ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንኮዕ ዳሓን መፃኣኩም መመህረይ ፈጣን
እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓውና
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና
*_መልካም የገና ጾም ይሁንልን የተዋሕዶ ልጆች እንካን ለጾመ ነብያት በሰላም በጤና አደረሰን እግዚአብሔር ለንስሃ ለህይወት ያድርግልን አሜን_*
_*አሜን አሜን አሜን ወይኩን*_🤲🕯💖🌹🌹🌹
አሜንአሜን አሜንአሜን
Amen ቃለ ሂወት የስሚዓልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።
እንካዕ ብሰላም መጻካ ክቡር መምህርና
ብሉፅ ሓወና መምህርና ብጣዕሚ ተገዳሰነት ጌረካ ብትግሃት ኢኻ ትምህረና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላከ ዓሰብካ ይክፍልካ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሓበካ ብሓቂ ሕጉሳት ኢና ናህና መምህር ናይ ኦርቶደጎስ ተዋህዶ ብምኻንካ ኣዜና ኢና ንኮርዕ ♥️🌺
ኣሜን(3)ቃልሀወት የስመዓልና መምህር ሱልጣን ዓይንና ዓይኒ ተዋህዶ እዩ እሞ ፈጣሪ ካብ ክሉ ኩፉእ ዘበለ ይሓልዎ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርኔ
ሰላም ኩሉኩም ስድራ እግዚኣብሄር እንኳዓ ናብ ፆመ ነብያት ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ልዓድናን ህዝብናን ምሕረት የዉርደልና ድምፂ እንፈትዎም ወለድና የስምዐና ልዑል ፈጣሪ ኣሜን(3)🙏💝
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆምና በሚል ሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅመልና ሉዑል እግዚአብሔር ደቂ እሞ ብርሃነይ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
ኩልኩም ቅድስት ኣርሴማ ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ተዋህዶ
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን 😍😍😍
@@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ አሜን
እንኻዕ ብስላም መጻእኹም ክቡር መምህረይ❤
እቲ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር አምላክ አብታ ሓቀኛን ቅንዕትን እምነትና የጽነዐና ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ❤🙏
ኣሜን
Amen (3) 🙏🙏🙏
ቃል ሰናይ የስመዐልና ክብር መምህርና
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር ሓወይ ሥልጣን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ ዕድመ ጥዕና ይሃበካ እግዚአብሔር አምላክ ስለ ቅዱስ ቃል ናይ ባዓል ዋና ዝኮነ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን አሜን፫ ➕😍
ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል እናታችን ቅድሰት ኪዳነ ምሕረት እናቴ እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች so ገባ ገባ በሉ አብረን እናዳምጥ
አሜን፫ እንኳን አብሮ አደረሰን እህታችን
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፅሐና ሰሉየ መልካመይ❤️😇
አሜን አሜን አሜን ውዴ አብሮ እንኳን ለሁላችን በሰላም አደረሰን ምልጃዋ አይለየን✝️⛪️🤲
አሜን ፫ ውዴ
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😢😢😢 ልቦና ይሃቦም ዳብ ዓዱ ይመልሶም እሕናለ ኣብ እምነትና ያፅነዐና በሓቂ
ክቡራት ኣሕዋተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ተሳተፉ
እንካዕ ደሓን መፃካ ክቡር መምህርና
እግዛቤሄር ብሰላምን ብምርዳእን የፋላሊኩም ሰልጠነ ሓዉና
እንካዕ ብሠላም መፃካ ኩቡር መ ምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ፆም ነብያት ሃወርያት ዝተቀበለ ፆም ናትና ውን ይቀበለልና ምሕረት ሰላም የውርደልና እግዛብሄር ኣምላክ
ኡኪዐ ቡሰላም መፀክ ኪበረ መመሀሩና🙏🙏🙏👏👏👏💊💊💊
_ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ወድነዋይ_
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ
ቃለ ሂወት የስሚዓልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።
እንቃዕ ብሰላም መጻኣኩም መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕና ዝፍተወኩም ❤❤❤👏
እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ
ደስስስስ ዝብል መልእክቲ እዩ። ወድነዋ❤ሸር ንበሎ ፍቁራተይ ቲክቶክ ዘለኩም"/"ዘለክን" " እወን" ቆሪፅኩም ሸር በልዎ ኣዲሪስ ክሪኦ ምእንታን
ያያል
