ኣብ ዓለመ መላእኽቲ ዕልልታ ኮነ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 187

  • @Hayelomweldu-b2m
    @Hayelomweldu-b2m 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቀለ ሂወት የስሚዓልና መምህር ሱልጥን ሓወይ ኣምላክ ኣግልግሎትካ ይባርከልካ ኣብ ጸለቲካ ዘክረኒ ❤

  • @KidaneKiflay-z7m
    @KidaneKiflay-z7m 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ሱልጣን ሃወይ ናይ ዘበን ኣግልግሎትካ ይባርኽልካ❤❤❤

  • @RahelKiro
    @RahelKiro 19 วันที่ผ่านมา +35

    እልልልልል ተመሰገን ኣምላከይ ይቅር ንእግዚአብሔር ይኹን 🥰🙏🇪🇷💊ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህረይ🙏🥰ንሕና እዉን ይቅር ንበሃሃል ምእንቲ እቲ ለዋህ ህዝብና ኣዲታትና ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ🙏

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 19 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ምዓረይ

  • @user-dm8hn6ut6p
    @user-dm8hn6ut6p 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 👏👏👏❤❤
    ቃል ሂወት የሰመዓልና 🙏🙏🙏❤❤

  • @heyathens-c2l
    @heyathens-c2l 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዐና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ዝሰማዕናዮ ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ ኣምላክ ክብር መምህረይ ኩሉ ኣብ ትጋዓዝዎ መንገዲ ኣምላክ ይሓልውኩም ኣሜን፫

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 19 วันที่ผ่านมา +16

    ይቅር ነቲ ልዑል እግዚአቢሔር ይኩን ንኩለና ይቅረ ይበለልና😢🤲ናይ አቡነ ተክለ ኃይማኖት ፆሎቶምን አማላድነቶምን ንሃገርና ኢትዮጵያን ኤርትራን ኩሉ ዓለምን ብምልጅኦም ካብ ክፉእ ዘበለ ይሓልወና🤲❤😢

    • @Sameera-fk3ho
      @Sameera-fk3ho 18 วันที่ผ่านมา +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 18 วันที่ผ่านมา +2

      Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @Mesimesi-ir4vt
    @Mesimesi-ir4vt 17 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህወት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ክቡር ሓወና ሓፈትናለ ይቅር ለእግዚኣብሔር ኣምላክ ይኹን

  • @fusfv877
    @fusfv877 19 วันที่ผ่านมา +6

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ ስልጣን እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግ ሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒😭😭🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷😁😁😁😁🇪🇷🌹

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 18 วันที่ผ่านมา +6

    ዘይጋገ የለን ካብ ጌግኡ ዝመለስ ለባም እዩ ስልጣን ሓወይ ተባረኽ ፀግኡ የብዝሐልካ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TeklehaymanotKiros-x3p
    @TeklehaymanotKiros-x3p 18 วันที่ผ่านมา +4

    በአማን ቃለ ሰናይ ያሰምዕ ለነ ክቡር መምህርነ

  • @EleniTesfay-ev9ku
    @EleniTesfay-ev9ku 18 วันที่ผ่านมา +1

    ሰለ ኩሉ ነገር ልዑል እግዚኣሔር ይመስገን ንኹላትና ናይ ሰናይ ፀፀት ኣእምሮ ይፍጠረልና 🙏🙏🙏

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 18 วันที่ผ่านมา +2

    Yqre ykunki Egziabher amlak yqre ybelki🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @SelamGuesh-w2b
    @SelamGuesh-w2b 19 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ካብ ይቅሬታ ዝዓቢ ነገር የለን እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቅረ ይበለልኪ ይበለልና 🙏

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 18 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህሪነ
    ይቅር ለእግዚአብሔር ዝሓፍተይ
    ንኩለና ይቅር ይበለልና ቸር መድኃኔአለም

