ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

"ዶጎል" ዶክሜንታሪ ፊልሚ ኣርሚ 50 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2022
  • Well Come To Berakhe Tigrai TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Tigrai Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #ብራኸ_ትግራይ #Berakhe_Tigrai #ትግራይ_ምትሕግጋዝ

ความคิดเห็น • 198

  • @user-kl2yt3bs4x
    @user-kl2yt3bs4x ปีที่แล้ว +17

    ቅድማቱኩም ዳ ኣነ ምእንታን ትግራይ እዚ ኩሉ መንከራ ተቀቢልኩም ኣብዚ በፅሕኩም ✊✊✊ ካባኩም ብምፍጣርና ክንኮርዕ እዩ ዝግባእና ጀጋኑና ሰስኑ❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse ปีที่แล้ว +14

    እቲ ኣብ ዓለምና መዘና ተዋዳደሪ ዘይብሉ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዪ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ባዓል ብሉጽ ታሪክ ዝፈጠርካኒ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ትግራይ መበቆል ስልጣነን ጅግንነትን

  • @user-il8kq2yw3c
    @user-il8kq2yw3c ปีที่แล้ว +16

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓይልኩም ሓይሊ ሓፂን ይግበሮ ፈጣሪ

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +17

    መግለጽ ዘይብሉ ጀግንነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና💛❤️💛❤️

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ምሳኹም ይክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም መድሕን ህዝብና ትግራይ ትስዕር💊💊💊💊💊

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ መግለፂ ዘይብሉ ጅግንነት ካብ ድጊም ንናፀነት ትግራይ ምስራሕ እዩ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว +6

    ጀጋኑ አያታትና
    ሰብ ሰለስተ ሕድሪ ምስ ጀጋኑ ደቆም ታሪክ ዝሰርሑ 💖💖💖
    ታሪክ ብደሚቅ ቀለም ተጻሒፉ ክስነድ እዩ
    ትግራይ ዕድለኛ እያ ንአካቱም ዝወለደት 💖💖💖🌹🌹🌹🌹

  • @user-sr5fo8xh9w
    @user-sr5fo8xh9w ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ደቂ ሃገረ ትግራይ 🇻🇳

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +7

    ትግራይ ዓደይ ታሪኽኺ ብወርቂ ቀለም ክፃሓፍ እዩ።💛💊💊💊💊✊✊✊✊🙏🙏😥

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @eritreanmehari5242
      @eritreanmehari5242 ปีที่แล้ว

      ዝጽሐፋ ታሪኽ የለን አብ ትግራይ ታሪኽ አልቦ ኢዩ

    • @mkm4736
      @mkm4736 ปีที่แล้ว

      @@eritreanmehari5242 ኣብ ዓለም ታሪኽ ኣልቦ ዝበሃል ኤርጥራዊ ብቻ እዩ።

  • @user-yn2is6ly1h
    @user-yn2is6ly1h ปีที่แล้ว +9

    እግዚአብሔር ሓይልኩም ሓይሊ ሓፂን ይኩን ከምዚ ገይርኩም ኣፋልጥዎ ጅግነነትና

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j ปีที่แล้ว +8

    ፅዮን ማርያም ትሓልኹም ጀጋኑና ቅድማካትኹም ሰጥሕ ያብለን ማህፃን ትግራይ ይለምለም❤💛🙏🌹🌹🌹🌹😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘

  • @user-jh3cq7ye9b
    @user-jh3cq7ye9b ปีที่แล้ว +3

    ሰላም የምፅእልና ፈጣሪ ህዝብና ዓደናን ካብ ሓሳዳት የድሕነልና ፈጣሪና ሰላም ንህዝብና ሰላም ንትግራይና። ❤️⭐️💛💊🥰

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari8574 ปีที่แล้ว +6

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሕዋተይ ማዓረይ ዓወት ሕዝኩም ይመልስኩም ሓይልኩም ሓይሊ ሓፅን ይግበሮ መዳሃኒ አለም ክቡራካተይ

