🥹😭😭😭መንግስተ ሰማያት ያወርስኩም ጀግና ሰማእታት ትግራይ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼😭😭😭💔💔💔💔
Hmak terekibu merir hazen tesemieuna korna ayefrehanan ezi kunat gn sheieu ena zferihnyo mknyti kunat zfelt kulu gzye skay eyu ab mulue alem selam ymxealna nhzbn sdran xnat debsa eyob ydebskum
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 💔😥
😢😢😢😢😢😢😢😢ንህዝብ ትግራይ ኣምላክ ጸናዓት ያሃብኩም ሰላም የዉርደልና ሰለ መራሓቲ ዘይ ኮነ ስለ ህዝብ ኤርትራን እትጵያን
ረሳሕ ሓሳዊት ባዓል ንሰኪ ዝኣጎድክንኦ እዩ ሕጅውን ኣፍኪ ሓዚ ንህዝገቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃብካ ፈጣረሪ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 😢💔💔💔
እዋይ ወላዲት ትግራይ እዙይ ኣይምተገበአክን
ደሓን ሓንቲ መዓልቲ ንብዓትኪ ክሕበስ እዩ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
😭😭😭😭
ኣሕሕሕሕሕሕ ሓዉና ህዝብ ትግራይ ጽናዓት ይሃብኩም ኣቱም ሰባት ንሰላም ንዘምር ኪናት ይኣክል
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ሰማኣታት ትግራይ 😢😢😢 ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢
እህህህህህህህህህ አሕዋተይ ማሓዙተይ መታዓቢተይ እግዚአብሔር አብ ሑቑፎ ቑዱሳን የንብርኹም ፅንዓት ይሃበና ንኹልና ተጋሩ 💔😭😭😭😭😭😭😭
እሕሕሕሕሕሕ ዓለምጨካን መንግስተ ሰማይ የዋርሶምጀጋኑ ትግራይ ፅንዓትይሃብካ ህዝበይይይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ ሞኒካ ሓብተይ ብጣዕሚ ይሕዝን
ሓሪርና እኮ ሓትና መሓዙትና ስኢንና💔😢😢😢
ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና ፅንዓት ንመላእ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢😢
ዋይይይ ዛዓደይ አዴታተይ አቦታተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንልብኹም መንፈስ ቁዱስ ይደግፎ ሓዘን ኣብ ልዕሊ ሓዘን ኡፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭💔💔💔🖤
አጆና አሕዋተየ😢😢😢 ሕጂ ቸሰቢርና ኮፍ ንብለሉ ግዜ አይኮነን ብተስፋ ብቃል አምላክ ንተንስእ😢
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና🙏😢💔💔 ፅንዓት ንህብና ህዝቢ ትግራይ እግዝኣብሄር ኣምላክ ንኣቦና እዮብ ዝደበሰ ንህዝብና ይደብሰልና🤲🙏እግዝኣብሄር ሰላም ንኩሉ ወድሰብ ሰላም ንዓለምና የውርደልና🤲🙏
So heartbreaking Tegaru yehwatna bzihalefnayo mihlafkum 😭😭😭I feel your pain 💔💔it’s reminding me 2008 in Eritrea 💔I lost my brother in war between Eritrea and Ethiopia he was just 18 years old 💔💔 amlak debesa Eyob ydebiskum ❤️❤️selamu yewridelna 🙌🏽❤️
ንቡር ይሃብካ! ኣነዉን ሓዎይ ኣብ ባድመ ስኢነ ካብ ዝገርመካ ንሻዕብያ ክሕግዝ ንኤርትራ ኸይዱ ተዋጊኡ ብደርጊ ዝተውቅዖ ዓረር ካብ ገጹ ከይወፀ ተመሊሱ ምስቲ ንሓርነቱ ዝቃለሰሉ ዝነበረ ሓዉ ኣንጻሩ ክዋጋእ ኣብ ባድመ ተስዊኡ:: እንታይ ትብሎእዚ ትማሊ ኣብ ሓደ ድፍእ ኾይኑ ንናፅነት ኤርትራ ዝተዋግአ ህዝቢ ኢኮእዩ ሕዚ ጸላኢ ኾይኑ ዘሎ:: ኣጆኻ ግን ሰላም ንዝራእ ብኡ እዩ እቲ ደበስ::
ተጋሩዋይ የቃረየናይዋ እግዚአብሔር ኣምላክ የክእለና ፅንዓት ይሃበና ኣጆና ንጠንክር ጠንኪርና ንወለድና ንቤተሰብና ነጠንክር ንሕና ተስፋ ንሃቦም😢
መጊ ናይ ብሓቂ ልዕሊ ዕድሜኻ ልቦና ዝተዓደልካ ሰብ ኢኻ
So so so heart wrenching!!! Many Eritrean praying for the people of Tigray! This too shall pass!
