# ዘሐጉስ ተሓጓስ።(ምውቕ ሂወት) ህፃን ስጦታ(ህያብ) ኣብ ልደታ ዓብይ ውህብቶ ኣብ መደብ ተኣምራውያን።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ธ.ค. 2023
  • sahre..like..subscribe ብምግባር ሰሙናዊ መድባትና ይከታተሉ።

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 6 หลายเดือนก่อน +388

    አሰይ እንኳዕ ደስ በለን።ሹማ ድማ ህያብ ይኹነላ።ደስ እንተይልዋ ሕተትዋ ትምህርቲ ብህያብ ትመዝገብ ትብሉ እስቲ like ሃቡ።

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበረለይ ኣሕዋተይ

    • @MikiMchot
      @MikiMchot 6 หลายเดือนก่อน +2

      ያ ልክዕ ኣለኻ። ህያብ ትኾነላ

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 6 หลายเดือนก่อน

      ጌረ አለኩ ግበሪ❤

    • @AbxhdBsjs-fl2ec
      @AbxhdBsjs-fl2ec 6 หลายเดือนก่อน

      እንኳዕ ደስ በለን❤❤❤❤

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 6 หลายเดือนก่อน +274

    እዚ ትግራይ ዓደይስ ክንደይ ለባም ኣሕዋትና እዩ ዘለዎ ተመሰገን ❤

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน +5

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤😍😍

    • @sgfghjpateg
      @sgfghjpateg 6 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤🙏🙏🙏

    • @galtigray5257
      @galtigray5257 6 หลายเดือนก่อน

      @youTubechanel481 እሹኒ ሓፍተይ

    • @galtigray5257
      @galtigray5257 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@Samib- እሹኒ

    • @embetukonjo
      @embetukonjo 6 หลายเดือนก่อน

      🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 6 หลายเดือนก่อน +43

    ሰብ ተሓጊሱ ካብ ምርኣይ ዘሐጉስ ነገር የለን 😢❤🎉ንክሎም ፅጉማት ኣሕዋትና ከምኡ ይግበረሎም😢💙🤲

  • @user-ui6ss9ee8p
    @user-ui6ss9ee8p 6 หลายเดือนก่อน +110

    ሉሎመይ ሽኮር ትፈትዉስከ ላይክ ኣገራጭውኒ❤

    • @dyykejtkj
      @dyykejtkj 4 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ማራ እየ ዝፈትዎ 🙏❤️💛

  • @bisrattesfagabr1751
    @bisrattesfagabr1751 6 หลายเดือนก่อน +196

    አፍፍፍፍፍፍ ኣይክኣልኩን ብታሕጋስ ነብዔ ብጣዕሚ አቁም ንፉዓት ሓፍትኩም ኤርትራዊት ❤❤❤❤

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሐፍተይ

    • @kirosaberha2562
      @kirosaberha2562 6 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤እንኳዕ ደስ በለኪ ስብ ሕልና🎉

    • @freweynidesta
      @freweynidesta หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @Tickeymielu
    @Tickeymielu 6 หลายเดือนก่อน +55

    ኣሰይ ተመስገን ኣምላኽ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ❤
    ንኽብርቲ ወላዲተን ካኣ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ 🙏🇪🇷

    • @FreWeyni-bu1lj
      @FreWeyni-bu1lj 6 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ለባም ሓፍተይ❤🙏

    • @freweynidesta
      @freweynidesta หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 6 หลายเดือนก่อน +54

    ልሎሞይ መግለፂ እንዶ ሲእነልካይ ለባም ወዲ ትግራይ ንበረና❤❤❤❤❤

    • @jgsg5356
      @jgsg5356 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪ ሓፍተይ❤❤

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 6 หลายเดือนก่อน +47

    ልቢ ዘረሳርስ ሓጎስ🎉❤❤ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰናይ ስራሕ ተሓጒሰልኩም!! ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ🙏