  • @ጎትሽጻዕዳልቡ
    @ጎትሽጻዕዳልቡ 19 วันที่ผ่านมา +30

    እዚኣ ስዲ እያ ብሕጋዊ መገዲ ውን መቅጻዕታ ክትረክብ ኣለዋ ሰብ ሓሳባ ስለ ዘይተቀበሎ እያ እምበር ስለ ዝተረደኣ ኣይኮነትን ይቅረ ትሓትት ዘላ ንንቃሕ ንሕና ኦርቶዶክሳውያን ድማ ኣብ ሞንጎና ፍቅርን ምትእምማንን ምትሕብባርን ምትሕግጋዝን ክህልወና ኣለዎ ዕድመ ንንስሃ ንኩላትና ፈጣሪ ይሃበና ኣሜን 🙏

    • @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
      @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ 18 วันที่ผ่านมา +1

      ካብ ይቅረ ዝዓቢ የለን ሓወይ

    • @Sameera-fk3ho
      @Sameera-fk3ho 18 วันที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን

    • @zeyared-3898
      @zeyared-3898 18 วันที่ผ่านมา +3

      ዘኣኽለን ጥሕን ዊዒለን በኣለማርያም ይብላ! ከም ዝበሃል ከምዚኣ ኢየን! ከም በዓል ከማኹም ኣይተሻድንዋ ንምንታይ ብይቅረታ ዝስገር ኣይኮነን ዘይትብሉ ሰብ ስለ ዘይተቀበ ኢያ ከምኡ ትብል ዘላ ሰብ እኮ ዝሓስብን ዘማዛዝንን ኣእምሮ እግዚኣብሔር ሂቡና፡ ካብ ምንታይ ተበጊሳ እዛ ግለ ሰብ ተዛሪብ ኣላ ብድሕሪት ዝደፍኣ ሓይሊ ኣሎ፡ ነሃላይ ኢየ፡፡ እንታይ'ሞ ክንብል ኢና ብዝኾነ ናይ ሕጊ ቤት/ክ ንግደፎ እሞ ክንርእያን ክንዕዘብን ኢና ብድሕሪኡ ንብሎ ኣሎ!!

    • @SenedAbraha-z5r
      @SenedAbraha-z5r 18 วันที่ผ่านมา

      ኩምኡ ኣይትበል ኣስተውል❤❤❤

    • @zeyared-3898
      @zeyared-3898 18 วันที่ผ่านมา +1

      @@SenedAbraha-z5r እንታይ ኢዩ እቲ ምስትውዓልን ዘይምስትውዓልን ዘድልዮ?

  • @huu7115
    @huu7115 18 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህወት የስመዐልና ብሓቂ ድስ ይብል አምላክ ይቅረ ይበላ
    ኩሉ ግዜ ድማ አብ እምነትና ቀናአት ከይና ሕማቅ ንዝገበረ ከምዝይ እልና ዓገብ ክንብሎ ይግባእ
    ብምቅፀል ክብራት አቦታት አሕዋት ነዚ ሓፍትና እትረክብዊ ይቅርታ ሓትታ ስቅ ክትብል ዘይከነትስ ብልባ ተረድእዊ ናብ እምነታ ክትምለስ መንፈሳዊ ምክሪን ተግሳፅን ሃብዊ

  • @FnanFitwi-w5f
    @FnanFitwi-w5f 16 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Michaelm87n
    @Michaelm87n 18 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmealen
    Amen Egzabher meskulen 4
    ❤❤❤

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ 19 วันที่ผ่านมา +8

    ተመስገን ጎይታይ መዓረይ ይቅረ ዝብል ልቢ ይዓድለና🙏❤

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 19 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 18 วันที่ผ่านมา +3

    😢ግቡአ ክትረክብ አለዎ ፣ ልምንታይ ቅድም ምሽ ይቅርታ ኢላ ክዝይ ለለ ይቅርታ ስለ ዝበለት ስቅ ክትባሃል የብላን

  • @zahra6770
    @zahra6770 18 วันที่ผ่านมา

    ብሓቃ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክብር ሓዉና ሰልጣን❤
    ሓፊትና እዉን ይቅር ለእግዚአብሔር ይኹን አይዛኽ ሰብ ኸይኑ ዘይጋገ የለይ👏

