🛑 ንኣደይ ገዛ ገዚአ ካብ ጎደና ከውፅኣ እየ።ምስ ትሕሽ ተራኺባ።ተኣምረኛ ህፃን ኣብ መደብ ተኣምራውያን።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2023
  • መደባትና ንምክትታል shaer..like..subscribe..ይግበሩ።

ความคิดเห็น • 1.7K

  • @LwaTube
    @LwaTube  8 หลายเดือนก่อน +15

    ኣብዚ እናኣተኩም subscribe ግበርሉ 🙏
    www.youtube.com/@MeronShow-19

  • @debreselam232
    @debreselam232 9 หลายเดือนก่อน +528

    ኣንታ ወዲ ሓደራ ሓደራ እዚ መደብ ከይተቋርጾ ብዙሓት በዚ ክጥቀሙ እዮም ንስኻውን ኣብ ዓቢ ቦታ ክትበጽሕ ኢኻ❤❤❤❤

    • @teweldemichele6793
      @teweldemichele6793 9 หลายเดือนก่อน +5

      ትክክል

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv 9 หลายเดือนก่อน +5

      ትክክል ዝሓወይ ሓቅኻ

    • @user-yx5vw1xb6b
      @user-yx5vw1xb6b 9 หลายเดือนก่อน +5

      ትኽኽል ገሊፅኻዮ🙏

    • @LetayLak
      @LetayLak 9 หลายเดือนก่อน +4

      Yess

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 9 หลายเดือนก่อน +2

      ብሓቂ 🎉

  • @Akusumawit
    @Akusumawit 9 หลายเดือนก่อน +188

    ምቅርተይ ❤😢 በጃኩም አሜሪካ ዘለኩም ተሓባቢሩኩም ሕልማ አግህዱላ ❤😢

  • @KisanetGhebre-wz2sd
    @KisanetGhebre-wz2sd 8 หลายเดือนก่อน +65

    ኤርትራዊት ኢየ እዛ ቆልዓ ፈትየያ ፈጣሪ ከምዚኣ ድንቅ ቆልዓ ክዕድለኒ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን🙏 ንባዓተይ ኢዩ መጽይኒ😢

    • @yonastsegay8565
      @yonastsegay8565 8 หลายเดือนก่อน

      Ane kea afganstanawi ye btaemi fetyeya

    • @wedighebremeskel13
      @wedighebremeskel13 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@yonastsegay8565
      Ane kea hindawi eye😂

    • @Bahgi_
      @Bahgi_ 8 หลายเดือนก่อน

      ዜግነትኪ ኤርትራዊት ክትኮኒ ትኽእሊ፤ መንነትኪ ግን ትግርኛ (ትግራወይቲ ኤርትራ) ኢኺ። ኤርትራውነት ልክዕ ከም ኢትዮጵያዊነት ዜግነት እዩ። ፅባሕ ክጠፍእ ዝኽእል ዜግነት። መንነትኪ ግን ነባሪ እዩ።

    • @MebrahtomAbadi-vj5rp
      @MebrahtomAbadi-vj5rp 8 หลายเดือนก่อน +1

      Respect ❤🥰 y hbki fetari sis

  • @kalu546
    @kalu546 9 หลายเดือนก่อน +27

    መዓረይ በዓልቲ ብዙሕ ትልሚ ተጋሩዋ ምስ ወላዲታ ገዛ ተካርና ዝሐሸ ናብራ ከምትነብር ንገብራ ተስፋ ይገብር 😢

  • @ikkmii
    @ikkmii 9 หลายเดือนก่อน +215

    ጽቡቅ ናይብሓቂ ደስ ዝበለ❤❤ እዛ ቆልዓ ኸብደይ በልዓትኒ ሓዉኩም ኤርትራዊ ኢየ ቀጽልዎ ናይብሓቂ❤❤

    • @wedighebremeskel13
      @wedighebremeskel13 8 หลายเดือนก่อน

      Shehani mankay wesidkama hawna aytkon ika bsru

    • @lidu3065
      @lidu3065 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@wedighebremeskel13hahaha bisuru ke shehani manka tifeltiwodo

