ግድን ክንሰምዖ ዝግባእ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 114

  • @sahleyonas7844
    @sahleyonas7844 5 วันที่ผ่านมา +5

    ኣምላክና ፍቅሪ እዩ ሞ ንፍቅሪ ንጸውዕ ክብረት ይሃብካ ስልጣን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @genet440
    @genet440 5 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና

  • @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
    @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ 6 วันที่ผ่านมา +9

    ክቡር መምህረይ ሓቂ ኢልካ
    ናይካ መፅሓፍቲ ብጣዕሚ እየ ዝደሊ ናብ ትግራይ ምስ ኣተወ ንገረና

  • @jamioj7497
    @jamioj7497 5 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤❤❤❤ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓውና❤❤❤

  • @ሕልና-አ8የ
    @ሕልና-አ8የ 6 วันที่ผ่านมา +5

    ዝብላዕ ዘረበ ሓዉና ስልጣን። እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ።

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 6 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓውና ኣምላክና ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ኢዩ ሞ ካባይ ጀሚርካ እቶም መእመናን ናብ ሓድነት ሙርሑና ክንብል ኣሎና ።

  • @slamhlkjjj930
    @slamhlkjjj930 5 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 6 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ብሓቂ እግዝአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይኽፊተለና❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 6 วันที่ผ่านมา +6

    ጸብቅ ሓሰብ መምህረይ ጸግኡ የብዝሕ እግዝአብሔር አምላክ ይሓግዝ❤

  • @jhgh9061
    @jhgh9061 6 วันที่ผ่านมา +6

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም አምላኽ ይብዘሐልኻ ዝፈትወካ ዘኽብረካ ክቡር መምህረይ ስልጣን ከሰተ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ🙏🙏

  • @DrrCf-y3u
    @DrrCf-y3u 5 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህወት ያስምዕልና ክብር መምህሪና❤❤❤❤❤

  • @HfhTdg-ch5yy
    @HfhTdg-ch5yy 4 วันที่ผ่านมา

    ናይ በሓቃ ቃል ህይውት ያስምልኝ መምህርየ🙏❤❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣምን ኣምን ኣሜን ቃለህይወት ቃለ በረከት የስምአልና መምህረይ እግዝኣብሀር ኣምላኽ ይቅር ይበለና ኣፊና ቀፈር ግበረሉ ጎይታይ

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile 5 วันที่ผ่านมา

    Enqa be Selam mexka memhrey qale hiwte yesmalna egzabhir aboy ayni abonana yekftna amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🏽😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሐልኩም መምህርና❤❤❤

  • @اريامعبدالله-س3و
    @اريامعبدالله-س3و 2 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ ✝️✝️✝️

  • @MtslalTesfa
    @MtslalTesfa 6 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @TadseSahle
    @TadseSahle 6 วันที่ผ่านมา +2

    ጽብቅ ኣልካ አቲ ጸገም አምነትን ግብርን ዘይምህላዎ አዚ ትብሎ ዘለካ ይጋጥም ቀንዲ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ቅድሚኡ ክገብሮ ዝግባ ንክርስቶስ አዩ
    ቃለሂወት ይስምዓልና ምስትዉዓልን ጥበብን ይዓድለና

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 5 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ አሜን❤❤❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 6 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና🤲❤❤🙏✝️🙏

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 5 วันที่ผ่านมา +1

    እግዝኣብሔር ኣምላኽ ኣብጎንኻ ዩኹን መምህረይ

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ 6 วันที่ผ่านมา +2

    ጸጋ አምላክ የብዝሕ መምህረይ ❤

  • @yonasmihretab7972
    @yonasmihretab7972 4 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዓልና ናብ ልብና ይምለሰና ኣምላኽ

  • @BeletsomAbraham
    @BeletsomAbraham 5 วันที่ผ่านมา +4

    ጽቡቅ ሓውናን መምርናን ስልጣን ናይ ለማዓንቲ ትምርቲ ደስ ዝብል ናብ ሓድንት ዘምጽእ እዩ በጃኹም መእመናን ንጠፍእ ኣለና ብፍቅሪ ናብ ሓደ ንምጻእ ተፍቂርካ ተገልጉሎ እዩ ዓስቢ ዘለዎ ንኣህዛብ ኣርኣያ ንኹኖም ብታ ሃዋሪያዊት እምነትና ንጉዓዝ ።