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of 18 วันที่ผ่านมา +2

    ይቅር ነቲ ልዑል እግዚአቢሔር የኩን ኣቦና ጸበቀ ዘረበለነና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ 18 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ይቅርርር ይበለልኪ ይበለልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈትልና 😢

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 19 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይቅር ለእግዝኣብሔርኣምላኽ ዩኹን ንኣኻቱኩም ዊን ናይኣገልግሎት ዘመንኩም ይባሪኽ ኣምላኽ ኣባና❤❤❤

  • @fdg761
    @fdg761 19 วันที่ผ่านมา +4

    ኦ እግዚአብሔር ኣንደበተይ ሓልወለይ ላብልንስሃ ግዜ ሃበኒ ጌይታይ

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና መምህር❤❤❤

  • @ወለታማርያም
    @ወለታማርያም 18 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ኣምላክ ይመስገን ክቡር ሓውና ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @حياةبراه
    @حياةبراه 18 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ኩቡር መምህርና❤❤❤✝️🙏

  • @hailegtesfa7540
    @hailegtesfa7540 18 วันที่ผ่านมา +3

    ንዝተዛረበቶ በዓለገ ዘረባ እግዚኣብሔር ይቕረ ይበለላ፡ ናይ ሕጋዊ ክሲ ጉዳይ ግን ክቕጽል ኣለዎ። ብፍጹም ብዘይ ኣፍልጦ ስለዘይገበረቶ ሕጋዊ ስጉምቲ ክቕጽል ኣለዎ።

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201 17 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት ያሰምዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ክቡር ሓውና ሓፊትናለ ይቅር ለእግዚአብሔር ኣምላክ ይኹን 🙏

  • @jamioj7497
    @jamioj7497 18 วันที่ผ่านมา

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣኑየ❤❤❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልል አስይይይይ ክንደይ ደስ ይብል❤❤❤❤

  • @WegihWegih-mo4nd
    @WegihWegih-mo4nd 19 วันที่ผ่านมา +1

    Amen kale hiwet yesmalena xegu yebzhleka amlak yeqer yeblena nekulena❤🎉❤

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 18 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ ንዓና እዉን ይቅርታ ዝሓቲት ልቢ ይሃበና ፈጣር አሜን 👏

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሜንብሓቂ ቃልህይወት የስመዕና ክብር መምህረይ🙏❤

  • @yonimyonim5645
    @yonimyonim5645 18 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
    @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 18 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 18 วันที่ผ่านมา

    እግዝአብሔር ይመሰገን ዝሓፍተይ ይቅር ንግዜአብሔር ይኩን አጀክ ዝሓፍተይ ዋንኡ ጌጋካ አምንካ ምምላሰ እዩ ተመሰገን❤❤❤

  • @HalimuEtpa
    @HalimuEtpa 18 วันที่ผ่านมา

    በሐቂ ከብ የቅርታ ዘዐቢ የለን ቃል ሂወት የሰመዐና👏💖

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 18 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏🙏 dhri yqre zebehal yelen. Nkbrina zeykones n dhneta ela eya yqra kea eti hayal sebu zbil.

  • @ZemariTeklemariam123
    @ZemariTeklemariam123 18 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልል እልልልልል እልልልልል እንቃዕ ናብዚ ናይ ይቅረታ መድረክ ኣብጸሓኪ እግዝኣብሄር እግዝኣብሄር ምሉእ ይቅረታ ይሃብኪ🎉🎉🎉

  • @HdSd-lc1nt
    @HdSd-lc1nt 19 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 19 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ይቅር ለእግዚአብሔር ምውዳቅ አደማዊ እዩ ወዲቅካ ምትራፍ ሰይጣናዊ እዩ ኩልና ይቅር ዝብል ልቢ ይዓድለና😢

