"ኩላ ክትብተን ከላ ኣነ በይነይ እየ ዘይተበተንኩ ተሪፈ ጀነራል ህንፃ" ካብ መፈለምታ ክሳብ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝነበረ ታሪክ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2023
- SUBSCRIBE NOW For the Latest Entertainment Videos.
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #tigrignamusic #tdf #tigrai #tigraynews #tigraymusic #gereemun #tigray_tv #tigraionline #ትግርኛ #ትግራይ TigraiMediaHouse #HagereTigrayሃገረትግራይ #TigraiTv #DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP #Ethio360Media #SyeEntertainment #EthioForumኢትዮፎረም #SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment #VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy #dimtsihafash #music #drama #clip #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena @TigraiTv @DimtsiWeyaneTV @zaramedianetwork @hopemusicethiopia @LazaTigrigna @awettesfay @AdmasMusic @LihamMelody @merkebbonitua @mulugetamaluda @kramatGallery @TigraiMediaHouse @tigraionline @jstudio1#tplf @berakhetigrai @Brakhe_Show @ZENATIGRIGNA @MahderPro@seifuonebs @comedianeshetu @ebstvWorldwide @abelbirhanu1 @LazaRecords - บันเทิง
ንኹለኹም ጀነራላትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ነኽብረኩም ❤❤❤
We proud of you our heroes !! your sacrifice to save Tigrai's people we said Thanks
ጀጋኑና ነውሕ ዕመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኩም አሜን❤️🙏🏾💛
የቀንየልና አያና!
መድሕን ትግራይ ተጋደልትና ንበሩልና! እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም::
ህዝቢ ትግራይ ናብ ክባን ዕፅዋን ክኣቱ ኣይግባእን ነይሩ::
ብሰላም ክንበር እንተዝካኣል:- ናብ ዝላዓለ ብራኸ ምተበፅሐ::
ኢትዮጵያ ባዕላ ናብ ዕብዬት ምደዬበት::
ከምቲ ፀላኢ እንተሎ መን ብሰላም ይነብር? ዝባሃል ኮይኑ ፀገማት ቀፂሎም::
ህዝቢ ትግራይ ግና ጅግንነት ኣመስኪሩ::
ነቲ ፀገማት ክፆሮ ፅዒሩ::
ዝሓልፍ ዘይመስል ጭንቂ ንክሓልፍ ናይ ጅግንነት መርኣያታት ንሰምዕ ኣለና::
ሎምዉን ናይ ሕብረት ጅግንነት የድሊ::
ነቲ ሕብረት ህነፅዎ:: ኣብ ገድሊ ዘካዕበትኩሞ ፍልጠት ኣራብሕዎ::
ብጅግንነት ንዝተመርሐን ዝተሓባበረን ህዝቢ ካብ ፀልማት ኣዉፅኡዎ:: ዘይርሳዕ ታሪኽ ተሰሪሑ'ዩ:: ኩርዓት ትግራይና ኢኹም::
መግለፂ ስኢናልኩም:: ጅግንነትኩም የሕብን!!!
ንትግራይና ኣቦታትን እኖታትን ኮይንኩምዋ:: ክበሩ! ተመስገኑ!
አሜን! ትግራይና መሊኣ ሓዉያ የርእየና!!!
ዓድና ትታሃነፅ! ጅግንነት ትግራይ ኣብ ዓለም ይፈለጥ!
ፀላእትና ተስፋ ይስኣኑ! ከምዘይንጠፍእ ይታዓዘቡ:- ናብ ንስሃዉን ይእተዉ!!!
አሜን!
I have no words to express your dedication, incredibly technical experience to save the people of Tigray against genociders. respect ❤️ love to you my beloved heroes ❤️
ንጅግንነት ቲዲኤፉናን መራሕቶምን ግና ልዑል ኽብርን አድናቖትን አለኒ
🙏♥️
As As AQ qqqq
ጀጋኑ ኣያታትና❤❤❤❤
ፈታሕቲ ዕጥኮም ብላሽ
ጅግና። ተሃቢነልካ
ጀጋና❤❤❤
ኩርኧትና ጀጋኑና ንበሩልና
Thanks General Hintsa for the past war heroism.
ህንፃ ቅኑዕ መራሒ ኣቦ!!!
ኩሉኹም ንፋአትን ተባአትን ኢኹም ክብረት የሃበልና ኩሉኹም ክቡራት ተጋሩ ክቡራት አያታት ኢኹም !!!
