Lfatey tesfa you are one of the smartest and fully understand on the Tigray condition and he was the one he gives to us all awareness and all reported im so proud of you brother 🙏🙏🙏
I am from Eritrea. But your story is so interesting. I hope you Gaye make moves, right books 📚. This story is history. No matter what I stand with Tigray people. 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙💙💙
Listening your interview is hilarious! Lifatey tesfa and general megbey may God give you many blessings and happiness to your life 🙏. Jeganu tigray I love you all!
Brehan (Lfatey tesfa), I knew you , you having a direct personal connection with yourself , I meant you are more a direct. Person and full of capacity and very talented politician. Keep it up .❤Ajoka
Bere...I respect you ...❤...😮...I already in a PhD ...level but I am really astonished with your all genetic and environmental enlightenment... Please ...don't stop shining ...I wish I meet you...
Bire, you speak boldly, and l like it. I am like you. I am glad you are ours. You should be involved in politics, and one day, you will be the president of Tigrai. Hopefully, I will look for you, when I come to Tigrai. May the Lord God give you a long life to make us happy, in Jesus' precious name I pray.
ብርሃነ ፣ ናይ በረኻ ሂወትካ ብመጽሓፍ መልክዕ ተተዳልዎ ብጣዕሚ ደስ ምበለናሞ በርትዕ ዝሓውና ።
ትግራይካብዘፍረየቶም ወገን ህዝቢኢኻ ዕድመ የሃብካ ጀግናና
ልፍዓተይ አንበሳ ናይብሓቒ ፈጣሪ ካብዓይኒ ፀላእቲ ይኸልልካ አነስ ውይ ልፍዓተይስ አበይ ኮን ይሕሉ እናበልኩ ብጣዕሚ ይጭነቕ ነይረ ሬድዮ ሒዝካ ዝረአኹኻ መዓልቲ ዝተሰምዕኒ ታሕጋስ ወሰን አይነበሮን ንበረልና አንበሳ ኢኻ
አዙዩ ተባዕን በሊሕን ንቁሕን ሃርኳትን ሕሉፍ ህዝባዊን ንዘይፈልጦን ዘይዓበየሉን ዓድን ህዝብን ቀንዲ ተማጓታይን ተጣባቃን ተጋዳላይን ዘግርም መንእሰይ !! ቐንዲ ዝድነቁ ግዳ እቶም መንነቶም ቀይሮም ክነብሩ ናብ ወለጋ ብዘይ ድልየቶም እተፈናቀሉ ወየንቲ ወለዱ ኽብርን ሞጎስን ይግበኦም !!👌👏✍️🤝💪✌️✌️✌️
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ክብሪ ይግበኣካ
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና
ብርሀነ ሰብ ከይነቅሐ ነቂሑ ንሰባት ዘንቀሐ ተባዕ ትግራዋይ እዩ እቲ ኩነታት ምስ ተፈጠረ እውን ትግራይ እትደልዮ ዋጋ ዝከፈለ ጅግና ትግራዋይ እዩ ስለዚ ንብርሀነ ዝፈቱ ላይክ❤።
Suk bel Hasawi😂
ሃዳሚ ሓሳዊ ባፅልኻ ደጋል።
@@SoanHagos senef Adgi brhane jegna wedi Tigrai kibret nay hizbii Tigrai werkii
ፕሎት ምድያ ክንደይ ፀቡቅ ታሪካት እናቀረበ እዩ ጎበዝ ብሬ ጅግና
