#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @zaramedianet
    Zelle/cash app-571-622-8891
    donorbox.org/s...
    gofund.me/6229...
    #Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

ความคิดเห็น • 457

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  3 หลายเดือนก่อน +6

    Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0

  • @fguu8879
    @fguu8879 3 หลายเดือนก่อน +203

    ዝቀተለ ክቅተል ጥራይ እዩ ዘለዎ ። ነዚ ዝሰማማዕ ላይክ ግጨው

    • @sisaygebrihiwet9003
      @sisaygebrihiwet9003 3 หลายเดือนก่อน +2

      ከምኡ እተኮይኑ ካብ ባዓል ደዘረፄን ክጅምር አለወ ዝቀተለ ይቀተል

    • @DanielZewde-f2w
      @DanielZewde-f2w 3 หลายเดือนก่อน +1

      ተተቀቲሎም ደኣ ዕረፍቲ ክረኽቡ😢😢😢😢😢

    • @BhaftaAfera-nw4lo
      @BhaftaAfera-nw4lo 3 หลายเดือนก่อน +2

      ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ ይብለና መፅሓፍ ቅዱስ ደቅነይ ንእስተይ መንግስተ ሰማያት ያዋርስኽ😢😢

    • @SamuelGebreyesus-x1f
      @SamuelGebreyesus-x1f 3 หลายเดือนก่อน

      Beyenay metshaf eyu ezi.

    • @meharihagos5126
      @meharihagos5126 3 หลายเดือนก่อน

      ከምኡ ዝብል ሕጊ የለን

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 3 หลายเดือนก่อน +84

    ንዚኦም ብሞት ክፍረዱ አለዎም።

  • @merontadele70
    @merontadele70 3 หลายเดือนก่อน +30

    እዞም ሰባት አብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሸኑ አለዎም ንኻሊእ እውን ትምህርት እዩ።።

  • @FevenFebu-mh9sp
    @FevenFebu-mh9sp 3 หลายเดือนก่อน +15

    ብሐቂ እዞም ወንጀለኛታት አብ እስርቤት እንጀራ ክበልዑ ድዬም ፍትሒ ንማህሌት አብ አደባባይ ይረሽቱ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 3 หลายเดือนก่อน +10

    አታ ጠቕላይ ሚኒስቴር መለሰ ዜናዊ አዶ ህይወት ኦናሀበት ህይወት አይትስእንን እናበለ ጨሪሑ ደቂ አንስትዮ ዘድሓነ መራሒ ሀዚ ህጻናት ትግራይ ብተጋሩ ክቅተላ ወየ ወየ ያ ንጉስ ዘዘለኻ ፍርዲ ንህጻናት ትግራይ ወለየ ወለየ ፈጣሪ ፍርዲ ከባኻ

  • @teamegebrekurstos3489
    @teamegebrekurstos3489 3 หลายเดือนก่อน +15

    RIP ብጣዕሚ መሕዘኒ ተግባር እዞም ሰባት እዚኦምን ከምዚኦም ዚበሉን መምሀራይ ዝኾነ ስጉምቲ ክዉሰደሎም ኣለዎ

  • @azmaraaazmara545
    @azmaraaazmara545 3 หลายเดือนก่อน +16

    justice for TIGRAY girls

  • @sisaygemeda1395
    @sisaygemeda1395 3 หลายเดือนก่อน +16

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ስታሊን ሕራሮት።

  • @Dannytube46
    @Dannytube46 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ መሕዘኒ ተግባር ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ መዋቲት!

