DW International ስነ-ስርዓት ምንባር ሕቁፊ ዕንበባ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ፣ 15 ሰነ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 มิ.ย. 2024
  • #dw #International #tigray
    #ዝኽሪ ጀጋኑ ስውኣት ካብ ሓወልቲ ሰማእታት
    #Dimtsiweyane #Tigray
    #Subscribe ይግበሩ!
    Website www.dimtsiweyane.co
    Facebook / dimtsiweyane
    Twitter / dimtsiweyane
    Telegram t.me/dwetinternational
    Instagram / dimtsiweyane
    This stream is created with #PRISMLiveStudio

ความคิดเห็น • 87

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 หลายเดือนก่อน +8

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና።🙏💖🙏

  • @simonabraha4147
    @simonabraha4147 หลายเดือนก่อน +3

    “ forever in my heart “
    Heroes 👈🏾 🕯️

  • @amanuelkifle582
    @amanuelkifle582 หลายเดือนก่อน +6

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ናይ ሎምን ትማልን ስማእታትና ❤
    ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ተስኒድኩም ክትነብሩ ኢኩም.

  • @sarahkuhen2180
    @sarahkuhen2180 หลายเดือนก่อน +3

    ክብርን መጎስ ንሰማኢታትና

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 หลายเดือนก่อน +6

    ክብርን ሞጎስን ንስማእታትና😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን መጎስን ንጀጋኖና ሰማታትና 🙏🙏

  • @yibelghebre6265
    @yibelghebre6265 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞገስን ቕያ ሰሪሖም ዝሐለፉ ኩሎም ጀጋኑ ተጋደልትናን ብሂወት ዘለዉ ህልም ተጋደልትና።

  • @GftgfGftgf
    @GftgfGftgf หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎሰን ንሰማእታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሠማእታት ሀገረ ትግራይይይ😢 😢 😢

  • @FeissehaGhiwot
    @FeissehaGhiwot หลายเดือนก่อน +2

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና

  • @FikirtGebiregZihabr
    @FikirtGebiregZihabr หลายเดือนก่อน +2

    😢😢😢😢 ♥️♥️🙏🙏🙏💪💪💪💊💊ክብር ንሰማእታትና ጀጋሩ ተዘካሪ ብታሪክ❤
    መራህቲ እዚ ዶ ንትግራይ ህዚቢ☝️☝️☝️

  • @akiaksumawit4937
    @akiaksumawit4937 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢኩም🥺💔💔

  • @berhaneghebru1105
    @berhaneghebru1105 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረን ሞጎስን ንስዋአትና ሃገሮምን ህዝቦም ንዘድሐኑ ጀጋኑና🙏🏾

  • @sarratimnit8534
    @sarratimnit8534 หลายเดือนก่อน

    kibrin mogesin ni jeganu semaetatina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mulugetagebremariam
    @Mulugetagebremariam หลายเดือนก่อน +1

    Peace tigray, peace Ethiopia

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ሽምዓ ትግራይ 😢😢😢
    ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢኩም ጀጋኑና😢😢😢

  • @realtube6031
    @realtube6031 หลายเดือนก่อน

    ሰላምን ፀጥታን

  • @mustygg9676
    @mustygg9676 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረን ሞጎስን ንስዋአትና ሃገሮምን ህዝቦም ንዘድሐኑ ጀጋኑና🥲🥲🥲

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢❤❤❤Kebren Mogesen for Smatat TDF Tgadlty jeganu deky people Tigray.

