ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እሰይ ምቁራተይ ቃሕ ምባሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🎉ልሎሞይ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ እትብሉ ላይክ 👍 ግጨዉኒ ደቂ ሪመይ❤💛❤
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ወላድ ዝናፈቀ 😢👍 ኣርእኒ ❤ ፈጣሪ ሰደትና አሕፂሩ ዘይተመርዕኩም ናብ መርዓ ዝተመርዕና ለ ናብ ወላድ ይብቅዕና ፈጣሪ ተጋሩዋይ👏😘
አሜን ፫ ዝሓፍተይ አደኪ ትራክቡ እኩም👏 ❤ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ ዝናፈቀ ግን ኣብ ስደት ኮይንካ ከቢድ እዩ ስደትና የሕፀረልና ፈጣሪ 🙏😢😢
ኣጆኪ ማዓረይ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ👏💛
ኣሜን❤❤❤❤❤❤
አሜን፫❤
ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏
ኣሜን❤🙏ሕራይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ ❤️👏አሽኒ ❤
አሜን❤❤
ኣሜንን ❤እሽ❤
ከምዚ ምቅፀልኩም ደስ እልኒ ብሓቂ የዕብየልና ህፃናት ትግራይ ተስፈ ፅባሕ እዮም❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ስደትና ኣሕፂሩ ካምዚኦም ዝበለ ቆልዑ ፈጣሪ ይዐድለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘም ደቀይ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅለሎ
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@@BrhanchannelBrhanChannel እሺ
ደስ ዝብል ሙደብ እዩ ሚድያታትና ነዕቢ💚💚💚
ተጋሩ ንዑ ገዛና ነዐቢ💚
እንኳዕ ቭሰላም መፃኩምምምም❤❤🎉
✝️✝️✝️
አበይ አለኽን ደቂ መዳመ ናይ ባዓልና ቻናል ነዐቢይ ❤❤❤እስቲ ላይክ ላይክ ንግበረለም
ኣለና😂
አለና አብዙይ ❤😂😂😂
ኣለና ኣነ ህፃናት ክርኢ ኣብ ናይ እሸቱ ይዉዕል ነይረ ሕጂ ግን ኣብዚ ናይ ባዕልና ንዉዓል ✝️✝️✝️
@@musemamilove4519musey 😁✝️
ምጭዋት ዝኮኑ ቆልዑ ሰሓቅ ቀትለሙኒ ሰሓቅና ይመልሰልና ወኣይ 😂😅❤
ደስ ይብል ጅማሮ እዩ ደቂ ዓበይቲ እና ኣብ ሃይማኖቶም ምእንቲ ክግብዙ መዝሙር ዘምሩ ናበልካ ሕቶ ናሓተትካ ቀፅለሉ 💚💙
ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ እዩ ናትኻ ዳኒኤል ብዝበለጸ ኣብዚሕኻ ቀጽለሉ ኢኻ ። ኣብዛ ናዞም ክልተ የሕዋት ጽቡቃት ህጻና ንቀጻሊ ንእሽተይ ሪእቶ አለኒ ማለት አብ ስድራኦም ኣብቲ ቦታ ተተረኪቦም ድሌቶም ክዛረቡ ናይ ወለዶም ፍቃድ ክጥምቱ ከምዘይ ብሎም ክኮኑ ይግባእ ምክንያቱ ንአዲኦም ይርእዩ ነይሮም ፡ ጽቡቅ ጎኒ አለዎ ግና ብልሒ ወይ ጽባቀ ውሽጦም ክወጽእ ኣይክእልን እዩ ስለዚ ንቀጻሊ ነቶም ስድራቤቶም እዩ እዚ ናይ ስድራቤት ስራሕ እዩ ፡ ንስኻ ድማ ዳኒ ነቶም ስድራ ከሰክፍ ዝክእል ሕቶ ኣብ ግምት እናእተኻ ፡ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ ካልኦት በላሕቲ ህጻናት ትግራይ ክወጽኡ በዚ መደብኻ ንምነ ❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ኣጠናኪርኩም ክትቅፅልሉ ንላቦ ምክንያቱ እዙይ ኣዝዩ ንህፃውንቲ ዘነቃቅሕ መድረክ ስለ ዝኾነ። እንድያም ምስ ቴሌቭዥናት ትግራይ ፕሮግራም ተዝህልዎ ብዙሓት ህፃውንቲ መምሃረ ኢለ ይኣምን። ብጣዕሚ ኢና ከዓ ንፈትወኩም
