ሙሉእ ትሕዝቶ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሰገን ማህሌት ተኽላይ ግርማይ ኣብ እንዳ መድሃኒዓለም ዓድዋ New 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 มิ.ย. 2024
- Smart Media, TH-cam_Channel Like Share Subscribe
ሙሉእ ትሕዝቶ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሰገን ማህሌት ተኽላይ ግርማይ ኣብ እንዳ መድሃኒዓለም ዓድዋ New 2024
© Copyright: Smart Media,
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#MahletTeklay #Tigray #eritrea #ethiopia - บันเทิง
ስውእ ብፃይ ነዓ ጉድኻ ረአ ሓፍተይ ከይትድፈር ኢልኻ ፀላእቲ አባሪርካ ሂወትካ ልኸፈልካሉ መንእሰይ ድሮ ውዕለታኻ ክሒዱ ሓፍትኻ ደፊሩ ቀቢርዋ😢😢😢😢😢😢😢rip mahi haftey 😢😢😢😭😭😭😭
ፀላኢና ምስባዕልና እዩ ዘሎ ሐዚ ኣብዚኣ በፂሑ ኒኦ ፅባሕ ናብ ባዕለይ እዩ ግዜ ንምፍጣርካ ዘፅልእ ኣሕ ኣሕ😭😭💔
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስቲ ሓፍተይ ንዙይ ድዩ እባ መላምል ኣሕዋትና ኣስዉእና ፍትሒ ንማህሌት ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢😢
aheeeeeeeee 😥😥😥😥😥💔🥺
አየ ወላዲት ዝረኸብክዮ 😢😢😢😢....አነስ ብሕልመይ እናመፀት ጨኒቑኒ
አይዘኪ
😢😢😢😢😢
💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ጌታ ሆይ ታረቀን የምለው ጠፋኝ ምን አይነት አውሬ ሆነን እግዚአብሔር ያጽናችሁ😭😭😭😭😭
😭😭😭😭💔💔💔💔
መንግሰሰተ ሰማይ የዋርስኺ ንእስተይ ምንም ዘይኣበስኽይ ህፃን ቆልዓ ኣሕ😭😭😭😭
እንታይ ርእያ ህፃን ቆልዐ ክንደይ ኮን አሳቅዬማ ይኮኑ ብናትካ ሰብእሞ ክንደይ ግፍዒ ዝረአየ
ኣሕ ዋይ ሓፎተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ንቤተሰባ ፅንዓት ያሃቦም 😭😭😭😭😭😭😭
ኣሕ😭😭😭💔😭😭😭መንግስተ ሰማይ ያዋሪስኽ ንእስተይ🕯🕯🕯ፅንዓት ይሃብኩም ወለዳን ቤተሰባን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😭💔
ኣሕሕሕ ንእስተይ መንግስቲ ስማይ የውርስኪ ንመላእ ቤተስብ ፅንዓት ይሃብኩም
አብገነት የንብርኪ።ጵንዓት ይሃብኩም ንቤተሰብ ንመላእ ትግራይ።🖤💔🙏🙏🙏
መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ ንእሰተይ ጽንዓት ይሃቦም ንመላአ ቤተሰበን ንመላአ ህዝቢ ትግራይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይት ይዋርስኪ ንእስትይ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃቡኩም ፈጣሪ
ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ዕሸል ንእስነትኪ ጨካናት ረኺቦምኺ መንግስተ ሰማይ የወርስኪ ንስድራ ቤትክን ንሙሉእ ቤተሰብን ድማ ፅንዓት ይሃቦም።❤
ናማን ተጋሩ ድዮም ግን❓ኣብ ውሽጢ ዓድና ፀላእ ኣለዉና ትግራዋይ ከምዝ ዓይነት ጭካኔ ማኣዝ ኣምፅእዎ ንፀላእ እምበር ንህዝቡ ክንድዚ ኣይጭክንይ 🙅🙆ብዝኮነ እቶም መሳርሕቶም ብደምቢ ክፃረዩ ኣለዎም።እርግጠኛ እቶም ጨካናት ፀላእትና ኣለዉ እዮም ምስኦም እና መንዩ ወዲ ዓዲ መኒዩከ ምፃእታ ድዩ ክፃረ ኣለዎ🙅 😢😢መንግስተ ሰማይ ያዋርስኪ ፅርተይ 😭😭ፅ😭ን😭ዓ😭ት😢😢😢ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ😭😭😭😭ቀፃልከ መን እያ 😢😢😢😢😢ፈጣሪ በቃ ባ በለና👏🙏
መንግስተ ሰማይ የውርሳ ንስድራቤታ ከኣ ጽንዓት ይሃባ እንተ እቲ ምጭካን ግን ካብ ውሽጥኹም ኢዩ ናበይ ጽግዕ ጽግዕ ኣብ ኤርትራ ምቸም ክምዚ የለን ስልዝስ ምስ ነብስኹም ታዓረቁ ሕመቅካ ምእማን ብልሒ እምበር ሕመቅ ኣይኮነን ካብ ኩሉ ክፉእ ይሰውርኩም እዚኣ ናይ መወዳእታ ይግበራ ምስኪን ህዝቢ።
እዛ ህጻን ጓልና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ🙏
ኣቲ ጸላእትና ኤርትራውያን እዮም ትብልዮ
ዘለኺ ግን ናበይ ጽግዕ ጽግዕ።
ንሓንቲ በጊዕ ክትብሉ ትንፋስ ሰብ ተሕልፉ
መን ድዩ።ሕጂ ድኣ ገል ገል ንጹሃት ገዲፍካ
እንተ ከናኺ ግን ገና እቲ ተንኮል ረሳሕ
መንግስት ሰማይ የዋርስኪ😭😭😭😭😭😭
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😢😢😢😢😢