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በለልይ ማዓረይ

    • @freweynidesta
      @freweynidesta หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @haftayhagos3397
    @haftayhagos3397 6 หลายเดือนก่อน +140

    ኩሉ ዝተፀገመ ከምኣተን ይተሓጎስ!!!❤

    • @AaSs-hy2wg
      @AaSs-hy2wg 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ

    • @harkoiscelll5828
      @harkoiscelll5828 6 หลายเดือนก่อน +1

      Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏

    • @AsAs-uf6cs
      @AsAs-uf6cs 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @Asa-dv3gv
      @Asa-dv3gv 6 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ❤❤❤🙏

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 6 หลายเดือนก่อน +53

    ኩሉ ጊዜ ሐጎስ አብ ቤትኩም ይምላእ ደቂ ትግራይ ሐላላት ምሉእ ሰላም የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ 🤲

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 6 หลายเดือนก่อน

      ኣሜንንን

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f 6 หลายเดือนก่อน +22

    ተጋሩዋይ ለጋሳት ሂቦም
    ዘይርብርቡ ምስ ኩሉ ሽግሮም🥰♥️💛

  • @robelbereket9406
    @robelbereket9406 6 หลายเดือนก่อน +2

    "ሰናይ ምግባር ኩሉ ግዜ ኣብ ቅድሚኻ እዩ ሓሊፉ ዝጸንሓካ፥ ሰናይ ምግባር ንሕልናኻ'ዩ" ።ብሓቒ ልቦና ዝተዓደልካ ሰብ ኢካ ክቡር ሓወይ። ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን መደብ፥ ብፍላይ ድማ ኣብ ሕጻናት ዘለካ ፍቕርን ሓልዮትን እተቕርቦ መደብን ኣዚኻ ኢኻ ትስሕበኒ። ኣጆኻ ቐጽሎ፥ ንቀጻሊ ውን ካብዚ ዝበልጽ ስራሕ ክንጽበ ኢና። ኣብ ኩሉ ህይወትካን ናብራካን ጉዕዞኻን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን❤።

  • @salamsalama5792
    @salamsalama5792 6 หลายเดือนก่อน +123

    ኡፍፍ😢 ተሓጊሰ ሞይተ❤😢

    • @BrhanBrhan-wc4zu
      @BrhanBrhan-wc4zu 6 หลายเดือนก่อน +2

      ዋላ ኣነ 😢😊

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 6 หลายเดือนก่อน

      ቤተሰብ ግበራኒ

    • @user-vt6jw7jw3g
      @user-vt6jw7jw3g 6 หลายเดือนก่อน

      ኣይ ሃማይ በኡነት😢

    • @embetukonjo
      @embetukonjo 6 หลายเดือนก่อน

      🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @KahsayWediraya
      @KahsayWediraya 29 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi 6 หลายเดือนก่อน +47

    ተመሰገን ተጋሩ ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተከአልኩም❤👏💛❤️

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤😍

    • @GshShh-mz5xi
      @GshShh-mz5xi 6 หลายเดือนก่อน

      @@Samib- አሺ

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i 6 หลายเดือนก่อน +6

    ሓቂ እዩ እባ ቆልዓ ናባዕሉ ዑድል ሒዙ እዩ ልውለድ ልባሃል❤🎉😢ምቅርቲ

  • @philimonsiem6366
    @philimonsiem6366 6 หลายเดือนก่อน +13

    ኣነ ንብዓት 😭ጥራይ ኮይነ ብትሕጋስ ቴል ቁጽሪ ከኣ ተትገብርሉ ደስ ምብለና ምሓገዝና ኣብ ዝጠዓመና የሕዋት ኤርትራውያን ❤❤❤

  • @user-lv2yx1tn5g
    @user-lv2yx1tn5g 6 หลายเดือนก่อน +28

    ♥👑መፃኢኪ ብሩህ ይኩን ዛጋለይ♥🙏👑

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሐፍተይ

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 6 หลายเดือนก่อน +11

    ኣነ ብወገነይ ክብለኩም ዝደሊ ኣዲን እንደምንም ኢልኩም በዛኩም ናብቲ ኣሎ ዝባሃል ፀበል ወሲድኹም ኣሕፅብወን መሊእኹም ክትፀድቁ ኢኹም እርግፀኛ እየ ፀበል ተሓፂበን ክድሕና እየን ንፅቡቅ ተግባርኹም ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏🙏

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤😍

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 6 หลายเดือนก่อน +2

    Asey Asey Azyu yu zehagysn gyn kea kebdka ybela ! Senay zygeberkum Amlak ykfelkum ❤😢🇪🇷

  • @silvanamama4246
    @silvanamama4246 6 หลายเดือนก่อน +26

    ዘመንኪ ብስሓቅን ሓጎስን ሕለፍዮ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ፈጣሪ ይባርኽኩም የሕዋት❤❤❤

  • @SalamSa-ym8ju
    @SalamSa-ym8ju 6 หลายเดือนก่อน +6

    ንዝአን ዝሓገዝኹም ኣሕዋትና ማዕረ ክንደይ ከም ዝተሓጎስኹም ምግማት ኣይጠፊአናን እንኳዕ ክዓ ደስስስስስስ በለኩም ብዝወፅአ ይተክኣልኹም

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน +32

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ትካታተሉ ዘለኩም ዘለክን መድሂነአለም አአብ ዘለክምዎ ይሓሊኩም👏 ልህዝብናለ ሰላም ፍቅርን ካብ ዘለዎ ፀበባን ዕፅዋን ነፃ የዉፀአልና አምላክ ፍትወተይ👏 በስም ዳኒ ሳብስክራይብ ግብሩለይ ፍቅራተይ ሰናይ ንዓክሞ🌿❤👏

  • @user-ji3mm8ge8k
    @user-ji3mm8ge8k 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንኹሉኹም ኣብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኹም እግዚአብሔር ኣብዝርያኹም ይኹን ደስስ ዘብል እዩ በሓቂ

  • @keseteguesh5488
    @keseteguesh5488 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ይሃብኩም ነዙይ ምድላው ዝገበርኩምን ገንዘባዊ ድጋፍ ዘበርከትኩም ሰባት

  • @michaelfitwi2126
    @michaelfitwi2126 6 หลายเดือนก่อน +10

    ደስ ዝብል ተግባር እዩ ፡ እግዚአብሔር የክብርካ ተዋሳኢ ዳኒ , ንኹላትኩም አብዚ ጽቡቅ ቅዱስ ተግባር ዝተሳተፍኹም ብዓቅሚ ገንዘብ ይኹን ብዓቅሚ ጉልበት ብዓቅሚ ሓሳብ ፡ እግዚአብሔር የኽብርኩም ፡ አብ ቅድሜኹም ይጽንሓኩም ፡ ዳኒ ሓደራ ነዛ ምጭውቲ ቆልዓ ስጦታ ምስ ምጭውቲ ሓፍታ ናብ ቤተ-ክርስትያን ዝወስደን ሰብ አዳልወለን ንመጀመርታ እምበር ንቀጻሊ እቲ ፍቅሪ እግዚአብሔርን ፍቅሪ ቤተ-ክርስትያን ክመርሐን እዩ ሓደራ እዚ ጽቡቅ ድምጺ ንመዝሙር ክከውን ሓግዛ ነዛ ምጭውቲ ህጻን ስጦታ ፡ ዳኒ ሓወይ ዓቢ ሓገዝ ሕጂ አብ ቅድሜኻ አሎ ነዘን ህጻናት አሕዋትና ፡ ጥበብ ማለት መጀመርታ ፍርሃት እግዚአብሔር ከም ዝኮነ ፡ ብድሕሪኡ ኩሉ ክበጽሕኦ ከም ዝክእላ አፍልጠን ሓግዘን ፡ ናተይ ሕልሚ ድማ ንፍዕቲ ዘማሪት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮይና ክርእያ ተስፋ ይገብር ፡ ሓሳብ ናይ ልበን ኩሉ ጸጸብቅ እግዚአብሔር ክፍጽመለን ምንዮተይ ይገልጽ ፡ ዳኒ ሓወይ ብካል መደብ አብ ካልእ ግዜ ከተቅርበን ይትስፎ ።🎉 🎉 🎉❤