ኣሰይ ሙቁራተይ ደሰ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤ልሎሞይ ጉድ ረኺብካ እምበር ብዛ ደካማ ጎንኻ ናመፁ ዞም ቆልዑ🤣🤣
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
ኣሰይይይ ምጭዋት ደስስ ክብሉ ተስፋ ናይ ፅባሕ እግዚአብሔር ብጥበብ ብሞጎስ የዕቢኹም😘😘🥰
እሰይ ደስ ባሃልቲ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ከማኩም ጁቡዓት ክወልድ 🙏😍🥰🥰🥰🥰
ነዞም ምቁራት ቆልዑ ሪአ እየ ካብ tiktok መፂአ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ዓበይቲ ❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ቀፅለሉ ኣብ ትግራይ ብዙሓት በለሕቲ ቆልዑ ኣለዉ ኣብ ዩትዪብ ጥራሕ ዘይኮነ በቲቪ ለ ክቀርብ እኔዎ
ዋው ደሰ ዝብል ሰራሕ ጎቦዛት ዋዛ ምሰ ቁምነገር ❤❤❤❤❤ ኣብ ትግራይና ከምዚ ምጅማሩ ደሰ ዝብል ❤❤❤
ኣሰይ ጅቡዓተይ ደስ ክብሉ ቀፅለሉ ልሎመይ💙💙💙
ጽቡቕ መደብ ዳኒ ቐጽለሉ ሃይማኖታዊ ነገርውን ሕተቶም ምእንቲ ስለ ሃይማኖቶም ክመሃሩ ቅድሞትኩም ደስስስስ ኽብሉ እዞም ቆልዑ ጽሩያት እግዚአብሔር የዕብዮም
ዳኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ እዞም ኣብ ጎደናታት ዘለው ህጻውንቲ ኣምጸኣልና ሓገዝ ውን ተረከቡስ ❤
የዕቢኩም 🙏 ቀፅለሉ ፅቡቅ መደብ ዳኒ❤❤
ብቴሌቭዥን ተዝርአ ንደቆም ዘለዎም ኣረኣእያ ክስተኻኽሉ ምእንቲ ወለዲ
ተጋሩ ነታባብዕ ላይክ ሸር ብምባል ንስኻውን ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ኣጠናኽርኻ ቀፅለሉ ዝዓርከይ❤❤❤❤❤❤❤
ኣረ ኣይተክኣልኻን መ/ር ልሎም❤❤❤❤ይመችኻ
ፅቡቅ ጅማሮ ንህፃናት ዕዱል ምሃብ ተስፋ ዘለዎም እዩ❤❤❤
ዳኒየ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ
አሰይይ ሙቁራት ዕዳመን ጥዓናን ይሃቡካም ❤❤❤🥰🥰🥰🥰
ለምንድነው ግን ሰብስክራይብ የማታደርጉ ያላደረጋችሁ ካላችሁ ሰብስክራይብ አድርጉ አይከፈልበት
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ዳንሻ❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
ዋው ❤
ይሞችኹም
ጹብቃተይ የዕቢኩም ፈጣሪ አብ ፅቡቅ ደረጃ የብፅሕኩም የቀኔልና ዳኒ ግን ምስይቅሬታ ነአቦኩም ዶ ነድኩም ትፈትዉ አይትበሉዎም ፅዕንቶ አለዎ ኢለይሐስብ ካብ ናተይ ተመኩሮዩ ብዝተረፈ ፍትው ❤❤❤❤❤❤😘😘😘
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም መደብ ታኣምራውያን🥰ምቁራት ዝኾኑ ቆልዑ ቀፅለሉ ዳኒዋይ😁♥️_
ዳኒተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደባት ምጪ ሳሓቅና ኢካ❤❤❤
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኹም አሜን ደስ በሃሊ መደብ እዩ አደ ዘቆልዑ ስለ ደቅኺ ክትሕተቲ ከለኺ ንሞራሎም ኢልኪን ነኒባዕሎም ቅንአት ከይሓድሮም ከይፀላልኡን ዘበላልፅ መልሲ ምምላስ ግቡእ አይኮነን
ዳኒ ምስ መሳርሕትኻ ትሰርሕሉ ደስስ ይብል ስራሕኩም ቀፅሉሉ ግንሲ በቲቪ ይማሓላለፍ ዶ? ንቆልዑት ፁቡቅ መነቃቅሒ ስለ ዝኮነ ተተማሓላልፍዎ ይብል
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ህፃናት ትግራይ ተስፋ ፅባሕ ❤❤❤❤❤❤
