# ኣነ እየ ወላዲቶም።እግርኻ ትሓፅበካ ሰበይቲ እያ ተድልየካ።(part 3)ዘግርም ተፈጥሮ ዝተዓደላ ህፃን ቃል-ኪዳን ካልኣዩ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2023
  • saher...like...subscribe ብምግባር መደባትና ይከታተሉ።

ความคิดเห็น • 904

  • @LwaTube
    @LwaTube  7 หลายเดือนก่อน +22

    መልእኽቲ ፕረዝዳንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣክሱም 2016 ዓ/ም th-cam.com/video/mLyqjbShjEk/w-d-xo.html

    • @GgHh-dw8by
      @GgHh-dw8by 6 หลายเดือนก่อน

      ❤ዳንኤለይ መክሰበይ👏💕💕💕💕💕💕

  • @user-vh2bc2sm7q
    @user-vh2bc2sm7q 7 หลายเดือนก่อน +149

    አረ ክንደይከ ደስ ትብል እያ ምቅርቲ የዕቢኪ ንግግራ ኩሉ ቁምነገር ዘለዎ❤ግን ልሎመይ ትናገር ተለው ክላክሲካል ናይ ስሓቅ ኣይተእትወሉ ብጣዕሚ እዩ ልርብሽ❤ትጥይቅ ከለካ ውን ኣብ ናይ ፖሎቲካ ዘእተው ሕቶ ኣይትሕተቶም ምክንያቱ ንዕድሚኦም ኣይምጥንን❤ምሳይ ትሰማምዑ ላይክ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍🌿😍🌿💛❤️😍

    • @tigreweyti
      @tigreweyti 7 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ሳዕሲዒት እንታይ እዩ ክገብራ ብመንፈሳዊ ተትጓዓ እዩ እቲ ዝበለፀ

    • @wediweyinking
      @wediweyinking 7 หลายเดือนก่อน +1

      እቲ ክላክሲካል ናይ ሰሓቅ ምንም ኣይብልን ንዓና ንተዓዘብቲ ማራ እዩ ዘከይፈና ማለት ደስ እዩ ዝብል ብዙሕ ኣየክፍእን እዩ ስለዚ ቁምነገር ምስ ሰሓቅ ክትሰምዖ ከለካ ፅቡቅ ጌርና ኢና ነስተማቅሮ ስቅኢሉ ብዘይ ሰሓቅ እንተኮይኑ ግን ሰብ ክሰልችዎ ይክእል እዩ ምናልባት ንዓኪ ንዝተወሰንኩም ደስ ዘይክብለኩም ይክእል እዩ ግን ኣብ ሓደ ቁምነገር ነገር እንድሕር ዘዝናኒ ነገር እንተዘይብሉ ንተዓዘብቲ ከሰልችዎም ይክእል እዩ ዋዛ ምስ ቁምነገር ክከውን ከሎ ግን ዋው እዩ ዘብል

    • @AluChanal
      @AluChanal 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@AseTeklberhan ገይረልኪ አለኩ ናዓይ ውን ግበርለይ ሓላለይይ❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal 7 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@tigreweyti ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ዝያዳይይ❤

  • @menkem676
    @menkem676 7 หลายเดือนก่อน +67

    ብቆላዓኩም ንማዘርኩም ሽኮር ናሰረቅኩም ተናድዱ ዝነበርኩም like እስኪ ብሹም ህፃን ቃልኪዳን😍

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😘😍

    • @user-up2rp7wr1x
      @user-up2rp7wr1x 7 หลายเดือนก่อน

      ኣነ😂

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 7 หลายเดือนก่อน +41

    እዋይ እዚኣ እቱ ጥበብ አምላኽ አብኣ እዩ ሓዲሩ ዘሎ ባሓቂ ናብ መንፈሳዊ ት/ቲ ዳኣ እያ ከታእትውዋ ዘለኩም እምበር ሳዕሲዒት እንታይ ክገብረላ ዛምቅርቲ ናይዛ ዓለም ነገር ኹሉ ሓላፋይ እዩ በጃኹም አብ ቤተክርስትያና ኸምታ ዝጀመረታ ትወደእያ 🤲🤲🤲❤❤🥰🥰🥰