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብላም መጻእካ ስልጣነይ መዓረይ አሜን ንኩለና ህዝበ ክርስትያን ሰናይ ጾመ ነብያት ይግበረልና🙏❤🥰 ስልጣን ሓወይ በጃካ ዓገብ በለልና ብሱሩ መን እዩ ፈቂድሎም ናትና መፅሓፍ ቅዱስ ሓንቲ ሓንቲ እናጠቀሱ ብመልሓሶም ብዙሕ ሰብ ይገዝኡ ኣለው ብዙሕ ሰብ ይወስዱልና ኣለዉ ነዓይ ሓፍተይ ወሲደሙለይ እዮም🥺 ይኣምን እየ ግን ክትምለስ እያ ንእመብርሃነይ ኣዝየ እየ ዘፍቅራ እያ ትብለኒ ። እመብርሃነይ ከዓ ኣይኮነን ንዘፍቀራ ንዝረሓቃ እውን ስለ እትርህርህ💗 ኣብ ፆሎትኩም ዘክርዋ ስድራ እግዚኣብሔር የሕዋተይ🙏❤
እግዚአብሔር አምለክ ይመሰገን እንኳን ብሰለም መፃካ ክቡሩ መምህር ሰልጣንይ ሐወይ
ብሓቂ ክብር መምህርና ስልጣን ከሰተ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ ጾም ቁስሊ ነብስን ቁስሊ ስጋን ተሕዊ እያ። ንቶም ክሓድቲ እዉን መስተብዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃቦም
እንኻዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ
ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኻ ኢግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ😘 ከማኻ ዚበለሰ ያብዘሓ ሰልጣነ ሓወይ ንበረለይ 📚📚📚📖📖📖⛪⛪⛪🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ 🙏❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmalna sultan hawey
እካዕ ብሰላም መፀካ ሰልጣነ ሓወና
እንዃዕ ዳሕና መፀእካ ክቡር መምህረይ አሜን እንዃዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና💟💟💟💚
እንኳዕ ብስላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ስልጣንየ👏🌻🕊️
ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ክውር መምህርና ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና 💒🙏🙏✝️
ቀደመይቲ ባዕለይይ 🥰
ተዳራሪብና1⃣ አና ክብረተይ😁😁
@@Rgbegaltewahado 😁
ግደፋ ኣነ ቀዲመኪን ነይረ ግን ኣይረኣካኒን ነይርኪን
Congra 😃 😊 😀
@@autikoszsmu ዶ ክብረተይ 3 ደፍተር ይድለየና ኣሎ በሊ 😁😁💕💕
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ👏👏👏❤
እንኻዕ ብሰላም መፃአካ መምህርና
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣኑ ሓውና👏
እንካዕ ብስላም መፃእካ ክቡር መምህርና ቃልህይወት የስመዐልና
ስልጣነይ ሓወይ እንኳዕ ሰላም መፃእካ መምህርና አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፀሐና ደቂ እመብርሃነይ ብሰላም አጀሙሩ ይፈፅመና አምላክና አሕዋተይ።
እንቃዕ ብደሓን መጻኻ ኽቡር ሓው 🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የብዘሐልና ክብር ሓወይ አምላክ ባዕሉ ጾላልን ሞጎስን የኹንካ ከማኩም ዘበለ የብዘሐልና ፈጣሪ
ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ኩቡር መምህርና🤲⛪️✝️
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ
_*አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡር ሰልጣን ሓውና ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ንዝልኣለም ትንበር
መምህር ቃለ ሕይወት የስመዓልና ስልጣን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዝልዓልኻዮ ሓሳብ ጽቡቅ እዩ ግን እዞም ልቦም ድንዙዛት ዝኾኑ አህዛብ መዓዝ ይርደኦም ኾይኑ so እመ ብርሃን ብርተዐ ትኹንኻ ሰልጣን ሓወይ
ናይ እግዚአብሔር ፀጋ ይብዝሓልኻ ስልጣን ሓወይ በእውነት ካብ ልበይ ይኽብረካ ❤❤❤❤❤
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ብክርስቶስ ይብዛሕ ክብር መምህረይ ሰልጠነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኻ አረ እዝ tiktok ሰብ ናብ ዕውድ ቀይርዎ ዋእ መስተወዐል ዓይን ልቦናና ይኽፈተልና አሜን፫
ቀዳመይቲ ባዕለይ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሓቢሩ አብፀሐና መምህረይ✝️⛪️⛪️
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ተሳተፉ
ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ ስልጣን አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ህዝብና ሳኣን ምፍላጥ ይጠፍእሎ ኣምላክ ይሓግዘና እመበር
ብፀሎትኩም ሓሰቡኒ ፍቅራትተይ አነሰ ጨኑቅኒ😭😭
እመብርሃን ትሓስብኽ ማዓረይ አጆኽ እት ዘጭንቀኪ ንእግዚአብሔር ግደፍዮ
ኣጆኪ ፀሎት እመ ብርሃን ኣይፈለኪ" ኩሉ ዘጨንቀኪ ነቱ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር አምላክ ሃብዮ ብቃል እግዚአብሔር አምላክ ንፅናዕናዕ መዝሙር ስምዒ ኩሉ ዘጨንቀና ኣብ ቂድሚ እግዚአብሔር አምላክና ንግበሮ ንሱ እዩ ጭንቀትና ዘርሕቀልና።ህያበይ!!
