ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

"ዶጎል" ዶክሜንታሪ ፊልሚ ኣርሚ 50 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2022
  • Well Come To Berakhe Tigrai TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Tigrai Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #ብራኸ_ትግራይ #Berakhe_Tigrai #ትግራይ_ምትሕግጋዝ

ความคิดเห็น • 271

  • @kwtkwt4386
    @kwtkwt4386 ปีที่แล้ว +11

    ተጋሩ ብሀደ ስመሩ በጃኩም ፀላኢ ከይ አትወኩም በጃኩም በጃኩም በጃኩም

  • @nigestteka6439
    @nigestteka6439 ปีที่แล้ว +25

    አንቱም ጀጋኑ ስራሕትኹም አብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ብወርቂ ክፀሐፍ እዩ ።❤

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan ปีที่แล้ว +4

    ተአምር እዩ አብ ዓለም ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ሓዱሽ ክስተት ሓንቲ ክልል ንልዕሊ ዓሰርተ ሃገራት 21 ክዘ ዘፍረዮም ዘመናዊ መሳርሕታት አፅዋራት ዝተዓጠቐ ሓይሊ ብዘይ ምንም ሓጋዚ ብሓይሊ ፈጣሪ ብቅልፅሙ ታሪክ ዝፀሓፈ ናይ ዓለምና ሓዱሽ ክስተት TDF (ምክልኻል ሓይሊ ትግራይ) ሰራሕቲ ቅያ ኢኹም ትግራይ ንዘልአለም ብአኹም ኮሪዓ ተኾሊዓ ክትነብር እያ ዘልአለማዊ ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና❤️💛✊✊❤️💛✊✊

  • @elilta70
    @elilta70 ปีที่แล้ว +5

    ቀኒኤልኩም ቁዱስ ቅኒኢ ብሐቂ ጀጋኑ ኢኹም ምስ ወታሃደራዊ አማሐድራኹም አምላኽ ፈረ ጻዕርኹም ክትሪኡ ሩሑቅ አይኮነን💪💪💪💪👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️👌👌👌👍👍👍👍🌺🌺🌺🌺🌺

  • @user-rs1bt2ox4e
    @user-rs1bt2ox4e ปีที่แล้ว +10

    TDFy ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ክብሪ ንዓኩም❤💛👑✊

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ፣ እዚ ኩሉ መከራ ኣሕሊፍኩም፣ ከም ወርቂ ተወሊዕኩም ክትወጹ ኢኹም።
    ቃልሲኹም ህዝባዊን ስለ ዝዀነ ተዓዋቲ ኢዩ።
    ኩሉ ደላይ ሰላምን፣ ፍትሕን ህዝቢታት ካኣ ኣብ ጐድኒኹም ኣሎና።

  • @hakenateritegaru1957
    @hakenateritegaru1957 ปีที่แล้ว +21

    ይተረኽ
    ይሰነድ
    ይፃሓፍ
    ይነገር
    ሓቂ ምስ ቁም ነገር::💖💖💖✅

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +8

    ኡፍፍፍ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጀጋኑ ኣሕዋተይ ናይ ሕጂ ታሪኽና ብወርቂ ቀለም ገይርኻ ይፃሓፍ❤❤💛💛💊💊💊💊💊💊✊✊✊💋💋💋💋❤❤❤🙏🙏🙏🙏😥

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +10

    ታራኽና ይሰነድ!! ኽብሪ ንዓኹም ኣሕዋተይ❤❤❤❤💊💊💊✊✊✊🙏🙏🙏

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว +8

    ታሪክና ይፅሓፍ ይሰነድ ጀጋኑና ብኣኩምን ብህዝብን ሃገረ ትግራይ ❤️💛💪

  • @eduedu332
    @eduedu332 ปีที่แล้ว +20

    ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም ይኹን
    ምእንቲ ህዝብኩምን ክብሪ ዓድኹምን
    ኩሉ ኮይንኹም😢💔🙏💪💪💪

