ዝሙት ዝመልኣ ኣዕይንቲ ኣለዎኦም። / ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 429

  • @ነጉትግራወይቲ
    @ነጉትግራወይቲ 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክብር መምህርና እመብርሃን ወላዲተ ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ትሓልወልና ክብር መምህርና

  • @ትጂጓልተዋህዶ
    @ትጂጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +65

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ አነ ግርም እዩ ዝብለኒ ሓንቲ አስላመይቲ ተዛራቢት ትግርኛ ምስ ኣዕራብ ኮይና አብ ሳዑዲ ዓርብ እዩ ሃይማኖትኪ ቀይሪ ዝደለክዮ ገንዘብ ክንህበኪ ኢለናኒ ምስ አዓራብ ኮይነን ግን ብዙሑ ሕቶ ሓቲተየን አይመለሳለይ አሕዋተይ ንጠንቀቅ ነዓይ ቡዙሑ እየን ኢለናኒ አምላክ ይሓግዘና ✝🥺

    • @ጽዮነየቅድስቲአዴና
      @ጽዮነየቅድስቲአዴና 2 ปีที่แล้ว +4

      ክክክክክ ይገርመክዩ ጊመል ብላዕ ዝብል መፅሓፍ አምፅእለይ የግዳ ከይትበልዑ ደአ ዝብል አሎ እምበር ኢለያ ክትሰምዕ አይከአለትን ብቻ ፀርፊምበር ናተይስ እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለን አሜን አሜን አሜን

    • @munirnurhussein2365
      @munirnurhussein2365 2 ปีที่แล้ว

      Entay hatitkiyen ane kimliselki

  • @brhanzeru2474
    @brhanzeru2474 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሓልካ ስልጣነይ ኣብ እምነትና የፅንዐና ፈጣሪ ኣሜን✝️⛪️⛪️✝️🥰🥰🥰🥰

  • @Heru-brown
    @Heru-brown 2 ปีที่แล้ว +78

    በስመስላሴ❤️🤲ኣነስ ካብ ዘሐጉሰኒ ነገር እንተሃልዩ የክርስቶስ ልጅ ኮይነ ምፍጣረይ እዩ💜👏ሁሉም ግዜ ላመስግንህ የኔ ጌታ☝️😇✝️🔐💜

  • @ለምለምጓልድንግልማርያም
    @ለምለምጓልድንግልማርያም 2 ปีที่แล้ว +43

    ቃል ህይወት የስመዐልና ሥልጣነይ አምላክ ይሓልኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ እመ አምላክ ኩሉ ግዜ አብ ጎንኻ ትኹን🤲✝️❤️

    • @fbljf9863
      @fbljf9863 2 ปีที่แล้ว

      SULTAN AND KASSAHUN HAVE CHALLENGED ALL THE RELIGIONS THAT TRY TO WEAKEN ORTHO. SULTAN! LOOK! ORTHO.DOES TEACH ONE WOMAN FOR ONE MAN ON EARTH.AFTER DEATH ONLY SPIRIT EXISTS NO FLESH LIKE THAT ON EARTH.NO MARRIAGE AFTER DEATH, HELL OR HEAVEN.ILLUMINATIS ARE TRYING TO DEPOPULATE OR KILL HUMAN BEINGS ON EARTH.THEY ALLOW HOMOSEXUALITIES OR LESBIANS AGAINST REPRODUCTION OF HUMAN BEINGS.AFTER DEATH. THANK YOU.SULTAN ANDKASSAHUN.YOU HAVE STRENGTHENED ORTHODOX.THANK YOU.CONTINUE.

