እዚ እንተጌርና ኩሉ ክዕረ ኢዩ_ ምሕላፍ ከልእዎ_ 6ይ ፓትርያርክ ንሙሻም፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 118

  • @ASአሰፉራያዩቱብ
    @ASአሰፉራያዩቱብ 3 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን /3/ ቃል ህወቲ ያስመዐልና ክቡረ መምህረና ብሓቂ ብዙሕ ናትማሃረና ይኡ❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 12 วันที่ผ่านมา +9

    መምህረይ ፀግኡ የብዝሓልካ ቃለ ሂወት የስምዐልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን አሜን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 12 วันที่ผ่านมา +4

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ከምቲ ንሰካ ንቤተክርሰትያ ተሰቁርቆር እቶም ልቃውንቲ እውን ንቤተክረሰትያነ ንህዝቦ እንተ ዝሰቅርቀሩ ዓለም ምቀነዐት በተለይ አብዚ ምድር ሐበሸ ቅጥዕ ጠፍእዎ አምላክ ዓይነ ልቦና የብረሃልና

  • @rigatheyle359
    @rigatheyle359 11 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna amlak lbona yhabena

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመኣና ክቡር መምህርና 🙏♥️

  • @ኣፀደኪማርያም
    @ኣፀደኪማርያም 12 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን //3//ቃል ህወት የስመዐልና ዝሓወይ እግዚአቢሄር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ👏👏👏❤❤❤❤❤

  • @SieleTsgom
    @SieleTsgom 2 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmialna hawey nay bhak xbuk tmihirt amlak nab lubom ymilesom

  • @NcgjdVfhx
    @NcgjdVfhx 12 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን አሜን አሜን መምህርይ ቃል ህወት ያሰመዐልና ፀጋኡ የብዝሕልኻ👏👏❤👏

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜንቃል ሂወት የሰመዐልና ሰልጣነይ እብይኣነስ ካሊእዮ እየ ኣቦታተይ ኣብፀለቶኩምዘኩሩኒ ናዓይ ነደክምቲ ሓፍቱኩም❤❤❤

  • @soligualagame
    @soligualagame 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ ምእንቲ እታ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ክብል ሰላሜን ፍቅርን ይልኣከልና ኣዒንቲ ልቦናና የብርሃልና ዝተማሃርናዮ ኣብ ፅላት ልብና የሕድረልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

    • @hannalinatube6955
      @hannalinatube6955 12 วันที่ผ่านมา

      Neskes neabnet gal agame enabelki deqi agame kab konkum kemey ketteyu nebalom tegaru baelom zaykoneun zeshemu zelewu nenehdehdeom abune matias zaykonen dea kesheyem zegbae kemakum tegaru kufue seb reye ayfelten haymanoten poletikan felalyo seek ilka do qalhiwet yesmealna yebhal eyu

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤❤❤

  • @deaconshumamdi6463
    @deaconshumamdi6463 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።

  • @habtomtewelde6691
    @habtomtewelde6691 13 วันที่ผ่านมา +6

    ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ ኩቡር ሓው ሱልጣን እዞም ዝጻረፉን ዝዉንጅሉን ኣምላኽ ምሕረት የዉርደሎም ነቶም ኣብ ኣብ ኣስመራ ዘለዉ ኣቦታት ክኣ ልቦም ይኽፈተሎም በረኸት ሰማእት ዘእምበለደም ቅዱስ ኣቡነ እንየንዮስ ኣይፈለየና።

  • @WeldemicaelBerihu
    @WeldemicaelBerihu 12 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም መምህር ስልጥን ጽቡቅ ሓሳብዩ እዚ ትብሎ ዘለኻ እንተኾነ ኢሰያስ ኣብ ዘለወሉ ግዜ እዚ ትብሎ ዘለኻ ማንም ይድለዮ ማንም ክፍጸም ዝከኣል ኣይኮነን።
    ብዘይካ እግዚኣብሄር ማለተየ
    እስከ ሕሰብ ንስኻ እዛትብላ ዘለኻ ኢልካ ከም ወዲ ሃገር ወይ ከም ኣማኒ ኣብዓድኻ በጺሕካ ትመጽእ ይመስለካ።
    ሓደ ኣብ ሃገር ዘሎኸ ነዛ ትብላ ዘለኻ ኢሉ ብሂወት ክነብር ይኽእልዶ።
    ስለዚ እቲ ቀንዲ ንቤተ ክርስትያን ሓሊኹ ሒዝዋ ዘሎ ጉዳይ ፖለቲካ እንበር ናይ እምነትን ክሕደትን ስርዓትን እንተዝከውን እግዚኣብሄር ብዓቢኡ ከምኡ ውን ሊቃውንቲ ኣበው ከመይ ገርና ክንፈትሖ ከምዘለና ቁልጭ ኣቢሎም ኮፍ ኣቢሎም ገዲፎሙልና ኢዩም።

