🛑 ጅግና ወደይ ስዋ እናሸጥኹ እየ ኣዕቢየዮ ኣደ ስዉእ ተ/ጋ ኮኾብ ፍፁም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 437

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus  5 หลายเดือนก่อน +74

    ንስድራ ጅግና ስውኡ ተጋዳላይ ኮኾብ ፍፁም 0944133841 ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም

    • @Aklilu-Gr1221
      @Aklilu-Gr1221 5 หลายเดือนก่อน +1

      Edaga Arbi mkadki zeyterefes
      Addo Swuee jigna tegadalay Angesom Arku dea ke
      zfetwo btsayu

  • @Yordanos-kg8pq
    @Yordanos-kg8pq 5 หลายเดือนก่อน +93

    አዶ ስዉእ ጀግና ተጋዳላይ ሰመረ ገ/ሚካኤል እውን ባ አቅርቡልና

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 5 หลายเดือนก่อน +18

    ናይ ብሓቂ ኾኸብ ትግራይና ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓወይ💔💔😭😭 ፅንዓት ይሃብኺን ክብርቲ ኣዴና🙏

  • @medhin8187
    @medhin8187 5 หลายเดือนก่อน +33

    ኣዶና ኣደ ጀግና ተጋ ኮኾብ ፍጹም ፈጣሪ ጽንዓቱ ይሃብክን ኣደኒ
    ኣዘራርባ ኣመራርፃ ቃላቱ ኮ እንብር ዘይነብር ጀግና እፍፍፍ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 5 หลายเดือนก่อน +12

    እህህህህ ጅግና ተጋዳላይ ስዉእ ኮኾብ ፍጹም ካብ ዓይንናን ሕልናናን ዘይኽወል ብሰላም ዕረፍ ጅግናና😢😢😢😢❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እባ ማዓረይ

  • @tirhasabrha3406
    @tirhasabrha3406 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓወይ ብሰላም ዕረፍ ኣነስ ጸሊኢ ኣይማርክን እየ ጥይት ምስ ወደ ድየ ዝማርኮ ምስ በለ እየ ጅግንነቱ ዝግርምኒ ካብ ዕድሚኡ ንልዕሊ ጅግና ዝኮነ ሓውና 😢😢😢😢😢😢

  • @ኣደይእያዓለመይ-ጀ9ጘ
    @ኣደይእያዓለመይ-ጀ9ጘ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኮኸበይ ዓይኒ ትግራይና ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና

  • @mulugebre6918
    @mulugebre6918 5 หลายเดือนก่อน +27

    😢😢 ኣጀኪ ኣዶ ጀግና ስውእ ኮኮብ ስላምን ራህዋን ትግራይን ህዝባን ሕልፉልና ❤❤💪💪💪

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @Gulomukadwit
    @Gulomukadwit 5 หลายเดือนก่อน +46

    ኮኮበይ ኮኮብ ትግራይ ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ዝሓወይ😢💔

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 5 หลายเดือนก่อน +10

    እዛ ኣዶ ናይ ኩላትና ኣዶ ያ 💛❤️

  • @beletu7041
    @beletu7041 5 หลายเดือนก่อน +20

    አንቲ ጅግና ወለዲት ጀግና ጅግንነትኪ አብ ገፅኪ አሎ ኮኾው ዝገርም ዕሸል ጅገና ዩ ብግባርካ እንበር ብደሕሪትካ ከይተወቃዕ ዶበልኪ ዋይ

    • @Jigar-l6r
      @Jigar-l6r 3 หลายเดือนก่อน

      The face of real mother of Tigray. She is a pride of Tigray who gave us a hero of hero.