  • @hadguTigraway
    @hadguTigraway ปีที่แล้ว +22

    ይበል ፅቡቅ ጅማሮ ሰነድ ታሪክና ንኮርዐሎም ጀጋኑና ሓደ ዝኮነ አቤል ጉዕሽ👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪ቀፅለሉ አገንዕ👍👍👍👍👍👍

  • @user-jh6nf8go7v
    @user-jh6nf8go7v ปีที่แล้ว +13

    ጀጋኑ ደቂ ዓደይ ትግራይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @tigrawetieye434
    @tigrawetieye434 ปีที่แล้ว +6

    ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ እመ ኣምላክ ምሳካትኩም ትኩን♥️♥️

  • @banogebrematios9679
    @banogebrematios9679 ปีที่แล้ว +2

    ኣጀኩም ጀጋኑና ብርክኩም ይፅናዕ ትግራይ ክትስዕር እያ❤️❤️❤️💪💪💪💪

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +10

    ጀጋኑና ድመቑ ዓወት ንዓኹም ቅዱስ ሚካኤል ጽላል ይኹንኩም🐅❤️💛
    ትግራይ ዓደይ ብሓይል ፈጣሪ ብቕልጽም ደቅኽ ሓራ ክትወጽ እኺ❤️💛

  • @elilta70
    @elilta70 ปีที่แล้ว +10

    ዋው ጅግንነት አመራርሐኹምን ተጋደልትኹምን እምበር ድጎል💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-yc4mf5ye4q
    @user-yc4mf5ye4q ปีที่แล้ว +8

    ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑና ብሰላም ብዓወት ይምለስኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቀጽልሉ ኩሉ ታሪክና ክስነድ ኣለዎ 🥺🥰😍💊💊💊💪💪💪

  • @myownoasis
    @myownoasis ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መብርሂ! መዓልቲ ቆጺሮም ንትግራይ ክወሩ ስቕ ኢልካ ምጽባይ ኣይከኣልን! ብልጽግና ኣቐዲሙ እንተ ዝጅምሮ ተጋሩ ነበረ 'ያ ነበረ ምኮኑ

  • @ufhhhdhdh3047
    @ufhhhdhdh3047 ปีที่แล้ว +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ንዓኩም ሒዝና ንኮርዕ

  • @tigrawetieye434
    @tigrawetieye434 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ደርፍስ ቆልዑ እናሃለና ንደርፋ ነይርና ትግራይ ዓደይ ለምለም 🥺🥺🥺💔💔

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና ንበሩልና ክፉእ ኣይንካእኹም 🙏🙏🙏 ዘልኣለማዊ ኽብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 💛❤️

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 ปีที่แล้ว +7

    ታሪክ ጀጋኑና ሓደራ🙏💔
    ይፀሓፍ ከይርሳዕ ንውልድ ወሎዶ👌 💙💔

  • @user-gc9se2bf9t
    @user-gc9se2bf9t ปีที่แล้ว +14

    ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ታሪክና ይሰነድ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ✊
    ፀላእትና ኣብ ልዕልና ዘውረድዎ ግፍዒ ይሰነድ ንውሉድ ወለዶ ፍፁም ክርሳዕ የብሉን⚠🚫

    • @user-lp4zd3jg1u
      @user-lp4zd3jg1u ปีที่แล้ว

      ሓቅኺ ለኺ ብደምቢ ክስነድ እዩ

    • @merhawi2328
      @merhawi2328 ปีที่แล้ว

      እንታይ እሞ ክዓብስ ናይ ዝተሰነደ ጥራይ፡ ሕጂ እንዶ ብፍቓድኩም ኢድኩም ትህቡ የለኹምን

  • @selamhalefom2121
    @selamhalefom2121 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ መዓረይ ክብርን መጎስን ንስዉኣትና

