"ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . "

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024
  • ዓርሰ እምነትን ኣንደበተ ርቱዕነትን ዝተላበሰ ጅግና መንእሰይ እዩ። ወታደራዊ ብቕዓቱ ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኮይኑ ኣመስኪሩ፤ ስዒቡ ድማ ኣባል ሰራዊት ትግራይ ኮይኑ ኣብ ቃልሲ መኸተ ተኣምር ሰሪሑ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ከባቢ ባዕኼር ብዝገርም ወነ ናይ በይኑ ቦታ ፈልዩ ፀላእቱ ከም ቆፅሊ እናርገፎም ከሎ ብኸቢድ ተወቒዑ። ፀላኢ ነቲ ቦታ ምስተቖፃፀሮ ድማ ሞይቱ ኢሎም ረጊፀሞ ሓሊፎም። ተሲኡ ህይወት ሰሪዑ ምስ ቁስሉ ፀላኢ ናብ ዘለዎ ከተማታት ባዕኼርን ሑሞራን ኣትዩ። ኢሉ ውን ዝለዓለ ፈተሻታት ሰጊሩ ብቀጠናታት ሞት ሓሊፉ ናብ ሱዳን ሰጊሩ። ኣብ ሱዳን እናተሓከመ ድማ ንኹለን ዓለም ለኻዊ ሚድያታት ተኣምራዊ ኣጋጣምታቱ ዘንትዩለን። እዚ ምትሓታዊ ሞት ዝተሓሰሞ ጅግና - ተጋዳላይ ህይወት ኣረጋዊ (ወዲ ሕጊ) ይበሃል። ዝኹሉ ከመይ ኢሉ ሰጊርዎ? ሓቢርና ንከታተሎ።

ความคิดเห็น • 229

  • @ፍቅሪ-ፈ8
    @ፍቅሪ-ፈ8 7 หลายเดือนก่อน +21

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ምእንታና ክንደይ ሓሊፍኩም😢 ክብርን ምጎስን ንሰማእታትና

  • @ኣቤል12
    @ኣቤል12 6 หลายเดือนก่อน +10

    ርጉዕ ውን ጅግና ውን !! Kbri ntegadalay

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 7 หลายเดือนก่อน +4

    እህ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትናን ንዓኩም ብህወት ዘለኩምን ይኩን ሰሚዕካ ዘይምኖ ናይ ብሓቂ መስተንክር ዝኮነ ታሪክ ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ሕጊ ፈታዊ ህዝቡ❤❤

  • @TeddyAswa
    @TeddyAswa 19 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ጅግና ተጋዳላይ ኢካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ

  • @amitasmerom2676
    @amitasmerom2676 7 หลายเดือนก่อน +15

    ፍቃድኩም እንተከይኑ ሓደ ጅግና ክተቅርብልና ብትሕትና ይሓትት?!🙏
    ተጋዳለይ ፍቅረ ሳሃለ ኣርኣያ ይባሃል ወዲ ሓውዝየን እዩ ኣብ ኑእስ ዕድሚኡ ማለት 16 ተ ዓመቱ ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝኣተወ ክስካብ ሓዚ ድማ 6ተ ዓመት ምስ ብፀቱ ዘሎ ፍሉይ ፍቅሪ ዓዱ ዘለዋ ጅግና ውዲ ጅግና ብዙሕ ታሪክ ዘለዋ እዩ ም ስለዚ ኣቅርበልና 🙏🙏

  • @Weditembien-to8bd
    @Weditembien-to8bd 7 หลายเดือนก่อน +5

    ጀጋኑና ብሰላኹም እየ ናይ ሰላም ሃዋህዉ So ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-zc1id2hb4cሰላማዊት
    @user-zc1id2hb4cሰላማዊት 7 หลายเดือนก่อน +6

    ሳላኹም ጀጋኑና 😢😢😢😢 ልዑል ክብሪ ንተጋዳላይ ትግራይ❤😢😢😢

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ🙏🙏🙏

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓውና ብጣዕሚ ኢና እንፈትወኩምን እነፍቅረኩምን ጀጋኑና ❤❤❤
    ብሳላኹም ኮሪዕና ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @Rachellgidey21
    @Rachellgidey21 7 หลายเดือนก่อน +4

