"ዶጎል" ዶክሜንታሪ ፊልሚ ኣርሚ 50 3ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ย. 2022
  • Well Come To Berakhe Tigrai TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Tigrai Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #ብራኸ_ትግራይ #Berakhe_Tigrai #ትግራይ_ምትሕግጋዝ

ความคิดเห็น • 106

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x ปีที่แล้ว +12

    _ኣምላክ ኣቦይ ሓደራኻ ነዚ ጅግና ሰራዊት ትግራይ ሓልወልና ሓይሎም ኣጽነዐልና💛❤_

  • @fefefefe333
    @fefefefe333 ปีที่แล้ว +15

    አምላኬ ለትግራይ እዝብ ሰላምን ፊቅርን ስጥልን ጌታይሄ ልጆችህን አደራ ፈጣር 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 ปีที่แล้ว +11

    ኣምላክ ፅኑዕ የርግፅኩም ጀጋኑና ሳላኩም ትግራይና ኣብዚይ ብፅሓ ካብ ሕዚ ቀስ እናበልካ ኣብ ጣውላ ኮይንካ ንናፃነት ትግራይ ምቅላስ እዩ

  • @tsegazetewahdotigray7061
    @tsegazetewahdotigray7061 ปีที่แล้ว +15

    እግዚአብሔር መላእክቱ ይለኣከልኩም ክብርን ሞጎሰን ንሰማእታትና የቅኔልና ተጋሩ ዋዕሮታትን ጀጋኑታትን 💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @aiemyrga2511
    @aiemyrga2511 ปีที่แล้ว +3

    አቱም አያታትና መራሕቲ እንካዕ ንስኻትኹም እና ሃለኹም ተጀመረ ሉዙይ ናይ ሐዚ ወለዶ ፅቡቅ ብጣዕሚ ዓብይ ዉርሲ እዩ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለድና ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-rn1mp2mh2x
    @user-rn1mp2mh2x ปีที่แล้ว +12

    እዋይ ጅግንናት TDFይ ንዓኩምስ ብምንታይ ቃል እየ ክገልፀኩም እግዚአብሄር ሓይልኹም ሓይሊ ሓፂን ይግበረልና🙏🙏🙏ነዚ እተቅርቡሉና ዘለኹም ኣሕዋትና ከዓ ክብሪ ይግበአኩም ብሓቂ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኩም ጀጋኑና በርትዑ💊💊💊💊🙏🙏🙏ንሕና ከዓ ነተባባዓዮም ሳብስክራይብ ንግበር ታሪኽና ክስነደልና💊💊💊💊🙏🙏🙏

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 ปีที่แล้ว +4

    ሐይልኹም ሐይሊ ዳዊት ይኹን
    T❤D💛F ✊❤️💛❤️🌼
    ሓይሊ ፒፒን ሻዕብያን ሓይሊ ጎልያድ ይኹን ፅዮናዊት ትግራይ ትስዕር ። ዳጎናዊት ኢ/ያ ትሳዓር ንዘላኣለም ትሓፍርርር

  • @wedihaile1780
    @wedihaile1780 ปีที่แล้ว +8

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና❤
    ሀገረትግራይ ናይ ግድን እዩ❤💪❤💪❤

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 ปีที่แล้ว +1

    እድመን ጥዕናን ይሀብኩም ብዓወት ብስላም ተመለሱ ጀጋኑ ትግራይ ትግራይ ትስእር

  • @user-yw7cg1ch7b
    @user-yw7cg1ch7b ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ አምላክ ያሓሉዉኩም አቦታትና አሕዋትንን ብዓወት ተመለሱና 🙏🙏🙏💊💊😍😍😍

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d ปีที่แล้ว +5

    ሓየት ስራዊትና ክበርን ምጎስን ንስማእታትና ❤💛

  • @solomontesgaye5727
    @solomontesgaye5727 ปีที่แล้ว +2

    God bless 🙏🙏🙏 Tigray people
    Ajokum Naiena #Tigray is the winner of all time. we are proud being Tegaru 💊
    Full Respect to all our hero's 💊💊💊