  • @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
    @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ይኩነልና ይገበረልና ቃል ህይወት ቃለ በረከት የስምዐልና ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድሜን ብጥዕናንይሓልወልና እንኳዕ እስኪ ተዋህዶ ኮንኩ በቃ ሕጉስቲ እየ ወላ ካብ ድክመተይ ዝተልዓለ ሰነፍ ተኮንኩ

  • @jjffjvjfhc8649
    @jjffjvjfhc8649 2 ปีที่แล้ว +45

    ክብሪ የኾን ንስላሴ
    ክብሪ የኾን ንስላሴ
    ክብሪ ይኮን ንስላቤ ይክበር ይመስገን ኣምላክ ሙሴ ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩን ሰናይ እለተ ሰንበት ህዝበ ክርስትያን ኩቡራተይ 🥀

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 2 ปีที่แล้ว +17

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ስልጣነይ አምላክ ምሳካ ይኩን ❤️
    ተመስገን አምላከይ ዋላኳ ኣበሳይ ብዙሕ ተኮነ ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምኳነይ ንአምላከይ ኩሉ ግዜ እየ ዘመስግኖ

  • @mariammariam3087
    @mariammariam3087 2 ปีที่แล้ว +11

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና ጸጉኡ ዘብዘሐልካ እግዚአብሔር ይሓልውካ አሕዋትና ብዘይ ምፍላጥ ሃይማኖተን ጠፊኤን አምላክ የመልሰን አሕዋተይ አብ ፀሎትኩም ሕሰበወን ንብ ሃይማኖትን ክምለሳ❤💊

  • @ኣሰረቅድሳንቻናል
    @ኣሰረቅድሳንቻናል 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜንኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልካ ክቡር መምህርና ኣሜን ፫

  • @አፀደማርያም-መ7ቘ
    @አፀደማርያም-መ7ቘ 2 ปีที่แล้ว +11

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ እኳዕ ብሰላም መጻካ ክብር ሓወይ ስልጣን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዐልና ብሓቂ ፀገኡ በረኸቱ የብዝሐልካ ልቦና ይሃቦም አነስ ዝገርመኒ 72 አንእስቲ እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ በቃ ስለ ዝሙት ጥራይ እዩ ዘምህር ከመይ ኢሎም እዮም ዝአምንዎ ዘለው ልቦናኦም ይክፈተሎም ጎይታና መድኃኒና እየሱስ ክርስቶስ አምላከ ቅዱን አሜን፫

  • @ሜሪጋልትግሪይ
    @ሜሪጋልትግሪይ 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም መምህር ስልጣን ሓውና እንካዕ ዳሓን መፃካ🙏ቃል ሂወት የስምዐና🙏ኣየ ኣነ ስመይ ተዋህዶ ውሽጠይ ባዶ ፈጣሪ ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏😢

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +29

    እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን
    በእውነት እግዚአብሔር ጸጋውን ያብዛልህ
    ሃይማኖቴ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ በመሆኑ ሁሌም ደሰተኛ ነኝ❤️

    • @ወጀረታይ-ሰ1ወ
      @ወጀረታይ-ሰ1ወ 2 ปีที่แล้ว

      😳😳🥰🥰🥰

    • @kshgsnmzkg6072
      @kshgsnmzkg6072 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን🌹 ግን ንምንታይ ኣምሓርኛ

    • @selam801
      @selam801 2 ปีที่แล้ว

      @@ወጀረታይ-ሰ1ወ አለህ እንዴ🙄

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 2 ปีที่แล้ว +13

    ሰላም ደቂ እመብርሃነይ 💖እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኽቡር መምህርና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ይቐድስ መርኣያ ተዋህዶና ❤️

  • @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ
    @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ 2 ปีที่แล้ว +27

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ
    ሰራዊት ይመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር♥✝️♥🕊🙏
    እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ፀጉኡ
    የብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሹሕ ዓመት
    ንበረልና ክብር መምህረይ💘♥✝️♥🕊💘🙏
    ብትክክል መምህረይ ናይ እሰልምና ኩሉ ምድራዊ
    እዩ ሰለ ዝበልዕወን ሰለ ኣንሰትን እዩ ሓሳቦም
    እሰልምና ካዓ መሐመድ ምሰ ተወለደ
    571 ዓ.ም ዝተመሰረተ ሃይማኖት እዩ
    ሱራ አል ዝሙር39:12
    ሱራ አል አለም6_:14 _164
    ቁርኣን ናይ መሐመድ ቃል እዩ 81:19
    ዘይሓርኣ ዘይሸና :72ደናግል
    ኣብ ገነት ይፅበያና ኣለዎ እዮም ዝብሉ በቃ
    ሓሳቦም ዝሙት ኣምላኮም ካብዶም እዩ‼

