ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ተጋሩ አሕዋተይ ነዙ ጅግና ንሐግዞ በይዛኩም🙏🏽🙏🏽❤️❤️👍👍💪💪💪👏👏👏👏
❤🎉❤🎉 ንሓግዞ ኽቡራት ኣሕዋተይ፡
ኘሎት ሚድያ ነዞም አብ ዓለም ትወዳዳሪ ዘይብሎም ጀጋኑና ቃለመሕት ብምግባርካ ፍሉይ ምስጋና አለና በዚ ቀፅል
ድምፁ ባዕሉ ታንኪ የደንግፅ ኽቡር ጀግና ነውና አብ ዘላካ ዕድመን ጥዕናን ወሲኹ ወሲኹ ምስ ስድራኻ እግዚአበሔር አምላክ ይወሰኸልኩም።
ጀግአና ወድ ጀግና ግርማይ ሐወይ
ጅግና ወዲ ህዝቢ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር ንሓቀኛ ጅግና ዝሕግዝ ሰብ የለን!!
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብህወት ሃለካ ክዉር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
💪Strong ኽብሪ ይግበአካ ጀግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏🙏💪
ፀላኢና ብዙሕዩሞ ጀጋኑናውን አድላይ ጥንቃቐ ከይፍለዮም...
ግርማይ ጥንቃቄ ግበር ፀላእትና አብ እዋን ሰላም እዬም ዝሃድኑና
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ጅግና ብሂወቱ እንከሎ ዝተተረከሉ ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ ድማ ይነብር ዝግብቦ ቦታ ክረክብ ይግባእ ::
ፍልምታት ህንዲ ኣብ ትግራይ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ይድገም ኣሎ። ሕንከት ዘይብላ ክልል!
ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ትግራይ ግን ንጅግኑ ኣይተኮንን ኢያ እዛም ካሕዳቲ ኩሉ ናያቶም ምንጢልካ ንዛም ጀግኒ ምርካብ ነይሩ ሓቂ ዘይቡሉ ግዜ❤❤ኣህህህ
አቱምሰባት ምሰጥር ዓወትና ድብቕ ይኹን ፀላእትና አብሰላምዬም ዘጥቅዑና😢 በጃኹም ታሪኾም ብመፅሓፍ ተፃሒፉ ትግራዋይ አምቢቡ ተዝፈልጦ ይብል 🙏
ቢሂይወት እናሃለየ ሓወልቲ ክስረሐዘለዎ ጅግና ትግራዋይ እዩ። ብሓቂ ግርማይ-ድሮን ንበረልና።
Gezeb euu zedlyo
❤❤❤❤ታሪኽ ዘለኣለማዊ ህያዉ እዩሞ ተሓበን ፍሉይ ጀግና ግርማይ ድሮን ተሓበን ኩራዕ ወዲ ህዝቢ ኩሉ ሓላፊ እዩ ወርቃዊን ህዝባዊን ታሪኽ ነባሪ እዩ እሞ ንበረልና ብንዋይ ከይተሰኮንካ !!🤝👍👊💪🤛✌️✌️✌️💑💑👏
ጀግና 🥰🥰🥰ተጋሩ ንዝ ሽልማት ይግቦኣ አብ ስደት ዘለና አዋፅእና ዘይንሼልሞ ምእንተን ደስ ክብሎ
እልፊ ለያቡ ሃጥሃጥ ይብሉ እዞም ጀጋኑ ተጋሳቂሎም ክትርኢ 😢
I feel the same you are right!!
ግርማይ ስትሮንግ እዩ ዝበሃል ካብ ቀደሙ እውን መተዓብይተይ ብፃየይ ጅግና
ዝገርም ጀግንተት T.D.F❤❤
እዘን ናይ ትግራይ ሚድያታት ብሓቂ እዚይ ዘየጋዋሓ አብ እንትፍ እንቱፍ ጊዜ ዘጥፈኦ የሐዝን እዩ።ማህበራዊ ሚድያታት እውን ካምዑ።ጅግና ኩላትና ተጋሩ እዩ ግርማይ ድሮን።
እዚስ ክጋዋሕ ኣለዎ ትብል?
