ንዓለም ትዝውር ሃገር እስራኤል ክስዕራ ማለት ናይ ቀትሪ ሕልሚ እዩ ፊሊስጤም ብሰላማዊ ቃልሲ ሃገሮም ክረኽቡ ጥራይ እዩ ዘለዎም እምበር ህዝቢ ፊልስጤም እዮም ግዳይ ክገብሩ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 9 หลายเดือนก่อน +1

    ፋናን ጅግና

  • @snitberih
    @snitberih 9 หลายเดือนก่อน

    Kab mar ztem zeteba isrel tnber

  • @Efi285
    @Efi285 9 หลายเดือนก่อน +2

    Isreal need to do first and last that’s it

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 9 หลายเดือนก่อน +1

    Aslamay Xbuq gbrelu aytgberelu kulu hade eyu krstyan ktefe tray Eyu hlmom

    • @siedabdela7559
      @siedabdela7559 9 หลายเดือนก่อน

      Desbelazwde orthodox radicals cancer 😂😂

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 9 หลายเดือนก่อน +1

    ፍናን ሓዊና ናይብሓቅ ንፉዕ ኪኢላ ኣንባባይን ገላጽን ሰብ ኢኻሞ ኣዝየ የድንቐካ ኣበርትዒኻ ከኣ ቀጽሎ ኩሎም ንጥፈታትካ ኣዝዮም ጽፉፋትን መሰጥትን ኢዮም።🎉🎉🎉።

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ab Israel zelewu amenti mislmna ke resiekayom bzuhat amenti mislmnan kemiuwin kirstnan alewu

    • @filmonnathan5247
      @filmonnathan5247 9 หลายเดือนก่อน

      ente Muslim alewu buzuhat kesab 20percent, Christian gen 2percent eyom darga

  • @AbrahamAsfaha-mj1vx
    @AbrahamAsfaha-mj1vx 9 หลายเดือนก่อน

    game over Pelastine

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amelak lsrael aydqs aytaks kulu gzie ab hzbu ms neqehie eyu hzbi flstiem gna yhzneka eyu

  • @anduneguse3103
    @anduneguse3103 9 หลายเดือนก่อน

    Fnan hawey asfih abilka abrhalna bi ayni Kaarta pls enayu ni israel zbixha bota

  • @Thz12
    @Thz12 9 หลายเดือนก่อน

    Elama Israel Gasa nmhwas eyu.

  • @danizpsycho7633
    @danizpsycho7633 9 หลายเดือนก่อน

    *FreePalestine*

  • @mikelebaraki5269
    @mikelebaraki5269 9 หลายเดือนก่อน

    ድምፂ የለን

  • @filmonnathan5247
    @filmonnathan5247 9 หลายเดือนก่อน

    Etom ab Israel zelewu muslim kmy meregexiom abzi kunat yesatefu do weys yekawemwo eyom

  • @tesfaytameselection
    @tesfaytameselection 9 หลายเดือนก่อน +1

    ከይ ተረደአካ ኪሊተ ሃገር ኣይቲበል ኩላ ተጠቅሊላ ኪኖዲ ጋሽ ባሪካ ኢያ በጃኻ ሰብ ኣይ ተታሊሉ
    ፊሊሊዮም ደቂ ኣብራሃም በሃሊቲ ኢዮም

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w 9 หลายเดือนก่อน +1

    🇮🇱🇮🇱💙🇮🇱🙏🇮🇱🇮🇱 ፊሊስጥም ኢዳ ትቁረጽ ኣላ እሞ ሃየ ዞም ኣንስቲ ብኾፎም ዝሽኑ ጸለምቲ ዓብድን ዓረብ ረስሓትን ይሓግዝዎም

    • @essasalih6125
      @essasalih6125 9 หลายเดือนก่อน

      Tetaw ilka dika tixarex wadi resax mucakor 😂😂

  • @user-zu3xh5xe9m
    @user-zu3xh5xe9m 9 หลายเดือนก่อน

    ኣጋላልጻካ ካብ Eritrea athize eye zkatatelon zfetwonneire fnana hawey qexlo Israel gn qdmi ezen ab alem zelewa hagerat eya temesrita before 3,000 b.c.e