    • @eumenur8172
      @eumenur8172 2 ปีที่แล้ว +1

      Thanks kubur haw

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว +13

    እግዚኣቢሔር ይመስገን ክብር መምህረይ እንኳዕ ዳሓን መፃካ ⛪️ ✝️ 📚📚📚

    • @sdf6526
      @sdf6526 2 ปีที่แล้ว

      እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህረይ እንኳ ዳሓን መፃካ⛪🎚📚📚📚

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 2 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓዉና ❤️
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @plmqaz5125
    @plmqaz5125 2 ปีที่แล้ว +1

    ቀጽል፡ ብርሃን እናመላካ ንብዙሓት ናብ ብርሃን ከተሳግር፡ ጸግኡ የብዝሓልካ፡፡

  • @tsegaymakele3678
    @tsegaymakele3678 2 ปีที่แล้ว +1

    አግዚአብሔር ይባርኽካ ጸጉኡ የብዛሓልካ ስልጣን ሓወይ

  • @ወዚጓልተዋሂዶ
    @ወዚጓልተዋሂዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ
    @ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህወይት የስመዐልና ክብር መምህርና

  • @ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12
    @ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብስላም መፃኹም መምህረይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዕልና አብታ ቅንዕንቲ አፅናፋዊትን ዝኾነ አርቶዶክስ ተዋህዶ ያንብረና አሜን #ክርስቶስ #አምላኬ
    #ድንግል #ማርያም #አዴና
    #መስቀል እዩ ትምክሕትና::

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ክብር መምህረይ ቃለ ሂወት የስምዐና ራኢይ ዮሃንስ 22፡13 ኣልፋን ኦሜጋን ቀዳማይን ዳሕራይን መወዳእታን መጀመርታን ኣነ እየ።

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 7 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና❤❤❤

  • @ግርማነሸጋል70እንደርታ
    @ግርማነሸጋል70እንደርታ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AbeGalEmbrhen
    @AbeGalEmbrhen 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና

  • @sameraa1885
    @sameraa1885 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ስልጣነይ

  • @bx4867
    @bx4867 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርን ምስጋናን ንኣምላክና ይኹን

  • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ
    @ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን!! 💒☦️❤🙏🏾

  • @ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
    @ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህይወት የሰምዓልን ሰልጣነ ሓወይ

  • @mssss8652
    @mssss8652 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቅ ቃል ህይወት የሰማዓልና ክብር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ🤲

  • @amutube4686
    @amutube4686 2 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ቅድስ ጻውሎስ ብርከተ ይሕደርካ ዝፍተወኻ መምህርይ🌹

  • @tesfaybokure4609
    @tesfaybokure4609 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዘኣቢሄር ኣብ እታ ሓቀኛን ኣማናዊትን ዝኮነት እምነትና የጽነኣና እግዘኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርከልካ ኩቡር ድያቆነይ

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሓልካ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወና ብዕድመ ጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሄር አምላክ ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ነክብረካንመምህርና

  • @سميرهحبشيه-ع4ن
    @سميرهحبشيه-ع4ن 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህር ተመስገን አምላክ ኣርቶዶክስ ሃይማኖት ገይርካ ዝፈጠርካኒ ዓይኒ ልቦነኦም ይክፈቶሎም ሓወይ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ

    • @Kemalemeye
      @Kemalemeye 2 ปีที่แล้ว

      ትግሪና ክትጽሕፍ እና ክኣልካ ስለምንታይ ኣካውንትካ ብዓረብ ገርካዮ ኣለካ

    • @fqrihaqi5453
      @fqrihaqi5453 2 ปีที่แล้ว

      @@Kemalemeye እንታይ ሽግር ኣለዎ?