    • @wedighebremeskel13
      @wedighebremeskel13 8 หลายเดือนก่อน

      @@lidu3065
      Entay ma koyna lele leynfelto
      Nearskum leyfeletkmo se

    • @lidu3065
      @lidu3065 8 หลายเดือนก่อน

      @@wedighebremeskel13 eway enda leles nibeynkum ekum 😂😂😂😂😂😂

    • @wedighebremeskel13
      @wedighebremeskel13 8 หลายเดือนก่อน

      @@lidu3065
      Ygermeki eyu wela neay asihqatni hjs 🤣🤣lele

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 9 หลายเดือนก่อน +84

    ንቀፃሊ ክዓ መዝሙር ብሃንቀውታ ንፅበ❤ ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን የዕብያ❤

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 9 หลายเดือนก่อน +68

    ውሽጢ ሕሩር እዚ ሽግር ፀይራስ ሳሓቃ ኣግርሚኑ ኣነ ዝብላዕ ዝስተ ዝክደን ዘይሰኣንኩ መዓልታዊ ይበሳጨ ጌታ ሆይ ይቅረ ግበረለይ👆

    • @trhasgerye9257
      @trhasgerye9257 9 หลายเดือนก่อน

      Btaemi yu zgerm kndey alena zsana zeyblna zey nemesgn nay zaqolea gn amlak akeluwa bhaqi

  • @rahasi500
    @rahasi500 8 หลายเดือนก่อน +17

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ👉💒ተስፋ ኣለኒ ዕድል ተረኪባ ኣብ ዝልዓለ መድረኽ ክትበጽሕ የዕብኪ ዛጋለይ❤👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mymamking8293
    @mymamking8293 9 หลายเดือนก่อน +87

    በጃኩም እዚኣ ቆልዓት ዲምቅትን ተስፋ ዘለዋ ቆልዓያ ያላ ምሳኩም ትያትር ኣስርሕዋ ካብዚ ዘላቶ ህሞት ኣውጺእዋ ቀጻሊ ናታ ሂወት ኣቅርበልና እንሺኣላህ ኣብጹቡቅ ቦታ ክትበዚሕ ኣብዚሐጸረ ግዜ ተቀይራ ክንሪኣ ተስፋ ይገብር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @kidanhayleslase1885
      @kidanhayleslase1885 9 หลายเดือนก่อน +10

      ሓቅካ ሐወይ በጃኩም ከመዙይ ኢልና ንታሓላለ ንፋቀር የቀንየልና

    • @tigraylove7744
      @tigraylove7744 8 หลายเดือนก่อน +1

      ብሰንክኩም እንድያ ኣብዚ ደረጃ ወዲቃ ዘላ ዓዳ እንደማ ምሃለወት ቀሲና ሕልኩሳት😏

    • @mymamking8293
      @mymamking8293 8 หลายเดือนก่อน

      @@kidanhayleslase1885 ናይ አታሐሳስባ ፀገም አለኪ አነ ብኑፁህ ልበየ ሐሳባት ዝገለፅኩ ንስኪ ጌና ፀገምዩ ዘለኪ ዝበደለኪ ዳአ መንግስትኪ ጁንታዩበር አነ ዳአ አበይ ትፈልጥኒ ክትወቅሲዮም ተደሊኪ ናትኪ መራሕቲ አዲስ አበባ ኮይኖም ቢሮኦም ይሰትዩ አለው ስዋአቶም ከዘከሩ ልቢ ግበሪ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @user-go8xs3sj4d
      @user-go8xs3sj4d 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@tigraylove7744politka,gdefu eske

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 9 หลายเดือนก่อน +82

    ዝገረመኒ ነገር ግን ኣነ ኣማሪጸ ይምገብ ኣብ ፖላሶ ይነብር ብዙሕ ቅርሺ ሒዘ ሓደ መዓልቲ ግን ከምዛ ናይዛ ህጻን ኣብ ገፀይ ሓጎስን ፍሽኽታን ተስፋን ዕግበትን ኣይረኣኹን ዛ ህፃን ነብሰይ ክፍትሽ ጌራትኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን የሕዋተይ ❤

    • @user-gi7mu7rn8z
      @user-gi7mu7rn8z 9 หลายเดือนก่อน

      ?
      ዠዠ

    • @nawanawa6775
      @nawanawa6775 9 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ከዓ