    ፅቡቀይ እንካዕ ተረፍካ ኩሉ ናይ ሞት ፈተና ሰጊርካዮ ኩሉ ሰናይ ነዓካ

  • @CshggsgsGhshhshw
    @CshggsgsGhshhshw 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን❤ለዚ አበቃህ

  • @pj6930
    @pj6930 7 หลายเดือนก่อน +8

    ትገርሙ መናኣሰይ እኹም የቐኒየልና አነ ኸም ፃድቃናት እየ ልርአኩም😢 እዚ ር ሕማቓት መራሕቲ ኽትርኢ ደመይ ይፍለሐኒ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰራዊት ትግራይ

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ እግዚብሄር አወፅኣካ ህዝብና መንግስቲ አምላክ የዋርሶም 😢😢😢

  • @STAMA123
    @STAMA123 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግናና እንኳዕ ተረፍካልና ውፃእ ማዓት ብጣዕሚ ኢና ንኾርዓልኩም❤

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish 6 หลายเดือนก่อน +1

    ህይወት ዓርከይ ኣታ ጅግና ወዲ ሓዉዛ ናይ ሶማሌ ዓርክካ እየ ወዲ ረጅመንተይ ምሰ ኮነሬል አወጡ ከለካ ብሓደ ነይሪና ቀፃሊ አቅሪበልና ሰበይ

  • @weldeselemazeraiy8917
    @weldeselemazeraiy8917 7 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ዝዝንግዕ መራሒ እንትርአ ኣዝዩ ይኸፍአካ እበር ወዲ ትግራይ እንታይ ዘይገበረ ❤እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ❤

  • @wson4901
    @wson4901 7 หลายเดือนก่อน +4

    😊😊😊😊ተአምር፡ጀግና፡ብፃይ፡ተጋዳላይ፡፡❤❤

  • @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
    @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም 4 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ እንኮዕ ተረፍካ 😢ጀግንነትኩም ዝገልፅ ቃላት የለን ✊

  • @maron278
    @maron278 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ማዓረይ ናይ ፈጣሪ ተአምር እዩ ብሓቂ ትረፊ ዝበላ ነብሲ ❤❤❤❤❤

  • @YrsawHafte-lu8uc
    @YrsawHafte-lu8uc 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንኻዕ ብሂወት ተርፍካ ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dfsdxzdfingfgfdxsding5640
    @dfsdxzdfingfgfdxsding5640 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ዝገርም ትብዓት ዝገርም ጅግንነት ታሪክን ሓሕሊፈካ ብህወት እንካዕ ሃለካ❤

  • @kffgetrr5571
    @kffgetrr5571 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተረፍካልና ክቡር ሓው 🙏
    ፊልሚ መሲሉ ተሰሚዕኒ ክንደይ ሓዊ ኢካ ሰጊርካ ተመሰገን ሰራሕ ኣምላክ ሓያል እዩ 🙏

  • @KibromHailu-id9sj
    @KibromHailu-id9sj 7 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ብዙሕ ዕዳ ኣለዋ !! ወዲ ሕጊ ጅግና ወሎዶና ❤❤❤❤ ጥይት ዝቐትል ዘይመስለካ ጅግና ቃልሲ ትግራይ ብጅግንነት ዛዚምካዮ ብፃይ ውዕሎታትካ ኩሎም ድማ ኣብ ናይ ኣርምኻ መፅሓፍ በዓል 30 ገፅ ተፃሒፍልካ ኣሎ። ትግራይ ዕዳ ኣለዋ !!

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @sawsanaraya
    @sawsanaraya 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝገርም እሸል ሰሚእካ ዘይትመንዎ እድመን ጥእናን ይሀብካ ሲስዋይ ድማ እድመን ጥእናን ይሀብካ ከምዚኦም ዝአመሰሉ ጀጋኑ እሸላት ተቅርበልና ዘለካ ምስጋና ይግባአካ

  • @weldeselemazeraiy8917
    @weldeselemazeraiy8917 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ ዝዝንግዕ መራሒ እንትርአ ኣዝዩ ይኸፍአካ እበር ወዲ ትግራይ እንታይ ዘይገበረ ❤እንኳዕ ተረፍካ ጅግና

  • @RUGYyj
    @RUGYyj 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ሂወት ታሪክ ፅንዓት ያብካ ጅግና ተጋዳላይ