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน +1

    We will never forget
    Always in our hearts
    ❤❤❤❤❤❤
    Our heroes ❤❤❤❤

    • @tirhasaregawi6702
      @tirhasaregawi6702 หลายเดือนก่อน

      Yes 🇻🇳 🇻🇳 🇻🇳

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 หลายเดือนก่อน

    Heroic and Hero for the TDF that Respect and Polite for our
    people Tigray, RIP and Rest for People Tigray ✌
    VICTORIA Tigray

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 หลายเดือนก่อน

    Kibrn mogesn n Jeganu siweatna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 หลายเดือนก่อน

    ሓሪን!እምበረ..ከይትሓዝን!!!!❤❤❤

  • @SeidImam-kj2ws
    @SeidImam-kj2ws หลายเดือนก่อน +1

    Ahdawi Tigre

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3p หลายเดือนก่อน +1

    ክብርንመጎስን
    ልኩሎም
    ሰማእታትናይኩን
    ናይቀደምን
    ናይሎምን
    ጸሎትግበርልና
    ኣብኡኮይንኩም
    ኣድናሰላምክኮን

    • @tbarekyohannes
      @tbarekyohannes หลายเดือนก่อน

      እው ንኩሉም ሰማእታት ትግራይ ! ሓርብኛታት ሰውአትና❤❤❤

  • @user-bi4se6qk3p
    @user-bi4se6qk3p หลายเดือนก่อน +5

    ጸጸታ ትግራይ ምኽባርን ህዝብ ብሰላም ወፊሮም ብሳላም ክምለሱን ዝተፋናቐለ ህዝቢ ምምላስን ግዛዊ ሓገዝ ንተፋናቐልቲ ወገናትና ምግባርን ቀዳምነት ስራሕኹም ይኹን በጃኹም ክንልምነኩም 🙏.

    • @matimahtem4848
      @matimahtem4848 หลายเดือนก่อน

      ብልመና ዝኸውን የለን ደብረጽዮን ዕንዝር እዩ አይርደኦን። ውድብ ብኻሊእ ብሐድሽ ውድብ ክቅየር ክንፅዕር አለና።

    • @tbarekyohannes
      @tbarekyohannes หลายเดือนก่อน

      @@matimahtem4848ጽርፊን ውድብ ምቅያራን ምሰ ምዓልቲ ሰማእታትን እንታይ የራክቦ?

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 หลายเดือนก่อน

    ፀጥታ

  • @haftomtesfay3112
    @haftomtesfay3112 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ሕድሩኹም ኣይነዕብርን

  • @muludesta4301
    @muludesta4301 หลายเดือนก่อน +1

    kbrn mogesn nsema`etatna

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 หลายเดือนก่อน

    Kbrin mogesn nswaatna

  • @AmdeMehari-sy6yk
    @AmdeMehari-sy6yk หลายเดือนก่อน

    Ymechkum

  • @tirhasaregawi6702
    @tirhasaregawi6702 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢oh God, 🙏 please my people 😢😢😢

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎስን ብደሞም ካብ ናይ ን ዓመታት ዝነበረ ባርነ ሓራ ዘውፁና ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ኣነ ተጋዳላት ኢየ
    እሱ ተጋዳላይ እዩ
    እሳ ተጋዳሊት እያ
    ኩላትና ተጋደልቲ ኢና
    ትግራይ
    ትግራይ
    ትግራይ
    ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤
    ሕድርኹም ኣይነዕብርን
    ኣቱም ህልዋት ጀጋኑናውን ኣዚና ኢና ንፈትወኩም ነኽብረኩም

    • @tbarekyohannes
      @tbarekyohannes หลายเดือนก่อน

      ዝልአለማዊ ከብርን ሞጎሰን ንሰማእታት ትግራይ ፍቀርን ክብርትን ንተጋዳለይን ሕዝቢ ትግራይን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ggybgh2567
    @ggybgh2567 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

    ንቶም ብሂወት ዘለው ተጋደልትውን ነኽብሮም የሕዋተይ ደሓር ከይንናሳሕ ንሶምውን ክሳብ ዕድመልክዖም እዮም ዝቃለሱ ዘለው ❤😢🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน +1

    TPLF needs more appreciation
    All tigrayans are Must be think tigray and tigrayans life how been looks like if they weren’t destroyed ደርግ