  • @hiwetcirum1716
    @hiwetcirum1716 ปีที่แล้ว +7

    ካብ ኤርትራዊት ሐፍትኹምን መቃልስትኹምን ንቅድሚት ይብል 🙏🙏🙏

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el ปีที่แล้ว +4

    what a story this need to be published. our TDF geganu god bless💪💪💪💪✊️✊️✊️✊️❤❤❤

  • @yonbest73
    @yonbest73 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ህዝቢ ጅግና ወለዶ የፍሪ TDF ሰራሒ ቅያ ብጅግንነትካ ዓለም ኣዛሪብካያ

  • @user-yn2is6ly1h
    @user-yn2is6ly1h ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ፅኑዕ የርግፅኩም ናይ ካሊእ ኣርምውን ከምዚ እናገበርኩም ጅግንነት ፅሓፉልና

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ንዓኹም ምስ ህዝብኹም ጀጋኑ ሓበና 🙏💊❤️💃🤝🕺❤️
    ✍️ ካብ ደጊም ግን ምስዛ ሓፍቲ ሲኦል ሰማይ ዝኮነት ሃገር ሓቢርና ክንነብር አይንደልን ኢና ።
    ✍️ብሰንካ ንዘዝመቱ እንዳዘረከርና ክነብር አይንደልንን ኢና።
    ✍️በዚ ወርቃዊ ጀግንነትኹም ካብ ደጊም ሃገር ትግራይ ኢና ንደሊ ።
    ✍️በዚሕዚ ናይ ሓደ ሰብ ደም ጥብ ክትብል አይንደልን ካብዛ በላዕትና ሃገር ተፈሊና ህዝብና ተከቢሩ ዓድና ብደቃ ተፈራሒትን ዘይትድፈርን ኾይና ኽትነብር ኢና ንደሊ።።።።።።።።።።✍️

    • @user-sy8vf3cj7o
      @user-sy8vf3cj7o ปีที่แล้ว +2

      ብትክክል ብሓቂ መዓረይ

    • @user-bq7mz3vf4m
      @user-bq7mz3vf4m ปีที่แล้ว +1

      @@user-sy8vf3cj7o 🙏💃💊💃🤝🕊❤️

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 ปีที่แล้ว +6

    ዘርዚርካ ዘይሃልቅ ጀግንነት

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว

    ሀገር ትግራይ ደበስ ጀጋኑ ስውአትና እያ🙏🙏💛❤💪💪💊💊ሀገር ትግራይ ትስዕር💊💊❤🕊💛🕊❤

  • @dyiet7964
    @dyiet7964 ปีที่แล้ว

    ጀነራል ምግበይ ሐበን ትግራይን ተግራዋይን እደመን ጥኢናን ይሐበልና ፈጣሪ

  • @iyfh9131
    @iyfh9131 ปีที่แล้ว

    ቅድም ኩሉ ልዕሉ ኩሉ ናዓካ ናመስግን አሜን አሜን አሜን ንዘለኣለም እግዚአብሔር ይመስገን ኣየኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣጋኣዝያን እግዚአብሔር ኣምላክና ሰላም ን ምሕረትን ካውርደልና ቁድስ ፉቃዱ ይኩን ሰላም ሃገርና ትግራይ ልጎራሪብትና ልኩሉ ዓለም

  • @wediwelday7862
    @wediwelday7862 ปีที่แล้ว

    ትግራይ🙏🐅🐅🐅🙏❤️❤️🐅🐅🐅🙏

  • @user-tl4kd3uq8w
    @user-tl4kd3uq8w ปีที่แล้ว +1

    ሃገር እና ንደል ካልእ ዕድል የብልናን ተዘይ ኮዩኑ እናቀተሉና እዮም ክነብሩ አጆኹም ዝተኸኣለና ብቃዕምና ንሕግዚ እና ኣሕና ውን