  • @princess4698
    @princess4698 5 หลายเดือนก่อน +18

    ኣብየት ፅንዓት አኖ ካብ ጅግና አኖ ልተወለደ ጅግና ውሉድ ❤️ ጋዜጠኛ ለ ሕቶታት ኣይትደጋግምይ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

    • @رهوهرهوه-ن3ز
      @رهوهرهوه-ن3ز 5 หลายเดือนก่อน

      ትክክል ኣይትደጋግሚ

  • @marym9462
    @marym9462 2 หลายเดือนก่อน

    ክብር ሞገሰን ጀጋኑ ሰማእታት እግዚአብሔር ኣምላኽ አብ ኣፀደ ገነት ያንብሪኻ ፅናዓት ያሃብኻ ኣዶዋ💔😭😭

  • @tsigegereziher3466
    @tsigegereziher3466 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኾኾብ ኾኾብ ነይርካ ብሰላም ዕረፍ ጀግና አይነብርን ታሪኹ እዩ ነባሪ😢😢😢

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 5 หลายเดือนก่อน +1

    አዶ ጅግና ተጋዳላይ ኾኾብ ፍፅም
    ፅንዓት ይሃብኽ 😢😢😢

  • @SM-lu6ly
    @SM-lu6ly 5 หลายเดือนก่อน +4

    ፀንአት ያሓብኪ ክብርቲ ወላዲት:: ክብርን ሞጎስን ንስውእትና::

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኾኾብ ከም ሽምካ ጅግናዋይ ተዘካሪ ባዓል ታሪክ ቃል ብተግባር ዊዒልካያ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 💔😭 ኣደዋይ ፅንዓት ያሃብኪ ከብድኪ እምኒ ይምለሰሉ🙏 ኣሕ ኣዶ ትግራይ ዝረከብክዮ💔😭😭😭

  • @Lily-zo6jd
    @Lily-zo6jd 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኺ ማማየ😢😢ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና😢😢 ናይ ብፃዩ ስዉእ ጀግና ኣንገሶም እዉን ኣቅርብልና😢

  • @hsshdh1902
    @hsshdh1902 5 หลายเดือนก่อน +11

    አፀደየ ፅንዓት ይሃበኺ ኾኾብ ሓወይ ሰላም ዕረፋ ጎይታዋይ አሕሕሕሕ ዓዲና ፀሊሚቲዋ😭😭😭😭😭😭

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 5 หลายเดือนก่อน +7

    I am Eritrea your son 😢😢 hero Tigraway ❤❤❤🎉

  • @abedaberhan
    @abedaberhan 4 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑናን ብሰላም ዕረፍ ክብር ምጎሰን ንሰማእታትና💪💖✊❤💛❤❤❤❤😢😢😢

  • @sarayan525
    @sarayan525 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኮኮበይ ጅግና ተዘካሪ ክብርን ምጎስን ንስዉአትና ፅንዓት ይሃብኪ ክብርቲ ወላዲት 😢😢

  • @kirosteklehaimanotsinke4259
    @kirosteklehaimanotsinke4259 5 หลายเดือนก่อน +8

    ተምሳሌት ትግራወይቲ ኣዶ ፅንዓት ይሃበን!! ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ እሞ ሓበን ይሰመዓየን!!!

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እባ ማዓረይ

  • @maratigray
    @maratigray 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ገነት የንብርካ ጅግና ተጋደላይ ኮኸብ ፍፁም ንደና ከዓ ፅንዓት ይሃበን

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 5 หลายเดือนก่อน +23

    ፅንዒ አዶ ጅግና ክብርን ምጎስን ንስማእታት ትግራይ 😢😢😢

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 5 หลายเดือนก่อน +3

    እዝውቲ ዋዕሮ ኣዶ ወላዲት ጅግና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ንምነየልኪ::

  • @gggf5415
    @gggf5415 5 หลายเดือนก่อน +3

    ተባዕ ዝኮነ መንእሰይ ኢዩ ነይሩ ኮኮብ ፉጹም
    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ❤❤❤