    • @meharizeremariam554
      @meharizeremariam554 2 ปีที่แล้ว +1

      @@fqrihaqi5453 ኩሉ ብቋንቋ ዓረብ ዝጸሓፍ እስልምና ዲዩ መሲሉካ ዝሓወይ? መጽሓፍ ቅዱስ ዉን እኮ ብዓረብ ዝተጻሕፈ ኣሎዩ።

  • @zendozeray4267
    @zendozeray4267 2 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ኣንታ ኣምላኸይ ይቅረ በለልና ኣነስ ፈሪሐሎም ነዞም ሙስሊም እቲ እምነት እንታይ ኣይነት ፍጥረት ፍጥረት እዩ😭😭😭 ተመስገን ኣምላኸይ ክርስትያን ሰኣቢት ክርስቶስ ዝገበርካኒ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲☝️☝️☝️☝️☝️☝️

    • @munirnurhussein2365
      @munirnurhussein2365 2 ปีที่แล้ว

      🤣🤣ninebsiki firhila

    • @Iwillcallyoulater1991
      @Iwillcallyoulater1991 2 ปีที่แล้ว

      @@munirnurhussein2365 ሎምስ ፈሪሐልኩም ከማን ናበይ ትኸዱ ከምዘለኹም ባ ቁሩብ ሕሰቡ

  • @MorgenwirdbesseralsHeute
    @MorgenwirdbesseralsHeute 2 ปีที่แล้ว +12

    ብዝሙት ዝመልኣ ኣዕንቲ ኣለወኦም፡ እዚኣ 100% ንኣመንቲ እስልምና እያ ትገልጽ፡ ኣብዛ ምድሪ ምስ 4 ኣንስቲ ይዕንድሩ ኣብ ገነት ድማ 72 ኣለዋና ይብሉ፡ እሞ እዚ ደኣ ናይ ዝሙት እምነት'ዩ😬🤔

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 2 ปีที่แล้ว +5

    እንኩዓ ብሰላም መፃእካ ከቡር መምህረይ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ፀገኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @አሉየእመአምላክልጅ
    @አሉየእመአምላክልጅ 2 ปีที่แล้ว +1

    ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ

  • @פייבןגאיים
    @פייבןגאיים 2 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ጉድ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽንዓና ስልጣን ሓወይ ንዓካ ጸጋ እግዚኣቢሄር ኣይፈለየካ ዛሓወይ

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፀአካ ኩቡር መምህርና

  • @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ
    @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ 2 ปีที่แล้ว +16

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘላአለም ትንበረና መን ከመይ ደስ ይብል ዙቃሉ ተመስገን ፈጣሪ እግዚአብሔር አምላክና

  • @dengleyrufutalbey958
    @dengleyrufutalbey958 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፅግኡ የብዘሐልካ
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዓና

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +12

    አግዝአብሄር ይመስገን ዕንቂ የተዋህዶ ወታደር ብሃቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ዝፅበዮ ዘነበርኩ ት/ቲ ናይ ቁርዓን ጉድ ዘይፈተሹ ናይ መፅሓፍ ቅዱስ ክትንትኑ ይውዕሉ አና ናይ ቁርዓን ሕንቅ ሕንቅሊተይ ብጣዕሚ አዩ ዘብክየኒ 😭😭😭 ኩልና ኣማርኛ ቁርኣን ኣውሪደ ከንብቦ ምስ ጀመርኩ አት ኣብኡ ዘሎ ቃል ወይ ጉድ ከይኮነ ኣሕዚኑኒ ኣብክይኒ አቶም ኣብኡ ዘለው ኣሕዋተይ ኣሓተይ😭😭😭 ኣቤቱ የድንግል ልጅ ሃያሉ ኣምላክ ሆይ አቲ ሓቂ መንገድካ ክፈተሎም ሓደ ሰብ አካ ክጠፍአ ፍቃድካ ኣይኮነን አሞ ከምቲ ንሓደ ኣዳም ኣለሻ ካብ ሰማይ ወሪድካ ስጋ ለቢስካ ተገሪፍካ ተሰቂልካ ሞይትካ ተሲአካ ዘድሐንካና ሐዝውን ኣባጊዕካ ሓደራ😭 አምየይይ ሓደራ አና ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ኣብ አምነትና ንፅናዕ መፅሓፍና ነንብብ አንተኪአልና ኣማርኛ ቁርዓን ኣውሪድና ነንብብ ብሓቂ አየ ዝብለኩም አንታይ አየሞ ክብለኩም መሓመድ አንካን ነይ ኣምላክ ነቪ አዩ ኢልካ አንካን ክትሓስብስ ጥዕና ዘለዎ ሰብ አዩ ኢልካ ክትኣምን ብጣዕሚ ኢካ ትሽገር ፀበል ዘድልዮ ሰብ አዩ ነይሩ ግን ፀበል ከይተሓፀበ ብመርዚ ብምማቱ ብጣዕሚ አዩ ዘሐዝን😭😭😭