    • @Shewit21ph
      @Shewit21ph 8 หลายเดือนก่อน

      😢

    • @selamkifle306
      @selamkifle306 8 หลายเดือนก่อน

      Me too 😢

    • @GfGf-fo2qf
      @GfGf-fo2qf 6 หลายเดือนก่อน

      ይገርመካ ዩ ዋላ ኣነ ማርያምን😢

  • @simonnega5185
    @simonnega5185 8 หลายเดือนก่อน +9

    ደስ ኪብላካ ኢዚኤን ቆሊዑ ፡ሓውኩም ካብ ኤሪትራዊ ኢየ ፡ ሸር ፡ሳብስክራይብ ፡ላይክ ገረልኩም ኣለኩ ነዚኤን ሚጭዋት ቆሊዑ ።

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 9 หลายเดือนก่อน +35

    ማዕበል ውሽጢ ከብድኻ ግምጥልጥል ይብለካ በቃ!😳 ንወላዲትክን ምሕረት የውርደላ፡ ጅብዕቲ ሱቅ ኢላ ደስ ክትብለካ❤❤❤ መቸም ኣብ ዝልዓለ ደረጃ ክንሪኣ ተስፋ ኣለኒ❤❤❤❤

  • @mymamking8293
    @mymamking8293 9 หลายเดือนก่อน +11

    ውይይይይይ ሽኮረይ ዳአ የዕቢኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 9 หลายเดือนก่อน +39

    ኣይ ሳእኖ ሕሱም እዚአን ዶ ደገ ምሓደራ እዚ ቻነል ነዕብዮ ከም ናይ እሸቱ ንህፃውንቲ ክኮነልና እዩ ዋ💚🙏

    • @melat1950
      @melat1950 9 หลายเดือนก่อน +8

      ሓሳብኪ ፅቡቅ ነይሩ ግን ንሕና ተጋሩ ኣብ ናማትና እምብረ ናይ ባዓልና ዘይነዕቢ

  • @fwddserf
    @fwddserf 9 หลายเดือนก่อน +15

    ኣይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ማዓረይ ንስኪዶ ኣብ ጎደና ምሓደርኪ😢😢😢😢😢😢

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 9 หลายเดือนก่อน +68

    ይስጠሓኒ ይዕበ ይንኣስ ብዝረኸቦ ሕጉስን አግዛብሄሩ ኣመስጊኑ ዝሓድር ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ❤️🥰አግዛብሄር ኣቦና ዓድና ሙሉአ ሰላም ግበረልና ❤️🙏🙏🙏

    • @amennasr3191
      @amennasr3191 9 หลายเดือนก่อน +1

      ምቅርቲ 😭😭😭😭አጆኪን ዘንአሕዋተይ ❤❤❤

    • @user-fq1wt5le4n
      @user-fq1wt5le4n 9 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @merigaltgray7771
    @merigaltgray7771 9 หลายเดือนก่อน +61

    ንግስቲ ሰሓቅ ዝኮነት ቆልዓ ብሓቂ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ንስክስ ትሕንቅቂ እምበር ንስኪዶ ኣብ ጎደና መምህረይ ብምንታይ ንረክባ ንክእል ተሓባበረኒ😢❤❤

    • @xggrccgg6880
      @xggrccgg6880 9 หลายเดือนก่อน

      ቆፅሪ አቀሙጡ አሎ ሓላለይ

    • @khanjani-lh9vn
      @khanjani-lh9vn 9 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ኣሎ

    • @LwaTube
      @LwaTube  9 หลายเดือนก่อน +7

      0925429740 ዳኒኤል ኢልካ ምድዋል ይከኣል እየ።

    • @museaman686
      @museaman686 9 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@LwaTube 5 ሰባት ንክሕግዝዋ ቃል አትየሙለይ አለው ሓንቲ ትግራወይቲ 4 ኤርትራውያን ናትካ ስልኪ ሂበዮም አለኩ ዳኒኤል ሓወይ ።🥰🙏

    • @user-si5pg7iw7l
      @user-si5pg7iw7l 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@museaman686ኤርትራዊ ናይባሓቂ ለዋህ ዝኾነ ህዝቢ እዩ የግዳ ካብ ትግራዋይ ጽቡቅ ግብረመልሲ ረኺቡ ኣይፈልጥን እዩ ናይ ጓል ራያ ዓቢ ትምርቲ እዩ ንኤርትራዊ እዛ ህጻን ኣነ ከማን ምሳኣቶም ኮይነ ምሓገዝክዋ ግን ምእማኖም ስኢነ ሙሳ ምስናይ ይቅሬትኡ ስምዒተይ እየ ዝገልጸልላ ዘለኹ