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 5 หลายเดือนก่อน +1

    አደ ጅግና ማህፀንኪ ይባረክ በቲ ዘፍረክዮ ጅግና ወድኪ ንክደይ ህዝቢ አድሒኒ አነ ክሐልፍ ህዝበይ ከድሕን ኢሉ ዝተቃለሰ ዝተሰውኤ ጅግና አብ ገነት የብርካ ንኡሰይ ስውአትና መግስቲ ሰማይ የዋርስኩም አብ ገነት የብርኩም ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ጀጋኑ አካሎም ዝጎደሉ እውን አለውና ጀጋኑና እዮም ጅብሪ ይግብኦም ነክብሮም ህዝቢ ትግራይ ልቢ ንግበር ንስድራ ስውአት ንርአዮም ንስኩላት ንሐብሕቦም ንርአዮም ንብፅሐሎም ሐደራ ሐደራ በዚ ባቶም መስዋእትን ስኩላትን ዘምፅእዎ ብርሀን ኢና መሬት ትግራይ ረጌፅና ንአቱ ንወፅእ ዘለና እሞ ሐደራ ሐደራ ።

  • @رهوهرهوه-ن3ز
    @رهوهرهوه-ن3ز 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኮኮብ ጅግና ኣብ ገነት የንብርካ ኣዶይ ኣፀደ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኪ የክእልኪ ኣዶ ጅግና❤

  • @TesfayGebreanenya
    @TesfayGebreanenya 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንጅግና ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንወለድን ቤተ ሰብ ድማ ፅንዓት ይሃብኩም ። ኣየ ጅግንነት😢😢

  • @user-pz5dg8hw9d
    @user-pz5dg8hw9d 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኑኡሰይ ብሓቂ ኮኾብ ብሰላም ዕረፍ ፅንዓት ይሃብኪ ኣደ ትግራይ😢😢😢😢

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 5 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ሕሊናይ ለይጠፍእ ንኡሰይ ጅግና ተዘካሪ ኮኾብ ኢኻ ሃም ሽምኻ ጎይታዋይ ብሰላም ዕረፍ ፅንዓት ይሃብኺ ኣደዋይ ካኣሊት ኹሉ 💔💔💔😭😭😭😭❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 5 หลายเดือนก่อน +15

    ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም ዕረፉ ❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@RahelGebrehwetስቅበሊ ለማኒት🤮

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      @@AaA-nq7il ንለማኒ እኮ ይረዳእካ እዩ ዝባሃል ወለደይ ዝማሁሩኒ እዩ ተጠቀምላ

  • @ShweitSaye
    @ShweitSaye 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ኩሉ ግዜ ካብ ሕሊናይ ለይጠፍእ ጀግና ኮኻብ ንእሽተይ ሓውይ ኮኑ ይስመዐኒ😢😢😢😢

  • @salams7331
    @salams7331 3 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብ ፈጣሪ 🙏ጅግና ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዛሓወይ💔🖤😢😢

  • @Jigar-l6r
    @Jigar-l6r 3 หลายเดือนก่อน

    The real face Tegrawiti mother. I read courage and pride on her face. Thank you for gave us a hard of hero.
    Eternal Glory to our Martyrs 🌷
    Long Live TPLF!

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዶ ጅግና እግዚአብሔር አምላኽ ጥንካረ ይዓድልክን🙏🙏🙏
    ካብ ሕልናይ ዘይሃስስ ጅግና እምበር ኮኾብ አብ ገነት የንብርካ ጅግና ሓወይ✝️🙏

  • @kdsankds2141
    @kdsankds2141 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ኾኾብ ትግራይ ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓወይ😢😢😢😢

  • @sarratimnit8534
    @sarratimnit8534 5 หลายเดือนก่อน +3

    እህህህህ አደይ መዓረይ ፅንዓት ይሀብክን

  • @tigraylove6
    @tigraylove6 5 หลายเดือนก่อน +6

    ዓሕ ዓደይን ህዝበይን ስቃይና በዚሑ ኣደ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ😢

  • @BrhaneZeraburuk
    @BrhaneZeraburuk 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ኣዶን ውላድን ቃል ብተግባር