    • @munirnurhussein2365
      @munirnurhussein2365 2 ปีที่แล้ว

      አያስተንትኑምን?
      .
      ብዙ ጊዜ ክርስቲያኖች አምላክ በማርየም መህፀን ውስጥ ተፀንሶ እንደተወለደ ይናገራሉ፤ ዳሩ ግን አምላክ ተፀንሶ ሊወድ ይቅርና ሰማይና ምድር ሊሸከሙት እንደማይችሉ ባይብል ያስረግጣል።
      .
      በውኑ እግዚአብሔር ከሰው ጋር በምድር ላይ ይኖራልን? እነሆ፥ #ሰማይ_ከሰማያትም_በላይ #ያለው_ሰማይ_ይይዝህ #ዘንድ_አይችልም፤ ይልቁንስ እኔ የሠራሁት ቤት እንዴት ያንስ!(1ኛ ነገስት8፥27)
      .
      አፈላ ታዕቂሉን?
      ወገኖች ለምን አእምሯችሁን አትጠቀሙበትም?
      ኢየሱስ ፍጡር ነው ።።ኢየሱስ የአላህ ባሪያና መልእክተኛ ነው።

    • @komaistekle4512
      @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว

      @@munirnurhussein2365 አሽ በቁርኣን ኢሳ አኔ በታኣምር ወደ አናንተ መጥቻለው ያለው ከየት ነው የመጣ የት ነበረ ኣስረዳኝ/ጂኝ ከዛ ደሞ ኢሳ የኣላህ ቃል ነው ወይም ኣይደለም ? ነው ካልከኝ ደሞ ቃል ፍጡር ነው ወይ በፍፁም ፍጡር ነው አንዳትለኝ ተስፋ ኣደርጋለው አንግድያስ ኢሳ /ኢየሱስ / የኣላህ ቃል ነውና ፈጣሪ ነዋ ክብር ለስሙ ይሁን በውነት በመፅሃፍ ቅዱስ ሳይሆን ቁርኣን ራሱ ስለ አየሱሰ ኣምላክነት ኣስረግጦ ይናገራል አሽ ቁርዓንህ /ሺን በደም መፈተሽ ግድ ይላል ከመፅሃፍ ቅዱስ አሚመችህ ጥቅስ ወስደህ መተቸት ምንም ኣይበጅም ok አና ዓይንና አናረኣየ ብመሓመድ ዝተጀመረ አምነት ክንኣምን ኣይተገድዱና ክክክክ😁😁😁ስለዚ አየሱስ የጌቶች ጌታ የነገስታት ንጉስ የኣማልክት ኣምላክ ነው ok

    • @ተመስገንኣምላከይወድዳዊት
      @ተመስገንኣምላከይወድዳዊት 2 ปีที่แล้ว

      @@munirnurhussein2365
      አድግዜ እኳ በክለዋችሀል ስለዚ መስሚችሁ ጥጥ ነው የድንግል ማርያም ልጅ የፍጥረታት ገዝነው የሀያላል ጌታነው ግን እኛለማዳነው በመንፈስ ቅዱስ ስጋ ለብሶ የተወለደ ቃል ስጋሆነ የተባለው አልሰማህም ወይ አይ ሀዛብ

