ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም አምላክ የብዝሓልካ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻኢካ ❤ብሓቂ ጥዑም ስብከት ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ምፍልላይ ዝበዝሓሉ ዘመን ኣሎና ገሌና ናይ ኬፋ ገሌና ናይ አጵሎስ ገሌና ናይ ጳውሎስ 😢እንዳበልና ንውዕል ኣብ ክንዲ ብሕብረት ንልምን ልቢና ይኽፈቶ መድኃኔዓለም ክርስቶስ 🤲
ዳግማይ ሃዋርያ ጳውሎስ
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ብክርስቶስ ሥልጣን ሓውና ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ጸጋኡን በረከቱን ያብዝሐልኻ አምላክ ቅዱሳን ኣብቤቱ ያንብርካ ፈጣሪ ሥልጣን ሓወይ✅
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና👏👏❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ ናይ ፍቅሪ አምላክ ናብ ፍቅሪ ይምረሐና ❤
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍🕊
ንዑ ንሓድነት ንሕበር ቃል ህይወት ያስመዐልና 😢
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነይ ሓወይ ❤❤❤ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉ ኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ ከማኻሰ ዝበለሰ ያብዘሓ ሰልጣነይዋ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላኽ 💖💖💖
Hi brother you are welcome my dear teacher you are the best person to orthodox religion God bless you always ❤❤❤ thank you for sharing
❤❤❤❤❤hawey marey selam yhabeia Amlak 27❤❤❤
ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመአልና💗✝️👏🥰
ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለኻ እግዚኣብሄር ትብዓት ይሃቦም ይሃበና ኣሜን
ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና❤🎉
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን አሜን 🙏💟✝️🙏💟✝️🙏💟✝️
ንአምን በአኃቲ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ናይ ሃይማኖትና ፆሎት💒❤🎉 አብ ዘመንናን ግን 😢😢😢😢ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ💙🌹ሓድነቱ ይሃብ😥
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር ሙምህርና ቃለ ሂወት የስማዓልና
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarka kbur hawey 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍
እግዝኣብሄር ይሃበልና ነመስግነካ❤💙💚💛💜❤💙💚💛💙💙💛
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
ቃለ ሂወት የስመዓና ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️🌼🌼🌼🌻🌻🌻
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ያብዘሐልኻ🌿🌿💒✝️🤲🤲❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክቡር መምህርና👏👏🍃🍃🍃
ብሓቂ ቃል ህይውት ያሰመዐልና ክብር መምህርና❤
ቃለ ሂወት የስመዐና መምህይ❤❤❤🙏
Kale hiwet yesmalna hawna ❤Egziabher Amlak nab hadnetn selamn fkren nmexelu gzie yekrbelna🙏
ኣሜን(3)ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓዉና ስልጣን❤❤❤❤✝️✝️✝️
እንቃዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምሕርና ♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
🥰🥰🥰🥰አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏
Amen qale hiwet yesmana
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ❤❤❤ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቅርን ሰላምን ይልአከልናቅድስት ቤተ ክርስትያና መንፈስ ቅዱስ ይቆፃፀረልና❤❤❤😊😊😊
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረይ✝️💒🕊🤲❤
መምህረይእንኳዕ ብሰላም መፀእካ
ቃል ህወት የስመዐና መምህረይ ብሓቂ ንሓቂ ንቀብር ብዙሓት እናሞ ልብና ይክፈቶ እየሱስ ክርስቶስ ኣቦና 😢🤲
Naybehaki qale hiwet yesmealna kubur hawnan memhrnsn
Amen
ቃለ ህይወት ያስመዕና❤
🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉🙏🙏🙏
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍
Nay bhaqi qal hiwet yesmelna Egziabher amlak zeradade menfes qdus ylakelna 😢😢😢😢
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ክቡረ መምህርና ብሓቅ ቃል ህወት ያስመዐልና❤❤❤
Kalehiwet yesmalna, ❤❤❤,Amen.