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️😍

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj 7 หลายเดือนก่อน +34

    ኣቤት ልቦና ትግረዋይ ማለት ታኣምር እዩ ❤️💛❤️💛❤️💛

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍❤️❤️

    • @dyykejtkj
      @dyykejtkj 7 วันที่ผ่านมา

      አሺ ናተይ ❤️❤️❤️​@@AseTeklberhan

  • @berihatesfay1964
    @berihatesfay1964 7 หลายเดือนก่อน +81

    እሰይ ጅብዕተይ ደስ ትብለካ ግን ኣብ ሃይማኖት ጎበዝ ናሃለወትስ ናብ ሳዕሳዒት አረ በጃኹም ካብቲ ናይ መንገዲ ድያብሎስ ዝኾነ ጭፈራ ገዲፍኩም ናብ መዝሙር ገስግስዎም😢
    እስኪ ናብ ሳዕሲዕት ትኣቲ የብላን ትብሉ ላይክ ግበሩ

    • @user-zy6bx3hi6q
      @user-zy6bx3hi6q 7 หลายเดือนก่อน

      ።❤

    • @weldayteka9690
      @weldayteka9690 7 หลายเดือนก่อน

      ሃይማኖት ናይ ድኽነት መሰረት እዩ ሳዕሲዒት የሐሻ።

    • @Tgirawey__6542
      @Tgirawey__6542 7 หลายเดือนก่อน

      ሙዚቋ ከ መን ዩ ዳቢሎስ ዘገበሮ😕

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@weldayteka9690 ሳዕስዒት ውን ሓጥያት እዩ ብመፅሓፍ ቅዱስ ማዓረይ

  • @slameberhe1435
    @slameberhe1435 7 หลายเดือนก่อน +10

    እስይይይ ክንደይ ድስ ትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅብዕተይ ናተይ ልሎመይ እዝ መድብ ቀፅላ❤
    ትቅፅል ትብሉ እዝ መደብ ላይክ👍🥰

    • @AluChanal
      @AluChanal 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይይ ዝያዳይይ❤

  • @user-bd1ou9cl9t
    @user-bd1ou9cl9t 7 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዓሚ አብ መንፈሳዊ ህይወታ ዘለዋ አራኣእያ ሉዑል እዩ እሞ በጃኩም ብዝካኣል ነበራትዐያ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️😍

  • @HeranKbrom-wf3ss
    @HeranKbrom-wf3ss 7 หลายเดือนก่อน +21

    ሰነ ልቦና ተጋሩ ኮ ይፍለ እዩ እግዚአብሔር ሰላምካ ይምለስ ሓላል ህዝቢ የዕቢኪ ዛጓለይ ምቅርቲ❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️😍

    • @HeranKbrom-wf3ss
      @HeranKbrom-wf3ss 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@AseTeklberhanሕራይ ማዓረይ❤

  • @thanksgod3400
    @thanksgod3400 7 หลายเดือนก่อน +11

    ምቅርቲ ግን ምስቲ ናብ ፈጣሪ ቅርበት ዘለኪ መዝሙር ተትማሃር እቲ ሳዕሲዒት ገዲፍኪ

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v 7 หลายเดือนก่อน +32

    ዋውውውው ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ ቀፅለሉ ልሎመይ ከምዚ ዘበሉ ህፃናት ማ ከመፀ ኣለዎም ቀፅለሉ ❤😅

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +2

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🌷❤️🌷❤️💛💛❤️

  • @user-up2rp7wr1x
    @user-up2rp7wr1x 7 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሔር ብጥበብን መጎስን የዕቢኺ ምቅርተይ መዝሙር ተትስልጥን እትብሉ👆❤❤❤

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 7 หลายเดือนก่อน +11

    እዝኣስ ናብ መዝሙር ዘለዎ መድርክ ምተወሰደት እንበር እዝኣ ዶ ናብ ደንጌራ ዘለዎ ኣደራሽ
    ብዝኮነ ኣምላክ ብጥበቢ የዕብያ❤❤😊