ዋየ ውርዴት ከምዚ ዝበለ ጅግንነት ሰሪሕኻ ሽልማት ይሓርመካ ዞም ረሳሓት መራሕቲ ኣኽ ዝሮ እንኳዕ ተረፍካ ፆሎት ልደቅኻ እዩ ጅግናና respect our hero💪💊
ህዝቢ ትግራይን መንግስቲ ትግራይን ነዚ ፍሉይ ጅግንነት ዝሰረሔ ብፍሉይ ክሽለም አለዎ
ናይዚኦም ውፉይነት ጅግንነት ሪኢኻ ተሰፋ ትገብር::
እቲ ምስ ተጋዳላይ ግርማይ ድሮን ዘለ ተጋዳላይ መንዩ ? ዋው ዘለዎ ሓይሊ ሓቦ ደስ ክብል በይዛኻ ንሱኸ ብሂወት ዶ ተሪፉ ይኸውን ?????ሕተተልና ኢኻ በዓል ሚድያ ?!ተጋዳላይ ግርማይ ኸዓ እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ ❤❤❤🎉🎉🎉
ክብሪ ይግበካ ጥራሕ እንተይኮነስ ክትሽለም ይግበካ ኢዩ።እንኳዕ ተረፍካ።ክሕግዘካ ቃል ይኣትወልካ።ተባረኽ ወዲ ህዝቢ! ኣኽሪዕካና ካብ ልቢ።
ኣታ ታማ እዩ ክገብሩልኻ ሃገረ ሰላም ሲሆን ጀግና ኣይወዲም ዶ በለ ራያታይ ።❤❤❤❤
ትግራዋይ ግን ናይ ብሓቂ ከምቶም ካልኦት ሰብ ድዩስ ዋላስ ፉሉይ ሰብ
ፍሉይ ሰብ ዩ ሓወይ ካልእ ሰብ ደኣ ክንድዚ መስዋእቲ ከፊሉ ሃገር ዩ ዝከውን ኣብ ትሕቲ ጨፍጫፊኡ ኣይግዛእን ዩ ክንድዚ መስዋእቲ ከፊሉ ኣብ መግዛእቲ ዝርከብ ፍሉይ ሰብ ።
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናዋይ ግን እንታይ ኮይኑ ተጋሳቂሉ ዝሐዉና ዞም በላዕቲ መራሕትና ንባዕሎም አባዑር መሲሎም ጀጋኑና ግን ከምዙይ ተጋሳቁሎም ትሪኢ የሕምም ግን እንካዕ ረኤናካ ግርማይ አንበሳ ዕንቃዕ ናትና ኮንካ ❤❤
እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ጅግና ግርማይ
ግርማይ ድሮን ካብቶም ክሕገዙ ዝግበኦም ጀጋኑ እዩ።!!!
እዚ ሐውና ናይ ንሮ ጉስቁልና አለዎ ሰውነቱ ዝተመጣጠነ ምግቢ የድልዬ እዩ እዚ ጀግና ሐውና ዓይኒ ትግራይ እዩሞ መራህቲ ትግራይ ዊሒጣት።ከምዚ ዝበለ ሰብ ማዕገርና እዩሞ አስተውዑሉ ተንኸባኸብዎ።
ስትሮንግ ዓርኸይ መተዓብይተይ ጀግና አኹርዒኻኒ ንበረይ❤❤❤❤❤❤
ዓርሰእምነት100%ጅግንነት100%ሓቦ100%ብፃይ ግርማይ ኩሉ ዘማለአ ጅግና💪💪💪💪
ሻዕብያ ዘማረኸን 400 ታንክታትኩም ከ ደኣ ዘይትዛረቡለን ኣየ ጁንታ
ችድ ባርያ ኣንሕና ብኻላሽን ኢና ታንክታት ንማርኽ💪💪💪ኣብ መርየት ትግራይ ዝቐብሮም ስኢኖም ድራር ዝብኢ ዝኾኑ ኣሕዋትካ መርድእ ሕተት ፈራሕ ባርያ ሃዲምካ ፀግዕኻ ሒዝካዋላ ትፈርሕ ፈሳዊ😂😂😂😂😂@@mussiegebre2001
ዝገርም ጂግና ትግራይ
እንቃዕ ናትና ኮንካ ትግራዋይ ናይ ብሓቂ
ፕሎት ሚድያ ግን ሰብ ኢንተርቪው ክትገብሩ ከለኹም ማይን ሶፍትን አዘጋጅዩ ከህንጥሾ ይኽዕል ወይከአ ካብ ብዙህ ምዝራብ ልተል ዓለ መልሐሱ ክደርቕ ይኽዕልሞ በይዛኹ ወጪ ብዙህ አይጎድአኩምን እሞ አይንትዓዛዘብ። ድማ ናይ መድረኽ ደምቢ እዩ።
ሓቂ።
Our TDF heroes. The most heroic forces of all times in world history.
