# ትወልደኒ ኢኻ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • Share...like...subscribe ብምግባር መድባትና ይከታተሉ።

ความคิดเห็น • 729

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 10 หลายเดือนก่อน +96

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ መምህር ልእሎመይ እዚ ፕሮግራም ብደምቢ ኣዕብዩዎ ቀፅልሉ እስኪ ህፃናት ናምፃኩም ኣስምዑና❤❤❤❤ ዝፈልጥዎ መንፈሳዊ መዝሙር እውን ጠይቆም ነዞም ህፃውንቲ❤

    • @GDGGHrty
      @GDGGHrty 10 หลายเดือนก่อน +2

      ኢወ ደሰ ኪብል🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውውውውው❤❤❤❤❤❤ ደስስስስ ክትብሉ ሙቁራት እሰይይይይ ቀፅልዎ
    ልሎሞይ

  • @meazat.4857
    @meazat.4857 9 หลายเดือนก่อน

    Omg God bless you all 🙏 🙏 🙏 ❤️ 💖 💗

  • @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
    @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 9 หลายเดือนก่อน

    ያሚራል የኔማር❤❤❤ ይምቹኹምም❤❤

  • @Miri-rf3lr
    @Miri-rf3lr 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MamunKsa-d7o
    @MamunKsa-d7o 10 หลายเดือนก่อน +49

    መምህር ልእሎመይ ዞም ተስፋ ፅባሕ ዕሸላትና ቀፃሊ ይኩን በዚ ኣቅርበልና ሚድያና እውን ክነዕብዮ ኢና 🔴💛❤💛❤💛🙏😍ተጋሩዋይ ኣጆኩም ንበሎም ንወገናትና 💛❤🙏

  • @SaraSara-zu2vl
    @SaraSara-zu2vl 10 หลายเดือนก่อน +34

    ያብሓቂ ሞዝሙር ብትግርኛ ኩልና ክንክእል ኣለና❤❤❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 10 หลายเดือนก่อน +21

    ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብኺ ዛጓለይ ምጭውት🥰
    ምስ ዓበኺ ዘማሪት ክትኾኒ ይምነ ንእስተይ🙏❤💛

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ
    @ለምለምጋልትግራይስደተኛ 10 หลายเดือนก่อน +22

    እዚ መደብ እዚ ከየቃረፅካ ቀፅለሉ ብጣዕሚ እኻ ኣቀራርባ ትኽእለሉ ዝሓውና 🎉❤

  • @Abilovetube742
    @Abilovetube742 10 หลายเดือนก่อน +58

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

    • @hintsetyoutube
      @hintsetyoutube 10 หลายเดือนก่อน

      Amen amen nkaltan🌹🌺🙏

    • @titilenopo
      @titilenopo 10 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን 🥰

    • @adak3185
      @adak3185 9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @fsaha77gn
    @fsaha77gn 10 หลายเดือนก่อน +24

    ከምዝኦም ዝበሉ ህፃናት ብብሉፅ ክሕብሐቡ ኣለዎም ...ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ትምህርቲ የድልያ❤

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 10 หลายเดือนก่อน +13

    ሉለመይ ሐዚ ኢኻ ምሳኻ ተከይድ ስራሕ ዝረኸብኻ ማርያምን ከጥዕመልኻ ምስ እዞም ቆልዑ😂😂😂

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 10 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ 😴😍

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 10 หลายเดือนก่อน +31

    ናይ ምዝካር ክእለታ አዝዩ ልዑልን ዝገርምን እሞ አርቲታት ተጋሩ ክትሃንፅዋን ክትሕብሕብዋ አለኩም ብልፅቲ ደራፊት ገጣሚት ተዋሳኢትን ትግራይና ብዓለም ደረጃ እተፋልጥን መርኣያ ተምሳሌትን ቆሉዑት ስለ ዝኮነት !!👌🤝👏👏👏👏

    • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
      @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 10 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ብዕራይና እሞ ትግራይ ድያ ብደረፍ ትፍለጥ ደርፍ እኮ ናይ ስይጣን እዩ ስለዚ ትግራይ ናይ ስይጣን ትከን ማለት እዩ ንሕና ከ አበይ ንነብር ገልትዋይ😶

    • @ማኣዛ
      @ማኣዛ 10 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይእዊይ ክርስስያን ደማ ይፃረፍ እዩ😢ቀስ ኣቢልካ ዩ ዝምከር,

  • @ትጂቆልዓሰነገደ
    @ትጂቆልዓሰነገደ 10 หลายเดือนก่อน +9

    ኣሰይይይይ መቀረት ቀፅልሉ የዕቢኪ❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋይ ንበርለይ ክብርለይ❤❤❤❤❤❤

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 10 หลายเดือนก่อน +12

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደባት ከምዝኦም ዝበሉ ተስፋ ፅባሕ ዘሎዎም ህፃውንቲ ተቃበልቲ ዓዲ እዮም ተጋሩዋይ ምዲያና ነዐቢ ኣጀኩም ንስካቱም በርቱዑ ኣለና ኣብ ጎንኩም ንበሎም❤❤❤

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 10 หลายเดือนก่อน +11

    ዉይ ምዓረይ😢😊❤❤❤❤🎉🎉🎉
    ወዲ ረሚጥ ክብረት ይሃብካ
    ተጋሩ ሓላላት😊😊❤❤❤

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣማን ብኣማን 2 , እህ መንግስተ ስላሴ ንዘላኣለምን እህ ዝማር መላኣኽቲ የስመዕልና እዚ ካሜራምን ክንፍዕ ኩላትኹም ኣትኮሮት ናብ መዝሙር ገበሩ

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 10 หลายเดือนก่อน +8

    ምቅርቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ተስፋ ፅባሕ ዳኒየ ቀፅለሉ የቅንየልና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MamunKsa-d7o
    @MamunKsa-d7o 10 หลายเดือนก่อน +11

    ወለላይ የዕቢኪ ዛመዓረይ ተስፋ ፅባሕ ትግራይ😘👈💛❤💛💛🔴🌕👏
    ናይ ሎሚ ህፃውንትሲ ገና ከይተወለዱ እዮም ተሳሒሎም ይመስለኒ 😍ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፅጋበይ🙏🙏🌕🔴💛😍

  • @TitiG_LifeTube
    @TitiG_LifeTube 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኪ ህጻውንቲ ብመዝሙር ኣምላኮም ከመስግኑ ኣብቲ መደብካ ኩሊ ግዜ ኣብ ዝረከብካዮ ኣጋጣሚ መልእክቲ ተትሕልፍ ዳኒ ሓውና❤❤ ኣምላክ ስራሕካ ይባርከልካ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዳኒ ግን ብጣዕሚ ዘድንቖ መንእሰይ ኢኻ ናይ ምውሳእ ብቕዓትካን ናይ ጋዜጠኛ ንቕዓትን ውን ኣለካ❤ ምቑሉል ስብ።

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 10 หลายเดือนก่อน +6

    ልሎሞይ ንፉዕ ኢካ ቀፅለሉ ብፉላይ ኣብ ህፃናት ኣቱኩረት ገይርካ ስራሕ ከይተቆርፆ ኣብ ሰሙን ሓደ ጌዜ እንተተምፀአልና ፅብቅ ነይሩ ❤

  • @galmhrey
    @galmhrey 10 หลายเดือนก่อน +7

    አማን ብአማን አማን ብአማን መንግሰተ ሰላሴ ዘላአለም እታ ህፃንሰ ካብቲ ደርፊ መዝሙር ዘማሪት ክትከውን አለዋ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tgray2416
    @tgray2416 10 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ደስስ ዝብል መደብ እዩ ከመዚኦም ዝበሉ ህፃውንቲ ኣምፅእለና ❤