  • @hanibalgebar7580
    @hanibalgebar7580 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኢስራአል ክንድዚ ሰብ ኣጥፊኦም ኣይኮነንን ሓደ ዘጋ ጠፊእዎም ውን ኣይገድፍዎምን ዮም ነዞ ጀላፍፍ

    • @omerabdellasego9528
      @omerabdellasego9528 9 หลายเดือนก่อน

      I walk, oh, illusion

    • @ableldebesay
      @ableldebesay 9 หลายเดือนก่อน +3

      ሓደ ዜጋ ኢስራኤል ምስ ዝጠፍእ ሃገር ከም ዝተውርረረት እያ ትረኣይ ብዓይኒ isral

    • @hanibalgebar7580
      @hanibalgebar7580 9 หลายเดือนก่อน +3

      @@ableldebesay ግድን ዘጋ ኩቡር ዩ ከም ህዝቢ ኣፍሪቃ ህዝብካ ብገዛእ ፍቃድካ ምጥፋእ ኣብ ኢስራአል ኣይሰርሕን ዩ

    • @ableldebesay
      @ableldebesay 9 หลายเดือนก่อน

      @@hanibalgebar7580 መክተምታ ክትገብረሉ ኣለዋ ንብሕጂ ስግኣት ከም ዘይከኑዋ እምበር ኣዕራብ ኣጢፊእካ ምጥፋእ እዩ ዕላመኦም ።

    • @salahsuleman45
      @salahsuleman45 9 หลายเดือนก่อน

      ከዛብ ሓራኢ

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 9 หลายเดือนก่อน

    ሰላምን ዓወትን ንኢስራኤል ይኹን እምበር ኣብ ኤውሮፖ ዘለው የዕራብ ኢስራኤል ክትጠፍእ እዩ ትምኒቶም ዓቢ ጽልኢ ኣለዎም ።

  • @rahelfkiri4540
    @rahelfkiri4540 9 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሕጂ ፍልስጤም :እስራኤል ተባሂሉ ዘሎ ምድረ ኣይሁድ ይበሃል ከምዝነበረ 'ዩ ዝግለጽ!

  • @matitesfaldet7740
    @matitesfaldet7740 9 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኣቦታቶም እዮ ሳክት እልፊ ኮሚንስት ዝጻሓፍዎ ኣይተምጸልና

  • @ableldebesay
    @ableldebesay 9 หลายเดือนก่อน +10

    isral ንድሕሪት ከይበለት ሓንቲ ናይ መወዳእታን መክተመታ ክትገብረሉ ኣለዋ ።

    • @hiwetnatv7125
      @hiwetnatv7125 9 หลายเดือนก่อน +1

      Isral xelaet krstna mkana sle zeytfelt eka aletawi teqeyerka enber neti goytay tblo eyesus zqeteli eyem bti emnetka gen hji yehwatka koynom tesemiomk

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሓማስን ሻዕብያን ክጠፍኡ ጥራይ እዩ ዘለዎም.

    • @kerenkeren463
      @kerenkeren463 9 หลายเดือนก่อน

      Hmas nay Israel lokat yom Israel kemey gera fashila enda felto gedefomo alem ketdengex metan daher kedmseswom

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi nay Christian nay Muslim tslie aykonen. Ayhud Christian aykonun. Ezi ni mierabawiyan political interest eyu. Israel dihri kibulnet zelo ziwerereto meriet kitigedfon bi selam mis gorebeta kitinebirin naygidin neyru. Gin kemiu tekoynu mierabawiyan aytikemun. Silezi dima hizbi Israelin hizbi Filitemin enatebaliu yinebru. Israel is acting not from Israel's value but on Westerners behalf.