My feborite man of strength , seb siseane seb , you r our hero we love you keep it up . 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ብርሃነ (ልፍዓተይ ተስፋ)ካፍቶም ፖለቲካ ትግራይ ዝተረዶኦም ብጣዕሚ ፈላጥን ተባዕን ንዝአመነሉ ዕላማ ንድሕሪት ዘይብሉ ደቂ ትግራይ ብቐዳምነት ዝስራዕ ሓቦኛ ተቓላሣይ ትግራዋይ እዩ‼️
Suk bel Hasawi😂
ሓሸኽበል ድሁል ተሓባኢ።
ብፃይ ብሬ ጅግንነት ኣብ ልዕሊጅግንነት ኮሪዐልካ ጅግናናናናናናናናናናናናናናናናና
ብሬ ጆግና ቃልስኻ ቀፅለሉ ፕሎት ሚድያ ትገብርዎ ዘለኹም ቀፅልሉ
ክንደይ ውፃእ ወረድ አሕሊፍካ ምእንተ ትግራይ ምድረ ባንዳ አፉ ክኸፍተልካ ተሎ የሕዝን
ሐዚ ዝኒሀ ኩነታት ብጣዕሚ እዩ ኮ ዘሕዝን
ብሬ ብሓቂ ንኹሉ ብቁዕ ኢኻ።
Lfatey tesfa you are one of the smartest and fully understand on the Tigray condition and he was the one he gives to us all awareness and all reported im so proud of you brother 🙏🙏🙏
እኔ ይህን ልጅ በአጋጣሚ. ፌስ ቡክ ላይ እንደ አጋጣሚ ፣ አንድ ቀን ሰማሁት ፣ ድፍረቱ ፣ ሀሳቡ ፣ ስለ አስገረመኝ ፎሎ ማረግ ጀመርኩ ፣ ይህ የሚሆነው ከጦርነቱ ፣ በፊት ነው ፣ አሁን ይህን ፕሮግራም ፣ ሳየው ትዝ አለኝና ፣ መከታታል ፣ ጀመርኩ ፣ ዶ/ር መሆኑንና እንዲህ አይነት ጀግና ፣ መሆኑን ስስማ ፣ ቀናሁበት ፣ ገና ወጣት ነህ ፣ ገና የትግራይ ህዝብ ካንተ ብዙ ይጠብቃልና ፣ አትበሳጭ ፣ የትግራይ ፓለቲካ ነገ ይስተካከላል ፣ ትግራይን መምራት የምትችሉት ፣እንዳንተ አይነት ወጣቶች ናቸው ፣ ስለዚህ ፣ ተስፋ አትቁረጥ ፣ bro
ውዕሎኩም ሓያል እዩ ጀጋኑና ❤❤❤❤❤
ፕሎት ሚድያ ንብርሀነ ምቅረብካ በጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ። ብርሃነ (ልፍዓተይ) ድማ ንትግራይ ወሳኒ ሰብ እዩ ነዑኡ ዝጸልእ ሰብ ድማ ዘፈሸለን ሰነፍን ሰብ ጥራሕ እዩ። ትግራይ ነዚኦም መናእሰይ ክትጥቀመሎም አለዋ።
ብርሃነ ተባዓ ትግራዋይ ኣበሳ
ወዲይ ሓራስ ነበሪ በሎም
ሓደ ከይተቕሪይ .....ጎይታ ጂዋማረ
Thank you for your service ጀገረና ተጋዳላይ ልፈአተይ ተሰፋ ❤ ብትግራይ ተሰፋ አይትቁረፅ ግዜምሰሃለፈ ውዕለታካ ከትከፍለካ እያ ትግራይ አድካ ከማካ ተንካራ ተቃላሳይ የድልያ አሎ ብታእሚ ነክብረካ ጀግና ነተጋደላይ ኢካ❤ ነግራ ክሳብ ዝሰተካከሉ ሀደ ግንድ ሺህ ኢካ 🙏
ልፍዓተይ ተስፋ ተጋዳላይ ብርሃነ :
ናይ መጀመርያ ናይ ማሕበራዊ ምድያ ናይ ትግራይ መናኣሰይ ደወል ቃጭል እዩ❤
ተዋዳዳሪ ዘይብሉ✍️
ብርሐነ ጀግና ትግራዋይ ሀደ ክንድሽህ ኢካ 💯❤💊💪🙏🙏🙏
ገለ ገለ ክዕቀብ ዝግበኦ ንፀላእቲ ስንቂ ከይኾኖምበር ኣብ ጥንቃቐኻኳ ኣይጠራጠርን ልፍዓተይ ተስፋ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብሱል ፈላጥ ተቆርቋሪ ዉላድ ህዝቢ ትግራይ ልፍዓተይ ካባኻ ብዙሕ ንፅበ ኢና ቀልስኻ ቀፅል።
ዘይፅገብ ወግዒ❤️❤️part two please 🙏
ጂግና እዩ ብርሐነ ገብረገርግስ❤❤❤❤
I am from Eritrea. But your story is so interesting. I hope you Gaye make moves, right books 📚. This story is history. No matter what I stand with Tigray people. 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙💙💙
ክብረት ይሃብካ ብሬ ትግራይ ንዝሞተላን ንዘኽብራን ፍፁም ኣይትኸዉንን፡፡ ኣነዉን ኣለኹ ምስክር፡፡
ብርሃነ ሓወይ ጅግና ወዲ ህዝቢ I am very proud of you keep up !!!