  • @UcSx-r5o
    @UcSx-r5o 18 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna🙏

  • @SofiaHh-le3lj
    @SofiaHh-le3lj 19 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ፅጋኡ ያብዘሓልኻ ይቅር ለ እግዚአብሔር ይኹን

  • @Tehesh
    @Tehesh 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ተመስገን እንኳዕ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናኣ ከፈተና❤❤❤❤

  • @yarusimon1936
    @yarusimon1936 19 วันที่ผ่านมา

    Asey Egziabiher amlak yqretakin yqreitanan yqbelelna 🙏🙏🙏

  • @mesfinsamuel
    @mesfinsamuel 16 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ሓጥያት ብ ንስሓ ይድምሰስ እዩ: እቲ ን መንፈስ ድጸርፍ ግን ሓጥያቱ ኣይክሕደገሉን እዩ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 19 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ ይቅሬታ ዝዓቢ ነገር የለን እሞ እግዚእብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልኪ ይበለልና😢

  • @majedmousa
    @majedmousa 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ተመስገን ዕልልልል ይቅር ይበለልኪ ይበለልና ሉዑል እግዚአብሔር ኣምላክና 🤲😍😍😍

  • @MoonaMoon-h5b
    @MoonaMoon-h5b 18 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን🙏🙏🙏

  • @selamgh3379
    @selamgh3379 11 วันที่ผ่านมา

    kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏

  • @ማዕቢላገረዚሄር
    @ማዕቢላገረዚሄር 18 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @samuelmihreteab4526
    @samuelmihreteab4526 18 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ንሓውና መመህርናን

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 19 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet ysemana memhrey egzebhre mehrit yhab❤❤❤

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 19 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ንኩለና ይቅረ ይበለልና ልቦናና የብርሃልና 🙏😥

  • @BiniamBokuray-yq2fw
    @BiniamBokuray-yq2fw 19 วันที่ผ่านมา +3

    ምሕረቱ ንዘለዓለም ይነብር እዩ እሞ ንእግዚአብሔር ኣመስግንዎ ፡፡

  • @soligualagame
    @soligualagame 19 วันที่ผ่านมา +4

    ውይ ስልጣነይ ካብ ዓለም ዘሎ ሰብ ዝፀልኣ ሰብእንድያ ግንኮ ናዓካ ድሒሩካ ኣሎ እምበር ን3ይ ግዜ ኢያ ይቅሬታ ትብል ዘላ ከብደይ በሊዓትኒ ብልቢ ምክንያቱ ንሳ ይቅሬታ እንተበለት እቲ ሰብ ካኣ ኛርርር ይብል ይቅሬታ ብዝበለትሉ ሳዓት ኛው ኛው ዝብል ይበዝሕ ተዛሪቦም ኢሉ ዝዛረብ ካኣ ይበዝሕ አረ ገሊኦሙስ ንፉዓት ክባሃሉ ይደልዩ ይቅሬታ ምስበለት ግን ተመስገን ዝበለ የለን በጀካ ነሽነሽን ንስካን ኣየሕዝንንዶ

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 19 วันที่ผ่านมา +1

    ይቅረ ዝብል ልቢ ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ

  • @ምብራቅምስራቅ
    @ምብራቅምስራቅ 18 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ🙏🙏🙏💞💞💞🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿⛪️📚📚📚🌿🌿🌿🌿🌿

  • @ሚዘር
    @ሚዘር 18 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ምውዳቅ ኣዳማዉ እዩ ካብ ዝወደካሉ ዘይምትንሳእ ግን ሰይጣናዉ እዩ❤❤❤

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu9140 18 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይ ይቅር ለእግዚአብሔር አምላክ ይኹን ማዓረይ ❤❤

  • @-se9hk
    @-se9hk 19 วันที่ผ่านมา

    ናይብካክ ጹቡቅ 🙏🏼🙏🏼

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 18 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ይመስገን🙏❤️❤️

  • @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
    @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ 19 วันที่ผ่านมา