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 หลายเดือนก่อน +1

    Lihalefe enstaweskum , betu nay hezi lelo kunetat enahzenekum letu mesae geze enatelemkum mqankum abetu geskum nestewelo ,nehna le netekez, nihazen koynu gin jeganuna aytihzenu aytitekizu nay neasnet, eshel edmekum le hizbikum, adekum elkum jeginetkum awefikum ekum mis hwetkum terifkum ekum temesgen abzuy hezi mekera chigrat le ab edme ebyetkum etu jeginetkum teberktu elekum temesgen kufue ayrkebkum jeganuna nekbrekum nifetekum ena niberulna etom sweatina le adom, hizbom hiwetom lehalfu Semaetatina kibri moges yibsehayom ab Genet kinebru fetarina fikadu Yukun nekbrom nifetwom ena kulgize ab libna, ab aemrona neberte eyom aynreseomy 🙏❤🌷🌹💐

  • @negaseyoum7591
    @negaseyoum7591 หลายเดือนก่อน

    መድረኽ አመራርሓ ነቲ በዓል አይምጥንን መአዝኢኹም ትመሓየሹ?

  • @user-uw7ge2ux6i
    @user-uw7ge2ux6i หลายเดือนก่อน

    Jagna tegrye Amlke nebskma yemhrkam

  • @zemangusat
    @zemangusat หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ኮንቱ ኮንቱ ስብስብ ትኾኑ ኣለኹም እሞ በጃኹም ዝትረፍ ኣትሪፍኩም ሰላም ዓዲን ስራሕቲ ንመናእሰይን ፍጠሩ። ሽዑ ስውኣት ክድበሱ እዮም። እምበር እስካብዛ ስዓትስ ሕድሮም ከማኹም ገይሩ ዝበለዐ ኣይረአኹን።
    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት❤

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 หลายเดือนก่อน

    My flags are my Identity

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 หลายเดือนก่อน

    Zelowa zebla zelowa zebla I’m laughing this my favourite comedy just watch anything that comes out of Tigray is hilarious

  • @realtube6031
    @realtube6031 หลายเดือนก่อน

    ፕ/ጌታቸዉ ፈጣሪ ነዚ ህዝቢ ከተድሕን ሓይሊ ሂብካ አሎ በርትዕ ፀጥታ ይከበር

  • @user-lp3br9ss2k
    @user-lp3br9ss2k หลายเดือนก่อน +1

    ሰማእታት ክብሮም ዝሕሎ ነታ መዓልቲ ፈሊኻ ሽርጥ ተኸዲንካ ሸበድበድ ብምባልን ዘረባ ብምፅባቕን ዘይኮነ ስዉኣት ዝወደቕሉ ክቡር ዕላማ ብምኽባርን ንጉድኣት ኣካልን ስድርኦምን ኩለንተናዊ ድጋፍ እንትግበረሎም ጥራሕ እዩ።

  • @user-re5hv9nz3d
    @user-re5hv9nz3d หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ኸምትጋራዋይ ብፍላይ #ጉሒላ ሽርሔኛ አለም ገብረዋሂድ, ኾበርታ ጉንዲ ኣባይ ወልዱ,ኽርእዯም ከለኹ ደመይ እዩ ዝፈልሓኒ

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki หลายเดือนก่อน

    ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም ዕረፉ ናይ ሎምን ናይ ቀደም 😢😢😢

  • @Hiwot-fx7yv
    @Hiwot-fx7yv หลายเดือนก่อน +1

    ህፃናት ብኩናት እናወዳእካ መዓልት ስውኣት እናበልካ ምኽባር ይገርም ህዝቢ መጫወቲ ጌርክሙዎ ብስንክኹም ስለስተ ትውልዲ ጠፊኡ free tigray