ልፍዓተይ ተስፋ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን❤❤❤
ትኽክል ትግራይ ኩሉ ተጋዳላይ አዮ
"ደብሪፅ " ሓወልቲ እዩ ክስርሐሉ ዝግብኦ
ደብሪፅ ናይ ትግራይ ንጉስ እዩ ❤ሃገራዊ ብሄራዊ ሰብ ደብሪፅ ፣ብሬ ወድቶም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
♥♥♥♥♥
Oh my God, I did not know his a doctor, but I love you. Keep it up. You should be apresident of Tigray.
ዕድመ ይሃብካ ከማኻ የብዘሓዮ 🙏🙏🙏
ብሓቂ ሰብ ዘይብሉ ሰብ ሓቀኛ ሰብ ትግራይ ሎሚ ሎሚ ኣይፍቶን ኩሉ ብሓሶትን ጅባን ኮይኑ
ልፍዓተይ አቦ ሓቂ
ልፍዓተይ ዝፀልእ ትግራይ ዝፀልእ እዩ መስተንክር ተጋሩ ትግራይ ብመፅሐፍ መልክዕ ክወፅእ ኣለዎ።
ተመስገን ፁቡቅ ኣለካ ዝሐወይ
ከማካ ዝበለ ጅግና ይብዛኽ።
God bless you bro
ትግራይ ከም ተጋዳላይ ብርሃነ (ልፍዓተይ ተስፋ) ዝበሉ : ብርቱዓትን ተረርትን : ብመትከሎም ብቕዋሞም ዘይደራደሩ : ሓደራ ብፆቶም ዘይጠልሙ :ንትግራይ የድልይዋ ::
ኣንታ ጅግና ተጋዳሌይ
ብርየ እኮ ትለያለህ ናይ ሓቅን ናይ ፅንዓትን መደበር ወይ ተምሳሌት እኻ100%❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀግና ሓኪም ዝቦሎ ብጊዛዊ መንግሰቲ ትተአዚዛ ልብልፅገና ሠራዊት ሐቁ ብሰሩ ጊዛዊ መንግሰቲ ክወረድ ከጠፉኡ ኣለዋም በርትዕ ቀፅለሉ ለኪመይ ሒኪም ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብርሃነ ብፃየይ ጀግና 🙏🙏🙏
በሓቂ ጀግና ገራሚ ታሪክ❤❤🙏🙏
ትኽክለኛ ኒትግራይ ዝፈቱን ንእኡ መስዋዕትነት ዝኸፈለ ናይ ጀጋኑ ጀግና።
Listening your interview is hilarious! Lifatey tesfa and general megbey may God give you many blessings and happiness to your life 🙏. Jeganu tigray I love you all!
ተቃወምቱ ብጣዕሚ ውሑዳት አእምሮ ዘለዎ ትግራዋይውን ክጸልኦ ከይኮነስ ብዝኻኣሎ ክሕብሕቦን ኽካላኸሎን ዝግባእ ሃፍቲ ትግራይ እዩ::❤❤🙏
ብሬ ብምንታይ ከምዝገልፀካ እንድዒ ቃላት የብለይን ጅግና ኢኻ ❤❤❤ሹሻይ ሓወይ ንብሬ ጋሻ ምግባርካ የመስግን
ጀግና ተቃላሳይ
Brhane hawey kebret yhabelna ❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
ንስካ እዉን ኣምሓራይ እንተትከዉን እንታይ ምተገበረልካ ግን ብሬ ጅግና ትግራዋይ ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ንጥቅሚ ዘይጎይ ባዓል መስመር ሀዚ እዉን ትግራይ ካባካ ቡዙሕ ትደሊ እያ
You are a hero man. 💪🏾💪🏾💪🏾
ብጣዕሚ ዘድንቆ ሰብ❤
ብምንታይ ብሕሶት ድዩ 🙏
@@segeneasmara596 ሕሾት ኣይ ወፆን ቁም ነገረኛ ነዉ
አንድ ለቢሊየን ነህ. Blessings! ሰብ ዝሰአነ ሰብ
Brehan (Lfatey tesfa), I knew you , you having a direct personal connection with yourself , I meant you are more a direct. Person and full of capacity and very talented politician. Keep it up .❤Ajoka
ብርሃነ ትግራይ ጥዕምቲ አይኮነትን ብምባሉ እትፃረፉ ሰባት ትግራይ አዕብያ አምሒራትኩም ግን ክንዲ ፍርቂ ብርሓነ ዘይሰራሕኹሙላ ኢኹም ብርሃነ ትግርኛ ከምዙይ ምፅሓፋን ምዝራቡን ባዕሉ ክንደየናይ ፈታዊ ዓዱ ምኳኑ እዩ ዘርኢ ትግራይ ንዑዑ ኳኺቶ ምኳና የሕዝን
ምስጢር ዝፈልጥ ሰብ ውሑስ ኣይኮነን ሓልውዎ
ብሬ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ
❤❤❤❤bire jegna❤❤❤
ልፍዓተይ ኣብ ታሪኽ ትግራይን ሃይማኖት ኦርቶዶክስን ዝገበርካዮ ምንቕቓሕ ዘይርሳዕን ዝምስገንን እዩ:: ሕዚ ግን ብሓደ ጉጅለ ህወሓት ተጠሊፍካ ናይዚ ጉጅለ ኣገልጋሊ ምዄንካ የሕዝን:: ክትእረም ድማ ተስፋ ይገብር::
ንብልፅግና ዘየገለገለ ድዩ ሰካራም ግምት ከዳዕ ባዳ
ሀቂ ስለዛሀዘ እዩ ወይካዐ ንሀቂ ስለ ዝቃለስ እዩ
ብርሃነ ብሉፅ ካብ በልካዮ
ዓርስኻ መርሚርካ ተስተኻኸል
ናፍቲ ብሉፅ ተፀምበር
ጉጂለ ጌታቸው ግጉይ እዩ
Bere...I respect you ...❤...😮...I already in a PhD ...level but I am really astonished with your all genetic and environmental enlightenment... Please ...don't stop shining ...I wish I meet you...
