🛑ጉድ ስማዕ ! ቢንያም ግርማይ ትግራዋይ እዩ | ጌታቸው ን ደብረፂየን ይሽልም | ኣዘራራቢ ዛዕባ ዘሎ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
- #tigray #ethiopia #eritrea
🛑ጉድ ስማዕ ! ቢንያም ግርማይ ትግራዋይ እዩ | ጌታቸው ን ደብረፂየን ይሽልም | ኣዘራራቢ ዛዕባ ዘሎ
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu
እንኳዕ የሕጎስና ደቂ ኤረይ ብሓፊሻና ንኩላትና ኣፍርቃዊያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇬🇭🇬🇭
ሰልጠነ ዝብሃል ሰብ ሐደ ድሑር ሰብ እዩ።ቃለመሕትት ናቱ አይተምጽእ፡አነ ሐደ ናትካ ተኸታታላይ እየ።🎉🎉
ቢኒ ኣብዚ ግዜ ናዕና ንኤርትራውን ጥራይ ዘይኮነስ ነፍሪካ ኩሉ ኢዩ ዝሕጉስ 🎉🎉🎉
እስኪ ንገርዬም :: ወዲ ካልእ ሀገር ኣፍሪቃ እንተዝከውን ውን ክንሕበን እዬ ዘለና::
❤
Well said Africa love and peace
ንስካ ትገድድ ዘረባ ሰልጠነ(ዘይሰልጠነ) ትሰምዕ!!!! ጠማዘዝቲ
መበል 13 እየ❤❤❤🎉🎉
እስቲ አሕጉሱኒ ደቂ ሪመይይይይይ
Like 👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤
ኣየ በዓል መንነት ቅልውላው ዘለዎም ሰሚዕካ እስከ ኣይትተሓጎስ ኣፍሪቃ ብምልእታ ናይ ዓለም ጸሊም ህዝቢ ብምልኡ ሓጎሱ እንዳገለጸ ናትና ዓወት እንዳበለ ስ ጎረቤታችን ግን ኤርትራ ተተጸዊዓ ወይ ሓጎስ ኤርትራ ዘሕምመኩምሲ ንምንተይ እዩ? እዚ ዓወት ተተረዲኡክምስ ናይ ሙሉእ ኣፍሪቃዩ ናይ ዓለም ሚድያታት እኮ ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም መድረኽ ተዓዊታ እናበሉዮም ዝግረሙን ዝሕጎሱን ዘለዉ በዓል ድኹማት ዝንቡዓት ኣእምሮ ድማ ነዛ ዓወት ብዘረባኹም ትቅይርዋ መሲሉኩም ሃለው ትብሉ በጃኹም ሕፈሩ 100 ዓመት ንድሕሪት ኣይትንበሩ
እቲ መንነቱ ዘይፍለጥ ሰልጠነ ጎሓፍ እሞ ኤርትራ ትብል ሽም ኣለርጂክ ስለትገብረሉ እዩ ዓለም ብዓለማ ኤርትራ ክብል ስለዝወዓለ ርእሱ ተሃሪሙ መርዘን ሑዝዎ ዩ ዘሎ ጽቡቅ እዚ ኣብ ሚድያታት ዘሎ ሓጎስን ጭፈራን ዓበድበድ ኣእትዩሉ ምንም ክቆጻጸሮ ስለዘይከኣለ ገና ካልእ ክብልዩ ፈሽፈሽ ክኣትዎዩ
ብዝኾነ ብኣፍሪቃውነቱ ዝሕበን እንቋዕ ሓጎሶ እቲ ብናይ ኤርትራ ሓጎስ ዝሕመስ ድማ ደም ይጥዓሞ ገና መዓስ እዚ ጥራይ ገና ካልእ ክንርኢ ኢና ደም ዝሕጎም ገና ደም ክሕጎምዩ ድኹማን ፍጥረት!!
Ja gual erey mearey.