  • @Princess_Rozi
    @Princess_Rozi 10 หลายเดือนก่อน +4

    ኤልዳናየ ምቅርቲ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኺ👑🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤ወዲ ሮሚጥ ብምኽንያት እየ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ጀግናየ👑🙏🙏🙏🙏

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 10 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤❤❤ንኹሉኹም ብጣዓሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤❤❤ ዳኒ ተባረኽ። ወዲ ረሚጥ ክብረት ይሃበልና።❤❤❤❤❤❤

  • @sammah9441
    @sammah9441 10 หลายเดือนก่อน +13

    ትግራይ አባኩም እዩ ተስፋኣ ተረከብቲ ሕድሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @debreselam232
    @debreselam232 10 หลายเดือนก่อน +4

    ብራቮ ቀጽለሉ ቁሩብ ደንጉኻ እዚ መደብ ብውሑዱ ሰሙናዊ ክኸውን ኣለዎ በርትዕ❤❤❤

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ከምዚኦም ዝበሉ ህፃውንቲ ክተባብዑ ኣለወም ቀፅሉሉ ተጋርዋይ🙏❤️❤️🎉🎉

  • @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
    @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዳኒዋይ ጎቤዝ ብመንፈሳዊ ዝላዓለ ትኹረት ንክገብሩ ምምኻርኻ ቀጽለሉ❤

  • @tdf8250
    @tdf8250 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣጆኩም ቀፅልሉ ዳኒ ሓወይ ንሕና ክኣ ላይክ ሸር ኣይንሓምቅን ደስ ዝብል መደብ እዮ

  • @atsedegodefa9732
    @atsedegodefa9732 10 หลายเดือนก่อน +4

    አሰይ ተጋሩ ብዙሑ እስከ አብ ስደት አብ ዓድ ዞሎኩም እሲከ አብዛ ናተይ ኣቱኩም ኣታባብዑን ብትሕት እግዚአብሔር ክብራተይ❤👏

  • @بمنثممي
    @بمنثممي 10 หลายเดือนก่อน +9

    አሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 10 หลายเดือนก่อน +4

    ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ጎበዝ ክብረት ይሃብኻ ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ የዕብኺ ንቁምነገር የብቅዕኺ

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ደስ ክትብል ምጭውተይ ተስፍ መፃኢት ትግራይና❤❤❤
    ምክርካ ድስ ክብል ኣብ ፀሎትን መዝሙር ክትድህቢ ኣለኪ ምባልካ ዓብይ ትምርቲ እዩ❤❤❤

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 10 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይ መቀረት ዕድመን ጥዕና ይሃብኺ ፈጣሪ🙏🙏🙏♥️♥️♥️👄👄💋💋🥀🥀🥀🥀💘🎉🎉🎉🎉💛💛💛♥️♥️♥️♥️♥️💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @SaA-wo2yr
    @SaA-wo2yr 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይ ምቅርቲ ብጥበቡ ብሞጎሱ የዕቢኪ ፈጣሪ እና ክቡራት ወለዳ ውን ከምቲ ሙዚቃ ሽምዲዳቶ ዘላ ኣብ መንፈሳዊ ፍልምን መዝሙር ውን ከምኡ ክትጉቡዝ ሓግዙዋ በጃኩም❤

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሰይ ጅብዕቲ ዞም ናይ ከዚ ወሎዶ ግን ክነቅሑ የዕብኩም ኣባይኩም ይደፈን ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኩም ህፃናት ትግራይና ዳኒተይ ለ ሓሪፍ መደብ ቀፅለሉ👑❤️👸💛

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይይ ፅሪተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኺ ምቅርተይ❤ ኣብዚ ሕጂ ዕድመኺ ከምዚ ዓይነት ኣእምሮ ታዓድልኪ ንኣኺ ዝኾውን ቃላት የብለይን ስደት ወጊድ ዶ በልኪ ብልክዕ እና መ/ር ዳንኤል ኣብ ስራሕኻ ኣሳልጦ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ መላእ ቤተሰብካን መሳርሕትኻን ቀፅለሉ❤💪💪💪