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 7 หลายเดือนก่อน +14

    እሰይይይ ምቅርተይ ብጥበቡ የዕቢኪ እግዚኣብሔር እዚኣ መንፈሳዊ እያ ክትመሃር ዘለዋሰዕሲዕት ኣይኮነን ❤

    • @hzdhdhjddj7246
      @hzdhdhjddj7246 7 หลายเดือนก่อน

      😘😘😘😘😘

  • @user-gi9rp7db4x
    @user-gi9rp7db4x 7 หลายเดือนก่อน +4

    ናብ መንፈሳዊ ተምህርትን መዝሙሩን አእትውዋ ልለሞይ

  • @user-sv3qk7ky4g
    @user-sv3qk7ky4g 7 หลายเดือนก่อน +6

    ብዙሓትትት ኢና ሓቀይ ተናኣሰ ነዛ ቻናል 200k ነብፅሓያ 🎉 ሉሎመይ በርትዕ ቀፅሎ ፅቡቅ መደብ መንእሰያትለ ኣቅርብ 🥰

  • @user-eb2xm8mm1c
    @user-eb2xm8mm1c 5 หลายเดือนก่อน +2

    ምቅርቲ መንፈሳውነታ እምነታ ጠንካራ ሐዝም ካብ ደርፊ ናብ መንፈሳዊ ነገር የእትውዋ መዘምራን ክትከውንያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፅብቅቲ❤

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 7 หลายเดือนก่อน +7

    እዛ ቆልዓ ትግራይ ክንደይ ትልብም ብፍቕራ ኣዕብይዎም ን ቆልዑ ትግራይ በጃኹም ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ፀጋኡን በረኸቱን ጥበቡን ይሃብኩም ህዝበይ ማዓረይ ፍትውውውውው እየ ዘብለኩም i love you Tigray love❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍❤️

  • @user-qn9ix2pp1c
    @user-qn9ix2pp1c 7 หลายเดือนก่อน +11

    ሉኡሎም ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ ነዞም ህፃናት እንዳቅረብካ ኩሉ ግዜ ስረሕሉ ምክንያቱ ንሳቶም እዮም ተረከብቲ ሃገር ❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍❤️😍❤️😍❤️❤️😍

  • @user-ev9kv6nf1n
    @user-ev9kv6nf1n 7 หลายเดือนก่อน +9

    መምህር ፁቡቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍🌷😍🌷😍🌷😍

  • @salammokonen7173
    @salammokonen7173 7 หลายเดือนก่อน +3

    አስይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን💐💐💐 ያሃብኪ ኣምላክ 🎁🤷💞💞💞💞🎂🎂🎂💝💝💝

  • @user-ud9uy9yt9u
    @user-ud9uy9yt9u 7 หลายเดือนก่อน +8

    እስይ ደስ ክብል ብተለይ ፕሮግራም ገይሩኹም ከምዚ ህፃናት ኣናቃቕሑ♥️🙏

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 7 หลายเดือนก่อน +10

    ዋውውው መጨጨት ምቅርቲ ልኮነት ቆልዓ ❤
    እዚኣስ ናይ ቤተክርስትያን ትምህርቲ ተትቅፅል ፅቡቅ ነይሩ❤

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m 7 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤

  • @wlecamewlecame8286
    @wlecamewlecame8286 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቡነ ኣረጋዊ ባዕሉ ያዕብኺ ማማየ🎉❤

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 7 หลายเดือนก่อน +5

    እሰይ ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ❤❤🙏

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 7 หลายเดือนก่อน +3

    ብደርፊኮ ማዓት ወሪዱና በይዛኻትኩም ናብ ፈጣሪና ብመዝሙር ንመለስ

  • @gullala4624
    @gullala4624 7 หลายเดือนก่อน +1

    ገታቸዉ ምብላዕ 😂😂😂😂😂😂መይተ ናማና 😂😂😂❤❤

  • @Edengirmay794
    @Edengirmay794 7 หลายเดือนก่อน +3

    Mekerti zkonet qola edmen. Tenan thabkif fetari ❤

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 7 หลายเดือนก่อน +10

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 7 หลายเดือนก่อน +4

    *_መደብካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ እሰይ ምቅርተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አምላክ ፀግኡ የብዝሓልኪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ግን ንዞም ምንም ዘይፈልጡ ዕሸላትና ብደርፍን ብጓይላ ክዓብዩ የብሎምን ናብ ዝዓበየ ደረጃ መንፈሳዊ ህይወት ከነብፅሖም ወለድን ኣሕዋትን ኣሓትን ግደ ከም ዘለና ኣይንዘንግዕ😢_*