Bire, you speak boldly, and l like it. I am like you. I am glad you are ours. You should be involved in politics, and one day, you will be the president of Tigrai. Hopefully, I will look for you, when I come to Tigrai. May the Lord God give you a long life to make us happy, in Jesus' precious name I pray.
2ይ ክፋል ኣይትደንጉየና። ወዓኸጻ ጅግና❤❤
ጅግና ወዲ ህዝቢ ልፍዓተይ
Jigna Tebae Tegadalay Berhane👍👍👍👍👍👍
Birhane is 1 in million! He is one of the gifted and talented Tegaru who deserve care protection and more education!
ሽሻይ ሓወይ ምስ ጋሻኻ እቲ ኣሲርኩሞ ዝኔሀ መስቀል ይሓልኹም ትግራይ ሃገርናን ህዝብናን ንኽንድሕን በርትዑ!!!! ብፀሎትን ብስራሕቱኹምን
፦ ብርሃነ ደስ ዝብለካ ፊት ንፊት እዩ። እንትድግፍ እውን ምኽንያታዊ እዩ። ዝአመነሉ ምስመርትዖ እዩ ዘቅርብ። ጅግና እዩ። ካብሰብ ሰሚዑ አይዛረብን ብናይባዕሉ እምነት እዩዝኸይድ።
Suk bel Hasawi😅
@@SoanHagosበርኮ ኤርትራዊ አብ ኩሉ ዲካ ጠውሎቅ ትብል ግም ሓማስየን
@@SoanHagos ጎሓፍ ሸአብያ
ተባዕ አብ መትከሉ ዝአምን ናይ ማንም ተጎታቲ ዘይኮነ ንፍዕ ተቃለሳይ እዩ ዳርጋ ብሶሻል ምድያ ህዝቢ ትግራይ ዘንቀሐ እዩ
ጀግና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ልፍዓተይ ተስፋ
ብርቱዕ ሰብ!!!
ንቑሕ ሰብ!!!
በሊዕ ሰብ!!!
ሑቡን ትግረዋይ!!!
ኩርዓት ትግራይ!!!
ናይ ጀጋኑ ጅግና!!!
ፍልጠትካ ዓቕምኻን ተቐዲሑ ዘይውዳእ ውቅያኖስ ኢኻ!!!
ናይዚ ክፍለሰመን ናይ ዓለም Heroe ኢኻ!!!
ትግራይ ኣለውኒ እትብሎም ኩሉ መደዳይ መሉእ ሰብ ኢኺ::
ስለይኻ ቡዙሕ ክፅሕፍ እየ::
Baemi eye zfetwekan zekbrekan Brhin. EnQuae bHiwot terefkalna.❤❤❤
ብርሃነ ብጣዕሚ ጎብዝ ንፎዕ ካብ ቀደሙ ሕዚ ጥራሕ ዘይኮነሰ ካብ እቲ ክነታት ጀምሩ እዩ
Brea, you're really best.