  • @Hatatiemstir
    @Hatatiemstir 5 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ንፉዕ ኣምላክ ይሓግዝካ፡ ባህሪ ናይ መምህር እዚ እዩ ስልጡን

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 5 วันที่ผ่านมา +1

    እንኮዕ ብሰላም መጸእኻ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤
    ናይ ብሓቂ 😢

  • @Mhretabkdusan
    @Mhretabkdusan 6 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ ሕጂ እዩ ግዚኡ❤❤❤

  • @gualwejerat2127
    @gualwejerat2127 5 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks to God

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 5 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህረይ❤

  • @fdg761
    @fdg761 6 วันที่ผ่านมา +3

    እኳዕ ዳሕና መፃእኻ መምህረይ ቃለ ሂወት ያስምዐለይ❤❤

  • @MhiretGebressadiqe
    @MhiretGebressadiqe 5 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ይስምዓልና ኩቡር መምህርና

  • @mulugidena-ro6ip
    @mulugidena-ro6ip 6 วันที่ผ่านมา +2

    ዝከበረ መምህርና ብሰላም ድዩ ጠፍኡ ንኦ

  • @yafetyaf-I
    @yafetyaf-I 5 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ በሓቂ ዝነኣድ ዘረባ እዩ መምህር ፊሊጶስ ከኣ ትጉህ ናይ ቤተክርስትያን መምህር እዮም ❤❤❤❤❤ ከሙ ጌርና ነንሕሕድና ንተሓላለ ❤❤ ቃለሂወት የስመዓልና

  • @gebretunsaitesfay-qk4qj
    @gebretunsaitesfay-qk4qj 5 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ በሓቂ ቃለህይወት በቃ ቀጽሎ ቅንዕና ኣምላክ ዝፈትዎ እዚ እዩ ኣብቲ ሃሉ ኣብቲ በከመይ ሓደ ኮይና ነቲ ካብ ጥንቲ ጸላኢና ንስዕሮ ንሕሰብ ብከምዚ ጸቃውእ ዝኮነ ዘረባ ኩሉ ክሰማማዕ እዩ ቀጽሎ ከምዚ ሰናይ ዝኮነ ዘረባ

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 5 วันที่ผ่านมา +1

    Amenanenamen🙏🙏🙏🙏🕊️❤❤❤❤

  • @TesfaldetHagos
    @TesfaldetHagos 6 วันที่ผ่านมา +3

    መምህር ስልጣን ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ነይሩ ግን ኣብ ተግባር እንድዩ ዘየለ ኮይኑ❤❤❤❤❤❤

  • @zerihannestesfay8478
    @zerihannestesfay8478 5 วันที่ผ่านมา +2

    ( ሓቂ ) ኢዩ ትዛረባ ዘለካ ኣምላክ ይታሓወሶ ❤❤❤❤❤

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 6 วันที่ผ่านมา +5

    ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመአልና🎉🥰🥰🥰

  • @Temegere-j5m
    @Temegere-j5m 5 วันที่ผ่านมา +1

    Egzabher xegeua yebzhalkum fetair mestwal yhabena fetair.

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 6 วันที่ผ่านมา +5

    *_እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብስላም መፃእካ መምህረይ😊_*

  • @JcgRer
    @JcgRer 5 วันที่ผ่านมา +1

    አበይ ይርከብ መምህረይ

  • @ማዚጓልተዋህዶ
    @ማዚጓልተዋህዶ 5 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ነስመዐልና ስልጣነይ ብዕሚ እዩ ዝገርም ዋ ባዕሉ ምሕረት የውርደልና እዩ ዝበሃል

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j 5 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ስልጣነይ

  • @AblelomMeasho
    @AblelomMeasho 5 วันที่ผ่านมา +2

    Qal hewet yesmealna behaqi ezi behaymanot zegeber nefelelay maere kendey ab hewet deqei sebat enwet kem zewered aytefakumn nezei teredeka nezi megbarka kemesgeneka yedeli zeyadea abti agolfelot zelekum menti selam ketegadelu yemehxenekum egzabeher betekersteyana selama yehab