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo828 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጀኻ መምህረይ ኣጀኻ ኣብ ጉንካ ኣለና ዓቅምና ብዝፈቀዶ ዋላ 1000 ይሓዋተይ

  • @user-zx9ks7bs6m
    @user-zx9ks7bs6m 9 หลายเดือนก่อน +47

    ቀፅላሉ ዝሓወይ ለባም ትግራዋይ ማለት ከምዚይ እዩ ሞ ንዳጋገፍ አብ ጎንካ አለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tb5jb8vn1d
    @user-tb5jb8vn1d 9 หลายเดือนก่อน +37

    ከምዚ ናገበርኩም ኣዘናግዕዎም ዳንዋይ ጅግና ተስፋ ትግራይና❤❤❤💛💛💛😘😘😘

  • @user-pi7oy7hi4z
    @user-pi7oy7hi4z 9 หลายเดือนก่อน +41

    በጃካቱም ንኣዴአን ናብ ማይ ፀሎት ወስድለን እግዚአብሔር ርህሩህ እዩ ዋ ክትሓውየለን ትከእል እያ ኣሕዋተይ ከብደይ በሊዐናኒ💔

  • @user-lh4hw3qw4r
    @user-lh4hw3qw4r 25 วันที่ผ่านมา

    ምእንቲ ዛህፃን እየ ተቃሊሰ አይዞኪ ምቅርተይ።
    እዛ ህፃን ዓብየ ተስፋ ኣለዋ ።
    ኩለና ንረባረብ ፀላኢ ንምውፃእ ጥራሕ አይኮናን ንረባረብ

  • @sadsshadw3172
    @sadsshadw3172 8 หลายเดือนก่อน +3

    መምህረይ ፅሩይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋይ እዚን ቆለዑ ውን ፅባሕ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ በፅሐን ክንርኢ ተስፋ ኣለና 🙏🏼💝

  • @berihu07
    @berihu07 9 หลายเดือนก่อน +16

    ብኹሉ ነገራ ዝወፃ ዘይብላ ምጭውቲ ቆልዓ፣ ተስፋ ዘለዋ ክትተባባዕ ዝግባኣ ቆልዓ እያ እና ኣብ ፅቡቅ ደረጃ የብፅሕኺ ፈጣሪ🙏🙏

  • @user-tv6xq2jh4b
    @user-tv6xq2jh4b 9 หลายเดือนก่อน +43

    ንግስቲ ስሓቅ ዝኮነት ቆልዓ❤❤ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 😢

    • @ABCDEFG-wd6jp
      @ABCDEFG-wd6jp 6 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @semirtekle6428
    @semirtekle6428 8 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ደስ ክትብለካ እዛ ቆልዓ ኣብየት ንቅሓት 🇪🇷👍

  • @maremare1976
    @maremare1976 9 หลายเดือนก่อน +19

    ባዕልቲ ሙሉእ ኣእምሮ ብሓቂ ንስኽን ዶ እዙይ መርከብክን ኣይ ኣምላኽ ኣቦይ ሓድራ 🙏🏼

  • @edon7537
    @edon7537 9 หลายเดือนก่อน +11

    አሰይ ምቁራተይ 😢 መምህር ለሎሙይ አጀኪ ጠንክር❤🎉❤️💛🥺

  • @user-kx1hx3id9g
    @user-kx1hx3id9g 9 หลายเดือนก่อน +9

    ኡፍ ደቅነይ መዓረይ ኣምላኽ ምሳኽን ይኩን ኣዴኽን ከኣ ምሕረት የዉርደላ ከብደይ በሊዐናኒ መዓራተይ😢❤

  • @RakiHailu89
    @RakiHailu89 9 หลายเดือนก่อน +29

    እሰይ ሽኮሮና እግዚአብሔር የዕብክይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261 8 หลายเดือนก่อน +6

