🛑 ካብ ኢድ ፀላኢ ተሪፋ ንሓዳር ዝበቅዕት ዋዕሮ - ዘሕዝን ዛንታ ተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃይላይ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ค. 2024
- ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃይላይ ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0939645556
ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
t.me/Gedli_plus
/ gedli.plu
/ gedli_plus - บันเทิง
ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃይላይ ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0939645556
ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
Yanekigeihtnuri❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ካሜራ ምስ ዓፀኪ ኤርትራውያን ናደወሉ የናዝዙወን ኣለው ብቲ ስልኪ ትፅሕፍዮ ንገርየን ምስጢር ኣይትሃባ ኢልኪ ንዮርሲሌም ኣናዚዞምዋ ኣለው
@@HdhdhdEbeheh-qr5vrትኽክል እዩ ሓው ፅቡቕ ሓሳብ እዩ
ኢንተርቪው ፅቡቕኳ ተኾነ ግን
❤♥️💜እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ዋዕሮና ዝተሰዉኡ ጀጋኑና እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕረፍቲ ነብሲ ይሃበልና😢😢😢
እንቋዕ ቢሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ብኣክን ዘይነብዐ ኣይነበረን ተመስገን ነዚ ዘብቀዐኺ🤲
ሃረገይ ሸኮር ከመየ ዲኪ አቲ ማዓር አፈ😘
@@alexandershewitalexander2394 ኣሌክሰይ ዘዋሪ ትማሊ ሰላም ኢለካ ኣብ ናይ ፊደል ገዛ ኣይመለስካን ጥፋእያ ጠፊእኻ እኮ
እሰይ ኹሉ ሓሊፉስ ታሪክ ኾይኑ ተዉግዕዮ ለኺ እንኳዕ ብሂወት ተርፍኺ እንኳዕ ላብዙይ ኣብቀዐኪ ጅግና ዋዕሮና ሓዳር ኣብርሃምን ሳራንይግበረልኹም ዉለዱ ኽበዱ❤❤❤
ዋዉ ካብ ኢድ ፀላኢ ወፂኺ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ጅግና ብፂተይ❤️🇻🇳💪💪
❤❤እዙ ምስአን ዝነበረ ወዲ ከ በጃኩም ጠይቅም ኣምፁልና😢
እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዋዕሮና
ኩሉ ሓሊፉስ ናብዚ ዘብቀዐኪ ኣምላኽ ይመስገን እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ክብርቲ ሓፍተይ❤️🙏❤️
እንኳዕ ናብዝ አብቀዐክ ዋዕሮና ኹሉ ሓልፉስ ንምዝራብ አብቀዐክ ቃል ክዳንኹም ይባረኽ🙏♥️♥️
እንኳዕ ብሂወት ተረፊኪ መዓረይ
አምላክ ለአመነ ለሳአኖ የቡሉይ አሞ አምላክ አምንኪ አንኳዕ ላብዙይ አብቀዐኪ❤❤
ጓልሓፍትነይ ዛምቤተይ እንኳዕደስ በለኪ ካብ ዙኩላይ ወፂእኪ ናብ ሓዳር ዘበቃዕኪ ተመስገን ተመስገን 🙏 ጓልነይ💚
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ዋዕሮና❤❤
ኩሉ ችግራት ሓሊፍኺ ናብዚ ክብሪ እዚ ዘብፀሐኪ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ንህያዉ ፈጣሪ ተመስገን እንኳዕ ደስስስ በሊኪ ዋዕሮ ሓፍትና ❤
ብጣዕሚ ኣድኒቀያ ኣዘራርባኣ ሓሳባታ ደስ ክብል ችግር የጠንክረካ እዩ የቀንየልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን እግዛብሄር ሓዳርኺ ይባርኸልኺ ፈጣሪ ምቅርተይ ❤
እሽ ዝሓፍተይ መዓርይ ኣሜን❤
እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ናብዚይ መርዓ ኣብቀዐኺ ዋዕሮና ጅግኒተይ❤❤❤❤❤
ጀግና ሓፍተይ እንታይ እሞ ክብለኪ መግለፂ የብለይን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዋዕሮ ጋል እንደርታና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ❤ጋዘጠኛ ለ ቀፅልሉ ኣይትጥፍኢ❤❤
ናይ ብሓቂ.ዕድል ዘለኪ ኢኪ ከም ኣብራሃም.ሳራ ቃልኪዳንኩም ይጽዓልኩም ኣምላክ❤❤❤
እፍፍፍፍ ናዚእን ለይርሶዑ 3የን ወዲ tik tokይ ሸር ኢለየን ናኣተኩ ከም መመክነይታ ናገበርኩ ይበኪ ነበርኩ😢ተመሰገን ኣምላክ ጥዑም🙏
ጅግና ❤❤❤❤ እንቃዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ❤
እንካዕ ተረፍክልና ማኣረይ❤
እንኳዕ ብህወት ተረፍክ ማዓረይ❤❤❤
ዋዕሮና እንካዕደሰ ብልክ ❤❤❤❤
እንካዕ ብሂወት ተረፈኪ ዋዕሮና❤❤🎉🎉
ብፂት ኢዮሩስ ጅግና ጓል ጀጋኑ ኩሉ ሓሊፋስ እንኳዕ ናብዚ ኣብቃዓኪ ❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝሓወይ ተመስገን ብሂወት ዝተረፍኩም🙏
እንኻዕ ብሂወት ተረፍኺ ማዓረይ❤❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
ኩሉ ሓሊፍ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዓኪ🎉❤❤❤❤ዋዕሮና
እየሩዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ🙏💚
እስይ ኩሉ ሓሊፋስ ታሪክ ኮይኑ ተዉግዕዮ ለኺ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ላብዙይ ኣብቀዐኪ ጅግና ዋዕሮና ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
ati jgna waero enkae nabzi abkaaki kulu Halifus nktzarebo wde wde eu zbl ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጅግና ብፂት
እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ መዓረይ❤❤❤
ዋዕሮና እንኳዕ ደሰ በለኪ የኔ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮዋይ❤❤❤
እንኻዕ ላብዚ አብቀዐኪ ፅሪተይ እስመኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለአግዚአብሔር ተመስገንኻ ኣምላኽ ቅዱሳን🙏❤❤❤
ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ🙏❤❤❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ዘይሓልፍ የለን ኩሉ ሓልፍኹም አብዚ ዘብቃዓኩም ኣምላኽ ይመስገን👏
እንኳዕ ብሂወት ተረፈኪ ዝያዳይ
ካብጭንቅን መከራን ወፂእኺእንኳዕ ናብዚ አብቅዓኪ ጓልሓፍቲ
እንቋዕ ቢሂወት ተረፍክን ስለ ዝራአኩኪ ደስ ኢሉን ተመስገን ነዚ ዘብቀዐኺ :አብ ሰመራ ብሐደ ኔርና ጀጋኑ ኢክን
እንቋዕ ብህወት ተሪፍክልና ሽሕ ኩኒ መዓሪይ ሰላምን ፍቅሪን ይምንየልክ ኣጆክ❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐኪ
ብርክቲ ኢኪ አምላክ ሓዳርኪ ይባርክ
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ብልፅቲ ዋዕሮና💜🥰
እንኮዕ ብሂወት ተረፈኪ ዋዕሮና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞ጀግኒት እንካዕ ብሰለም ተመለስኪ ማዓረይ
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
Enqan beselam westaeki haftey meary