  • @selam12121
    @selam12121 ปีที่แล้ว +4

    ኣቤል ጉዕሽ 👏👏👏 ኣቤላ ሽኮር ንስካስ ፀሓፍ ደኣ 👍👌👌👌 ኩልግዘ ኩርዕቲ ብኣካ ❤️❤️❤️

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና💔💗
    ትግራይ ብደቃ ክትከበር እያ ንዘልኣለም 💙
    ከም ኣፍካም ይግበሮ🙏💊💔💜

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b ปีที่แล้ว +2

    ክብርን ሞጎስን ነቶም በጃ ህዝቦም ደሞም ኣዕፅምቶም ዝሓምሸሹ ፁኑዓት ስዋእትናን ንህልዋት ጀጋኑናን ትግራይ ትስዕር

  • @tdf1948
    @tdf1948 ปีที่แล้ว +6

    ጀጋኑና ክብሪ ናዓኩም ❤️💛💊ትግራይ ዓደይ

  • @user-nj6ns7fn2t
    @user-nj6ns7fn2t ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ዋሕስና ሰራዊትና 😍

  • @promisefreedom6423
    @promisefreedom6423 ปีที่แล้ว +1

    ወርቃዊ ታሪኽ🥰ህያው ዋሕስ ህዝቢ🙏ጽኑዕ ዋልታ🙏ዘይንቅነቕ ዓምዲ ገዛና ጀጋኑና🙏ትግራይ ብጀጋኑ ደቓ ትነብር🙏ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑና🙏 ትግራይ ትስዕር❤💛❤💛❤💛🙏❤

  • @user-fj3gq3zt5v
    @user-fj3gq3zt5v ปีที่แล้ว +5

    ጀጋኑና እግዚአቢሔር ምሳኹም ይኹን

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 ปีที่แล้ว

    አቱም ጀጋኑና ዕድመኩም የንዋሓዮ ህዝበይ ምስ በልኩም ተመስገን እንኳዕ አያታትና ኮንኩም ጋዜጠኛ አቤል ጉዕሽ ባዓሌ ጥዑም ድምፂ ይበል ጅማሮ

  • @galtigray9301
    @galtigray9301 ปีที่แล้ว +1

    ጆጋንና ክብር ናዓኩም ክርዓትና ኣምለከ ባዓሉ የሓግዝኩም🙏🙏🙏❤❤❤💪💪💪

  • @user-gl4mt9ci5l
    @user-gl4mt9ci5l ปีที่แล้ว +3

    ዝኸነ ኸይኑ ትግራይ ትስዕር ጀጋኑና ❤💛💪😭😭

  • @tekichoasli4434
    @tekichoasli4434 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ✊😭
    ትግራይ ትስዕር

  • @yehaofficialmedia3139
    @yehaofficialmedia3139 ปีที่แล้ว +1

    ወታሃደራዊ ሚስጢራትና ናብዚ እናዘርጋሕኩም ንፀላኢ ተርብሕዎ ኣለኹም ። ካብ ስሕተትና ክንመሃር ኣይከኣልናን፤ ኣቤል ጉዕሽ ግና ዓሽካ ቀፅለሉ ዛንታ ኣቀራርባ ❤❤

  • @user-gk3gi9lt6r
    @user-gk3gi9lt6r ปีที่แล้ว +2

    አብ ፊልም'በር አብ መሬት ተጌይሩ ዘይፈልጥ ሰሚዕካ ዘይትመንዎ መለክዕን ተወዳዳሪ ዘይብሉ መስተንከራዊ ጅግንነት ትግራዋይ በዓንደ ወርቂ ክጻሓፍ ዘለዎ ታሪኽ❤❤❤ፀላኢ እዚ ታሪኽና ሰሚዑ ምትዕርራይ ከይገብር ግን ጥንቃቄ የድሊ ይመስለኒ,ጀጋኑና ንበሩልና እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርና✊✊✊