    ይቅር ለእግዚአብሔር ይኩን ሞኒካ ሓፍትና ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን♥️♥️♥️♥️እንኳዕ ናብዙይ ኣብቀዐኪ🙏✝️

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 19 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 18 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን❤❤🎉🎉👏🙏
    💒💕💒💕💒💕💒💕👏👏🙏🙏

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 19 วันที่ผ่านมา +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል😢😢 ተመሰገን አምለክ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 18 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ይመስገን

  • @Sara-m8w
    @Sara-m8w 18 วันที่ผ่านมา

    ኽብሪ ናኣምላክይ የኩን ተመስገነ❤❤❤

  • @AZebTAMR
    @AZebTAMR 18 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ❤ይቅረ😢ይግበረልና😢ንዘልኣለም😢ኣሜን

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 17 วันที่ผ่านมา

    ግደፉና በጃኹም ቀደሙ ከ ኣየናት ትግርኛ ኢዩ ኣብ ኣምላኣኽ ዝኣምን ብዘይ ካ ክጻረፍን እምነቱ ከራኽስን
    እደገና ካብ ፍቅርቲ ሓፍትና ትብ ል ክብርቲ ሓፍትና በል ኮሙኡ ይሓይዝስ ክትሰምዖ ውን ደስ ይብለካ

  • @abrahamalalyany5570
    @abrahamalalyany5570 18 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ይቅረ ይበለልኪ አምላክ ይመስገን እልልልልልልልልልልልልልል ኮዕእ ናብ ልብኪ ተለስኪ❤

  • @heven5524
    @heven5524 18 วันที่ผ่านมา

    Hi!
    Agzabher Mhret ygberelki🙋🏽‍♀️

  • @MrGezai
    @MrGezai 18 วันที่ผ่านมา +2

    ይቕሬታ ምሕታት ኣይጽላእን እኳ እንተኾነ ግን ዝተዛረቡ ተዛሪብካ ብይቕሬታ ጥራይ ዝሕለፍ እንተኾይኑ ስለዚ ኩሉ ድላዩ ተዛሪቡን ክዛረብን መገዲ ይኽፈት ደይ ይቕሬታ ንብለሉ እየ: እቶም ዝተበደሉ ውን ይቕሬታ ሕተት እዮም ዚብልዎ:: ግን ይቕሬታ ሓቲቱ መሊሱ ድማ ተመሳሳሊ በደል ይደግም እንተኾይኑ እንታይ ጠቕሚ ኣለዎ? ስለዚ ይቕሬታ ሓቲቱ ደጊሙ ከይብድል ድማ ቃል ክኣቱ ኣለዎ::

  • @ዮዳሄንበል
    @ዮዳሄንበል 19 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ልኩላትና ይቅር ዝብል ልቢ ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ልእግዚአብሔር ይኩንኪ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ልዘላአለም ፀኒዓ ትንበር ⛪️✝️⛪️

  • @mlatmlat5031
    @mlatmlat5031 18 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ይቅር ንእግዚአብሔር ይኩን ዘሓፍተይ ❤❤❤

  • @ناصرمباركي-و8ت
    @ناصرمباركي-و8ت 18 วันที่ผ่านมา

    Alllllllllllllllllllllll qalehiwet yesmeana zhawey

  • @MmWerede
    @MmWerede 18 วันที่ผ่านมา

    ካብዚ ድያብሎሳዊ ልሣን እንቃዕ ናብ ቅኑዕ መልሲ ተመልሰ፡ ብዝኮነ ጣዕሳ ጥራይ ዘይኮነ ብዝግባእ ናብ መምህረ ንስሓ ቀሪባ ኑዛዜ ክትወስድ ይግባእ። ምክንያቱ ብዝግባእ ቀኖና እንተዘይወሲዳ ከልቢ ናብ ትፋኡ ሓሰማ ተሓጺቡ ናብ ሓመዱ ከም ዝተባህለ ከይከውን፡ ሓደራ ገና ሕጂ ውን ኣብ ቅድሚ መምህረ ንስሓ ኣቕርብዋ ኣርእዩና

