ቃልኪዳን ከለዋ‘ያ ተመርዕያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 เม.ย. 2022
  • ቃልኪዳን ከለዋ‘ያ ተመርዕያ
    VISIT AT JOSIASS DENDEN
    - FACEBOOK PERSONAL Josiass Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josiass Denden / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josiass Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josiass Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josiass Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josiass Denden
    www.tiktok.com/@josiassdenden...
    #TekleAndemariam#MullerTes#Eritrean

ความคิดเห็น • 1.8K

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  2 ปีที่แล้ว +54

    Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇

  • @tesfamariamhagos8392
    @tesfamariamhagos8392 2 ปีที่แล้ว +313

    ሕልና + ፍርሓት እግዝኣቢሄር ናይ ብሓቂ ኣገዳሲት መልእኽቲ ።

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 2 ปีที่แล้ว +111

    ትሓይሽ ይፍጠረልካ ኩሉ ነገርካ ፈትየዮ ስነስርዓት ኣዘራርባኻ ምዕዶኻን እግዚኣብሄር ይደብስካ

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m 2 ปีที่แล้ว +97

    አዝጊኦ ማሃረና ክርስቶስ አፍፍ ሓቁንደዩ ምውጋሕ ካኣቢ ሕማቅ ዘመን ከልቢ

  • @awetamaniel1519
    @awetamaniel1519 2 ปีที่แล้ว +30

    እዚ ወዲ ናይ በሓቂ ለባም ሰብ ኢዩ ኣምላክ ዕድመን ቲዕናን ይሃቦ ኣጆካ ኣምላክ ቲዒቲ ጓል ክፈትረልካ ኢዩ

  • @user-jd4ti3lo9f
    @user-jd4ti3lo9f 2 ปีที่แล้ว +305

    አዚ ወዲ ብታእሚ ብሡል ወዲ ኣምላክ ከም ትምነዮ ይፍጠረልካ

  • @mehuryohannes4252
    @mehuryohannes4252 2 ปีที่แล้ว +8

    What a message! "ቀንዲ ሽግርና ፍርሓት እግዚኣብሄር ካብ ሕልናናን ኣእምሮናን ስለዘርሓቕናዮ ኢና"። ❤❤❤

  • @yordachannel8953
    @yordachannel8953 2 ปีที่แล้ว +105

    ብሓቂ ብቕንዕና ዘይተጀመረ ተንኮል ጥልመት ዝመልኦ ኣሰምረልምንዩ💔ንስኻ ግን ሓወይ ኣጆኻ እዚ ኹሉ ዘሕለፍካዮ ክርድኦ ኣይጽግመንን,ተበዳሊ ከለኻ ከም ተበዳሊት ኮይና ስምካ ከተኽፍካ ከላ ዝስመዓካ ዝነበረ ቃንዛ ከቢድዩ😢ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ከምዝብሃል እንቖዕ ሓቅነትካ ተገልጸ።

  • @biniwedimemhr9271
    @biniwedimemhr9271 2 ปีที่แล้ว +63

    ናይ ብሓቂ ትሕቱን ህድኡን መንእሰይ እኻ ኣጆኻ ናትካ ዝበላ ኣምላኽ ሒዝልካ ኣሎ

  • @wintanafiqrimskulu6394
    @wintanafiqrimskulu6394 2 ปีที่แล้ว +204

    ዋይ ሽግር ዛ ጋል ፍርሃት እግዛብሄር ዘይብላ መጻወቲ ገራቶም ኣጆኻ.....

  • @user-zw6ny7tr4u
    @user-zw6ny7tr4u 2 ปีที่แล้ว +66

    ሙለር ብዓልቲ ሓዳር ምኻና እንዳ ፈለጠ

  • @bsratbereket5853
    @bsratbereket5853 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መልኪቲ ፍርሓት እግዝኣቢሄር ህወት ኢዩ ናጽነት ኢዩ ትብዓት ኢዩ ቂሳነት ኢዩ ንስካ ግን ናይ እግዝኣቢሄር ሰብ ብዝሑ ከም ዝሓስብ ኣረድካና ኣጀካ ዛሓወይ ምስላ ወለድና ኣሎ ሰብስ ይግፋእካ እበር ኣይቲ ግፍዓዮ መብልዕ እጀራካ ኢዩ ቅሰን እግዝኣቢሄር ምሳካ ይኩን ካብ ሰናይ ምግባር ኣቲርሓ ኣጀካ እድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ

  • @natnael75
    @natnael75 2 ปีที่แล้ว +246

    🐦 ( እንተ ኣንቢብክንኦዩ ) ሓንቲ ጭሩ ኣብ ገዛ ዘብልዓን ዘስትያን ዘማሙቃን ዋና እካ ተነበራ በቲ ብመስኮት ትርእዩ ዝነበረት የዕዋፍ ክበራን ከምድላየን ናብትን ናብትን ክብላ ስለ ትቀንእ ዝነበረት ሓደ መዓልቲ እቲ ዋና ነቲ መስኮት ከይዓጸወ ስለ ዝረስዖ ሞሊቃ ወጸት እሞ ብዘይተጸበየቶ ሽላ መጺኡ ቦግ ኣቢሉ በልዓ ሂወታ ኸኣ በዚኣ ሰኣነት ስለዚ ኣብ ሓዳር ዘለኽን ከኣ ሓዳር እስርቤት ኣይኮነን እንታይ ደኣ ክብረትክን ,ሐለዋኽን,ማሙቅከን ,ጸጋኽን ,ቅድስናኽን.....ወዘተ እዩ ሞ ኣኹርዓና እምበር ኣይተጉህያና ።

  • @biniamyemane3168
    @biniamyemane3168 2 ปีที่แล้ว +7

    ብጣሚ ሓወይ ናተይ ዝይተበረዘ ልቦና ኣልካ ኣጆካ ኣምላክ ኩሉ ንጽቡቅካ ዩ ዝገብሮ❤️

  • @beatyshikor6073
    @beatyshikor6073 2 ปีที่แล้ว +52

    ሓወይ ኩሉ ሓማቅ ዝገብር መዋአል የብሉን ኣጆካ ንዓኻ ድማ ሰናይ ንምነየልካ ኣብ ጉዕዞኻ

  • @debesaytemelso6758
    @debesaytemelso6758 2 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ቀዳመይ ፍርሃት እግዚኣቢሄር!!!

  • @teklemahari9821
    @teklemahari9821 2 ปีที่แล้ว +64

    ተነሳሕ ኣይትመካሕ እዩ እሞ ካብዚ የድሕነና ምክንያቱ ጽባሕ አንስትና ተሕዋትና ደቅና እንታይ ይገብራ ስለ ዘይንፈልጥ አምላክ ናዕሉ መንገዲ የማን ይምርሓና

  • @user-tc7st1kv2n
    @user-tc7st1kv2n 2 ปีที่แล้ว +14

    ሓወይ ኣጆኻ ሕጂ ውን ተስፋ ከይትቆርጽ። ብዙሓት ጥዑያት ኣለዋ።

  • @user-dh6ox4ku5x
    @user-dh6ox4ku5x 2 ปีที่แล้ว +35

    ብጣዕሚ ባዕለገ ዝኾነት ጋል:: ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ከምዚኣ ዓይነት ጋል ምውላድ ኣድሕነኒ!! 💒☦️❤🙏🏾

  • @solomonalem3834
    @solomonalem3834 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆካ ዛዓርከይ ኣበይ ከይ ጥዕማ ብሰንፈለል ሒወታ ክትሕሉፎ እያ