  • @BarchiTube5164
    @BarchiTube5164 6 หลายเดือนก่อน +14

    ዉይይይይ ተመስገን ተጋሩዋይ ፅሩያት ኩሉ ግዜ ናታሓጎስኩም ንበሩ ብታሕጓስ ነቢዐ😢🥺🥰ብዝወፀ ይተከአልኩም ደቂ ሪመይ ❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🥰💓💗♥️

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሐፍተይ

    • @BarchiTube5164
      @BarchiTube5164 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@Samib- ጨለ ገይረልካ ንስካ ግበረለይ 👐🤗

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 6 หลายเดือนก่อน +6

    ቃላት የብለይን ንኩልኩም ተጋሩዋይ ብፍላይ ዳኒየ ብጣዕሚ ኢካ ህፃናት ትሕብሕብ እሞ ወሊድካ ንምስዓም የብቅዕካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @galtigray9301
      @galtigray9301 6 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን አለ ሜን ኣሜን ይገበረልኻ ሓወይ ናተይ❤

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 6 หลายเดือนก่อน +15

    ህያብ ✅ ስጦታ ❌
    ሽማ ኣብ መዘጋጃ ቤት (ቤት ዕዮ) ከይዶም ይቐይሩላ። ብርግጽ፡ ናይ ልደት ወረቐት (Birth certificate) እንድሕር ዘየብላ ስቕ ኢላ ኣብ ቤት ትምህርቲ ክትቅይር ትኽእል እያ።
    ጎበዝ ኩን እዚኣ እውን ኣሰኻዓያ ዳኒኤል ተስፋይ። 😍

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 6 หลายเดือนก่อน +14

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እንኳዕ ደስ በለክን መፃኢክን ብሩህ ይኩን ህያበይ🎂🎂🎂🎂❤❤❤❤

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 6 หลายเดือนก่อน +9

    እግዚኣብሄር ይመስገን ክንደይ የሐጉስ ትባረክ ልሎም ከምዚ ንክኮና ምክንያት ንስኻ የኻ ❤💛❤

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቱም ብጉልበትኩም ብግዜኩም ዝሓገዝኩምለ ንእስነትኩም የምኒኹም ፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ተሓጒሰ 💞🙏

  • @yordi676
    @yordi676 6 หลายเดือนก่อน +8

    እግዚአብሔር ሓላዊና'ዩ
    ጓሳዩና'ዩ ኣብ በረካ ኣብ ስደት ኣብ ዝኮነ ቦታ❤❤❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 6 หลายเดือนก่อน +13

    _ተመስገን🥺 ዝሓጋዝኩም ኣሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም ኣሕዋትና♥️_

  • @user-ul6tx5ob3k
    @user-ul6tx5ob3k 6 หลายเดือนก่อน +11

    ተመገን ኣምላክ ነወሃቢ ይሃቦ እግዚአብሔር 😢❤❤

  • @LwamLwam-gt5bv
    @LwamLwam-gt5bv 6 หลายเดือนก่อน +7

    ተባረኩ ዞም ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይትካኣልኩም ❤❤❤ ለባማት

  • @user-ns9ks4pk2d
    @user-ns9ks4pk2d 6 หลายเดือนก่อน +2

    ስጠታዬ እካዐ ተወለድክለይ ቀሪ ዐድመኪ ፍጣሪይባርከልኪ ብጣዐሚትሓግሰ ኩሉህጻናትና ከምዚ ዐድል ተትረክቡ ጽብቅነይሩ🙏🙏😭😭😭👭👭👩‍👩‍👦

  • @Hagushlove
    @Hagushlove 6 หลายเดือนก่อน +6

    i love u ኤርትራውያን ኣሕዋትና የቀንየልና😍😍😍ተጋሩዋይ ዚ ዩ ዘምሕረልና❤❤❤❤ፍቅርን ሰላምን ንኩሉ ወዲ ሰብ!