  • @አማንጋልትግራይ
    @አማንጋልትግራይ 12 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 12 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ሂወቱ የስምዓና ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 11 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና❤❤❤

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna lbka zseber eu ⛪️🙏💔

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 12 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ 👏❤️❤️❤️

  • @meseretHagos-bh1mg
    @meseretHagos-bh1mg 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን፫ፀጉኡ ይብዘሐልካ እግዚአብሔር

  • @እመብርሃንመራሒትመንገደይ
    @እመብርሃንመራሒትመንገደይ 12 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ስልጣነይ ብሓቂ ልብካ ዝቅስቅ ትምህርቲ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ስልጣነይ በጃካ ተገዲስካ መልሰለይ ኩልኩም ኣብዚ መደብትከታተሉ ዘለኩም ክቡራት ኣቦታተይ ዲያቆናት ኣሕዋተይ ኩቡራት መእመናን ንዛ ሕቶ ተገዲስኩም መልሱለይ ኣነ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ስዑዲ ዓረብ እየ ዝነብር እቲ ዝደልዮ ዘለኩ ነገር ንስሃ ክኣቱው ደልየ ግን ሓደ ዝቅስቅሰኒ ነገር እንየኒ እቲ ነገር ከኣ ምስ ዝተወሰኑ ሰባት ሕማቅ ዝየድሊ ነገራት ይናገሩኒ ማለተይ ኣብዚ ዘለክዎ ቦታ ንእሽተይ ሓወይ ብሞት ካብዛ ዓለም ይፍለየኒ ደም እናነባዕኩ ሬሳ ሓወይ ሓመድ ዓዱ ንክረክብ ከርተት ይብል ኩሉ ሰብ ይፀልአኒ አረ እቲ ሓደስ እንኳዕ ደስ በለኪ ኢሉ ፅሒፉለይ ኣሽዕኡኳ ሓቂ ይሓይሽ ብጣዕሚ እየ ሓሪቀ ድምፀይ ክብ ኣቢለ እየ በክየ እታ ዝሰርሐላ ዝነበርኩ ዓረብ ካብቲ ዝነበርክዎ ቦታ ኣልዒላ ኣደቂሳትኒ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ውዳሴ ማርያም መፅሓፍ ኣለኒ ተደፊአ ልመብሃነይ እቲ ነገር ከቢዱኒ ሓግዝኒ ኢለ እየ ዝነብዕ ተመስገንሓወይ ሓመድ ዓዱ ኣእቲወ ኣይደንጎኩን ልባዕለይ ናይ ጥዕና ፀገም ኣጋጢሙኒ ብዙሕ ነቢዕ እቶም ሰባት እውን ተመሊሶም እዚ ዘጋጥመኪ ዘሎ እኮ ብሰንኪ ሓጥያትኪ እዩ ይብሉኒ ኣነ እውን መሊሰ ኣብዛ ምድሪ ዘለና ደቂ ሰባት ብዘይካ ኣዴና ቅድስተ ቅድስት ድንግል ማርያም ኩሉና ሓጥያተኛታት ኢና ኢለ ይምልሰሎም ማለተይ ኣነ ልግዚኡ እየ ዝኩሪ እበይ ሕድር እንተኢሉ ቂም በቀል ኣይሕዝን እየ ዋላ ኣይረደአኒ ምስ ኣቦታተይ ዲያቆናት ኣሕዋተይ ዘሕልፍዎ ትምህርቲ እየ ዝከታተል ልቶም ሰባት እውን ይቅርታ ኢለዮም እየ ንሳቶም ግን መመሊሶም የዋርዱኒ ኣነ እውን እቶም ትምህርተይ ከይማሃር ምስኣቶም መልሓሰይ ንከይረክስ ኢለ ቦሊኮዮም ሐዝስ ሱቅ ኢለ ዶ ክንሳህ ግድን ድየ ልኣቶም ይቅርታ ክብሎም ሓቂ ይሓይሽ ኣነ እኳ ዝኩሉ ናበደሉኒ ደም ናንቡዕኒ ኣብ ልበይ ኣይተቀየምኩዎምን ተከፊተዮም ዘድልን ዘየድልን ኣጀንዳታት እናምፅኡ እዮም ዘሕሩቁኒ ምስኣቶም ተሓሪቀ እውን ትምህርቲ ኣይማሃር ብጣዕሚ እየ ዝሰንፍ ሐዝስ እንታይ እንተገበርኩ ይሓይሽ ምክርኩም ለግሱለይ