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ደርፈ ምንም አይዓብሰላን እዩ መዝሙር አላምድዋ❤❤❤

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 10 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ💊 ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏💖💖💖💖ወዲ ሮሚጥ ከምዛ ህፃን እየ ዝፈትወካ ኣነውን 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @ሰሉየጋልትግራይ
    @ሰሉየጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ሙቁርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹ ፈጣሪ ትሓሰብዮ ኩሉ እግዚብሔር የብራሃልኺ🙏🙏🙏♥️♥️👸👸👸👸👸💋💋💋💋💋

  • @selamhewit6727
    @selamhewit6727 10 หลายเดือนก่อน +6

    What a guy I really respect this guy. He teaching the little girl about peace not a war. I wish everybody would be like him. From Eritrea 🇪🇷 love ❤️ everybody

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo828 10 หลายเดือนก่อน +2

    መምህረይ ማዓረይ መጀመርታ ክብር ናዓኪ ናዓካ ዝከዉን ቃላት የብለይን❤❤ እዘሞ በላሕት ህፃናት ናይ ትግራይ ተቀበሊት ሕድር እየም ❤❤ ስሕቀ በኪየ ታሓግሰ ብምፍጣረይ ሓዝና 😢 ተደንቀ ❤ትግራይ ሰብ ኣለዋ❤❤❤❤❤

  • @letshy
    @letshy 10 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኺ ዛማዓረይ ደስስ ክትብል 😘😘🥰

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሉሎመይ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ እዞም ንቅሓት ህፃውንቲ አብ ገጠርን ከተማን ዘለዉ እናምፃእኻ አፋልጠና ከይትርብርብ ቀፅሎ❤

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ 10 หลายเดือนก่อน +3

    መምህር ልሎሞይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤ ክቅፅል ዘለዎ ስራሕ 👌🌹

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምቅርተይ 🥰🥰

  • @Moloz-ur8vi
    @Moloz-ur8vi 10 หลายเดือนก่อน +11

    ዋዉ ፅቡቅ ጅማሮ ቀፅሎ ኢኻ ልሎም ሓዉና ኣብ ዓድና ብዛዕባ ሃይማኖትኻ ምፍላጥ ሃለቃ እዩ ዘብለካ ማለት እቲ ሃይማኖት ን ሃለቃን ንቀሽን መሲሉ እዩ ዝስመዐና ግጉይ ከይዲ እና ቅድሚ ኻሊእ ነገር ብዛዕባ ሃይማኖትኻ ምፍላጥ የድሊ ኩሉ ድሕሪ እዚ እዩ ። 😍💓

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 10 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር ሊሎም ኣብ ህፃናት ኣድሂብካ ተቅርቦም ዘለካ መደብ ብጣዕሚ እዩ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ንፈትወካ ኢና ኤልዳና ጎበዝ የዕብኪ😍😍😍

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውው ብጣዕም ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ሎሎሞይ ቀፁለሉ 🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራወይቲ143
    @ትግራወይቲ143 10 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤❤

  • @skmike5138
    @skmike5138 10 หลายเดือนก่อน +2

    እዛ መደብ መሳኻ ትኸድ እያ ከም እሸቱ ጠንኪርካ ሓዛ

  • @KK-xc3zn
    @KK-xc3zn 10 หลายเดือนก่อน +4

    She is too too cute 💕💕💕 keep it up good job haway 💛❤️

  • @yemanehailemariam6394
    @yemanehailemariam6394 10 หลายเดือนก่อน

    Sorry..... ደጋጊምካ ዘይምልከታ ሕቶ ፍቕሪ ሓቲትካያ ጌ...........ጋ......ናይ ህጻን ደርፊ ፈሪሕኻስ ስለ ፍቕሪ ምሕታትካ ..... ካልእ ግን ፈትየዮ ። ቐጽሊሉ።