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤😍

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x 6 หลายเดือนก่อน +7

    _ኣየ ዝትግራዋይስ ለባም💖💖💖_

  • @user-lu2is3gs6r
    @user-lu2is3gs6r 6 หลายเดือนก่อน +4

    እሰይ ተመስገን ብሓቂ ዕልልልል ናሳሓቅኹም ንበሩ ተጋሩዋይ ❤ ንዝሃብኹም እዉን ብዝወፀ ይተከኤልኹም ለባማተይ 🙏❤❤❤❤❤

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj 4 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ለባማት ዳንየ ዶሞ ቀፅለሉ 🙏❤️💛💊💊💊💊💊💋💋💋💋💋💋💋

  • @user-pv4fd9lh2x
    @user-pv4fd9lh2x 6 หลายเดือนก่อน +23

    ብሓቂ ደስ እልና ነዚ ዝገበርኩም እሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኩም እሕዋተይ❤❤

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k 6 หลายเดือนก่อน +26

    ሓጎስ ፅጉም ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ሓጎስ የለን 🥺ተባረኹ ❤️🌹

  • @user-mt7fb4fu7f
    @user-mt7fb4fu7f 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን ዋጋ ፃዕርክም እግዚአብሔር ኣምላክ ይክፈልኩም፣ ፅቡቅ ምግባር ንርእስካ እዩ። ብዝወፀአ ይተከአልክም ኣሕዋተይ ገዛ ሳሓቅ ይግበረለን ፈጣሪ ኣምላክ ተመስገን ❤🎉❤

  • @user-sq8cm8wn3n
    @user-sq8cm8wn3n 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብታሕጎስ ብኽያተይ ምቁፅፃር ሲኢነ ኣነስ ኡፍፍፍፍ🥺ተጋሩዋይ ማዓረይ💋💋🥺🥺🥺እንካዕ ተወለድክልና ህያበይ👸👸💋

  • @WedimelesWedimeles
    @WedimelesWedimeles 6 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዓሚ ደስ ይብል ንኩሎም ዝተፀገሙ ከመኡ ይፍጠረሎም

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 6 หลายเดือนก่อน +19

    ዊይ ተጋሩዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኹም ይኽፈልኩም❤❤❤ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ😢❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዉዴ

  • @nakfaagombesa2174
    @nakfaagombesa2174 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ህያበይ፡ ህያብ ዓባይ ሰብ፡ ትምህርቲ ብህያብ ኣመዝግብዋ።

  • @MaMa-vk6gw
    @MaMa-vk6gw 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤ፅሩያተይ ተጋሩዋይ መዓረይ ኣብዚሑ ይሃብኩም ፈጣሪ ምቅርተይ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ 🌿🌿🌿❤❤🌿

  • @destangus5612
    @destangus5612 6 หลายเดือนก่อน +11

    ተመስገን ተጋሩዋይ ዘርኡኩም ይብዛሕ እናተሐጎስኩም ንበሩ ሰናይ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @user-rs8bd8un8y
      @user-rs8bd8un8y 6 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏❤❤#

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9u 6 หลายเดือนก่อน +8

    ኩሉ ዝተፀገመ ካማኪ ይታሓግስ ምቅርተይ🥰🥰🥰🥰

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 6 หลายเดือนก่อน +7

    ዝተፀገመ ክሕጎስ ክትሪኢ ተለካ ካብዚ ዝዓቢ ሰናይ ተግባር የለን ኣብዚ ተግባር ዚ ዝተሳተፍኩም ሙሉእ ዘመንኩም ተሓጎሱ❤️👏 ህያቨይ ለ እንካዕ ተወለድኪ ዝቀረየ ዕድሜኪ ይባረክ🥰

