"ብውግእ ፈሪሐ ዘይፈልጥ - ንፈለማ ግዘ ብተፈጥሮ ርዒደ!"(ካልኣይ ክፋል)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 92

  • @BirishAmare
    @BirishAmare 21 วันที่ผ่านมา +2

    ጅግና ሰበሓት ሓወይ በርትዕ

  • @siyoosiyoo
    @siyoosiyoo 28 วันที่ผ่านมา +2

    ጀ❤❤❤ግ❤❤❤ና

  • @Miswick
    @Miswick 14 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ❤❤❤

  • @AddisuBahretibeb
    @AddisuBahretibeb 27 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ነብሮ ኢለካ🙏🙏🙏

  • @bg9694
    @bg9694 25 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ሓወይ!

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 28 วันที่ผ่านมา +2

    እንኮዕ ብ ሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ ወዲ አካይ ምዓረይ ሓብነይ🎉🎉😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fdg761
    @fdg761 28 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ተረፍኹም ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @STAMA123
    @STAMA123 28 วันที่ผ่านมา +5

    ዝጅግናዚ ፉሉይ ኢዩ ዘይ ከም ትግራዋይ ብዛዕባ ነብሱ ብደምቢ ዝገልፅ አምበሳ ትግራዋይ ባዕሉ ዝሰርሖ ታሪኽን ጅግንነትን ምንጋር ነውሪ ኢዩ ዝመስሎ!!!

  • @ጓልተዋህዶ
    @ጓልተዋህዶ 29 วันที่ผ่านมา +3

    ዋው መሳጢ ዛንታ❤🎉

  • @kirosa1286
    @kirosa1286 29 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mosudmeruf7187
    @mosudmeruf7187 29 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂጁግናበላሕ

  • @Miswick
    @Miswick 14 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ሀውና

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 29 วันที่ผ่านมา +2

    ማዓረይ❤❤

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 29 วันที่ผ่านมา +3

    ጀግና ሓወይ መዓረይ❤❤❤

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 29 วันที่ผ่านมา +1

    ስብሓት ጅግና ዕድመን ቅዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @SatalShgirhar-no6tk
    @SatalShgirhar-no6tk 29 วันที่ผ่านมา +2

    ስብሓት ጅግና ❤❤❤❤❤

  • @HaftomNgussie
    @HaftomNgussie 29 วันที่ผ่านมา +2

    Jegna. Mesatay zanta. ❤

  • @Mekseb-g6f
    @Mekseb-g6f 13 วันที่ผ่านมา

    ስብእነትካ ንፈልጦ ኢና ኣንታ ጅግና ውዕሎካ ብቃላትካ ኣይግለፅን ብተግባር ንፈልጠካ ኡና ስብሓት ጅግና👊👊👊

  • @ገሬሓበሻዊ
    @ገሬሓበሻዊ 29 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 28 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ጀግናትኪ ደሰ አላን አሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @eyasuhadgu9110
    @eyasuhadgu9110 29 วันที่ผ่านมา +2

    ጀግና ወዲ ህዝቢ

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya 29 วันที่ผ่านมา +1

    ልገርም ጀግንነት ❤❤❤❤❤❤

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 29 วันที่ผ่านมา +1

    Tigray the land of heroes, jigna Tegadalay. Thank you for your leadership and commitment!

  • @JhhY66
    @JhhY66 29 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግናና💛❤️

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 29 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 29 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @biniamAbraham-w5r
    @biniamAbraham-w5r 28 วันที่ผ่านมา +2

    ስብሓት ዓርከይ ብፃየይ ተወቂዑ ምስ ቁስሉ ከሎ መቀለ ምሰ ተታሓዘት ክንደይ ሸረብና ስብሓት ብታዕሚ የዋህ ጀግና እዩ ካሊእ ይግበአካ ወድነይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እዩ ተራኪብና ብዙሕ ነውግዖ ንጫወቶ ክህሊ እዩ አነ ኣጋጣሚ ድሕሪ ኵናት ናብ ዓዲ ኢንግሊዝ ስለ ዝኣተኩ እምበር ክረክቦ ብጣዕሚ ይፅር ነይረ