ልማህሌት ዝቀተለ ከምታ ቀብሪ ዝታኣከ 29:57 በላ ከምኡ ወን ኣብ ኡኩብ ሰብ ክፈረዱ ኣለዎም
መንግስተ ሰማይ የዋርስኺ
መንግስተ ሰማይ የዋርስኺ ዕሸል ፅብቅቲ
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ ፅንዓት ይሃብኩም ወለዳን ቤተሰባን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ😢ንዝኣ ኣሕዋተይ ስእነ ኣምላከይ እታይ ገይርናካ የቅረባ በለልና እፍፍፍ😢😢😢😢ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንማሃልየት ሓፍትና ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢😢ሓረርና ባ😢😢😢😢😢
አቤቱ ጌታ ሆይ ይህን መከራ እውነት አርቅልን እባክህን የኒ ውድ ነፉሰሺ መግስተስማዩ ትረፊ 💔😭💔😭💔😭💔🙏🙏🙏
መንግሰት ሰማይ የዋርሰኪ ንወለድኪ ፅንዓት ይሃበም ፈጣ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ስማይ የዋርስኪ ማዓረይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ስውእ ተጋዳላይ እንኳዕ ተመሊሱ ዘይርእዮ ሓፍተይ ኣደይ ዓደይ ከይትድፈር ኢሉ ተሰዊኡስ ብሓዋ ተደፊራ ኤህ ንእስተይ 😢 መንግስተ ሰማያት የዋርስኺ 😢
ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ ማህሌት💔💔💔🙏
መንግስተ ሰማይ ያዋሪስኽ😢😢😢😢😢😢
ኣይኣነ ዳኣም ኣየ ወላድ ኡፉፉፉ ዳኣም ፅናዓት ያሃብኹም ንመላእ ቤተ ሰብ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ንእሰተይ ፍትሒ ንደቂ ኣንሰትዮ
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ 😢😢😢😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ፅንዓትይሃብኩም ስድራ ንእስተይ ዕጫኪ ምስ ቅድሳን ይኩን 😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርኪ ኣብኡ ይጥዓምኪ ንእስተይ😭
😢❤አቦና ፍትሒ ኢልኩም ካብ አዉስትራልያ መጺኩም ምእንቲ ህዝቢ ❤እዚ ክትፍደዩ (እዚአቶም ብድሕሪኦም ገለ አሎ)።ዋይ ጋኣለይ ቅድሚኣ ዝሐለፋ ንኩለን 🕊😭💔✝️⛪️😭😭😭😭
ቀብሪ ዘይኮነ ናይ ገበነኛታት ፍርዲ ኣምፁልና ፡፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዕሸለይ
ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ዕሸል ንእስነትኪ ጨካናት ረኺቦምኺ መንግስተ ሰማይ የወርስኪ ንስድራ ቤትክን ንሙሉእ ቤተሰብን ድማ ፅንዓት ይሃቦም።
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ😭😭😭😭😭
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ንእሰተይ😢😢😢😢
ብሰላም ዕረፊ ንእስተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ😢😢😢😢
Ye tigrye hezbe mene ayente tsenate , kebre, serate yalew new ❤woo axume tsion tetebekachu❤❤❤❤❤❤❤
ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኺ ንእስተይ😢😢😢😢 ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ትግራይ😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ😢😢😢
መንግስተ ሰማያት የዋርስኺ ንእስተይ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢
ኣይይይ ቃንዛ ማህሌተይ ንእስተይ መንግሰተ ሰማይ የዋረስኪ💔ከቢድ እዩ😭😭
አብ አፀደ ገነቱ የንብራ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢ወይለና ደኣ እምበር ንስካትንስ ህያዎት ኢክን አሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዕሸለይ 😭😭😭😭😭😭
Justice for mahlet
ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ንእስቲ ሓፍተይ
ፅንዓት ይሃብኩም ንምሉእ ቤተሰብ😢😢😢😢😢😢
ዋይ ዓደይ ኣግንካዮ ጥምየትኪ ከይኣክለክስ እዝለ ክወሰኮ 😢😢😢
መንግስቲ ሰሜይ የዋርስኪ😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዕሸለይ 😢😢😢
ኣብ ገነት የንብርኪ ሓፍተይ እዋይ💔💔💔💔