ግርማይ ድሮን ጅግና ባዓል ውዕለታ ሕዝቢ ትግራይ እኻ።እታ ፀረ ታንኪ መሣርሒት ምህላዋ አብ,ዚ ምግላፅ ግን አድላይ አይነበረን።
ንፉዕ
ጅግና ብኣኻ ኾሪዕና ።
ክብረት ያሃበልና ጅግናና ታንኪ ማለት ናብ ፀላእቲ ከይንትኩስ ርእስናን ሞራልናን ንደንነሉ ግዜ እዩ ናይ እግረኛ ማኣገር የከኔልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ባዓል ንስካ መስዋእቲ ዝከፈልኩሞ ዘቃፀልካየን ሓሳዳት ሓሰውትን ሰረቅትን ሕዋሓት ክኣ ደዲሕረካ ሓፂን ይሰርቁ ሕዋሓት ቁርዲድ ህዝቢ ትግራይ እዩ ብሓቂ
ክላ ምትሩስ ሓፂን ጌታቸውን ኣብይን እዮም ሰሪቐሞ
@@zaebakulu8553 Dewrexen Robot Hequar 🐒 Eyu Seraki. 😂😂😂😂😂😂
ብፃይ❤💊
ብሂወት እናሃለወ ሓወልቲ ክስረሐሉ አለዎ ብሉፅ ጅግና እዩ
ጅግናወዲህዝቢ/ትግራይዘይተፍርዮንዘይትወልዶንጅግናየለንብሓቂ።
ጅግና ሕጂውን ከይንሽወድ ጥንቅቕ
ጅግንነቱ ዘኹርዕ እዩ እታ ጅግንነት ዝሰርሐላ መሳርሒት ግን ሐዚ ውን ምስኡ ከምዘላ ምዝራቡ ጌጋ እዩ
ንሓግዞ ጀምዓ ግን ንሰራቂ እያ ትምችው ንጅግና ግን ተድንን እዚ ክኮን የብሉንን ዝሰርሐ ክኮርዓላ ኣለዎ
አቤት ኣዶ ትግራይ ትወልድዮም ኣናብስ 🙏🏽
ጅግና ። ግን ዂናት ጠጠው ኢሉ'ምበር ኣይተወደአን'ሞ እርንብ ቁጥብ ምባል ፅቡቕ ነይሩ።
ዝሰምዓና ሰብ እኮ ስኢና ብዚደኣ
ደጊም ንሰረቅቲ ጉጅለ ስብሓትያውያን ደብረፅንተታውያን ቤተስብ ኢሉ ዝዋጋእ ተጋዳላይ የለን ካብ ባዕለ ጀሚሩ።no more war ok
ብሓቂ ዝገርም ሰብ፡ (ታንኪ ክስሕት ኣይክእልን) ኣቤት ኣገላልጻ ኣብኣገላልጽኡ'ውን ደፋር ።
የኔ ጀግና በጣም ነው የምወድህ ጀግና ወድ ጀግና❤❤❤💪💪💪💪💪❤❤❤❤
ብጅግንነትኩም ዘቃፀልኩመን❤ ህወሓት ሓፂን ኣርያ ሸይጣቶ ኣሕሕሕሕ
TDF ንዘልኣለም ጀጋኑ
ገረምቲ ጀጋኑ ወለዶና
Adade gize be amarega akerebelen 🙏👍👍
We must do for Girmay hero.