Long life, our heroes 💪💪❤️💛❤️
ጀነራል ህንፃ ኣቦ ቅንዕናን ዓቅልን። ሳይንሳዊ ብልሓትን ገርህን ኢኻሞ ክብሪ ይግበአካ እዩ።
ነዊሕ. ዕድመ ይሃብከ ጀጋኑና ❤🎉❤🎉
ህንፃ ወ/ጀወርጊስ አብ ሰማንያታት አመተምህረት አብናይደርጊ ውግእ ህንፃ ማለት እታይምኳኑ ክሳዕሕጂ የግርመለይ እዩ አነውን ወታደር እየነይረ ግን ናይ ህንፃ ምንቅስቃስ ንዓይ የግርመለይ እዩ ።ግን ሓደነገር ዘፅናዕኩዎነገር
ነይሩ አብከባቢ ቤተሰቡ ኸይደ ህንፃ ከመይ ኢሉ እዩ ተጋዲሉ ኢለጠይቀ ዝፈትዋ አዲኡ እክሊ ኸተጥሕን እንዳጥሕኖ ምስከደት ደርጊ ቀቲሉዎ ድሕሪ እዙይ ብሕራነ እዩ ተጋዲሉ ምስቦሉኒ እዩሕቶይተመሊሱለይ
ለይተነገረሉ ብሉፅ ጅግና!
❤❤❤ክብሪ ንኣኩም❤ምስቶም ጀጋኑ ደቅኩም ❤❤
ጀጋኑና ክብረት ይሃበልና ሳላ ኣያታትናን ህዝብ ትግራይን ካብ ምጥፋዕን ተሪፍና ኢና። ሀዚውን ሃድነትኹም ኣስጢምኩም ንረብሃን ህዝብ ትግራይ ዝኸውን ስራህ ምስራህኣድላይ እዩ። ግዝዓት ትግራይ ክምለስ ናይ ግድን እዩ። ኸዚውን እታ ኲውናት ዝተወደአ አይመስልን እዩ ዘሎ።
Thank you for your service sir.
ጅግና ጀጋኑ ኢዩ ዝወልድ
Mealti newih kum zerayat bezihomkum ember jeganuna meglexi yeblun jegnnetkum 😍😍😍😍kbrn mogesn neakatkum🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Abesa we proud of you ❤
ኽቡር ጀነራል ❤❤❤thanks for you'r service
Jegnaaaaaa❤❤❤❤❤
ዕድመን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በርሀ ወዲ ራያ ኣምፅዎ ኣብ ቀፃሊ
ዋዉ ጀግና ምን ነብር !!!!!
Incredible heroic history of TDF 💪💯
General Hintsa Real Hero!
ጀነራል ህንፃ አንበሣ በረኻ❤💪💪💪💪
መሰረት ናይ ሰራዊት ትግራይ
Wow thank you our heroes
በትክል
I met this guy on the mission UN just hero
Proud of you G Hintsa
Hero
Jegena ayana edemen tienan nimeneyelka God bless you our heroe❤
ጅግና ጀነራል ህንጻ
ክብሪ ንአኹም ጀጋኑና ሰብክልተ ምእራፍ
መጨረሻ ታሪኽ ወዲ ዓድዋ ኣንቢዑኒ😢
❤❤❤❤❤❤❤❤
መን ይዛረብ ዝነበረ!
❤❤
ጀጋኑ ተጋዳላይ 1ሚሊዮን ምስኪን አንጋላይ ጀጋኑ
❤❤❤❤❤
ናይዚ ወዲ ዓድዋ ዝበልዎ ታሪኽ ምሕር መሰጠትኒ ከም በዓል ኾኾብ እዩ።
Thanks I
hero
ድምፂ የለን ኣይስማዕን
ዘይተውድኣ ጉዳይ ዝርዝር ምዝራብ ፅገምዶ የብሉን ወይስ ፍርቂ ትግራይ ሃዲና ኮኑና?