  • @Gerezgiher-xo9ig
    @Gerezgiher-xo9ig 5 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ጀግንነት ህፃን ተጋ. ኾኾብ ፍፁም ኣሳየሀይ
    እዚ መስዋእቲ እዙይ ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ዝተኸፈለ ህያውን ክቡርን መስዋእቲ እዩ። ስለ ዝኾነ ዝተረፍና ተጋሩ ኣብ ዝሃለና ሃሊና እዞም ከምዙይ ዝበለ ታኣምራዊ ታሪክ ሰሪሖም ዝሓለፉ ሰማእታትና በቢ ዓቕምና ብምድባስ ክንክሕሶም ኣለና።
    ደበስ ማለት ሓቂ ብምስፋሕ፣ ፍትሒ ብምንጋስ ምዕብልቲ ትግራይ ምህናፅ እዩ።

  • @yfgfhggc1498
    @yfgfhggc1498 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋደለይ ኾኸብ እና ተጋደለይ ኣንገሱምን ተገደለይ ሰመር ዕድሞእም ኣናኣሽተይ ጅግንነቶምን ግና ዓላም ዘስደመመ ክሉ ግዜ ኣብ ልበና ክብርን ሞጎስን ንስምእታትና💔💔

  • @ተቲየጋልተዋህዶ
    @ተቲየጋልተዋህዶ 5 หลายเดือนก่อน

    ኮኮቡየይ ንኡስይ ኣብ ሕቅፎ ቅዱሳን የንብረካ እግዚአብሔር ኣምላክ መዓርይ 😢😢😢😢😢😢

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ መስደም ንኡሰይ ኣብ የማናዩ ይቀበልካ ኣደ ትግራይ ኣምላኽ የጽንዕኪ😭 ዋዕሮ ኣደ ጅግና 🎉🩵🩵🩵🩵🌹🌹🌹🌹

  • @Naodmiss
    @Naodmiss 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኮኮበይ ብሰላም ዕረፍ ዛሓወይ 😢ኣጆኪ ኣደኒ ኣንደበት ዝተመልአ ክብርቲ😢❤

  • @hiwothiwot2113
    @hiwothiwot2113 5 หลายเดือนก่อน

    ኑኡስይ ብሓቂ ኮኾብ ብስላም ዕረፍ ፅንዓት ይሃብኪ አደ ትግራይ

  • @kisantasfaha7919
    @kisantasfaha7919 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ሰብ ኣይነብርን እዩ ስሙ ወይ ግብሩ እዩ ዝነብር ብሓቂ ክቡር ሓውና ጅግና ተጋዳላይ ኾኾብ ኣብ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብሮ አምላክ ንኣደዋና ደሞ ጽንዓት ይሃበን መድሃኒኣለም

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኮኾብ ብጣዕሚ ካብ ዝፈትዎም ሓደ ጅግና ተጋዳላይ እዩ ::ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና::ፅንዓት የሃብኽን አደዋ::

  • @subi3319
    @subi3319 5 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ ኣዳ ጂግና ኽብርን መጎስን ንሰሞእታትና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @saramm8772
    @saramm8772 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢

  • @ገነትጓልቅዱስሚካኤል
    @ገነትጓልቅዱስሚካኤል 5 หลายเดือนก่อน

    እህህህህ አየ አሕዋተይ😢አዶ ትረክቦ😢😭ምእንተና ህወትክም ዝወፈክም አሕዋትና ብሰላም ዕረፉ ጀጋንና

  • @Wedihaftam-b1b
    @Wedihaftam-b1b 4 หลายเดือนก่อน

    አዶ ጅግና አዚክን ከትሓዝና ጅግና ታሪክ ይሓድግ እበር አይነብርን አደዋይ

  • @abdllog1723
    @abdllog1723 5 หลายเดือนก่อน +6

    ብጠዕሚ ደሰ ዝብል በሐቅ ናይ ኮከብ አዱ ትቅርቡዋ ኹሉ ጊዜ ይሐሰብ ይደለ ነይረ
    የእውነት የዚህ ልጅ እናት መቀረባችሁ በጠም ደሰ ይለኛል እፈልግም እጠብቅ ነበር እጅግ በጠም ከተሰማኝ ተጋዮች አንዱ ነው ከአፋር