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 10 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤ዝፈትዋ ንቅሕቲ ህፃን❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ ምቅርተይ ትግራወይቲ ዕድመ ይሃብኪ❤❤

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሕደጉማ ሰኣን ብህፃውንትና ፍቅሪ ዓድናን መንነትናን በዘይምፍላጥና ዋጋ የክፍለናሎ ሐዚ ስለዚ ህፃናት ትግራይ ብዝቀደመ ብዛዕባ ዓዶምን ታሪኮምን ብተለይ ከምዚኣ ብበራታዓ ይግባእ

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ደስ ክትብል ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃኪ መደብ ኩም ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 10 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ዕድምን ጥዕናን ይሃበኪ ምቅርተይ❤

  • @maryamawitchannel6962
    @maryamawitchannel6962 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዕሸለይ ምቅርቲ አብ ዓብዩ ደረጃ የብፅሕኪ❤

  • @Awet229
    @Awet229 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውው ገለ ዓይነት ጥበብ ናይ ፅባሕ ተስፋ❤❤

  • @agadfrr8638
    @agadfrr8638 9 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይ ዕለልልል አረ ህፃውንትና በመንፈሳዊ ዝተመረዛ ደስ ባሃልቲ ህፃናት ይቀፅልልል ተመስገን ደስታ ይስመዐካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @amam5408
    @amam5408 10 หลายเดือนก่อน +2

    እውይ ከመይ ደስስስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ተጋሩዋይ መ/ር ልእሎመይ ደሞ ቀፅሎ ኣደነቂትካ 😘😘

  • @fisehawelu2102
    @fisehawelu2102 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዛት ከምዚ ጌርኩም ህፃናት ተረከብቲ ዓዲ ክትሃንፁን ተስፋ ክትህቡን ከለኩም ክብሪ ይግበአኩም።

  • @makitigraweyti1623
    @makitigraweyti1623 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ miqrti ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ ትሓስብዮ ኩሉ እግዚአብሔር የብራሃልኺ🙏😘🥰🥰🥰

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይ ክንደይ ትበልሕ ቆልዕ እስኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃቡኹም መምህር ልሎም ንፍዕ ቀጽለሉ

  • @asefabelay617
    @asefabelay617 10 หลายเดือนก่อน +3

    Lucky to have such cute, smart and talented kid❤She deserves an early support from the Government of Tigray and other capable stakeholders👍

  • @TmnitTesfay-df2yx
    @TmnitTesfay-df2yx 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣብ ፀገምኻን ብቆልዓኻን #ዘሓገዘካ / ዝገበረልካ ፉጹም ኣይርሳዕን እዩ ::ክብሪ የሃብኩም 🙏ኤልዱየ ንስክዉን ኣብዝለዓለ ደረጃ በፅሕኪ ትግራይ ምስ ህዝባ ተስፋ ከምትኾንያ ፉሉጥ እዩ ማማየ idmen ጥዕናን የሃብክ ምችውተይ 💞❤️ ብሹም ኢልዱ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩየ ❤️🌹

  • @yordialem
    @yordialem 3 หลายเดือนก่อน

    ይበል እዩ ምድላዋትካ ፈጣሪ ይሓግዝካ። ርኢቶ ግን ኣለኒ : ንህፃናት ዝበሃልን ዘይበሃልን ክፍለ ኣለዎ እብል። ኣብነት ፍቀረኛ ኣለኪ ። ብዛዕባ መርዓ ዝመሳሰሉ ንዕድሚኦም ዘይምጥን ሕቶታት እንተዝምመዮ።

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብልፅቲ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤

  • @zementesfay5935
    @zementesfay5935 3 หลายเดือนก่อน

    ምኽሪ ወዲ ሮሚጥ ኣቦ ጥበብ ብጣዓሚ ጽብቕ እዩ ❤እዚኣ ቖልዓ እያ ክትደርፎ ዘለዋ ደርፊ ብዛዕባ ባህሊ, ፍቕሪ ምዕባለ ወዘተ ክኸዉን ኣለዎ:: ብዛዕባ ፖለቲካ, ጽልኢ ክትደርፍ የብላን
    ከምቲ ወዲ ሮሚጥ ዝበሎ ኩሉ ትምህርቲ እዩ ዘድልዮ ክትምሃር ኣለዋ ❤
    ትምህርቲ