ፈራዲ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍረድ ህዝቢካ ትዓፊኑ መይቱ🖤😭😭😭 ስዋኣትና ዕረፍቲ ቅዱሳን የዕርፍኩም😭
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ሓፍቲ ጅግና ህዝቡ ከድሕን ኢዩ ወፊሩ ብመስዋእቲ ሓውኪ ኢዩ ንህዝቢ ትግራ ዝተሓስበ ዊዲት ተዓጊቱ ጽንዓት ይሃብኩም ምሉእ ህዝቢ ትግራይ ሓዘንኩም ሓዘነይ ኢዩ ። ንክሎም ሰማታት ትግራይ ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበሎም። ኣጆካ ህዝቢ ትግራይ ብጅግንነትካ ኣብ ዓለም ኣመስኪርካ ኢካ እሞ ሕጂ ክሳድካ ኣቅንዕ ንልምሓትን ሕውየትን ትግራይ ተለዓል። ጽኑዕ ህዝቢ በዓል መትከል ሕጂ ውን ከም ቀደምካ ሸጥ ኣብላ መዓንጣካ ።
Magi appreciate you man!!
ጽንዓት ይሃብክን ኣደታት ተግራይ። መስዋእቲ ደቅኻ ክትርዳእ ማዕረ ክንደይ ከቢድዩ ኤርትራውያን ጽቡቅ ጌርና ንፈልጦ ኢናሞ ደጊመ ጽንዓት ይሃብ ሰላም ድማ የውርደልና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብኽያትን ምስቁርቋርን ይኣክል ! ድሕሪ ደጊም መንእሰያትና ክወልዱን ክዘምዱን 'ምበር ዳግም ብ ኲናት ከይንጠፍእ ንንቃሕ
ህያውያን እዮም ስውኣትና ፅንዕ በሉ ደቅነይ💛❤💔
maggy hawy ajoka hmak gize metsuna selam nikiltuo hzbi ayfal nkuna✌
ጽንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ።
ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ልደጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😢😢
እህህህህህ ኣምላክ ኣበይ ሰላምካ መልሰልና ክለኩም ኣሕዋትና ማሓዙትና መንግስተ ሰማይ የዋርሱኩም ኩሉ ህዝቢ ትግርይ ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ማዓረይ ኣዴታተይ እፍፍፍፍፍፍ
Thank you so much ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እህሕሕ ሓረርና እንዶ 😭💔
ጽንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ንማንም ዘይትምነዮ ደበስ እዮብ ይደብስክን ኣዴታት ሰላም የውርደልና ምንግስተሰማይ የውርሶም
እግዚአብሔር አብ የማኑ የንብሮም። ንስድራ ስዉኣት ጽንዓት ይሃብኩም። እግዚአብሔር ሰላሙ ይልኣኸልና።
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😭😭😭😭💔💔💔💔
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ንህዝብና😭😭💔💔😭😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭
ኣዴታት ተዘሚተን ኣምላኽ የጽንዕክን ኣምላኽ ይሓግዝክን
ህዝቢ ትግራይ ፈጣሪ ጽንዓት ይሃብኩም
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ጽንዓት ይሃብኪ ኣደ ትግራይ !!!
እፉፉፉፉፉ ዝረኸብናዮስ ተረኺቡዶ ኣብ ዓለም እግዚኣብሔር ኣምላክ መፅናዕንዒ ይሃበና እበይ ንሕናስ መን ደባሲ መን ተደባሲ ቆላሕ ተበልካ መንደራትካ ኩላ ዳስ ተኺላ😭😭🖤🖤💔
ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም ወላዲት ጽንዓት ይሃብኪ!!