  • @elsaruth6746
    @elsaruth6746 9 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ፡ ከምዚ ሂስትሪ ምትንታን እዩ ተውህቦካ ምስ ውፉይ ዓጀውጀው እንተ ገደፍካዮ ይሓይሽ።

  • @user-hp5bi4ef1x
    @user-hp5bi4ef1x 9 หลายเดือนก่อน +3

    ቱርኪ ብምንቅጥቃጥ ምድሪ ክትሕመስ እስራኤል ቀዳመይቲ ሐጊዛ ቱርኪ ጠላማት ዩም

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 9 หลายเดือนก่อน +2

      ኣስላማይ ከምኡ እዩ ወላ እዞም ናይ ዓድና ረአ እንዶ ጽቡቅ ካብ ምግባር ኢዱ ክትቆርጾም ኣለካ

    • @efremhailemichael7762
      @efremhailemichael7762 9 หลายเดือนก่อน +3

      ኣስላማይ እኮ ምሳኻ በሊዑ ሰትዪ ዕድል እንተረኺቡ ሓሪዱካ ክኸይድ ኣይስከፍን ኢዩ

    • @hdbd9547
      @hdbd9547 9 หลายเดือนก่อน +2

      ኣስላማይ ፅቡቕ ገይርኻሉ ኣይገበርኻሉ ዕዱል ተረኺቡ ንክርስትያን ንምሕራድ ድሕር ኣይብልን እዩ

  • @-877
    @-877 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak Israel 🇮🇱 ymesgen.❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 9 หลายเดือนก่อน +4

    እዞም ፊሊስጤም አመንቲ እስልምና ካበይ ዝመጽኡ እዩ?እዚ ግዝአት ፊሊስጤም ግዝአት አይሁዳዊት ሃገር እስራኤል እዩ ዝብል ርድኢት አለኒ ምስ መጽሓፍ እብሪውን ምስ እምነት ኦሪት አይሁዳውያንን መሰረት

  • @taflawedigash6831
    @taflawedigash6831 9 หลายเดือนก่อน

    ፋናን ህስትሪ ጥራይ ክትዝርዝር ከለካ ጥራይ እካ ንፉዕ በጃካ ኩሉ ግዜ ከምዚ ህስትሪ ጥራይ ኣምጺኣልና እኻ ።

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b 9 หลายเดือนก่อน +2

    እስራኤል ናይ ኣይሁዳውያን ጥንታዊት ሃገር ኢያ ኤርትራ ድማ ናይ ህዝቢ ትግርኛ ጥንታዊት ሃገርና እያ ራሻይዳ ድዩ ጀበርቲ ስደተኛታት እዩም ኣብ ኤርትራ ግን ዜግነት ተዋሂቦም ይነብሩ

    • @user-bs3ix1hp1r
      @user-bs3ix1hp1r 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-qg6ct8xt4x ጀበርቲ ትግርኛ ኣይኮነን ንሕና 100%✝️ ኢና

    • @user-bs3ix1hp1r
      @user-bs3ix1hp1r 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-qg6ct8xt4x ንሶም ትግርኛ ተዛረብቲ ዘይኮኑስ ባዕሎም ደቀባት ትግርኛ እዮም ብዘርኢ ኮነ ብወለዶ ናትና እዮም ሃይማኖት ጥራዩ ንሱ ከኣ ኩላትና ኣብ ሓደ ኣምላኽ ንኣምን ክርስትያን ኢና ጀበርቲ ግን ሕጂ ዝመጸ ባህልናን ቋንቋናን ርዒሙ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ እዩ ።

    • @user-qg6ct8xt4x
      @user-qg6ct8xt4x 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-bs3ix1hp1r
      እስልምና ናብ ምድሪ ሓበሻ ካብ ዝአቱ 1400 ዓመት ኣቅፂሩ ኣሎ ።
      እቶም ሓበሻ ድማ ብደረጃ ዓለም ቀዳሞት እስልምና ሃይማኖት ተቀበሉ ኣህዛብ እዩም ።
      ማሃይምነት ንመን ዘይበደለ ሓደ ካብቶም ተበደሉ ድማ ንስኻ ኢኻ ... ወይ ኣነ እሼ ብሓቂ ተወፂዕካ ተበዲልካ