ጸሎት ቅዱሳን አይፈለይክ ማዓረይ ጸላእክ ደያብሎስ ይጨነቅ አብዝሕኽ ስገድ መእንተ ክቃፀል
ኣጀኪ ክብረተይ ቅድስት ኪዳና ምህረት ጭንቀትኪ ተርሕቀልኪ ጸሎት ግበሪ መዝሙር ስምዒ
ፆሎት እመ ኣምላክ ኣይፍለይኪይ ፆሎት ቅደሳን ኣይፍለይኪይ እቲይ ፆር ዝከበዶ ላቦይ ይምፃእ ይብል እቲይ ቅደስ ቃሉ ኩሉ ነገር ልእግዚኣብሔር ግደፍዪ ኣጆኪይ
እንቃዕ ደሓን መፃኻ ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅቡቅ ደስ ይብል
ቃለ ኂወት የስመዐልና ፍቁር መምኅረይ እግዚአብሔር አብ ቤቱ የንብርኻ ስልጣነይ💚
አንኮዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ መኣረይይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር ሓው እንኳዕ ብሰላም አብፀሐና ንፆመ ነብያት:: መንግስተ ሰማይ ንወርሰሉ ቆስሊ ነብስና ዝድሕነሉ ይግበረልና🥰🙏ኣሕዋተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሰብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት✝️🥰🙏
እንብልና😁
@@usren7 😁🤗
እሺ ዘብረኣብሩኽይ🤗
እሺ👏❤
@@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ 😁💛❤😋
አሜን አሜን አሜን እንኳን አብሮ አንደርሰን መልካም ጸም ይሁንልን ሰላምህ ይበዛ መምህር😍⛪🇪🇹😍
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሕና እውን አብቲ ቅድስቲ እምነትና ይፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ
ቃል ሂወተይ የሰመዐልና ክብር መምህረና🥰🥰🥰🥰💗💗
እንዃዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ መምህር ሂወተይ
_እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ እንኳዕ_ውን ሓቢሩ ኣብጸሐና መምህረይ በእውነት ኣብ Fb ሼር ተገይሩ ሰሚዐዮምስ ብጣዕሚ ሓዚነ ክጽበየካ ድማ ጸኒሐ ብሓቂ ኣብ እምነትና የጽነዐና ንዕኦም'ውን ናብታ ቅንዕቲ እምነቶም ይመልሶም መሕዘኒ ዝኾነ ግዜ😥ኣምላክ ኣቦይ ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ደግፈና🥺_
አጆና ጓልነይ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ
አሜን አሜን አሜን ቲቲዬ ❤️😇🥺🥺
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን እንካዕ ኣሕብሩ ኣብጸሐና ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና✝️❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ መምህረይ ማዓረይ አሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ፆምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅመና እግዚአብሔር አምላክና ብሰላም ምፀና ስልጣነይ⛪️🥰🥰
እሺኒ ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂይወት የስመዕልና
እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን ንሕና ደሞ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብታ ሓቀኛ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘለዓለም ክንነብር ይደግፈና ንዓኣቶምውን ዓይነ ልበነኦም ይክፈቶሎም ብመንገዱ ይምርሐና ከም በዝሒ ተግባርና ዘይኮነስ ከም በዝሒ ምሕረቱ ይጠምተና
ቃል ህይወት ያሰመዐልና::ክብርመምህረና
እግዚአብሔር ይመሰግን ባቢተይ እንኮዕ ብሰላም መፃካ 🌷🌷🌷🌷
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ መምህረይ ሰናይ ናይ ፆም ነብያት ይግበረና ፀጉኡ የብዝሓልካ❤️💖✝️❤️
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ በረከቱን የብዝሓልካ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ምስትውዓል ይሃቦም
እንኮዕ ብሰላም መፀኣኹም መምህረይ ሙቁረይ❤❤❤
Amen
ብስም ስላሴ ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ ኡንካዕ ብሰላምኣብፀሐና ፆሙና ብሰላም ጀሚርና ብሰላም ክንፍፅም ቁዱስፍቃዱ ይኩን እግዚኣብሄር ኣምላክና ኡሹኒ ብሰላም ምፀና መምህረይ ክንመፅኢና ብሃንቀስውታውን ፅበ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልኻ አሜን አሜን አሜን እንኳዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና ሰላሙ ምሕረቱ ይላኣኸልና ቸሩ መድሃኒኣለም