ፅንዓት ንመላኢ ህዝብ ትግራይ
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ንህዝብና😢😢😢😢😢😢😢😢
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና መሰዋእትኹም ኩቡር እዩ ብሰላም ዕረፉልና 🙏🙏🙏
May their soul rest in peace, my beloved brothers and sisters 💔 😭😭😭😭👍💔💔
እህህህ ሓረርና እባ😭😭🖤💔
ማጋይ ሀወይ: በጣም አዘንኩኝ የትግራይ እናትን አይቼ: ብዙ ወጣቶች ስንት እድል የሚጠብቃቸው: በከንቱ መጥፍታቸው:አልቅሺም አይወጣልኝም:: በእነዚ መሪዋች የተነሳ ነው: ይህ ሆሎ ሀዘን የመጣም:: እግዝአብሄር ይፍርድባቸው::
ለሁሎም ነብሳቸው ላለፈ ነብሳቸውን ይማር: ለቤተስቦቻቸው መፆናናቱን ይስጣቸው🙏🙏🙏
ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውአት ሰማእታትና ነብስኩም ብሰላም ትዕረፍ ህዝበይ አምላክ ፅንዓት ይሃብካ😢
😢😢😢😢ህዝበይ ዝሃበክካኣሎ ፅናዓት ይሃብኩም
ጽንዓት ይሃበና😭😭😭
ፅንዓት ይሃብኹም ህዝበይ ኣሕዋትና ውን መንግስተ ሰማይ ይዋረሶም 💔💔💔😭😭😭
Biteami kebid eyu xineat ni hizb tgray egziabiher selam yfterelka hizbey🙏🙏🙏
🌹🌹🌹ሰላም ይሃቡ 🙏🏼ህዝብ ትግራይ 🌹🌹🌹
ምስ ኤሪትራውያን ተዘይ ትናክፍካ ይሕሸካ።ባረንቱ የሕዋትና ኪድፈራ ከልዋ ትስዕስዑ ኒርኩም።ሕጂይ ሙካን ምስ ኣበየኩም ዘይከውን ዘርባ ኣይትዛርቡ ወረርቲይ እኩም።
መሃይማት ኤሳያስ ዝበለኩም ስለትሰምዑ እምበር ትግራዋይ ሃገር ፈሪሙ ሂቡ ተመልይሱ ኣሕዋትካ ኣይደፍርን እኩኣድኣስ ምስዋእቲ ኸፍይሉ ካብ ሞት የድሕነኩም ግን ደቂ ሻዕብያ ወቂ ዕኹም ኢኹም ተእዉዩ ፍንፋናት ጠላማት ከሓድቲ ስለዝኾንኩም ኣብ ናይ ባዕልኹም ምድያ ከይድኩም ስምዑ ከመይ ጠቀንቲ ምኻኡንኩም ቅንኢ ጥራሕ እዩ ሕማምኩም ግን ንሕና ንብዓትና ናብ ሰማይ ነጽግና ኣለና
@@yonikiros9177eza tarek gamtelka tazarebkayo bhasot tarek tezarebu neskum ekum hake marmeru nmentay abze baxhna bnay man gudlat eu beal man u telam balkum ete hake tefaltwo ekum
ጽንዓት ይሃበካ ህዝበይ
ዘላኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንጀጋኑ ሰማእታትና😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
ኣነስ ኤርትራዊት እየ፡ እዚ መርዲእ ናይ ትግራይ ምስ ራኩ ኪሳብ ሕጂ ኣብ ዘዝራኩዎ ኣዕተይ ደው ኣይ በለን ንብዓተይ።ይኣክል ይበለና ፈጣሪ።
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ዒሕሕሕሕሕ 😢😢😭
ማጂ ሓወይ መጀመርያ ኣደ ትግራይ ተራሀ ዘይኮነ ዋላ ኣቦ ትግራይ ጽንዓት ይሃቦ ኤርትራዊ እየ ኣነ ግን ኤርትራ ምሳይ ዝዓበየ ተሰዊኡ ኣሎ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኪናት ሕማቅ እዩ (እምኒ ተወዲቅካ ይፈግኣካ ተወደቀካ ይፈግኣካ)
Kulatna xbuq ayrekebnan ade eritreas entay xbuq rekiba weda bzekedo tefieu moytu kbluka wn qbxet eyu😢
ብጣዕሚ ሕማቕ ተረኺቡ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብ ንመራሕቶም ከኣ ናብ ልቦም እምለሶም ህዝቦም ከድሕኑ 😮😮😮😮😮
ሕዝቢ ትግራይ ብፍላይ ናዴታት ትግራይ ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭😭
Efffffff amlak,aboy eway ezen adetat xneat yhabkum eske
ፅንዕት ንመላእ ትግራይ ፅናዓት ናዶ ትግራይ 😭😭😭😭
Hawey ane Eretrawit ye gn endey welahi kebdna beliomna selam yewrdo wge were wge trgum yeblun nay monki ka haqi buzhat alewu abzi medya zafru wegen Eretra wela tgray gn aynsabom hzbyu mat zrekb ember nsom da abtuom adi teqemito yhteftfu yhwatey nfaqee syfarared zahaftna semhar ka ajoki beleley ykatetela ye selam nzemr pilisss haftkum Eretrawit❤❤❤❤❤❤