  • @user-tv6xq2jh4b
    @user-tv6xq2jh4b 6 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓጎስ ነቢዐ ማርያምን ኡፍ ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q 6 หลายเดือนก่อน +16

    እንኳዕ ብሰላም ሙፃእኻ ሉሎመይ ክቡራት አሕዋትና አብዝይ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም እሰይ ሚጣይ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብይኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሐፍተይ

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay4118 6 หลายเดือนก่อน +14

    እግዚአብሔር ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤ ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ ❤❤❤❤ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኪ ፈጣሪ

  • @gix9374
    @gix9374 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዳንዋይ ሓወይ ከመይ ዲካ ለባም ከምዛ ሓጎስ ዝፈጠርካለን ላታሓጎስካ ንበረና ዳንዋይ ብሉፅ ናይ ቡሉፃት❤❤❤❤❤

  • @merhawimichael8661
    @merhawimichael8661 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኡፍፍፍፍ ንታሕጓሰይ ብንብዓት ገሊጸዮ።ሰብ ከምዚ ኢሉ ክሕጎስሲ ማራ ደስ ይብለካ ምሉእ ሓጎስ ይግበረለን።

  • @jamelaburhan5395
    @jamelaburhan5395 6 หลายเดือนก่อน +24

    ኣሰይ ልሎሞይ ለባም ቀፅለሉ ለባመይ❤❤

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሐፍተይ

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገን🥺😢 ዝሓጋዝኩም አሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ በለዉፅ የትክእልኩም👏❤

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e 6 หลายเดือนก่อน +4

    እፍ ማርያምን ሓጎስ ዶ ክንድዝይ የብክየካ እዩ 😢😢😢 ኣሰይ ተጋሩዋይ ማዓርግ ይዓዱሉኩም ዞም ኣሕዋተይ እንካዕ ካባካቱም ተፈጠርና ❤❤❤

  • @user-ij2bn1fn2m
    @user-ij2bn1fn2m 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ንብዓት ቁፅርፅር ላበለኒ እየ ሪኤዮ ብጣዕሚ ሰናይ ተግባር እዩ

  • @user-mz9ov4lg6x
    @user-mz9ov4lg6x 6 หลายเดือนก่อน +9

    ኣሰይ ናተይ ንፅህት ልብ ፍትውውው❤❤❤

  • @user-kn3dg9ro2p
    @user-kn3dg9ro2p 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይይይይ ተጋርዋይ ተባረኩ❤❤❤❤❤❤

  • @user-kh7ik1pk2l
    @user-kh7ik1pk2l 6 หลายเดือนก่อน +4

    መምህር ልሎም(ዳኒ) ዛ መደብ ከይተቋርፃ ሕድሪ❤ ፅቡቅ ስራሕ🎉

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v 6 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይመስገን እዚ ዘርአየና ኣነስ ኩሉ ግዜ ክሕግዝ ይደሊ ግን ሂበ ኣይፈልጥ ሓጊዘ ኣይፈልጥ
    ሰናይ ንምግባርስ ድልየታት ኣለኒ ሰናይ ግብሪ ግና ፍፁም ሪሑቁኒ ኣምላከይ ሐግዘኒ ኩሉኩም ኣሕዋተይ ኣብ ፀለትኩም ሓግዙኒ

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha7716 6 หลายเดือนก่อน +9

    ተመስገን ፈጣሪ ሓጎሰይ ወሰን የብልን ተጋርዋይ እንዃዕ ካባኩም ተፈጠርኩ❤

  • @cherkosgebru6525
    @cherkosgebru6525 6 หลายเดือนก่อน +6

    ተጋሩዋይ ብዝወፀ ይተክኣሉኩም ፈጣሪ 🙏🙏ሉሎመይ ለ ቀፅለሉ 🥰🥰🥰

  • @slamh2481
    @slamh2481 6 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ታሓጊሰ ደስ ኢሉኒ ተመሰገን ፈጣሪ ንኩሉ ዝፀበቦ ከማክን የብረሀሉ ❤😢❤