Shushay Weres am your big fan, mis Birhane ab hade kebele ena abina,,,kebid kuinat nahalewe ane kab mekelle nab wollega keyde,,,2013 hamus tsigbo me'alti weladi Birhane arifom,,,tu bita'emi mehzeni weladika bekika zeymikbar eyu,,,,,,, kali'e dima best arku wedi gorebetu Dr. Gebremedhin zibahal ab hawzen teketilu,,,,ane nay Birhane hasab degefku aydegefku bizeyegedis,,, dihri erefti weladi'un dihri meswa'eti tu bita'emi zikerbo mehazi'un psychological tu nay social media tserfi kitsawer eyu zibil emnet ayneberenin,,,, biwegeney bizuh zeykibelom tsuhufat alewuwo gn dima kem meta'abiti, kabtu ane zey'amnelom tsihufatu nila'eli ab himak kunetat enahalewe weladi'un zikerbo mehazi'un bimis'anu kem mehaza keykones kem haw tu kisimi'o ziki'el "pain" ab wishtey silezelo,,,bizigeberoy bizeygeberoy bi adma kitsiref kelo, I feel bad😢 kali'e seb at least kab tigray zikone neger rekibu eyu,,,kab nay timihrti service kisab metkel,,,, biza'eba kusakus kizareb deliye keykones bizuh seb tekefiluwo silezibil eyu,,, irrespective his weakness he must deserve Respect!
፦ ብርሃነ ዓቃፅ አይኮነን። ሓቀኛ ሰብ ዓቃፅ እዩ ዝብሃል ምኽንያቱ እታሓቅነቱ ሒዙ ፈተኽ አይብልን። በተለይ ልስልስ ዝበሉን ጌጋታት ዝፍፅሙን ዓቃፅ ኢሎም አብምስያም አይቅደሙን።
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
ጽቡቅ ስራሕ 👍
ፖለቲካ ኣስጦጵያ ቀዲሙ ዝተረደኦ ግንባር ቀደም ብፃይ ብርሃነ🎉🎉
Jegna Ambesa Kuber Hawena 🙏🙏🙏
በሳል ትግራዋይ🎉🎉🎉🎉🎉
ሊፋዓተይ ናይባሐቅ ጂጊና ተቃላሳይ
This guy is amazing keep up the good work and fight!
ብርሃነ ጅግና እዩ ናይ ብሓቂ 🎉
ዝገርመካስ ልፍዐተይ ተስፋ ብጥዐሚ ጓበዝ ዋው
ጅግናናናናናናናናናናናናና ብርሃንን
ልፍዓተይ ተስፋ ጅግና ❤🎉🎉🎉🎉
Berhane hero,God bless you 🙏 🙏 🙏 ❤️ ❤❤🎉🎉
ብሬ ጅግና ❤❤❤❤ ፕናዶል
ልፍአተይ ተሰፋይ ጀግና አዩ ! ካልኦት አክትቪሰታት ጎሓፋት እዮም !
ጀግና እዩ ልፍዓተ ተስፍይ
ብሬ ጅግና
My hero lifeatey sending love and respect ❤
አነ ግን በጣሚ አየ ዘድንቆ ዘክብሮ ምክንያቱ ጅግና አዩ
Great job wow, thank you🙏❤️🔥👌
Berhane jegna , tebae,,hayet tigreway eka gen ketekarts. Habo. Gber zhawey
Barhan King ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤King tdfy 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
እዚ ሰብ ብከብዱ ዝኽድም : ንባዕሉ ዘይነቅሐ ደንቆሮ :
መደናቆሪ እንበር : መንቅሒ አይኮነን ።
ካፍቲ ድንቁሩኑኡ ሐደ : ዝኾነን ዘይኮነን እናፀሐፈ ክንደይ ሰብ ሐስዩ : የሕስዩዎ እዩ :
ካብኡ ብዝገደደ ድንቁርኑኡ ድማ :
ታቦት ካብ ሃይማኖታዊ አዉፂኡ : ንሐደ ብፖለቲካ እካ ዘይነቅሐን ብፅምኢ ስልጣን ዝጃጀወ ደብረዕንክሊል : ብድጋፍ ከደምቲ ጥራሕ ታቦት ዝስራሕ ዝመስሎ እምነተቢስ ደንቆሮ እዚ ሰብ'ዩ ።
ከዳሚ ውሑዳት ስለ ዝኾንካ'ሞ : ካብ ሕጋዊ ወፃኢ ብኢድ ወነኖም : ደመዎዝ ካብ ምስሊ ምፁፁላይ ናብ ምስሊ ሰብ ስለ ዘብፁሑኻስ : እምነትካ ክሒድካ ክሳብ ከም ፈጠርትካ ቆፂርካስ ንታቦት ሐፂኻዮም : መግረሚ ዕሉል ከዳሚ ።
ትግራይ ሰብ አለዋ ።
ተባረክ ጀግና ወደይ❤
Jagna wdey tigray tdf