  • @KbromHadera-hn1sy
    @KbromHadera-hn1sy 6 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ትግራዋይ ዘይረከቦ መከራ ዶ ይህልዎ 😢😢 እንኳዕ እስኪ ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤

  • @popopepo3069
    @popopepo3069 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና ብስላኹም እዩ ዝኽሉ ናይ ስላም ንፋስ ዘንተፍስ ዘሎ ህዝብና እና ክንዲ ኽሉ ኡኹም ናዓና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻልና😢❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @popopepo3069
      @popopepo3069 7 หลายเดือนก่อน

      @@GenetChannel-uo3rv ገይረለኺ ክብረተይ

  • @fitsumhaile5052
    @fitsumhaile5052 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ዘ ሀወይ ዲያስፓራ ፍሉይ ፍቅሪ እዩ ዘለና ንአካትኩም❤❤❤❤

  • @genetgetachew2150
    @genetgetachew2150 6 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራዋይነት ማለት ከምወርቂ ብሓዊ ምፍታን ማለትዮ❤❤❤

  • @serkalemabate4691
    @serkalemabate4691 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ

  • @KbreyKbreyy
    @KbreyKbreyy 5 หลายเดือนก่อน

    ኣንካዕ ብሰላም ወፃካ ወዲ ሕጊ ዓርከይ መሳላጥንተይ ኣብ ክልቲኡ መሰልጠኛ ኩሓ ላጪ ይልዮ እየ ሰልኩ ላአከለይ እንተኪአልካ ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ ምውፃእካ ዓርከይ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 7 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabher msaka alo jegna❤

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 7 หลายเดือนก่อน +8

    ሓደ ሓደ ነገር ዘየድሊ ንህዝቢ ሓደጋ ዘቃልዕ ዘረባታት ተዝግደፍ

  • @FaysalKsa-sn9pp
    @FaysalKsa-sn9pp 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤

  • @lisanutilahun4975
    @lisanutilahun4975 4 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ መሊሰ መላሊስ ነዚ ኸቢድ ስቓይ ንሞት ብትዕግስቲ እናተፀበያ ለይትን ቀትርን ፀልሚትዎ ብፈጣሪ ሓይሊ ዝተረፈት ነብሲ እናሰማዕኹዎ ትኩስ ንብዓት ነቢዐ ክወፀለይ ኣይካኣለን ናይዞም ዕሸላት ጀጋኑ ወፅዓ ዝወለዶ ሕነ ንምፍዳይ ወድ ሰብ ዘይፃወሮ መከራ ፀይሮሞ ልብኻ ዝሰብር ፅንዓት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berihug4715
    @berihug4715 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wow we are so speechless. Wow, you are so lucky. Thanks God we see you again, ❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ አግዝአብሔር ድቅ ስራሕ ብትክክል ዝኩሉ መከራ አሕሊፍካ አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወና ክብርን ሞጎስክን ንስማእታትና 🙏🤲💔💔💔💔

  • @GdfDr-tq4hs
    @GdfDr-tq4hs 6 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ቢሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ 🥰🙏 ዝኩሉ ላኣና እዩ እሞ ብጣዕሚ የቀንየልና ጎይታዋይ 🥰🥰

  • @galtigrayhalal5170
    @galtigrayhalal5170 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ😢❤❤❤

  • @abrhagebremeskel6416
    @abrhagebremeskel6416 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ❤❤❤❤❤😍🇻🇳

  • @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
    @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካ ዝሓለፍካዮ ሂወት ንምዝራብ ኣብቀዐካ 🙏

  • @Ziyade-xp6om
    @Ziyade-xp6om 6 หลายเดือนก่อน

    ወአዲኢ ሂጊ ዚኣረከየ ኡነቂ ተረፈካ ኣወት ኢሮቦ ኢየ አተ ጀጊና

  • @michaelgebremedhin6527
    @michaelgebremedhin6527 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዓብዪ መፅሓፍ ይወፃ!
    thank u for your service
    U could show us the mighty of God very apparently !

