🛑 ብመሰረት ሕቶኹም ደጊምና ኣቕሪብናያ።ተዋሰኣይ ኣብርሃም ሳርፕራይዝ ገይርዋ።ኣዝያ ለባምን ንቕሕትን ህፃን።ወጠርቲ ሕቶታትን መስሕቒ መደብን።part 20

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 มิ.ย. 2024
  • ክቡራት ተኸታተልቲ ልዋ ትዮብ ስለ እትከታተሉናን ስለ ትህቡና ሃናፂ ርኢቶን ኣዚና እንዳመስገና ሓደሽቲ ትመሃርሎምን ትሕጎስሎምን መደባት ኣብ ቀረባ መዓልታት ስለ እንጅምር subscribe..share..like ይግበሩ።

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @swswits3292
    @swswits3292 7 วันที่ผ่านมา +334

    ከሙዙይ ዝበለ መንፈሰዊ ነገር ይቀፅል እትቡሉ 👍

    • @Fkri6934
      @Fkri6934 6 วันที่ผ่านมา +1

      ትክክል❤

    • @aynalemaynalem-xb9qo
      @aynalemaynalem-xb9qo 6 วันที่ผ่านมา

      🌻✅

    • @goodboyhabasi1287
      @goodboyhabasi1287 6 วันที่ผ่านมา

      ናይ ብሓቂ ከምዚኦ ዝበሉ ኣምፅእልና ❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา

      ደምራኒ እባ ኣሕዋተ

    • @SesenBrhanu
      @SesenBrhanu 5 วันที่ผ่านมา +1

      ይቀፅል ማርያምን ደስ ይብል ከሙዚ

  • @wsln226
    @wsln226 7 วันที่ผ่านมา +109

    "ኣብ ህፃናት ምስራሕ ኣካል ሕውየት ትግራይ እዩ።"ኣብርሃም(ሓድጉ)

  • @MuezGher
    @MuezGher 7 วันที่ผ่านมา +134

    እሸቱ መለስ ብጣዓሚ እዩ ዛቅነአኒ ነይሩ ከዚ ግን ሳላ ልእሎሞ ❤❤❤❤
    ኣበይ ሆቴል እዩ

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 7 วันที่ผ่านมา +1

      ኣብ ፌስቡክ ይዝርግሖ እዩ ኣብኡ ረአ 😊

    • @Mytrewv
      @Mytrewv 7 วันที่ผ่านมา

      መን ይብል​@@brhaneye9521

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ😍

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 7 วันที่ผ่านมา +64

    ኣብራሃም ኣደይ ሰለ ዘየላ ግጥሚ ይፅሕፍ ነይረ😭ከብደይ በሊዑኒ😢

    • @ggcf1371
      @ggcf1371 6 วันที่ผ่านมา

      ኣህ😢😢😢😢

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፍትዋት

    • @user-vw1sf4ps3s
      @user-vw1sf4ps3s 5 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ ኣዶ ብርሃን ገዛ 😭😭😭

    • @NigstyHA
      @NigstyHA 3 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢

    • @abedaberhan
      @abedaberhan 3 วันที่ผ่านมา

      አህ😢😢

  • @KhanKhan-re3mq
    @KhanKhan-re3mq 7 วันที่ผ่านมา +252

    ኣሰይ ተጋሩዋኒ ብናኣምሓሩ ናረአና ዘቅነአና ዝነበረ ኣባዓልና ንርእለና❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ እባ ምቅርተይ