  • @SourgeineseEmpire7589
    @SourgeineseEmpire7589 18 วันที่ผ่านมา

    እልልልል ተመሰገን ኣምላከይ ይቅር ንእግዚአብሔር ይኩን ❤❤❤❤❤

  • @SaSa-f6b
    @SaSa-f6b 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 18 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ናብ ልብኪ ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍትና ይቅር ንፈጣሪ ይኩን❤

  • @1111-he3qp
    @1111-he3qp 18 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen😢😢🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @yohannesgebredingil2187
    @yohannesgebredingil2187 19 วันที่ผ่านมา +1

    Amen❤❤❤❤❤

  • @SamSung-ee8vb
    @SamSung-ee8vb 17 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን አምላከይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @meharihayelom6173
    @meharihayelom6173 18 วันที่ผ่านมา

    Aseyyy enka abzi abqaki egziabhre yqretaki yqbellki❤❤❤

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 18 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልልል ተመስገን ብእውኖት

  • @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
    @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ 18 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት ያሰማልን

  • @Ghh-bq4bf
    @Ghh-bq4bf 19 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dawithagos4366
    @dawithagos4366 18 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምሰሉ እያ እዚኣ ጽባሕ ንጉሆ ዘይክትደግሞ እያ ሃላይ ንኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና🙏🙏🙏

  • @dhodaat9662
    @dhodaat9662 18 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c 19 วันที่ผ่านมา +1

    ተመሰገን አምላክ ❤❤❤

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 19 วันที่ผ่านมา

    Azyu des zbl u monica haftna sultan hawna kaa kal hiwet yesmalna🙏

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 18 วันที่ผ่านมา

    ❤🙏

  • @GolWejerat
    @GolWejerat 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samiberhe6051
    @samiberhe6051 18 วันที่ผ่านมา

    በስመ ኣብ ወወል ወምንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።ይቅረ ዝበለ እግዚኣቢሄር ይቅረ ይበለሉ።ንሞኒካ ድማ እግዚኣቢሄር ይቅረ ይበለላ።ናተይ ሕቶ ግን ተገዲስካ ክትምልሰለይ ይላቦ።ኣብዚ ግዜ እዚ ቤተክርስትያና ኣብ ከመይ ምፍልላይ ከም ዘላ ኩሉ ዝዕዘቦ ዘሎ ኮይኑ፡እቶም ኣብ ክልተ ወገን ዝነበሩ ውን ታዓሪቆም ይብሃል።ዝነበረ ትምህርቲ ውን ሓደ ካብ ክልቲኦም ኣብ ጌጋ ከም ዝነበሩ ፍሉጥ እዩ።ስለዚ ህዝብና እቲ ትምህርቲ ብክሊቲኡ ወገን ይማሃር ኔሩ ፡ጌጋ ትምህርቲ ኣለዎም ክብል ዝጸንሐ ሓቢርና ኣለና ክትብሎ ኮለኻ ከመይ ይኸውን።እቲ ዝተጋገየ ይቅረታ እንተ ዝሓትት ክልና ምነጻህና።እንተ ተጋግየ ኣነ ውን ይቅረታ ክትእሩሙኒ ካኣ ይጽበ።ክቡር መም ስልጣን ክትምልሰለይ ክጽበ እየ።እግዚኣቢሄር ሰላምን ፍቅርን ይሃበና።

  • @goalabraha5644
    @goalabraha5644 19 วันที่ผ่านมา +2

    👏👏❤

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 19 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዝያዳይ

  • @EtuFukvd
    @EtuFukvd 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SamreSsss
    @SamreSsss 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Hanfex
    @Hanfex 18 วันที่ผ่านมา

    ናብ ቀደማ ካኣ ትምለስ መቅፃዕቲ ክትወስድ ኣለዋ ኣብነት ክትከውን