መንግስተ ሰማይ ያዋርስኺ ንኡስቲ 😢😢
መንግሰተሰማይየዋርሰኪማዓሰይ😢😢😢😢😢
ወለዲ ጽንዓት ይሃብኩም 💒እዋይ ዛዕምበባ ጋአልና 😭💔😭
መንግስተ ሰማያት የዋርስክ ንእስተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ 😭
መንግሰተ ሰማይ የዋረሰኪ😢😢😢
መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ😢😢😢😢
ኣሕ ንእስተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ😢
መንግተ ሰማያት ይዋርስኺ ንእስተይ ልመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርሰክይ ንእሰተይ😢😢😢😢
መንግሰት ሰማይ የዋርሰኪ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መግስተ ሰማይ የዋርስኪ
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋረስኪ ንእስተይ😭😭😭😭
ዋይይይይይ መንግስተ ሰማይ ያዋርስኽ ጓልኖዋ ኣየ ወላድ ፅንዓት ይሃዉኹሙ ድመላእ በተሰብ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሐፍተይ
ቃደማኪ ንእስተይ ድፍእ ተብለኒ ሓፍትኪ ወለላይ ተይ በድልኪ ናትኪ ሞትስ ንበይኑ😢😢😢
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ዕሸለይ😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
ግን እንታይ እዮም ክረኽቡ ነዛ ዕሸል ጎያ ዘይፀገበት ቃቲሎም😢😢 ንእስተይ ኣቡኡ ይጥዓምኪ ነብሲ ይምሓር ኣየ ወላዲ ዝረኸቦ😢😢
መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ ንብተሰብ ፅንዓት ይሃቦም
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 😭😭😭😭😭😭
ንምፍጣርካ ዘፅልእ ግዜ ግዜ ግዜ ግዜ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
መንግሰተ ሰማይ ያዋርሰኽ😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ ፅንዓት ንመላእ ቤተስብ😭😭😭😭😭
መንግሰተ ሰማያት የዋርሰኪ 😭😭😭
ሀፍተይ አብመንግስተ ሰማያት የንብርኺ ፈጣሪ ፅንአት ንስድራዐ ንምነ:;
መንግሰቲ ሰማይ የዋርስኪ ዕሸለይ😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ፈጣሪ ህፃን ኢክ እሞ ብየማና ኢዱ ይቃበለኪ ንእስተይ
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ አምላክ ዕሸለይ😢😢😢💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢
መንግስተ ሰማይት ይውሪስኽ ኣማላክይፈጣሪ😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስቲ ሓፍተይ
መግስተ ሰማያት ያዋርስክ ማረይ😢😢
መንግሰት ሰማይ የዎርሰኪ😭😭😭😭
ፍትሒ ንማህሌትን ከምኣ ዝበላ ደቂ ኣንስትዮን
ሐዚ እውን ብመግለፂ ዲና ንሓልፎ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ አረ ፍትሒ
ኣብ ሕቅፊ ቅዱሳን የንብርኪ ንእስተይ😢😢😢
ትግራይ ዓድና ናብ ልብያ ትቓይራ💔💔
ንሙሉእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም
እብገነት ይንብርኪ ንእሰተይ ፈጣሪ ኣምላክ ምስፍቅራቱ ይንብርኪ😢😢😢😢
ጎይታ ተዓረቐና እንታይ ዓይነት ኣዉሬ እዩ ኣትዩዋ ዓድና💔😭😭😭
መንግሰቲ ሰማይ የዋርሰኪ ሓፍተይ😭😭😭😭💔
መንግሰተ ሰማይት የዋርስኪ
አይ ኢትዮጵያ ሀዘንሽ በዛ ፈጣሪ በቃይበለን ቤተሰቡቿ መፅናናቱን ይስጥልን
መንግሰተ ሰማያት ያዋርሳ ንእሱተይ😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ ይዋረስኪ
ዋይ ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ😢😢😢
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ንእስተይ 💔💔😭😭😭 ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብን ፈተውታን መሓዙታን 😭😭😭😭💔💔💔💔💔
😭መንግሰተ ሰማያት ያዉረሰኪ ኑኡሰተይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
እፍፍፍፍፍ እዋይ ዕሸለይ😭💔😭መንግስተ ሰማይ ይዋረስኪ😭😭😭😭ንመላእ ቤተስብ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭😭😭
አሜን
መንግሰት ሰማይ የዋርሰኪ😭😭😭😭😭😭