ናይ ፅባሕ ተስፍ ቀፅል ዝሓወይ ኣድናቂትካ እየ❤🎉
ፅቡቅ መደብ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤
ተጋሩዋ ጡዑማት ቃሕ ምዋሎም ኣጀኻ ዝሓዉና ❤❤❤❤❤❤
ምጭዋት ዝኮኑ ቆልዑ ሰሓቅ ቀትለሙኒ ሰሓቅና ይመልሰልና ትግራይ ዓደይ❤😂
❤❤❤❤❤ከምዚኦም ዝመሰሉ ማንታ ማንታ ይሃበና ሙቁራት
አሰይ ናይ ሓሳብ ልብና ሰሚሩ። ቀፅልሉ ደቂ ትግራየይ
መን ይርብሽ መን ይበኪ ኢልኩም ኣይተሰክፍዎም ንስምዒቶም ተጠንቐቑሎም ምንጽጻር ጽቡቕ ኣይኮነን
ኣሰይ ፅቡቅ መደብ ህፃናት ትግራይ ተስፋ ፅባሕ❤ደቂ ሪመይ እዛ ቻነል ነዕብየሎም❤💛
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እሰይ ህፃውንቲ ትግራይ ተሰፋ ፅባሕ እሰይ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡን ብመጎሱን የዕብይኩም ❤❤❤❤❤❤
ሃፍታም ሃይማኖት ቃል እግዚአብሔር ዝተማሃረ እዩ አየ ወለዲ መቀለ 😢😢
ኣሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤🎉🎉
ኣሰይ ሙቁራተይ 🌹❤️ተጋሩ ኣሕዋተይ ብሽም ዞም ሽኮራት ቆልዑ እስቲ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ❤️💛❤️🔥
ገይረ❤🙏
@@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl እሺኒ እየሩሰይ መዓርይ ኺበርት ይሃበለይ 🙏🌹❤️🦋
ፈጣሪ ለአኩም ኢሉ ይተዓረቀና
የዕብኹም ምቁራት ህጻናት ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኩም🥰❤💛🕊🕊
ብጥበቡ የዕቢኩም ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይ ጽሩያተይ ደሰሰ ክብሉካ ዛሞ ደቀይ የዕቢኩም 😘❤ ኸማኩም ዝብለ ወላድ ይሃቭና ፈጣሪ ካብ ሰደትና ምሰተመልሰና ፈጣሪ ኣቦይ 👏 ፅቡቅ ጀማሮ እዩ ብዛኩም ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ተሰፋ ፅባሕ ህፃናት ትግራይ ልሎሞይ ዝፈትውኻ ሰነ ጥቨባዊ ኣጆኻ በርትዕ ደሰሰ ዝብል ሚድያ እዩ ብእውነት💛❤😘
ኣሰይይይ ዞም ደቀይይይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብኹም😘😘😘😘❤❤❤
ዳኒ እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ፅድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጠሪ ፀሩያተይ❤❤❤
ኣሰይይ ፁሩያተይ የዐቢኩም ፈጣሪ❤❤ኣስሕቅክሙኒ ዋ😂❤
ተጋሩዋይ ብስም ዞም ህፃውንቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም❤
የዕቢኹም🙏ቀፅለሉ ፅቡቅ መደብ ዳኒ❤💛
ኣሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
ደስበሃሊ ፕሮግራም❤ግን ቆልዑ ስለዝኮኑ ልኮነ ልብላዕ ነገር ሃብዎም ከም ችብስ .ቾኮሌት,ኬክ ነገር❤❤❤
ሙቁራት ቆልዑ ትግራይ ቀፅሎ በጃካ ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ መደብ ልእሎም ኣበርቲዕካ ቀጽላሉ❤
Atestiswo kkk😅😅😅😅😅
ዋይ ደስ ክብልኻ የዕብኽም ፈጣሪ❤❤❤❤
ደስ ብሃሊ መደብ እዩ ቀፅልሉ 💜ግን ንእሽተይ ጣቅዒት ቀንሱ
ከማካትኩም ፁሩያት ቆልዑ ክወልድ ተሰፋ አለኒይ❤❤❤ይሰመረልካ በሉኒይ አሕዋት🎉🎉🎉