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 3 หลายเดือนก่อน +53

    ፅቡቕ እዩ ስታሊን ንሕዝቢ ክበርሃሉ ምግባርካ ነመስግን።

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 3 หลายเดือนก่อน +11

    ሕጊ ንህዝቢ ተባሂሉ ይወፅእ ይፀድቅ የገልግል : ሕጊ ክሰርሕ እንድሕር ዘይከኣለ : ንሕብረተሰብ ዘምህር : ብጭፍጨፋ ዝቀተሉ ገበነኛታት መጀምርታ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክቅተሉ ምስ ዝግበር ገበነኛታት ይጠፍኡ : ሕጊ ናብ ንቡር ይመፅእ

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕምም😢😢

  • @MedaB-op5bq
    @MedaB-op5bq 3 หลายเดือนก่อน +7

    ብሰላም ዕረፊ ንእሽተይ ሓፍትና

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 3 หลายเดือนก่อน +4

    Great job Adwa police!

  • @Estifanos-kt4lb
    @Estifanos-kt4lb 3 หลายเดือนก่อน +13

    ቐተልቲ ታይ ይፈረዶም? ሞት ጥራሕ?

  • @gebregiorgiskahssay2657
    @gebregiorgiskahssay2657 3 หลายเดือนก่อน +4

    ነዞም ከምዚ ዝበሉ ን ንቶም ተሓባበርትን እንተዘይተቐቲሎም ትግራይ ዋጋ የብላን።

  • @GullMama-ow1ed
    @GullMama-ow1ed 3 หลายเดือนก่อน +4

    ንዞም ገበነኛታት ግን መምሃርን ዘየዳግምን ፍርዲ ክወሃቦም አለዎ ዝተረፉ ብዳላት እውን ፍትሒ ክረክባ አለወን ቃልሲ መንእሰይን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ኮንቲ ክተርፍ የብሉን ።

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋላ መፈፀምትኡ አይፀብቅ ቁርፅና ፈሊጥና አለና ግን ኩሉ ከባቢኡ ክሕሉ ዉዳበታት ይገበር የቀንየልና

  • @QemerMedia-lt6fd
    @QemerMedia-lt6fd 3 หลายเดือนก่อน +2

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ፅርይቲ ሓፍትና. ንመላእ ቤተሰብ ከዓ ፅንዓት ይሃብ

  • @elsagebredingle5315
    @elsagebredingle5315 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ መዓንጣኻ ይቖርፅ ብሰላም ዕረፊ ንእስተይ ልመላእ ስድራ ፅንዓት ይሃ፣ብ ፈጣሪ ገበነኛታት ናይ ኢዶም ክረኽቡ ኣለዎም የሕምም

  • @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ
    @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ 3 หลายเดือนก่อน

    Great job !

  • @gebrehiwotberhe9901
    @gebrehiwotberhe9901 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዐሚ እናሓደረ ኣእምሮኻ ዝርብሽ ተግባር ጭካነ
    የቐንየልና ኣባላት ምፅራይ ገበን ቤት ፅሕፈታት ፖሊስ ዞባ ማእከልን ወረዳ ዓድዋን
    እንተነኣሰ ንቐፃሊ ከምዚ ዝፈፀሙ. ከምልጡ ከምዘይኽእሉ ኣርኢኹምና ኢኹም::

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 3 หลายเดือนก่อน +3

    😢😢😢😢😢ወራር ጽንዓት ይሃብኪ አደ ጽንዓት ንህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢

  • @MiJo-s7z
    @MiJo-s7z 3 หลายเดือนก่อน

    ክብሪ ንፖሊስ 👏👏👏

  • @redae3365
    @redae3365 3 หลายเดือนก่อน +2

    Shabiya shabiya dima tiblu weriduwo shabiya

  • @geremichaeltikue6373
    @geremichaeltikue6373 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ስራሕ ኢዩ እስታሊን ሓፍትና ደግሞ መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ

  • @Tesfay896
    @Tesfay896 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you zara media bahaki u are the voice our Tigray people,we need like more big media’s to control this situation and be accountable for the actions happening to our young girls 🙏🙏please stand for young girls of Tigray

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 3 หลายเดือนก่อน +1

    We need justice soon eye to eye, RIP my sister

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 3 หลายเดือนก่อน +5

    እዝኣቶም ንሞት ክፍረዱ ኣለወም 😭😭😭😭😭😭

  • @ሳሙኤልሃይሉ
    @ሳሙኤልሃይሉ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቕ መብርሂ እዩ ክሳብ ፍርዲ ዝወሃቦም ምክትታል የድሊ