    • @user-bs3ix1hp1r
      @user-bs3ix1hp1r 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-qg6ct8xt4x ኣንቲ ሓፍትና ብዛዕባ ምስልምና መን ተዛሪቡ ዳርጋ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣስላማይ ምዃኑ ትፈልጢ ዶ ዘረባና ብዛዕባ ህዝቢ ጀበርቲ እዩ ጀበርቲ ትግርኛ ኣይኮኑን ንበይኖም እዩ ዓሌቶም ልክዕ ከም ሳሆ ትግረ ዓፋር ካልኦት ብሄራትን ጀበርቲ ኣብ መሮኮ ኤርትራ ሱዳን ኢትዮጵያ የመን ሶማል ከኣ ይነብሩ ነናይተን ዝተሰደዱለን ሃገራት ቋንቋ ከኣ ይዛረቡ ።

    • @user-bs3ix1hp1r
      @user-bs3ix1hp1r 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-qg6ct8xt4x በ ቡ ቢ ባ ቤ ብ ቦ ሃየ ተማሂረ 🙂

  • @yonatanmashu9590
    @yonatanmashu9590 9 หลายเดือนก่อน

    እስራኤል ካበይ መፅዮም ኢካ ትብለና ዘለካ? Israel መሬቶም እዩ

  • @siemiseyas7371
    @siemiseyas7371 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ናይ ትማሊ ስርሓትካ ከምኣ ኢለ ገሊጸ ኔረ እዚ ምስ ዘይትፍጽም እስራኤል ወልሓቲ ትርጉም እውን ኣይክእልዎን ኢዩ ምድብዳብ ቃዛ ፡ ኣካል ላእላውነት እስራኤል ምስ ተውሕሶ ፖሊሲ ምስ ተቆምጠሉ ናታ ኢዩ ውሕስ ፡ ነዛ ምድፋር ንእስራኤል ተጠቂሞም ሕጋውን ወግዓውን ኢዩ እዚ ብሕጊ ዓለም ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 9 หลายเดือนก่อน

    መልሲ ነቲ ጂሃዳዊ ኣረጊት ሰብኣይ ፥ ስለዚ ኢኻ ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ዓረባዊት ሊብያ ብኣሸባሪ እስላማዊ መንግስቲ እየ ዝብል ወይ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ፡ ብበደዊን ዓረብን ራሻይዳን ክሽየጡን ኩሊቶም ክምዝሓቕን ፡ ብሊብያን ግብጽን ክጥረዙ እንከለዉን ፡ ብጨብጨባ እተቐበልካዮ፧
    ብዛዕባ ሰብኣውነት እትሓስብ እንተትኸውን ነቶም ኣማኢት ኣሸሓት ኣፍሪቃውያን ኣስላም ናይ ደቂ ዳርፉር ክሞቱን ብሓዊ ክሓሩን ሓንቲ ቃል ውን ዘይምሎቕኵም። ኣብዚ ኣረሜን እስላማዊ ሓማስ ፈጺምዎ ዘሎ ጭካነ ኣብ ቆልዑት ኣንስትን ሰላማዊ ሰባትን ካብቶም እስላማዊ ዳዕሽ ኣብ ንጹሃት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ግብጺ ሲናይ ሰሃራ ዘርኣዮ ጭካነ ፍልልይ የብሉን።
    ህዝብና ኣብ መጻኢ ምስ እንታይ ዓይነት ኣረሜን ክነብር ከምዝኽእል እዚ ሓደ ኣብነት ፡ ንስኻ ኢኻ።ኤርትራውያን ምስ ኮራኵር እስላማዊ ሓማስ ፡ እስላማዊ መንግስቲ ዳዕሽ ፡ እስላማዊ ኣልቃይዳ ከመይ ኣቢሎም ክነብሩ ይኽእሉ፧ ????