ዋው ቓፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቕ ፈጣሪ ያባፅሕኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Aseyy xubqate nty ❤❤❤ ❤️❣️🫶🥰. L from Eritrea 🇪🇷
ንህፃዉንቲ እንዶሚ ኣይተብልዕዎም ተጋሩዋይ 😢😢❤❤❤
ችግር ኣለዎ ድዩ
@@kalkidanteklehaymanot4828 ብጣዕሚ እዩ ሕማቕ ንኾላሊት ፅቡቕ ኣይኮነን ተሎ ስለ ዘይሓቅቕ ካብኡዉን ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ ዓረብ ሃገር ዘለና መብዛሕተና ጨጎራ ኩላሊት ድርቀት ዝገጥመና ዘሎ ብሰንኩ እዩ 😢
አሠይ ዞም ደቀይ የዕቢኹም ❤❤❤😘😘😘
God bles city Tigrinya ❤❤❤
ኣነስ ቖልዓ ክፈቱ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ ፍቁራተይ ደስስስ ምባሎም ስደትና አሕፅሩ ንዓካትኩም ዝመስል ምጭዋት ክህበና አምላኽ ዝሰአኖ የብሉን እሞ ሓሳብ ልብና የስምረልና አብ ስደትና ዘለና አሕዋተይ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤❤❤❤
ቀፅሉሉ ❤❤❤ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደቅና ክነምፅኦም እና
ጽቡቅ መደብ ኢዪ ግን ኣደ ትምልሶ ዘላ ነቲ ቆልዓ ርአሰ ታማንነቶም የጉድልዩ ።ኣቅራቢ መደብ ድማ ንስድራ ተዘይሓተትካ ጽቡቅዩ።መደብካ ግን ጽቡቅ ኢዩ
ደስ ዝብል መደብ ዳኒተይ❤
ብጣዓሚ ቆንጆ ጅማሮ እየ ቅፅልሉ ❤❤❤❤
ብጣዒ ደስ ትብል ህጻናት ከምኡ ገርኩም ህነጹልናግን ከኣ ቆልዑ ሞራሎም ከይወድቁ እዳበረታታዕኻ ነኣብነት ነቲ ንእሽተይ ቆልዓ ብጣዒ ሞራሉ ተንኪፍክሞ
ደስ ክብሉ❤❤❤
እሰይ ምቁራት እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
ኣሰይ ደስ ምባለም😁😁😂ብጥበቡ የዕቢኩም ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሉሎመይ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ 🥰🥰🥰
ኣሰይ ፅቡቅ መደብ ቀፅለሉ ሉሎም ሓውና ህፃናት ትግራይ ተስፋ ትግራይና 💛❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤🎉🎉
ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ ዳኒ 💛❤
ፅቡቃት❤❤💛💛
ዋው ደስ ክብሉ ቀፅለሉ 😍😍
ፅቡቅ ስራሕ ዩ #ዶንኪ ትዝ ኢሉኒ😂ዋላ ይኹን ነቶም ህፃናት ተስፋ ዩ ❤ ሰናይ❤
ጎብዝ ልሎም ዓይነይ 😊❤
ኣሰይ ደሰ ክብሉ ሙቁራተይ 💊💊💊💓💓💓
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤ ናብ ዝዓበየ ደረጃ ከም ዝበፅሕ ድማ ተስፍ ኣለኒ
ደስ በሃሊ መደብ እዩ❤❤
ቅፅለሉ ጅግና ሓውና ፅቡቅ ስራሕ እዩ ❤🎉
እዞም ቆልዑ ደስ ክብሉካ ምዕባይን ምናስን ኮ ኩሉ ግዜ ኣይሰማሙዑን እዮም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
እሰይይ ደስ ክብሉ ምቁራት❤❤❤❤❤❤
አአብ ዘለክምዎ ኪዳና ምሕራት ታሓሊኩም❤አብ ኘሮፋይለይ አቲኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ሓግዝኒ ፍትዋተይይ❤
ኣሰይ ተጋርዋይ❤❤❤
ደስ ክቡሉ ሙቁራተይ🥰 ቀፅለሉ ሉሎመይ😘
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
ቁልዕነት ጥዑም የዕብኩም ዘምደቀይ ❤❤❤❤❤
እሰይ ምቁራተይ ቃሕ ምባሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🎉