ቃል ህይወት የሰመዓልና👏👏👏👏👏👏
ክብር ሓውና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Selam selam keberu memeherena egzabher amelak xegu yebzhaleka edmen tenan yhabeka❤❤❤
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና❤❤
🙏❤️🙏💚🙌😥
Amen amen amen qalehiwet yesmeana 🙏
Ney behik kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤
ሰላም ናይ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይብዛሓልና መምህረይ።
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ
አረ በሰመኣብ ሓንጎልካ ዘሀድስ ክጥዕም ትምህርቲ ታይ ኣለዎ ኩሉ ካማካ ንሓቂ ተባዕ ዘይከውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ናይ ቅድስት ቤተክርስቲያንና ጠባቂ 🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ህይውት ያስመዐልና መምህረይ❤❤
Agzabiher xega ybzhalka memhereyyy fad agzabiher koynu nakebelu gzie yemxalna❤❤❤🎉🎉🎉
ቃለ ህወት ያስምዐልና
🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
🙏🙏🙏❤️💐
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ቃለ ሂወት የስምዓልና
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣነይ❤
ኣየ መምህረይ እዚ ት/ቲ ክጥዕም😢
May Jesus christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍🕊
Behaqi Kemaka ybzuhulna
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ደስ ልብል ት/ቲ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና🥰💚
ብርግጽ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ከምቲ ኽትፈላልይዎምን ኸተጸልሙን ግዜ ዘይወሰደልኩም:ሕጂ ንምጥርናፉ ግን ከቢድ ጻዕርን ብዙሕ ዓቅልን ዘሓትት እዩ።
ሰላም ስድራ እግዚአብሔር ❤
እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብእሲ ጸጋ ይዓድልካ ኩላትና ከማካ እተንከውን ድኣ ዕርቅን ሰላምን መወረደና እዶ እቲ ሓቅነት ኣብ ውሑዳት ሰባት ኮይኑ ግና ዓለም ትባላላዕ ኣላ እሞ እግዝኣብሄር ምሕረቱ ክልእከልና ንጽበ ኣንቱም ነዛ ቪድዮ እንሪኢ ዘላን ድማ ኩላትና ንሓቂ ንንቃሕ እቲ እንፈርሆ እግዝኣብሄር እበር ሰብ ኣይኩን ንስላምን ዕርውን ሓድነትን በቴርክስትያናን ንዛረብን ንመስክርን ኩላ ደለይቲ ሰላም ኢና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን
ሓው መምህር ስልጣን ከመይ ትቅኒ ኣምላክ ቅዱሳን ኣብትገብሮ ኣገልግሎት ዕውት ንኽትከውን ኣብዚሑ ይባርካ። ክሓተካ ደልየ ኣለኹ ንሱ ድማ ሓድነት ማንም ዝጸልእ ኣይመስለንን ግን ድማ ሓድነት ዝመጽእ ዝበደለ ይቅረ ብምባል ይመስለኒ እምበር ክሳብ ሕጂ 'ውን ዝተፈላለና ብደረት ተሰሓሒብና ዘይኮናስ በቲ ንስኻ'ውን ትፈልጦ ጉዳይ ቤተክርስትያን ኢዩ ። ስለዚ ብኸመይ ኢና ሓድነት ክንገብር ጉዳይ ቅዱስ ኣቦናኸ ካብ ሞቱ ዘለታ ንዘቲ ዲዩ ክኸውን ወይስ እቶም ኣብ ትሕቲ ሲኖዶስ ዘለዉ ኢዮም ልቦም ሰይሮም ሰማዕት ዘእንበለ ደም ብምባል ኣብ ሓደ መኣዲ ክቅሩቡና ?