    • @milli12354
      @milli12354 23 วันที่ผ่านมา +1

      ቢኒ ሓወይ pls ከይትርስዖ ንዚ ጅግና ተጋዳላይ ደውለሉ ሓግዞ ኢኻ ፣፣ይቅርታ ግን ብኸመይ እንግሊዝ ኣቲኻ ተዘይደቢሩካ ባ እቲ ኸይዲ ፕሮሰስ ንገረኒ ንእሽተይ እንተሓገዝኒ

    • @biniamAbraham-w5r
      @biniamAbraham-w5r 12 วันที่ผ่านมา

      @@milli12354 ብሓድሽ መርዓ እየ እየ ኣቴ ሲስተር ተሞርዕያ ወሲዳትኒ ካብኡለ ኣይርስዖን ኣጆካ

    • @milli12354
      @milli12354 12 วันที่ผ่านมา +1

      @@biniamAbraham-w5r እንኳዕ ኣምላኽ ብሰላም ካብ መከራ ኣውፀአካ ዝሓወይ ዝተረፈ ግዜኻ ናይ ደስታ ይኹነልኻ ፣፣እንኳዕ ለ ላብ ጥዑይ ዓዲ ኸድኻ ዋይ ስዳድ ተገላጊልኻ 😂

    • @biniamAbraham-w5r
      @biniamAbraham-w5r 12 วันที่ผ่านมา

      @@milli12354 amen haw ewe kabti linebernayo yehesh

  • @mennabekele5985
    @mennabekele5985 25 วันที่ผ่านมา

    Amazing tigray jeganu Story ❤🎉 WE love you our Hiro 😇😇😇

  • @AlganeshTafere
    @AlganeshTafere 26 วันที่ผ่านมา

    You are so gorgeous and hero hero hero tigray god bless you ❤❤

  • @YfGxx-lj1uz
    @YfGxx-lj1uz 8 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓውና ሽሻይ ንእትገብሮም ስራሕቲ ብጣዕሚ ኢና እነመስገን በእውነት በርትዐልና
    ታሪክ ጀግንነትን ወለዶና ንክፍለጥ እትፅዕሮ ፃዕርታት ቀለልቲ ኣይኮኑን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን🙏 እ እንተክኢልካ
    ኣብ ኣርሚ 31 ኮር 01 ካብ ዘለው ብዙሓት ጠንካራታት መራሕቲን እግረኛን እናሓለፍካ አንተተቅርበልና ልኣብነት ብዙሕ ታሪክን ጀግንነትን ዛናታ ብፂትን ብፆትን ኣብ ልቡ ዝሓዘ ጀግና መራሒ ኣሎ
    1/ ተጋዳላይ ሓዱሽ ( ወዲ ፀሌ)
    2/ ተጋዳላይ ግርማይ (ወዲ ሰሓርቲ)
    3/ ተጋዳይ (ሻምበል ሃይለ)
    4/ተጋዳላይ ረዳኢ
    5/ ተጋዳላይ ሞጎስ
    6/ ወዲ ሹቅ
    7/ ተጋዳላይ ኣሸናፊ ካሕሳይ.......ወዘተ ይቅፅል
    ታሪክ ጅግንነቶም ብብፆቶምን ብመራሕቶም ኣዝዩ ብሉፅን ፍትውን እዩ ስለዚ ህዝቢ እውን ንክፈልጦም ቃለ መሕተት ተዝግበረሎም ኣዝዩ ደስ ዘብል ነገር እዩ በእውነት መስተንክራዊ ስርሒታት ዝፈፀሙ ብዙሓት ንኡሳት ወለዶ ኣለው ስለዚ እትገብሮ ስራሕቲ ጅግንነትካ ኣበርቲዕኻ ቀፅለሉ ።

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 29 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biniamAbraham-w5r
    @biniamAbraham-w5r 28 วันที่ผ่านมา +4

    ኣነ ኣብ ደንጐላት መሰልጠኒ ተመዲበ ስብሓት ዓርከይ ቍስሉ ከይ ሓወየ ክከይድ እየ ኢሉ ኣቢይኒ ብናጊእታ ኣፋንወኒ ኢሉኒ ኣፋንየዮ ንኣላማጣ ይሞችካ ብፃይ ሓሊፋ ክውጋዕ ከሎ ክጥዕም

  • @berhane19
    @berhane19 20 วันที่ผ่านมา

    Waw nay behaki zemisit zihgos tarik nay behaki gigina kidiwelelka eye akimey kihegizeka eya ajoka❤️