ልሎሞይ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ እትብሉ ላይክ 👍 ግጨዉኒ ደቂ ሪመይ❤💛❤
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ወላድ ዝናፈቀ 😢👍 ኣርእኒ ❤ ፈጣሪ ሰደትና አሕፂሩ ዘይተመርዕኩም ናብ መርዓ ዝተመርዕና ለ ናብ ወላድ ይብቅዕና ፈጣሪ ተጋሩዋይ👏😘
አሜን ፫ ዝሓፍተይ አደኪ ትራክቡ እኩም👏 ❤ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ ዝናፈቀ ግን ኣብ ስደት ኮይንካ ከቢድ እዩ ስደትና የሕፀረልና ፈጣሪ 🙏
😢😢
ኣጆኪ ማዓረይ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ👏💛
ኣሜን❤❤❤❤❤❤
አሜን፫❤
ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏
ኣሜን❤🙏
ሕራይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ ❤️👏አሽኒ ❤
አሜን❤❤
ኣሜንን ❤እሽ❤
ከምዚ ምቅፀልኩም ደስ እልኒ ብሓቂ የዕብየልና ህፃናት ትግራይ ተስፈ ፅባሕ እዮም❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ስደትና ኣሕፂሩ ካምዚኦም ዝበለ ቆልዑ ፈጣሪ ይዐድለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘም ደቀይ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅለሎ
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@@BrhanchannelBrhanChannel እሺ
ደስ ዝብል ሙደብ እዩ ሚድያታትና ነዕቢ💚💚💚
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ተጋሩ ንዑ ገዛና ነዐቢ💚
እንኳዕ ቭሰላም መፃኩምምምም❤❤🎉
✝️✝️✝️
አበይ አለኽን ደቂ መዳመ ናይ ባዓልና ቻናል ነዐቢይ ❤❤❤እስቲ ላይክ ላይክ ንግበረለም
ኣለና😂
አለና አብዙይ ❤😂😂😂
ኣለና ኣነ ህፃናት ክርኢ ኣብ ናይ እሸቱ ይዉዕል ነይረ ሕጂ ግን ኣብዚ ናይ ባዕልና ንዉዓል ✝️✝️✝️
@@musemamilove4519musey 😁✝️
ኣለና😂
ምጭዋት ዝኮኑ ቆልዑ ሰሓቅ ቀትለሙኒ ሰሓቅና ይመልሰልና ወኣይ 😂😅❤
ደስ ይብል ጅማሮ እዩ ደቂ ዓበይቲ እና ኣብ ሃይማኖቶም ምእንቲ ክግብዙ መዝሙር ዘምሩ ናበልካ ሕቶ ናሓተትካ ቀፅለሉ 💚💙
ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ እዩ ናትኻ ዳኒኤል ብዝበለጸ ኣብዚሕኻ ቀጽለሉ ኢኻ ። ኣብዛ ናዞም ክልተ የሕዋት ጽቡቃት ህጻና ንቀጻሊ ንእሽተይ ሪእቶ አለኒ ማለት አብ ስድራኦም ኣብቲ ቦታ ተተረኪቦም ድሌቶም ክዛረቡ ናይ ወለዶም ፍቃድ ክጥምቱ ከምዘይ ብሎም ክኮኑ ይግባእ ምክንያቱ ንአዲኦም ይርእዩ ነይሮም ፡ ጽቡቅ ጎኒ አለዎ ግና ብልሒ ወይ ጽባቀ ውሽጦም ክወጽእ ኣይክእልን እዩ ስለዚ ንቀጻሊ ነቶም ስድራቤቶም እዩ እዚ ናይ ስድራቤት ስራሕ እዩ ፡ ንስኻ ድማ ዳኒ ነቶም ስድራ ከሰክፍ ዝክእል ሕቶ ኣብ ግምት እናእተኻ ፡ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ ካልኦት በላሕቲ ህጻናት ትግራይ ክወጽኡ በዚ መደብኻ ንምነ ❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ኣጠናኪርኩም ክትቅፅልሉ ንላቦ ምክንያቱ እዙይ ኣዝዩ ንህፃውንቲ ዘነቃቅሕ መድረክ ስለ ዝኾነ። እንድያም ምስ ቴሌቭዥናት ትግራይ ፕሮግራም ተዝህልዎ ብዙሓት ህፃውንቲ መምሃረ ኢለ ይኣምን። ብጣዕሚ ኢና ከዓ ንፈትወኩም