  • @user-lc8ob3sq7g
    @user-lc8ob3sq7g ปีที่แล้ว +6

    ክብረ ንዓኩም ጀጋኑና 😢ትግራይ ትሰዕር ✊✊✊✊

  • @kinfegetsu8312
    @kinfegetsu8312 ปีที่แล้ว +4

    አቤት ፅንዓት ጅግንነት መን ከማኩም

  • @semhardoenlach9413
    @semhardoenlach9413 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ግን ብዛዕባ ሰሜን እዚ ብደምቢ ገይሩ ክፀሓፍ እለዎ ንምንታይሲ ንሳቶም ተጨፍጪፍና ስለዝብሉ ግን እታሓቂ ከይንጭፍጨፍ ዝተከላከልናሉ ምኳኑ ብደንቢ ክፀሓፍ ኣለዎ

  • @avielavi990
    @avielavi990 ปีที่แล้ว +2

    Tegaru need to be 1in this time💪💯
    God bless Tigraian people🙏💯

  • @altomabdegadirahemdgeydom1884
    @altomabdegadirahemdgeydom1884 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ አያታትና ክብሪ ትግራይ እየም:: ትግራይ ትስዕር :: ፀሐፍቲይ ታሪኽ :: ፅናዕ ዕጥኻ አስጥም ወየከ ፈተኽ

  • @bashatube8986
    @bashatube8986 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ መሳጢ ኣቀራርባ ምቁር ዛንታ ጅግንነት ደቂ ትግራይ! ይበል! ትግራይ ትስዕር!!

  • @NAZRAWI371
    @NAZRAWI371 11 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ትግራይየይ❤ ኸምዙይ ዝበለ ስጡም ሓድነት ኽህልወና እዩ ዘጥዕመልና🙏

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑና እህህህህ ዓደይ መናሰይ ወለድና አሕዋትና ምሳኩም ምሃለውናስ መሓሸኒ ነይሩ እምበር

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 ปีที่แล้ว +5

    ዘርዚርካ ዘይውዳእ ታሪኽን ጀጋኑና💛♥💎🌏✊✊🙏🙏🌻
    ተዛሪብካ ዘይውዳእ ጨፍጫፍ ፀለእትና 🚫
    ይሰነድ።ከይርሳዕ።

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว +2

    Thank you dear our heroes, and leaders for your service without salary. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus's name, l pray.

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d ปีที่แล้ว +6

    ክበርን ምጎስን ንስማታትና 🙏🙏❤💔

  • @lemlemlemlem9425
    @lemlemlemlem9425 ปีที่แล้ว

    ሓወይ ማዓረይከ ኣበይ ኣተወ ሓደ ነገር ዘይንገራ ን ኣዶ ትግራይ 😢😢

  • @fishalegebreyosus862
    @fishalegebreyosus862 ปีที่แล้ว

    ኣጆኹም ታሪኽ ይድገምዩ ከምዝበሃል -ዝተበደሉን ዝተጨቆኑን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ ምስግጋር ዳግማይ ታሪኽ ክሰርሑ ተቓሊሶምን ምእንቲ መንነቶም ብጽንዓት ዓወት ይድግሙ ኢዮም።
    እቶም ወጻዕትን ጨቆንትን'ውን ሕማቕ ታሪኽ -ኣቦሓጎታቶምን-ኣቦታቶምን-ፍሹል ታሪኽ ይደግሙ ኢዮም-ግን ከምቶም ቀዳሞት ይሰዓሩ እምበር ክልእ ከመዝግቡ ኣክሽሉን ኢዮም።ኣጆኹም ተቓለሱ✌💞

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ናዓኩም ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑና ዕድሜን ጥዕናን ያሃብኩም ።