  • @selihomjohannes
    @selihomjohannes 5 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ሰልጣን ሓወይ 😢😢😢ዝሕዝን ዩ ምሕረቱ የውረደልና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @mebrhitmelas8611
    @mebrhitmelas8611 5 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ኩቡር መምህር ❤ከምዚ ከማካ ይብዝሑ

  • @Hailezlda-t7n
    @Hailezlda-t7n 5 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሕይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ፍቅሩ ሓድነቱ ይሃበና🥰

  • @majedmousa
    @majedmousa 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @Ghh-bq4bf
    @Ghh-bq4bf 6 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መጻካክቡረ መምህረና

  • @TsegaAsmorom
    @TsegaAsmorom 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤amen qale hiwetu yesmalna

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
    @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 5 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ❤❤❤ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ

  • @filimonbrhane5998
    @filimonbrhane5998 6 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ጽቡቕ ተዛሪቡካ ኣምላኽ ሰላም ይግበረልና 😢

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 6 วันที่ผ่านมา +4

    እንቋዕ በሠላም መጻእከ እኁነ ስልጣን📖💙
    ይናፍቀና ሓድነት አቦታትና😢📖
    ይናፍቀና ሓድነት መእመናን👨‍👩‍👧‍👦😢እህህ ፆሎትና ንአምን በአኃቲ ቅድስት ቤተ ክርስትያን💒ናብራና ግን ምፍልላይ😢🙌ተስፋ አለና ምፍልላይ ተወጊዱ ብሓድነት አምላክና ነመስግነሉን እንዝምረሉን ግዜ ከምፀአልና🤲❤😢

    • @samer-wh6rk
      @samer-wh6rk 6 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 5 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤😢😢😢❤❤❤

  • @MmWerede
    @MmWerede 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጻውዒት ሰላም ምግባር ጽቡቕ፡ ነግር ግና ኩሉ ሰብ ካብ ጸሎት ወጺዩ ኢዩ። ስለዚ እዚ ኩሉ ኃጢኣትና ኢዩ፡ ናይ ሊቀ ሊቃውንት ዝተባህለ ግና ናይ ሊቀ ሊቃውንት ትምህርቲ ዘይሰማዕናሉ

  • @MulueOkbit
    @MulueOkbit 6 วันที่ผ่านมา +1

    Amen kal hewit yesmaln betami das zebel malketi eya egzabhir selamu yhabna nab had y🎉🎉🎉akbna❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeldeabGebrekidan
    @WeldeabGebrekidan 5 วันที่ผ่านมา

    Kalehiwet yesmalna .enqae nablbka meleseka kexilo

  • @DrarHaile-vu8vb
    @DrarHaile-vu8vb 6 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ባሓቂ ቀጽልዋ ብፍላይ እዛ ዝበልካያ ንስለ ሓድነት ቤተክርስትያን ስምምዕ ክግበር ሰናዩ ሎሚ እንተዘይ ተሰማሚዕና ከምቲ ዝበልካዮ ንሕና ዝወለድናዮም ከ እንታ ይኩኑ እንታይ ከ ክወርሱ ጽባሕ ንግሆ ዉን ከቢድ ዋጋ ከኽፍለናዩ እንተዘመርና እንተሰበኽና እንተቀደስና እንተዘየምና ማህሌት እንተ ቆምና ብዘይ ፍቅሪ ግን ኮንቱ ጻዕርና ከይከዉን ያኣክል ምፍልላይ ያኣክል ምዉቅቃስ ብፍላይ ድማ እቶም ሰበክቲ ወንጌል ትባሃሉ ኣይትወቃቅሱ ሰብ ይፈላለ ኣሎ ደጊመ ያኣክል ምፍልላይ ንቅረብ ናብ ሓድነት ካብዛ ናይ ሎሚ ስብከት ብዝበለጸ ዳግማይ ክትመጸና ንጽበ ፈጣሪ ጸግኡ የብዛሓልካ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 6 วันที่ผ่านมา +2

      Nay bhaki Egziabher amlak yhagzena 😢😢😢

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
    @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 5 วันที่ผ่านมา