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 หลายเดือนก่อน +2

    ግርም ናይ ዘለዓለም ክብሪን መጎስን ንሰማእታትና! ግን ሰማእታትና ዝድበሱ ተመዛበልትና ናብ መረበቶም ምስተመለሱን ግዝአታዊ ሐድነት ትግራይ ምስተከበረን እዩ፡፡ አብይ አሕመድ አሚኖም ግንቦት 30የ ሰነ 30የ እናበሉ ዘዕሹዉና ዘለው አደብ ክገብሩ ይግባእ፡፡ ሕዚ እውን ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ክንሐፍር የብልናን መሕፈሪ ታሪክ እውን ክንሰሪሕ የብልናን ቀደም እውን መሕፈሪ ታሪክ ሰለዘይብልና፡፡ መራሕቲ ትግራይ ብውሕጅ ሐይሊ ማይን፣ ብቁሪን ሃሩሪን፣ ጥሜትን ፅምእን ዝብድል ዘሎ ህዝቢና ናብ መረበቱ አብ ምምላስን ግዝአታዊ ሐድነት ትግራይ ናብ በዓል ዋኒኡ ህዝቢ ትግራይ አብ ምምላስን ብዕቱብ ክትሰርሑ ይግባእ፡፡ እንተዘይትሰርሑ ኮንኩም ካብ ህዝቢ ትግራይ ማእገር ውረዱ፡፡ ብሹም ህዝቢ ትግራይ መቀመጫ አብይ አሕመድ እንዳሐፀብኩም ከብድኩም አይተግፍሑ፡፡ ወረ ነየናይ ዕድመ እዩ ወይ በቃ ይአክል እቲ ቦታ ግደፍዎ ዓቅሚ ዘለዎም ብዙሐት ሰባት አለውዋ ትግራይ፡፡

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 หลายเดือนก่อน

    This is like comedy I love it

    • @mekdeshagos5888
      @mekdeshagos5888 หลายเดือนก่อน

      It sounds comedy to you when you have black heart & dark mind. Nothing is expected from a Shabia land!

    • @Abyssinia425
      @Abyssinia425 หลายเดือนก่อน

      Was ሰነ 20 Eritrean ሰማእታት day a comedy for you as well?

  • @FtWi-oq8oj
    @FtWi-oq8oj หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና😂😂😂

  • @user-sb4jm6kt2s
    @user-sb4jm6kt2s หลายเดือนก่อน

    ኽብሪን ሞጎስን ምእንተ ህዝቦምን ዓደሞን ትግራይን ኢሎም ፎቖዶ በረኻታትን ሽንጥሮታትን ዝተረፉ ሰማእታት 😢😢ትግራይ❤❤ ኽብሪ ይግቦኦም😢😢

  • @matimahtem4848
    @matimahtem4848 หลายเดือนก่อน +1

    አብ በረኻ ስለዝዓበዩ ጨካናት እዮም። ንህዝቢ ዝሐሊ ቀዲሙ ዝእቅድ ፖለቲካ ዝርደኦ መራሒ ክመፅእ ንቃለስ። ሚድያታትናን ጋዜጠኛታትናን ምንም ዓቅሚ አይብሎም። ናይ ግሊ ኽእለት ለ አይብሎምን።

  • @TsegaaregeyieKassaicloud.c
    @TsegaaregeyieKassaicloud.c หลายเดือนก่อน +1

    No woman, only man, why

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 หลายเดือนก่อน

    ደብረ ፅንተት ቦኽባኽ ኣረጊት

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 หลายเดือนก่อน

    Chiwuya , qitilet ahiwatina newugizo qetelti ahiwatna ab qdmi hizbi yireshenu fitihi yinges .

  • @sarahkuhen2180
    @sarahkuhen2180 หลายเดือนก่อน

    ግዛዊ ዲርባይ ብላስትክ። ውዳቃ ገታቼው ሓማስ ዓዲ ኢዩ

  • @abezgiasgedom5895
    @abezgiasgedom5895 หลายเดือนก่อน

    እታ ዐቅሙ ዝኸነትን ክሰርሓ ዝኽእልን ፀፅታ ትግራይ እንኳን ሞኽባር ዘይከአለ ልሙስ ምምሕዳር ትግራይ፡ ብፀላእቲ ኳ ከይኾውንስ ፣ መመሊሱ ከብድኻ ዝበልዕ ናይ ትግራይና ነገር። !!