  • @ጓልዕዳጋሓሙስሃገረትግራይ
    @ጓልዕዳጋሓሙስሃገረትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን

  • @Bሓፍቲንጉሰ
    @Bሓፍቲንጉሰ 2 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ብክርሰቶሰ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና ሰላም ቀኒና ብምሕረት አምላክ አሜን፫ ቃለ ህይወት የሰመዐልና👏

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወና ተመስገን ኣምላከይ ተዋህዶ ዘገብረካኒ🙏🙏🙏

  • @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ
    @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ 2 ปีที่แล้ว +4

    ስላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና መምህርና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ብሓቂ ፀጉኡ በረከቱ የብዝሐልካ እግዚእብሔር አምላክና አብ ፀሎትካ ዘክረና ደካማታት አሕዋትካ👏👏👏

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
    ዝገርም እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ልቦና ይፍጠረልና 🙏⛪

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 2 ปีที่แล้ว +8

    Qale Hiwet yesmalna.
    ያዕ 4፥8
    "ቅረብዎ ለእግዚአብሄር ወይቀርበክሙ"

  • @ራሄልጓልተዋህዶ
    @ራሄልጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ክቡር መምህርና 🙏ንዓና እውን ኣብ እምነትና የፅንዐና🙏

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 2 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏 ኣሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ብዕድመን ብፀጋን ይሓልወና ኣምላክ አሜን 🙏🙏🙏

  • @betigalhageretigray5487
    @betigalhageretigray5487 2 ปีที่แล้ว +1

    ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓዉና እመብርሃን ፅላልካ ትኹን እንዳመስከርካ ክትነብር ስልጣን ሓወይ🥰❤️

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
    @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
    ናዓና ድማ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና
    ናዓቶም ድማ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም

  • @حسن-ظ3ن1ل
    @حسن-ظ3ن1ل 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ተመስገን ኣምላክ ዋላ እኻ ከምቲ ዝደለ ተዘይኮንኩ ኦርቶድክስ ተዋህዶ እምነተይ በምካነይ ጊን ብጣዓሚ እየ ዝሕጓስ❤❤ ኣምለከይ ኣብ ቅንዕቲ ሃይማኖትና ኣፅነዐና ❤

  • @ኣምበላይፈረስ
    @ኣምበላይፈረስ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ክቡር ሓወይ መምህርና ሳላኻ ንቕሓትና በሪኹ
    ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ
    @ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂዎት የስመዐልና 😍😍

  • @ስላምየማርያምልጅ-ወ9በ
    @ስላምየማርያምልጅ-ወ9በ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሐቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋውን የብዘሐልካ ስልጣነይ ተመስገንካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ገይርካ ዝፈጠርካኒ ክብርን ምስጋናን አምልኮን ውዳሴን ንዓካ ይኩን አምላከይ እግዚአብሔር ሞጎስ ይኩንካ ስልጣነይ 💞💞👏

  • @selamawit9069
    @selamawit9069 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና💒✝️✝️✝️

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +14

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህረይ 💖💒🙏 ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ንዓናም ምስትውዓሉ ይዓድለና ኣብታ አማናዊት እምነትና #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ የፅንዓና ክሳብ መወዳእታ
    ✅ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን ፫

  • @MonaAhmed-er6hb
    @MonaAhmed-er6hb 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ክቡር ስልጣን ሓውና እግዝአብሄር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዝሐልካ ኣብ በቱ የንብርካ🙏🙏🙏✝✝✝💖💖

    • @biniam9156
      @biniam9156 ปีที่แล้ว

      goyta ybarkki zahaftey

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
    @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ቃለ ሂወት የሥመዐልና ክብር መምህርና ስልጣንየ አምላክ መስተዋዕሊ ልቢ ይሀበና በታ ሓቀኛ ተዋህዶ እምነትና የጽንዐና አሜን