ሰልጠነ አታ ረሰሕ ቢኒ ንኤርትራ ጥራይ አይኮንን ተዓዊቱ ንሙሉእ አፍሪካ ፡ ዘልአለም አልም ዉግዕ ትዕድም መሐይም ሰላም ኢና ንደሊ ሕዝቢ ትግራይን ኤርትራን ካባይን ማጊን ጀሚርካ ሰላም ንጽዉ። ከማካ ደናቁር ድማ ንድሕሪት የአክለና
Mogi ❤🎉🎉❤from Eritrean, bini gn natna eyu.Eritrawi bes,biniye❤❤❤🎉congratulations🎉🎉🎉🎉.
መርሓባ ማጊ ብርሃን ገጹ
ኣውሊዕ መወጹ
ዘቕርበልና ጥዑም መመሪጹ
ርእሰይ ይሓምም ዋዛኻ እንተ ተቛሪጹ
ነሽነሽን ማጊተይን ኩሉ ግዜ ብሰላም ምጹ
🫡 l am eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷, I love you magge, ናይዞም በላዕቲ ውዳቕ ሓለይቲ አንዳ መሰሉ ንክልቲኡ ህዝቢ ዘናኽሱ ናይ ታሪኽ ሓተላ ዘረባ ብዙሕ ኣቃልቦ ተዘይሃብካዮ ይምረጽ፡
ፀበብቲ ቀረዐን ንቀርዐን ታዩ ኤርትራ ገለመለ ብድዕኛታት ሓሰማ ፅቡቕ እስከ ሕሰቢ ድኹዒ
@@mestewalie6479ኣታ ጋሓፍ ኣብ ዝኸድናያ ኤንዳ ኣተኹም ከኣ ናትና ጽግዕተኛ ኢኹም መዋልኩም እዳ ታሪኽ ኣል ቅሌዉላዉ መንነት ጋሓፍ ናይ ቀትሪ ኣዛብእ
Cha barya
እንተ ንስኻ ክብረት ይሃብካ ሰልጠነ ወዲ ሓዃሪ ኣድጊ ሕማም ሰበይቱ እዩ ዝጻወተሉ ዘሎ
🎉❤ቢኒ ኤሪትራዊ ዳአንበር ናይ ክእልል ትግራይ አይኮነን ።,ተጋሩ ንምታይ ኢኹም ንሰልጠነ ፡ እንታይ ዲና ተጋሩ ኢልኩም ፡ክትሓትዎ ዘይትኹኡሉ ። ተጋሩ እኮ አብ ኤሪትራ አለዉ ከምቲ ህዝቢ ኤሪትራ መሲሎም ብሰላም ዝነብሩ ጊረባቢቲ አለዉና ። ትግራዋይ ዝብሉ ስለምታይ ኢዮመ እስኻ መንእሰይ እንተኾነኸ ኤሪትራ ኢሉ ተዓዊቱ፡ ኢልካ መልሰሎም ,ነዞም መንነት ትግራይ ዘሕፍሮም ደቓሉ ።🎉❤
ተጋሩ ዝርድኣኩም ኣይኮንኩምን እንበር ሰልጠነ ጽልኣት ኣብ ህዝቢ ትግራይ ኣለዎ ። ተጋሩ ናይ ጉያ ኣለዋ ብጣዕሚ ንፉዓይ ብወገነይ ክዕወታ ደስ ይብለኒ ፡ሰልጠነን ሰይጣንን ሓደ እዮም ።
አይ ሰልጠነ ገልዳም ቢን pure eritrawi iyu ❤️🇪🇷
@@raheldani5697men eyu negiruka neaka nsu Eritrean elu slezamn ktbl keleka, twldu kabu nlali nska felitkayo. Gahmi
@@milenagere7547ኤርትራዊ ኢሉ ኢዩ ዝኣምን እምበር እወ ትግራዋይ በብኡ ደኣ
Mechem Millionen geze entetemenekum Biniyam teruy Eritrea eyu
@@raheldani5697 wooo halewlew
Entay eno emo knblekum ezi flsfnaki ab tmeti tezkonelki haftey marey, entay kon gedishuki eyu kndzi kkkk
Bini dea anbesa wedi erey xruy jgnaaaa ❤❤❤❤❤congra eritrea ❤❤❤
አታ ደንቆሮ ሰልጠነ እቲ ሐቂ አዩ ነጊሩካ ሀለዉለው አይበለን። unsubscribe ተባሂልካ አለኻ። ደንቇሮ
ካብ ባሃሊኡ ደጋሚኡ። ናይዞም ጎሐፍት ሰሚዕካ ምሰኦም አይትጸለል ቢኒ ወዲ ጸሊም መሬት
ሕብን ኤረትራዊ ኢዩ
እስኪ ደርጉሑሎም ዓዱ:: ጸሊም መሬት ከ ኣበይ እዬ?