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ጭካነ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዕሸለይ ንወለዲ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭😭

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ስላም ስታሊን ዓቢ ሰብ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ
    ምድያታትን ጸለውቲ ሰባት መራሕቲ ሃይማኖት ህዝቢ ቅትለት ህጻናት ትግራይ ድሕሪ ሕጂ ከይድገም አዞም ሰባት መርኣያ ክኾኑ ኣለዎም

  • @amanuelteklu791
    @amanuelteklu791 3 หลายเดือนก่อน +1

    My condolences to the family of Mahlet

  • @meles2016
    @meles2016 3 หลายเดือนก่อน

    ነፍስ ይማር ውድ እህታችን ደሟ በከንቱ ፈሶ አይቀርም ለወዳጅ ዘመድቿ መጽናናትን እግዚአብሔር ይስጥ እጅግ በጣም ያሳዝናን መቼነው ህዝባችን በሰላም ወተው በሰላም የሚገባው እረ እባካችሁ ውድ ኢትዮጵያውን ተባበሩና ስልጣን ላይ ያሉትን ውሾች ከመሬት በታች ካላደረጋችሁ አሁንም የከፋ ነው የሚሆነው

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢ቡጣዕሚ እዮ ዝሕዝን ንኩሉ ብትስቤ ፅንዓት ያሃብኩም😢😢😢

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ዕሸል እዚ ኣይግባእን ነይሩ ካብ ኸነ ኣብ ሕቅፊ ቅድሳን የንብርኪ ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ ቤት እውን

  • @yared-12love
    @yared-12love 3 หลายเดือนก่อน +5

    እተን ተጨውየን ዘለዋ አሓትና ውን መፍትሒ,,,,,,

  • @atalayamare6856
    @atalayamare6856 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቀንዲ ቐታላ በዓል ባጃጅ እዩ ልምንታይ
    ለይተዛረበ ስለዚ ቅትለት በዓል ዋና በዓል ባጃጅ ይኹን ንኻልኦት እውን መርአያ ይኹን

  • @assafa35
    @assafa35 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tigray aday please God help us please 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yonasalem6475
    @yonasalem6475 3 หลายเดือนก่อน

    Tegaru seb sienkum zmerhekum

  • @Baham20
    @Baham20 3 หลายเดือนก่อน

    ጭካኔያቸሁ በአደባባይ ሌላው ማህበረሰብ እንዳይሰማው በትግርኛ ብታረጉትም እኛ ከዚህ ምንማረው ለዚች ህፃን ከራሳቸው የተወለደች ያልራሩ ለአማራው እናዝንለታለን እዳትሉን !

  • @DanielZewde-f2w
    @DanielZewde-f2w 3 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ሓበሻ ሩጉማት እና ኩሉና ጨካናት
    😢😢😢😢😢😢😢😢😢
    ብሰላም ዕረፊ ሓፍትና😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 3 หลายเดือนก่อน

    thank you comander police ዓድዋ ቀፅሉሉ

  • @afrocinema50
    @afrocinema50 3 หลายเดือนก่อน +1

    N haftna mengste semayat yewarsa 😢 btaemi yehzn nsdra tsnatyhabkum/
    Eti abi xegem etom seb hizom genzeb zhatu n eritrawian sdetecgatat tekoxazeru hgi ab kulu nkulu kkber alewo 😢 tigray kemti nay kedem keyrwa berteu. Thanks Stalin

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 3 หลายเดือนก่อน

    WAA BETAME XEGGEBOME ABE MAEKHEL ADKHA EZZE KULU SELAME SIENUE HEZEBI TEGERAY

  • @SalamSalam-n8e
    @SalamSalam-n8e 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ምስጋና ንፀጥታ ቦሊስ ዓድዋ

