መልሲ ንሕቶታትኩም // ኩርዳውያን ስለምንታይ ባንዴራ እስራኤል ሒዞም ይሰኣሉ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 264

  • @ወዲጋሽ-ጐ2ሠ
    @ወዲጋሽ-ጐ2ሠ 3 ปีที่แล้ว +40

    ኣበይ እሞ ደጋጊምካ ሳብስክራይብ ዝግበር ተዝኸውን ኣነ ብወገነይ ኣብ 5 ሞባይል ናይ ይዕሩኽተይ ገይረልካ ኣለኹ መደብካ ከኣ ፍልጠት ስለ ዝቀስመሉ ኣነ ብወገነይ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha4889 3 ปีที่แล้ว +28

    ፍናን ሽኮር
    ለንቅነ ድማ ማእከላይ-ምብራቕ ኣጽረናያ ብሳላኻ። ንበረልና መምህር-ዓለም ሓወይ።

  • @nguse1654
    @nguse1654 3 ปีที่แล้ว +27

    ናይ ልበይ ህቶ ሎሚ ተመሊሳ ታንክስ ፍናን

  • @tatitati3491
    @tatitati3491 3 ปีที่แล้ว +11

    ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ እያ ዝድነቅ ስራሕ ተቅርብ ጅግና ኣጆኻ ክትበጽሕ እያ እታ ዝደለኻያ ዕላማ

  • @girmaykidane7955
    @girmaykidane7955 3 ปีที่แล้ว +7

    ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ኩሉ ደጋፊካ ኢዩ ቀጽል ኣጆካ በርትዕ👍🏾👍🏾

  • @eyobbokretsin2884
    @eyobbokretsin2884 3 ปีที่แล้ว +10

    ኩሎም ኢዞም ኣስላም ገጾም ትርሓቅ ሕማም ሃይማኖት ኣለዎም ✅️✅️

    • @embaserahagos3176
      @embaserahagos3176 3 ปีที่แล้ว +1

      Sederaom bedilomom

    • @eyobbokretsin2884
      @eyobbokretsin2884 3 ปีที่แล้ว +2

      @Ibrahim Abdela ተጎቢሕካ ትግበር ኢካ ናይ ጢዝ ሓቀይ ስሚዒት የብልካን ትብለኒ ኣለካ ኣንታ ዓብድ ጸሊም ዓረብ ባርያ ቃፍር መክኑድ ሓሳክ ኣረጊት ስደተኛ ቀቢላ ❌️❌️❌️

  • @michaelbeyene9677
    @michaelbeyene9677 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ባሐቂ ፍናን ኩርዳውያን ኒያላትን ሱሙራትን ጹቡቅ

  • @balila3571
    @balila3571 3 ปีที่แล้ว +18

    ብዙሕ ጊዜ ዝሓስባ ዝነበርኩ ሕቶ። ኩርዲ መሬቶም በስላም ሃገራት ተጨራሪሙ ከሎ ስለምንታይ አስላም ብ ፍልስጤም ይዛረቡ ዝገርም እዩ ኩርዲ ብ ቱርኪ እንዳ ተጨፍጨፋ ካብ ገዝኦም እንዳ ተባረሩ።

    • @ኣስመራሽኾር
      @ኣስመራሽኾር 3 ปีที่แล้ว +4

      Ygermeka eyu😄

    • @hailetewlde2667
      @hailetewlde2667 3 ปีที่แล้ว +7

      ዋላ የመን ብሱዑድን ኢማራትን ክጭፍጨፉ ዝዛረብ ኣስላማይ ኣሎ ድዩ ?