ናተይ ውን ጥያቂ እዩ ኩሉ ልተገበረ ሰልትታት ይናገሩ ለው ፀላእትና ባዕልና ብንናገሮ ተከቲሎም የጥፍኡና ከዚሰ አዚ ልንገረሉ ግዜ ድዩ ነይሩ የሕዝን
Exactly
Yigermeka Eu
TDF
ጀነራል ህንፃ ማለት ዘይተዘመረሉ ጅግና እዩ ብጅግንነቱ ብፍልጠቱ ብኣካዳሚኡ ብፖለቲካዊ ዓቅሙ ብሰራዊትምህናፅ ብህዝባዉነቱ ብኣተሓሕዛሰራዊት ግን እቲ ዝሰርሖ ጅግንነት ብናይንድንኩል እናደመቀ መፂኡ እዩ
Jgna abona admen teanan yhabka
ህንጻ በሊሕ መራሒ እዩ። |ኣዛዚ ኣርሚና
ጀግና ወዲ ራያ!❗️
እቲ ጅግንነትስ አብ ቦትኡ እዩ፣ ግን ብዙሕ ነገር ይጎድል።
ጋዜጠኛ፥
1) ድምፅኻ አይስማዕን።
2) አብ ትሕዝቶ ምድላው አይገበርካን። አብ ብዙሕ ክተፅሪ እውን አይፈተንካን፣ ሰነዳዊ ታሪኽ ስለዝኾነ።
3) ጋሻኻ ብዙሕ ናይ ካልእ ቋንቋ ቃላት እንትጥቀም ክትዕርዮ ይግባእ ነይሩ
ኣብ ተጋዳላይ እውን ብዙሕ ድኽመት አሎ፥
1. አጠቓቕማ ቋንቋ አዝዩ መሰከፊ እዩ። እንታይ አምፀኦ እንግሊዝኛ ምሕዋስ?
2. ኣካይዳ እቲ መሕትት ባህላዊ እዩ። ከም ግቡእ ተዳሊኻ፣ ማህደር ሒዝካ፣ መዓልታት፣ ኩነታትን ቦታን ብግቡእ እናጠቐስካ ክንዲ ምኻድ፣ ዳርጋ አብ ላዕሊ ዘሎ፣ ዝዘከርካዮ ጥራሕ ኢኻ ነጊርካና። 'በዚ ገርና' 'ኣብታ ላዕሊ' ገለታት ዝብል አገላልፃ ሰማዕቲ ከመይ ይርደኦም?
3. መንፈሱ ብሓፈሻ ናይ ውልቀ ዝናን ታሪኽ እቲ አሃዱን ምጉላህ ይመስል። ካብዚ ንላዕሊ ኢና እንፅበ።
4. ብዙሕ ክበሃል ዘይግባእ ዘረባ እውን ነይሩ። ንአብነት 'ካብ መከላከያ' ዝብል ዘረባ ግቡእ አይኮነን። እንተትዳሎ ምዕራይ ምኸአልካ። 'ፀላኢ 300 ቅርሺ እናኸፈለ...' እውን ኢልካ'። እዙይ ዝብሎ ብዙሕ እዩ። እቲ ብዛዕባ 'ጃሱስ' እውን ከምኡ። አብ ገሊኡ ድማ ብዛዕባ ኸቢድ ዛዕባ እናዕለልካ ክምስ ትብል።
አይንዋጋእይ ልበለ ጀነራል እዩ ጀግና ልባሃል። ዓቕሙ ሪኡ ለሰልፍ እዩ ጀግና ማለት። ዂናት ትሕዩሎ ተመለሱ ልብል እዩ ጅግና ማለት። በይነይ ተሪፈ ልብሎ መናእሰይ ልቕድሚት አሰሊፍ እዩ እምበይ ሃም ሃገሩ ምተመለሰ ነይሩ። ምስኪናት ኵናት ሓይሉዎም ትምለሱ በልወም ብጥይት ልብሉ እካባት ጀነራላትስ ጅግና ክባሃሉ? ኣየ ግዜ
No sound
ክለሰዊት ደደቢት ብር ግድ ሃደ ቦጠለኒ ስታፍ ሃንደሳ ሑመራ 1984 ዓ.ም ነበር ተጋዳላዪ መጎስ ማንጁስ ሰላም ንትግራዪ
F❤❤❤
መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ የቐንየልና።
ኩሉ ሰሚዐዮ ብጣዕሚ ግነት ኣለዎ ማለት ደደቢት ጅግና እያ ብትኽክል ብዙሕ መስተንክር ሰሪሓ እያ ።ኣብ ኩናት ሶዴማ ጭፍራ ብጥቅምቲ 03/2014ዓ/ም ዝነበረ ኩናት ደደቢት ዓብዩ ኣስተዋፅኦ ጌራ እያ ግን ናይ ወዲ ኣባተን ከም ወርዒ ክ/ሰራዊት ዝበላ ናይ ምግበይ ሓኽፈን ዝሰርሖኦ ኣጥፊኢኻዮ ተጋዳላይ ህንፃ ወሌርግስ
ኩሉ ነገር ብጅግንነትን ትብዓትን ፈጺምኩሞ ኩቡር መስዋቲ ከፉልኩም።ግን ኣካለ ጉድኣትኩም ረሲዕኹም ሸለል ኢልኩም ብጣዕሚ የሕዝን
ደደቢት ካብ ፀበባን ጭቆናን ስርዓት ደርጊ ህዝቢ ትግራይ ምንጋፉ ጀሚሩ እስካብ ብቃልስና ዝዓተርናዬ በትረ ስልጣን አረኪባ ሎሚ ንዝበፅሀና ዝበፅሀና ፅንተት ዘበርከተትልና ሱም እያ:: እሞ ዳግም ሱም ኸምተስአነ ደደቢት ኢልካ ምውፃእ ንዝመፅእ ነመዝግቦ ሽቶታት ስግአት ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ስኽፉታ አለኒ:: ኽቡር አቦና ጅግና ሃፀይ ዬሃንስ ወዬ ልዕሊ ሚኒሊክ ኢኹም ትፀልኡዎም እምበር ዬሃንስ ግዳ ዘይትብሉዋ !!!