,ሓፍተይ ስለና ልኻፈልክዮ ዋጋ ፍፅም ኣይንርሰዖን ::እንካዕ ለ ብሂወት ተርፍኺ ናብዙይ ኣብቀዐኪ, ኣምበይተይ ❤🙏
እኳዕ ብላም ተመለስኪ ንምዝራብ እውን አብቂዑኪ እዙ ኹሉ መንከራ ሓሊፉ ብዙሕ ነገር እዩ ዝግበኣኩም ግን ???? አብ ኹሉ ተጋዳለይ ትግራይ ስውእ ሓወይ እናሰታወስኩ ምስ ወፀ ተሪፉ 😢😢😢😢
me😢😭💔
እንካዕ ተረፍኪ መዓረይ❤❤❤
ዋውው ዋዕሮና❤❤❤❤❤❤❤
እኳዓ ላብዙይ ኣብቀዕኪ ማዓረይ❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
እንዃዕበህወትተረፍኪማዓረይ❤❤❤❤
❤❤❤❤ምዓርይ አንቅዓ ብህውት ትርፍክ ❤❤❤🙏🏻🙏🏻
ነዛ ጋዜጠኛ ፈትየያ ኣለኩ ገለባግበሩ ሓግዙኒ
temeriawa😂😂
ታይ እሞ ክንሕገዙ😂😂😂😂
@@edon7537😂😂😂❤
Embi 😂
መጣ ፍቅሪ ይውርውድካ እምበር እንታይ ክንብል
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ🙏♥🎉
Our TDF heroes endless heroism! Thank you for defending our people of Tigray. Tigray the Land of Heroes!
እንካዕ ተረፍክ ዋዕሮ ሓፍትና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢
እንካዕ ብህይወት ተረፍክ ንስውኣት ውን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ዋዕሮና
ጅግና ዋዕሮና ነዝኩሉ መከራ ሓልፍኪ ናብዚ ዘብቃዓኪ እንኳዕ ደስ በለኪ 🙏🥰❤
ኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮ😊❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
ፀልማት.ሓልፍካ.ብርሃን.አሎ.አሰይ.ጁግና.ናብዙይ.አብቀዐኪ❤❤❤❤❤❤
መልክዕ አንደበት ትሕትና ኹሉ ዓድልኪ ዝሓፍተይ ቀፅልዮ🙏🙏ሐሕማቁ የርሕቀልና ፍጣሪ😥
እንካዕ ብሰላም መፃእኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ በህወት ተረፍኪ ማዓረይ
ጓል ክላሰይ አንኳዕ ብሰላም ወፃኪ ተመሰገን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
እንኳዕ ናብዚ ኣብፅሐኪ ምዓረይ❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ተረጀፍከኺ እንኳዕ ናብዚ ኣብብቅዐኪ ውለለለለለይ
Jigna eyoruse gual hafti❤
ጓል ዓደይ ብልፅቲ እንኳዓነይ ተርፍኪ
ኣሰይ ዛመዓረይ እንካዕ ተረፍኪ ናብዚ በቃዕኪ😍😍❤💛
ደምረኒ ምቅረተይ❤
@@Almi_Alm ጌረልኪ
Thank u maery❤❤❤
እንኳዕ ደዚ አብቀዐኪ ማዓረይ ❤❤
እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ፈጣሪ ❤❤🎉🎉
እንካዕብስላምትረፍኪ❤❤
እንቋዕ ተረፉኪይ መመዓረይ
❤❤❤❤❤
Gazetgna besal kola eke❤❤❤❤❤
Enkae bhiwet terefki waero❤❤❤❤❤❤
ሄሉ ሽኮር❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉
Welcome
ኣሰይ ምቅርተይ እንካዕ ብሰላም ተረፍኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wowwwww❤❤❤🙏🙏😭😭😭
Helen Yemane betami gobez eki akerarebaki ketselelu waero haftena kea enkuae nabzi abtseheki kabtom azabee eid bealu Fetari felkeku enkuae awetseeki mearey TDF jeganuna 💪💪💪💪💪
❤❤❤❤🙏🙏🙏😍😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ተመስገን እንቋዕ ተረፍክን
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️