    • @balila3571
      @balila3571 3 ปีที่แล้ว +4

      @@hailetewlde2667 እሱ እዩ ኮ ዝገርመካ አስላማይ ነስላማይ እንተ ዓሚጽዎ አይዛረቡን እዮም መስለኒ። ዒራቕ ን ኩወት ምስ ወረረታ ውን እኮ ዋላ ሓደ አይበሉን አይ ሲስ ን ሶርያ ሲኦል ቀይሮማ ሓንቲ መዓልቲ ሰልፊ ጌሮም አይፈልጡን እዮም። ድልየቶም ፍትሒ ድዩ ዋላስ ሃይማኖት አይርደአካን እዩ።

    • @hailetewlde2667
      @hailetewlde2667 3 ปีที่แล้ว +1

      @@balila3571ልክዕ ኣለካ መብዛሕቶም ብሃይማኖት ኢዮም ዝሓስቡ ሓንቲ ዓለም ሓንቲ ኢስላም ኢዩ ዕላሞኦም

    • @balila3571
      @balila3571 3 ปีที่แล้ว +1

      @@hailetewlde2667 እቶም ኩርዲ ውን እኮ አስላም እዮም ንዕኦም አይሓቱሎምን እዮም። እቲ ምኽንያት ጽልአት ክርስትናን አይሁድን እዩ። እቲ ነቢኦም አይሁድ ጸሪፎምኒ እዮም ከይትገድፍዎም ኢልዎም ከከከከ።

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569 3 ปีที่แล้ว +14

    ፍሉይ ተውህቦ
    ዝብሎ ዘንብቦ
    ዝጽሕፎ ዘቕርቦ
    ኣቦ ጽጹይ ታሪኽ ብሓቁ
    ቃላቱ ምሩጽ ወርቂ
    ቃላት ሲኢነ ንዓኻ ዝገልጽ
    ምንም የለን ንዓኻ ዝበልጽ

  • @almazweldu3914
    @almazweldu3914 3 ปีที่แล้ว +12

    አጆኻ አብ ጎንኻ አለና 👍👍👍👍👍

  • @okuteferiabai339
    @okuteferiabai339 3 ปีที่แล้ว +5

    Nrsti yiwaga'ala Ansti,i wish one day to see a free Country of Kurds.

  • @teklitandat8061
    @teklitandat8061 3 ปีที่แล้ว

    Xbuk medeb eka tekrbelna funy

  • @dandandan3794
    @dandandan3794 3 ปีที่แล้ว

    ፍናን ጅግና መምህሪ ኩሉ።

  • @yonasgebremikael6816
    @yonasgebremikael6816 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆካ ፋኒ ጥራይ ብመንገዲ ሓቂ ኪድ ኣብሂወት ኣቲ ሓቂ ዝዛረብ ገጽ ሪኡ ዘየዳሉ ኢዩ ሓፍታም እቲ ብዙሕ ገንዘብ ዘለዎ ኣይኮነን ።

  • @mokakidane487
    @mokakidane487 3 ปีที่แล้ว

    ፍናን መምህር ታሪኽ ሳላኻ ብዙሕ ትምህርቲ ፈሊጥናን ቀሚስናን ክብረት ይሃበልና

  • @jonathanfsaha928
    @jonathanfsaha928 3 ปีที่แล้ว

    👍

  • @godislove9722
    @godislove9722 3 ปีที่แล้ว +7

    Thank you so much bro I am tigrina I am Kristian I am proud of you so jesus Chris bless you 🧡🇮🇱🇮🇱🇪🇷⛪✡✡⛪

  • @meharitafere67
    @meharitafere67 3 ปีที่แล้ว +4

    ፍናን ሓቢቢ ኣጆኻ ኩል ግዜ ኣብ ጎንኻ ኢና

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 ปีที่แล้ว +3

    ኩሎም ኣስላም ኣይኮኑን ድሓር ድማ ኣስላም ጨካናትዮም ኣይሕግዙዎምን ኣየዕቁቡውምንዮም ሓገርዝ ኣይገብሩሎምንዮም።

  • @michaelweldemicheal5081
    @michaelweldemicheal5081 3 ปีที่แล้ว

    Tebarek

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 3 ปีที่แล้ว +14

    ዝጽበያ ዝጸንሓኹ መደብ ኣነ ኣብ መደብካ መግለጺ የብለይን ኣብዛ ዓለም፡ዘሎ ሕብረተሰብ ፍሉሉይን ባህሉን ከትፍልጠና ብምኻኣልካ ብጣዕሚ የመስግነካ የቀኑየልና ቀጽሎ ካብዚ ንላዕሊ ዘይፍለጥናዮ ከተፍልጠና ኣብ ትጽቢት ኣለና

  • @pettyJonny77988
    @pettyJonny77988 3 ปีที่แล้ว +11

    ጌርናልካ ኣለና ፊኑ ሓወይ

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 3 ปีที่แล้ว +10

    ዝሓተትኩካ ሕቶ መሊስካለይ የቀንየለይ ፋኒ!!