  • @kuflomangsom3880
    @kuflomangsom3880 7 หลายเดือนก่อน +5

    ዝገሪም ኣታሓሳስባ ንዘን ቲክቶክ ሚዋዓለን መምህውሪዩ ጅግና ዛጓለይ

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ፀብቅተይ መዙሙር እዩ ፅቡቅ ነዛ ለባም ሓፍተይ ግደፊ ናብ ስዕሲዒት ጎተተይ ❤ንሎመይ ❤ለባም

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍😘😘❤️😘😍😘😍

    • @user-xn5nt7mt5h
      @user-xn5nt7mt5h 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሽኒ ጋልነይ

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ኣሕዋተይ ቀፅለሉ
    ካልኦት ህፃናት እዉን ኣምፅኡ🎉❤😂
    ምድያኩም ኣዕቡዩ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልኒ ህያበይ

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287 7 หลายเดือนก่อน +18

    የዕብኪ ዛጋለይ ኣተዓባብያ ደስ ክብል ኣብ ፈጣሪ ዝተመርኮሰብ ንዓበይቲ ምሕፃብ ጋሻ ሰይ ደስ ክብል ብሓቂ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤

    • @goodboyhabasi1287
      @goodboyhabasi1287 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሺ መዓረይ 🙏💚

    • @qedgcf9637
      @qedgcf9637 7 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน

      ንዓይ እዉን ማዓረይ❤👏

  • @1jdhjjxnc449
    @1jdhjjxnc449 7 หลายเดือนก่อน +7

    ኣታ መንእሰይ ትዓድልካ ምስ ለባማት ሰብ ብርህመፃኢ ናዋልካ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍❤️

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 7 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይይይይይይይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላኽ መጀመርያ ጥበብ ንእግዚአብሔር ምፍራሕ እዩ ይብለና ቅዱስ ዳዊት ብዘይ ፆሎት ፆም ስግደት ሂወትካ ሰላም አይትረክብን ከማኪ ዝበለ የብዘሐልና አምላኽ ቅዱሳን❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመንን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ ህጻን የዕቢኪ🥰🥰

  • @lili_gal_tigray9187
    @lili_gal_tigray9187 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤️

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🌷❤️🌷🌷❤️❤️

  • @user-ph2qf6yu7i
    @user-ph2qf6yu7i 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብርእሲ ሕማመይ ፍሽክ ኣቢልክኒ የዕቢኪ ማዓረይ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤

    • @khantaddgh2452
      @khantaddgh2452 7 หลายเดือนก่อน

      ምሕረት የውርደልኪ መዓረይ 🙏

    • @user-ph2qf6yu7i
      @user-ph2qf6yu7i 7 หลายเดือนก่อน

      @@khantaddgh2452 ኣሜን ዝያዳይ

    • @wediweyinking
      @wediweyinking 7 หลายเดือนก่อน

      ምሕረት የውረደልኪ ፈጣሪ

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y 7 หลายเดือนก่อน +21

    ኣሰይይይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏ሓሳብ ልብኺ የሰምረልኪ 🙏💖💖💖💖💖💖

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍😘

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy7144 7 หลายเดือนก่อน +10

    ብስምኣብ እረ ዕድመ ይሃብኪ ካልኣይ ክፋል አምፀእልና ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍😘

  • @user-kl2vg9cj2u
    @user-kl2vg9cj2u 7 หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን አምላክ ትግራወይቲ ገብርኻ ድፈጠሪኻኒ ተጋሩዋይ ደመይ❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ካልአተይ

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha7716 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይይ ፅሪቲ ዝኮነት ቆልዓ❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ ካብቱ ሙዚቃ አውፂእኩም ናብ ትምህርቲ ሰንበታ ትቀፅል