  • @user-uo7iv5zw6y
    @user-uo7iv5zw6y ปีที่แล้ว +1

    እዋይይይ ጅግንነት ብቃላት ዘይግለፅ ቅድሜኹም ይድፈአኒ ዓይኒ ብሌናትና ዋሓስ ህዝብና ሰራዊትና እግዚአብሄር ሓይልኹም ሓይሊ ሓፂን ይግበረልና🙏🙏🙏💊💊💊💊🙏🙏🙏💊💊💊💊🙏🙏🙏ፅቡቅ ጅማሮ ታሪኽና ከምዚ ገይርኩም ሰንዱልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ በርቱዑልና❤❤❤❤💊💊💊💊🙏🙏🙏ንሕና ከዓ ነተባባዓዮም ክቡራት ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ንግበረሎም ታሪኽና ክስነደልና❤❤❤💊💊💊💊🙏🙏🙏

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว

    ጀግንነት ተጋሩ ብቓላት ንምግላፅ ኣይክእልን:: ጀጋኑና ንበሩልና ! ትግራይ ብኣኹም ኮሪዓ! ዓለም እውን ብጅግንነትኩም ብፅንዓትኩምን ተገሪማ ! ሰብ ፅኑዕ መትከል ወለድና ጀጋኑ መንእሰይ ትግራይ እውን እዋኑ ዝጠልቦ ጀግንነት ወለዱ ደጊሙ:: ትግራይና ስዒራ!!!

  • @adissatsbaha5968
    @adissatsbaha5968 ปีที่แล้ว +2

    ዞም ይሕዎተይ 💛❤️

  • @salojj2828
    @salojj2828 ปีที่แล้ว

    ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ጀጋኑና ክፍእ ኣየረርከብኩም🙏❤❤❤❤❤

  • @negabelay5195
    @negabelay5195 ปีที่แล้ว +1

    ጀግና ትግራይ ወሊዳ አምላኽ ምሳኹም ይኹን

  • @user-mp5kc3ux4j
    @user-mp5kc3ux4j ปีที่แล้ว

    ኣያታትና ንበሩልና ታሪክ ህዝብና እትትርኩ እውን ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቀፅልዎ ብደምቢ ክስነድ ኣለዎ ትግራይና ሓራ ክትወፅእ ናይኩላትና ትምኒት እዩ ❤💛❤💛❤💛💪

  • @zantasegen6150
    @zantasegen6150 ปีที่แล้ว

    Unimaginable and Unmeasurable heroism of Army Tigray! Eternal Glories to all Tegaru martyrs!

  • @berhanietesfamareyam5705
    @berhanietesfamareyam5705 ปีที่แล้ว

    ዓኽ ትግራዋይ ማለት መዘና እልቦ ጅግንነት ኡዩ ርግጸኛ ንኩን ጉዕዞ ንሃገረ ትግራይ እንክዕ ትግራዋይ ኮንኩ

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 ปีที่แล้ว

    ብጀጋኑንትኩምና ቃላት የብለይን ትግራይ ዓድና ብኣኩም ትኮርዕ እያ ኩልግዜ ሳዓሬቲ ኢኩም ትግራይ ዓድና ብኣኩም ትኮርዕ እያ ኩልግዜ ሳዓሬቲ ኢኹም ትግራይ ትስዕር

  • @mahletweldy1645
    @mahletweldy1645 ปีที่แล้ว +2

    ወለደይ ወለደይ አሕዋተይ ደቀይ ቃል ስኢነልኩም 🙏🙏🙏💔💔💔

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal4401 ปีที่แล้ว +2

    💪💛❤💊💋❤💊❤ኣያኒ ምስ ደቁ
    ትግራይ ስዒራ💪💛❤
    ትግራይ ለምሊማ ሳላ መን?
    ሳላ ፈጣርን ደቃን💊✝️
    ዓለም መግለፂ ዝሰኣነትሉ ጀግንነት💪

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ይኩን TDF ይ ከምኡ ዉን ከቡራት መራሕትና ብጣዕሚ ገራሚ ዝኮነ ሰራዊትን መሪሕነትን ዩ ጀጋኑና ❤️💛💪