  • @belultekle4932
    @belultekle4932 3 ปีที่แล้ว

    Btame mhare madeb eyu kaselo tanx alote

  • @dahlakredsea2383
    @dahlakredsea2383 3 ปีที่แล้ว +2

    viva fnan

  • @johnsbhatu5000
    @johnsbhatu5000 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much bro

  • @embaserahagos3176
    @embaserahagos3176 3 ปีที่แล้ว +2

    💒🇮🇱🇳🇱🇺🇲🇭🇺🇷🇺🇪🇷Israel love you

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 3 ปีที่แล้ว +1

    Tenx bro

  • @yacubunatey8234
    @yacubunatey8234 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ መጀምርታ ኮመንት

  • @nashihg7867
    @nashihg7867 3 ปีที่แล้ว

    ይቀንየል ፍናን ቀጽሎ

  • @siemhailu9813
    @siemhailu9813 ปีที่แล้ว

    Thanks fnan hawey

  • @Kahsay068
    @Kahsay068 3 ปีที่แล้ว +1

    Merhab broe enka beselam mexaka

  • @Aesop888
    @Aesop888 3 ปีที่แล้ว +1

    I have a kurdi friend
    Everything you said about turkey is
    True which is 😥

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 3 ปีที่แล้ว

    Ajka hawey natey abe gonka alna kulu geze 🥰👍👍

  • @ናቲኣንበሳ
    @ናቲኣንበሳ 3 ปีที่แล้ว +1

    Fani Hawey xbuk sirah ajoka bertie Kurdawyan hager kithlwom kea tesfa ygebr
    I stand with Kurdistan

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

    Fnan hero wedi
    Tom jeganu kab kedemom

  • @ጎሎምኣድያቦ
    @ጎሎምኣድያቦ 3 ปีที่แล้ว +2

    Keep going Fnan App 👌🏽👌🏼👌🏾👌🏿

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 3 ปีที่แล้ว +16

    መብዛሕቲኦም እዞም ሙስሊም ን ሃይማኖት እምበር ንሃገር ወይ ንፍትሒ ሕማም የብሎምን።

  • @samidc5237
    @samidc5237 3 ปีที่แล้ว +16

    ከም ኩሉ ጊዜ ቡሉጹ ዝኾነ ኣቀራርባ ብሮ

  • @fnotteklezgi8415
    @fnotteklezgi8415 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoka fani

  • @mullerm9648
    @mullerm9648 3 ปีที่แล้ว

    Wenderful definition fnan bro

  • @gtgtsfy9575
    @gtgtsfy9575 3 ปีที่แล้ว

    Fani bravo

  • @haremecho2215
    @haremecho2215 3 ปีที่แล้ว

    Thank You Fani Asli

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 3 ปีที่แล้ว

    Free Kurdistan ክንቢል እሞ ክክክ

  • @selammskulu1
    @selammskulu1 3 ปีที่แล้ว

    💎👑💎👑🌏👑🙏🙏🙏⛪❤

  • @biniamdawit9175
    @biniamdawit9175 3 ปีที่แล้ว +3

    Fnan app..sileti tigbena zeleka mehari zikone medebika ...
    Misgana yigbaka eiu ..kexilo brother....

  • @filimonmebrahtom5172
    @filimonmebrahtom5172 3 ปีที่แล้ว

    Thanks gn ms senay ykretua classical dmxi weskelu eka

  • @jontekle-c8w
    @jontekle-c8w 11 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @tesfomasmelash9587
    @tesfomasmelash9587 3 ปีที่แล้ว +5