  • @ethiopiagebrehiwot5033
    @ethiopiagebrehiwot5033 24 วันที่ผ่านมา

    አታ ከመይ ዝበለ ጀግና ትግረዋይ ወዲ ህዝቢ እዪ

  • @destaadanew4
    @destaadanew4 28 วันที่ผ่านมา +1

    Wawwwww en ta'u ybehal

  • @beletu7041
    @beletu7041 27 วันที่ผ่านมา +1

    አንደበተኛ ጅግና ተጋዳላይ ንምድያ ዝቀርብን ዘይቀርብን ብጥንቃቐ ድማዩ ዘውገእ መቅልላዶም ደስ ይብሉ

  • @Jovani-xc6pb
    @Jovani-xc6pb 28 วันที่ผ่านมา +3

    እታ ናዮሃንሰ ሓንቲ ሻለቃ ግን ወዲ ፀለምቲ ምስተወገአ ምስ ማዕበል ሓዊሱ ወዲ ሰሓርቲ እዩ ልመርሓ ነይሩ ብስሩለ እሱ እዩ ሒዝዋ መፅዩ ወዲ መዝገበ ልበልካዮ ኣዛዚ ሻለቃኣ ይኮን እመበ ብፃይ ስብሓት 😧ብሓቂ ግን ናውግእ ጅግና ምኳንካ ኩሉ ልኣምነሉ እዩ🙏

  • @mashimashi1214
    @mashimashi1214 29 วันที่ผ่านมา +1

    Ekae wetsaeka❤

  • @GloryInfotainment
    @GloryInfotainment 29 วันที่ผ่านมา +5

    🎉❤🎉❤🎉🎉❤

  • @SelemunBerhe-b8v
    @SelemunBerhe-b8v 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ermyasayele
    @ermyasayele 14 วันที่ผ่านมา

    real hero.

  • @BxdHjd
    @BxdHjd 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @Alem-q9q
    @Alem-q9q 28 วันที่ผ่านมา +1

    Gigna ze hawey anagagerka megbey haylu temesel❤❤❤❤❤

  • @mennabekele5985
    @mennabekele5985 25 วันที่ผ่านมา

    💪💪💪💪💪💪

  • @siyoosiyoo
    @siyoosiyoo 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሰብሓት ዓርከይ ና ጀግና ጀግና እካ

  • @markaniyamarkaniya
    @markaniyamarkaniya 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤Tdf🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @footballmoments-le6xw
    @footballmoments-le6xw 29 วันที่ผ่านมา +1

    ኣርሚ 31 ብዙሓት ዘይተነገረሎም ጀጋኑ ዘፍረየት ኣሃዱ እያ 🎉🎉

  • @visitaleck
    @visitaleck 29 วันที่ผ่านมา +3

    ብተግባር እውን ጅግና ኢኻ

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 29 วันที่ผ่านมา +1

    ሻለቃ ተክላይ እባ ደጊምካ ኣቅርበልና ሓው ❤❤❤

  • @ابوعلي-ج3ب4ص
    @ابوعلي-ج3ب4ص 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @markaniyamarkaniya
    @markaniyamarkaniya 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
    @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 29 วันที่ผ่านมา +3

    እዙይ ረስዐሞ ክባልዑ እሎም መራሕቲ

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @markaniyamarkaniya
    @markaniyamarkaniya 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤Tdf❤❤❤❤❤❤

  • @BerhaneMehari-b4i
    @BerhaneMehari-b4i 25 วันที่ผ่านมา

    ተጋዳላይ ስብሓት ዳግማይ ሃፀይ ዮዉሃንስ 4ይ ንጉሰ ነገስት

  • @Samrawitberhane-l5h
    @Samrawitberhane-l5h 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣደዋ
    @ኣደዋ 29 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብ ሂወት ተረፍካ ጅግና TDF መንግስቲ ትግራይ ግን የሕዝን እዪ መራሒ ክፈለ ጦር ዝኣክል ለየሐከመ ታይ እዩ ከሕክም እኘኻ ልገርም ነገር