  • @user-uo7iv5zw6y
    @user-uo7iv5zw6y ปีที่แล้ว +6

    ግን ኣነስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ😭😭😭😭እግዚአብሄር እንኳዕ ናትኩም ዘርኢ ገይሩ ፈጠረኒ🙏🙏🙏ኣነስ ንTDFይ ዝኸውን ቃላት የብለይን ጀጋኑ ዝብል ቃል ዘይገልፀኩም እዋይ ተፈጥሮ ትግራውነት💊💊💊💊🙏🙏🙏ነዚ ታሪኽና እትስንዱሉና ዘለኹም ብሓቂ ክብሪ ይግበአኩም ጀጋኑና ፍረ ፃማኹም ትግራይ ትኽፈልኩም💊💊💊💊🙏🙏🙏ንሕና ከዓ ታሪኽና ክስነደልና ሳብስክራይብ እናገበርና ነተባባዓዮም ክቡራት ኣሕዋተይ💊💊💊💊እግዚአብሄር ሰላም የውርደልና💊💊💊💊🙏🙏🙏

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይ በባካትኩም ንሕጎስ ንሕበን ተጋሩዋይ💓👊 በቲ ግፍዒ ደሞ ንነብዕ😓😓💔💊
    ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ተመስገን ካባካትኩም ዝተፈጠርኩ ደቅነዋይ💓💓💛💛💊💊💋💋💪💪

  • @Ktekle
    @Ktekle ปีที่แล้ว +5

    Eternal Glory to our Martyrs!❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +3

    Jeganu jeganu jeganu tegaru TDF our heroes God be with you all. Tigray the Land of heroes.

  • @user-kj6ne1fm5u
    @user-kj6ne1fm5u ปีที่แล้ว +5

    እፍፍፍ ዝገርም እዩ አነ ቃላት ሲኢነ ንምግላፅ💔💔😰😭😭😭😭😭😭😭

  • @astera8089
    @astera8089 ปีที่แล้ว +1

    ኣባይኩም አሕዋተይ ናአና እኮእዩ ዝኩሉ
    መከራ ኣሕሕሕሕሕ ዕድመን ጥዕናን ናአኩም
    ጀጋኑና ዓይኒ ህዝቢ 🕊🕊🕊💖💖💖

  • @johanjesu9320
    @johanjesu9320 ปีที่แล้ว +2

    I'm speechless you are Hero's of generations hero's of East Africa specially the young ladies very beautiful 😍❤️❤️

  • @promisefreedom6423
    @promisefreedom6423 ปีที่แล้ว +2

    ጆጋኑና ምእንተ ህላውነት ህዝብና ትግራይና ዘሕለፍኩምዎ ከርተት መቕስልትን መስዋእትን ኣብ ማህደር ትግራይ ብብርዒ ተጻሒፉ ኽነብሪ እዩ🙏ትግራይ ብደቓ ትኸብር 🙏 ትግራይ ትስዕር🙏

  • @nebyu2692
    @nebyu2692 ปีที่แล้ว +2

    ተኣምራዊ ፅንዓትን ጅግንነትን ዝተፈፀመሉ ታሪኽ እዩ ብሓቂ ፡እንኳዕ ናትና ኮንኩም ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ።

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k ปีที่แล้ว +1

    መግለፂ ዘይብሉ ጀግንነት ተጋሩዋይ😍❤️💛

  • @jossi2794
    @jossi2794 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር አብ ዝተናዕቀ ዳዊት ሓዲሩ ትዕቢት ጎልያዳውያን እንትነፍስ አብ ዘመንና ሪኢና ♥️

  • @Grmawit_gal_desta
    @Grmawit_gal_desta ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጀጋኑና ❤️💊🙏🏿✊