    ኩርድያን ኣንጻር ቱርኪ ስለ ዝኾኑ ኢዮም
    ቱርኪ ብዝሒ ገፍዓቶም ኢያ።

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea7518 3 ปีที่แล้ว +2

    ምጀመርታ ኩርዲ secular ህዝቢ ኢዩም ዳሕራይ ድማ ኣብ ታሪኻዊ ስልጣነ ኹርዲ ምስ ኣይሁድ ይታኣሳሰሩ ኢዩም ኣብ ፖሎቲካ ድማ አስራኤል ትድግፎም ኢያ ምኽኒያቱ ጸላአቲ ኹርዲ ዝኮና ሃገራት ጸላአቲ አስራኤል ስለ ዝኮኑ ናይ ጸላአየይ ጸላኢካ ዝብሃል መስርሕ ውን ኣብ ፖሎቲካ ዝውቱር ስለ ዝኮነ በዚ አስራኤል ብውሽጢ ውሽጢ ትድግፎም ኢያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ረፈረንደም ኹርዲ ውን ቀዳሜቲ ኣፍልጦ ዝሃበት ሃገር አስራኤል ኔራ።

  • @yohannestesfazghi3053
    @yohannestesfazghi3053 3 ปีที่แล้ว

    Fnan abi seb 🙏

  • @yosiefgebremedehen4006
    @yosiefgebremedehen4006 3 ปีที่แล้ว +6

    Medebka btaemi tsbuk eyu ketslo fnan

  • @መንባርኣብሕልናይዳነ
    @መንባርኣብሕልናይዳነ 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣንታ እቶም ጸልምቲ ኣፍርቃዊያን ኢዮም እብር ብ ስነ ሓሳብ ናይ ማሕሞድ ተታሊሎም እቶም ሙስሊም እሲይዊያን ዓረብ ዘይኮነ ዳኣ ኣንጻር ዓረብ እንዲዮም ቱርኪ 100% ሙስሊም ኢዮም ዓረብ ቆንቃ ግን ቦታ ይብሉን ኣብ ቱርኪ እዞም ናትና ባርዩ ካኣ ናቶም ገዲፎም ዓረብ ይናፍቁ

    • @bdbhsyeh6246
      @bdbhsyeh6246 3 ปีที่แล้ว +2

      ክክክክክክክክክ መሓመድ ሲ እድካ ኣይቲስኣን ጊናይ መጽሓፍ ገዲፉ ዓለም ቅሳነት ሲኢና ኣብ ቁርኣን ኣሎ እንዳበሉ ሰብ ብሴፍ ወዲኦሞ

    • @tadiwosmaesho1025
      @tadiwosmaesho1025 3 ปีที่แล้ว +1

      ንማሓመድ ኣብት ዘለው ስኦል 200 ክንታል ዕንጨይት ሰድድና መቅጸል እንታይ እሞ ኣምላክ ባዕል ይቅጽሎ ክክክክክክክክ

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 3 ปีที่แล้ว

    Free kurdsh too

  • @ngstik1kahsu170
    @ngstik1kahsu170 3 ปีที่แล้ว +8

    በርትዕ ፍናን ሓውና ሰብስክራይብ ንግበሮ አሕዋት

  • @meharihailemaryam1497
    @meharihailemaryam1497 3 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi

  • @temsgenfetari3719
    @temsgenfetari3719 3 ปีที่แล้ว +4

    Welcome bro

  • @pacKing-wj8sw
    @pacKing-wj8sw 3 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ፋን ጀግና ❤❤❤

  • @x-Sami
    @x-Sami 3 ปีที่แล้ว

    Bravo ane ksab heji kman bzy flat kygberku xnhe heji gin gere aleku

  • @robi7719
    @robi7719 3 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ኣቃራርባ እዩ ፋኒ ዓርከይ ግን ሓደ ነገር ዝረሳዕካዮ ኣሎ ኩርዳዉያን ክርስታን ከም ዘለዉ ኣይገልጸካዮን ኣዚዩ ቀልል ዘይባሃል ቁጽሪ ክስርታን ኩርድስ ኣለዉ ኤሜርካ ንዳዕሽ (isis) ክተጥፈኦም እላ ዉግእ ምስ ከፈተት እቶም ቡቀዳምነት ኣብ ጎድኒ ኤሜርካ ዝነበሩ ክርስትያን ኩርድስ እዮም ኣዋልድ ካይተረፋ ዓጥቀን ተቃልስን ኣንጻር ኣሲሲ