    እኳዓ ሰላም መፃካ ስልጣን ዝሓውና አበይ ንረክቦ እዚ መፅሓፍ ዘለኩ ዱባይ እየ ሓደር ሓብረኒ

  • @Hhhhhhb53
    @Hhhhhhb53 5 วันที่ผ่านมา

    Amen kale hywet yesmalna sltan hawna geberti selam wlud selam kbehalu eyom emo bxuan eyom;nselam tray ngesgsn lsana wn tuum yzareb emo kulatna hade mealti ab hade meadi knmexe amlak kfeqdelna eyu nmen eilwo dessss zebl nay tesfa sbket tray habuna nskatkum memahrana kea ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላም፡ኣምላኽ፡ምሳካ፡ይኩን፡መምህር ሥልጣን ሓወይ ሕጀ ደስ ዝበል ዘረባ አዩ መምህር ሥልጣን ሓውይ ኩሉ ሓላፍ አዩ ሃይማኖት ግና ዘይሓልፍ ሂወት አዩ ሓንቲ ክብለካ ዝክአል፡ምስ አዞም፡ናይ ጥንቲ ኣቦሶ ኣለዋ ዝብሉ ንቅደስት ቅዱሳን ኣደና ደንጌል ማርያም ክሙኡ ከአ ንጎይታ ኣማላዲ ዝብሉ ስላሴ ሰለሰተ ኣይኮኑን፡ንዝብሉ ኮታስ አንታይ አሞ ንዓካ ኣይጠፍኣካን፡አዩ መምህር ሥልጣን ሓውይ ብክመይ አዩ አቲ ዕርቂ ኩሉ ሰብ አዩ አዚ ዕርቂ አዚ ዘይዓገበሉ ክንደይ ግዜ ጽሕፍልካ ኣቢካን፡መምላስ አንታይ አዩ አዚ ጸገም ብስም ኣምላኽ ክተመልሰለን አዘን ሕቶታተይ

  • @DejenTekleweini
    @DejenTekleweini 5 วันที่ผ่านมา +1

    ቀጽሎ ዘሓዉና ሰላም እዩ ዝሓይሽ ንመምህራን ምኽባር ማለት ንጎይታ ምኽባር ማለት እዩ ምኽንያቱ ንሶም ኣምበሳደር ናይ እግዚኣብሄር እዮም 😊

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 6 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ኩብር መምህር❤❤❤❤

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 5 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤

  • @EsiNat303
    @EsiNat303 6 วันที่ผ่านมา +2

    Nay lbey tezaribka Egziabhier edmen tenann yhabka.🎉

  • @ZewuduAlem-j3j
    @ZewuduAlem-j3j 6 วันที่ผ่านมา +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ እንኳዕ ደሓን መፃእካ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ዝሓወይ❤❤❤❤ እና ክቡር ሓውና ስልጣን ኣብ ዝሓለፈ ሕቶ ኣቅሪበ ነይረ ክትምልሰልና ብዛዕ ሊቀ ነብያት ሙሴ??

  • @BerheAmare
    @BerheAmare 6 วันที่ผ่านมา +2

    መዝሙር ሰላም ኢዩ ኣምላክ
    ይሓግዝኩም። ኣሕዋት ሓቢሮም ክከዱ ክንደይ ሰናይ ኢዩ እሞ ሓደ ንኩን ኣሜን

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🙏

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 5 วันที่ผ่านมา

    ነዛ ዝበልካያ መጽሓፍ ደኣ ብከመይ ኢና ክንረክባ ኣደስ ዘይ ገደፍካልና ክቡር ሓውና ስልጣን።

  • @cvcv393
    @cvcv393 5 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🕊👈

  • @Godolyas657
    @Godolyas657 3 วันที่ผ่านมา

    በጃካ ኣብ ቤተክርስትያና ተዘካሪ በዓል ጹብቅ ታሪክ ኩን እስከ እዛ ነኣቦታትና ናብ ሰላም ከምጹና ንጎስጉሶም ዝበልካያ ዓጢካ ጀማሪ ሰላም ኩነልና ሓደራ ሓደራ ሓደራ ብግብሪ ጀምሮ ክንስዕበካ ኢና። ቡኮ ቤተክርስትያና ተጠቂሞም መናፍቃን ተሃድሶን ህዝብና ይበልዑልና የጥፍኡልና እዮም ዘለዉ