  • @sarahss386
    @sarahss386 ปีที่แล้ว +1

    ትግራዋይ ንመሰሉን ንኣላማኡን ዘይንቅነቅ ብጀጋኑና ንኮርዕ ፅንኣት ንህዝቢ ትግራይ ትስዕር ✊👍💪😍❤🙏

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 ปีที่แล้ว +4

    ♥♥♥💛💛💛💊💊💪💪💪💊ጀጋኑና ባዓወት ተመለሱ

  • @user-gk3gi9lt6r
    @user-gk3gi9lt6r ปีที่แล้ว +1

    ትግራዋይ ታሪኽ ምስራሕ'በር,ዝሰሮሖ ታሪኹን ጅግንነቱን ግን ናይ ምስናድን ምግላፅን ምፅሓፍን ድኽመት አለና,ዝገርም ጅግንነት ግን ማዓልታዊ ታሪኽ ጅግንነት ምስናድ አድላይን ግድንኮይኑ ፀላኢ አብ መሬት ትግራይ ስጋብ ዝሀለወን ኩናት ስጋብ ዘይተወደኤን ውዕሎ ኩናት ምትንታንን ምዝርጋሕ ነቲ ጡሙይን ዝንቡዕን ፀላኢ ስልቲ ኩናትካ ምሀብን መለበሚ አይኸውንን'ዶ???ጀጋኑና ግን ብሰላም ይምለስኩም❤🙏❤🙏

  • @lovefortrigray2813
    @lovefortrigray2813 ปีที่แล้ว +3

    There is no word What you went through I'm sorry what happened to our people I hope one day we all hail and live happy in our land again

  • @hjfy2107
    @hjfy2107 ปีที่แล้ว +3

    ናዓለም መራኣያ ዝኮኑ ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💘💘💘💘💘💘💕💘💪💪💪💪💪💪

  • @selamawit4081
    @selamawit4081 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላክ ይሓልኩም ጀጋኑና💛💖🙏

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d ปีที่แล้ว +3

    ጅጋኑና TDF ❤❤💊መደሕን ህዝብና

  • @ruftatekilay8874
    @ruftatekilay8874 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ብደቃ ትኮርዕ ትስዕር ጀጋኑና ሐይልኩም ሐይሊ ሐፂን ይኩን

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom ปีที่แล้ว +2

    አሰይይይይ ዋዕሮታት ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑና💊💊💊💪💪💪💊💊💪🐅🐅💊💊🐅💊🐅💊

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ጀጋኑና😍❤💛🙏🕊✊

  • @user-zn4rq4sx4b
    @user-zn4rq4sx4b ปีที่แล้ว

    ኣየ ኣሕዋተይ ደቅነይ ትፀውዮ ዉድእ ዉድእ ሓልፉ ክትዛረቦ ፅቡቕ እግዛኣብሔር ፃዕርኹምን በደልኹሙን ሪኡ ይክሓስኩምኣሜን ብሰላም ተመልስኹም እፎይ ኢልኹም ትነብሩሉ ግዜ ይሃብኹም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @eduedu332
    @eduedu332 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑዋይ ምእንቲ ዓድኹምን ህዝብኩምን እዩ እሞ ክብሪ ንዓኹም ይኹን ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን💔🙏❤❤❤💪💪💪

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 ปีที่แล้ว

    አደ ትግራወይቲ ንዚኦም ዝወለድኹ ብምኮነይ ኩርዓት ይስመዕኒ ትግራይ ዓዲሓቂ እያ ሉዙይ እዩ ትግራይ ትስዕር።

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን በቃኩም ይበለና ዉግእ ወረ ዉግእ 🙏💛❤😥

  • @ba00200
    @ba00200 ปีที่แล้ว +1

    መስተንክር ጀግንነት ‼
    ንዉሉድ ወለዶ ተሰኒዱ ክነብር ዝግበኦ ናይ 21 ክ/ዘመን ታሪኽ።
    ብራቮ ኣቤል። ኣጆኹም ሕጅ’ውን ትግራይ ትስዕር ‼

  • @mhirattakel8008
    @mhirattakel8008 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀግኑና

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 ปีที่แล้ว +3

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ጀጋኑናእንኳዕ ነትኩም ኮና ባአኹም ንሕበን ንኾርዕ ቅኒዕና ብጅግንነትኩም💛❤️💛❤️💛❤️💛💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪

  • @user-tn9yu7pv3b
    @user-tn9yu7pv3b 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ኣሕዋተይ ብሰላም ስቲ ተሞለስና እግዝያቢሄር ምሳኹም ይኹን ደቂ ነይ🤲🤲🤲🤲😪😪😪😪😪

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x ปีที่แล้ว +2

    _እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ክቡራት ኣያታትናን ኣሕዋትናይ💛❤️_

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ጀግንነት ያዒስ ❤️💛✊

  • @user-fj3gq3zt5v
    @user-fj3gq3zt5v ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና

  • @mahilove1682
    @mahilove1682 ปีที่แล้ว +1

    ሰራሒ መስተንክር ሰራዊት ትግራይ ሃገረ ትግራይ ብቅልፅምኩም✊️✊️✊️✊️

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +2

    ኽብሪ ንዓኹም ጀጋኑና❤💛✊✊😥🙏🙏

  • @hebrathadushe9318
    @hebrathadushe9318 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ጀጋኑና ዕድሜና ጥዕና ይሃብኩም

  • @livocashe7627
    @livocashe7627 ปีที่แล้ว

    May God Bless Tigray you are a real heroes

  • @tesfitberhane8246
    @tesfitberhane8246 ปีที่แล้ว +2

    ሰሚዕካ ዘይ ጽገብ ጅግንነት

  • @selamgmeskel8930
    @selamgmeskel8930 ปีที่แล้ว +1

    ዝገርም ፅንዓት ጀጋኑና ዘቅንእ ሓልዮት ብርክኩም ይፅናዕ

  • @binyam1578
    @binyam1578 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ብርኪ ሊሎ እንቋዕ ብድሓን ተመልሱ 👏🥰🌻🔔🔔🌿⭐️💝🎻🕊🕊✌🏻🌽👑⛪️🌿🌿🌿

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና❤💛

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d ปีที่แล้ว +2

    ሓየት ስራዊትና ❤❤💊💊😘

  • @tefetawit1
    @tefetawit1 ปีที่แล้ว +1

    Tegadalay Tegadalaye
    Entaiemo kbleka kabzi nlaelaye
    I'm not enough strong to Express how heroes are those ppl🌟🌟❤💛💪💪
    Proud to born from you
    Kbrn mogosin niswaetna 🙏🙏💪💪

  • @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681
    @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681 ปีที่แล้ว +1

    Hzbey mearey egziabiher msaka ykun

  • @hailetsegay8870
    @hailetsegay8870 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ትግራይ ትዕወት ❤️❤️❤️q

  • @getachewkirosberhe3776
    @getachewkirosberhe3776 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ስዒራ ❤️💛❤️💛

    • @mehariwelday8336
      @mehariwelday8336 ปีที่แล้ว

      1000000 ኣጢፋእካስ እዋይ ዘይ ስጋኻስ ዘየቀንዝወካ!

  • @HhHhh-jh8vk
    @HhHhh-jh8vk ปีที่แล้ว

    አሕዋተይ ማዓረይ መግለፂ የብለይ ትግራዋይ ፅንዓት ጥበብ ክብሪ እዩ ክብሪ ንዓኩም ንጀጋኑ ሰራዊት ትግራይን መራሕትናን ትግራይ ትስዕር

  • @ruthaghiday2573
    @ruthaghiday2573 ปีที่แล้ว +2

    ናይ TDF መግለጺ ዘይብሉ ጀግንነት ዋይ ኣሕዋተይ አጀኽም እግዚአብሔር ካብ. ጎንኽሞ አይፈለ ወገነይ....