Qalie hiwet yesmalna memhrey abet amlak yqre yeblena fexemt tmbhit aytgberena fetari kulu alem amen(3) 🤲💒🤲💒🤲💒🙏🙏🙏 amlak ab emnetna axnana
Abet Egziabher amlakna bmhretka yqre belelna lbi ldya zkeftka lbna kfetelna fetari kulu alem Egziabher amlakna xegu yebzhelka brukey
እግዚአብሔር ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሰልጣነይ 💒💒💒💐💐💐🌹🌹🌹💐💐💐
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ናይ ክርሰቶስ ወታደር ተመስገን ኣምላከይ ተዋህዶ ዘገብረካኒ🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ይመስገን ሰለምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣነይ አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና አብፀሐኩም✝️✝️✝️
*_አሜኔ አሜን አሜን_***🤲🤲🕯️🤲✝️**_ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ክቡር ሓዉና_*🤲📚 መምህረይ❤❤እሽ ክንፅበይ እና መምህረይ
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ተዋህዶ በረከት ተሳተፉ
@@qdstarssiemaq.a439 እሽ ማዓረይ❤❤🙏በርትዕ
ቃል ህይወት ያሰማልን ❤️✝️
@@bhi8499 እዚኣ ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ዓዶም ንቅዱሳን
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዘሐልና ክቡር ሓውና መምህርና አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብጸሐና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ክብር መምህር ሓውና
እንቃ ድሓን መጻካ ኩቡር ብጻይ
Amen amen amen sltan hawey egzabhr amlak nay agolgulot zebenka ybarkelka ajoka zhawey🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ኩቡር ሓውና
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፁ ክቡር መምህረይ ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ብሓቂ ቃለ ህይወት ክቡር መምሆረየይ 💐💐💐
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህርና ቃለ ህይወት የስመዕልና
ኪዳናምህረት ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ተኩን ደቃ ተዋህዶ✝️
Amennnn3 kale hewt ysemealna kbur wde kuburat egzabher ybarkna Amennnn3
ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ሊቭ እናአተኩም መልስሎም ምክንያቱ ብዙሓት የሕዋትና አብ ሃይማኖት ብዙሕ አፍልጦ ዘይብሎም ስለ ዘለው ብሓሰት ትምህርቲ ኢስላም ሰላም እዩ እንዳበሉ ሃይማኖቶም የቀይርዎም አለው😥 እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትና የጽንዐና ዝትፈልጥዎ ሼር ኢልኩም አብፅሕሉሼር ንበሎ ኩልና
እቶም ዝከዱ ምሳና ኣይፀንሑን ባዕሎም ይፍለጡ ሰቅ ብሉ ኣይት ጨነቁ ኣሕዋተይ ሃይማኖት ቀልዲ የኮነይ
@@fhjjhyyu9639 ኖ ሓደ ክርስቲያን ሓው ወይ ሓፍቱ እናጠፍአ ባዕሎም ይፈልጡ ዝበሃል የለን የግዳስ ተኪኢልና ናብ ሃይማኖቶም ክምለሱ ንግበር ።
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ 😍
እንካዓ ብሰላም መፀእካ ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ እምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር ኣምላክ
እንካዕ አሕቢሪ ኣብፀሐና ፆሙና ብሰላም ኣጀሚሪ ብሰላም የፈፅመና ናይ በረከት ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ይግበረልና እና ካብ ዘይ ኣመንቲ ክትዕድም ንዝኣሙኑ ፅቡቅ ጌርካ መብረህራሀከልና መሐሸና ምክንያቱም መለስካሎም ኣይመለስካሎም ልቦም ዝተደፈነ ሰለ ዝኮና ኣርዶኦምን ምስ ሰናይ ይቅሬታ
እንኮዕ ዳሓን መፃኣኩም መመህረይ ፈጣን
እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓውና
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና
*_መልካም የገና ጾም ይሁንልን የተዋሕዶ ልጆች እንካን ለጾመ ነብያት በሰላም በጤና አደረሰን እግዚአብሔር ለንስሃ ለህይወት ያድርግልን አሜን_*
_*አሜን አሜን አሜን ወይኩን*_🤲🕯💖🌹🌹🌹
አሜንአሜን አሜንአሜን
Amen ቃለ ሂወት የስሚዓልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።
እንካዕ ብሰላም መጻካ ክቡር መምህርና
ብሉፅ ሓወና መምህርና ብጣዕሚ ተገዳሰነት ጌረካ ብትግሃት ኢኻ ትምህረና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላከ ዓሰብካ ይክፍልካ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሓበካ ብሓቂ ሕጉሳት ኢና ናህና መምህር ናይ ኦርቶደጎስ ተዋህዶ ብምኻንካ ኣዜና ኢና ንኮርዕ ♥️🌺
ኣሜን(3)ቃልሀወት የስመዓልና መምህር ሱልጣን ዓይንና ዓይኒ ተዋህዶ እዩ እሞ ፈጣሪ ካብ ክሉ ኩፉእ ዘበለ ይሓልዎ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርኔ
ሰላም ኩሉኩም ስድራ እግዚኣብሄር እንኳዓ ናብ ፆመ ነብያት ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ልዓድናን ህዝብናን ምሕረት የዉርደልና ድምፂ እንፈትዎም ወለድና የስምዐና ልዑል ፈጣሪ ኣሜን(3)🙏💝
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆምና በሚል ሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅመልና ሉዑል እግዚአብሔር ደቂ እሞ ብርሃነይ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
ኩልኩም ቅድስት ኣርሴማ ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ተዋህዶ
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን 😍😍😍
@@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ አሜን
እንኻዕ ብስላም መጻእኹም ክቡር መምህረይ❤
እቲ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር አምላክ አብታ ሓቀኛን ቅንዕትን እምነትና የጽነዐና ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ❤🙏
ኣሜን
Amen (3) 🙏🙏🙏
ቃል ሰናይ የስመዐልና ክብር መምህርና
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር ሓወይ ሥልጣን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ ዕድመ ጥዕና ይሃበካ እግዚአብሔር አምላክ ስለ ቅዱስ ቃል ናይ ባዓል ዋና ዝኮነ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን አሜን፫ ➕😍
ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል እናታችን ቅድሰት ኪዳነ ምሕረት እናቴ እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች
so ገባ ገባ በሉ አብረን እናዳምጥ
አሜን፫ እንኳን አብሮ አደረሰን እህታችን
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፅሐና ሰሉየ መልካመይ❤️😇
አሜን አሜን አሜን ውዴ አብሮ እንኳን ለሁላችን በሰላም አደረሰን ምልጃዋ አይለየን✝️⛪️🤲
አሜን ፫ ውዴ
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😢😢😢 ልቦና ይሃቦም ዳብ ዓዱ ይመልሶም እሕናለ ኣብ እምነትና ያፅነዐና በሓቂ
ክቡራት ኣሕዋተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ተሳተፉ
እንካዕ ደሓን መፃካ ክቡር መምህርና
እግዛቤሄር ብሰላምን ብምርዳእን የፋላሊኩም ሰልጠነ ሓዉና
እንካዕ ብሠላም መፃካ ኩቡር መ ምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ፆም ነብያት ሃወርያት ዝተቀበለ ፆም ናትና ውን ይቀበለልና ምሕረት ሰላም የውርደልና እግዛብሄር ኣምላክ
ኡኪዐ ቡሰላም መፀክ ኪበረ መመሀሩና🙏🙏🙏👏👏👏💊💊💊
_ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ወድነዋይ_
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ
ቃለ ሂወት የስሚዓልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።
እንቃዕ ብሰላም መጻኣኩም መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕና ዝፍተወኩም ❤❤❤👏
እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ
ደስስስስ ዝብል መልእክቲ እዩ። ወድነዋ❤ሸር ንበሎ ፍቁራተይ ቲክቶክ ዘለኩም"/"ዘለክን" " እወን" ቆሪፅኩም ሸር በልዎ ኣዲሪስ ክሪኦ ምእንታን
ያያል
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብላም መጻእካ ስልጣነይ መዓረይ አሜን ንኩለና ህዝበ ክርስትያን ሰናይ ጾመ ነብያት ይግበረልና🙏❤🥰 ስልጣን ሓወይ በጃካ ዓገብ በለልና ብሱሩ መን እዩ ፈቂድሎም ናትና መፅሓፍ ቅዱስ ሓንቲ ሓንቲ እናጠቀሱ ብመልሓሶም ብዙሕ ሰብ ይገዝኡ ኣለው ብዙሕ ሰብ ይወስዱልና ኣለዉ ነዓይ ሓፍተይ ወሲደሙለይ እዮም🥺 ይኣምን እየ ግን ክትምለስ እያ ንእመብርሃነይ ኣዝየ እየ ዘፍቅራ እያ ትብለኒ ። እመብርሃነይ ከዓ ኣይኮነን ንዘፍቀራ ንዝረሓቃ እውን ስለ እትርህርህ💗 ኣብ ፆሎትኩም ዘክርዋ ስድራ እግዚኣብሔር የሕዋተይ🙏❤
እግዚአብሔር አምለክ ይመሰገን እንኳን ብሰለም መፃካ ክቡሩ መምህር ሰልጣንይ ሐወይ
ብሓቂ ክብር መምህርና ስልጣን ከሰተ
ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ ጾም ቁስሊ ነብስን ቁስሊ ስጋን ተሕዊ እያ።
ንቶም ክሓድቲ እዉን መስተብዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃቦም
እንኻዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ
ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኻ ኢግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ😘 ከማኻ ዚበለሰ ያብዘሓ ሰልጣነ ሓወይ ንበረለይ 📚📚📚📖📖📖⛪⛪⛪🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ 🙏❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmalna sultan hawey
እካዕ ብሰላም መፀካ ሰልጣነ ሓወና
እንዃዕ ዳሕና መፀእካ ክቡር መምህረይ አሜን እንዃዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና💟💟💟💚
እንኳዕ ብስላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ስልጣንየ👏🌻🕊️
ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ክውር መምህርና ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና 💒🙏🙏✝️
ቀደመይቲ ባዕለይይ 🥰
ተዳራሪብና1⃣ አና ክብረተይ😁😁
@@Rgbegaltewahado 😁
ግደፋ ኣነ ቀዲመኪን ነይረ ግን ኣይረኣካኒን ነይርኪን
Congra 😃 😊 😀
@@autikoszsmu ዶ ክብረተይ 3 ደፍተር ይድለየና ኣሎ በሊ 😁😁💕💕
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ👏👏👏❤
እንኻዕ ብሰላም መፃአካ መምህርና
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣኑ ሓውና👏
እንካዕ ብስላም መፃእካ ክቡር መምህርና ቃልህይወት የስመዐልና
ስልጣነይ ሓወይ እንኳዕ ሰላም መፃእካ መምህርና አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፀሐና ደቂ እመብርሃነይ ብሰላም አጀሙሩ ይፈፅመና አምላክና አሕዋተይ።
እንቃዕ ብደሓን መጻኻ ኽቡር ሓው 🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የብዘሐልና ክብር ሓወይ አምላክ ባዕሉ ጾላልን ሞጎስን የኹንካ ከማኩም ዘበለ የብዘሐልና ፈጣሪ
ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ኩቡር መምህርና🤲⛪️✝️
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ
ቃለ ሂወት የስሚዓልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።
_*አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡር ሰልጣን ሓውና ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ንዝልኣለም ትንበር
መምህር ቃለ ሕይወት የስመዓልና ስልጣን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዝልዓልኻዮ ሓሳብ ጽቡቅ እዩ ግን እዞም ልቦም ድንዙዛት ዝኾኑ አህዛብ መዓዝ ይርደኦም ኾይኑ so እመ ብርሃን ብርተዐ ትኹንኻ ሰልጣን ሓወይ
ናይ እግዚአብሔር ፀጋ ይብዝሓልኻ ስልጣን ሓወይ በእውነት ካብ ልበይ ይኽብረካ ❤❤❤❤❤
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ብክርስቶስ ይብዛሕ ክብር መምህረይ ሰልጠነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኻ አረ እዝ tiktok ሰብ ናብ ዕውድ ቀይርዎ ዋእ መስተወዐል ዓይን ልቦናና ይኽፈተልና አሜን፫