  • @user-qd4jz2wb1v
    @user-qd4jz2wb1v 7 หลายเดือนก่อน +6

    በጃኹም አብ መንፈሳዊ ሂወት ኣቀጽልዎ ጎበዝ ዘማሪት ክትኮን እያ
    ጽቡቅተይ ዕድመን ጥዕናንን ያሃብኪ ማዓረይ❤

  • @user-pp9gh3wl9u
    @user-pp9gh3wl9u 7 หลายเดือนก่อน +7

    መምህር ልለም ሐወይ ክፈትዋካ ምዓት ስውኣይ ምና ሓፍተይ አነ ላይክ ህበ ኣይፈልጥ ግን ህበካ እነአኹ ብስም ቃልክዳን ሓፍተይ❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልኒ ካልአተይ

  • @user-un8lg8ms6o
    @user-un8lg8ms6o 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዛቆልዓ ክትልብም እግዚአብሔር ብጥቡቡ የዕብያ ምቅርቲ😍❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🎋❤️

  • @alemefem5459
    @alemefem5459 5 หลายเดือนก่อน

    Yes ምቅርቲ ሕጻን ክተባባ ዘለዎ ብሮግራም እዩ ጽቡቅ ጅማሮ ይግበሮ ቀዳምነት ንሕጻናት ሃገር ዝርከቡ እዮም

  • @user-yw7cg1ch7b
    @user-yw7cg1ch7b 7 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይ ሙቁርቲ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 7 หลายเดือนก่อน +4

    ንፍዕቲ ብርህቲ አእምሮ እንዚአ አብ መንፈሳዊ ህይወት ክዓቢ አለዋ በጃኩም ካብ ዳንኬራ ዓለም አርሕቅዋ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️😍

  • @user-pj8mz6jn6d
    @user-pj8mz6jn6d 7 หลายเดือนก่อน +1

    ንፍዕቲ ቆልዓ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ግን እዚ ኣብ ትሕቲ ዕድሜኣ ሸቀጥ ምሽቃጥ ግን ይፀልዋ ዩ። እንትትገድፎ ወለዳ የዕብይዋ እምበር እሳ ኣይተዕብዮም

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz 7 หลายเดือนก่อน +13

    ዋው ክንደይ ደስ ትብል ህፃን ምቅርቲ ቃላት የብለይን መግለፂ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍🌷😍🌷😍

    • @umersied6249
      @umersied6249 2 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan ቀፅልሉ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      @@umersied6249 የመስግን ሰበሰክራይብ ግበረለይ ገዛይ መፂካ ወድኖዋ

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp 7 หลายเดือนก่อน +6

    ካላኣቲ ኣቡሺ ኮናትልካ ሕቶ ኣለኒ እዳ በለት ተክክ ኣቢላቶ ብዝኾነ ጅብዕቲ ዝኾነት ቆልዓ ♥️♥️♥️♥️

  • @mulufesaha3351
    @mulufesaha3351 7 หลายเดือนก่อน +2

    ተኣምራዊት ህፃን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጥበቡ የዕብኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍🌿😍🌷😍🌷🌷😍

  • @FhE-ed8pr
    @FhE-ed8pr 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ ተፍ ፅባሕ እዮም ዞም ህፃውቲ

  • @user-lw4od2xd2g
    @user-lw4od2xd2g 7 หลายเดือนก่อน +4

    አሰይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 7 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ ቅድሜኼ ዳአነ ማዓረይ የዕቢይኺ ተባረኺ ለባመይ ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️😍

  • @selam801
    @selam801 7 หลายเดือนก่อน +2

    አነኮ ደሰ ዝብለኒ ነገር እንተሎ ብሃይማኖቱ ጽኑዕ ምሰ ዝኾውን ዋው ምቅርቲ ዝኾነት ቆልዓ❤😊

  • @Grma_Tigray
    @Grma_Tigray 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዙክላሲክ ብጣዕሚ ረባሺ ኾይኑ ዞም ህፃዉንቲ ብዛዕባ ፖለቲካ ኣይትሕተቶም!! ደስ በሃሊ መደብ ቀፅለሉ❤

  • @user-jz9ti8dm9s
    @user-jz9ti8dm9s 7 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ምቅርተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኪ ዳኒየይ ኣጀካ ከምዚኦም ዝበሎ ህፃውንቲ ተቃበልቲ ዓዲ እዩም ተጋሩዋ ፅሩያት ዓለም እስቲ ምድያና ነዐቢ ኣጀኩም በርትዑ ንበሎም ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍💛😍💛😍💛💛😍