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቱም ህዝበ ክርሰቲያን የሕወዋተይ በጃኩም እንዶ ሓደ ንኩን😢ነዚ ፀላኢ ሰናይት ንምታይ ከ ቦታ ንህቦ😢 ካብ ህዝቢ ዓለም ከማና ከም ህዝቢ ትግርኛ በዕሎም ንባዕሎም ዝባሉዑስ ኣለው ዶ ዋይ በስምኣብ ብስሩ ንከይንረዳዳእ መን እዩ ረጊምና😢😢😢

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 6 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስምዐልና አሜን ✝️🙏✝️🙏✝️🙏

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 5 วันที่ผ่านมา

    እግዝኣብሔር ይመስገን አለና ብምሕረት ኣሜላኽ እንካዕ ዴሕን መፃእካ

  • @abrahamwoldegirs884
    @abrahamwoldegirs884 4 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Kai hawt Yasmina ♥️ ❤️

  • @abrahamasfaha6963
    @abrahamasfaha6963 5 วันที่ผ่านมา +1

    Lomi ablbi zaatu Kal tezaribka ymelaalka

  • @soligualagame
    @soligualagame 6 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ግን ብእምነትና ሱቅ ክንብል ማለት ድዩ ኣነስ ፈፂመ ኣይክእሎን ኣምላክ ካኣ ኣይሕዘልናን ብቅንኣተ ስለንፃረፍ

  • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ
    @እመእግዚኣብሔርምስሌነ 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሎሚ ናይ ልቦና ቃላት ዝብላዕ ሰሚዐልካ ክትቅጽሎ ተስፋ ይገብር ።

  • @teweldehabtu9746
    @teweldehabtu9746 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ነገር ግን ሎሚ ከቢድ እዩ ዘበኑ መኽንያቱ ሰብ ሓሲሙ ፍልልያት ኣብዚሑ ኦርቶዶክስ ክንስና ብእምነትና ክንዲ ንጥርነፍ ሓንቲ እምነት ገዲፍና ብደጋፋይ ተቃዋማይ ብ ኣውርጃ ብዓለት ብዓዲ ተፈላሊና ከም ኡ ውን ሓንቲ ሃገር ከላትና ካብ ሃገራውነት ወጺና ፍልልይና ኣግፊሕና። ግን ልቢ ንግበር ብሓንቲ እምነት ንጠርነፍ ብሓንቲ ሃገር ውን ንጠርነፍ።

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o 6 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ሎሚ ካህናታትን መምህራንን ዝፅረፉ ዘለው ባዓልቶም ካብ ሓቂ ምስ ገለሉ እምበይ ኣቦታትና ቀደም ባዓይኑ ማዕዶ ተሪኢናዮም ኡካስ ጠጠው ኢልና ክሳብ ዝሓልፉ ኢና ንፅቦዮም ነይረና ኣብ ሓቂ ይቁሙ ይከብሩ ንእግዚኣብሄር የክብሩ ይከብሩ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 6 วันที่ผ่านมา

      Ay ayndfer yehwatey weye da gziena gefeu enber bhaymanotomsi aydradrun eyom kulom hade eyom🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @MebrhitMebrhit-s8d
    @MebrhitMebrhit-s8d 6 วันที่ผ่านมา +2

    Kal hiwet yesmalna sulutan hawna eza mexhaf abey eya trkeb

  • @weredesolomon8956
    @weredesolomon8956 4 วันที่ผ่านมา

    Seraqi nmeqarwos ztezarebo khdet zereba texaribka gn aytfelitn eka?gn gize aleka suq eu xbuq??

  • @mihretsolomon1696
    @mihretsolomon1696 5 วันที่ผ่านมา +1

    Btaemi des zebil, hassab zihawey Amlak ybarka nay bhaki neti fkri kab zimneyu ane hanti eye .