@@peacetotheworld1737ኤርትራ 🇪🇷🌿💙✅
@@peacetotheworld1737ኤርትራ 🇪🇷🌿💙✅
My thing is ተጋሩ ናትኩም ታሪኽ ፍጠሩ ክሳብ መዓስ ኢኹም ብናይ ኤርትራውያን ታሪኽ ክትኮርዑ ትፍትኑ ንኤርትራውያን ምምስሳል ኣቃርጹ it doesn’t fit you people
Mesakin nay Eritrea 🇪🇷 tarik nahna kitblu Esihk kkkkkkkk
Bini tsiruy Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖
Eske tarik sirihu wey gud tarik Eritrea 🇪🇷 naina mibal gidufu
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for Eritrean..
ማጊ ሓወይ ኣነ ኤርትራዊ እየ፡ ካብቶም ኣዝየ ዝድንቆም ናይ ነዊሕ ዝከታተለካ ተኻታታሊ ማጊ ሾው እየ፡ ኤሄ ፍቅር ነው ፖሎቲካ ኣይደለም. እቲ ዘይድቅስ እንስሳ ድማ ተመን እዩ ኮቦሮ ዓይኒ የብሉን።
❤❤❤❤❤ማጊ ሓወይ ጭሕሚ ክተውጽእ እንተ ደሊኻ ጻዕዳ ሽጉርቲ ግበረሉ
ዘይድቅስ ሰብ እንተኾይኑ ማጊ እዩ እንስሳ ግን እንድዒ 😀😊
Endaaaaaa kuluuuuu naynaaaaa 😂😂😂 Eritrea 🇪🇷 naynaaa
Qeyhe bahri 🇪🇷. Naynaa
Kologzay. 🇪🇷 naynaaa
Aedulis 🇪🇷 naynaaaa
Heji kea binyam 🇪🇷 naynaaa 😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣 enda naynaaaa entay true fkum
Nayna zeybelkumo aey end Tgris jokes 😂😂😂😂😂😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆
ማጊ ናዓ ወዲ ሹቀይ👑 Bini👑🇪🇷👌💪ታሪኽ ዝሰረሐ ናይ ኣፍሪቃ ዳይመንት ተጋሩ ካኣ ታሓጎሱ ዋእ😂❤
🇪🇷😘😘👍
ግደፍ...ጥዑያት ሓካይም እውን ኣለው እዮም። እዛ ዘረባኻ ንብዙሓት ተኾርይ እያ። ኣብ next ምድላውኻ ኣርማ! Alert!
ነዚ ሰልጠን ሞት ምተመነክሉ ቅድሚ ሕጂ ን ናትናኤል ብርሃነ ከምኡ ኢልዮ ነሩ
ተመን ዘይድቅስ ምኽንያቱ ከዎሮ ዓይኒ የብሉን
ቅድሚት ባዕለይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓሳብ ልብና የስምረልና Like ግጨዉኒ❤🎉
Wayan kerakurku malsha srnay eyom aytemonwom❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስኢንክምዎ ዓለም ፈንፊናትኩም ወድዓከር እናበላዕካዓቢካሲ
Kab wedi aker yhaysh sk tray belu eusubat barayu are nabey ye zguhfom sk way dkala
መጀመርታ ቢኒ ትግራዋይ አይኮነን ። ትግራዋይ ተኾነኸ እንታይ ኢዩ ሕማምኩም ትግራዋይ ከም,ኩሉ ህዝቢ ዓለም ሰብ ዶ አይኮነን ። ስማዓ ጸላአትኩም ዘይትፈልጡ ተጋሩ ኢኹመ ጸላእቲ እዞም ክልተ ህዝቢ እቶም,፡ካብ ክልተ ዝዉለዱ፡ ደቓሉ ብቕልዉላዉ መንነት ዝሳቐዩ ኢዮመ ጸላቲ ክልተ ህዝቢ ። ቢንያም ንዓና ጥራሕ አይኮነን ንሙሉኡ አፍሪቓዉያን ኩራዓት ኢዩ። ዝገርም ግን ህዝቢ ትግራይ ብዓይኒ ስፖርቲ ክሪኢይዎ አይካአሉን ። ትግራዋይ ባዓሉ ዘጫጭሖም ትግራዋይ ኢዩ ዝብል ዝንዕቐኩም ዘይትፈልጡ ። ። ። ።
Baelu zechachehom dea ketertn sereqtn alewuwo. Yehwatom zemxun zqetlun.