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኝ

    • @asoalasoal7642
      @asoalasoal7642 5 หลายเดือนก่อน

      ጅግና አዶ ተጋዳላይ❤❤❤❤

  • @NigestTklay-lj1eo
    @NigestTklay-lj1eo 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን እዩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና 🇻🇳😭💪💪

  • @DfJt-pp1oj
    @DfJt-pp1oj 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኮኮበይ ብሰላም ዕረፍ😢ኣዶዋይ ፅንዓት ይሃብክን😢ክብርን ሞጎሰን ንሰማኣታት ትግራይ😢🙏

  • @GhDg-x7v
    @GhDg-x7v 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶ ጀግና ተጋደላይ ሃይለማርያም ኣረእያ እዉን ኣቅረበለና😢

  • @SelamAbraha-rw6me
    @SelamAbraha-rw6me 5 หลายเดือนก่อน

    ኻብ ዓይነይ ዘይእለ ተባዕ ቃል ዘይገልፆ ጂግና🥺❤️

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 5 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዝገርም ጅግንነት እዩ ብናይ ዞም መላምል መናእሰይ መስዋዕቲ ሓራ ዝወፀት ትግራይ ሐዚ አብ ኢድ ተጋሩ አላ። ግን እቲ ሕድሮም ክንርስዖ የብልናን። ንጅግና አዶ ሰውዕ ክብሪ ይግበዐን ኩሉ በብዓቅሙ ክሕግዘን አለወን።

  • @BenjaminSolomon-vw5tj
    @BenjaminSolomon-vw5tj 5 หลายเดือนก่อน +6

    ብፃይ ኮኮብ ብ ሰላም ዕረፍ ወላዲና ድማ ፅንዓት ይሃብኪ ።

  • @SleepyComputerChip-jv8rs
    @SleepyComputerChip-jv8rs 5 หลายเดือนก่อน +21

    ጋዜጣኛ ክእለት የብልክን ሄለን ተምፃእ ትብሉ ላይክ

  • @حياةعسيري-س9س
    @حياةعسيري-س9س 5 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ኮኮበይ ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን ስማእታትና ብሰላም ዕረፊ 😭😭😭😭😭

  • @AbdulAbdu-l7v
    @AbdulAbdu-l7v 4 หลายเดือนก่อน

    ኣዶ ጀግና ጠንካራ ክብር ንዓኺ

  • @HritZeru
    @HritZeru 4 หลายเดือนก่อน

    ካብ ዓይነይ ዘይፍለ ጅግና😢😢😢😢 ኣጆኪ ማማየ ኣክእሎ ይሃብኪ❤😢

  • @kisantasfaha7919
    @kisantasfaha7919 5 หลายเดือนก่อน

    ኤልሳ ሓፍተይ
    ተጋዳላይ ሙሉእ ጋይም እባ ኣምጽእልና ወዲ ኢሮብ ካብ ዓደይ ዝወፈሩ ንሱ ብቻ እዩ ተመልሱ ንሱ እውን ሰንክሉ😢 ንእሽተን ታርክ ጀጋኑ ኣሕዋትና እንተ ኣምጸኤልና

  • @hiwotkidanu7662
    @hiwotkidanu7662 5 หลายเดือนก่อน

    ኮኮበይ ብሰላም ዕረፍ ማዓረይ ብሓቂ ጅግና ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ኮኮብ። ፍፁም ክርስዖ ዘይክእል ምስሊ ሓዲካ ከይድካ ማዓረይ።

  • @WeldeMeresawubet
    @WeldeMeresawubet 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ስውእተጋዳላይ ክፍሎም ሕሉፍ ወይ ድማ ሹላ ወላዲት ታሪክ ኣቅርቡልና