እታይ እሞ ታሪክ ዘበላሽው አለው ሐፂን ድሰርቁ አብካሊእ 🌍 ተዝከውን ክደይ ክብሪ ምተውሐበ አብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ተደርቢካዮ ሕፃን እዩ
ግርምሸይ እንዃዕ ናተይ ኾንካ ኣንታ ጅግና ብፃየይ
ጅግና ትግራዋይእንታይሞ ይኹን ብኸማኻን ካልኦትን ጀጋኑታት ዘቃጸሉወን ንብረት ትግራይ ብጽግዕተኛታትን ጓሓሉን ጸራርጎመንሓወልቲ ትግራይ ተጸሪጉ
Wewww❤❤❤❤❤
ወይለይ ሽግር እተን ታንኺ ብወረቀት ድየን ዝስርሓ 😂😂
ሚስጥራት ፋሕ ፋሕ ተብልዎለኹም ሳንሰር ዘይተገበረ ወታደራዊ ሚስጥራት ኣብሚድያ ምስጣሕ ኪሳራ እምበር ትርፊ ዋላሓንቲ የብሉን።
ልክዕ
Wow our hero ❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊
እንኳዕ ናህና ኮንካ ጀግናና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጂግና ወድ ህዝቢ
ሐደነገር ግን እዞም ከምዙይ ዝአምሰሉ ጀጋኑና ብደንቢ ሐለዋ ክግበረሎም አለዎ ወይ ምስሎም ክረኤዩ የብሎምን ንግርመይ ዝወለደት ማህፀን ትለምልም ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይምነየልካ ግርሙሸይ 🙏🙏❤️
መዘና ኣልቦ ጀጋኑና እንካዕ ተረፍካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤😂
እቱ ግጥሚ ዝዛረብ ዘሎ ጅግና ከ ቢሂወት ዶ ይህሊ ይኮን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Thank you nice to see you ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉
ኣየ ዓጋመ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
አንታ ሓሳኽ ሰራቂ ወዲ ሰራቂ ብታንታ ካልሲ ድሙ መንዲል ክትሰርቁ ብካልኦት አካላት ተሓዚልኩም ትግራይ አቲኹም 80 ሺሕ ሙውት 17000 ሙሩኽ 18 ታንኪ ክማረኻን ክቃፀላን ዝገበረኩምኮ ዓጋመ ኢዩ
ዓጋም ይእተካ ተካል
ጅግና ኩሉሻዕ ኣብ ትግራይ ኣሎ! ባዕልና እውንስለዝነበርናዮን: ዝገበርናዮን ስለዝኾነ: ኣየሕድሸናን: ይበል ጅግና:ኣርፒጂ 7
You are a hero thank you for your service🙏.
ስልኩ ስደደለይ ይደልዮ እየ ክሕግዞ ሓዉ ክኾኖ ንግርማይ ድሮን please
ቁ.ስ.፦ 097 858 9561 /091 470 6057
ምሒር ጅግንነቱ ብአንደበቱ ክሰምዕ ከለኹ ዝዛረቦ ምስ ጠፋአኒ ስቕ ኢለ ብንብዓት ገሊፀዮ እም እሕዋት እዚ ንኽትሰምዖ ዘስደምም ታሪኽ ናብ ኩሎም ሃፋትም ተጋሩ አብፅሕሉ ብግዴታ እቲ ቪድዮ ክሪእዎ ይግባእ።
He must get enough money to build himself and his family, hero's like must be remembered.
ድምፁ ካብ ናይ ኣንበሳ ይምዕርግ❤❤❤❤❤❤
ግርማይ አጆኻ
ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤🎉🎉🎉❤
❤❤❤TIGGER TIGRIYANS all the time Heroes Intellectual faster fighters for Owr beloved mother TIGRAY ❤❤❤❤
GOD power is with you!!
ይፅናሕ ጊዚኡ አይኮነን
ጅግናና❤
ከም ታሪኹ ነብሱ ፀገም ዘለዎ ይመስል እና ተኸናኸኑልና በይዛኹም
ብሐቂ ጅግና ሐውና ተጋዳላይ ግርማይ ድሮን ብጅግንነትካ ኮሪዒናልካ ÷ ተሓቢናለካ /// አየ ጅግንነት :አየሐቦ : አየ ፅንዓት : አየ ትግራዋይነት ....💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤ መግለፂ ሲኢነልካ !!!
ጅግናና ብፃይ ድሮን እንዲዒ መክለፂ ይብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Enkae beslam wexka eska werki hezbna eika❤❤❤❤❤❤❤❤
ጂግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ እሞ ብሂወት ተረፈ ጀግናና🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Hero we hezebi Tidrai are proud of you.Ata jegna no words we thank you.❤
ጂግና ❤❤❤❤❤
ናይ ባሓቂ ጀግና❤❤
ጅግና
❤❤❤🎉ጀጋኑ
Nezi jigna nimdnaq qalat yebileuin well Done wedi Tigrai
Great the son of African general’ Alula, so he deserves to saying general Alula !Thank you!