    • @user-bv4tb3mq3z
      @user-bv4tb3mq3z 7 วันที่ผ่านมา +3

      ብሓቂ 👍

    • @gsjshd3479
      @gsjshd3479 7 วันที่ผ่านมา +3

      ናይ ባሓቂ❤

    • @azimerakahasi7286
      @azimerakahasi7286 7 วันที่ผ่านมา +3

      ብሓቅ ናባዕልና ናዕብይ 🎉🎉

    • @tigrayvoice
      @tigrayvoice 7 วันที่ผ่านมา +2

      Yessss ❤

  • @user-yr6ik8zg7v
    @user-yr6ik8zg7v 7 วันที่ผ่านมา +38

    አንቅፅ ብርሃን ዝፅሓፍ ቅዱሰ ያሬድ ይባሃል

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e 7 วันที่ผ่านมา +54

    ናይ እመቤታችን ቅድስ ድንግል ማርያም ምስጋና (ፀሎት እዩ ።ደራሲ ቅዱስ ያሬድ

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 7 วันที่ผ่านมา +6

      ኣንቀጸ ብርሃን፦ ቅዱስ ያሬድ
      ውዳሴ ማርያም ፦ ቅዱስ ኢፍሬም ሶርያዊ

    • @UxYv-mn6fh
      @UxYv-mn6fh 6 วันที่ผ่านมา

      🥰🥰🥰🥰​@@tsegagaltgray

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา +1

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፅቡቃት

    • @TyTy-xe8yt
      @TyTy-xe8yt 5 วันที่ผ่านมา

      ​ቅዳሴ ማርያም_ኣባ ሕርያቆስ

  • @Medrek
    @Medrek 7 วันที่ผ่านมา +25

    ምጭውቲ ቆልዓ ❤❤ ን ኣብርሃም ምስ ረኸበቶስ ነቢዔ ኡፍፍ😊😢 ብጣዕሚ ብሉጽ መደብ ኢዩ ኣጆኹም ቀጽልሉ። ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም። ፈጣሪ ፍቕርን ሰላምን የውርደልና ❤።

    • @hdbd9547
      @hdbd9547 6 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሓወይ

    • @rgvcfajxf5923
      @rgvcfajxf5923 5 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-jd8wn9lh3d
      @user-jd8wn9lh3d 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 7 วันที่ผ่านมา +67

    መምህር ልሎም ይቅሬታ ከምዙይ መንፈሳዊያን ቆሉዑ ተኮይኖም መንፈሳዊ ሕቶ አቅርበሎም ናይ መንፈሳዊ ዕብየት ክዓቢ አለዎ ናመንግስትታት አይትሕተቶም

    • @dianaassefa7598
      @dianaassefa7598 6 วันที่ผ่านมา

      Girl are you okey this is just show why I taking everything serious u can’t tell anyone what to do in there job

    • @TsfaEusnkey3114
      @TsfaEusnkey3114 6 วันที่ผ่านมา +2

      @@dianaassefa7598 ጽብቅ አለካ ግን መንፈሳዊያ ተኮይኖም ቶም ቆልዑ መርአያ ካልአት ህፃውንቲ ምእንቲ ክኮኑ እየ አፍቲ መንፈሳዊ፡፡አፅቅጥ አቢሉ ተሓቲትዎ

    • @DenyTeam-ii7su
      @DenyTeam-ii7su 6 วันที่ผ่านมา +1

      ትክክል አለኪመ❤

    • @goodboyhabasi1287
      @goodboyhabasi1287 6 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ ልበይ መልአክቲ ❤ ኣንሕናለ ነዕብዮም በጃኩም❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา +2

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፍትዋት

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 5 วันที่ผ่านมา +6

    አሰይ ምቅርቲ ፍጥረት ኣነስ ንኣብራሃም ሑቁፍ ትብሎ ከላስ ንብዓትን ሳሓቅን ተሓዋውስኒ ንበሩልና ተጋሩዋይ ማዓረይ ኣብራሃም ሓወይ ኣጆካ ወዲእነይ🙏😥💗💗

  • @slamsslam740
    @slamsslam740 7 วันที่ผ่านมา +121

    ዋውውው ቃሉ ሰኣነላ ዘቆልዐ መዘመር ቃል ሂወት የሰማዐና ምቅረቲ 🥺🙏🙏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Salam-ro6pv
      @Salam-ro6pv 7 วันที่ผ่านมา

      ዋውውው ምቅረቲ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኢ የብዘሐልኪ ፊጣሪ❤❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ​@@Salam-ro6pv

    • @SaraAbadybj9dy
      @SaraAbadybj9dy 3 วันที่ผ่านมา

      🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @edenlij5965
    @edenlij5965 7 วันที่ผ่านมา +21

    ስለ ምሥጥረ ሥላሴ ተሓቲትና ዘይንምልስ ብዙሓት ኢና:: ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤️

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፍትወይ

  • @fjz1093
    @fjz1093 7 วันที่ผ่านมา +113

    ንፀጉረካ ዝቀየረ ኣምላክ ንትግራይ ዓድና ለ ይቀይረልና❤😂😂ዳንዋይ❤

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 7 วันที่ผ่านมา +3

      አሜንንን

    • @MereM-he2wg
      @MereM-he2wg 7 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን😂

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ እባ ማዓረይ

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 7 วันที่ผ่านมา +1

      @@RahelGebrehwet
      እሺኒ

    • @TGgf-vr1ly
      @TGgf-vr1ly 7 วันที่ผ่านมา

      አሜንንንንን🙏😁

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 7 วันที่ผ่านมา +37

    እሰይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና የዕቢኪ ዛጓለይ እወ ፈጣሪ ዝሃበና መልክዕ❤❤😮😮 ናሎምዓንቲ ትፍለ እያ 😮

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @shalom5798
    @shalom5798 7 วันที่ผ่านมา +41

    ኤፍራታ ንቕሓታ ጥራሕ ዘይኮነ ቛንቛ ትግርኛ ኣጻፊፋ'ያ ትዛረብ ዘይተበረዘን ዘይተፋረሰን ቃላት ትግርኛ ትዛረብ እሞ ኣዝያ እተኩርዕ ሰገን'ያ ብሓቂ ብጥበብን ብሞገስ ኣምለኽን ያዕብያ❤❤❤

  • @ifhd4442
    @ifhd4442 7 วันที่ผ่านมา +12

    አብርሸይ አጀካ ኩላትና ሃምኡ ኢና😢
    እህ አዶ ብርሃን ገዛ😢

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ማዓረይ

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e 7 วันที่ผ่านมา +39

    ኣቤቱ የንብርኪ ምቅርቲ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @ትግራይ
    @ትግራይ 7 วันที่ผ่านมา +32

    ኣሰይይ ፁሩያተይ ኣነስ ንኣብረሃም ሑቁፍ ትብሎ ከላስ ንብዓትን ሰሓቅን ተሓዋውስኒ ንበሩልና ተጋሩዋይ መዓረይ ኣብረሃመይ ለ ኣጆካ ዛሓወይ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 7 วันที่ผ่านมา +10

    በጃኹም ተጋሩዋይ ናተባብዕዮ እዙ ሓውና ሚእቲ ከይ እካ ክመልእ ንግበሮ❤😨

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา +1

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ሓፍተይ

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 7 วันที่ผ่านมา +29

    ኣሰይይይ ምቅርተይ ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሃብኪ ኣብ ሃይማኖትኪ ዘለኪ ኣፍልጦ ቀጽልሉ ጀማሪት ዘይኮነስ ፈጻሚት ይግበርኪ መርኣያ ህጻናት ኢኪ ወለዲ ደሞ ክብሪ ይግበአኩም ህጻን ብገንኡ ቤተክርስትያን ምብጻሕ ብጣእሚ ጽቡቅ እዩ ፍርሓት እግዝኣብሔር ዘለዎን ተኣዛዝን እዩ ዝከውን
    መምህር ልሎም ዎን ቀጽለሉ ብጣእሚ ደስ በሃሊ እዩ
    ወለዲ እዛ ኣብ ዝሓለፈ መደብ ንደብረጽዮንየ ጌታቸውየ እየ ዝምርአ ንግስቲየ ትብል ዝነበረት ካብ ወለዲ ኤፍራታ ተምሃሩ ኣከዳድና ፣ኣተኣባብያ ኩሉ

    • @user-kn8yy7wy9d
      @user-kn8yy7wy9d 7 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ❤

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 7 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ ❤😊

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ አሕወተይ

    • @alefumekele3184
      @alefumekele3184 4 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ

  • @mezmurmariyam-ys7dd
    @mezmurmariyam-ys7dd 7 วันที่ผ่านมา +31

    ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ አባ ዛሓፍተይ

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey 7 วันที่ผ่านมา +28

    ዋውውውውውው ምቅርተይ እሰይይይ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ እዛ ሓፍተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 7 วันที่ผ่านมา +20