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ናይማትና ኣይኮንኩም ዶ በለ ዝጀግና ኣያይ ሐዚ ድማ እንኳዕ ናይማትና ኣይኮንኩም እሞ ኣማዓዲና ኣይራኣናኩም ትግራይ ትስዕር

  • @avielavi990
    @avielavi990 ปีที่แล้ว

    Great documentary and very important to the next generation..
    I want thank to the Jeganu generals for saying for the Tigraian people TDF is the miracle army💯💪💯💪💯💪I am very proud

  • @tefetawit1
    @tefetawit1 ปีที่แล้ว

    Semiekayon riekayon zeitsigeb documentary #DEGOL HZBINA❤💛
    Kbrin mogesn niswaetna🙏🙏🙏🙏

  • @gdhdhgdgd905
    @gdhdhgdgd905 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ምሳኻትኹም ይኹን ጀጋኑ ምእንታኑ እዩ ዝኽሉ ክብሪን መጎስን ንስዉኣትና ጀጋኑ 💊💊💊❤❤❤❤❤❤

  • @T24Media
    @T24Media ปีที่แล้ว +3

    ምስናድ ይሰነድ ግን ናብ ህዝቢ ክሓልፍ ዘለዎ ዕማምና ምስ ወዳእና እንተዝከውን።

  • @gdhdhgdgd905
    @gdhdhgdgd905 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ 💊💊❤❤❤❤

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏💛❤💛❤🕊💛❤

  • @amashifa4244
    @amashifa4244 ปีที่แล้ว +1

    Long live my people whenever

  • @johanjesu9320
    @johanjesu9320 ปีที่แล้ว +1

    ዋዕሮ ትግራይ ልዋመይ

  • @user-sr5fo8xh9w
    @user-sr5fo8xh9w ปีที่แล้ว +2

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @hiwetcirum1716
    @hiwetcirum1716 ปีที่แล้ว

    እወ ብሐቂ ተጋሩ ዋኒ ሐይልኹም የበርትዐዯ ኣጆኹም 👍👍👍👍🙏💪💪💪💪✅

  • @ermiaszeweldi7252
    @ermiaszeweldi7252 ปีที่แล้ว +1

    #TDF 👈the one and the only one, supported by the people 🫡

  • @salamb9556
    @salamb9556 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much TDF❤️👍🌺

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላኬ ድረጎፅኹሞ ፁኑዑ ይግቦሮሉኹም ድኣኻቱኹም ሕማቅ ድሓሰበ ዓይኑ ቡሩኩ ይፍሰስ

  • @atsedeamenamenamentesfay8523
    @atsedeamenamenamentesfay8523 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️💪💪💪❤️❤️🙏

  • @allbaad5345
    @allbaad5345 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️💛❤️💛✊

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti ปีที่แล้ว

    ኡፍ አምላክ አቦይ ሰላምካ ሃበና💊💔💘

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና😍❤💛✊

  • @levelitworks4466
    @levelitworks4466 ปีที่แล้ว

    ኣይ ግፍዒ ዝወረዶ #ትግራዋይ
    ኣይግዘኣን ብሃላይ🙏💪

  • @galwukro
    @galwukro ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና🥰🥰🥰

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 ปีที่แล้ว

    ብምንታይ ቃል ሞ ንግለፅኩም መራሕትናን
    ሰራዊትናን ግን ሓንቲ ቃል ኣለትኒ Tegaru❤️💛💪

  • @vjr7453
    @vjr7453 ปีที่แล้ว +1

    ሰላምን ፍቕርን ናፍቕና

  • @bri7094
    @bri7094 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ይከተልኹም ጎተተይ

  • @kidanetesfay760
    @kidanetesfay760 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

  • @AsdAsd-sj4xd
    @AsdAsd-sj4xd ปีที่แล้ว +1

    ሑጉስ ኢለ ክሞት ብኣኩም ጀጋኑ❤💛✊

  • @raheldeata8542
    @raheldeata8542 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ትእወት💪💪🙏🙏😘😘