ታሪክ ጀጋኑ ብከምዙይ ቁማር ክብላዕ ከሎ ልብካ ትስበርን ተስፋ ትቆርፅን እንተ ላኣካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንተ ልቶም ስረቅቲ ታሪክካ ግን ዘርኦም ሓሙክሽቲ ይኩን ቀዳማይ ጀነራል ኢካ ኣጆካ በርትዕ ልዕሌካ ሓቀኛ ጀነራል የብላን ትግራይ ❤❤❤ ባኣካን ብታሪክካን ኮሪዕና ኢና ።
እቲ ጀግንነት የትግራይ ክቅፅል ኣሸሓት ከምዘምህር ባዓል ተስፍ እያ።
ተጋሩ ሓሶትን ስርቅን ሕስድናን ደቂ አንስትዮ የሕዋትኩም ትደፍሩ ሕጂ ድማ 34 ታክታት አቃጺልና በሉና ወይ ሓሶት ዓቅምኹም ምሕሳዉ እዩ
ተጋሩ አሕዋተይ ነዙ ጅግና ንሐግዞ በይዛኩም🙏🏽🙏🏽❤️❤️👍👍💪💪💪👏👏👏👏
❤🎉❤🎉 ንሓግዞ ኽቡራት ኣሕዋተይ፡
ኘሎት ሚድያ ነዞም አብ ዓለም ትወዳዳሪ ዘይብሎም ጀጋኑና ቃለመሕት ብምግባርካ ፍሉይ ምስጋና አለና በዚ ቀፅል
ድምፁ ባዕሉ ታንኪ የደንግፅ ኽቡር ጀግና ነውና አብ ዘላካ ዕድመን ጥዕናን ወሲኹ ወሲኹ ምስ ስድራኻ እግዚአበሔር አምላክ ይወሰኸልኩም።
ጀግአና ወድ ጀግና ግርማይ ሐወይ
ጅግና ወዲ ህዝቢ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር ንሓቀኛ ጅግና ዝሕግዝ ሰብ የለን!!
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብህወት ሃለካ ክዉር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
💪Strong ኽብሪ ይግበአካ ጀግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏🙏💪
ፀላኢና ብዙሕዩሞ ጀጋኑናውን አድላይ ጥንቃቐ ከይፍለዮም...
ግርማይ ጥንቃቄ ግበር ፀላእትና አብ እዋን ሰላም እዬም ዝሃድኑና
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ጅግና ብሂወቱ እንከሎ ዝተተረከሉ ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ ድማ ይነብር ዝግብቦ ቦታ ክረክብ ይግባእ ::
ፍልምታት ህንዲ ኣብ ትግራይ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ይድገም ኣሎ። ሕንከት ዘይብላ ክልል!
ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ትግራይ ግን ንጅግኑ ኣይተኮንን ኢያ እዛም ካሕዳቲ ኩሉ ናያቶም ምንጢልካ ንዛም ጀግኒ ምርካብ ነይሩ ሓቂ ዘይቡሉ ግዜ❤❤ኣህህህ
አቱምሰባት ምሰጥር ዓወትና ድብቕ ይኹን ፀላእትና አብሰላምዬም ዘጥቅዑና😢 በጃኹም ታሪኾም ብመፅሓፍ ተፃሒፉ ትግራዋይ አምቢቡ ተዝፈልጦ ይብል 🙏
ቢሂይወት እናሃለየ ሓወልቲ ክስረሐዘለዎ ጅግና ትግራዋይ እዩ። ብሓቂ ግርማይ-ድሮን ንበረልና።
Gezeb euu zedlyo
❤❤❤❤ታሪኽ ዘለኣለማዊ ህያዉ እዩሞ ተሓበን ፍሉይ ጀግና ግርማይ ድሮን ተሓበን ኩራዕ ወዲ ህዝቢ ኩሉ ሓላፊ እዩ ወርቃዊን ህዝባዊን ታሪኽ ነባሪ እዩ እሞ ንበረልና ብንዋይ ከይተሰኮንካ !!🤝👍👊💪🤛✌️✌️✌️💑💑👏
ጀግና 🥰🥰🥰ተጋሩ ንዝ ሽልማት ይግቦኣ አብ ስደት ዘለና አዋፅእና ዘይንሼልሞ ምእንተን ደስ ክብሎ
እልፊ ለያቡ ሃጥሃጥ ይብሉ እዞም ጀጋኑ ተጋሳቂሎም ክትርኢ 😢
I feel the same you are right!!
ግርማይ ስትሮንግ እዩ ዝበሃል ካብ ቀደሙ እውን መተዓብይተይ ብፃየይ ጅግና
ዝገርም ጀግንተት T.D.F❤❤
እዘን ናይ ትግራይ ሚድያታት ብሓቂ እዚይ ዘየጋዋሓ አብ እንትፍ እንቱፍ ጊዜ ዘጥፈኦ የሐዝን እዩ።
ማህበራዊ ሚድያታት እውን ካምዑ።
ጅግና ኩላትና ተጋሩ እዩ ግርማይ ድሮን።
እዚስ ክጋዋሕ ኣለዎ ትብል?