  • @destagdey2607
    @destagdey2607 ปีที่แล้ว

    Wawww please continue we need same this history please strong the tigray media

  • @selamhalefom2121
    @selamhalefom2121 ปีที่แล้ว

    ቀፅልሉ ግፍዕን ጅግንነትን ትግራይ ክስነድ አለዎ

  • @halekagmikael3401
    @halekagmikael3401 ปีที่แล้ว +4

    መግለፂ ዘየብሉ ጅግንነት

  • @TG_TG
    @TG_TG ปีที่แล้ว

    መከራ እምበር ምብራስ ኣብይካ ህዝበይ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 🙏

  • @aadffaadff9137
    @aadffaadff9137 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኩም ጄጋኑና ክብር ናኣክም

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ዓደይ 😢😢😢😢💊💊💊

  • @hilendesta486
    @hilendesta486 ปีที่แล้ว

    ብርሰት ትግራይ ብዝአመነቶሐዋ ኢትዮጵያዊ በይዛ ዝኮነትሎም ኤርትራውያን

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 ปีที่แล้ว

    ኣየ ጅግንነት ተጋሩ ኣቦታተይ ይሕዋተይ ተዛሪብካ ኣብይ ይዉዳኣ

  • @arayahaftom9042
    @arayahaftom9042 ปีที่แล้ว

    ይፀሓፍ ከይርሳዕ ንውልድ ወሎዶ አንቱም ጀጋኑ ስራሕትኹም አብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ብወርቂ ክፀሐፍ እዩ ።❤

  • @Zanta81
    @Zanta81 ปีที่แล้ว

    ይበል ጅግንነት ክብርን ሞገስን ንጀጋኑናን ንስዋኣትን

  • @Saratigray
    @Saratigray ปีที่แล้ว +2

    ፀላእትና ይቅር ዶ ወዲ ስባት ይቅር ክብሎስ እንድዖ እግዚአብሔር ስ ይቅርዶ ክብሎም ይኽውን ይኹን ግን እቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ክስገር እዩ ዘይባሃል ተስጊር እዩ

  • @user-sr5fo8xh9w
    @user-sr5fo8xh9w ปีที่แล้ว +3

    ❤️💛❤️💛❤️💛

  • @fyg6487
    @fyg6487 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ

  • @abebegebrehiwot1517
    @abebegebrehiwot1517 ปีที่แล้ว

    Proud of you, i don't know what to say for this Heros God bless you all Tigraway for Ever !!!

  • @tewhasomgidey343
    @tewhasomgidey343 ปีที่แล้ว

    ከምቱ ልሙድ
    ትግራይ ዓደይ💪💪💪💊💊💊
    ካብ ዜሮ ተበገሱ ኩሉ ዝክእሎ ህዝብና ሶ መፃእኪ ብርሃን ይኩን ትግራይ ዓደይ

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว

    ክብርን መጉሱን ን ሰማአታትና 😔❤️ትግራይ ትሱዕር 💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @nigistyweldu4362
    @nigistyweldu4362 ปีที่แล้ว

    ዚግርም ጂግንነት ሳላኩም ናብዚ በፅሕና ክብር ንጀጋኑና

  • @selam12121
    @selam12121 ปีที่แล้ว +1

    ዞም ኣሓተይ 💪🙏🙏🙏

  • @roseadem6059
    @roseadem6059 ปีที่แล้ว

    The peacekeepers of African and world Tigraians with best discipline leadership scale unbelievable at all times the civilizations of life Tigraians is Tigraians forever ❤️

  • @user-ns9ks4pk2d
    @user-ns9ks4pk2d ปีที่แล้ว +1

    ኣጀና ሓቲ መዓልቲ ክወግሕ እዩ😢😢😢😢💔💔💔💔💔💊💊💊💊💊💪💪💪💪

  • @medhinkido2170
    @medhinkido2170 ปีที่แล้ว +2

    Nbrulna.jeganuna.tdf.❤💚🙏

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 ปีที่แล้ว +1

    ፀላኢኩም ድፍን ይበል ጀጋኑና ።

  • @bereketkahsay3787
    @bereketkahsay3787 ปีที่แล้ว +2

    ጹቡቅ ስራሕ,, አመራርሓ ብ መንእሰያት ክትካእ አለዎ.