    እሰይ ምቅርቲ ዝኾነት ቆልዓ ቀፅለሉ ዳኒዋይ በርትዕ ካልኦት ህፃውንቲ እውን አምፅእ❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 7 วันที่ผ่านมา +5

    ኩሎም ሕፃናት ትግራይና ከምዚኣ ተትኾኑልና ትዕድልቲ እዩ የዕብኺ ዛጓልና

  • @Maruuy-ym1sx
    @Maruuy-ym1sx 7 วันที่ผ่านมา +26

    ዋዋዋ ኣሰይ የዕቢኪ ማዓረይ🙏❤💙

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @jjgghh3724
    @jjgghh3724 7 วันที่ผ่านมา +7

    ቁዱስ ቅንኢ ዉላድካ ከምዚ ክከዉን ኣለዎ ❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እሰይ ምቅርተይ ብጥበቡ የዕቢኺ ኣብ መንፈሳዊ መዳባት ነዞም ህጻናት ተትቅፅልዎ ብመንፈሳዊ ተሃኒፆም ክዓብዩ ዕድመን ጥዕናና ይሃብኺ ❤❤❤

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f 7 วันที่ผ่านมา +8

    ዛመደብ እንካዕ ተኻፈተት ዳኔኤለይ ቀፅላ ኢኻ ህፃናት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😊
    ኣብረሃመይ❤❤

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e 6 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቡሩሸይ 😢ቡኡነት ካብደይ በሉዐኒ አጀካ ወዲእነይ❤❤❤
    ሚጣየይ ጅብዕቲ ፍጥረት❤❤❤

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 7 วันที่ผ่านมา +17

    ❤❤❤❤እሰይይይይይይ ዝማሪ መልእክት የስመዐልና ኣቤቱ የፅንዕኺ ማዓረይ ኣጆኹም ቀፅልዎ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይይ መቅራተይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን አብ እምነት ፅንዓት ንኩን ካብ ሰብት ስእሊ ኣድህኖ እምፅኡ ናይ መድሓኒ አለም ናይ እመቤታችን ናይ ቅዱሰ ሚካኤል ቅዱሰ ገብሪኤል ወዘተ አምፅኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅራተይ❤ኩሉ ግዘ ከምዚ ዘበለ ኣቅርብሉን
    ናይ ውዳሴ ማርያም ቅዱሰ ኤፍሬም
    ቅዱሰ ያርድ እንቀፀ ናይ አደና ቅዱሰቲ ድንግል ማርያም
    አብ ገንት 7ዓመትን 7 ወርሕን እዩ

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 7 วันที่ผ่านมา +6

    ኣብ መወዳእታ ኣብራሃም ኻብደይ በሉዑን ኣጀኻ ኣብርሸይ 😢😢😢

  • @genetabraha3276
    @genetabraha3276 6 วันที่ผ่านมา +5

    ንህፃውንቲ ብከምዚ መደብ ሕቶታት መንፍስ ቅድሳና አምፅወም ❤❤❤❤❤😊

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 5 วันที่ผ่านมา

      ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ማዓረይ

  • @munatube-qt3lz
    @munatube-qt3lz 7 วันที่ผ่านมา +9

    ኣሜን ዝማርየ መለኣክት ያስመዐና 🙏ክብር መስጋና ንፈጣሪ 🙏

  • @user-qf9pt7rq8n
    @user-qf9pt7rq8n 7 วันที่ผ่านมา +11

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሕቅፍ ድግፍ ኣብሉ የዐቢኪ ማዓረይ❤🙏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @asdftyu4148
    @asdftyu4148 7 วันที่ผ่านมา +9

    ኣሰይይይይይይይይይይይ እዝጋቢሄር ብጥበቡ የዕቢኪ ናዓኪ ዘዕብዩ ወለዲ እዝጋቢሄር ዓዲልዎም

    • @user-xf3fs2ez2c
      @user-xf3fs2ez2c 7 วันที่ผ่านมา +2

      እዝጋቢሄር ❌
      እግዚአብሔር✅

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍

  • @NdjjJsjsj
    @NdjjJsjsj 7 วันที่ผ่านมา +13

    ኣሰይ ምቅርተይ ደስ ክትብል እግዚአብሄር ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ዛምበተዋይ 🙏💘💘💘💘