  • @Tube-ph4hv
    @Tube-ph4hv หลายเดือนก่อน

    ጌች የተጨነቀ ይመሥላል

    • @wediweyinking
      @wediweyinking หลายเดือนก่อน +1

      እንዴት አይጨነቅም የሰማእታት ቀን እንጂ የሰርግ ቀን እኮ አደለም

  • @Tube-ph4hv
    @Tube-ph4hv หลายเดือนก่อน +1

    ይህ ህዝብለኢቶቢያ ብዙ ዎጋ ከፍሎል ነገር ግን ከትልቅ አገር ወደ ጎጥ አሥገባችሁት

  • @DestaHagos-uk5zj
    @DestaHagos-uk5zj หลายเดือนก่อน

    Kbrn mogosn njeganu swatna

  • @Tube-ph4hv
    @Tube-ph4hv หลายเดือนก่อน +1

    በቢሄር ተደብቃችሁ የድሀ ልጂ ከማሥጨረሥ ውጪ የትም አደርሱ

  • @user-qk9rk3hr4y
    @user-qk9rk3hr4y หลายเดือนก่อน

    Kbrn mogosn nsemaetatna

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ ኩሉ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘሎ ፀጥታ በጃኩም ኣክብሩ ሰብ ሰላም ወፅኡ ክኣቱ ሐራይ እቲ ካሊእስ ከብድኩም በርቲዑ ንበል እቶም ኣብ ውሽጢ ትግራይ ኮይኖም ሰብ ዘፅንቱ ዘለው ከምይ ገሮም ምፅራይ ይኣብይኹም። ኣረ በጃኩም ብሰላም ኣትዩ ብሰላም ክወፅእ ፀዓሩ ዝተፈናቀለ ናብ ቦትኡን ዓዱን መልሱ

  • @dagmawiadwa8882
    @dagmawiadwa8882 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ረዳ እንታይ ኮይኑ እዩ ክንዱዙይ ቁና ቁና ዝትንፍስ...? 😮

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 หลายเดือนก่อน

    TDF for life for ever

  • @simonmengesha9369
    @simonmengesha9369 หลายเดือนก่อน +1

    መቀሌን አንቃችው እንደፈለጋችው ደንሱ እዲስአበባ የለም

    • @user-sb4jm6kt2s
      @user-sb4jm6kt2s หลายเดือนก่อน

      ኣመዳም ክብረ ቢስ

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 หลายเดือนก่อน

    Look at the police they need another police hahaha so they can be protected

  • @shumaibirhane5681
    @shumaibirhane5681 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ገታጮው ክንገብር ኢና እንተ ዘይ ኮይኑ ዘይሮ ተግባር ናይ ኣምሰሉ መደረ ካብ ገታጮው ንላዕሊ ንሕሰም ህዝቢ ትግራይን ሽግራት ህዝቢ ትገራይን ዘሳሲ ዋላ ሓደ የለን ገደፍ ህዝቢ ትግራይ ነዞም ብመልሓሶም ናብ ሲኦል ዝደርበይኻ ንቕሓሎም ካብኦም ንላዕሊ ዋላ ሓደ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ የለን።

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 หลายเดือนก่อน

    Betrii shabia very very bad.

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 หลายเดือนก่อน +1

    Zeowa zebla zelowa zebla seriously this guys are zero +zero = Tigray ppl

  • @Hiwot-fx7yv
    @Hiwot-fx7yv หลายเดือนก่อน +1

    አመስሉ ንእሽተይ እንዳ ሕፈሩ ኣብ ጎንኩም ለለው ውጉኣት ኣካል ዳይ ከይድኩም እይትርእዩይ ኣብዚ መፂኩም ድራማ ካብ ትስርሑ ህፃናት ምእንታኩም ቤዛ ሓሊፎም ስለስተ ትውልዲ ብሊዕኩም ስውኣት መሽቀጢ ጌርክምዎ