  • @Ostirch
    @Ostirch 5 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓንሳብ ሓቢርና ነመስግነሉ የምጻልና እንበር ግዚኡ ዘፍርሕ እዩ ሓደ ቤተክርስትያን ገዲፍካ ረጊጽካ ክትከይድ ኮለካ ኪቢድ እዩ 😢❤❤❤

  • @AmbesaGhebretnsae
    @AmbesaGhebretnsae 3 วันที่ผ่านมา

    nay bhaqi ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 5 วันที่ผ่านมา +1

    Qal hiwetu yesmana nay behaqi mfllay,bezihu alo ab sdet kndi ntehaqaqof nfelale alena ayonot eyom guguyat anay eyu tiay zmerh khn ayfletu eyom amlak ayne libna ykfetena

  • @GrmayBereket
    @GrmayBereket 6 วันที่ผ่านมา +1

    Menfesawi mexhaf kemey knrekb nkel

  • @muauzberihu
    @muauzberihu 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FyuhYytyuuy
    @FyuhYytyuuy 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @kobizefishaye5737
    @kobizefishaye5737 5 วันที่ผ่านมา

    ስልጣን ሓውና ቃለ ህይወት የስምዓልና፡፡ ግን እታ ዘልዓልካያ ኣርእስቲ ኣይተመለሰትን፡፡ ጠንቂ ናይዚ ምፍልላይ ባዕልኹም እቶም መምህራንን መራሕቲ ቤተክርስትያንን ከለኹም፡ ምኽርኻን ማዕዳኻን ግን ነቲ ተመራሒ ምእመን እዩ ኔሩ፡፡ እቲ ክኸውን ዝነበሮ ግን ካብ ነብስኻ ብምጅማር ከምዚ ንግበር እዩ ክኸውን ኔርዎ። ንሰናይ ዝኾነ ለውጢ ካብ ገዛእ ርእስኻ እዩ ክጅምር ዘለዎ።

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 5 วันที่ผ่านมา

    ajoka berta kudus hasab eyu kulu zidgifo eyu

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 5 วันที่ผ่านมา

    kab weledna nmahar keshi zigeboro aytigber keshi zibeleka smaa ybhal weledna abliali haymanotom zelowom fikiri nmglax eyu

  • @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
    @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hagyemane5264
    @hagyemane5264 วันที่ผ่านมา

    ግድን ክስማዕ ዘይብሉ

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1 6 วันที่ผ่านมา +3

    ስልጣን ሓውና ባዕልኻ እንዲኻ ፡ ንብዓል ቀ/ ማርቆስ ( በረኸት ደባስ፡) ኢየሱስ ክርስቶስ ፈራዲ ኢዩ ኢልካ ትግስጾ ዝነበርካ ፡
    ዘፋላሊ ዘሎ ጌጋ ትምህርቲ ኢዩ።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 6 วันที่ผ่านมา

      Atum sebat zhalfe yakil gdefu yaklena yu mfllay😢😢😢

    • @berheteklemichael-gz3km
      @berheteklemichael-gz3km 5 วันที่ผ่านมา +1

      ሕብረት እኮ ዝጽላእ እንተ ዘይ ኮነ፡ ግን ንሃይማኖት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከየእተካ እዩ፡ ምስ ትሃድሶ እንዳ ሓበርካስ ከመይ ጌርካ ይከውን፡ ትማል ምስ በኣል ቀሺ ማሪኮስ መዓት ክርክር ኔሩስ' ሕጂ ንሕበር ?

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 5 วันที่ผ่านมา

      ​​​@@berheteklemichael-gz3kmብሩከይ ከምዚ ገርካ ለውጢ ዝመጽእ የሎን ዩ ግና ሕብረት እንተዳኣ ሓልዩ ከምዚ ስልጣን ሓውና ዝበሎ ምውጋዛ ዝጸንሔ ዩ ካብ ብዓል ኣርዮስ ጀሚርካ እዚ ግና ኩስቶ ኢልዎ ኢልካ ኣይኮነን ፍጹም ሰብ ካኣ የሎን ዩ ካባይ ጀሚርካ😢😢😢 ክረኤ ኣለዎ ንቀደም ብዝላዕሉ መራሓቲ ኣቦታት ስለ ድፍረተይ ይቅረታ 🙏🙏🙏😢😢😢🙏🙏🙏

  • @yohannesgebredingil2187
    @yohannesgebredingil2187 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @AbebaGhebrab
    @AbebaGhebrab 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YcXt-d3g
    @YcXt-d3g วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @YoditTeweldeGebrehiwot
    @YoditTeweldeGebrehiwot 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @FuyIfgj
    @FuyIfgj 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