  • @sessenme9780
    @sessenme9780 9 หลายเดือนก่อน

    Israel 🇮🇱 holly land midre goyta it's belongs to Christian

  • @kalledahmed767
    @kalledahmed767 9 หลายเดือนก่อน

    የሕዋት ኣይንባስ አንታይ ይእተወና 😂😂😂 ፈታሪ ብዕሉ ኢስራእል ክትሳዓር ኢያ ስለ ዝበለ ሎሚ ዩኩን ድህሪ 100 ዓመት ኢስራእል ምስዓራ ኣይተርፋን ኢዩ 😂😂😂😂 ፈጣሪ ምስ ፍልስጥማውን ኢዩ ዝሻቅል የብልናን😊

  • @eyerusalemtadese7668
    @eyerusalemtadese7668 9 หลายเดือนก่อน +1

    በሚቀጥለዉ ኤርትራ ይህ እድል ይጠብቃታል በቅርብ እንደባቢሎን ትነዳለች

    • @almazmehari4160
      @almazmehari4160 9 หลายเดือนก่อน

      Naki ygberelki😢

    • @user-sv7zp9ql5g
      @user-sv7zp9ql5g 9 หลายเดือนก่อน

      In the name of juses nabakum yimeles nisukum nidedu

    • @eyerusalemtadese7668
      @eyerusalemtadese7668 9 หลายเดือนก่อน

      @@almazmehari4160 አማርኛ ረሀብተሀኝች

    • @eyerusalemtadese7668
      @eyerusalemtadese7668 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-sv7zp9ql5g አማርኛ ችጋራሞች ባድራችንን አህያ ያለበሣችሁትን አንረሣም ቅንቅናሞች

    • @nazrethintsa8834
      @nazrethintsa8834 9 หลายเดือนก่อน

      Hasad

  • @bejahizbi2763
    @bejahizbi2763 9 หลายเดือนก่อน +1

    ከማኻ ዝተበደለ ህዝቢ ፍልስጤም ገዲፍካ፣ ከመይ ገርካ ኢኻ ምስቶም በደልቲ አብ ጎንም ኮንካ፣ፍልስጠማውያን ጽቡቕ ኮኑ ትብል።ዕጽዋን ክባን ድብደባን አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ትቃወም እንተነርካ ፣ ከመይ ኮይኑ ዩ አብ ልዕሊ ፍልስጠማውያን ቅቡል ኮይኑ። አብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ እስራኤል ምስ ጸላእትና ኮይና ንህዝቢ ኤርትራ ከተጽንት ኮላ፣ፍልስጠማውያን ዮም አብ ጎንና ዝነበሩ። ካብ መአስ ዪ ኸ ናይ ፖለቲካ ምንዝርና ዲፕሎማሲ ኮይኑ። ሕጅስ መጻኢት ኤርትራ ከተሰክፈኒ ጀሚራላ። መሪሕ ውልቀ ሰባት ዘይኮኑ ፣ መሪሕ ውድብ የድልየና ሎ።

    • @filmonnathan5247
      @filmonnathan5247 9 หลายเดือนก่อน +1

      Eti hagizatna do gele tebelo zeleka ab politica bota yeblun,gen ab goni Israel do wala Palestine zebel mugut gudayma aykonen zferset hager alatna nea nedhena Israeln Palestinian nenehedehedom yekarebu

    • @eyobtekle9782
      @eyobtekle9782 9 หลายเดือนก่อน +1

      Ybel riesi ybeal tntena ybeal laz kalat ybeal displane lbona

  • @believepeacefully9333
    @believepeacefully9333 9 หลายเดือนก่อน

    ቃል አምላክ ካብ ዝሐልፍ ሰማይን ምድርን ክሐልፍ ይቀልል። ታሪኽ አንብብ እስራኤል 4000 አመት መሬቶም እዩ፣ ድሕራ ልደት ክርስቶስ ሮማውያን ንእስራኤል አንዲዶም ንህዝቢ እስራኤል ናብ ምሉእ ዐለም ፋሕ ከምዝብል ጌሮሞም፤ ናይ 70 ዓመት ታራክ ሒዝካ ጌጋ information ክተቅርብ shame on you