ኣሰይ ሙቁራተይ ደሰ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤ልሎሞይ ጉድ ረኺብካ እምበር ብዛ ደካማ ጎንኻ ናመፁ ዞም ቆልዑ🤣🤣
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
ኣሰይይይ ምጭዋት ደስስ ክብሉ ተስፋ ናይ ፅባሕ እግዚአብሔር ብጥበብ ብሞጎስ የዕቢኹም😘😘🥰
እሰይ ደስ ባሃልቲ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ከማኩም ጁቡዓት ክወልድ 🙏😍🥰🥰🥰🥰
ነዞም ምቁራት ቆልዑ ሪአ እየ ካብ tiktok መፂአ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ዓበይቲ ❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ቀፅለሉ ኣብ ትግራይ ብዙሓት በለሕቲ ቆልዑ ኣለዉ ኣብ ዩትዪብ ጥራሕ ዘይኮነ በቲቪ ለ ክቀርብ እኔዎ
ዋው ደሰ ዝብል ሰራሕ ጎቦዛት ዋዛ ምሰ ቁምነገር ❤❤❤❤❤ ኣብ ትግራይና ከምዚ ምጅማሩ ደሰ ዝብል ❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ኣሰይ ጅቡዓተይ ደስ ክብሉ ቀፅለሉ ልሎመይ💙💙💙
ጽቡቕ መደብ ዳኒ ቐጽለሉ ሃይማኖታዊ ነገርውን ሕተቶም ምእንቲ ስለ ሃይማኖቶም ክመሃሩ
ቅድሞትኩም ደስስስስ ኽብሉ እዞም ቆልዑ ጽሩያት እግዚአብሔር የዕብዮም
ዳኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ እዞም ኣብ ጎደናታት ዘለው ህጻውንቲ ኣምጸኣልና ሓገዝ ውን ተረከቡስ ❤
የዕቢኩም 🙏 ቀፅለሉ ፅቡቅ መደብ ዳኒ❤❤
ብቴሌቭዥን ተዝርአ ንደቆም ዘለዎም ኣረኣእያ ክስተኻኽሉ ምእንቲ ወለዲ
ተጋሩ ነታባብዕ ላይክ ሸር ብምባል ንስኻውን ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ኣጠናኽርኻ ቀፅለሉ ዝዓርከይ❤❤❤❤❤❤❤
ኣረ ኣይተክኣልኻን መ/ር ልሎም❤❤❤❤ይመችኻ
ፅቡቅ ጅማሮ ንህፃናት ዕዱል ምሃብ ተስፋ ዘለዎም እዩ❤❤❤
ዳኒየ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ
አሰይይ ሙቁራት ዕዳመን ጥዓናን ይሃቡካም ❤❤❤🥰🥰🥰🥰
ለምንድነው ግን ሰብስክራይብ የማታደርጉ ያላደረጋችሁ ካላችሁ ሰብስክራይብ አድርጉ አይከፈልበት
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ዳንሻ❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
ዋው ❤
ይሞችኹም
ጹብቃተይ የዕቢኩም ፈጣሪ አብ ፅቡቅ ደረጃ የብፅሕኩም የቀኔልና ዳኒ ግን ምስይቅሬታ ነአቦኩም ዶ ነድኩም ትፈትዉ አይትበሉዎም ፅዕንቶ አለዎ ኢለይሐስብ ካብ ናተይ ተመኩሮዩ ብዝተረፈ ፍትው ❤❤❤❤❤❤😘😘😘
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም መደብ ታኣምራውያን🥰ምቁራት ዝኾኑ ቆልዑ ቀፅለሉ ዳኒዋይ😁♥️_
ዳኒተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደባት ምጪ ሳሓቅና ኢካ❤❤❤
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኹም አሜን ደስ በሃሊ መደብ እዩ አደ ዘቆልዑ ስለ ደቅኺ ክትሕተቲ ከለኺ ንሞራሎም ኢልኪን ነኒባዕሎም ቅንአት ከይሓድሮም ከይፀላልኡን ዘበላልፅ መልሲ ምምላስ ግቡእ አይኮነን
ዳኒ ምስ መሳርሕትኻ ትሰርሕሉ ደስስ ይብል ስራሕኩም ቀፅሉሉ ግንሲ በቲቪ ይማሓላለፍ ዶ? ንቆልዑት ፁቡቅ መነቃቅሒ ስለ ዝኮነ ተተማሓላልፍዎ ይብል