  • @merigalmeles109
    @merigalmeles109 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሉሎመይ ሓላል❤❤❤

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኣስይ ተጋሩዋ ምቁራት ርህርሃት ለውሃት ልባማት❤በቃ ቃላት ስእነ መግለፅ ብድወፀ ይተክአሉኹም.አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኒ ወለላይ❤

  • @user-nu9fw8kd5w
    @user-nu9fw8kd5w 6 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ደስ ኢሉክን ስለዝረኣኩኽን ሓጎሰይ መግለፂ ስኢነሉ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩሉኹም ሓውኩም ካብ ኤርትራ ❤❤❤❤❤

    • @goodboyhabasi1287
      @goodboyhabasi1287 6 หลายเดือนก่อน

      ሕሊናዊ ሓውና❤❤

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎂🎂🍬 እንኳዕ ተወለድኪ መዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ❤🙏

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 6 หลายเดือนก่อน +3

    ህያበይ ዕድመን ጥዕናን ያህብኺ መ/ም ልእሎም እውን የቅንየልና እግዚአብሔር ይባርክኻ🙏❤

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6h 6 หลายเดือนก่อน +6

    😢 ማረይ መጻኢኺ ብሩህ ይኩን ሚጣዋይ🎉🥰

  • @solomongebrekristos3370
    @solomongebrekristos3370 6 หลายเดือนก่อน +5

    ተሓጓሰይ ብምንታይ ቃላት ከምዝገልጾ ኣይፈልጥን። ነዚ ቅዱስ ሰራሕ ኣብ ተግባር ንክውዕል ኣቢ ጻዕሪ ዝገበርኩ ፈጣሪ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም። ተባረኩ 🙏🙏🙏🙏 Happy birth day 🌹🌻💐🌺

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ብጣዕሚ ዘሐጉስ ሰናይ ስራሕ❤❤❤

  • @gdggdgg-zs9ou
    @gdggdgg-zs9ou 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ታሕጋሰይ ወሰነ የቡሉዩ

  • @user-ec2tv7xz6i
    @user-ec2tv7xz6i 6 หลายเดือนก่อน +3

    ትግራዎይነት ማንነት እኳ ሚስጢር እዩ ።ማለት ከምፀይ እናበርህ ከምወርሒ እናደመቀ ከምክባክቡቲ ብውህዱ ዝበርቅ እዩ። ትግራዎይ የወህ ሓዛን ንሰብ ክብሪ ዝህብ።ዘለኣለማዊ ክብሪ ንተጋሩ።

  • @user-ur8ie8oc1g
    @user-ur8ie8oc1g 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣንስ ንብዓት ሓጎስ ንቢዒ 😭😭 ዶም ኣብዚ ሰናይ ተግባር ዝትሳተፍኩም ፍጣሪ ብዝውፅከሞ ይትካኣልኩም 🙏

  • @freweynidesta
    @freweynidesta หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤ ንክብርቲ ወላዲተን ድማ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደላ 🙏🙏🙏

  • @selamaregay6838
    @selamaregay6838 6 หลายเดือนก่อน +1

    Temesgen Amlak bi hagos nebie behaki Amlak kulu gize misakum yekun dani hawey Ajoka ketsilo kulatkum enda tihish zelekum Amlak yehagizkum 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @KiyaHafi
    @KiyaHafi 6 หลายเดือนก่อน +4

    ነዚአን ዘሐጎስኩም ፈጣሪ ብታሕጓስ የንብርኩም❤❤❤🙏

  • @MurutsSuyumGidey
    @MurutsSuyumGidey 6 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ዝብል ባሓቅ ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @maryameywehabitselamey7859
    @maryameywehabitselamey7859 6 หลายเดือนก่อน +1

    bhagos nbatey mkuxxar abyuni 😢 thanks God happy bithdey mkri haftey yene konjo 🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይኽፈልኩም ❤❤❤