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርተይ❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 10 หลายเดือนก่อน

    ብሺም ኤልዳና ሰብስክራይብ ገይርና አለና በርቱዑ❤❤❤❤❤

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ‭ምሳሌ 22:6 ትመ15‬
    [6] ንቘልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ መንገዲ ምርሓዮ፤ ምስ ዓበየውን፥ ካብኣ ኣየግልስን እዩ።

  • @WELELASELAM-zl1ek
    @WELELASELAM-zl1ek 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዓብይ ደረጃ በፅሕኺ ንርእየኪ ዓንብብኺ ፈርኺ ንዓድኺ ንህዝብኺ ትኾኒ እግዚአብሔር የዕብኺ ሓፍተይ።ንፈትወኩም ድሙቃት ከይንቲ ዘይምቲ ኩሉ ነገር ዝኾንኹም ኹቡር ፍትው ኣያና ወዲሮሚጥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። ልሎመይ ካዓ አድናቅካ እየ።ጠንክር በርትዕ መደብኻ አስፈሐዮ። ኽበረልና።

  • @zementesfay5935
    @zementesfay5935 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ መደብ ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ ቀጽሎ ዳንኤል እቶም ቖልዑ ትምጸኦም ውን ኣዝዮም ንፉዓት እዮም, ብዝያዳ ግን ትምህርቲ ክምሃሩ ከም ዘለዎም ጽቡቕ ጌርካ ኣረዳኣዮም ❤ ትምህርቲ ምስ ዝህልወካ ኢኮ ንኩሉ ክትብድሆ ትኽእል

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኪ ፅረይተይ❤❤❤

  • @ህንፃባርይኣልመብርሃን
    @ህንፃባርይኣልመብርሃን 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ለባመይ ሞዝሙር ፍቅርን ሓልዮትን ክትምህርዎም ኣለኩም እግዚኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @muludesta71
    @muludesta71 9 หลายเดือนก่อน

    ልዋ ( ሸው ) መሪኢት ጽቡቕ መርዓያ ኢዩ በርትዑ ንህጻናት ትግራይ ሞራል ምሃብ ምልእዓል ጽቡቕ ዝምስገን ዝድነቕ ተግባር ኢዩ የቐንየልና እግዚአቢሄር ይሃበልና🙏🙏🙏። በርትዑ አብጎድንሑም አለና ። ( ሃንቲ መተሃሳሰቢ እነሃትኒ እሳም እዛ [Thank you ) ትብል ቓል ናብ ናይባእልና ቛንቛ ቐይርና እግዚአቢሔር ይሃብልና ወይድማ የቐንየልና ተንብል ኽንደይ መጸበቐልና) ልተማለዐ ቛንቛ ልሳን አምላኽ አዲልና ኢዩሞ ብናይባእልና ለዛ ንጽወ እዞም ደቒ አደይ👏💝

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ሙቁሩቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኪ ዳኒኤል አዉን ዕድመን ያሃብካ🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉

  • @chansshow-12
    @chansshow-12 10 หลายเดือนก่อน

    ሰላምኩም አምላክ የብዘሐልኩም🙏ብሩኳተይ በሰላም መሬት ዓድኩም ይምለስኩም🥰ተከታተልቲ Lwa tub!እና አሕዋተይ አብ ፕሮፋይለይ አቲኩም እባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ?🥰🥰ነቲ ሰናይ ሞራልኩም ብልቢ የመስግን🙏

  • @ermiaszeweldi7252
    @ermiaszeweldi7252 10 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መውዳእታስ ንኤልዳና ኣነን ንመብዛሕትና ሕንቂልቂልተይ ዝኾነ ክምልሶ ዘይንክእል ከቢድ ሕቶ ሓቲትካያ " ናይ ትግራይ ሓላፊ መን እዩ? " ..." ፕ/ት ጌታቸው ረዳ ስርሑ እንታይ እዩ? " #TDF🫡🫡

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ cute Lovely good girl👍 God bless you!