Qal.hiwet,yesmalna
Amen amen amen ❤❤❤❤😂😂😂nay bhaki hadnet eyu xbk ❤❤❤❤❤
kal hiwet yesmalna bertia agiziabiher mistiru yglexelka
👏👏👏👏❤❤❤❤
ቃለ ሂውት ይስማዓና
ቃለህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ግን እንዳተባኣስኩም እንዲኹም ይቕረ ዘይትበሃሃሉ ኣርኣያ እባ ኩኑና
ቃለ ህይወት የስሚኣልና ክቡር ሓው!ግናስ፡ እዞም ኣብዚ መራኸቢ ቡዙሓን ዘለኹም ኣርኣያና (መምህራንና) ኣብ ክንደይ ምውሓድኩም ክንዲ ፍቕርን ውህደትን ተርእዩና (ኣርኣያና ክሳብ ዝኾንኩም) ንሓድሕድኩም ክትፋጠጡ እቲ ተውርድዎ ትምህርቲ ወንጌል ዘኮነ መናቐፊኹም (ኣጀንዳ ወቐሳኹም) ክንርኢ ከም ንስዕበኩም ጌርኩምና። ሰንበት ካብ ንቤት መቕስ ንግስግስ፡ ቻነላትኩም ከፊትና "አለ እገለ፡ ተባህለ ክስቶ" ክንብል ቤት ኣማሚቕና ንውዕል ኣለና። እዚ ግን ውጽኢት ምህሮኹም ምዃኑ ምግንዛብ ኣድልዮ።*ናይ ብሕጂ ንግበር* እንተበልና ኸ?እዞም ሰበኽቲ ወንጌላትና (ንስኻ ክቡር ሓው ስልጣንን ካልኦትን) ነዚ ትህበና ዘለኻ ምህሮ ፈጸምቲ ክንከውን ሲ፡ ንስኹም ቅድም ፍቅርን ምርድዳእን ኣብ መንጎኹም ፈጢርኩም ክርስትያናዊ ምብህሃል ሑዝኩም ቅረቡ ሞ፡ እቶም ደምበና ዝረሓቐና ሰዓብትኹም ኣብ ሓደ ክንዓስል ኢና። ምስጋናይ ናዓኻ!ምስ ምሉእ ኣኽብሮት!
🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Qal hiwet yesmaana abona ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🕊🕊🕊💒
❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉
God blessing you and give health to you it because of that honest to your idea
Memhreyyy❤❤❤❤ qale hiwet yesmalna
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
🎉❤❤❤🎉
Selam hawey hade hawnas ab gbsi wedi 25 amet hmaq hadega agatimwo hjis kab aqma nlaeli koynwas hji byoutube girlas bqalamlak girka tehalahala tkel do seli knhbeka qmah alo hji ktserhalna tkel do melsi ngereni tgebrelu entekoynka etemeka koynu gzi endhr aleka
ሰላም ኩቡር ሓወይ ተገዲስካ ኣንብባ ምናልባት ፊደለይ ማለት ጽህፈተይ ምርዳ ካቢየካ ይከዉን ግን ተገዲስካ ኣንተ ኣንቢብካዮ ይርደኣካ ይከዉን አወ ኣጃማምራካ ጽቡቅ አዩመወዳታ ግን ናይ ታቢት ኣያ ካላይ ካ ሰብ ከመይ ገሩ ናብ ኣምላክ ክቀርብ ከሙኡ ካ ናብታ ለሚንካያ ዘይትካላ ቅድስተ ቁዱሳን ድንጋል ማሪያም ወላዲተ ኣምላክ ናብቶም ኣግዚኣቢሃር ዝክበሮም ቁዱሳን ኩቡራት ከመይ ከምንጽጋኦም ምሃር ኩስቶ ኮሙዚይ አያ ኩስቶ ኮምዚይ አዮም ኣይትበል በጃካ ሰብ ኣይፈትዎ ፈጣሪ ኣይፈትዎ ከመይ ገረ ክነጻህ ሰብ ካ ከመይ ገሮም ክነጽሁ ህሰብ ሰብ ኣይትፈላሊ ሓንቲ ታሪክ ክነግረካ ሓደ ወዲ 60 ዓመት ስብኣይ ነበረ ሞ ናብ ሓደ ሃገር ድማ ገሽ ኣብቲ ዝገሽሉ ቦታ ካ ፍርሃት ኣምላክ ዝነበሮ ኣገልጋሊ ኣምላክ ነበረ ሂወቱ ሙሉ ካ ጋሻ ይቅበል ነበረ ሞ ኣዚ ብኣል ጸጋ ድማ ናቡ ኣትወ ኣቲ ጋሻ ዝቅበል ሰባይ ካኣ ህንካ ምጽሃፍ ኣንባብ ኣነ ካኣ መግቢ ከዳልወልካ አየ በሎ ኣቲ ብኣል ጸጋ ካኣ ኣንታይ አዩ ኣዚዩ በሎ ኣቲ ተቀባሊ ጋሻ ካኣ መጽሃፍ ቁዱስ አዩ ኣንብባ በሎ ባል ጸጋ ካኣ ምጽሃፍ ቁዱስ ኣይፈልቶን አየ ቦሎ ተቀባሊ ጋሻ ካኣ ኣምላክ ኣይትፈልቶን ቦሎ ብኣል ጸጋ ካ አወ በሉዎ ተቀባሊ ጋሻ ካ ናምላክ ዘይትፈልቶ ኣንተ ኮንካ ዉጻእ ካብ ገዛይ አሎም ሰገግዎ ፈታሪናን ምድሃኒናን ኣምላክናን ካኣ ነቲ ተቀባሊ ጋሻ ከምዚይ ቦሎ ኣነ 60 ዓመት ዝጸርኩዎስ ንስካ ነዛ ሓንቲ ካሊሌኢት ምጻር ሲኣንካዮ በሎ ህጂ ካኣ ኪድ ምለሶ በሎ ይብሃል ህጂ ካኣ ነዞም ኩሎም ከምዚይ አዮም ከምዚይ አዮም አልካ ተሳዾም ዘለካ ከይሓተካ ተተንቀቅ ዋላዉን ምሳከኣ ዘይሃብሩ ባምነት ኩፉኡ ቀል ምዝራብ ኣይተስተምህርን አያ ኦርተደክስ ተዋህዶ ኣንታይ ዳኣ ኣኣምነትኩም ኣለኩም ኣምነትኩም ከትድህነኩም አያ ትበል ስለዚይ ልቢ ገርካ ኣንብባ ሞ ገለ ክትህግዘካ አያ ስለ ኩሉ ነገር ኣምላክ ይመስገን ስብሃት ለኣግዚኣቢሂር ወለ ወኣዲቱ ድንጋል ኣሜን ።
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉
ሰላም አምላክ የብዝሓልካ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻኢካ ❤ብሓቂ ጥዑም ስብከት ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ
ምፍልላይ ዝበዝሓሉ ዘመን ኣሎና ገሌና ናይ ኬፋ ገሌና ናይ አጵሎስ ገሌና ናይ ጳውሎስ 😢እንዳበልና ንውዕል ኣብ ክንዲ ብሕብረት ንልምን ልቢና ይኽፈቶ መድኃኔዓለም ክርስቶስ 🤲
ዳግማይ ሃዋርያ ጳውሎስ
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ብክርስቶስ ሥልጣን ሓውና
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ጸጋኡን በረከቱን ያብዝሐልኻ አምላክ ቅዱሳን ኣብቤቱ ያንብርካ ፈጣሪ ሥልጣን ሓወይ✅
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና👏👏❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ ናይ ፍቅሪ አምላክ ናብ ፍቅሪ ይምረሐና ❤
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍🕊
ንዑ ንሓድነት ንሕበር ቃል ህይወት ያስመዐልና 😢
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነይ ሓወይ ❤❤❤ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉ ኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ ከማኻሰ ዝበለሰ ያብዘሓ ሰልጣነይዋ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላኽ 💖💖💖
Hi brother you are welcome my dear teacher you are the best person to orthodox religion God bless you always ❤❤❤ thank you for sharing
❤❤❤❤❤hawey marey selam yhabeia Amlak 27❤❤❤
ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመአልና💗✝️👏🥰
ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለኻ እግዚኣብሄር ትብዓት ይሃቦም ይሃበና ኣሜን
ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና❤🎉
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን አሜን 🙏💟✝️🙏💟✝️🙏💟✝️
ንአምን በአኃቲ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ናይ ሃይማኖትና ፆሎት💒❤🎉 አብ ዘመንናን ግን 😢😢😢😢ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ💙🌹ሓድነቱ ይሃብ😥
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር ሙምህርና ቃለ ሂወት የስማዓልና
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarka kbur hawey 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍
