EMNA "ምስ ወያነ፡ ኣብ ኩናቶምን ተንኮሎምን ኣጸቢቕና ንፋለጥ ኢና" 2ይን መወዳእታን ክፋል ERITREA HISTORY AND CULTURE
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 ก.ค. 2024
- EMNA "ምስ ወያነ፡ ኣብ ኩናቶምን ተንኮሎምን ኣጸቢቕና ንፋለጥ ኢና" 2ይን መወዳእታን ክፋል ERITREA HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news - บันเทิง
ወትሩ ክሰምዓ ዝህንጠ ደስ ዘብል ታሪኽ ጅግንነት ኣያታትና
ብፍላይ ኣንባቢት ኣርያም እንተ ኾይና ባህ እዩ ዝብለኒ ምሉእ ማዓልቲ ክስምዕ ዘይ ምኖ ድምጺ ይበል ኣናብባ ኣሩ ሽኮር ድምጽኺ ኣይ ይተሓባእ ❤
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑና
ብጣዕሚ ትእምርቲ ዝኮነ ታሪክ ንቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንመሪሒነት መንግስቲ ኤርትራ አምላክ ሞሶኦም
ይሃቦም ንአዳለውቲ EMNA1 ብልቢ ነመስግነኩም❤❤❤
ውውው❤ ታሪኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ ዘይ ተበርበረ ኢዩ ❤❤❤❤ ጂግና ኣቦ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
God blessed, protect our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏 Amen 🙏
Patriot aboy Gebrehans mayor for Segeneyti😀
🇪🇷🐪💐
ዕድመን ጥዕናን ጅግና ኤርትራዊ ኣቦና ኣቦይ ገብረሃንስ ከምእውን ኣዳለውትን ተረኽትን።
That's why we pound to be Eritrea.
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
የቐንየልና እፍሬም ሐወይ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ይገለጽ እቲ ታሪኽ ይገንጸል እቲ ማህደር ንኡስ ከይደናገር። ከምዚ ጌርና ታሪኽና ከይንገልጽ ከይ ንመራመር ምዕባለና ከይብርኽ ብኹሉ ሐይሎም ዓለማት ተቓሊሶምና ብሓይሊ አምኽ ሐቂ ሒዝና ድማ ተዓዊትና ተመስገን ፈጣሪ አብዚ ዘብጽሓና🙏🏼ዘለአለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንሰማእታትና ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🏽❤️🇪🇷🌹🇪🇷🐝🐢🐪
Thanks 🙏 brother for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🎈💕🇪🇷✊
እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና
ሰላም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ❤🌟🇪🇷
Mestenkr eyou tarikna tarik joganuna thank you Efrem mis kulom mesarhtikan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቤት ጅግንነት ህዝብና❤❤❤❤❤
Edimen tienan ni geganu eritrea 🇪🇷 🇪🇷🌹👑💫🙏🏽🙏🏽👑❤️
Grazie mille ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
Ewe nay behaki gedili gedel eu gin mukur ohhhh thanks ❤❤❤❤❤❤ zereba ytefaka ezom jigina Abo
ናይ በሓቂ ዕውት ስራሕ ሞክሲ: እዚ ንወሎዶ ዝከውን ሰነድ ኢዩ'ሞ በርቲዕካ ቀጽሎ:: ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ::
Beautiful story ❤️ ♥️ 💕 😍 💖 💗. May God Bless Eritrea 🇪🇷 🙏 ♥️ 😊 ❤️ 😀 🇪🇷 🙏 ♥️.
Wow hezebe eritrea 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊👊👊✌️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
Selam deqi eri 🎉🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪🏾🇪🇷🇪🇷💪🏾
አሰይ ጽብቅ መደብ ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም ኩልኩም ሰድራ ኤረትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍👍👍💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
ኣባ ሓጎይ ጅግና ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷 ኣንቃዕ ካባኻ ተወለድኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ንጆጋኑና
❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ብሓቂ ኤፋ ሓውና ታሪክ ጀጋኑና ን ውዕለቶምን ብሓፈሻ ሃበርም ❤❤❤❤❤
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይገርም !!!
እዋይ ሰሚካ ዘይጽገብ ክንድዚ ጅግንነት ኣሎ እድለኛ ሃገርና ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መርየታን ይባርኽ ሃየ ደቂ ኤረይ ሃገርና ንዓክባ ኣደካን ሃገርካን ሓደ እየን ብደይ ሃገር ዋላሓንቲ ዋጋ የለን
Awet Nahafash❤🇪🇷👍🏽
Bouna arivato!!!!""