  • @KsanetXegu
    @KsanetXegu 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna sltan haweyyy xegu yebzhalka Egzabiher

  • @dendenmeharena
    @dendenmeharena 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen memhrey kal hiwet yesmealna neaka kea edmen tenan yhabka fetari

  • @Genet1923
    @Genet1923 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና🙏

  • @MichaelBerhane-ps7zd
    @MichaelBerhane-ps7zd 12 วันที่ผ่านมา +8

    Kab ms Menafqan hbret mgbar nab biet abokhum temelesu please....mewedaeta zemen mukhanu enda feletkum ms qdus sinodos hadnetkum ketemeararyi eyu zelekum....kemey ms Menafqan Hbretkum gerkum tzarebu alekhum ayrdeann eyu....

    • @Mengstab-b3c
      @Mengstab-b3c 12 วันที่ผ่านมา +1

      Bruk hawey nkrdaka xeli ember ayteredann endabelka nab ane zelekwo hbret muxu mbal nab nab zeytfelto sinodos kmexu tdelyom aleka hadnet fqri hbret abiet selam zeydeliyu merahti bjeka seb mxlam manafqan tahadso zbla 20 amet ayeslchwomn diyu ke xemam hade derfu koynom alewu ember kem hzbi amlak eko mara ena wediqna zelena

    • @MichaelBerhane-ps7zd
      @MichaelBerhane-ps7zd 12 วันที่ผ่านมา +1

      @Mengstab-b3c selam hawey natey aywedeqnan Alena kndey ela dea enda tefetena keman...ezom neqashshom zelena abotat nbiet abiom hiwetom edmiom mluie zegelgeluwa eyom NY sinodos abotatna....Abune Antonios mbaln hbretka ms ztewegezu mahberat mgbarn bebeynu eyu...ab zeytfeltwo massmedia bzhbio tray tkhedu sle zelekhum eyu eti shgr ...abotatna kbri bietekrstyan nmhlaw maere kndey ybeasulan ykelakhelulan entetfeltu kndey xbuq neru...qelelti abotat aykonkun zelewuna khea....abotatna sinodos thutatn hayalatn eyom...kab Abune Lukas nlaeli zhleqela yelen...nieiom ktxerfu twielu alekhum kebid eyu...mienti bietekrstyan ms mengsti endatebease ovra hzlu abo eyu....khdet tmhrti ms zelewom hbret gn kaliay yeblun biet abokha biedka mfras eyu...nezi tkhihdo entealekha kebid eyu sq mbal khaysh eyu....

  • @ghirmayweldeyesus5293
    @ghirmayweldeyesus5293 12 วันที่ผ่านมา

    እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ፡ እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ፡እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ኢልና መዓልታዊ ክንምህለልን ክንግዕርን የድልየና ኣሎ ስልጣን ሓወይ፡ምክንያቱ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ናብ ዝሓሸ ዘይኮነ ናብ ዝኸፍኧ ኢና ንከይድ ዘለና ፡ብጣዕሚ ንጠፍእ ኣለና መወዳእትኡ ኣብ ቅድሚ ክርስቶስ ክንቀርብ ከሎና በየናይ ግብርና ኢና ክንቀርብ ብጣዕሚ የተሓሳስበኒ ኣሎ።