ዋየ ውርዴት ከምዚ ዝበለ ጅግንነት ሰሪሕኻ ሽልማት ይሓርመካ ዞም ረሳሓት መራሕቲ ኣኽ ዝሮ እንኳዕ ተረፍካ ፆሎት ልደቅኻ እዩ ጅግናና respect our hero💪💊
ህዝቢ ትግራይን መንግስቲ ትግራይን ነዚ ፍሉይ ጅግንነት ዝሰረሔ ብፍሉይ ክሽለም አለዎ
ናይዚኦም ውፉይነት ጅግንነት ሪኢኻ ተሰፋ ትገብር::
እቲ ምስ ተጋዳላይ ግርማይ ድሮን ዘለ ተጋዳላይ መንዩ ? ዋው ዘለዎ ሓይሊ ሓቦ ደስ ክብል በይዛኻ ንሱኸ ብሂወት ዶ ተሪፉ ይኸውን ?????
ሕተተልና ኢኻ በዓል ሚድያ ?!
ተጋዳላይ ግርማይ ኸዓ እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ ❤❤❤🎉🎉🎉
ክብሪ ይግበካ ጥራሕ እንተይኮነስ ክትሽለም ይግበካ ኢዩ።እንኳዕ ተረፍካ።ክሕግዘካ ቃል ይኣትወልካ።ተባረኽ ወዲ ህዝቢ! ኣኽሪዕካና ካብ ልቢ።
ኣታ ታማ እዩ ክገብሩልኻ ሃገረ ሰላም ሲሆን ጀግና ኣይወዲም ዶ በለ ራያታይ ።❤❤❤❤
ትግራዋይ ግን ናይ ብሓቂ ከምቶም ካልኦት ሰብ ድዩስ ዋላስ ፉሉይ ሰብ
ፍሉይ ሰብ ዩ ሓወይ ካልእ ሰብ ደኣ ክንድዚ መስዋእቲ ከፊሉ ሃገር ዩ ዝከውን ኣብ ትሕቲ ጨፍጫፊኡ ኣይግዛእን ዩ ክንድዚ መስዋእቲ ከፊሉ ኣብ መግዛእቲ ዝርከብ ፍሉይ ሰብ ።
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናዋይ ግን እንታይ ኮይኑ ተጋሳቂሉ ዝሐዉና ዞም በላዕቲ መራሕትና ንባዕሎም አባዑር መሲሎም ጀጋኑና ግን ከምዙይ ተጋሳቁሎም ትሪኢ የሕምም ግን እንካዕ ረኤናካ ግርማይ አንበሳ ዕንቃዕ ናትና ኮንካ ❤❤
እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ጅግና ግርማይ
ግርማይ ድሮን ካብቶም ክሕገዙ ዝግበኦም ጀጋኑ እዩ።!!!
እዚ ሐውና ናይ ንሮ ጉስቁልና አለዎ ሰውነቱ ዝተመጣጠነ ምግቢ የድልዬ እዩ እዚ ጀግና ሐውና ዓይኒ ትግራይ እዩሞ መራህቲ ትግራይ ዊሒጣት።ከምዚ ዝበለ ሰብ ማዕገርና እዩሞ አስተውዑሉ ተንኸባኸብዎ።
ስትሮንግ ዓርኸይ መተዓብይተይ ጀግና አኹርዒኻኒ ንበረይ❤❤❤❤❤❤
ዓርሰእምነት100%
ጅግንነት100%
ሓቦ100%ብፃይ ግርማይ ኩሉ ዘማለአ ጅግና💪💪💪💪
ሻዕብያ ዘማረኸን 400 ታንክታትኩም ከ ደኣ ዘይትዛረቡለን ኣየ ጁንታ
ችድ ባርያ ኣንሕና ብኻላሽን ኢና ታንክታት ንማርኽ💪💪💪ኣብ መርየት ትግራይ ዝቐብሮም ስኢኖም ድራር ዝብኢ ዝኾኑ ኣሕዋትካ መርድእ ሕተት ፈራሕ ባርያ ሃዲምካ ፀግዕኻ ሒዝካዋላ ትፈርሕ ፈሳዊ😂😂😂😂😂@@mussiegebre2001
ዝገርም ጂግና ትግራይ
እንቃዕ ናትና ኮንካ ትግራዋይ ናይ ብሓቂ
ፕሎት ሚድያ ግን ሰብ ኢንተርቪው ክትገብሩ ከለኹም ማይን ሶፍትን አዘጋጅዩ ከህንጥሾ ይኽዕል ወይከአ ካብ ብዙህ ምዝራብ ልተል ዓለ መልሐሱ ክደርቕ ይኽዕልሞ በይዛኹ ወጪ ብዙህ አይጎድአኩምን እሞ አይንትዓዛዘብ።
ድማ ናይ መድረኽ ደምቢ እዩ።
ሓቂ።
Our TDF heroes. The most heroic forces of all times in world history.