  • @ዲንሀብታሙደሳለኝ
    @ዲንሀብታሙደሳለኝ 3 หลายเดือนก่อน

    Bamite Makatate Albhawe

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣቱም ህዝቢ ኣብ ከተማ መቀለ ብመኪና እናተጎተተ ዝተቀተለት ዓበይቲ ሰበስልጣን ህወሓት ከምዘለውዎ : ህዝቢ መቀለ ይፈልጡ እዮም :: ሰበስልጣናት ሐዚ እውን ኣለው :: እዚ ቅትለት ዝፍፀም ዘሎ ናቱ መቀፀልታ እዩ :: ቀተልቲ እንድሕር ዘይተትሒዞም ትግራይ ልብያ ክትከውን እያ

  • @MuletaAbebe-v9l
    @MuletaAbebe-v9l 3 หลายเดือนก่อน +3

    ንኹሉ ዘምህር ቅፅዓት ክረክቡ አለዎም

  • @gideygebregziabher5729
    @gideygebregziabher5729 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ስታሊን ሓወይ ቅድሚ ኩሉ ሙሉእ ጊዜካ መስዋእት ብምግባር ንህዝብካ እትገብሮ ሞያዊ ድጋፍ ዝለዓለ ክብሪ አለኒ። እዙ ተፈፅሙ ዘሎ ወንጀል ብጣዕሚ ከቢድ፣ ዘሰክፍ፣ ዘሰንብድ (ዘደንግፅ) አብ ማንም ሰብኣዊ ፍጡር ክግበር ዘይግበኦ ሰይጣናዊ ስራሕ እዩ። አንፃራዊ ሰላምን ምርግጋዕን አብ ዘለዎ ግዘ፣ ነዙይ ዝከታተሉ ናይ ፀጥታ መሓውራትን ናይ ሕዝቢ ሽሞኛታትን አብ ዘለውሉ፣ ህዝቢ ካብ ጥይት ድምፂን ህውከትን ነፃ ኮይኑ ዕለታዊ መነባብርኡ አብ ዝመርሐሉ ንምንታይ ጋልና ራሄል ተቀትላ? ንምንታይ ህፃናት ይስረቁ? ንምንታይ መንእሰይ ብሃንደበት ይመውት? ንምንታይ ዝተፈላለየ ማሕበረሰብ ዓፈና፣ ስርቆት፣ ሃንግ (ቅትለት) ይዳረግ? ንምንታይ ፍትሒ ይጎድል? ንምንታይ ፖለቲካዊ ቆራፅነት ንስእን? ናይ መን ችግር እዩ? አነ ብወገነይ ናይቲ ሰላምን ፀጥታን ህዝቢን ከባቢን ዘማሓድር አማሓዳሪ ጉድለት እዩ ዝብል ግምት አለኒ። እቶም ናይ ፀጥታ አካላት ስሮሖም ብትክክል፣ ብሓቂ፣ ብእምነት፣ ብዘለዎም ሓላፍነት ዝሰርሑ አይኮኑን። ሓደ ሓደ ግዜ ተሓባበርቲ ወይ ፈፀምቲ ወይ ድማ መተሓባበርቲ እዮም ማለት እዩ። ሰብ ዝማሃርን ዝተፈላለየ ሓላፍነት ዝሕዝ ሕዝቢ ከገልግልን ፍትሒ ከንግስን እዩ። ንምንታይ ፍትሒ ይጎድል? ሰለምንታይ ፍትሒ ብገንዘብን ብድለላን ይዕብለል? ስለምንታይ ሚዛን ሰበኣዊ አተሓሳስባ ይዛባዕ? ስታሊን ሓወይ ናብ ሕዝቢ ዓለም ክበርሃሉን ክግለፀሉን መፍትሒ ክርከበሉን እትገብሮ ፃዕሪ እግዚአብሔር ይሓግዚካ! አሜን።