  • @user-pt3kh9nv5x
    @user-pt3kh9nv5x ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @brhanemehari9433
    @brhanemehari9433 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንዓካትኩም ይኩን ጀጋኑና

  • @gigihakim3222
    @gigihakim3222 ปีที่แล้ว +1

    💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @ibrahimtahir3723
    @ibrahimtahir3723 ปีที่แล้ว

    ሀለዋትና ደሕንነትናን ብቅልጽምና

  • @yaredtsige7380
    @yaredtsige7380 ปีที่แล้ว +1

    Respekt

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 ปีที่แล้ว +1

    🤲❤️💛❤️💛❤️💛💪💪💊💊💊💊

  • @ibrahimtahir3723
    @ibrahimtahir3723 ปีที่แล้ว

    ቀጻሊ ሀገር ትግራይ TDF ዋሕስና ዋሕስ ህዝቢ ኢዩ

  • @medhinkido2170
    @medhinkido2170 ปีที่แล้ว +1

    Thankyou❤💛💚

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h ปีที่แล้ว +1

    🥰💊🥰🥰💊🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊

  • @samtadas8266
    @samtadas8266 ปีที่แล้ว +1

    💪💪💪💪❤❤

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 ปีที่แล้ว +1

    ✅✅✅✅✅👍👍👍❤️❤️❤️

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว

    I am glad that you are mine. The Lord God bless you, shine His' face upon you and gracious to you. I pray in the name of Jesus Christ.

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +1

    🥰❤️🥰✊💊💊💊

  • @halekagmikael3401
    @halekagmikael3401 ปีที่แล้ว +1

    💪💪💪💪💪👍❤️❤️❤️❤️❤️👍💪💪

  • @yonasberhe8616
    @yonasberhe8616 ปีที่แล้ว

    Aytigage tigrawai male haki malet aykonen

  • @yemanehabeshawi1592
    @yemanehabeshawi1592 ปีที่แล้ว

    መግለፂ ሲኢነልኩም ጀጋኑና

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ አያታትና

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 ปีที่แล้ว

    💪💪💪❤️💛❤️

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d ปีที่แล้ว

    💛💛💛❤❤❤😘😘

  • @hebrathadushe9318
    @hebrathadushe9318 ปีที่แล้ว

    😍😘😍😘😍😘💛❤💛❤💛

  • @ssadd7581
    @ssadd7581 ปีที่แล้ว

    ✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @hhhmmm9501
    @hhhmmm9501 ปีที่แล้ว

    💛❤❤😘😘😘

  • @samtadas8266
    @samtadas8266 ปีที่แล้ว

    ✊💛❤

  • @nuhaharere4166
    @nuhaharere4166 ปีที่แล้ว

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @elsayork4024
    @elsayork4024 ปีที่แล้ว

    ♥️♥️♥️ጅግንና

  • @user-uu4bv7us2q
    @user-uu4bv7us2q ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amenkonjo9911
    @amenkonjo9911 ปีที่แล้ว +2

    የትግራይ ልጆች አንበሶች ናችሁ

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d ปีที่แล้ว

    TDF ጅጋኑና 🙏❤😘💛🙏🙏🙏

  • @mikihaftu9094
    @mikihaftu9094 ปีที่แล้ว

    Abiley tbark

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 4 หลายเดือนก่อน

    Kumzeoum zumesul aub alum yilen

  • @nyn8465
    @nyn8465 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️💊💊💊🥰🥰🥰❤️❤️❤️💊💊💊❤❤🥰😍😍❤️❤️❤️💊💊💊