ግርማይ ድሮን ጅግና ባዓል ውዕለታ ሕዝቢ ትግራይ እኻ።እታ ፀረ ታንኪ መሣርሒት ምህላዋ አብ,ዚ ምግላፅ ግን አድላይ አይነበረን።
ንፉዕ
ጅግና ብኣኻ ኾሪዕና ።
ክብረት ያሃበልና ጅግናና ታንኪ ማለት ናብ ፀላእቲ ከይንትኩስ ርእስናን ሞራልናን ንደንነሉ ግዜ እዩ ናይ እግረኛ ማኣገር የከኔልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ባዓል ንስካ መስዋእቲ ዝከፈልኩሞ ዘቃፀልካየን ሓሳዳት ሓሰውትን ሰረቅትን ሕዋሓት ክኣ ደዲሕረካ ሓፂን ይሰርቁ ሕዋሓት ቁርዲድ ህዝቢ ትግራይ እዩ ብሓቂ
ክላ ምትሩስ ሓፂን ጌታቸውን ኣብይን እዮም ሰሪቐሞ
@@zaebakulu8553 Dewrexen Robot Hequar 🐒 Eyu Seraki. 😂😂😂😂😂😂
ብፃይ❤💊
ብሂወት እናሃለወ ሓወልቲ ክስረሐሉ አለዎ ብሉፅ ጅግና እዩ
ጅግናወዲህዝቢ/ትግራይዘይተፍርዮንዘይትወልዶንጅግናየለንብሓቂ።
ጅግና ሕጂውን ከይንሽወድ ጥንቅቕ
ጅግንነቱ ዘኹርዕ እዩ እታ ጅግንነት ዝሰርሐላ መሳርሒት ግን ሐዚ ውን ምስኡ ከምዘላ ምዝራቡ ጌጋ እዩ
ንሓግዞ ጀምዓ ግን ንሰራቂ እያ ትምችው ንጅግና ግን ተድንን እዚ ክኮን የብሉንን ዝሰርሐ ክኮርዓላ ኣለዎ
አቤት ኣዶ ትግራይ ትወልድዮም ኣናብስ 🙏🏽
ጅግና ። ግን ዂናት ጠጠው ኢሉ'ምበር ኣይተወደአን'ሞ እርንብ ቁጥብ ምባል ፅቡቕ ነይሩ።
ዝሰምዓና ሰብ እኮ ስኢና ብዚደኣ
ደጊም ንሰረቅቲ ጉጅለ ስብሓትያውያን ደብረፅንተታውያን ቤተስብ ኢሉ ዝዋጋእ ተጋዳላይ የለን ካብ ባዕለ ጀሚሩ።no more war ok
ብሓቂ ዝገርም ሰብ፡ (ታንኪ ክስሕት ኣይክእልን) ኣቤት ኣገላልጻ ኣብኣገላልጽኡ'ውን ደፋር ።
የኔ ጀግና በጣም ነው የምወድህ ጀግና ወድ ጀግና❤❤❤💪💪💪💪💪❤❤❤❤
ብጅግንነትኩም ዘቃፀልኩመን❤ ህወሓት ሓፂን ኣርያ ሸይጣቶ ኣሕሕሕሕ
TDF ንዘልኣለም ጀጋኑ
ገረምቲ ጀጋኑ ወለዶና
Adade gize be amarega akerebelen 🙏👍👍
We must do for Girmay hero.