ቢኒ ግርማይ ትግራዋይ?ሓሶት ሓበሬታ ሰጠነ ወይ ጸለመ ሃታፍ ሓሳድ ኢዩ Maggy show kbret yhabka🙏🏽🇪🇷👏💐🤴
ሓርማዝ ማጊዋይ
Magi 🤭 ጻጸ ለመምታ ዩ ። ካብ ዓሌት እንስሳ ኣይኮነን
እኔ በጣም የሚገርመኝ ትግራይ ኤርትራ አድህዝብ ነው ትላላችሁ በሌላ በኩል ደሞ አባቱ ትግራዋይ እናቱ ኤርትራዊት የሚገርመኝ አባባል 🤔
አነ ክንዲ ዶክተር ዘጽልአኒ የብለይን ዝሞቱ እዮም ሓላፍነት ዘይስምዖም ሸቀጥቲ እዮም
Magdy Lebam kemakha yebzuhulna Selam kiwerdelna❤️🇪🇷
Ezi seltene ziblwo seytan seb aykonen bejakum sebat aytsmawo :: Biniam eritreawi eu :: magi kea xelaeti keytebzh zeykewn zereba aytzareb::
ብቓንቃኩም ክንነግረኩም ሁለት ፉላጊ እስከ አንዱን ያጣል።እንዳ ኩሉ ላይና
ስልጠነ ፋራ ጨካን ክትበልኦ ዝደለካ አባ ጉንባ ትግራዋይ ትብላ😂😂😂😂😂😂
አታ ሕልኩስ ማጌ ስለ ትግራይ ታይምልከተካ ስለ ናኤሬትራካ ለይትገብር
ዘይትገድፉዎ እዚ ወዲ? ትግራዋይ ዲዩ ሩዋንዳዊ ትም ኢልኩም ዘይትሕጎሱ
ክክክክክክክ ሰልጠነ ንሓሶት ንክፍኣት ንኤርትራውነት ተዓጢቁዩ ብቢኒያም ወደባት ኤርትራዩ ሰልጠነ ዓፈና ከይየጋጊየጋ ኣይቲ እመኑ
𝐙𝐞𝐲 𝐝𝐢𝐪𝐬 𝐞𝐬𝐢𝐬𝐚 𝐛𝐞𝐪𝐢𝐥
ትግራዋይ ዚበሃል ዓለም ኣይትፈልጦን ኢያ ኢትዮጵያዊ እንተትብሉ ቁርብ ምሐሸ
ማጊ እቲ ቡም ቡም ብድሕረካ ግበሮ ዝተቃፅልካ እዳመሰለናስ ዋይ
ስማዕይዶይ Bro.ኽዳንኹም ቕደዱ፣ትብለና፣ታማ ስኻ ለይትቐድድ?