  • @ayishaayisha5910
    @ayishaayisha5910 ปีที่แล้ว

    TDF💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞🦁🦁🦁🦁🦁🦁

  • @mehabawhaile6183
    @mehabawhaile6183 ปีที่แล้ว +1

    መን እይ እዝራ ዥግና
    ብዛባ ውልቅይት ዝዝርብ ብ

  • @user-hs2ol4sd2u
    @user-hs2ol4sd2u ปีที่แล้ว

    ኣም ሚቲ ምታይ ህዝቢ ኢቶቢያ ናይ ሓደ ሃገር ነንባዓሎም ተዋዴኦም ነዚሲ መን ኢዩ ድሕተተሉ

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 ปีที่แล้ว

    ጃሱሳት በተለያ ወዲ ምግበ ተባሀልካ አበያ ኔርካ አብዘሀለፈ 27 አመት ገፋፋህ ክትብሉ ህዝቢ ትግራይ ረሲእኩሞ ሩጎማት

  • @T24Media
    @T24Media ปีที่แล้ว +1

    ንፀላኢካ ግን ዓቅምታትካ ምርኣይ ይጠቅም ዶ? ዘይተገማታይ ምኳን እዩ ፅቡቕ ዝብል ግምት ኣለኒ። ናይ ተጋሩ ፀገምና ከዓ ስራሕና ናብ ሜድ ሒዝካ ምውፃእ ክንገድፋ ኣለና። ውሽጢ ውሽጢ ስራሕካ ምስራሕ እያ ፅቡቕቲ።

    • @BanaLoveHabesha
      @BanaLoveHabesha ปีที่แล้ว

      ናይ ልበይ እንታይ እዩ ዝዕንዶም ዘሎ ይገርመኒ እዩ
      ብፍላይ እ ሓሳዳት ሩኹሳት ህግደፍ

  • @tesfaynuguse2447
    @tesfaynuguse2447 ปีที่แล้ว

    እዚ ዶክመንተሪ ብጣዕሚ ምምሀርን ብዙሕ ፈተና ከም ዝሓለፍ ጀጋንና ማንም ዝስሕቶ ኣይኮነን ታሪክ ምስናዱ ድማ ፍሉይ ይገብሮን ብጊዚኡ ምስናዱ ከዓ ዓብዩ ክብሪኣሊ ግን እዚጦሮነት ምስ ክልተ ሃገራት ድማ ናይ ሰውነት ተፈጥሮ ዘይብሎ ብከመይ ሒጂ ንpublic ይቀርብ archives የለን ዲሕሪ ዓወት ተዝቀርብ ብካሎኦት DW,TV ዝቀርብ ዘገባታት ኩሉ ጊዜ የሰክፈኒ ና ብplease keep our secret .

  • @jolijoli1516
    @jolijoli1516 ปีที่แล้ว

    ናይ ሕውሓት ፕሮፋይል ን ቲዲኤፍ ???????

  • @iibroibro4879
    @iibroibro4879 ปีที่แล้ว

    ቀልዲ ሰላም ምስ አራዊት ኢትዮጱያ ኢሳያስ አምሐራ ኸመይ ለዎህ እኹም

  • @ayishaayisha5910
    @ayishaayisha5910 ปีที่แล้ว

    🦁🦁🦁🦁🦁🦁🌹🌹🦁🦁🌹🦁🦁♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞TDF 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💞💞💞💞💞💞

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 ปีที่แล้ว

    💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-ok7uv7nh9n
    @user-ok7uv7nh9n ปีที่แล้ว

    እንታይ እሞ ዋጋ ኣለዎ መስዋእትን ሞቕሰልትን ጀጋኑና ኣብ ዋጋ ዕዳጋ እንዶ ኣውሪደሞ

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว

    TDF

  • @hanahagos7732
    @hanahagos7732 ปีที่แล้ว

    አንቱም ጀጋኑ አህዋትና ብአኹም ንኾርእ ግናኸ ናይውግእ ስልትኹም ንጸላኢ እንዳምሐርኩም ንዝኹሉ ሸግር በጺኹም ህዚኸ ካብዝቀደመ ጌጋ አይተማሐርናን ዲና.ኩነታት እስካእ ዝስተኻኸል ብዶኩሜንት አጽኒኹም ንትውልዲ ክተፍልጥዎ ይሐይሸ ነይሩ ናብሚድያ ምውጻእ ህድእበሉ. ገና ዝተወደኤ ነገር የለን. በጃኹም ብቭዲዮ ጌርኩም እንተትሸጥዎ ይሐይሸ.ንቅድሚት እንታይ ይህሉ ኢልካውን ምህሳብ የድሊ.