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ አባ ማዓረይ

  • @DestaAlemaabraha
    @DestaAlemaabraha 7 วันที่ผ่านมา +20

    ዋው ብጣዓም ደስ ዪብል ጎበዘ ቆለዓ ግን ንኣብራሃም ኣዲኡ ዘሞተተ አይመሰለንን ነይረ ግን ኣሓዝኑን ግን ንኣብራሃም እውን ኣጆካ እየ ክብሎ ዝደል ብዘይ ኣዶ ከብዲ ሰለ ዝኮነ🎉🎉🎉🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @user-id9lf6ry4e
    @user-id9lf6ry4e 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን🙏 ሰነ-ስርዓት ዘለዋ ህያብ እ/ሄር ህፃን ,መዳላዊ ፕሮግራም እዉን ክትምስገን ይግበእ ቀፅለሉ ኩቡር ሓዉ 🙏💖🇻🇳👈

  • @user-xi9en4qu3c
    @user-xi9en4qu3c 6 วันที่ผ่านมา +2

    እሰይይይይይይይይይ እዛጋለይ መጨረሻኽ ያስምረልኽ ከምዘኑ ይብዛሓልና ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብርት ሓፍትና❤❤❤

  • @Azebsabawitg
    @Azebsabawitg 7 วันที่ผ่านมา +8

    ደስ ትብሉ ቀፅልሉ ክቡራተይ ❤️❤️ምስጢረ ተክሊል እዩ ዝበሃል
    አክሊል ናይ ሰማእታት ዝቕበልዎ እዩ
    ኣዳም ኣብ ገነት 7ዓመትን 1ወርሕን 17 መዓልትን ተቀሚጡ ወርሕን መዓልትንእዉን ኣለዎ
    ብዝኾነ ብሓቂ ንፍዕቲ ዛጋለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️ጋለይ ኣላ ጋል 8 ዓመት ብመንፈሳዊ ክትጉብዘለይ ይደሊ ግን ስደት ኮይነ ከምቲ ዝደለክዎ ኣይኮነትን ኣምላኽ ብሰላም ዓድና የእትወና እስከ 🎉🎉🎉🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 6 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዝያዳይ

  • @user-cn8zv2rx5o
    @user-cn8zv2rx5o 7 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብራሃመይ ኣደይ ሰለ ዘየላ ግጥሚ ይፅሕፍ ነይረ 😭ከብደይ በሊዑኒ 😢😢

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 5 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር አምላክ አብ ብዙሕ ኾይኑ እዩ ለምህረኻ ብሓቂ መክኣፕ መሕመቂ እዩ ኢላ ተፎጥሮናስ ጽቡቅ እዩ ያ አረ በሥላሴ ወለድኺ ይባረኹ ንስኺ አብኡ የጽንዕኪ መድኃኔዓለም ምውላድ ለይቀሪ ከምዚ ገይርኹም አዕብዩ ወለዲ❤ዕድመ ይሃብኺ ብስለትኺ ግን ልገርም እዩ🙏🎚

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6w 2 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ ፀጋበይ እግዚአብሔር ኣምላክ መሸጢሩ ጠበቡ ይግለፅልኪ ክቡራት ወላዳ ብመንፈሳዊ ክትዓቢ ኣምህርዋ ቃል ኣምላክ ዝመሰል ዝጥዕም የለን❤

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne8307 7 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይይ እግዛብሄር ኣምላኽ ባሪኹ የዕብኪ ፀጋ ጎይታ የብዘሐልኪ 🥰🙏🏻 ነዚ መደብ ዘዳለኻን ህፃዉንትና ክዓብዩን ክወጹን ክፍለጡን ትፅዕር ዘለኻ ክቡር ሓዉና ካብ ልቢ ንንእደካ 🥰👍🏻ኣብርሁሽ ካኣ ቆልዓ ኢልካ ከይንዓቅኻ ኣኽቢርካ ጠለባ ክተማልእ መፅኢኻ ታሪክኻ ካኣ ከብድና በሊዕኻ በርትዕ ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ ♥️🙏🏻