  • @وردهتيسفي
    @وردهتيسفي 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓድሓደ ሕጋውያን ኣለው ግቦ ዝቅበሉ ብዝግባእ ክሕሰበሉ ዘለዎ😢😢😢ሂወት ብቅርሺ ኣይምለስን

  • @NegasiNega
    @NegasiNega 3 หลายเดือนก่อน +7

    ፅብቅ እዩ እሰተሊን ናብ መላእ ህዝቢ ግልፂ ምግባርካ መሕዘኒ ግዝየ ዓሕሕሕሕ

  • @bitaniahailu7300
    @bitaniahailu7300 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅዩ ካልኦት ወንጀለኛታት ከምዚ ተከታቲልኩም ምቅላዕን ምክትታልን ፅቡቅ እዩ
    ነአውን መንግስተሰማያት የዋርሳ

  • @AynimishetAynimishet
    @AynimishetAynimishet 3 หลายเดือนก่อน

    እዚኦም መሪአያ ክኮኑ አለዋ ክቂተሉ አለዋም እንተዘይኮይኑ እቲ መቕተልቲ ክቂፂል እዩ በጀኩም ዲምፂ ንጀጋኑ አሕዋትና ፋሪዲ ቀተልቲ ንፂበ አለና😢😢

  • @DanielTesfay-hc8zm
    @DanielTesfay-hc8zm 3 หลายเดือนก่อน +2

    ለማስ መንግስቲ ኣብዘለሉ ግዜ ወንጀል ዝፈፀሙ ጨካናት ምትሓዞም ከም መርኣያ ዋላ ተተወሰደ እዞም ገበነኛታት ግን ጉቡእ ቅፅዓት ክረኽቡ ኩሉ ትግራዋይ ድምፁ ከስምዕ ኣለዎ

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr 3 หลายเดือนก่อน

    ኣክሱማዊ ሚድያ ሓጋዚ ይብሃል ድምፂ ወያነ ዝስርሕ ነበረ

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢ዋይ ሓፍተይ መዓረይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ ማህልተይ😢😢😢

  • @GullMama-ow1ed
    @GullMama-ow1ed 3 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ስታሊን እቲ ሐቂ ንህዝብና ምፍላጥ ፅቡቅ እዩ ምክንያቱ ብዛሐት ዘየለ ዘትክክል ኢንፎርሞሽን ንህዝብና የዳናግሩ አለው ንህዝብና እቲ ሐቂ ምቅራብ ፅቡቅ ገርካ የቀንየልና።

  • @abadigebrwahid8276
    @abadigebrwahid8276 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጎበዝ ትግራዋይ አኻ ስታሊን ንኾርዓልካ ድማ ቀፅለሉ።

  • @TsgeReda-c2p
    @TsgeReda-c2p 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @aseymichael1455
    @aseymichael1455 3 หลายเดือนก่อน

    Well done! His speech is well articulated.

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 3 หลายเดือนก่อน +1

    እህህ አቤት😭💔ታኢና ንገብሮ😭💔😑

  • @samrawithaile1147
    @samrawithaile1147 3 หลายเดือนก่อน

    Afta ketema adwa krshenu alewom prad

  • @BarakaTpeople
    @BarakaTpeople 3 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉

  • @SelamHadgi
    @SelamHadgi 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭💔💔💔💔💔💔እሕሕሕሕሕሕ ዓለም ጨካን

  • @melesetrunh2321
    @melesetrunh2321 3 หลายเดือนก่อน

    😢 😢😢Nfse yemare 🙏

  • @tesfaiteklai106
    @tesfaiteklai106 3 หลายเดือนก่อน +7

    ንዕሸ ጓልና ማህሌት መግስተ ሰማያት የዋርሳ ጽንዓት ንሙሉአት ስድራቤት። 🕯️🕯️🕯️.!!!.

  • @Yordanosambacew
    @Yordanosambacew 3 หลายเดือนก่อน

    ውይ ከእንደዚህ ህፃናትን ይጠብቅ አምላኽ በጣም ታሳዝናለች የእኔ ቆንጆ😢😢😢 መፅናናትን ለቤቸሰቧ መያዙ ጥሩ ነው ግን አይ እሷ ቀረች😢😢😢!!!!