ሰልጠነ ጋሓፍ ዳኣ ኣሺንካይ ዓለም : ኤርትራውያን ከማን ዓይንፈልጦን ኢና ::
Bini the best cyclists in the world🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haye Kalke Entaye Eixume Tedmrnale 😂😂😂😂😂Haye Meshdo 😂😂😂😂 Binyame Terahe Keysemakume 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂Kesadate Nana Nertrwiyane Made Exume Tgdfuna 😂😂😂Kondafate 😂😂😂😂😂😂😂
ይሳዕስዑ እምበር እንታይ ገዲሊዎም ትግራይ ምድሪ ሲኦል ቀይሮም
ሰይጠነ ንተጋሩ ከሐጓ ዘይብሎ የብሉን 😂😂😂😂😂 ኣፍሪቃ ብቢንያም ትሕጎስ፡ ሰይጠነ ኸኣ ጎይቶቱ ከሐጉስ ሓኾት ይብል። እዋይ ዕሱብ ከዳሚ ሙዃን ክኸፍእ። 😂
በቃ ንብንያም ድማ ናብ ትግራይ አስጊርኩሞ መን አሎ ፉሉጥ ኤርትራዊ ትግራዋይ ዘይኮነ ብአኹም
ማጊ መደብካ ይፍተው እንተኮነ ግና ኣብዛ ትጅምረላ መደብ ቡም ቡም እንዳበለት እተቅርባ ዘለካ ጸላኢና ቡም ቡም ይበል ግደፋ በጃካ በታ እትፈትዋ እኖካ
ማጊ ካብቲኦም ኤርትራውያን ተኸታተልትኻ እንድየ ስለዚ ናይዚ ቢንያም ንጽህ ሕዋሲ ዘይብሉ ኤርትራዊ ምዃኑ እናፈለጥካ በዚ ሰልጠነ ሓሳዊ ምዃኑ እናፈለጥካ ሰልጠነ ተዛሪቡ ኢልካ ዘይእመን ኣይተምጻልና
ማጊ ኣነ ካብቶም ተኻታተልትኻ እንድየ ግን መደብካ ናይ ቢንያም ዓወታት ብዘይምቅራብካ ግን ባህ ይብለኒ የለን።
ሰልጠነ ሰም ሰብ ዝሓስብ ርእሲ የብሉን ሓበን ናይ ኤርትራውያን ጥራሕ ኣይ ኻነን ናይ አፈርቃ ሓበን እዩ
ክክክ ኣየ እዛ ትግራዋይ ኢልካ ተረፍ ቅንእኻ ሕስድናኻን ኩሉብተዛራቢ ትግራኛ ትግራዋይ እዩ ንምባል ዝግበር ድራማ፡ ሕጂ ከ ኣይጸገብኩሙን፡
እንታይ ፀገም ኣለዎ እንተሸለሞ ፅቡቅ እንካእ ሸለሞ ኩሏም ኣናብስ ደቂ ሀላል ትግራይ
Aleges qomal ahwatka zeytdehen kab xegem si halal anabs jegna ina tegaru tbl. eritrawi kem eritrawi tigraway kem tigraway aminkum nberu
ኣታዮ ማጊዋይ ለኣካ ትርኢ ተለኩሲ ናቃደም ዓርከይ ውን ይብለኒ ተደጊሱኒ ግን ስካ ኢካ ተሓታቲ😢😢😢
ኣዋጅ ኣዋጅጅጅ ካብ ሕጂ ንዳሓር "ሰልጠነ" ኣብ ማህደር ትግሪግኛ ከም ጸርፊ ከተገልግል ኣለዋ😂😂😂😂 ሰልጠነ ማለት ፍንፉን ጋሓፍ disgusting ማለት እዩ።
ማጊ ገንዘብ ንምእኻብ ኢልኻ ንተጋሩ አይታቃልል እሶም ውሽጦም ንደገ አይውፁኡን። እሳኻ አብተጋሩ ተውርዶ ጃጅመንት ተሸዋረረ እዩ።
ኣየ እስኻትኩም ዓለት ክተጻርዩ ክትነብሩ? በቲ እዋናዊ
ዝተሰርሐ ጅግንነት ግዳ ከም ሰብኩም ንዕውት ዘይተድንቑ።
ስልጠነ ዜግነት ምዕዳል ጀሚርኻ ኣንታ አሞ ካብዚ ኣፍሪካ ኣወጺአካ አባ ኣብ ቀዳማይ ዓለም ወዝዕኒ ክክክክክ
ኣንታ ኸመይ ዝበልኹም ሑሱራት ኢኹም ብንያም ትግራዋይ? 😊 ማይክል ጃክሰን ዉን ትግራውይ አዩ አንድኹም ትብሉ hahahahh ን ፕረሲደንት ኤሳይስ ትግራዋይ በቓ!!!😂😂😂 ሑሱራት
አጋመ ስለአቡነ አረጋዊ ኢሉ ክልምን ኢና ንፈልጦ ክትሐልማ አብ ሲኢል ተቀይርክን 😂
ሃፍታም እየ ዝደሊ ንሃፍቲ ክብል እየ ፍርቂ ዕድመይ ኣብስደት ለሕፍ ለኩ።
ማጊ ሓወይ ንክትከውን እንታይ ክገብር ኣለኒ በጃካ ገለ በለኒ !!!!!