    • @user-jz9ti8dm9s
      @user-jz9ti8dm9s 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሺ ማዓረይ

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ምቅርትይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ✅

  • @bege8567
    @bege8567 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይይ ሙቁሩት ዱኾነት ቆልዓ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽ እዛጋለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahimah1390
    @abrahimah1390 6 หลายเดือนก่อน

    አባት ልቦና ትግራይ ❤❤❤❤

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8b 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ደስ ክትቡሉ ሙጩውት ድኾነት ቆልዓ ❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ሽኮረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ የዕቢኺ ዛጓለይ ❤️🥰🙏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 🌷❤️

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 7 หลายเดือนก่อน +2

    የኔ ማር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኪ ❤❤❤💔💔💔🙏

  • @lemlemgrzhr4473
    @lemlemgrzhr4473 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ና ወለዲ ውፅኢት እዩ❤

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ክንደይ ደስ ክትብሉ❤❤❤
    ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ❤❤❤

  • @Sgdyf
    @Sgdyf 7 หลายเดือนก่อน +11

    ልእሎመይ ቀፅሎ ሓደራ እዚ መደብ❤❤

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ❤❤❤

  • @Desalewd
    @Desalewd 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብልጽቲ ቆልዓ ናይ ጽባሕ ተስፋ ❤❤❤ ኦፈጣሪ ኣበይ ነዞም ናይ ጽባሕኮዋኹብቲ ህጻናት ኢልካ ሰላም ኣዉርደልና 🙏🙏

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ፅብቅቲ ዕድመን ጥ ዕናን ይሃብኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊

  • @selamburuk
    @selamburuk 7 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይ ደስ ክትብል እዛ ህጻን ብሓቂ ብጥበቡ የእብኪ ኣነ ከይተፈለጠኒ እየ ወዲአያ ዘለኩ መቀረተይ🎉❤

  • @SamiTadesse-ti2dn
    @SamiTadesse-ti2dn 7 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይ የዕብኪ ዛሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልኒ ካልአተይ

    • @SamiTadesse-ti2dn
      @SamiTadesse-ti2dn 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሺ መዓረይ

  • @sy2g299
    @sy2g299 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰነ ልቦናኣ ምቅርተይ የዕቢኺ ኣብቲ ትምነይዬ የብፅሕኺፈጣሪ❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🎋🎋❤️🎋❤️❤️

  • @user-vd2mh5jo9y
    @user-vd2mh5jo9y 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዕደመን ጥዕናን ይህብኽ አምላኪ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይ የዕቢኪ ዛ ጓለይ ዳኒየ የቀንየልና ምስ መሳርሕትካ ከምዚኦም ዝበሉ ስለ ተቅርበልና😘🙏

  • @Samsunga23-ks9jv
    @Samsunga23-ks9jv 7 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውው ቀፅሎ አነ ከምዚ ገይሩ ህፃውንቲ ዘቅርብ ይምነ ነይረ ❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ካልአተይ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ካልአተይ

  • @zaidzaidzaid1419
    @zaidzaidzaid1419 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ምቅርቲ ዝኮነ ት ቆልዓ

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ የዕቢኪ ዝያዳይ❤❤❤❤❤

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi 7 หลายเดือนก่อน +6

    ዕደመን ጥዕናን ይህብኽ ፈጣር❤ ፅበያ ሰናይ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍❤️

  • @JemBer-hm4ik
    @JemBer-hm4ik 7 หลายเดือนก่อน +29

    ግን ሃይማነታ ብርትዕቲ እያ ንምንታይ ናብ ጭፈራ ተሰልጥንዋ መዝሙር ዘይ ተምህራ አየይ ናትና ስራሕ ሕጂ እዝአስ ሓጥያትይ ፅድቅይ ፈልያ ናፈላጠት ልምንታይ ናብ ሓጥያት ትወስዳ sorry ስለ ሃይማናታ ክትማሃር ሓግዛ ቆልዓ ብንእሱ ቀርበት ብርሕሱ😢 በጃካ 10 ግዜ ፈጣሪ ናበለትስ ናብ ሙዚቃ አይተእትው ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ብልፅቲ በላሕ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😘😍