እታይ እሞ ታሪክ ዘበላሽው አለው ሐፂን ድሰርቁ አብካሊእ 🌍 ተዝከውን ክደይ ክብሪ ምተውሐበ አብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ተደርቢካዮ ሕፃን እዩ
ግርምሸይ እንዃዕ ናተይ ኾንካ ኣንታ ጅግና ብፃየይ
ጅግና ትግራዋይ
እንታይሞ ይኹን ብኸማኻን ካልኦትን ጀጋኑታት ዘቃጸሉወን ንብረት ትግራይ ብጽግዕተኛታትን ጓሓሉን ጸራርጎመን
ሓወልቲ ትግራይ ተጸሪጉ
Wewww❤❤❤❤❤
ወይለይ ሽግር እተን ታንኺ ብወረቀት ድየን ዝስርሓ 😂😂
ሚስጥራት ፋሕ ፋሕ ተብልዎለኹም ሳንሰር ዘይተገበረ ወታደራዊ ሚስጥራት ኣብሚድያ ምስጣሕ ኪሳራ እምበር ትርፊ ዋላሓንቲ የብሉን።
ልክዕ
Wow our hero ❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊
እንኳዕ ናህና ኮንካ ጀግናና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጂግና ወድ ህዝቢ
ሐደነገር ግን እዞም ከምዙይ ዝአምሰሉ ጀጋኑና ብደንቢ ሐለዋ ክግበረሎም አለዎ ወይ ምስሎም ክረኤዩ የብሎምን ንግርመይ ዝወለደት ማህፀን ትለምልም ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይምነየልካ ግርሙሸይ 🙏🙏❤️
መዘና ኣልቦ ጀጋኑና እንካዕ ተረፍካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤😂
እቱ ግጥሚ ዝዛረብ ዘሎ ጅግና ከ ቢሂወት ዶ ይህሊ ይኮን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Thank you nice to see you ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉
ኣየ ዓጋመ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
አንታ ሓሳኽ ሰራቂ ወዲ ሰራቂ ብታንታ ካልሲ ድሙ መንዲል ክትሰርቁ ብካልኦት አካላት ተሓዚልኩም ትግራይ አቲኹም 80 ሺሕ ሙውት 17000 ሙሩኽ 18 ታንኪ ክማረኻን ክቃፀላን ዝገበረኩምኮ ዓጋመ ኢዩ
ዓጋም ይእተካ ተካል
ጅግና ኩሉሻዕ ኣብ ትግራይ ኣሎ! ባዕልና እውንስለዝነበርናዮን: ዝገበርናዮን ስለዝኾነ: ኣየሕድሸናን: ይበል ጅግና:
ኣርፒጂ 7
You are a hero thank you for your service🙏.
ስልኩ ስደደለይ ይደልዮ እየ ክሕግዞ ሓዉ ክኾኖ ንግርማይ ድሮን please
ቁ.ስ.፦ 097 858 9561 /091 470 6057
ምሒር ጅግንነቱ ብአንደበቱ ክሰምዕ ከለኹ ዝዛረቦ ምስ ጠፋአኒ ስቕ ኢለ ብንብዓት ገሊፀዮ እም እሕዋት እዚ ንኽትሰምዖ ዘስደምም ታሪኽ ናብ ኩሎም ሃፋትም ተጋሩ አብፅሕሉ ብግዴታ እቲ ቪድዮ ክሪእዎ ይግባእ።
He must get enough money to build himself and his family, hero's like must be remembered.
ድምፁ ካብ ናይ ኣንበሳ ይምዕርግ❤❤❤❤❤❤
ግርማይ አጆኻ
ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤🎉🎉🎉❤
❤❤❤TIGGER TIGRIYANS all the time Heroes Intellectual faster fighters for Owr beloved mother TIGRAY ❤❤❤❤
GOD power is with you!!
ይፅናሕ ጊዚኡ አይኮነን
ጅግናና❤
ከም ታሪኹ ነብሱ ፀገም ዘለዎ ይመስል እና ተኸናኸኑልና በይዛኹም
ብሐቂ ጅግና ሐውና ተጋዳላይ ግርማይ ድሮን ብጅግንነትካ ኮሪዒናልካ ÷ ተሓቢናለካ /// አየ ጅግንነት :አየሐቦ : አየ ፅንዓት : አየ ትግራዋይነት ....💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤ መግለፂ ሲኢነልካ !!!
ጅግናና ብፃይ ድሮን እንዲዒ መክለፂ ይብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Enkae beslam wexka eska werki hezbna eika❤❤❤❤❤❤❤❤
ጂግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ እሞ ብሂወት ተረፈ ጀግናና🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Hero we hezebi Tidrai are proud of you.Ata jegna no words we thank you.❤
ጂግና ❤❤❤❤❤
ናይ ባሓቂ ጀግና❤❤
ጅግና
❤❤❤🎉ጀጋኑ
Nezi jigna nimdnaq qalat yebileuin well Done wedi Tigrai
Great the son of African general’ Alula, so he deserves to saying general Alula !
Thank you!