  • @JonNati
    @JonNati หลายเดือนก่อน

    ናትና ነገር ግን እናበኸኻን እናሓዘንካን ምንባር ናትና ኢልና ዲና ሒዝናዮ? ኣብ 100 ኣመት ውሽጢ ብገዛእቲ ኣምሓራ እናተቀጥቀጥናን እናበረስናን ክንነብር መን ኢዩ ፈሪዱልና 1882 ብምንሊክ ዝምራሕ ሰራዊት ኢትዮጵያ ግማሽ ትግራይ ብምውራር ካብ ራያ እስካብ ዓጋመ አባዲሙዋ ከይዱ ፡፡
    ብ1935 ኣመተ ምህረት ብሃይለ ስላሰ ትእዛት ከምታ ናይምንሊክ ካብራያ እስካብ ዓጋመ ብኒ ኣበበ ኣረጋይ ዝምራሕ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተወሪራ አብ ከተማ መቀለ ሰኑይ መዓልቲ ብኣብ ዕዳጋ ዝተኣከበ ህዝቢ ብኣውሮፕላን ክጭፍጨፍ ተገይሩ
    ካብ 1967 ኣመተ ምሕረት ጀሚሩ እስካብ 1980 ኣመተ ምሕረት ብደርጊ ኣብ ትግራይ እንታይ ከምተፈጸመ እንፈልጦ ኮይኑ ብፍላይ ከዓ 1980 ሰነ 15 ኣብ ከተማ ሓውዜን ኣብ ዕዳጋ ዝተኣከበ ህዝቢ ትግራይ ብሚጋትን ሄልኮፍተራትን ህዝብና ተጨፍጪፉን ሃሊቁን ኢዩ 2013 ዓመተ ምሐረት ኣብትግራይ ዝተፈጸመ ከዓ ዓለም ብ ዓለሙ ዝፈልጦ ስለዝኾነ ኣነ ሕዚ ክዝርዝሮ ኣይደልን ፡፡ስለዚሂ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ካብትምስረት ጀሚሩ እስካብ ሎሚ ኣብ ትግራይ ግፋዒ ዘይብጸሐ መራሒ ኢትዮጵያ የለን እሞ ስለምንታይ ኢና እዝኹሉ ግፍ ዕታት እናበጽሕና እናሃለየ ተመሊስና ምስኣቶም ክንነብር ንደሊ? ናይመን ኢዩ እቲ ሽግር ?
    እቲ ሽግር ናትና ናይ ባዕልና ናይተጋሩ ኢዩ እቲምንታይሲ ወይ ሰጥ ለበጥ ኢልና ንመግዛእቲ ተቀቢልና ዘይምቅማጥና፡፡
    ወይከዓ ተቃሊስና ናጽነትና ኣውሒስና ዓዲ መስሪትይና ርእስና ክንኸል ዘምግባርና ኢዩ ኢለ የአምን ፡፡
    ስለዚይ ሓዴን ንምረጽ ወንባርነትን ንመግዛእትን ትቀቢልና ስቅ
    ወይከዓ ነጻ ሃገር ምምስራት ፡፡

  • @HTT6892
    @HTT6892 หลายเดือนก่อน

    ን ''ወረደ'' በምሓረኛ አይተንብቦ። ከም 'ወራድ' መርዓ ...

  • @SamuelShawul-cz3wq
    @SamuelShawul-cz3wq หลายเดือนก่อน

    I love you tigray people but l am not tigray

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 หลายเดือนก่อน

    አቱም መናእሰይ አብቲ ኩነታት ህዝቢኩም ከይትርስዑ፣ ቃል ስውአትኩም ከይተዕብሩ፣ ነተን አዕፅምቲ ከይቲረግፅወን፣ ደም አያታትኩም አብ ገቦታት ትግራይ ፈሲሱ እዩ፣ አዕፅምቲ አያታትኩም አብ ጎበታት ትግራይ ተነዝሐን እየን፡፡ ትግራይ ክትለሚዕ እያ ብዝብል እየን እተን አዕፅምቲ አያታትኩም ተዘሪአን፡፡ (ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ የኢ/ያ ጠ/ሚ ነበር)