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ህፃናት ትግራይ ተስፋ ፅባሕ ❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ናይ ፅባሕ ተስፍ ቀፅል ዝሓወይ ኣድናቂትካ እየ❤🎉
ፅቡቅ መደብ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤
ተጋሩዋ ጡዑማት ቃሕ ምዋሎም ኣጀኻ ዝሓዉና ❤❤❤❤❤❤
ምጭዋት ዝኮኑ ቆልዑ ሰሓቅ ቀትለሙኒ ሰሓቅና ይመልሰልና ትግራይ ዓደይ❤😂
❤❤❤❤❤ከምዚኦም ዝመሰሉ ማንታ ማንታ ይሃበና ሙቁራት
አሰይ ናይ ሓሳብ ልብና ሰሚሩ። ቀፅልሉ ደቂ ትግራየይ
መን ይርብሽ መን ይበኪ ኢልኩም ኣይተሰክፍዎም ንስምዒቶም ተጠንቐቑሎም ምንጽጻር ጽቡቕ ኣይኮነን
ኣሰይ ፅቡቅ መደብ ህፃናት ትግራይ ተስፋ ፅባሕ❤ደቂ ሪመይ እዛ ቻነል ነዕብየሎም❤💛
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እሰይ ህፃውንቲ ትግራይ ተሰፋ ፅባሕ እሰይ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡን ብመጎሱን የዕብይኩም ❤❤❤❤❤❤
ሃፍታም ሃይማኖት ቃል እግዚአብሔር ዝተማሃረ እዩ አየ ወለዲ መቀለ 😢😢
ኣሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤🎉🎉
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ኣሰይ ሙቁራተይ 🌹❤️ተጋሩ ኣሕዋተይ ብሽም ዞም ሽኮራት ቆልዑ እስቲ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ❤️💛❤️🔥
ገይረ❤🙏
@@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl እሺኒ እየሩሰይ መዓርይ ኺበርት ይሃበለይ 🙏🌹❤️🦋
ፈጣሪ ለአኩም ኢሉ ይተዓረቀና
የዕብኹም ምቁራት ህጻናት ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኩም🥰❤💛🕊🕊
ብጥበቡ የዕቢኩም ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
አሰይይይ ጽሩያተይ ደሰሰ ክብሉካ ዛሞ ደቀይ የዕቢኩም 😘❤ ኸማኩም ዝብለ ወላድ ይሃቭና ፈጣሪ ካብ ሰደትና ምሰተመልሰና ፈጣሪ ኣቦይ 👏 ፅቡቅ ጀማሮ እዩ ብዛኩም ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ተሰፋ ፅባሕ ህፃናት ትግራይ ልሎሞይ ዝፈትውኻ ሰነ ጥቨባዊ ኣጆኻ በርትዕ ደሰሰ ዝብል ሚድያ እዩ ብእውነት💛❤😘
ኣሰይይይ ዞም ደቀይይይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብኹም😘😘😘😘❤❤❤
ዳኒ እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ፅድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጠሪ ፀሩያተይ❤❤❤
ኣሰይይ ፁሩያተይ የዐቢኩም ፈጣሪ❤❤ኣስሕቅክሙኒ ዋ😂❤
ተጋሩዋይ ብስም ዞም ህፃውንቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም❤
የዕቢኹም🙏ቀፅለሉ ፅቡቅ መደብ ዳኒ❤💛
ኣሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
ደስበሃሊ ፕሮግራም❤ግን ቆልዑ ስለዝኮኑ ልኮነ ልብላዕ ነገር ሃብዎም ከም ችብስ .ቾኮሌት,ኬክ ነገር❤❤❤
ሙቁራት ቆልዑ ትግራይ ቀፅሎ በጃካ ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ መደብ ልእሎም ኣበርቲዕካ ቀጽላሉ❤
Atestiswo kkk😅😅😅😅😅
ዋይ ደስ ክብልኻ የዕብኽም ፈጣሪ❤❤❤❤
ደስ ብሃሊ መደብ እዩ ቀፅልሉ 💜ግን ንእሽተይ ጣቅዒት ቀንሱ
ከማካትኩም ፁሩያት ቆልዑ ክወልድ ተሰፋ አለኒይ❤❤❤ይሰመረልካ በሉኒይ አሕዋት🎉🎉🎉