  • @ጽዮነየቅድስቲአዴና
    @ጽዮነየቅድስቲአዴና 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ መዓረይ መምህረይ ተስፋ አብሃይማኖተይ ኢኻኮ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሓልካ

  • @letshletsh2637
    @letshletsh2637 2 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ኣምላክይ ✝️ ብሓቃ ቃል ህወት የስመዐና ሓውና መምህር❤❤🙏🙏🙏🙏💒💒💒

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኩም ክብር ሓውና ስልጣን

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ፀ5ኘ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ፀ5ኘ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን፫🙏💖💖💖

  • @ወለተእየሱስጋልተዋህዶ
    @ወለተእየሱስጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቅ ቃለ ህወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብታ ቅድስት ኦርቶዶክስ ሃይማኖትና ያጽነዐና
    ክብር ንእግዚአብሔር ይኽኖ 👏💐🙏

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ 22 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት ያስመዕልና ብጣዕሚ ደስ ባሐሊ ኢኻ ።❤❤🙏🖐️🤚🙏🤚🖐️⛪⛪🌺🌺🌲🌲

  • @dwd4rsff640
    @dwd4rsff640 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓወይ መምህረይ ተመሰገን ፈጣሪ ናኣካ ዝረከብክላ ማኣልቲ ብርክቲ ማእልቲ እያ

  • @ysyhsh5894
    @ysyhsh5894 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐና ጥዑም ትምህርቲ

  • @ተመስገንኣምላክ-ፀ4ፈ
    @ተመስገንኣምላክ-ፀ4ፈ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ሓውና🤲🤲🤲

    • @asadiabrsha942
      @asadiabrsha942 2 ปีที่แล้ว

      አሜንአሜንአሜንቃልህይወትየሰመዐልናእግዚአብሔርአምላክክብርሓውና ⛪⛪⛪⛪🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙌🙌ተመሰገንኣምላክ❤❤👏👏

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-መ1ፐ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-መ1ፐ 2 ปีที่แล้ว +9

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️💐💐💐

  • @hiwetzemo4168
    @hiwetzemo4168 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓና ኩቡር ሓዉና

  • @እግዚአብሔርፍቅርነወ
    @እግዚአብሔርፍቅርነወ 2 ปีที่แล้ว +3

    ክብሪ ምስጋናን ይኹን ንእግዚአብሔር አምላክና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር ሓዉና ፀጉኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @yowhanesgebregziabhierjhon1439
    @yowhanesgebregziabhierjhon1439 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኹሉ ነገር ክነስተውዕል እግዚኣብሄር ልቦና የሕድረልና አሜን

  • @ሃገረይመንግስተሰማይእያ
    @ሃገረይመንግስተሰማይእያ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቃ ልቃል ሂወት ይስማዕልና ክብር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልውካ ክብር መምህርና ተመስገን ኣምላኬ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ገይርከ ዝፈጣርካኒ ✝️✝️✝️

  • @ጓልራያሞኾኒ
    @ጓልራያሞኾኒ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ 👏❤️💛

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
    @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሥልጣን ሓወይ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ ያብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫

  • @addaaddda5718
    @addaaddda5718 2 ปีที่แล้ว +3

    _እግዚአብሔር ይመሰገን ውድ ወንድማችን ቃል_ _ህይወት ቃል በረከት ያስማልን ፀጋውን ያብዛልህ_ _እግዚአብሔር ይሰጥልን_

  • @salama9687
    @salama9687 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ መምህረይ

  • @برهاناا-ظ7ك
    @برهاناا-ظ7ك ปีที่แล้ว

    በሓቂ ቃለህወት ያሰመዐልና ስልጣን ሓውና ናይ ዘመን ኣልግልግሎትኻ ይባርከልኻ🙏
    ዋላኳ ሓጥተኛ እንተኾንኹ ተዋህዶ እምር ትሐሸኒ✝️