  • @wediweyinking
    @wediweyinking 10 หลายเดือนก่อน +8

    ሰሓቅ ሞይተ 😂😂😂 ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ ደቂ ወይነይ ሓላላት ትግራይ ዓዲ ወየንቲ ❤❤❤

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 8 หลายเดือนก่อน

    ዳኒ ሪአኻዶ መዝሙር ኣብ ሃገርና ትግራይ ክዝሙር ኣለዎ ህፃናት ይኹን ዓበይቲ ናይደርፊ ኮይኑ ተሪፉ ሓደራ ህፃናት መዝሙር ክዓቢ ኣለዎ

  • @Awetጋልትግራይ
    @Awetጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዞም ህፃናትስ ብመዝሙር ከም በርተዑ ❤ካብዚ ሙዚቃ ከም ለቀቁ😮❤❤

  • @fsaha77gn
    @fsaha77gn 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ንፍዕቲ ህፃን ዕድመ ጥዕና ይሃባ...ድምፃ እውን ክጥዕም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 10 หลายเดือนก่อน +1

    ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤

  • @mlien5628
    @mlien5628 10 หลายเดือนก่อน +3

    ቀዳመይቲ ባዕለይ
    ኣሰይ ዝፍትዋ ህፃን ንኹላኩም ፍትው ደቂ ሪመይ 😍
    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ ምዓረይ

    • @tesgeg6055
      @tesgeg6055 10 หลายเดือนก่อน

      💞💞🏃🕊

    • @DgDh-px1wd
      @DgDh-px1wd 10 หลายเดือนก่อน

      ገይረ

  • @ሄሩተይንግስቲነብሳ
    @ሄሩተይንግስቲነብሳ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ምቅርቲ❤

  • @HdhdhHshdh-hg3hc
    @HdhdhHshdh-hg3hc หลายเดือนก่อน

    ኤልዱ ጅግና ጋል ጅግና ሓፍቲ ጅግና ስልኪ ተሃሊካባ ኣቀምጣለይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 10 หลายเดือนก่อน +3

    አስይ ወለላይ የዐቢኪ ፈጣሪ ምቅረተይይይይይ ❤❤❤❤

  • @vvvvzryg1991
    @vvvvzryg1991 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @mirimiri-b6x
    @mirimiri-b6x 5 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ፅሪቲ ዝኮነት ቆልዓ አነስ ክፈትዋ ማዓት እዚ መደብ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ ጀጋኒ ደቂ ሪመይ 👍👌👌👌👌

  • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
    @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይ ልሎመይ መዝሙርን ጸሎቶን ኣዘውትሪ ዝነኣድ ምክሪ እዩ ኣጋጣሚ ንህጻናት ከምዚ ዝበለ ምክሪ ምከሮም ምክንያቱ እዚ ሐዚ ዘለና ወሐዶ ካብ አምላክ ብጣዕሚ እዩ ሪሕቅና ዘሎና❤

    • @umersied6249
      @umersied6249 5 หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @LemelmLemlem
    @LemelmLemlem 9 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ሕቶ ንኡሹተይ ጥፋኣቱ በዚ ዕድሜ ስለ ፍቅር ምሕታት እዩ ንህፃናት ዝምጥን ይኩን ብዝተረፈ ቀፅልሉ 👌😍😍

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ምቕረተይ አብ ልዑል ደረጃ የብጽሕኪ ፈጣሪ ልሎመይ ዶሞ ፅቡቅ ጀማሮ እዩ ቀፅልሉ👌❤💗

  • @eyeyhdgdh4796
    @eyeyhdgdh4796 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