    ምሰ አቡሸ ድራማ አሰርሓያ ብጣዕሚ እያ ደሰ ትብል ቀጽሉሉ አምዚአ ዝአምሰሉ ብዙሓት አለው አቅርቦም ብዙሕ ተከታሊ ትረክብ እካ ንሳቶምውን ይዓብዩ ❤❤❤

  • @yani730
    @yani730 9 หลายเดือนก่อน +11

    ንፅባሕ ተስፋ ለለዋ ህፃን ኣይ ዓደይ😢ዕድመን ጥዕናን ዕቤትን ይምነየልኺ ዛምበይተይ❤

  • @Mahder-eg8kc
    @Mahder-eg8kc 9 หลายเดือนก่อน +8

    ብከምዚ ቀፅል ቆልዑ ምብርታዕ እቲ ዝዓበየ ናይ ሕሊና ዕግበት እዮሞ ህፃናት ኣባራተዐልና መምህር ልሎም

  • @zahrah7988
    @zahrah7988 9 หลายเดือนก่อน +10

    ንደዋኽን ምሕረት ያውርደላ ንዓኽለ እግዜብሀር ያዕብኽን ምቁራተይ❤

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይይይ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርተይ ተስፋ ፅባሕ ባዓልቲ ሙሉእ ኣእምሮ ፍቅር ዝኾና ቆልዑ ብሓቂ ንስኽን ትመስላ ዶ እዙይ ምረኸብክን ሓደራኻ ቅድስ ሚካኤል🙏🙏🙏

  • @netsi2127
    @netsi2127 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኣብሳላት ትመስል ደስ ክትብል ፈጣን ቆልዓ በጃካ ዳኒ ድራማ ኣስርሕዋ 😌😌😌

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 9 หลายเดือนก่อน +35

    ኣሰይይይይ መቐረተይ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ተስፋ ፅባሕ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @emebetmulu3152
    @emebetmulu3152 9 หลายเดือนก่อน +10

    ፀሓይ ገፃ ፉሉይ ዉህብቶ ዘለዋ perfect እያ ዓብይ ጀረጃ ክትበፅሕ ንሓግዛ ❤❤❤❤

  • @HENOKMesele-ui4ux
    @HENOKMesele-ui4ux 9 หลายเดือนก่อน +12

    ቀፅሉ ደስ በሃሊ መደብ እዩ.....አዛ ህፃን ክዓ ጎስጓስ ጌርና ኣብቲ ትደልዮ ዓዲ ንልኣካ❤❤❤❤

  • @TdDc-ri1yf
    @TdDc-ri1yf 9 หลายเดือนก่อน +62

    ቀፅልሉ መምህረይ ባዕልና ልባዕልና ትግራይ ና ክነዕብያ ኣለና 💪❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤💛💛

  • @sndug3394
    @sndug3394 9 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይ ምቅሪቲ ዕንበባ ተስፉ ናይ ፅባሕ ህያበ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @selamhewit6727
    @selamhewit6727 9 หลายเดือนก่อน +26

    Almaz song from Eritrea 🇪🇷 . The little girl is so cute 🥰

    • @FocusOnyourblessing
      @FocusOnyourblessing 9 หลายเดือนก่อน +1

      ወላ ድምጻ ክትዕም ንእሽተይ ኣልማዝ

  • @user-ir7ql2pw8f
    @user-ir7ql2pw8f 9 หลายเดือนก่อน +14

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንደኽን ዓድኽን ትበቅዒ ይግበርኪ ጅብዕተይ ❤

  • @Rut539
    @Rut539 9 หลายเดือนก่อน +26

    ፍሽክታኪ ኣዝዩ ደስ ዝብል መጻኢኪ ብሩህ ይኩን፣ እግዚኣብሔር ቁልዕነትኪ ይባርክ ❤

  • @GgffGgg-qg9bp
    @GgffGgg-qg9bp 9 หลายเดือนก่อน +6

    ቆናጁ ብሩህ ተስፋ ዘለዋ ህጻን እግዚአቢሔር አብ ጽላሉ የንብርክን 🙏በርትዒካ ቀጽለሉ እቲ መደብ

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6o 2 หลายเดือนก่อน

    እግዛቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ንደዋክን ለምሕረት የውርደላ 😢😢😢😢😢

  • @ekueku7765
    @ekueku7765 8 หลายเดือนก่อน +4

    I want too see her again please how sweet she is my lord 😭♥️
    From 🇪🇷

  • @tube-nr7ri
    @tube-nr7ri 9 หลายเดือนก่อน +4

    ዳኒ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ጎበዝ እኻ ቀፅለሉ

  • @user-li6ux7dw9p
    @user-li6ux7dw9p 9 หลายเดือนก่อน +27

    ምቅርቲ ፍጥረት ክንደይ ትጥዕም እያ ድምፃ ፍሉይ ❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ ይስመረልኪ ንወላዲትኪ ምሕረት ይልኣከላ