  • @barcoteabenet1511
    @barcoteabenet1511 ปีที่แล้ว +9

    እንወዳቹሀለን እስከነ ሙሉ ጥፋታቹህ ኑሩልን ሽምግልናቹህ በእግዚአብሔር ቤት ይለቅ በቃ ይበላቹህ ለሞቱት መንግተ ሰማያት ያውራሳቹህ

    • @MG-su4nh
      @MG-su4nh ปีที่แล้ว +2

      Enesu min atefu ab wenber zelewu ember

    • @zenebugebrekidan
      @zenebugebrekidan ปีที่แล้ว +2

      እንታይ እዩ ጥፍአቶም ዓለመይ?
      አብ ክንዲ ዕረፍቶም ዓደይን ህዝበይን ኢሎም ነዛ ክብርቲ ህይወቶም ከይሰስዑ ንበረኻ ምውፋሮም ድዩ ጥፍአቶም?

  • @salojj2828
    @salojj2828 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ናትና ኮንኩም ክቡራት ኣያታትና ትግራዋይ ምኳን ትዕድልቲ እዩ ተመስገን ኣምላከይ ካብዞም ጀጋኑን ውርዙያትን ጭዋታትን ዝፈጠርካኒ🙏💘💘💘💘💐💐💐

  • @user-ev5hk1wl2h
    @user-ev5hk1wl2h ปีที่แล้ว +1

    ክበር ምጎስን ንስማአታትና የኔ ጀግና 💔💔😥💘💘💘

  • @thomastewelde9088
    @thomastewelde9088 ปีที่แล้ว +1

    Jigna hezbi Tigray general megebey ❤

  • @kig8362
    @kig8362 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና 💊💊💊💪💪💪💪

  • @ruftatekilay8874
    @ruftatekilay8874 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑና እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን

  • @roseadem6059
    @roseadem6059 ปีที่แล้ว

    All stories will documents to record keeping to next new Generations of Tigraians and the legacy of weyane Tigraians will continue forever to prevail

  • @Dngl.maryam.wahsey
    @Dngl.maryam.wahsey ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ጀጋኑና እዚ ኩሉ መስዋእቲ ግን ሃገረ ትግራይ ንምምስራት ክከውን ኣለዎ ላብዛ ከዳዕ ጠላም ኢትዮጵያ ከይንምለስ ሓደራ

  • @fkadumk1846
    @fkadumk1846 ปีที่แล้ว

    ታሪኽና ይሰነድ ይፅሓፍ ናብ ውልድ ወለዶ ክሓልፍ እዩ ዛ ትግራይና ብኽንደይ መስዋእቲ ከም ዝተተኸለት ወሎዶና ክፈልጥ ሕጂ እውን ታሪኽና ይሰነድ ይፅሓፍ ናብ ወሎዶ ክሰግር
    @Emon mikial

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 ปีที่แล้ว +1

    ናብዚ ህልቂት ዘብፀሐና ሕደጉ ስቅበሉ ፀቢብ እናበሉ ዘደንቁርና ዝነበሩ መራሕትና እዮም ።

  • @myheromelsegultigrye7186
    @myheromelsegultigrye7186 ปีที่แล้ว

    Am proud of our Heros omg i have not words

  • @roseadem6059
    @roseadem6059 ปีที่แล้ว

    The best strong defense 💪 forces ever seen in 21st century the TDF tigraians and God bless the mothers of weyane Tigraians forever 🙏 💙 👏 🙌 ❤️