  • @ፍረገብረመድህን
    @ፍረገብረመድህን 7 หลายเดือนก่อน

    ሂወት ሓወይ ጅግና እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ ኩርዓተይ ኢካ ኣታ ጅግና

  • @WeluGebremichael
    @WeluGebremichael 3 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ታሪኽ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @castech2127
    @castech2127 6 หลายเดือนก่อน

    እስካብ ሐዚ ብዙህ ሰምዐ ከምዚ አይረአኹን አምላክ ይመስገን

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2sv 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም አሕዋት ደስ ዝብል ታርክ እዩ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ጅግና ሓውናን ሽሻይ ወረስን ናይ ፕሮግራም ተካታታልት እየ ቀፅለሉ

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ አምላክ ምሕረት እንካዕ ተርፍካልና ዛሐወይ

  • @serkalemabate4691
    @serkalemabate4691 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ አንበሳ ትግራይ

  • @zafu6265
    @zafu6265 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይኮንን እዚ ታሪክ ሰሚዐ ባዕኸር/ምዕራብ ልብል ቃል ክሰምዕ ከለኹ ምፍጣረይ እየ ዝፀልእ💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🥲😓😓 ልምንታይ ግን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ለይሓዊ ቑስሊ ኣሎ ኣብ ልበይ 😢😢ኣይ ምሓዙተይ😢😢😢 😭💔💔 😢😢 ታሪክ እዚ ብመፅሓፍ ክፅሓፍ ኣለዎ 😢😢😢

    • @brhaneye
      @brhaneye 7 หลายเดือนก่อน +1

      😢ኣጆኺ ዛሓፍተይ 😢

  • @almazabebe4776
    @almazabebe4776 6 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና❤❤❤❤❤ነመስግን ንኣገልግሎትካ

  • @esayasmesefen7784
    @esayasmesefen7784 7 หลายเดือนก่อน +17

    እቲ ገባራይ እውን ብጣዕሚ እዩ ተጋዲሉ ምሳካ ጅግና ግባራይ ትግራይ፡፡

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 7 หลายเดือนก่อน

    አዝዩ ዘገርም ታሪኽን ፅንዓትን ህዝባዊነትን ታሪክ !! ውፃእ መዓታት ጀግና መርኣያ ሕራነ መናእሰይ ትግራይና !!👌💪✌️👏👏👏

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 6 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ብንብዓት እየ ጀሚረ ወዲአያ እንኳዕ ተረፍካ ጀግና

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish 6 หลายเดือนก่อน

    አቤት አገላልፃ ደሰ ክብል ቀፃሊ እዉን አቅሩቡልና

  • @almazabebe4776
    @almazabebe4776 6 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ወድ ጅግና እንኳዕ ተረፍካልና

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 7 หลายเดือนก่อน

    ጅግና እንኳዕ ብሂወት ተርፍካ ዝሓወይ❤❤

  • @tsegahagos9951
    @tsegahagos9951 5 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ጅግና ተጋዳላይ እቱ ገባራይ ግን ዳሃዩ ተትረኽቦ ፅቡቕ ነይሩ፡፡ ንስኻ ብህይወት ክትወፅእ ባዓል ውዕለታና እዩ፡፡

  • @tsehayeabraha5808
    @tsehayeabraha5808 7 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you brother you are true hero

  • @GebreabTadesse
    @GebreabTadesse 6 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር እንኳዕ ናብዙይ አብቀካ

  • @haniHani-vy7tk
    @haniHani-vy7tk 7 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን እንኳዕ ተረፍካልና ጀግናና❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 7 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉😢😢😢😢እንቃዕ ብህይወት ትረፊካዝሓውይ

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el 7 หลายเดือนก่อน

    Wow, your story is unbelievable. Anbesa tigray, I thank you for what you did for our people/ country . God bless you.

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 7 หลายเดือนก่อน

    ቅድመኻ ድኣመ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም👏🥰

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you for your service dear Wedi Hege. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray

  • @LeakeGebremaryam
    @LeakeGebremaryam 6 หลายเดือนก่อน

    በጣዕሚ ትጋገ ኣለካ እትበር እፎርመሽን እዳማሓላለፍካ ምኩኑ ኣይርደእካን

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659 6 หลายเดือนก่อน

    Enquae Egzabher awtseka btaemi teamregna gegna eka halewa fetari zeytefeleyeka melaml eshelat mente hzbkum zeyttkae hywetkum ahlfkum zhabkumna geganu semaetatna bselam erefu fetari ab hkfu yenbrkum

  • @capitaltesfay
    @capitaltesfay 6 หลายเดือนก่อน

    ሂወት ፈተና ያ።

  • @Fafa-us6cj
    @Fafa-us6cj 7 หลายเดือนก่อน +1

    Anka bhiwet terefka.jegna❤❤❤😢

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር እዩ ብታኣምር ኣዋፂእካ ዛሓወይ

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሳላኹም ኻብርና😢

  • @AbriloG-hp2sv
    @AbriloG-hp2sv 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ እማ ተረፍካልና ሓዊተይ!