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 6 หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገን ብሓጎሰን ተሐጉሰ ነቢዐ😢

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ❤❤🎉

  • @zedigaldocter6126
    @zedigaldocter6126 6 หลายเดือนก่อน +3

    መኣዘ እዩ ዝልቀቅ ናበልኩ ከምዘይፀናሕኩስ ተቀዲመ ብዝኮነ ደስ ኢሉኒ ስለዝመፃእኩም ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ምጭዋተይ እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም❤❤❤❤💐💐💚💚💚💚💐💐💐💐💐💜💜💜💜💜

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤

  • @user-fd6fo7pr6u
    @user-fd6fo7pr6u 6 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይ ተጋሩዋይ ፍረ ፃዕርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም🙏🙏🙏🙏 እንኳዕ ተወለድኪ ምጭውተይ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 6 หลายเดือนก่อน +5

    ሳሓቅኩም ይብፃሕ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @qweqqweq3557
    @qweqqweq3557 6 หลายเดือนก่อน +5

    አሰይ ፅሩያት ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም❤👏

  • @user-uo6cf4wr4d
    @user-uo6cf4wr4d หลายเดือนก่อน

    በሓቂ ተሕጋሰይ ክገልፆ ኣይክእልን እፍ ተመስገን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏ኪዳነምህረት ምሳክን ትኩን

  • @user-ij2mx2io7f
    @user-ij2mx2io7f 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን ፈጣሪ ሓጎሰይ መግለጺ የብሉን እጆኩም ቀጽልዎ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዝተረፈ ዕድዲኺ ይባረኽ ህያበይ ኣደዋኺ ውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደላ❤❤🎉

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤

  • @subi3319
    @subi3319 6 หลายเดือนก่อน +4

    ባሓቂ ደስ ኢልኒ እንኮዓ ተወለዲኪ ንማሞኪ ፈጣሪ ምሕረት የዉሪደላ ኩላኩም ተጋሪዋይ ብዝወፃኩምዋ ይተካኣልኩም🥰🥰🥰🥰

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤

  • @freweynitsegay6550
    @freweynitsegay6550 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሂወትካ ሙሉእ ብርሀን ይዂን

  • @ummohammedlove7869
    @ummohammedlove7869 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንዃዕ ተወለድኺ ዝተረፈ ዕድሜኺ እግዚአብሔር ይባርኮ ምቅርቲ ዝኾነት ቆልዓ🎉🎉🎉🎉❤

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h 6 หลายเดือนก่อน +7

    ተመስገን ❤❤❤ልለሞይ ብልፅ❤❤❤

  • @user-qp2qo9dc9r
    @user-qp2qo9dc9r 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ ብዝወፀ ይተክኣሉኩም🙏❤💊🥰🥰🥰

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኒ ወለላይ❤

  • @user-qr9zo3tl5d
    @user-qr9zo3tl5d 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓጎስ ሰባት ምዘሐጉሰካ እዩ ሂወትካ ዝያዳ ዝምቅር❤❤❤

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 6 หลายเดือนก่อน +1

    Edmen tenan yehabki meqerti ❤❤❤happy birthday mekseb alem zemenki yebarek fetari 🎂🎂🎂🍭

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 6 หลายเดือนก่อน +3

    _እሰይ ገበርቲ ሰናይ እግዚአብሔር አምላኽ ብልወፀ ይተክኣልኩም ብሓቂ ልዕሊ ቃላት ሓጎስ 😢_
    _እግዚአብሔር አምላኽ ኣብቲ ትደልየኦ ፅቡቕ ደረጃ የብጽሕክን ኣዴኽንለ ምሕረት የውርደላ ዘን ሓተይ❤_

    • @Samib-
      @Samib- 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቻናለይ ብምእታው ቤተሰበይ ኩኑ ኣሕዋተይ❤😍