ክላእ ብዝዐባ ጦርነት ሕሜታ ክትምህሮም አብቲ ኤርትራስ ኔው በሎ ወላ አብ ሶማል የዕብዮም ካብ ሳሕላውያን አተሓሳስባ
ማጊ ናይ ባዓል ሰልጠነ ዑቡዳት እናምጻኻ እዛ ሸውካ ኣይተባላሽዋ ፡ካልእ ግን ብራቮ ቀጽሎ ይብለካ
Magi gan namntey ika kamzi tagebr zalka hjis binem Tagreway eu mabelsi antey malet eu ሰልጠነ ግን መአስ አዬ ዝመውት
አንታ ማጊ ነዚ ሰልጠነ ዝበሃል ብታንቲ ሕወሐት አይተምጸልና ምኽንያቱ ጸላኢ ኤርትራን ጸላኢ ነብሱ ዮ ሐሳድ ስለዚ እቶም ሳብስኽራይብ ጌሪና ንከታተለካ,"ERI,🇪🇷 ከይትከስረና ይብለካ ምስ ኽብረት ዝሐወይ ይበሃል አሎ ያ ናይ ሰልጠነ ሐካሪ አድጊ """ማጊ"""
ስልጠነ ማኣስ ኢካ ትስልጥን ኮፋድ ናይ ኣዉራጃ ሒዝካ ኣሎ በጃኩም ማዮ ጮሎት ዉሰድወ
ቅልውላው መንነት ከይወጸ እዚ ዘይስልጡን ሰብ ሰላም ክልተ ህዝብታት ክዘርግ ከይደቀሰ ዝሓድር ዝይሰልጠነ ሰብ ኢልካ ከተምጽኦስ ቁሩብ ዕቅገብ፡፡ ክልተ ዕፍ ብክልተ እምኒ እዩ ሓሲብዋ፡፡ ትግራይ ኣይኮነትን ሰንዓፈ ንምባል እዩ እወ ኣይኮነትን፡ ኤርትራን ትግራይን ድማ ሓደ ኣይኮናን ግርም፡፡ logic ተዛሪቡ፡፡ ርእሱ ካብዚኣ ንላዕሊ ክሓስብ ኣይክእልን እዩ፡፡
ኣቦኻ ኣድጊ ክሰርር ዘይሓፈርካ'ዶ እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ክሕፍረካ ወዲ ሸርሙጣ ውላድ ኣድጊ :
ማጊ ወደይ ናይ ብሽሽቅ ፖለቲካ እዩ ዝሰልቸወኒ ዘጽልዓኒ። ኣካል ናይ ብሽሸ ቅ ፖለቲካ ኣይትኹን። ነቶም እገለ ናይና ዩ ናትናባ እናበልካ ነቲ ሓጎስ ዝኽሕዉ ኔው በሎም።
መአርግ ወደይ ንስኻ ትፈልጦ በዐል ሰልጠነ አይፈልጥዎን እዮም ካብ ዐጀውጀው ሀተው ቀጠው አይወጽእን እዩ እንበር ካብ ሐጎስካ ምግላጽ ካብኡ ክሐልፍ አይነበሮን ሰልጠነ መአረምታ መድለዮ። ናይ ቢኒ ንኩልና ሐጎስ እዩ እልልል🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲሰብ መንነቱ ባዕሉ ኢዩ ዝገልጾ ፡ እሞ ሓቂ ዕረ ጥዒሙኩም ተሰርነቑ'ምበር ፡ ቢንያም ግርማይሲ ፡ ሕቡን ኤርትራዊ ኢዩ ፣ ሓበን ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ኢዩ ። ንመላእ ኤርትራውያን ጥራሕ ዘይኮነ'ውን ፡ ንመላእ ኣፍሪቃን ጸለምቲ ህዝቢታት ዓለምን'ዩ ። ወይለኹም ጸጽቡቑ ናይ ኤርትራ ዘይወሓጠልኩም ። ❤😂❤
ካባካ ጀሚርካ ኩላትኩም ተጋሩ ሐሳዳት ሕርር ዶ ኢልኩም ሐሳዳት
እዚ ናይ ቢኒ ዓወት ውን ከም ኣፍሪቃዊያን (ኣይምልከተኩምን )ኢዮ ረሳሐት እፉእ