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣነሰ ግረም ይብለኒ ናይ ዙም ተጋደልትና እፍፍፍፍ😢😢😢

  • @hailemariam-ph7ge
    @hailemariam-ph7ge 6 หลายเดือนก่อน

    Wow Fantastic

  • @Girmay2023
    @Girmay2023 6 หลายเดือนก่อน

    It’s Miracle bro you are our hero and so lucky ❤big respect brother 🙏

  • @tsysusys4184
    @tsysusys4184 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ መሳጢ ሂወት ታሪኽ ኢዩ

  • @KibromBerihu-uv8uw
    @KibromBerihu-uv8uw 6 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጅግና

  • @AmanWelay
    @AmanWelay 6 หลายเดือนก่อน

    ታኣምር ታኣምርእዩ

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 6 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤

  • @mengustuberhane4948
    @mengustuberhane4948 7 หลายเดือนก่อน +1

    Respect🙏

  • @LciGalkeshi
    @LciGalkeshi 6 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ኣተረፈካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉

  • @AshenafiAsefa-pm7td
    @AshenafiAsefa-pm7td 6 หลายเดือนก่อน

    አረ ወድ ሕጊ ዓርከይ ኣንታ ጅግና

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 หลายเดือนก่อน

    I thank God for saving your life. God is good

  • @raheldeata8542
    @raheldeata8542 7 หลายเดือนก่อน

    ማኣረይ ጅጋና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brktitkabo2588
    @brktitkabo2588 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @asdftyu4148
    @asdftyu4148 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒሎ

  • @fjfbhhdf260
    @fjfbhhdf260 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ጅግና ብሓቂ

  • @ሄኒ
    @ሄኒ 7 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢አህ

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 หลายเดือนก่อน

    I am proud of you, dear Hege

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray2248 7 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍ ስቃይ 😢❤😓

  • @AbigalKeshi
    @AbigalKeshi 7 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔የሕዋትና ኣናተይ አሞ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @gizegize4486
    @gizegize4486 7 หลายเดือนก่อน

    ሰየአብራሀ,ይመሰል

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚኣ ማ ክብሩ ሓዉ ነቲ ስዉር ቃልሲ ብፍላይ ድማ ግፍዒ ትግራዋይ ገሊጹ,እሞ ምስቲ ሕጂ ዝህቦ ዘሎ ቃል ዶ ንጸላእቲ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሃቦ ምስክሩ ንድሕሪት ኣይመልሶን,ስለምታይ ቅድም ኢልኩም ዘይሓስብኩምሉ,እቲ ምንታይ ስቢል ነይረ,እንደገና ተገዳላይ ነይረ ዝብል ሲ ነቲ ጆናሳይድ ዶ ተጻራሪ ኣይኮንን😢ጅግና ሓወይ ካብ ልቢ ኣመና ይፈትወካ,እንካዕ ካብ መስዋእቲ ተረፍካ❤❤

  • @e.brhane
    @e.brhane 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ስላም ወፃካ ወዲ ሕጊ ጅግና። ቀፂለ ዘለኒ ርኢቶ: እዚ ታሪክ ክትትርክዎ ከለኩም ነቲ ጀኖሳይድ ዝተፈፀመና ብዝምስክር ኣብ ክንዲ ምቅራብ ነቶም ፈፀምቲ ጆኖሳይድ ነፃ ብዘውፅእ ትረካ ዩ ኣቅሪብኩም። ንምንታይ ዩ ከምዚ ተቅርብዎ? ብጣዕሚ የሕዝን። ጋዜጠኛ ኣተራርካ ንቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብዝጠቅም ታሪክ ክትረክ ዘይትገብር ስለምንታይ?
    እተተውርድዎ ይምረፅ ፕሎት ሚድያ: ሓደገኛ ትረካ ኢኩም ኣቅሪብኪም።

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤jegna

  • @ጨወታ
    @ጨወታ 7 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ኢካ👏

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 7 หลายเดือนก่อน +1

    God help tigray.