  • @Fhyt-mq4eo
    @Fhyt-mq4eo 9 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጎቦዝ ህፃን በብወገንና ነታባባዓያ

  • @Saliemey
    @Saliemey 9 หลายเดือนก่อน +7

    🙏ፈጣሪ ባዕሉ ይሓልክን የሕዋተይ ማዓረይ bro ንዓካ ድማ ፈጣሪ ይርኣየልካ ኣጆኩም ኩላትና የሕዋት ኢና ተጋሩ ይኩኑ ኤርትራዎት ንኩን🙏🙏🙏❤❤❤🥰❤🥰🥰

  • @user-nr3sy9yy3m
    @user-nr3sy9yy3m 9 หลายเดือนก่อน +7

    አሰይይይ አብ ህፃናት ትሰርሑ ዘለኩም ጎይታ ይባርኩም ቀፅሉሉ ጎይታ ትግራይ ብደሙ ይሸፍንክይ ዓደይ ❤❤❤❤❤

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 9 หลายเดือนก่อน +6

    የዕቢኺ ምቅርተይ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ የብፅሕኺ ተስፍ ፅባሕ ሰገናት 😢😢❤❤❤🙏

  • @JosiJosiking74
    @JosiJosiking74 5 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @Mlat27
    @Mlat27 9 หลายเดือนก่อน +9

    ቀፅሉሉ ደቂ ኣደይ ማዓረይ ትግራይ ብደቃ ትዕበ ☑️💚

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 9 หลายเดือนก่อน +17

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ህፃን ሽማ ናይታ ህፃን ምፅሓፍ አይትረስዕ አሕዋት በቢ ዝኸአልናዮ ንሓግዘን🎉

    • @tgr817
      @tgr817 9 หลายเดือนก่อน

      ሰጦታ

  • @user-cu9by6cy3x
    @user-cu9by6cy3x 9 หลายเดือนก่อน +7

    ሓጎስን ጓህን ተሓዋዊሱኒ ማዓረይ ባዓልቲ ምሉእ ተስፍ ኣጆኺ ዛምበይተይ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ከዓ ቀፅለሉ ጎበዝ። ኣጆኽን ዘን ኣሕዋተይ ከዓ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ንወላዲትክን ከዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደላ😢

  • @eldanamusgun2021
    @eldanamusgun2021 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak mesakin yekun ahwatey ajokin kemu ilka aynberin u amlak alo ❤🥺

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 9 หลายเดือนก่อน +3

    ምእንቲ እዘን ህጻናት ጽቡቕ መደብ ምጩዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይብኩም ንስኻ ውን ንፉዕ ተዋስኣይ ስጦታዬ ምዓረይ ቀጽሎ ንፉዕ ኣቦ መሲልካ 👏👏👍👌👌🙏🏿🙏🏿❤️❤️💯

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 9 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ሕጉሳት ብምኻንክን በረከት ናይ አግዛብሄር ይሕደርክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሽኮራት ❤❤😍😍😍🥰🥰🥰

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 9 หลายเดือนก่อน +15

    wowwwwቃደመይቲ😂እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዝፈትወኩም ቡሉፃተይ❤ምቅርተይ እወ ምስ ኣብዪ ሽግር ኣለዋ😢❤ጅብዕተይ ክትምቅር ንፁር ሕሊና ዘለዋ ህፃን❤❤

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d 9 หลายเดือนก่อน +5

    እፍ ኣሕዋተይ ንስኽንዶ ጎዳና መወፃኽን 😢 ኣምላኽ ንኣዴኽን ምሉእ ምሕረት የዉርደላ❤🙏

  • @user-jm2rn7un7n
    @user-jm2rn7un7n 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብእነት ምጭውቲ ዝኮነት ቆላዓ ሓዘነይ ክርስዕ ገይራትኒ ብእነት ብሳሓቅ ጀምረ ብሳሓቅ ወድአያ ተመስገን ሰለኩሉ ነገር❤

  • @Debas97
    @Debas97 9 หลายเดือนก่อน +13

    ንሓግዛ ኣሕዋት❤
    እዛ ቆልዓ ኣዝያ ንቅሕቲ እያ ሰሙናዊ ኣቅርበልና🌹❤🌹

    • @saravine6747
      @saravine6747 9 หลายเดือนก่อน +1

      Why don't you say how can I help them?