  • @nuraSalih-y7l
    @nuraSalih-y7l 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና አዴና ጀግና ወሊድኪ አጆኪ ፅንዓት ይሃብኪ ዉይ ጋዜጠኛ ግን ሕራሮት ኢኪ

    • @aadd8069
      @aadd8069 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

  • @fdg761
    @fdg761 5 หลายเดือนก่อน +1

    ነብስኻ ትምሓር ኣብ ኣፀደ ገነት ያንብርኹም😥😥😥😥😥

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 5 หลายเดือนก่อน

    ኮኮበይ ጅግና ኣብ ገነት የንብርካ😢🙏💔ኣዶዋይ ጽንዓት ይሃብኪ🙏

  • @HdhdhHshdh-hg3hc
    @HdhdhHshdh-hg3hc 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኮከብ ልክዕ ከምስምካ ትጅግንነትካ ትፅንዓትካ ኮከብ ኮከብ ብርሃንካ ሲእንካ ኮከብምእንተ ብርሃን ህዝብካ ኩቡር መስዋእቲ ከፊልካ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @brhane2024
    @brhane2024 5 หลายเดือนก่อน

    Kokeb , Our Young Hero! Icon of New generation. 💔💔💔

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 5 หลายเดือนก่อน

    The most toughest, heroic the son of Tigray. I never forget your words and contributions. Tegadalay Kokob Fitsum. Rest In peace Jigna

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብስላም ዕረፉ ስማእታትና ስላካትኩም ኢና ነብር ዘለና ሓዳሸ ጀማሪት እየዋ ብገዛይ ሕለፉ ደቂ ዓደይ

    • @DannyTekaBeyene
      @DannyTekaBeyene 5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣትዮ ለገናነኺ ታይ ኢኺኸ ጀሚርኺ 😂

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน

      @@DannyTekaBeyene በገዛ ሕለፍ ክቲሪኦ😍😍

    • @DannyTekaBeyene
      @DannyTekaBeyene 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@RahelGebrehwet እምብኣይ ሓሊፈ ገይረልኺ እኒአኹ ጓል ዓደይ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@DannyTekaBeyene የቀንየለይ ወዲ ዓደይ

  • @MichaelJon-b3d
    @MichaelJon-b3d 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዕምባባ ዕድሚኡ ንትግራይ ኢሉ ሞባእ ዝኾነ ዕሸል ❤️❤️❤️❤️

  • @edenadigrat
    @edenadigrat 5 หลายเดือนก่อน

    ካብ ሕልናይ ዘይወፅእ አፈቲ ፅልማት ግዜ ሰላም ዕረፈ

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኮኮብ ጅግናና ብሠላም እረፍ አዶጅግና ፅንአት ይሀብኪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 5 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣደዋይ ትፅንዓትኪ💪😥
    ኮኮበይ ታይ ሞ ክንብል ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና ኢካ heroy💔👑

  • @Tigray122
    @Tigray122 5 หลายเดือนก่อน

    ኩቡራት ኮኮባት ጀጋኑ ትግራይ ክብሪ ንዓኹም ይኩን ልዑል እግዚኣብሄር ኣብ ሕቁፉ የንብርኩም 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 5 หลายเดือนก่อน

    ኮኮብ ትግራይ ነብሰካ ብሰላም ትዕረፍ ጅግና ወዲ ህዝቢ 😢

  • @mebratgebreyesus7200
    @mebratgebreyesus7200 5 หลายเดือนก่อน

    እዋይ አንቲ ጅግና አዶ ነዚ ናይ ጀጋኑ ጀግና አዶ ኮኾብ ማንጁስ ስለዝኾንኪ ኩርዒ !!