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 3 หลายเดือนก่อน +2

    Painful 😖 😢

  • @kirosabrha
    @kirosabrha 3 หลายเดือนก่อน

    ኩማንደር ናይ ማእኸላይ ዞባ አዛዚ ብጣዕሚ ክብሪ ይሃብኩም ፅቡቅ ስራሕ ምስራሕኹም ብአኹም ኮሪዕና ኢና ዝኹሉ ፂዒርኩ ግን ፍርድ ቤት ብስቅላት ተዘይ ወሲኑሎም ድኻምኩ ከንቱ እዩ እስታሊን ሓውና እውን እዙይ ብምድያ ምቅራብካ ብልቢ ነምስግን ክብሪ ይሃብካ

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cu 3 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍ ትግራይ ዓደይ😢😢😢😢😢

  • @jadnawfal3534
    @jadnawfal3534 3 หลายเดือนก่อน

    እክ በሰላም እረፊ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @AbebechAbraham
    @AbebechAbraham 3 หลายเดือนก่อน

    Egziabiher metsnanat ystachew Lebeteseb

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 หลายเดือนก่อน

    Uaye. Gud. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. ✝️😢🙏😢🙏😢

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wson4901
    @wson4901 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣኡሚ ዝሕዝን ንመላእ ቤተሠብ ፂናአትይሐብክም

  • @Chereka203
    @Chereka203 3 หลายเดือนก่อน

    በጣም ያማል ያሳዝናል ❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @abedaberhan
    @abedaberhan 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክና ይአክልኩም ብልና እው ኣነ ጓልይ ማዓረይ ብሰላም ዕረፍ😢😢😢😢😢😢😭😭😭💔💔💔😭😭😭

  • @felegbelay888
    @felegbelay888 3 หลายเดือนก่อน

    ካልኣይ ከይድገም ይኣክል፣ እዞም ጨካናት ተጠርጠርቲ ኣብ ቕድሚ ህዝቢ ትግራይ ወጺኦም ናይ ኢዶም ክረኽቡ ኣለዎም፣ ንኩሉ ሰብ መምሃሪ ክኾኑ ኣለዎም ብሸለልታ ክሕለፍ የብሉን። ንእስቲ ቖልዓ ቐቲሎም ንሳቶም ኣብ ርእሲ መሬት ኮይኖም እናበልዑ እናሰተዩ ሂይወቶም ክመርሑ ብፍጹም ክኸውን የብሉን። ዋዕሮታት ትግራይ ወጺአን ንጸላእቲ ሃንደሽደሽ ከም ዘየበላ፣ ኣብ መረባ ዓደን እናሃለዋ በገዛ ደቂ ዓደን ክቕተላ መሕፈሪ እዩ፣ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ይኣክል በላ ክንደሻዕ ክትሞታ ካበይ ዝመጹ እዮም ናይ በሓቂ ተጋሩ ድዮም? ኣሕዋት ዶ የብሎምን ርጉማት፣ እዚኦም ንጹህ ንፋሴ እውን ንምንትፋስ ዕድል ክዋሃቡ የብሎምን፣ ብቕልጡፍ ክውሰኖም ኣለዎ።

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 3 หลายเดือนก่อน

    Oh,peace and rest, our daughter RIP

  • @zelealemkassa133
    @zelealemkassa133 3 หลายเดือนก่อน

    ያሳዝናል ነፍስ ይማር

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተምሳሌት ከምአብነትያ ብሚድያ ዘይወፃ ብአማኢቲ አሻሓት ህፃውንቲ መዓት አለዉ። እቶም ቀተልታ አብቅድሚ ህዝቢ አክቦም ከምተመን ክቅተሉ አለዎም።😢😢😢😢 አብገነት የንብራ