🙏💪❤🇪🇷🙏🤲🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
Thanks 🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
wow zedenstu zanta yekeneyelena ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷 wetru awet nehafash kesenu semaetatena
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
💪💪💖💖💖👍👍👌👌🙏🙏
❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️
welcome Eframe❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉like like 👍 ❤🎉❤🎉❤🎉
ወያነ ጠንቂ ግብረ ሽበራን ክፍኣትን ኣብ መወዳእታ ብመንደላይ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዝጠፍኤት ተንኮለኛ ጉጅለ
Aboy,gbrahans,jegna,htsubmahata
ንጅግንነትና ፈጸምቱን ወነንቱን ባዕልና እንክለና ከም ጓና ኣዝዩ ኢዩ ዘቅንኣካን ዘደንጽወካን !!
Weyane shaaebiya aeaitikatom, shaaebiya tihiti gudquad aitikom kifetihu zigoborom!!!!! Merheba deki Erey maarey!!!!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️👌🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕Temesgen Fetariy
Nay behak jigininet
ሁቃዕ ዳሓነ ሚጺኻ ኤፈረመጊደ
wah wah entay weridka wadey eza tigrina
wah wah entay weridka wadey eza tigrina
@@FuegoHotel ሁቃዕ 👈🏼🤣🤣🤣
Kalay qanqau kaykone ayterfin u misitnaqi giedifna mtibibae u zihashe
ዝያዳ ካብ ተመኩሮ፡ ህዝባዊ ግንባር ነቲ መርዛም መንሽሮ ወያነን ናይ ህዝቦም ክፉእ ኣተሓሳስባን ይፈልጦም፡ ከምኡ'ውን ህዝቢ ኤርትራ እውን ንትግራይን እኩይ ክፉእ ዕላማኡን ኣጸቢቑ ይፈልጦ::
Ux
Grma tekedeni sari 2 gize ysema aleku zemno tarik aboy g/ hans eziom abotatna ayatatnas tarik zdwnu gorebet ms esubat deqi hager weylekum
ቅያ ኤርትራውያን ካብ ሓድሕድ ዘይሰናነፍ።
Pp
ብዛዕባ ኣቦይ ገብረሃንስ ማማ ትነግረኒ ኔራ ኣብ ዓዲሮሶ ምሶኦም ናይ ጓል ህዝቅያስን ኣሃዱ ኔራ። ብቤትገርግሽ ኣቢሎም ዮም ምስ ኣሃዱ ወላዲተይ ናጽነት፡ ሪኦም። ወላዲተይ ኣብ ገድሊ ሕልሚ ለይቲ ሓሊማ ኣይትፈልጥን ያ፡ ድሮ ታ መዓልቲ ናጽነት ግን፡ ብሕልሚ ለይቲ ሓንቲ ገረብ ወታሃደራት ደርጊ ዘጽልሉላ ዝነበሩ ካብ ሱራ ተቦርቊቓ፡ ነቶም ወታሃደራት ለኪማ ዓርም ኢላ ተቦርቊቓ ክትውድቕ ርእያ ምስ ነገረቶም። እዛ ጓለይ ካብ ናተይ ሕልሚ ዝገደደ ሓሊምኪ፡ ኣነ ውን ሓሊመ እንዴ ግን እዛ ናትኪ ታኣምራታ ያ፡ እዚ ደርጊ ካብ ሱሩ ክሞሖ ሙኻኑ ብነብሰ ምትእምማን ገሊጾም ነቲ ሕልሚ ፈቲሖሞ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ጂግና ኣቦ።
😀😀دائما فيلم هندي تاريخ حق قوميه واحد من تقرينيا اللي تعمل انجبر في بيتها يجيبوها تاريخ حقها لكن من قوميات أريتريا الثانيه اللي اطلعو اول حرم للندال في جبهة جمعه وسعيده محمدعلي مافي تأريخ حقهم حكومه حماسين تقرنيا شغاله في تاريخ حق قوميتها وبس
😂
buull Shiit, haseewtii, ni Monica and wedii Baashaay , kindeey Eritrawii teefiouu Yikretataa Meengiistii is very ridiculous. Shame on you.
ስቅ በል ኣብዚ ዘይተባህለ ኣይትበል
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