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 28 วันที่ผ่านมา +1

    ፅለተ ወላዳ አይታግደፈኪን 😢

  • @sabayemane7621
    @sabayemane7621 29 วันที่ผ่านมา +2

    TDF ❤❤💪❤️💛

  • @HghhdHgddj
    @HghhdHgddj 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 28 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቱም ጀጋኑ ይገርመኩም ደሎ??? ከሙዙይ ኢልኩም ዘድሓንኩሙዋ ሃገርን ህዝብን ተኻሒዱ ክትርእዩ ከለኹም እንታይ ይስመዐኩም ኣሎ ዝኾነ ይኹን ሕዚ እውን ትሕቲ እግዚኣብሄር ንስኻትኩም ኢኹም ሓደራኹም ነቲ ሕዚ ሕቱኽቱኽን ዘሕፍርን ዝገርምን ክሕደትን ጥልመትን እንዳራኣም ከይቶሓዝኑ ከይትገድፉና
    ቶግራይ ትሕቲ እግዚኣብሄር ብኣኻትኩም ብጀጋኑ ደቃ ድሒና እያ ሕዚ'ውን ኣይትሞትን ክትሕን ኢያ

  • @FggCg-ek9dg
    @FggCg-ek9dg 25 วันที่ผ่านมา

    ጂግና ኢካ ግን እሞ መራሕቲ ሲእንኩ

  • @abebekesete
    @abebekesete 29 วันที่ผ่านมา

    ግብዝ ኢኻ እትጥቀመሎም ኣርእስታት ንኽብሪ ሰራዊትና ኣይምጥኑን እንተተልዕሎ ይምረጽ

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 28 วันที่ผ่านมา +1

    Wedno jigna .ezi kulu sikayn mekeran wetsikum kalsukum lab dhri melisomwo ezom jugle ( shfta hwehat ) ayoka .ab gonka alena lehamaka lbelu jeganu .(eskum tkaselu ..amanuel asefa) kab ltehabiulu gudgad metsiom Sultan yhzu .eziea eya eza adi

  • @21youzer
    @21youzer 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንላይክን ሳብስክራይብን ክባሃል ዝሓዝኻ ሒዝካ ናብ ሚድያ እናጎተት ዝብሃል ዘይብሃልን ምዝርጋፍ ንእሽተን ካብ ፀላእትና ክንማሃር ኣይንኽእልን? 😢😢

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 12 วันที่ผ่านมา

    😂😂❤❤

  • @habegahabe1695
    @habegahabe1695 28 วันที่ผ่านมา

    Tegaru meas ekum lebie tegbru

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 29 วันที่ผ่านมา

    ኣብቲ ኩናት ምዓት ዉግሮ ዩ ኔሩ ብጺት እንዳ በሉ ኣጎምብሖም ኣብዚ ስንጭሮ ጽቡቕ ዮም ነሮም

    • @biniamAbraham-w5r
      @biniamAbraham-w5r 28 วันที่ผ่านมา +2

      ቡሽቲ ወድዛ እራይ ቦርኮ

    • @milli12354
      @milli12354 23 วันที่ผ่านมา

      ደደብ ሻዕብያ ተጋሩ ንነፃነቶም ኢሎም እዮም እዚ ኹሉ መከራ ኣሕሊፎም ኣብ ዓዶም ሰበይቲ ስኢኖም ኣይኮኑን

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 23 วันที่ผ่านมา

      @@milli12354
      ቆማል ሳሕሳሕ ንንዳመን ዓዲ ድኣ ክቃለሱ,::, ኣብ ትግራይ ብኣፍኩም ትቃለሱ ትመስሉ ጎስጋስ ምዓት ፕሮፖጋንዳ:: ኣብ ግብሪ ግን ተቃልስኹም ኣይትፈልጡን

  • @AaAa-q1b3o
    @AaAa-q1b3o 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍

  • @ጓልተዋህዶ
    @ጓልተዋህዶ 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @meryadoney6679
    @meryadoney6679 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @letebrehanhagos8455
    @letebrehanhagos8455 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Fyuffrd
    @Fyuffrd 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamharon
    @salamharon 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @ከክብከክብ
    @ከክብከክብ 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @JvfjjnJvdukbx
    @JvfjjnJvdukbx 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mailat20adey
    @Mailat20adey 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Dagariyarasd
    @Dagariyarasd 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @Mekseb-g6f
    @Mekseb-g6f 13 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq 29 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalamAli-vl1zf
    @SalamAli-vl1zf 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 29 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