እግዝኣብሄር ይሃበልና
ነመስግነካ❤💙💚💛💜❤💙💚💛💙💙💛
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
ቃለ ሂወት የስመዓና ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️🌼🌼🌼🌻🌻🌻
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ያብዘሐልኻ🌿🌿💒✝️🤲🤲❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክቡር መምህርና👏👏🍃🍃🍃
ብሓቂ ቃል ህይውት ያሰመዐልና ክብር መምህርና❤
ቃለ ሂወት የስመዐና መምህይ❤❤❤🙏
Kale hiwet yesmalna hawna ❤Egziabher Amlak nab hadnetn selamn fkren nmexelu gzie yekrbelna🙏
ኣሜን(3)ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓዉና ስልጣን❤❤❤❤✝️✝️✝️
እንቃዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምሕርና ♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
🥰🥰🥰🥰አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏
Amen qale hiwet yesmana
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቅርን ሰላምን ይልአከልና
ቅድስት ቤተ ክርስትያና መንፈስ ቅዱስ ይቆፃፀረልና❤❤❤😊😊😊
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረይ✝️💒🕊🤲❤
መምህረይእንኳዕ ብሰላም መፀእካ
ቃል ህወት የስመዐና መምህረይ ብሓቂ ንሓቂ ንቀብር ብዙሓት እናሞ ልብና ይክፈቶ እየሱስ ክርስቶስ ኣቦና 😢🤲
Naybehaki qale hiwet yesmealna kubur hawnan memhrnsn
Amen
ቃለ ህይወት ያስመዕና❤
🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉🙏🙏🙏
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍
Nay bhaqi qal hiwet yesmelna Egziabher amlak zeradade menfes qdus ylakelna 😢😢😢😢
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ክቡረ መምህርና
ብሓቅ ቃል ህወት ያስመዐልና❤❤❤
Kalehiwet yesmalna, ❤❤❤,Amen.
ቃል ህይወት የሰመዓልና👏👏👏👏👏👏
ክብር ሓውና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Selam selam keberu memeherena egzabher amelak xegu yebzhaleka edmen tenan yhabeka❤❤❤
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና❤❤
🙏❤️🙏💚🙌😥
Amen amen amen qalehiwet yesmeana 🙏
Ney behik kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤
ሰላም ናይ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይብዛሓልና መምህረይ።
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ
አረ በሰመኣብ ሓንጎልካ ዘሀድስ ክጥዕም ትምህርቲ ታይ ኣለዎ ኩሉ ካማካ ንሓቂ ተባዕ ዘይከውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ናይ ቅድስት ቤተክርስቲያንና ጠባቂ 🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ህይውት ያስመዐልና መምህረይ❤❤