    • @user-up2rp7wr1x
      @user-up2rp7wr1x 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤

    • @JemBer-hm4ik
      @JemBer-hm4ik 7 หลายเดือนก่อน

      Ok

    • @Axum-Tigray
      @Axum-Tigray 6 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክንደይ ድስ ትብል ጥዕምት♥️♥️

  • @menkemtg6761
    @menkemtg6761 7 หลายเดือนก่อน +2

    Proud of Sele hawna

    • @alganeshbahre8598
      @alganeshbahre8598 7 หลายเดือนก่อน

      Yes Sele is original Tigraway proud of him too

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ጅብዕተይ የዕብየለይ❤❤❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 7 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ ምቅርተይ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኪ🙏💛💛💘💘💊🙏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ካልአተይ

    • @DgDh-px1wd
      @DgDh-px1wd 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሹኒ

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣረ ዳኒየይ ይሞቸካ ቀፅለሉ👑❤️
    መቀረተይ ለ የዕብኪ ደስ ምባላ ኩሉ ነገራ👸❤️💛
    ኣቦና ኣቦ ባህሊ ዉን ነዊሕ ዕድመ ይሀበልና ንኩሉ ነገር ኣብ ጎንኩም ኢና ተጋሩዋኒ❤️💛🦁✊

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ደስ ክትብል ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 7 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ መምህር ሰሎሚን ባዓል ዓብዪ ውዕለታ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራያብ እባ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @user-dm8hd5ki5g
    @user-dm8hd5ki5g 7 หลายเดือนก่อน +4

    ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤🥰

  • @tdfgyrfy7390
    @tdfgyrfy7390 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ፅባሕ ተስፋና

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 7 หลายเดือนก่อน +1

    ምቅርተይ ተስፋ ዘለዋ ቆልዓ የዕቢኪ
    ልሎም ዕድመ ጥዕና ይሃብካ አሜን

  • @abebahailu2037
    @abebahailu2037 7 หลายเดือนก่อน +4

    መምህር ልሎም ኘሮግራምካ ፅበቅ እዩ ግን ንቆልዑ ፍቅረኛዶ ኣለኪ ኢልካ ምሕታት ንቶም ቆልዑ ሕማቅ ፅልዋ ስለዘሕድር ነእኦም ዝምጥን ሕቶ ምሕታት ይምረፅ።

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 7 หลายเดือนก่อน +4

    አሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ💗

  • @GalAle-kv3kx
    @GalAle-kv3kx 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እዚኣ ገራሚት እያ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @user-xh5ge7vu1o
    @user-xh5ge7vu1o 5 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ ግን ንሕፃናት እትሓትዎም ሕቶታት ዋዛ ምስ ቁምነገር ክኸውን ኣለዎ ናይ ዝኽተልዎ ሃይማኖት መሰረት ብምግባር ፡ባህሎም ፡መንነቶም መሰረት ብምግባር ብፍላይ ኣብ ሃይማኖት ብጥንቃቀ መፅሓፍ ቁዱስ መሰረት ብደንቢ ብምድላው ክኸውን ኣለዎ ብዙሓት ህፃናት ስለ ዝማሃርሉ ጥንቃቀን ሓላፍነትን ምውፃእ ይግባእ

  • @user-hx9wj1ql9v
    @user-hx9wj1ql9v 7 หลายเดือนก่อน +4

    ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤️❤️❤️❤️

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ካልአተይ

    • @user-hx9wj1ql9v
      @user-hx9wj1ql9v 7 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሽኒ ወለላይ❤❤❤️❤️♥️♥️♥️

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g 7 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ የዕቢኪ ፅጋበይ💛❤💛❤😍😍😍😍🙏 ልእሎመይ ንበረልና🙏🙏💛❤

  • @zementesfay5935
    @zementesfay5935 หลายเดือนก่อน

    እዚ መደብ ደስ ክብል ❤️❤️ዋው እቶም ቖልዑ ዘምጸኦም ከኣ ኣዝዮም በለሐቲ

  • @tsegaygebremikaelweditigra7699
    @tsegaygebremikaelweditigra7699 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅብዕቲ ጋል ንቅሕቲ እዚ መደብ ፈቲናዮ ንህፃናት ዕድል ምሃብ ቀፅልዎ❤