  • @yemanebrhane5756
    @yemanebrhane5756 ปีที่แล้ว

    Welcome bro ❤

  • @hlgsivkhfaru6617
    @hlgsivkhfaru6617 2 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍😍😍btamey ayk nfua ketlelu💊💊💊💊💊💊💊

  • @amandersey2584
    @amandersey2584 10 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ብሉጽ ሰብ ጽቡቅ ሓሳብ ማእከላይ ምብራቅ ኣፍሊጥካና

  • @huruyferes7206
    @huruyferes7206 3 ปีที่แล้ว +2

    ኩርዳውያን መብዛቶም ኣስላም ኣይኩኑን ተገዲዶም አዮም ኣሰላም ኩይኖም

    • @Kiros.meksebalem
      @Kiros.meksebalem 3 ปีที่แล้ว

      እንታይ ዲዮም ዝኣምኑ

    • @freedomforallpeople5140
      @freedomforallpeople5140 3 ปีที่แล้ว

      @@Kiros.meksebalem yediz eiyom

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 3 ปีที่แล้ว

      @@freedomforallpeople5140 entay ilka

    • @freedomforallpeople5140
      @freedomforallpeople5140 3 ปีที่แล้ว

      @@SamiSami-iw3jn yezid eiyom eiye zibelku aslam ayikonunu mebzihatom .yezid malet hade haymanot eiyu nay kurdawuya

  • @ngusehabte5122
    @ngusehabte5122 3 ปีที่แล้ว

    Hasawni eka higdef eka lokmax

  • @haileandemichael8612
    @haileandemichael8612 3 ปีที่แล้ว

    Fnan hawey We love you 😍

  • @gottistallesfurmich9957
    @gottistallesfurmich9957 3 ปีที่แล้ว

    kem semka fnannn edmn tenan yhablna fetari

  • @selameytesfu5847
    @selameytesfu5847 3 ปีที่แล้ว

    Thanks, bro betami kixbya qenye 🙏❤❤❤

  • @biniamtecle307
    @biniamtecle307 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦታትና ካብ ከምዚ ዓይነት ምምክካል ዝለዘድሓኑና ብልቢ ነመስግኖም. ምክንያቱ ተንኮል ምዐራባውያን ንኤርትራ ኮሙ ስለዝነበረ :: ዝተወጽዑ ኣህዛብ ኣምላኽ ምሕረት ይሃቦም ::

    • @slamslam54
      @slamslam54 3 ปีที่แล้ว

      Emo hezi tazelatkum hizkum suk keytblu abikum

  • @jossi2794
    @jossi2794 3 ปีที่แล้ว

    Good job fnan..

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 3 ปีที่แล้ว

    Kexlo Fani

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 8 หลายเดือนก่อน

    ከም ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ዝዋጋእ የለን ግን ሃገር የብልናን ኢዚኦም ድማ ከማና እዮም😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @yonastesheme3662
    @yonastesheme3662 3 ปีที่แล้ว

    Nice

  • @dadshkiros3212
    @dadshkiros3212 3 ปีที่แล้ว +1

    Terudawiyan kulom aslam aykonen
    Good job

  • @ቤልጁም
    @ቤልጁም 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ በሊሕ ሰብ ኢኻ ፍናን ሓቢቢ

  • @teklitefrem2346
    @teklitefrem2346 3 ปีที่แล้ว

    Fnan btami xbuk medeb aleka akararba thzto kulu btami xbuk kexlo,

  • @wedierihalal4837
    @wedierihalal4837 3 ปีที่แล้ว

    Fnan hawey wetru tum zena ✅✅❤️

  • @ruftachannel4768
    @ruftachannel4768 3 ปีที่แล้ว

    Fani 👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯

  • @amanmogos4548
    @amanmogos4548 3 ปีที่แล้ว +7

    🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱❤️❤️

  • @asgedatsadwa4473
    @asgedatsadwa4473 3 ปีที่แล้ว

    We love you.