  • @DannyTekaBeyene
    @DannyTekaBeyene 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወረጃ ልኾነት ሰበይቲ ናይ ብሓቂ ኣደ ኮኸብ😢

  • @tsegayhailu1200
    @tsegayhailu1200 5 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብኪ ኣደ ጅግና ተጋዳላይ

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግኑና ብኣኩም ንኩርዓ እምበር ኣይነንበዕን ኣዶ ኮኮበይ እዶ ዙጀግና ሓወና✊❤

    • @hebrethadushe6956
      @hebrethadushe6956 5 หลายเดือนก่อน

      ጅግና ሓውና ነብሲ ይምሓር😢😢

  • @BrhaneHagos-v7j
    @BrhaneHagos-v7j 5 หลายเดือนก่อน +4

    አደ ኮኮብ አየኹይ ወድኺ ኩርዓት ትግራይ እዩ። ንሕናው ብኮኮብ ኮርዒና ኢና

  • @STAMA123
    @STAMA123 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወሊደ.በሊ አደ ጅግና ፅንዓት ይሀብኪ

  • @merigalmeles109
    @merigalmeles109 5 หลายเดือนก่อน

    ኮኮቦይ ተዘካሪ ሰምዕካ ዘይፅገብ ሂወት ታሪኩ ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ጎይታዋይ😢😢🙏

  • @chdy8227
    @chdy8227 5 หลายเดือนก่อน +1

    ይገሪም ኢዩ ኢዛ ሀሪበኛ አዶ ጅግና ጅግና ወሊዳ ኢቲ ጅግኒነታ አብ ገፃ ይኒበብ ኮኮብ ወዲጀጋኑ ታሪክ ሰሪሑ ትግራይ አድሒኒዋ ተሰውኡ ኒዘሊአለም ኢናተዘከረ ኪነብር እዩ

  • @milli12354
    @milli12354 5 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ስውኣት ሪአ ሞ ከም ኮኸብ ግን የለን😢😢 ቃላቱ ንባዕሉ ተረርቲ ተስፋ ዘለዎ ዕሸል ኔሩ ንትግራይ ብፍላይ 😢😢 ታይ ሞ ኣሕ ኢልካ ዘይወፀልካ

  • @rgataregawi4053
    @rgataregawi4053 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደይ ፅንዓት ይሃብኪ💔💔💔💔

  • @ShewayeBerhe
    @ShewayeBerhe 4 หลายเดือนก่อน

    ኮኾበይ ኮከብ ትግራይ ነብስኻ ብሰላም teref 😭😭😭

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዞም ጀጋኑ ቆልዑ እዚኦም 😢😢

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 5 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ሕድሪ ጠሊምኪ 😭💔💔
    አየ ንኡሳተይ ዕድመኩም ሂብኩምና 💔

  • @QwAs-hm2kj
    @QwAs-hm2kj 5 หลายเดือนก่อน

    አዶ ጅግና ተጋዳላይ ስዋአ ሓውናለ መንግስተ ሰማያት ያዋርሶ

  • @dehabtesfay769
    @dehabtesfay769 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኳኮብ እምብር ኳኮብ ነይርካ😢ተስፋ ትግራይ ነይርካ 😢መንግስቲ ትግራይ ናይ ዞም ጀጋኑ ደም ውሑጅ ኮይኑ ይውሰድካ በላዕቲ ሕድሮም😢

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ኣደዋይ ጅጋኑ እዩም ደቂኪ😢❤❤

  • @mili12619
    @mili12619 5 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ግዜ ካብ ሓሳበይ ዘይፍለ ኮኮብ ትግራይ ልክዕ ከምቱይ ዞፈትዎ ንእሽተይ ሓወይ ዝተሰወአ ኮኮብለ ክዝክሮ ከለኩ ብጣዓሚ እዩ ዝስመዐኒ ኣይ እሕዋተይ💔😥

  • @AaAa-co1op
    @AaAa-co1op 5 หลายเดือนก่อน

    ኣዶ ተጋዳላይ ክብሮም ካሕሳይ እውን ኣቅርብዎም😢❤

  • @madamray-gx5ub
    @madamray-gx5ub 5 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብክን ኣደዋይ 😢😢😢

  • @hgf6568
    @hgf6568 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጎይታዋይ ብሰላም ዕረፍ ኮኮብይ 😭💔😢