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355 12 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና መምህርና ስልጣን

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 13 วันที่ผ่านมา +7

    _ስልጣነይ እንኳዕ ብስላም መጸእኻልና♥️♥️_

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃል፡ሂወት የስመዓልና ኣብ ልንብና የሕድሮ ድያቆን፡ሓውና ከኣ ጸጉኡ ይብዝሓልካ

  • @baharneshtesfay4821
    @baharneshtesfay4821 11 วันที่ผ่านมา +1

    ክልል።ህወት፡ይስመልና፡

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 12 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
    @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 12 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ❤❤❤

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 12 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤

  • @EtuFukvd
    @EtuFukvd 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AbiAbi-rk1mt
    @AbiAbi-rk1mt 12 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏🙏🙏 qal hiwetn yesmealna memhrna

  • @NOAHZERAI-o4d
    @NOAHZERAI-o4d 12 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ንዓኻ ኩቡር ስልጣን ሓወይ። ቪድዮታትካ መብዝሕትኡ ጊዜ ይሰምዖ'የ። ካብ ወንገል ብዙሕ ስለ እንማሃር፡ እተቕርቦ ቪድዮታት ከምዚኣ ዓይነት እንተዝኾና፡ ኣመንቲ ብዙሕ ምስ ተማሃርና። ኩሉ ዘማልአት። ኣብ እምነት ስብከትን ተግሳጽን ኣገዳሲ ስለዝኾነ። ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው።

  • @DghFgh-d7o
    @DghFgh-d7o 12 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ህይወትየስመዐልና

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet4495 12 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና አብታ ዘይትሐልፍን ዘይትበርስን ዓዲ መስቀሉ ይጸሐፍልካ ኩቡር ሐውና

  • @yosieffitwi1210
    @yosieffitwi1210 12 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bhaqi Xubuq aleka Sltan hawey amlak ybarika

  • @ShewtShewt-c3k
    @ShewtShewt-c3k 12 วันที่ผ่านมา +2

    እሜን እሜን እሜን 🙏🙏🙏 😢ወድሜ ተባረክ ❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 10 วันที่ผ่านมา

    Amen

  • @PkHshs-nh4ux
    @PkHshs-nh4ux 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት ያሰመዐልና አሜን አሜን አሜን❤
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 12 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣነይ 😍🥰🥰🥰😊

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣየ ጎይታይ ተመስገን እዚ ት/ቲ ክንደይ ይጥዕም😢😢 መምህረይ ኣማሃህራኻ ፍሉይ እዩ ብሓቂ ነብስና ክንፍትሽ ይገብረና ኣሎ😢😢

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 12 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ከምዚ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ብሓደ ንውዕል ኣብ ስራሕ ሰንበት ምስ ኮነት ከኣ ፋሕፋሕ ኢልና ንኸይድ ብጣዕሚ ነንሕድሕድና ኣሕዋት ፍቅሪ ኣለና በዚኣ ጉዳይ ናይ ቤተክርስትያን ግን በበይና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና ትምኒትና ከኣ ኣብ ሓደ ምምጻእ እዩ ድንግል ማርያም ኣብ ሓደ ክንምጽእ ብጸሎታ ትደግደና🙏❤⛪

  • @slamhlkjjj930
    @slamhlkjjj930 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሜን አሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 13 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ መምህረይ ❤ ኣዳምጸ ክጽሕፍ ዝተረፈ

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hq 12 วันที่ผ่านมา +1

    Egziabiher ymesgen selam yewrdelna❤❤❤

  • @natsnet2870
    @natsnet2870 12 วันที่ผ่านมา +1

    Kale hiwet yesmealna

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 13 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህረይ ጸጉኡ የብዝሓልካ ንቅዱስ ቃሉ እዝኒ ከይኸልኦ አምላክ ይርድኣኒ/ና ንኹላትና ብሂወት ክንነብር ሂወት ክንሓሪ ብጸጋኡ ይደግፈና ንስኻ ድኣ ናበይ ክትምለስ ኣብ ኦርቶዶክስ ዶ ኣይኮንካን ዘለኻ ኣብታ ምውቅቲ ቤት ኣቦኻ /ና ♥️🌺🥺
    ብስሩ 🌍ዓለም ምጽቃቓ በጽሓ እያ ኩሉ ነናብ ጥቅሚ ርእሱ እዩ ዝጎዪይ ዘሎ ይምሓረና ድኣ እምበር