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 ปีที่แล้ว

    ህዝቢ እሽኩም ድህሪ 27 ምምራህ ናብ ኮምዚ አይነት ውርደት አየር ን ኦሮሞ አረኪብኩም ብጀት ምሉእ ትግራይ ተደብዲቡ

  • @samdes3979
    @samdes3979 11 หลายเดือนก่อน

    Wela qanqa bahali Eritrea tiqeduh Fake ichum.tegadalay aytebelu.tegadelt yeblkum

  • @tekatesfayasgedom7965
    @tekatesfayasgedom7965 ปีที่แล้ว

    እዛ ብራኸ ትግራይ እትበሃል ናይ ዩቱብ ሚድያስ ኮሓሊት መሲላ መንቆሪት ደኾን ትኾን? ህዝቢ ትግራይ ብብዙሕ መከራን መፅበዓን ዝረኸቦ ሰላም ንከይሰምር ደኾን ትሰርሕ ኣላ ትኾን፡፡ እዛ ሚድያ እዚኣ ብዝኸፈትኩ ቁፅሪስ እቲ ስምምዕ ሰላም ዝፈረሰ እናመሰለ ይስመዐኒ፡፡ አረ ኾይንዎ ካሊእ ኵናት ዝተኣወ እዩ ዝመስል?
    ብስኾነ ህዝቢ ትግራይ ሐዚ ዘድልዮ እቲ ዝተጀመረ ሰላም አዐርዩ ክሰምር፣ ህዝቢ ትግራይውን ምስ ኩሎም ጎረቤት ህዝቢታት ብሰላምን ብስምምዕን ክነብር ዘኽእል ኩነታት ምፍጣር እዩ፡፡ ነዚ ድማ ናይ ሰላምን ዲፕሎማሲን እንበር ናይ ኵናት ጣእሚ ዘለዎ ዘረባ ኾነ ደርፊ አየድልን፡፡ ሰላም፣ ሰላም፣ ሰላም….ሰላም ሃቡና!

    • @braketigrai
      @braketigrai  ปีที่แล้ว

      ክብር ወገን ተገዲስካ ሚዲያ ብራኸ ትግራይ ስለትከታተል
      ኣዚና ነመስግን:: ኮይኑ ግን ኣብ ትሕዝቶታትና ሃዋህው ህዝቢ ትግራይ ብዝግባእ ዝተረዳእናን ክብርን መንነትን ትግራይ ንቅድሚት ዝወስዱ መደባት እንበር ህዝቢ ትግራይ መሊሱ ናብ ኩናት ክኣቱ ዘተባብዑ ትሕዝቶታት ከምዘይነቅርብ ክንሕብር ንፎቱ::
      ንሰላም እንዳዘመርና ነዛ ሰላም ክትመፅእ ዋጋ ህይወት ዝከፈሉ ጀጋኑ ተጋደልቲ ክብሮምን ቅይኦምን ክነቃልሕ ግን ፍፁም ረብሪብና ኣይንፈልጥን:: ክንቅፅለሉ ኢና እውን::

  • @user-od5xr4id1e
    @user-od5xr4id1e ปีที่แล้ว

    ዞም እንዳ ህዋሓት ኣልግስዎም ዶ

  • @merkebtube8167
    @merkebtube8167 ปีที่แล้ว

    kkkkkkkkkkk

  • @haftamumekonen4538
    @haftamumekonen4538 ปีที่แล้ว

    ኣታ ለኽባጥ እሲኻ ተፈላጢነትን ቁርሺን ክትረኽብ እዞም ስቭላት ኣብ ምድያ ታውፅእለኻዮም።TPLF anti-civilian, ግድፍኻዮ ዝወፃእኻ ቦታ civilian ከምዚ በሉ እልኻ ኣብ አደባባይ ምዉፃእ እንታይ ኣምፀኦ