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 ปีที่แล้ว

    Nakum zweledet ade tigray ❤❤❤❤❤abo tigray ❤❤❤❤❤❤kalat yebleyin egziabher amlak ms serawitn hzbn tigray yikun❤❤❤

  • @tuutttet1854
    @tuutttet1854 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ዕደመን ጥዒናን ይሃቤኩሞም ፈጣሪ♥♥♥💛💛💛💛

  • @angesomsisay6344
    @angesomsisay6344 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ክተባባዕ ዘለዎ እዩ
    ካብዚ ብዙሕ ክንማሃረሉ ዘለና እዩ
    ታሪክና ንሰንድ ተጋሩ

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ ይአክል ዕሸነት አብ ዕንክሊል ምንባር ድኻም ላዕሊ ታሕቲ ፅምኢ ጥምየት ቃንዛ መከራ ጨነቀት ናፍቆት መፍልላይ መቁሰልቲ መስዋእቲ ናይዞም አሕዋትና ናይ መወዳእታ ኾይኑ ንፃነትና ክእወጅ እህህታና ክደበስ ብሰላም ንነብር ብዓፅምቲ አሕዋትና ልትሓፀረት ሀገር ትግራይ ሒዘና እፎይ ንብል🙏🙏🙏❤❤💛💛💪💪💊💊ትግራይ ሀገር እያ💊💊💔💔

  • @abrahagidey6886
    @abrahagidey6886 ปีที่แล้ว +2

    Respect my Heros. God blessed!!!!

  • @nigistyweldu4362
    @nigistyweldu4362 ปีที่แล้ว

    በሓቂ ጀግንነት መግለፅ የብሉን

  • @user-zn1ym3qc3f
    @user-zn1ym3qc3f 11 วันที่ผ่านมา

    ይተባርክ ጅግና 😢😢💔💔💔💔

  • @dhdhrhdydhd7484
    @dhdhrhdydhd7484 ปีที่แล้ว

    Tigray winer🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤jeganu TDF

  • @wdhg7998
    @wdhg7998 ปีที่แล้ว +5

    በጃኩም እባ አርማ 15 እዉን አምፁኡልና 🌹

  • @galwukro
    @galwukro ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና🥰🥰💛❤️✊💪

  • @gideyberhane7109
    @gideyberhane7109 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ናትና ከኾንኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    ትግራይ ትስዕር።

  • @user-zi2vc1bb3o
    @user-zi2vc1bb3o 6 หลายเดือนก่อน

    ፀሊሞይ

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 ปีที่แล้ว +2

    ሞት ብመስዋእቲ ቀቲሉ ዝሰዓረ መስተንኽራት ዝሰርሐ መዳርግቲ አልቦ ሓርበኛን ሓፂን ዓረን ህዝባዊ ሰራዊትን ወዲ ህዝብን ሰራዊት ትግራይ የዕስ ደቂ እቲ አብኩሉ ሃልሃልታ ሓዊታት ከም ወርቂ ንዘበናት ሲዒሩ እበር ተሳዒሩ ዘይፈልጥ ወዲ ህወሓት ንምእማኑ ዘፀግም ዴኩሜትሪ ፀብፃብ ስለ ዝሰነድካን ዘቅረብካን ተጋዳላይ አቤል ጉሽ አዚና አድኒቅና ቀፅለሉ ታሪኽ ህላወና ስለዝኮነ እናበልና ኽብርን ሞጎስን ንቶም እታ እንኮን ዘይትምለስን ሂወቶም ንህዝበጀዉ ሰማእታትና ይኩን !!!👏✍️✊🤝💪💪💪💪✌️✌️✌️

    • @mkm4736
      @mkm4736 ปีที่แล้ว

      ❤💛💊💊💊💊💊✊✊✊🙏🙏😥

  • @user-be2ml5uj9o
    @user-be2ml5uj9o ปีที่แล้ว +2

    How can we install a well organized leaders of our tomorrow.? If we are committed to rebuild Tigray our political culture need a complete transformation with the current political ideology. It's plain we will for sure will not get twostep ahead. Tigray is in a complete siege , we need to form new political culture which can go along with the international ideology. TIGRAY shall prevail , TPLF should began to include other experienced and young leaders.