    • @FocusOnyourblessing
      @FocusOnyourblessing 9 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ተጋሩ እዛ ቆልዓ ሓግዝዋ ብዙሕ ሓገዝ ዘድልያ ብዙሕ ተስፋ ዘለዋ ህጻን ኣላትኹም

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 9 หลายเดือนก่อน +11

    _ክብሪ ይሃብካ መዓረይ ናይ ህጻውንቲ አምላክ ይባርክካ ለባም ሰብ ነዛ ተስፋ ጽባሕ ዝኮነት ህጻን ከይንዓቅካ ስለ ዘቅረብካያ ቀጽለሉ ከምዚ ዝበሉ ዝተፀገሙ ህዝብና ክንሕግዝ ክነበራታትዕ ይግባእ+_

  • @r7vvg997
    @r7vvg997 9 หลายเดือนก่อน +2

    ከይተቃርፆ ሓደራካ ንዕብየካ ኢና አንሕናዉን ሸር አናገበርና ምድያታትና አዉን ከዓቢ አለወ ህዝብና አዉን ክጥቀም እየ ቀፅሉ❤

  • @solomonberhe1343
    @solomonberhe1343 2 หลายเดือนก่อน

    ሽኮሪና ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ኣምላኽ። ምቅርተይ ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን የዕብያ፠

  • @bisrattsegay7397
    @bisrattsegay7397 9 หลายเดือนก่อน +16

    ደስ ክትብለካ መዓረይ ❤አጀክን ዘናሕዋተይ ንአደክን ፈጣሪ ምሕረት የዉርደላ 🙏

  • @brijap5171
    @brijap5171 9 หลายเดือนก่อน +8

    እሰይ ብርክተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤🌿🌿ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ትግራይ

  • @SmilingDinosaurFossils-oi3jx
    @SmilingDinosaurFossils-oi3jx หลายเดือนก่อน

    ዳንዋይ ❤ዝስራሕ ቀፅሎ ጎብዙ ዛቆልዓለ ደስ ክትብል ኣስርሕዋ ምሳኩም ድምቀትለ ትምህርቲለ ብዙሕ ኢኒ ንከስበሉ

  • @user-kp5nl8uj1j
    @user-kp5nl8uj1j 9 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤🙏

  • @user-kg5bk9xy8c
    @user-kg5bk9xy8c 9 หลายเดือนก่อน +4

    ምጭዉተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ የዐቢኪ ፅሪተይ❤❤❤ክትግብዝ ማዓረይ ኡፍፍ ሙቁራተይ እዙይ ዶ ምተገበአክን ኣብ ክንዲ ገዛክን ማምቅክን ትነብራ ኣብ ጎደና😢

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 9 หลายเดือนก่อน +32

    ተጋሩ እዘን ቆልዑ ሓላፍነትና እየን እደይ እደይ እልና ንሓግዘን ብሓንሳብ ገዛ ኣካርካ ንክሕገዛ ምግባር እቲ ቀንድ መፍትሕ ኮይኑ ይራኣየን

  • @teameabrha205
    @teameabrha205 2 หลายเดือนก่อน

    ምቅርቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልኪ ዝያዳይ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-vm8zd1ii7j
    @user-vm8zd1ii7j 9 หลายเดือนก่อน +5

    እወይ ደስ ክትብለካ ፈጣሪ የዕብኪ ተጋሩዋኒ በጃኩም እንሓግዘን 😢😢❤

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ ምቅርቲ የዕብኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏💖💖💖💖

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይይይ ጅብዕተይ ተስፋ ፅባሕና ደስስስስ ክትብል ሞራል ሃብዋ ዳንየይይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-zj1ce1me2f
    @user-zj1ce1me2f 9 หลายเดือนก่อน +1