ቀዳመይቲ ባዕለይ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሓቢሩ አብፀሐና መምህረይ✝️⛪️⛪️
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ተሳተፉ
ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ ስልጣን አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ህዝብና ሳኣን ምፍላጥ ይጠፍእሎ ኣምላክ ይሓግዘና እመበር
ብፀሎትኩም ሓሰቡኒ ፍቅራትተይ አነሰ ጨኑቅኒ😭😭
እመብርሃን ትሓስብኽ ማዓረይ አጆኽ እት ዘጭንቀኪ ንእግዚአብሔር ግደፍዮ
ኣጆኪ ፀሎት እመ ብርሃን ኣይፈለኪ" ኩሉ ዘጨንቀኪ ነቱ ኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር አምላክ ሃብዮ ብቃል እግዚአብሔር አምላክ ንፅናዕናዕ መዝሙር ስምዒ ኩሉ ዘጨንቀና ኣብ ቂድሚ እግዚአብሔር አምላክና ንግበሮ ንሱ እዩ ጭንቀትና ዘርሕቀልና።ህያበይ!!
ጸሎት ቅዱሳን አይፈለይክ ማዓረይ ጸላእክ ደያብሎስ ይጨነቅ አብዝሕኽ ስገድ መእንተ ክቃፀል
ኣጀኪ ክብረተይ ቅድስት ኪዳና ምህረት ጭንቀትኪ ተርሕቀልኪ ጸሎት ግበሪ መዝሙር ስምዒ
ፆሎት እመ ኣምላክ ኣይፍለይኪይ ፆሎት ቅደሳን ኣይፍለይኪይ እቲይ ፆር ዝከበዶ ላቦይ ይምፃእ ይብል እቲይ ቅደስ ቃሉ ኩሉ ነገር ልእግዚኣብሔር ግደፍዪ ኣጆኪይ
እንቃዕ ደሓን መፃኻ ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅቡቅ ደስ ይብል
ቃለ ኂወት የስመዐልና ፍቁር መምኅረይ እግዚአብሔር አብ ቤቱ የንብርኻ ስልጣነይ💚
አንኮዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ መኣረይይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር ሓው እንኳዕ ብሰላም አብፀሐና ንፆመ ነብያት:: መንግስተ ሰማይ ንወርሰሉ ቆስሊ ነብስና ዝድሕነሉ ይግበረልና🥰🙏
ኣሕዋተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሰብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት✝️🥰🙏
እንብልና😁
@@usren7 😁🤗
እሺ ዘብረኣብሩኽይ🤗
እሺ👏❤
@@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ 😁💛❤😋
አሜን አሜን አሜን እንኳን አብሮ አንደርሰን መልካም ጸም ይሁንልን ሰላምህ ይበዛ መምህር😍⛪🇪🇹😍
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ንሕና እውን አብቲ ቅድስቲ እምነትና ይፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ
ቃል ሂወተይ የሰመዐልና ክብር መምህረና🥰🥰🥰🥰💗💗
እንዃዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ መምህር ሂወተይ
_እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ እንኳዕ_ውን ሓቢሩ ኣብጸሐና መምህረይ በእውነት ኣብ Fb ሼር ተገይሩ ሰሚዐዮምስ ብጣዕሚ ሓዚነ ክጽበየካ ድማ ጸኒሐ ብሓቂ ኣብ እምነትና የጽነዐና ንዕኦም'ውን ናብታ ቅንዕቲ እምነቶም ይመልሶም መሕዘኒ ዝኾነ ግዜ😥ኣምላክ ኣቦይ ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ደግፈና🥺_
አጆና ጓልነይ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ
አሜን አሜን አሜን ቲቲዬ ❤️😇🥺🥺
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን እንካዕ ኣሕብሩ ኣብጸሐና ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና✝️❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ መምህረይ ማዓረይ አሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ፆምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅመና እግዚአብሔር አምላክና ብሰላም ምፀና ስልጣነይ⛪️🥰🥰
እሺኒ ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂይወት የስመዕልና
እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን ንሕና ደሞ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብታ ሓቀኛ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘለዓለም ክንነብር ይደግፈና ንዓኣቶምውን ዓይነ ልበነኦም ይክፈቶሎም ብመንገዱ ይምርሐና ከም በዝሒ ተግባርና ዘይኮነስ ከም በዝሒ ምሕረቱ ይጠምተና