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um 7 วันที่ผ่านมา +9

    አክሊልን ተክሊልን ይፈላለዩ ዳኒ ሓወይይይ
    ንደናግል ጥራሕ ዝዋሃብ ካብፍቶም ዘይድገሙ ሚጥራት ሓደ ሚስጥረ ተክሊልዩ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ እባ ሓፍተይ

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x 6 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብርሸበይ ብጣዕሚ ሓዚና ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብይኒ😢😢 ብዝተረፈ ይመችኩም❤❤❤

  • @bege8567
    @bege8567 5 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽ ፈጣር እዛጓለ ሙቁሩት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 7 วันที่ผ่านมา +7

    ብጣዕሚ ትድነቅ ኢፍራታይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ አምላክ ቅዱሳንንን🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @user-kj9yz9gj8i
    @user-kj9yz9gj8i 7 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚአብሔር የዕብኺ ምቅርተይ በጃኹም ወለድ ሓግዚዋ መንፈሳዊ ት/ቲ ንክትማሃር ማዓረይ ጸጋኡ የብዘሐልኺ❤

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 4 วันที่ผ่านมา +2

    ክቡራተይ ኣክሌል ዘይኾነስ ተክሌል እዩ ዝብሃል ኣክሌል ማለት ኣብዚ ምድሪ ብሃይማናቶም ሰማእትነት ዝሓለፉ ኣብ ሰማይ ኣክሌል ይሽለሙ❤

  • @user-wd3ze7dp2x
    @user-wd3ze7dp2x 3 วันที่ผ่านมา +1

    ብትክክል እዩ እዛ ቆልዓ መንፈሳዊ ንክትምሃር ግበሪዋ ብሓቅ ❤❤

  • @hdjf4
    @hdjf4 7 วันที่ผ่านมา +8

    ኣሰይ ምቅርቲ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤🙏🙏🙏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @mmn7636
    @mmn7636 7 วันที่ผ่านมา +6

    ኣሰይ ምቅርተይ የዕቢኺ ኣሜን (3)🙏 ዝማሬ መልኣኽቲ የሰመዐልና 🥰🥰🥰❤️❤️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪይ ❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @user-ej2kc1wp8m
    @user-ej2kc1wp8m 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብርሃመይ ከብደይ በሊዕኒ ኣጀካ ወድነይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ዝሓወይ😢😢😢

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6y 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣስይ ምቅርቲ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ 👏👏👏👏🕊️🙏🙏🙏

  • @SelamHaftu-qz3qc
    @SelamHaftu-qz3qc 7 วันที่ผ่านมา +5

    እልልል እልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዕልና ምቅርተይ❤❤❤❤👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 7 วันที่ผ่านมา +6

    _እስይይይ ምቅርተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኽ❤❤❤_

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ጋል 22 ዓመት እየዋ ግን ኣነ ዘይፈልጦ ሕቶታት ትምልሶላ ኣየ ኣነ😢❤❤

  • @user-us7py4zd1m
    @user-us7py4zd1m 4 วันที่ผ่านมา +2

    እብራሃም (ሓድጉ )ከብደይ በሊዑኒ አይዞካ በሉለይ💔🙏

  • @user-vu7vc5bl3z
    @user-vu7vc5bl3z 7 วันที่ผ่านมา +8

    ኣሰይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ💕💕💕💕

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @qedgcf9637
    @qedgcf9637 7 วันที่ผ่านมา +10

    እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እፍርታየይ❤❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @qedgcf9637
      @qedgcf9637 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@brhanzetigray እሺ ገይረሊኪ ህያበይ

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 5 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ መደብ ህጻናት ኩሉ ግዜ ብመንፈጣዊ ሕቶን መዝሙርን ተትምህርዎም ጽቡቕ ነሩ ብዝተረፈ ቀጽልሉ❤