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile 13 วันที่ผ่านมา +4

    Memhrey enqa be selam mexka ❤❤❤❤

  • @milenbahregasi
    @milenbahregasi 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የሰምኣልና

  • @knownase1
    @knownase1 12 วันที่ผ่านมา

    Selam seltene hawey Sebhadar koyna kema bebeynna nxili alona

  • @asterghebremeskel8274
    @asterghebremeskel8274 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 kteem kal egziabher beunet! Edmen tienan yhabka kbur agelgali krstian haw Sltan❤

  • @aronkahsay9263
    @aronkahsay9263 12 วันที่ผ่านมา +1

    Kal hiwet yesmeana fkur hawna

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 11 วันที่ผ่านมา

    Qial hewat yesmalna brother 🙏🙏🙏 debel temrite ❤

  • @sabasaba7207
    @sabasaba7207 13 วันที่ผ่านมา +3

    Nay bhaki memhreyy

  • @brhanbrhan-ej9sv
    @brhanbrhan-ej9sv 13 วันที่ผ่านมา +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yafetyaf-I
    @yafetyaf-I 13 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤

  • @brhanbrhan-ej9sv
    @brhanbrhan-ej9sv 13 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ama12sim21
    @Ama12sim21 11 วันที่ผ่านมา +2

    ስንስኻ ስልጣልን ዘኮነስ ስምካ ሰይጣን ኢዩ ስምካ። መጣቖሲ

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 13 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 11 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️😢😢😢

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤

  • @bribrhanebrhane8804
    @bribrhanebrhane8804 12 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @AbrhamWerede
    @AbrhamWerede 13 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @leteyoseftesfagabriel1415
    @leteyoseftesfagabriel1415 8 วันที่ผ่านมา

    Zgermenie kurustos zamn zsebk tekula aybhaln eyu temhar
    Tseda shashi bahlawie enber haymenatawie aykonenn temhah

  • @sdxc1806
    @sdxc1806 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DdDd-j5h7y
    @DdDd-j5h7y 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @DT-cz4fo
    @DT-cz4fo 11 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ከ ከምኡ ይሓይሽ ዘኪርካኒ ኣላካ ንምንታይ

  • @YordanosYemane-k9w
    @YordanosYemane-k9w 11 วันที่ผ่านมา

    Ata wedy sebyty antsy aleka miss Ana kid tgrayka

  • @Jossi-mw2cr
    @Jossi-mw2cr 12 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሓው ስልጣን ከመይ ትኸውን ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ፡ ካብዚ ብምቅጻል ኣብዚ ብዛዕባ ፓትሪይስሪክ ንምሻም ይዳለዉ ኣለው ዝብል ሓሳብ ኣምጺእካዮ ዘለኻ ብ ቀንዱ እቲ ኣምጺእካዮ ዘለኻ ሓሳብ ጽቡቅ ካ እንተኾነ ፡ ንመን ትዛረብ ኣለኻ ግን ክርድኣኒ ኣይከኣልን እቶም ሊቃውንቲ ሲ ኣበይ ኢዮም ዘለው ሊቃውንቲ እንተዝህልውና ዶ ኣብዚ ደረጃ እዚ ምወደቅና፡ ሎሚ ህዝብና ንፉዕ ጋሳ ሲኢና ብዝመስለና እዚኦም ቅኑዕ ኣለው በዚኦም ኢና ንምራሕ ኣይ እዚኦም ከጥፉና ኢዮም በታ ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ዝምርሑ ደኣ ይሕሸና እናበለ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ ስለዚ ካባኻ ጀመሪካ ማለት ካብቶም ዝነኣስኩም ክሳብ ዝዓበኹም ማዕረግ ዘለኩምን ዘይብልኩምን ስለዘይቀናዕኩም ህዝብኹም ይጠፍእ ኣሎ እቶም ኣብቲ ላዕሊ ጽፍሒ ዘለው ኣቦታትና ንብሎም ህዝቦም ንኽጋስዩ ምስ ፈጣሪኦም ዝኣተውዎ ቃል ሲ ይዝክርዎ ዶ ኢኻ ትብል እዚ ወሎዶ እዚ ናይ መንፈስ ኣቦታቱ ከምቲ እግዚኣቢሄር ዝብሎ ኩጋስይዎ ስለዘይካሉ ኣብዚ ንሪኦ ዘለና ደረጃ ክወድቅ ኪሉ ኣሎ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝብና ዕሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ ስለዘይብሉ ይሕመቅ ይጸብቅ ብዘየገድስ በቶም ኣብ ኤርትራ ዘለው ይግልገሉ ኣለው እንተ ኣብ ደገ ዘለና ህዝብኹም ግን ኣብ ኣርባዕተ ክፋል ተመቂሉ ናይ ሕማቅ ሕማቅ ሂወት የሕልፍ ኣሎ ፡ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ የውግሓልና ካልእ ንብሎ የለን ስልጣን ሓውና።