እታ እንታይ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም አነ እየ ድሕሪ ምዕዋቱ አዮኻ ናይና ብንያም ትግራዋይ ኢለ ኮመንት ገረ እንታይ ከምዝብሉ ኢለ ስለዚ እነ ህግደፍ ሙኹነይ ስለ ዝፈልጡ ብዓል ሰልጠነ ድማ ወረ ተረኺባ ኢሎም አውርዮማ አነ እየ ኮመንት ገረ
ማጊ ሓወይ ዘይትወልድ ሓዳር ዘይትገብር እንታይ ኢኻ ኮይንካ 😁😁😁😂😂😂
ሰልጠነ ትግራዋየ ምባል ስለ ትሕፍሮ ኩሉ ናይ ኤርትራ ጸጽቡቁ ጀጋኑ ምስኡ ክማሎኦም ይደሊ ሰልጠነ ንምንታይ እያ ትሕፍሮ ኤርትራውያን እኮ ሰናይ መገዲ ካብ ንብሎ ክንደይ ገርና ኢና 🇪🇷🇪🇷ንሱ ግን መንነት አልቦ ኮይኑ ተሪፉ
መጀመርታ ንስኻ ትገድድ ዘረባ ባዞ ትደግም ። ካበይ ከምዝኾነ ቢኒ ባዕሉ ስለ ዝፈልጥ እንታይ ሐበጠኩም ። ከምቲ ሸይጠነ ዝበሎ እንተኾነ ኸ በዲኡ ኤሪትራዊ ሂወቱ ዘዓበየሉ አብኤሪትራ እስከ ሸይጠነ በቡኡን አዲኡን ኤሪትራዊ ኮሎ ንኡኡ ገዲፉ ግን ናይ ሰበይቱ ዘግነት ዝወሰደ ባዞ ከምኡ ኢሉ ክዛረብ ምራል የብሉን ።
ማኪ ናይ ሰልጠነ ስልጣኒያ ንክብድ ዝሐድሪ ተዛሪብ ኢልካ ክትደግሞ የሕዝን እዪ ቢኒያም አቡኡ አክሱም ኡቤት ጉድ ሓሶት እዩ አዲኡ ድማ ሰንዓፈ እይኮነትን ጋል ሓማሴን እያ ግሪማይ እውን ግን ብዝኮነ ስንዓፍ እንተኮነት እውን ኤርትራዊት እያ ሰንዓፈ አብ ኤርትራን ሙኳና ኢና ንፈልጥ ብዝኮነ ግን ሐድ ሐደ ሰባት ግን ብአውራጃ ብክልል ብዘሪኢ ክተዎልድ ናይ ድኩማት ሰባት ሓሳብ እዩ
መሳኪን ክልተ ገላዕታ ዒባታት ደርፊ ተር'አይዎም ስድራ ብጭካነት ዝሞተን ካል'ኦ ስድራቤታቶም ኣዝማድ የዕሩኽቲ ተኾምዪኦም የነብዑ አዚ'ኣቶም ኣብ ሳዕሲዒት ከም ሆሊውድ ዘለዉ ይመስሉ ብሓቂ ፍጥረት ናይ ሰብ ድዮም ተራ'አይዎም ሳዕስዒት ከይዶም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣብክንዲ ምጽንናዕ ኣየ ደብረጽይን ኣየ ጌታችወ እይሕለፈልኩም አቶም ዝበልዎ መራሕቲ ወያነ ኣበይይ ኣለው ትግራይ ንሰላም ዘመሓድሩ ኣብ ሓዘን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዘለዎ ናይ ማህሌት ወዘት ሰዓት አምበርዶ በዓል ቮድካን ደብረጽዪኦን አቲ ብደርፊ ኣብቲ ኣዳራሽ አስቲሂና ላሎየ ስጋብ ዘግርዑ ዘላህዪኦም ዘሎ ኤህህ፡ካብ'ኡ፡ኣይሕለፈልኩ፡ደቂ ሳጥኔል ፡ቁራጻት ድያብሎስ፡
ንፈልጥ ኢና ትግራዋይ ምኻኑ ድሓር ክዓ መራሕቲ ናይ ዝፈላለዩዎ ሓደ ዘርኢ አዩ አዚ ህዝቢ ጣልያን ሚኒሊክ ሻዕብያ ወያነ አዚ ህዝቢ ዚ አንተሰሚሩ ክንመርሖ ኣይንኽአልን ካብ ዓለም ብኣታሓሳስቡኡ ብኹሉ መዳይ ፍልይ ዝበለ ህዝቢ አዩ ፅዕንቶ ፈጣሪ ሓደ ክኸውን ሰለ ዘይደሊዩዎ አኒሀለ ኣብ ዝኸፍአ ዳተናፋፈቀ ዳጠመየ ዳተዳመየ ይነብር ኣሎ ሰለዚ ክኣ ኤረትራዊ ትግራዋይ ዳበልኩም ኣይቲፈላልዩ ሓደ ምኻንና ንአመን