  • @user-bk2pb7gm7p
    @user-bk2pb7gm7p 6 วันที่ผ่านมา

    ጥዕምቲ ደስ በሃሊት መንፈሳዊት ቆልዓ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኪ። ንወለዳ ከዓ ከየድነቕኩ ክሓልፍ አይደልን ክብሪ ይሃብኹም ። እሸቱ ብዘቕርቦም ህፃናት ብጣዕሚ እየ ዝቐንእ ነይረ ግን ሓንቲ እዚአ ተረኺባ አላ ናይ መድረኽ ዕድል ዘይረኸቡ ብዙሓት ኸምዘለው ከዓ እምነተይ እዩ ስለዚ እናጠቆምና አሕዋት

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 7 วันที่ผ่านมา +4

    ብሸም ክዳን ምህረት ሳብሰክራይብ ግበሩኑ ክዳን ምህረት ኣደይ ኣብ ዘለክምዋ ቦታ ትሓልኩም 👏👏👏እግዚአብሔር ብጥበብ ይዕብኪ ❤❤❤

  • @user-mr7fb1th4x
    @user-mr7fb1th4x 7 วันที่ผ่านมา +6

    እልልልልልዝማሬ ምላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 7 วันที่ผ่านมา +4

    ምቅርተይ ዝኮነት ቆልዓ ብጥበብ የዕብኪ ❤

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 7 วันที่ผ่านมา +15

    ውይ አብርሃመይ መዓረይ😢 አጆካ ዝሐወይ😊

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @azimerakahasi7286
      @azimerakahasi7286 7 วันที่ผ่านมา +1

      ኣነዉን ብጣዕም ኻብደይ በሉዕን ኣብርሸይ የኔ የዋህ ኣጀኻ 😢😢

  • @Maki38916
    @Maki38916 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይይይይ ዛጓለይ ምጭውቲ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጥበቡ የዕቢኺ
    ኦ ጎይታና መን ኣሎ ከማኻ (2)
    ንዓና ክትብል ኣብ መስቀል ተሰቂልካ (2) ብሓቂ ንዓና ንስለ ሓጥያትና ክብል መስቀል ተሰቂሉልና ተገሪፊ ኣምላክ ክነሱ ትሕቲ ደቂ ሰባት ኮይኑ ተኣዚዙ😥🙏🙏

  • @user-gh8yo3hv2p
    @user-gh8yo3hv2p 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ምቅርቲ ፈጣሪ ብጥበቡ ይዕቢኪ✝️❤🙏 ምዝኣ ዝበሉ ክበዝሑ ኣሎዋም ተጋሩዋይ ቀፁሉሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3q 6 วันที่ผ่านมา +3

    እውይ ቅድስቲ ምቅርቲ ❤ መንፈሳዊያን ከምዚኦም የብዘሐልና እግዚአብሔር ይባርኪ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 6 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዝያዳይ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 7 วันที่ผ่านมา +3

    ቅድስ ያሬድ
    7ተ ዓመት
    ውዳሴ ማርያም ኢፍሬም ሰርያዊ
    ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅልሉሉ
    ብጣዕሚ ፅብቅ ተሰፍ ዘይ ምቁራፅ❤

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብርሸይ ኣጀካ ዛሓወይ😢

  • @mdimtlaz3182
    @mdimtlaz3182 วันที่ผ่านมา +1

    ዲኒዋይ ልባምይ ሚጣየ ዕዶመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 7 วันที่ผ่านมา +9

    1ይ ባዕለይ❤ ሳብስክራይብ ግበርለይ ብወላድትኩም ደቂ ዓበይት

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 7 วันที่ผ่านมา +4

    ማዓርይ❤❤❤❤❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 7 วันที่ผ่านมา +1

    አምላክየ ሆይ ንዙይ ዘረእካኒ ብምንታይ ቃላት ከመስግነካ ❤ቃል ህይወት ይስምዓልና ዛጋለይ አነስ ብአምሓሩ እሸቱ መለሰ ይቀንእ ነይረ ተመስገን መምህር ልሎመይ ❤

  • @user-kf8nj7cq4m
    @user-kf8nj7cq4m 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ምቅርቲ ብጥበቡ የዕቢኪ♥️🙏

  • @waskan9610
    @waskan9610 7 วันที่ผ่านมา +3

    woww❤❤❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 7 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይ ምቅርተይ የዕብኪ ዛ ጓለይ❤❤❤ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 7 วันที่ผ่านมา +1

    እግዜኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ምጣየይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ዳኒየይለ ብጣዓሚ እና ነምስግነካ ጎታዋይ ቀፅለሉ ብጣዓሚ ድስ ባሃሊ❤

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 4 วันที่ผ่านมา

    ዕልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይ መቀረት ዝማረ መላእክቲ ይስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ተመስገን ተመስገን እስም ኣልቦ ነግር ዘይስኣኖ ን እግዝብሔር❤❤❤

  • @user-ij2jc5pb6o
    @user-ij2jc5pb6o 7 วันที่ผ่านมา +7

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @brktitekle801
    @brktitekle801 5 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጓለይ ብጥበቡ የዕቢኺ ንዛ ህፃን ተዕቢዩ ወለዲ ፈጣሪ ይባርኽኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣታዓባይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዝምሬ መላእኽቲ ያስምዕልና ክብራት አሕዋተይ ዛጋለይ ፈጣሪ ብጥበቡ ይዕብኪ አሰይ ምጭውቲ ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹💘💘💘

  • @user-hu3kc7cg6w
    @user-hu3kc7cg6w 7 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ንቅሕቲ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ

  • @AszZza-bo3ii
    @AszZza-bo3ii 7 วันที่ผ่านมา +2

    😢ኣብራሄም ሓወይ ኣጆኻ ዛሓወይ

  • @meaza7313
    @meaza7313 7 วันที่ผ่านมา +1

    እሸቱ መለሰ ብጣዕሚ እዩ ዘቅነኣኒ ነይሩ ተመስገን ናይባዓልና ረኪብና የቀንየልና ዳኒዋይ 💗💗💟💟

  • @user-ri6dw4hu7j
    @user-ri6dw4hu7j 7 วันที่ผ่านมา

    ምቅሪት መክኣብ የሕምቅ ሓቃ ቃለ ህይወት የስምዐልን ምቅሪት ፊጥረት

  • @merhawitekie8850
    @merhawitekie8850 5 วันที่ผ่านมา +1

    መደብኩም ጽቡቕ እዩ ግን እዚ ሳኣላይ ፍቕሪ ሕዝዋ ኣሎ ምስ ሓንቲ ጎርዞ 🎉 እንተ ታዓ ዝብኩም ላይክ ግበሩ

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe 6 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብርተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኪ ምቅረቲ ብሓቂ ልብም ህፃና ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mokemoke7946
    @mokemoke7946 5 วันที่ผ่านมา

    ብራዘር በርትዕ ህፃውንቲ ንምህናፅ ዝረከብካዮ ዕድል ተጠቀመሉ ንቅድሚት

  • @mery7174
    @mery7174 7 วันที่ผ่านมา +1

    እስይይ ምቅርተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበብኪ❤

  • @fevinatigraweyti1543
    @fevinatigraweyti1543 6 วันที่ผ่านมา

    ተባረኺ ምቅርቲ ፍጥረት❤🙏🏼 Great job Dani hawna Thank you so much 🫶🙏🏼

  • @hhdhd7109
    @hhdhd7109 7 วันที่ผ่านมา

    አስይ ምቅረትይ እግዚአቢሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤

  • @KsaKsa-mw2pe
    @KsaKsa-mw2pe 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፍሬታ ሽኮር ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ❤❤❤❤

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa453 7 วันที่ผ่านมา +1

    ጎቦዛት ቀፅልሉ ብፍላይ ሕቶታት አብ ሃይማኖትን ስነምግባርን ባህልን መሰረት ዝገበረ ተኮነ ይምረፅ ብዝተረፈ ቀፅልሉ❤❤❤ ግን ሚድያና ነዕቢ ዓዲ 3(4) እኮ አብ ሓፂር እዋን እዮም ብዙሕ ዘብፅዎ

  • @user-jh1xc7pi8i
    @user-jh1xc7pi8i 7 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ መግለፂ ሲኢነልካ ተባረኪ ዛጋለይ👏❤❤❤❤❤

  • @rosehama
    @rosehama 7 วันที่ผ่านมา +1

    ምቅሪቲ ደስ ትብለካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤፍራታ ምቅርቲቲቲቲቲቲ❤❤❤❤❤❤