    • @MmWerede
      @MmWerede 12 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ትፈልጦ ለካ ብዛዕባ ሊቅነትን መምህርነትን ኣብ ጉባኤ ከይወዓልኩም ምሥጢር ከየጠናቐቕኩም ኣፍኩም ዝሃቡክ ትዛረቡ ንውራማትን ደፋራትን ምኩዝንኩም መለለዪ ኢዩ፡

    • @Jossi-mw2cr
      @Jossi-mw2cr 12 วันที่ผ่านมา

      @@MmWerede ሰላም ሓወይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ፡ ቀጺለ ኣነ ካ ዝኾነ ድፍረትን ንውርምናን የብለይን እቲ እቲ ህልው ኩነታት ናይ ህዝብና ይሪኦን ይሰምዖን ስለዘለኹ ኢየ ጺሒፈ። እሞ ብዛዕባ ሊቃውንቲ ኣቦታትና ትፈልጦ እንተ ኣለካ ኣብ ጉባኤ ውን ተሳታፊ ኢኻ ትመስል ዘለኻ ኣብዚ ጹሑፍካ ሞ እቲ ትፈልጦ እስከ ኣፍልጠና እምበር ንፉዓት ጋሶት እንተዝህልውና ደኣ እምነትና ኣብ ሰለስተ ኣርባዕተ ተመቂላ ኣምርኣናያን ኔርና እዚ ከኣ ሕመቅ ናይቶም ሊቃውንቲ ንብሎም ኣቦታትና ኢዩ፡እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናብ ሓድነት ዘመጽእ ግዜ የምጽኣልና ካልእ ንብሎ የለን።

    • @MmWerede
      @MmWerede 12 วันที่ผ่านมา

      @Jossi-mw2cr ይኹን እምበር እሞ ብዛዕባ ሕዝቦምን እምነቶምን ዘይሓስቡዶ ይመስለካ። ግና ሎሚ ደቂ ሰባት ጸገምኩም ናይ ውልቀ ሰባት ደገፍትን ተቃወምንትን ኮይንኩም ንዕዳጋ ወሪድኩም የሕዝን ኢዩ። ኣነ ምባል ነውሪ ኢዩ፡ሓቂ ክንፈልጦ ዘለና ግና ንምሳሌ ኣነ ኣብ ኤርትራ ኔረ ሕጂ ከኣ ንስደት ኣምሪሐ ስለዚ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎን ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ዘኣምኖን ኣይራከብን ኢዩ፡ ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ሰሚዑ ኢሎሞ ኢሉምበር ወይ ውን ዘይረብሑ ሰባት ተሓለቕቲ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ መሲሎም ብዝገብሮ ስሑት ነገራት ኢዮም ዝታተሉ፡ ዘለዉ፡ ኣቡነ እንጦንዮስ ናይ ኩልና ኣቦ ኢዮም። ማንም ኣይክሕዶምን ግና ቅድስት ቤተ ክርስቲያን መምርሕን ሕግን ኣለዋ፡ ኣብ ዝነበረ ልዑል ናይ ተሓድሶ ምንቅስቓስ ድማ ቀንዲ ተሓላቒ ኔሮም። ምናልባት ንሶም ብገርሆም ይኾኑ፡ ጻውዒት ምስ ተገብረሎም ግና ኣይተቀበልዎን ንበዓል መርጌታ ሰመረኣብ ነበር (ድሕሪ ዝተወገዘ) ጸግዒ ጌሮም ድማ ንቤተ ክርስቲያን ኣብ ክልተ አቒሎማ፡ ትፈልጥ ትከውን ካብ እንዳ ሥላሴ ዕዳጋ ሓሙስ ኣንስት ኢየን ብመኮስተር መናፍቓን ኣውጺየኖም፡ መልሲ ምስ ሰኣና፡ ስለዚ በጃኩም ምስ ዘይፍልጡ ሰባት ኮይንኩም ነፍስኩም ኣይተጥፉ፡ በዓል ሱልጣን ትማሊ ኣቦታት ይጸርፉን የዋርዱን ውጉዛትን ይብሉ ኔሮም ሕጂ ከኣ ዕርቂ ይ ይብሉ እዚ ጉልባብ ኢዩ፡ ወደሓንካ፡ ምናልባት ክትሓቶ ተደልዮ ተለካ፡ ኣድራሻኻ ስደድ ሓቂ ክትፈልጥ