  • @TerhasBerhe15
    @TerhasBerhe15 3 ปีที่แล้ว +2

    Selam yezinibelina imber, gizei zefirhi :

  • @fqriyuemnetey3811
    @fqriyuemnetey3811 3 ปีที่แล้ว

    👍👍💪💪💪💪💪Qexlo fnan aselu

  • @yaya-ts8ko
    @yaya-ts8ko 3 ปีที่แล้ว +6

    Haki sletzareb zfeteweka ab chanelka ykatatel nhina dima alenalka

  • @gizyechekan2467
    @gizyechekan2467 3 ปีที่แล้ว +4

    Finan ane keb tijimir kisab lomi only finan nekefeta gin aleni

  • @በርሀጻዕዳተወልደኢዮብ
    @በርሀጻዕዳተወልደኢዮብ 3 ปีที่แล้ว +1

    Wel come fani meksen

  • @isaakboylovemam9451
    @isaakboylovemam9451 3 ปีที่แล้ว +3

    Fan kemzi medeb ketemxie keleka mara eye temesite zisemeka

  • @Mrmikiyas
    @Mrmikiyas 3 ปีที่แล้ว +4

    🙋🙋🙋🙋🙋
    ሰላም ክሉኩም ብሓፈሻ ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ይምነየልኩም።ቐጺለ ኣብዛ ሓዳሽ Channelይ ተከታተልቲ ክትኮኑ ይምነ።
    ኣብዛ ብጫ ነገር ዘለዎ።

  • @goytomata3947
    @goytomata3947 3 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ፍናን jigna

  • @fikreytesfa5205
    @fikreytesfa5205 3 ปีที่แล้ว

    Ajoka ane bwefeney akeraribakan dimxika kisemi des eyu zibleni kexilo kea 👍👍👍👍

  • @marcilion9562
    @marcilion9562 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣስላማይ ኣይትእመን ኩርዲ ድማ ሃገሮም ምስ ሓዙ ፍሊስጤም ምባሎም ዘተርፍ'ዩ😂🤪😆

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 3 ปีที่แล้ว

    ኣበይ ኢኻ ኣንቢብካዮ ኩርዳዉያን ኣስላምዮም ዝብል ፧

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว +1

      Ksedelka ab whatsapp xehafeley

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว +1

      Religion. Most Kurds are Sunni Muslims who adhere to the Shafiʽi school, while a significant minority adhere to the Hanafi school. Moreover, many Shafi'i Kurds adhere to either one of the two Sufi orders Naqshbandi and Qadiriyya. Beside Sunni Islam, Alevism and Shia Islam also have millions of Kurdish followers.

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 ปีที่แล้ว +1

      Ab google aleka

  • @kahsaykubrom1490
    @kahsaykubrom1490 3 ปีที่แล้ว

    ፋኒ ሓወይ ካብ ልቢ የምስግነካ ኣነ ሓደ ካብቶኦን ሓተቲ ሓደ ኢየ የቀነልና ፋኒ

  • @okbayghebreab5716
    @okbayghebreab5716 3 ปีที่แล้ว

    Ajeka fani

  • @medhanieande9872
    @medhanieande9872 3 ปีที่แล้ว

    Welcome fnan bro

  • @azmarino111
    @azmarino111 3 ปีที่แล้ว +6

    Kulu tegabri documentary yktatelo eye mo kulu nab haymanot way antsar meslmena zeqene eu hadgena media betami

  • @slamslam54
    @slamslam54 3 ปีที่แล้ว

    hzbna kabzi ymharo 🙏

  • @yonasdawit7592
    @yonasdawit7592 3 ปีที่แล้ว +3

    Fnan hawey kemakas nkulu,

  • @mikitube5016
    @mikitube5016 3 ปีที่แล้ว

    Welcome fnan app

  • @hawibibieye9357
    @hawibibieye9357 3 ปีที่แล้ว +3

    ፍናን ሓወይ እንታይ ክብቀቐልካ ንዓኻ ድኣ subsribe ክዉሕደካ ብጥርሑ እትምህር እንትርፎ ገዛውትናን ጎርበት ሃገርናን ካልእ ዘይንፈልጥ ዝነበርና ብዙሕ ኣላሊኻና

  • @allahisthegreatest3804
    @allahisthegreatest3804 3 ปีที่แล้ว

    Aslam ktbl xehay aribuka ata hasawi kulu felituka u okay neqez