Agzabiher xega ybzhalka memhereyyy fad agzabiher koynu nakebelu gzie yemxalna❤❤❤🎉🎉🎉
ቃለ ህወት ያስምዐልና
🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
🙏🙏🙏❤️💐
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ቃለ ሂወት የስምዓልና
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣነይ❤
ኣየ መምህረይ እዚ ት/ቲ ክጥዕም😢
May Jesus christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙🤍🕊
Behaqi Kemaka ybzuhulna
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ደስ ልብል ት/ቲ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና🥰💚
ብርግጽ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ከምቲ ኽትፈላልይዎምን ኸተጸልሙን ግዜ ዘይወሰደልኩም:
ሕጂ ንምጥርናፉ ግን ከቢድ ጻዕርን ብዙሕ ዓቅልን ዘሓትት እዩ።
ሰላም ስድራ እግዚአብሔር ❤
እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብእሲ ጸጋ ይዓድልካ ኩላትና ከማካ እተንከውን ድኣ ዕርቅን ሰላምን መወረደና እዶ እቲ ሓቅነት ኣብ ውሑዳት ሰባት ኮይኑ ግና ዓለም ትባላላዕ ኣላ እሞ እግዝኣብሄር ምሕረቱ ክልእከልና ንጽበ ኣንቱም ነዛ ቪድዮ እንሪኢ ዘላን ድማ ኩላትና ንሓቂ ንንቃሕ እቲ እንፈርሆ እግዝኣብሄር እበር ሰብ ኣይኩን ንስላምን ዕርውን ሓድነትን በቴርክስትያናን ንዛረብን ንመስክርን ኩላ ደለይቲ ሰላም ኢና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን
ሓው መምህር ስልጣን ከመይ ትቅኒ ኣምላክ ቅዱሳን ኣብትገብሮ ኣገልግሎት ዕውት ንኽትከውን ኣብዚሑ ይባርካ። ክሓተካ ደልየ ኣለኹ ንሱ ድማ ሓድነት ማንም ዝጸልእ ኣይመስለንን ግን ድማ ሓድነት ዝመጽእ ዝበደለ ይቅረ ብምባል ይመስለኒ እምበር ክሳብ ሕጂ 'ውን ዝተፈላለና ብደረት ተሰሓሒብና ዘይኮናስ በቲ ንስኻ'ውን ትፈልጦ ጉዳይ ቤተክርስትያን ኢዩ ። ስለዚ ብኸመይ ኢና ሓድነት ክንገብር ጉዳይ ቅዱስ ኣቦናኸ ካብ ሞቱ ዘለታ ንዘቲ ዲዩ ክኸውን ወይስ እቶም ኣብ ትሕቲ ሲኖዶስ ዘለዉ ኢዮም ልቦም ሰይሮም ሰማዕት ዘእንበለ ደም ብምባል ኣብ ሓደ መኣዲ ክቅሩቡና ?
Qal.hiwet,yesmalna
Amen amen amen ❤❤❤❤😂😂😂nay bhaki hadnet eyu xbk ❤❤❤❤❤
kal hiwet yesmalna bertia agiziabiher mistiru yglexelka
👏👏👏👏❤❤❤❤
ቃለ ሂውት ይስማዓና
ቃለህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ግን እንዳተባኣስኩም እንዲኹም ይቕረ ዘይትበሃሃሉ ኣርኣያ እባ ኩኑና
ቃለ ህይወት የስሚኣልና ክቡር ሓው!
ግናስ፡ እዞም ኣብዚ መራኸቢ ቡዙሓን ዘለኹም ኣርኣያና (መምህራንና) ኣብ ክንደይ ምውሓድኩም ክንዲ ፍቕርን ውህደትን ተርእዩና (ኣርኣያና ክሳብ ዝኾንኩም) ንሓድሕድኩም ክትፋጠጡ እቲ ተውርድዎ ትምህርቲ ወንጌል ዘኮነ መናቐፊኹም (ኣጀንዳ ወቐሳኹም) ክንርኢ ከም ንስዕበኩም ጌርኩምና። ሰንበት ካብ ንቤት መቕስ ንግስግስ፡ ቻነላትኩም ከፊትና "አለ እገለ፡ ተባህለ ክስቶ" ክንብል ቤት ኣማሚቕና ንውዕል ኣለና። እዚ ግን ውጽኢት ምህሮኹም ምዃኑ ምግንዛብ ኣድልዮ።
*ናይ ብሕጂ ንግበር* እንተበልና ኸ?
እዞም ሰበኽቲ ወንጌላትና (ንስኻ ክቡር ሓው ስልጣንን ካልኦትን) ነዚ ትህበና ዘለኻ ምህሮ ፈጸምቲ ክንከውን ሲ፡ ንስኹም ቅድም ፍቅርን ምርድዳእን ኣብ መንጎኹም ፈጢርኩም ክርስትያናዊ ምብህሃል ሑዝኩም ቅረቡ ሞ፡ እቶም ደምበና ዝረሓቐና ሰዓብትኹም ኣብ ሓደ ክንዓስል ኢና። ምስጋናይ ናዓኻ!
ምስ ምሉእ ኣኽብሮት!
🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Qal hiwet yesmaana abona ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🕊🕊🕊💒
❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉
God blessing you and give health to you it because of that honest to your idea
Memhreyyy❤❤❤❤ qale hiwet yesmalna
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
🎉❤❤❤🎉
Selam hawey hade hawnas ab gbsi wedi 25 amet hmaq hadega agatimwo hjis kab aqma nlaeli koynwas hji byoutube girlas bqalamlak girka tehalahala tkel do seli knhbeka qmah alo hji ktserhalna tkel do melsi ngereni tgebrelu entekoynka etemeka koynu gzi endhr aleka
ሰላም ኩቡር ሓወይ ተገዲስካ ኣንብባ ምናልባት ፊደለይ ማለት ጽህፈተይ ምርዳ ካቢየካ ይከዉን ግን ተገዲስካ ኣንተ ኣንቢብካዮ ይርደኣካ ይከዉን
አወ ኣጃማምራካ ጽቡቅ አዩ
መወዳታ ግን ናይ ታቢት ኣያ
ካላይ ካ ሰብ ከመይ ገሩ ናብ ኣምላክ ክቀርብ ከሙኡ ካ ናብታ ለሚንካያ ዘይትካላ ቅድስተ ቁዱሳን ድንጋል ማሪያም ወላዲተ ኣምላክ ናብቶም ኣግዚኣቢሃር ዝክበሮም ቁዱሳን ኩቡራት ከመይ ከምንጽጋኦም ምሃር ኩስቶ ኮሙዚይ አያ ኩስቶ ኮምዚይ አዮም ኣይትበል በጃካ ሰብ ኣይፈትዎ ፈጣሪ ኣይፈትዎ ከመይ ገረ ክነጻህ ሰብ ካ ከመይ ገሮም ክነጽሁ ህሰብ ሰብ ኣይትፈላሊ
ሓንቲ ታሪክ ክነግረካ ሓደ ወዲ 60 ዓመት ስብኣይ ነበረ ሞ ናብ ሓደ ሃገር ድማ ገሽ ኣብቲ ዝገሽሉ ቦታ ካ ፍርሃት ኣምላክ ዝነበሮ ኣገልጋሊ ኣምላክ ነበረ ሂወቱ ሙሉ ካ ጋሻ ይቅበል ነበረ ሞ ኣዚ ብኣል ጸጋ ድማ ናቡ ኣትወ ኣቲ ጋሻ ዝቅበል ሰባይ ካኣ ህንካ ምጽሃፍ ኣንባብ ኣነ ካኣ መግቢ ከዳልወልካ አየ በሎ ኣቲ ብኣል ጸጋ ካኣ ኣንታይ አዩ ኣዚዩ በሎ ኣቲ ተቀባሊ ጋሻ ካኣ መጽሃፍ ቁዱስ አዩ ኣንብባ በሎ ባል ጸጋ ካኣ ምጽሃፍ ቁዱስ ኣይፈልቶን አየ ቦሎ ተቀባሊ ጋሻ ካኣ ኣምላክ ኣይትፈልቶን ቦሎ ብኣል ጸጋ ካ አወ በሉዎ
ተቀባሊ ጋሻ ካ ናምላክ ዘይትፈልቶ ኣንተ ኮንካ ዉጻእ ካብ ገዛይ አሎም ሰገግዎ ፈታሪናን ምድሃኒናን ኣምላክናን ካኣ ነቲ ተቀባሊ ጋሻ ከምዚይ ቦሎ ኣነ 60 ዓመት ዝጸርኩዎስ ንስካ ነዛ ሓንቲ ካሊሌኢት ምጻር ሲኣንካዮ በሎ ህጂ ካኣ ኪድ ምለሶ በሎ ይብሃል ህጂ ካኣ ነዞም ኩሎም ከምዚይ አዮም ከምዚይ አዮም አልካ ተሳዾም ዘለካ ከይሓተካ ተተንቀቅ ዋላዉን ምሳከኣ ዘይሃብሩ ባምነት ኩፉኡ ቀል ምዝራብ ኣይተስተምህርን አያ ኦርተደክስ ተዋህዶ ኣንታይ ዳኣ ኣኣምነትኩም ኣለኩም ኣምነትኩም ከትድህነኩም አያ ትበል ስለዚይ ልቢ ገርካ ኣንብባ ሞ ገለ ክትህግዘካ አያ ስለ ኩሉ ነገር ኣምላክ ይመስገን ስብሃት ለኣግዚኣቢሂር ወለ ወኣዲቱ ድንጋል ኣሜን ።
Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