ቃል ህይወት ያሰመዐልና::ክብርመምህረና
እግዚአብሔር ይመሰግን ባቢተይ እንኮዕ ብሰላም መፃካ 🌷🌷🌷🌷
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ መምህረይ ሰናይ ናይ ፆም ነብያት ይግበረና ፀጉኡ የብዝሓልካ❤️💖✝️❤️
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ በረከቱን የብዝሓልካ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ምስትውዓል ይሃቦም
እንኮዕ ብሰላም መፀኣኹም መምህረይ ሙቁረይ❤❤❤
Amen
ብስም ስላሴ ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ ኡንካዕ ብሰላምኣብፀሐና ፆሙና ብሰላም ጀሚርና ብሰላም ክንፍፅም ቁዱስፍቃዱ ይኩን እግዚኣብሄር ኣምላክና ኡሹኒ ብሰላም ምፀና መምህረይ ክንመፅኢና ብሃንቀስውታውን ፅበ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልኻ አሜን አሜን አሜን እንኳዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና ሰላሙ ምሕረቱ ይላኣኸልና ቸሩ መድሃኒኣለም
Qalie hiwet yesmalna memhrey abet amlak yqre yeblena fexemt tmbhit aytgberena fetari kulu alem amen(3) 🤲💒🤲💒🤲💒🙏🙏🙏 amlak ab emnetna axnana
Abet Egziabher amlakna bmhretka yqre belelna lbi ldya zkeftka lbna kfetelna fetari kulu alem Egziabher amlakna xegu yebzhelka brukey
እግዚአብሔር ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሰልጣነይ 💒💒💒💐💐💐🌹🌹🌹💐💐💐
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ናይ ክርሰቶስ ወታደር ተመስገን ኣምላከይ ተዋህዶ ዘገብረካኒ🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ይመስገን ሰለምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣነይ አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና አብፀሐኩም✝️✝️✝️
*_አሜኔ አሜን አሜን_***🤲🤲🕯️🤲✝️*
*_ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ክቡር ሓዉና_*🤲📚 መምህረይ❤❤እሽ ክንፅበይ እና መምህረይ
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ተዋህዶ በረከት ተሳተፉ
@@qdstarssiemaq.a439 እሽ ማዓረይ❤❤🙏በርትዕ
ቃል ህይወት ያሰማልን ❤️✝️
@@bhi8499 እዚኣ ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ዓዶም ንቅዱሳን
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዘሐልና ክቡር ሓውና መምህርና አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብጸሐና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ክብር መምህር ሓውና
እንቃ ድሓን መጻካ ኩቡር ብጻይ
Amen amen amen sltan hawey egzabhr amlak nay agolgulot zebenka ybarkelka ajoka zhawey🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ኩቡር ሓውና
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር
መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፁ ክቡር መምህረይ ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ብሓቂ ቃለ ህይወት ክቡር መምሆረየይ 💐💐💐
አሜን አሜን አሜን
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህርና ቃለ ህይወት የስመዕልና
ኪዳናምህረት ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ተኩን ደቃ ተዋህዶ✝️
Amennnn3 kale hewt ysemealna kbur wde kuburat egzabher ybarkna Amennnn3
ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ሊቭ እናአተኩም መልስሎም ምክንያቱ ብዙሓት የሕዋትና አብ ሃይማኖት ብዙሕ አፍልጦ ዘይብሎም ስለ ዘለው ብሓሰት ትምህርቲ ኢስላም ሰላም እዩ እንዳበሉ ሃይማኖቶም የቀይርዎም አለው😥 እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትና የጽንዐና
ዝትፈልጥዎ ሼር ኢልኩም አብፅሕሉ
ሼር ንበሎ ኩልና