ታአምረኛ ጀግና ጀነራል ህንስፃ
ኣይና ኽበር ንበር እቱ ጀግንነት ደስ ይብል እታ
ሓንቲ ሓንቲ ንውልቀ ረብሓ ንደደቢት ንምድማቅ ብዝመስል ወይ እትመስል ኣጋላልፃ ግን ንእዝኒና ዕረ ኾይና ረኺብያ እሞ ተትእረም ኣንታ ጋዜጠኛ ከምዘሎ ወግዒ ዝመስል ንፀላዒ ዝምግብ ሓበሬታ ንሥውኣትና ዘተሓሕት ክትቅንሶ ይግባእ ነይሩ
ክብረት ይሓበልና...ግን ኣነነት በዚሁ.. ኩሉ ትግራዋይን ኣሓዱታት ትግራይ ዝከኣለን ጌረን እየን .. ድማ ኣክሱም ሽረ ዕዳጋ ኣርቢ ምባል ታይ የድልይ .. ዘረባካ ናይ ኣብይ ሰብ ኣይመስልን
እቲ ሓቂ ገና ክውጽእ እዩ። ንሕና ጥራይ ኢና ተጋዲልና ዝብል ትርኽቲ ከብቅእ አለዎ ሓድነት ትግራይ ክጠናኸር እንተኾይኑ። ነዚ ሓቀኛ አያና አትዛረቡልና ገለታት ገለታት እናበልኩም።
ኣብየት ሰባይ ኣደ ወሊዳ ትምከን ሓራም!!!
እግዚአብሔር አብ ዝተናዕቀ ዳዊት ሓዲሩ ትዕቢት ጎልያዳውያን እንትነፍስ አብዘመንና ሪኢና
ኣንታ ባዓል ዩቱብ ንኣይታትና ዝፃረፍ እውን ዲኻ ልቢ ትህቦ ምንባብ ኣይትኽእል ዲኻ ???
Serekty ab bereka kedkum yehwatna atfekum tserku neyrkum❌❌⭕️⭕️⭕️
እወ ዕሱባት ኣሕዋትካ ጀሪካን ክስርቁ ኣረጊት ኣንስቲ ኽጋሰሱ ክም ቆፅሊ ረጊፎም : ፀልየሎም ጎይታ ንገበኖም ምእንቲ ይቅረ ክብሎም
አህ ህግደፍ መንደፍ መአልትኹም ቀሪባ እያ አብ ትግራይ ዝፈጸምኽምዎ ክትኽፈለኹም ኤያ ‼️ ሕነ ክፈዲ ዝቸኾለ መንእሰይ አሎ‼️
entay eyom gerom mewaelom tegaru Mot Tmyet Sdet lebnet blshwena ab Etiopiea kserku khardu gdefu gdefu gdefu kbehal mhilom wegya bahlawy chweta new blew Knat bahlawy xwetana Eu gele gele elom entay emo Nety Hzby telagixomulu
እወ ዕሱባት ኣሕዋትካ ጀሪካን ክስርቁ ኣረጊት ኣንስቲ ኽጋሰሱ ክም ቆፅሊ ረጊፎም : ፀልየሎም ጎይታ ንገበኖም ምእንቲ ይቅረ ክብሎም
He is greedy person ,i knew him
JIGNA SERAWIT TIGRAY.TDF FOR LIFE
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ታአምረኛ ጀግና ጀነራል ህንስፃ