  • @Orthodox-pz2zn
    @Orthodox-pz2zn 11 วันที่ผ่านมา

    Please በጃካ ክረኽበካ ደሌ ኣለኩ
    ብስም ስላሴ Please 🙏

  • @bege8567
    @bege8567 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LideyaLidu-p7h
    @LideyaLidu-p7h 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @tebeabrhale2475
    @tebeabrhale2475 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤☦️🥰

  • @asmormgerezgiher
    @asmormgerezgiher 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 12 วันที่ผ่านมา

    100% ሓቒ ሎሚ ብሓንሳብ ይብልዕ ጽባሕ ነናብ ዝመስሎ 💔 ንዑ ንስኩም ሕበሩና ካብቲ መርገም ውግዘት ዉጹ በሎም ።

  • @AmbesaGhebretnsae
    @AmbesaGhebretnsae 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @mekseb4513
    @mekseb4513 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓዉና።ግን ነዚ ህዝቢ በቲ እንተ ከድክን መርዓዊ ይመተክን በቲ እንተ ከድክን መርዓት ትመተክን ኮይኑዎ ብጣዕሚ ሓሲሙዎ ናብ ዝኸዶ ጠፊኡዎ ነዚ ከዐርዮ ዝግባእ ከኣ ሲነዶስ እዩ ነይሩ።ነቲ ብሲነዶስ ወገን ዘሎ ኣቡነ እንጠንዮስ ከመይ ገርኩም መናፍቕ ትብልዎ እንተበልካዮም ሲነዶስ ኢሎሙና እንታይ ክንገብር ይብሉኻ ኒቂዲሞስ ብለይቲ ከይዱ ካብ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙሕ ምስጢር ምስተመሃረ ኣይሁድ ማለት ሊቃነ ካህናትን ሽማግለታት ህዝብን ንጎይታ ብሓሶት ክኸስዎ ከለዉ ኒቀዲሞስ እንታይ ኢሉዎም ሕግና ኸ እንታይ ይብል ንሓደ ሰብ ካብ ኣፉ ከሰማዕካ ዶ ትፈርዶ ኢኻ ኢሉዎም። በዛ ቃል ኢዚኣ ኩልና ምተዓረቕና ነይርና ማለተይ ንኣቡነ እንጠይኖስ ሲነዶስ መናፍቕ ኢዮም ኢለሞም ህዝቢ ከኣ ካብ ቃሎም ከሰማዕና ወይ ብቪድዮ ምስኦም ክዛረቡ ከለዉ መረጋገጺ ከይሰማዕና ኣይንቕበሎን ክንብል ይግብኣና ኣምላኽ ብሓሶት ኣይትመስክር እዩ ዝብል 16 ዓመት ኣብ እሱርቤት ቤተክርስትያን ብርእሳ ክትመሓደር ኣለዋ ስለዝበሉ እዚኩሉ መከራ ተቐቢሎም መናፍቕ እንተኮይኑ ከ ቤትክርስትያን ኣወጊዛ ትሰዶ እንበር ትኣስሮ ድያ ኣብ ገዳም ከ ክቕበር ይፍቀድ ድዩ ሓደ ግዜ ውን ንዕርቂ ኢሎም ኣውጺኦሞም ከለዎ ነቶም ኣቦታት ኣቡነ እንጠንዮስ ስርየት ሂበሞም ነይሮም እዚ መናፍቕ ከምዘይኮኑ ብዘይ ገለ ክትዕ ዓቢ መረጋገጺ እዩ።
    ኣባ መቃርስ ግን ብኣፎም ብዙሕ ናይ ክሕደት ቃል ሰሚዕናሎም ኢና።
    ሕጂ ኣነጻጽርዎ ኒቆዲሞስ ዝበሎ ቃል።
    ስልጣን ሓዉና ከኣ ብዙሕ እካ ሓቂ እንተተዛረብካ ግን ምስ ኣባመቃርስ ብምውጋንካ ቅኑዕ ኣይኮነን።
    ዳርጋ ንኹሉ ሰብ ቅር እትብሎ እዚኣ እያ ዋላ ካሳሁን ሓዉና ንስኻን ካሳሁንን ማለት እዩ ብጣዕሚ ሰብ ዝገርሞ እንተ ኣልዩ እዚ እዩ።