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 3 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ዞም ናይ ማሕበራዊ ሚድያ ምስቶም ተጠርጠርቲ ዘራኽብ የብሎምን ዝበሎ ኮኮማንደር ጌጋ እዩ ብደንቢ የፃርዩ

  • @selamawithagos4308
    @selamawithagos4308 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እዩ ዘህዝን 😭😭😭

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭🙏💞🙏

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንወንጀል ዝፈጥሮ ሽግር ምዃኑ ዘጠራጥር አይኮነን።ዝኾነ ወዲ ሰብ ወንጀል ክፍፅም ኢሉ ካብ ገዝኡ ዝወፅእ ፍጡር የለን።ኮይኑ ግና ዝላሕለሀ አፈፃፅማ ህግን ብቁዕ ዝኾነ ቅፅዓት ዘይምህላው 'ውን ወንጀል ከምዝበራኸት ዕድል ይህብ ከይህሉ።እዞም ወንጀለኛታት እዚኦም መጀመሪኦም ክኾን አይኽእልን።ቃላትን ተግባርን ይፈላለ ደአ!

  • @HalefayBrhane
    @HalefayBrhane 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @NoorA-kk1mb
    @NoorA-kk1mb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ይች. እህት. ብቻ. በሚድያ፣ወጣች፣እንጅ፣በኢትዮጵያ፣የሚፈፀመውን፣ዘግናኝ፣ግድያ. አላህ ብቻ. ነው፣የሚያውቀው፣ስንቱ፣እንደወጣ፣ቀረ፣ሁሉም፣የእጁን፣ያገኛል

    • @Stoplying-k1w
      @Stoplying-k1w 3 หลายเดือนก่อน

      ትክክል

  • @eifromkasa3528
    @eifromkasa3528 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ኣዳባባይ ይረሸኑ

  • @Fire-cy2gk
    @Fire-cy2gk 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 หลายเดือนก่อน

    Nesekatekume. Ketema. Adewa. Kutsesere. Betaeme. Nemesegene.❤ Enete. EZEATOEME. GENE. KEMEZA. NAYE. LOME. ABE. KEDEME. HEZEBE. SEGUMETE. KEWESEDELOME. ALEWO.FETEHE. NEZA. ESHELE. GOELENA. NETSEBE.NEMESEGENE. KETEMA. ADEWA. POLICE.

  • @KisanetAbraha-e4g
    @KisanetAbraha-e4g 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @bezenkahsay5970
    @bezenkahsay5970 3 หลายเดือนก่อน

    ገበን ድሕር ምብፅሑ ወንጀለኛ ምሓዝ ኣይኮነን ዋና ቁምነገር ወንጅል ከይፍፀም ምክልካል እዮ ስራሕ ናይ ፀጥታ:: ወንጀለኛ ሕዝና እሉ ጉራ ይነፍሕ

  • @ዲንሀብታሙደሳለኝ
    @ዲንሀብታሙደሳለኝ 3 หลายเดือนก่อน

    Batame Azenalhie

  • @ra4230
    @ra4230 3 หลายเดือนก่อน

    OMG.... Its heartbreaking. Eway haftey Mearey 😭😭😭
    May Almighty God Rest her soul in peace Amen 🙏

  • @ephremtarekegen5821
    @ephremtarekegen5821 3 หลายเดือนก่อน

    ነፍሳን ይማር ፈጣሪ አምላክ የኔ ቆንጆ ልጅ ገናነች እኮ

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed9789 3 หลายเดือนก่อน

    ፍትሂ ፍትሂ ፍትሂ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቀታሊ ይቀተል በሉታ ኣብትግራይ። ኣብትግራይ ዘለኺንሰለማዊ ሰልፊ ውፃ ኡይይይይ በላ ስቕ ኣይትበላ 😢😢

  • @SofiMarte-qq8oi
    @SofiMarte-qq8oi 3 หลายเดือนก่อน

    ኪርሸኑ አለዎም አብ ቅድሚ ህዝቢ

  • @ghgfy8760
    @ghgfy8760 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