መንገስተ ሰማይ የዋርስኩም ። ተጋጋሩ ሕጂውን ልቦና ይሃብኩም ሕጂውን ንኩናት አይተቀስቅሱ።
ጽንዓት ይሃብክን አዴታት ትግራይ 🙏
ፅንዓት ያሃብኪ ኣደይ ማዓረይ😢😢
😢😢😢😢 አዛርቡና እሕሕሕሕሕሕ ብሓቂ አዛርቡና በሊዖምዋም አሕዋትና መራሕትና ሕጅ ሱቅ በል ትብል ወዶም ክህቡ ግን ተዛረቡ ትብሉ ኔርኩም 😭😭ንኣኩም ምእማን ሪእናዮ
ክብርን መጎስን ንዞም ምንም ጉርዲ ዘይወጾም ጀጋኑና ሰማእትታት ትግራይ ፅንዓት ንመላእ ህዝብና ነቦና እዮብ ዝደበሰ ንህዝብና ይደብሰልና 🙏😥
ብሞት ምምካሕ ነዉር አየመካሐካንዩ አምላኽ ሰላም የዉርድ ጽንዓት ይሀብ ንስድራ ቤት
ኣምላክ ምጽንናዕ ኦዮብ ይፍጠረልኩም ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ዘውጽ ንባዓትኩም ዝደርዝ ፍትሒ ዘውጽእ ከም ሙሴ እግዛብሄር ይስደደልኩ ኣምላኽ ፍትሓዊ እዩ ፍታሕ ንህዝቢ ትግራይ ሃቦ ም ኣምላኸይ
ኣታ ኣምላኸይ ሰላምካ ልኣኸልና ፈጣሪ 👏😭
ማጊ ሓወይ ፁቡቅ ኢካ ዘለካ ንሳም እንተ ዘይ ተዛረቡ ንሕና ክንዛረብ ኣለና ብፍላይ ከማኩም ዝበለ ሓደራ 😥😥🙏
Rip 😭😭😭😭እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏
Hzbi tgray xnat yhab btami eyou zhzn ajokum.❤❤❤❤
Yeznkum Melai Hzbi Tgray izimerir
Hazen nab selam ykeyrelkum
Yakl ybelo mdhanialm selam nkulu ahzab ykunelna❤❤❤❤
😭😭😭😭😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ሰማእታትና
Bteami ey zfetweka nay selam seb slezkonka🇪🇷
Ewayyyyy amlak mihret awrdelna ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኣሕሕሕ ኣሕዋተይ ብዝወፅዎ ተሪፎምምስ ናፍቆትና ቆሲሉ ውሽጥና መንፈሲ ቦታ ሲኢና ግን መስዋእቶም ዝሰማዓና ቃቢፅና እዞም ዝተረፎ ከ ኣበይ ከድና ኢና ንእልሾሞ 😢💔💔
ጽንዓት ይሃብኩም ንመላእ ህዝቢ ትግራይ
😢😢😢😢😢😢 ጽንዓት ይሃብካ ወገነይ ህዝቢ ትግራይ ብሓቂ ኣዝዩ ዘይጽወር መሪር ሓዘን
Maggy hawuna delayi selam egziabiher amlak xnat yhabkum n melae hzbi Tigray
ኣይይይ ዓደይ ሓዊ ኣትይዋ😢 ጨነቀና ኮ ሎምስ😢 ማጊ ሓወይ ንኡሽተን ካብ ጭንቂ ዘውፅእ ሒዝካ ተትመፅእ❤ብጭንቂ ኮ ሞይትና😭😭😭😭💔💔💔🖤💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኩሉኩም ሰማእታት ትግራይ😭😭😭😭😭
Semhal Gere emun Be strong your Brother is our Brother and Lifetime Tigray hero.
Rip Tigrawayan heroes 🎉🎉
I LOVE BEING TIGRAWYE
መንግስተ ስማያት ያወርስኩም ጀግና ስማእታት ትግራይ😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ጀጋኑ ስውኣትና 😭😭😭😭💔💔
Eweyyyyy aboy meary yehzin Tigaru lebi gebru asmera tezay atya enda blkume menesay atfekumomi xenat yehabkume Tigaru 🇪🇷
ፅንዓት ፅንዓት
መንግስተ ሰማይ የዋርስ💔💔💔💔😭😭😭ፅንዓት ይሃብ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😭😭😭
Ade Tigray kemti neyob zdebeso ydebski! Tsibest yhabki🙏🙏🙏
ኣሕ ዋይ ህዝበይ ምኒካ ግደፎናኣ እሰከ ኪ ሓዘናኣ ያኣኽለናኣ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ
Ahh btami yhzn xnat yhabkum tegaru yhwatna 😢😢😢
Every Tigraiya is crying bood. Tigrai fought against total genocide by Eritrea and Amhara and Abi military. May God give Tigrai people strength and courage. Let's hold each others hands to help everyone who lost loved ones.
😢😢😢ህዝበይ ዝሃበክካኣሎ ፅናዓት ይሃብኩም😢😢
😭😭😭መንግስተ ሰማያት ያወርስኩም ንህዝብ ትግራይ ኣምላክ ጸናዓት ያሃብኩም