  • @User-e1p8c
    @User-e1p8c 12 วันที่ผ่านมา

    Ezi eyu etom diaconat mistir zireyuwo “hiruch gerka hinbasha misrah kem siga kirstos mmsal, weyni gerka dima kem dem kirstos mimsal. Kab betelhem tesekimkayo dima nab wshti bete mekdes tiatu kal awad enda dewelka. Abti wshti bete mekdes enda kolelka ab seleste tizewir/ triangle tikewim kitkidis keleka.

  • @hannalinatube6955
    @hannalinatube6955 12 วันที่ผ่านมา

    Kemaka eko reyi ayfeleten eye men eyu zelekeka amealk wela seb ayredeanen eyu mehret yewredelka

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስምአልና ናይኣገልግሎት ዘመንካ ይባሪኽ እግዝኣብሀር ኣምላኽ መምህረይ

  • @merontekle2255
    @merontekle2255 13 วันที่ผ่านมา +2

    Entay yimlketeka tigraway eka eko. Nisika weyis tigraway zeytemerxe eka

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 13 วันที่ผ่านมา

      @@merontekle2255 ኣይይ ኣብ እምነት እውን ትግራዋይ &ኤርትራ ምባል ተጀሚሩ ይቅር ይበለና ከም ሰብ ንሕሰብ 😢🤔ኣብ ሰማይ ግብርካ እምበር ሃገርካ ኣይኮነን ንሕተቶ

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu 12 วันที่ผ่านมา

    🩷🩷🩷

  • @ማዕቢላገረዚሄር
    @ማዕቢላገረዚሄር 13 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 12 วันที่ผ่านมา

      ❤❤🎉❤

  • @brhanbrhan-ej9sv
    @brhanbrhan-ej9sv 13 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @salmamahmeed-ll1qq
    @salmamahmeed-ll1qq 12 วันที่ผ่านมา

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
    @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RigatHagos
    @RigatHagos 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ZZz-r6o2r
    @ZZz-r6o2r 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

    • @ebetesfahiwet9658
      @ebetesfahiwet9658 12 วันที่ผ่านมา +1

      እንታይ ዓቅሚ ኣለካ ተሕልፍን ትኽልክን ደኣ ምስኻ ናይ በዓል መቃርዮስካ ክዋ ግበር እንበር እንታይ ይምልከተካ መናፍቃንን ኦርተዶክስን እንታይ ርክብ ኣለዎ

    • @ShewtShewt-c3k
      @ShewtShewt-c3k 12 วันที่ผ่านมา

      ልቦና ይሃበና እሕዋተይ 🙏​@@ebetesfahiwet9658

  • @Ggch-w1m
    @Ggch-w1m 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelemunBaraki
    @SelemunBaraki 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Abrahadesta-r4o
    @Abrahadesta-r4o 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @baharneshtesfay4821
    @baharneshtesfay4821 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉

  • @gdeykidane1038
    @gdeykidane1038 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @SSs-yv2dn
    @SSs-yv2dn 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