    እመብርሃን ኣደይ አብ ፅላልክን ይኩን እፍፍፍ ብጣዓሚ ዝሐዝን

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 9 หลายเดือนก่อน

    መምህር ልሎም ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
    ህፃን እዉን ሙቅርቲ❤❤❤

  • @almazkahsay153
    @almazkahsay153 9 หลายเดือนก่อน +8

    እዚ መደብ ቀጽሎ ብዙሓት ህጻውንቲ ምእንታን ክጥቀሙ መዓራተይ ሽኮር ዝኮነት ህጻን በላሕ ❤

  • @user-ph2qf6yu7i
    @user-ph2qf6yu7i 9 หลายเดือนก่อน +9

    ንቅሕቲ ዝኮነት ቆልዓ ሰሚዕካ ዘይትሙነ ቀፅሎ መምህረይ❤🎉

  • @user-vs4pg5rj5r
    @user-vs4pg5rj5r 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፅቡቃተይ ሰጦታየ ኣዝያ በላሕ ህፃን እያ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ገይሩ የዕብክን🙏💙❤❤

  • @bsreman6822
    @bsreman6822 9 หลายเดือนก่อน +3

    ከምዚ ህፃውንቲ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ኣቕርበልና ተጋሩ እና ጠቕላላ ትግርኛ ሰማዕቲ እዛ ቻናል ነዕብያ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ግን ሓዊተይ ኢ/ያ ኣይተልዕለልና

  • @saharasharkmohamad3785
    @saharasharkmohamad3785 9 หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ተስፋ ፅባሕ ❤🥰👏

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 9 หลายเดือนก่อน +8

    እዛ ጓለይ ዕድመን ጥዕናን ያህብኩም ብጆኩም አብ ድራማ ኣስርሕዋ🙏💗

  • @SaraSara-fw3wd
    @SaraSara-fw3wd 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዕዲመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ

  • @hhdhd7109
    @hhdhd7109 5 หลายเดือนก่อน

    እግዚአቢሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅሪትይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gs6su794
    @gs6su794 9 หลายเดือนก่อน +15

    የዕቢኪ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 9 หลายเดือนก่อน +7

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ መዓረይ😢🙏🙏🙏

  • @ali-yx5ne
    @ali-yx5ne 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዳኒ ዓብይ ሰብ l respect you 🫶🥰king ኣቦ ዉጻዓት ❤️

  • @AaAa-ep3dy
    @AaAa-ep3dy 9 หลายเดือนก่อน +12

    ዕደመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤ዛቆልዓ ተስፋ ፅባሓ ዕብየለና❤❤❤

  • @zemangusat
    @zemangusat 9 หลายเดือนก่อน +6

    ፅቡቅ ጅማሮ❤, ዓቢይን ሰሓብን መደብ ክኸውን ይምነ. ድሕሪ ግዜ ከተማታት ትግራይ ከምትዞሩም ብምምናይ በርቱ ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም

  • @user-lh5xm9ct2t
    @user-lh5xm9ct2t 9 หลายเดือนก่อน +17

    ኣሰይ መቀረተይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ኣብይ ደረጃ የብጽሕኪ አንየዋ ድምጺ ♥️❤️❤️

  • @letishmerhawi2551
    @letishmerhawi2551 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ይሓግዝኪን ጽቡቃትትትት❤❤❤❤❤ ኣጀኪን ልዕሊ ሰብኪን ክትሓድራ አኪን ፈጣሪ ኣብ ሰባት ሓድሩ ዝዛረብ ኣደኪን ምሉአ ምሕረት የውርደላ

  • @user-nl3ui8gf6h
    @user-nl3ui8gf6h 8 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ህፃን

  • @user-lw4od2xd2g
    @user-lw4od2xd2g 9 หลายเดือนก่อน +8

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 9 หลายเดือนก่อน +6

    ምቁራተይ ክትነቅሕ ዛንእሽተይ ተረኣዩኒ ሓጋዚ ተረኺባ ኣብ ዓብዪ ደረጃ ክትበፅሕ😢
    እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዘን ሓተይ❤️

  • @user-eh4pe3st4m
    @user-eh4pe3st4m 9 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ማዓረይ

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k 9 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን😢🙏❤