  • @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ
    @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦ ሓቂ እሰይ ናይ ባዐሎም ሃቦም ዓይነ ልቦእም ይክፈተሎም ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክ

  • @GodisLove-vv7dr
    @GodisLove-vv7dr 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ መም. ስልጣን ::

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መምህረይ

  • @anama5649
    @anama5649 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር ሓዉና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የቡዘሐልካ ክቡረይይ🌻🌻🌻

  • @yedengelmaryamlijnegn728
    @yedengelmaryamlijnegn728 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መምህር ፀጋ እግዚኣብሔር የብዘሐልኻ

  • @ተመስገንኣምላክ-ሠ3ጸ
    @ተመስገንኣምላክ-ሠ3ጸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ
    @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ 2 ปีที่แล้ว +3

    እሰይ እግዝኣብሄር ኣምላክ ይመስገን እንካዕ ዳሓን መፃካ ስልጣን ሓወይ ብሓቅ ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ፀጋኡዉን በረቱን የብዘሐልካ ኣቤቱ የፅንዕኻ ብዕደን ጥዕናን ይሓልወልና ክቡር መምህረይ🌹💐

    • @milashmilash3881
      @milashmilash3881 2 ปีที่แล้ว +1

      ይገርም እዩ ሰመያዊ መኝታ ቤት 72ኣንስቲ ምድራውን ሰመያዊን ሓደ ዓይነት እግዚኦ ኣብ ሰማያዊ መንግስቲ ምእታው ምትእትታውየለን መላእክቲ ምምርዓው ምምርዓውየለንልክዕ ከም መላእክቲ ኦርቶዶክሰና ጥዑም

    • @milashmilash3881
      @milashmilash3881 2 ปีที่แล้ว +1

      ዋይ ዝሙት ባዓል መሓመድ 72 ሳኣሊለነ ቅድስት

    • @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ
      @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ 2 ปีที่แล้ว

      @@milashmilash3881 ይገርም እዩ እዝ እምነትዝ ሕዝካ ናይ ሰብ እምነት ምፅራፍ ኮእዩ እት ዘገረመን ወይ ጉድ ብሓቅ ኦርቶዶክስ ተዋህዶና ጡዑምት💐🌹

  • @salamsaleem9814
    @salamsaleem9814 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም እግዚኣብሔር አምላኽ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ

  • @tadeseamare9544
    @tadeseamare9544 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃለሂወት የስማዓልና ሱልጣን ሓውና ህዝብካ ንምንቃሕ ትገብብሮ ዘለካ አግዛኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዘመንካ ይባርክ ኣሜን

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሐቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሕ ክብር ሐውናን መምህርናን ብዕድመን ብጥዕናን ይሐልወልና ፈጣሪ ክብር ሐዉና ሰልጣን

  • @ሊሊጓልተዋህዶ-አ4ሐ
    @ሊሊጓልተዋህዶ-አ4ሐ 2 ปีที่แล้ว +6

    እንኾዕ ብሰላም መጸካ ክብር መምህርና
    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ መምህረይ✝️✝️✝️ 🥀🥀🥀🌹

  • @fikaduabraha3490
    @fikaduabraha3490 2 ปีที่แล้ว +1

    Nayi behaq qali amlk yesemana Temsgn. My God beĺs you Sultan hawey 🙏🙏🙏❤❤🙏⛪⛪💒💒💒⛪💒

  • @ርብቃጓልድንግልማሪያም
    @ርብቃጓልድንግልማሪያም 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና መስተዉዐል ዓይነ ልቦና ይሃበና 👏👏👏💖💖💖💛💛

  • @ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
    @ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰማዓልና መምህረይ ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ኣብ ቤቱ የፅንዓና ንዝጠፍኡ ኣሕዋትና ይሰብሰበልና

  • @jftwrwsw5001
    @jftwrwsw5001 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና❤

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዓና ክቡር መምህርና

  • @نعنعهنعنعه-د1خ
    @نعنعهنعنعه-د1خ 2 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገን ኣምላክ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ክብር መምህርና