  • @hhhmmm9501
    @hhhmmm9501 ปีที่แล้ว +1

    💛❤💛❤💛❤

  • @mashengu6718
    @mashengu6718 ปีที่แล้ว

    አቱም ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወሊደ ትበል አድ ትግራይ መመሊሳ ትውለድ💘💘💊💊💉💪💪

  • @user-zn4rq4sx4b
    @user-zn4rq4sx4b ปีที่แล้ว

    ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ሂወትኹም ኸፊልኹም ሂወት ሂበኹም ጀጋኑና

  • @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681
    @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681 ปีที่แล้ว +1

    Ethiopia 🖤🖤🖤💔💔😭😭tigray tser 📢💊💊💊

  • @hygg9178
    @hygg9178 ปีที่แล้ว

    💊💊💊💊💊Tdfey ጀግናን🦁🦁🦁🦁🐅🐅🐅

  • @dgbe8633
    @dgbe8633 ปีที่แล้ว

    ጀጋንና ባዓወት ትመለስ

  • @lemlemgaltigray2715
    @lemlemgaltigray2715 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ብስላም ብዓወት ትመለፁን ብርክኹም ብርክ ልሎ ብርክ ሓፅን ይኹን ኣቱም ተባዓት ሰብ ታርኽ

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ❤❤❤

  • @medhinkido2170
    @medhinkido2170 ปีที่แล้ว +1

    ❤💚🙏

  • @luwamdesta5739
    @luwamdesta5739 ปีที่แล้ว +2

    አነ ንክሰምዖ አፍሪሒኒ ንስኩም ግን 🥺🥺🥺

  • @johanjesu9320
    @johanjesu9320 ปีที่แล้ว

    ዞም ጀጋኑ ምስ አያታቶም እንዲዬም ወፊሮም 💕💕💕😘😘😘

  • @user-tl4kd3uq8w
    @user-tl4kd3uq8w ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሳኹም ዩኹን ደቅ ሃገሬ ትግራይ ንምንታይ እዩ ግን ክርእየኩም ከለኹ ከብደይ ትበልዑን

  • @medid.454
    @medid.454 ปีที่แล้ว

    Tegaru atum jeganu ❤❤❤

  • @user-db2ss1ek7l
    @user-db2ss1ek7l ปีที่แล้ว +1

    ኣይ ህዝብና ዝረከብካዮ ብንብዓት ሰሚዐ ወዲአያ

  • @sndayoaberha6132
    @sndayoaberha6132 ปีที่แล้ว

    ብዓወት ይመለስኩም ጀጋኑ

  • @gdhdhgdgd905
    @gdhdhgdgd905 ปีที่แล้ว +1

    jeganu💊💊💪💪💪💪💪

  • @hdbb4895
    @hdbb4895 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ

  • @mosspicturs21
    @mosspicturs21 3 หลายเดือนก่อน

    የ በለ ሓኣሪፍ ስራሕ

  • @hdbb4895
    @hdbb4895 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-nq7qg9rc5g
    @user-nq7qg9rc5g ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ዕድመን ጢዒናን ያሃብኩም ✊

  • @lovefamily846
    @lovefamily846 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤💛💛💛💛❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️💕

  • @user-ev6xn2oi2h
    @user-ev6xn2oi2h ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኽብሪ ንዓኹም ❤💛

  • @niyatnituu4731
    @niyatnituu4731 หลายเดือนก่อน

    Anes natkum story ekau zeyblkum qenat, Eti derfis nay Eri🇪🇷 eu bejakum besmam belu zeynatkum aytdleu hizkum ktfi eu💪🏼🕯️beja Eri🇪🇷🤗

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 หลายเดือนก่อน

      Muruk sedetegna.....meat zetemareku alewu ab eidena tedelina neketlom tedelina nesrehom ..resatatkum wesidkum keberumooo....teref asa

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 ปีที่แล้ว

    Thanks TDF ❤🙏

  • @jagme334
    @jagme334 ปีที่แล้ว

    Edmen Tienan yhabkum jeganu 🙏🙏🙏