ዋው ቓፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቕ ፈጣሪ ያባፅሕኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Aseyy xubqate nty ❤❤❤ ❤️❣️🫶🥰. L from Eritrea 🇪🇷
ንህፃዉንቲ እንዶሚ ኣይተብልዕዎም ተጋሩዋይ 😢😢❤❤❤
ችግር ኣለዎ ድዩ
@@kalkidanteklehaymanot4828 ብጣዕሚ እዩ ሕማቕ ንኾላሊት ፅቡቕ ኣይኮነን ተሎ ስለ ዘይሓቅቕ ካብኡዉን ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ ዓረብ ሃገር ዘለና መብዛሕተና ጨጎራ ኩላሊት ድርቀት ዝገጥመና ዘሎ ብሰንኩ እዩ 😢
አሠይ ዞም ደቀይ የዕቢኹም ❤❤❤😘😘😘
God bles city Tigrinya ❤❤❤
ኣነስ ቖልዓ ክፈቱ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ ፍቁራተይ ደስስስ ምባሎም ስደትና አሕፅሩ ንዓካትኩም ዝመስል ምጭዋት ክህበና አምላኽ ዝሰአኖ የብሉን እሞ ሓሳብ ልብና የስምረልና አብ ስደትና ዘለና አሕዋተይ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤❤❤❤
ቀፅሉሉ ❤❤❤ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደቅና ክነምፅኦም እና
ጽቡቅ መደብ ኢዪ ግን ኣደ ትምልሶ ዘላ ነቲ ቆልዓ ርአሰ ታማንነቶም የጉድልዩ ።ኣቅራቢ መደብ ድማ ንስድራ ተዘይሓተትካ ጽቡቅዩ።መደብካ ግን ጽቡቅ ኢዩ
ደስ ዝብል መደብ ዳኒተይ❤
ብጣዓሚ ቆንጆ ጅማሮ እየ ቅፅልሉ ❤❤❤❤
ብጣዒ ደስ ትብል ህጻናት ከምኡ ገርኩም ህነጹልና
ግን ከኣ ቆልዑ ሞራሎም ከይወድቁ እዳበረታታዕኻ ነኣብነት ነቲ ንእሽተይ ቆልዓ ብጣዒ ሞራሉ ተንኪፍክሞ
ደስ ክብሉ❤❤❤
እሰይ ምቁራት እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
ኣሰይ ደስ ምባለም😁😁😂
ብጥበቡ የዕቢኩም ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሉሎመይ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ 🥰🥰🥰
ኣሰይ ፅቡቅ መደብ ቀፅለሉ ሉሎም ሓውና ህፃናት ትግራይ ተስፋ ትግራይና 💛❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤🎉🎉
ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ ዳኒ 💛❤
ፅቡቃት❤❤💛💛
ዋው ደስ ክብሉ ቀፅለሉ 😍😍
ፅቡቅ ስራሕ ዩ #ዶንኪ ትዝ ኢሉኒ😂
ዋላ ይኹን ነቶም ህፃናት ተስፋ ዩ ❤ ሰናይ❤
ጎብዝ ልሎም ዓይነይ 😊❤
ኣሰይ ደሰ ክብሉ ሙቁራተይ 💊💊💊💓💓💓
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤ ናብ ዝዓበየ ደረጃ ከም ዝበፅሕ ድማ ተስፍ ኣለኒ
ደስ በሃሊ መደብ እዩ❤❤
ቅፅለሉ ጅግና ሓውና ፅቡቅ ስራሕ እዩ ❤🎉
እዞም ቆልዑ ደስ ክብሉካ ምዕባይን ምናስን ኮ ኩሉ ግዜ ኣይሰማሙዑን እዮም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
እሰይይ ደስ ክብሉ ምቁራት❤❤❤❤❤❤
አአብ ዘለክምዎ ኪዳና ምሕራት ታሓሊኩም❤
አብ ኘሮፋይለይ አቲኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ሓግዝኒ ፍትዋተይይ❤
ኣሰይ ተጋርዋይ❤❤❤
ደስ ክቡሉ ሙቁራተይ🥰 ቀፅለሉ ሉሎመይ😘
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
ቁልዕነት ጥዑም የዕብኩም ዘምደቀይ ❤❤❤❤❤