ሰልጠነ ዝባሃል ሐሚሙ እዩ ዝመስለኒ ሰብ ኤንትዝረኽብ ናብአእምሮ ሐኺም ዉስዴዎ ሰልጠነ ንሐዉና ድማ ጀሜርዎ ከምቶም አብ ሜዴያ ዘዘንትዉ ዘለዉ አማሐራይ ጎጃሜ ትግራዋይ ኦሮሞ እኻ ነቶም ዝተፉትሑ አንስቶም አምጽኡ የጽርፈም ኽም ስሌጠነ ንስብ ዘኽፍእ ንስብ የለን ሐቆም እዮም ክጸርፍዎ ዉርደተኛ ሽልተኛ ሰራቂ ናይ ትግሮት ዘታልሎም ዝነበረ ንዩቱብ እሊ 1/5000000ሚሎን አዘኹም ጀጋኑ
ማጊ ጭሕምኻ ግን ከም ቁጠባ ኢትዮጵያ ጠፊኡ'ዩ
አታ አቡኡ እኮ ብሂወት አሎ እዩ ቤተሰበይ እዩ አበይ ትግራይ ትውልድ እንታ አለካ ጭብጢ
❤ Bro The Passion of cycling fans in Asmara has got no match in the world, either you should take Tour de FRANCE to Asmara or take the fan base to FRANCE, study eritrean cycling
Yiblu weledi
ማጊ ሓወይ አነ ድማ ጭሕመይ ላፄዮ ንዓኻ ክርኢ ከለኩ እና ሓዘንኩ ወደይ
ዋይ አታዮ ንቐደም በሉ ይባሃል እምበይ ሕርር በሉ ዋይ 😂😂😂😂😂😂😂
Magge, if Kenenissa was from Eritrea, you would say his mother is from Tigray. Tgray stole Eritrean history, victory at the war front, you creat a fictional story etc... i think you forgot that its EPLF who put you in Arat kilo. Eplf put you in arat kilo and eplf evicted you from arat kilo.
😂🇪🇷😂😂 what is ur language 😂🇪🇷 what is ur language 😂🙉🙊🙈😂😂🤣😂🤣😂
geytachew Asha debresion anchiwa Seb atfieom saesaet teraeywom
Tarik serikkum derifi serikum hji dma seb!!!! bkemey bini tgraway koynu xuruy eritreawi haben hzbu enber ere srat gberu .
ብንያም ጅግናዩ ንስካ ግን ፈሳዊ 😅
Wey gud n Grmay keyhaferkum thruway nzbelu newramat halemti qondafat elekum aleku. Jigna do keytefryu Anda matkum keteqtu hasadat admekum tewediau bhsdnan hasotn
ምስ ደቀስካ ደቂሱ እንተኾ ከመይ ጌርካ ትዕርፍ?