ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የለን ኣይትሓዝለይ በዲለኪ ሰበይቲ ኣቦይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የለን ኣይትሓዝለይ በዲለኪ ሰበይቲ ኣቦይ

ความคิดเห็น • 593

  • @nahom2263
    @nahom2263 4 ปีที่แล้ว +119

    ኣንታ ሓቂ እባ እዩ እዛ ዓለም ንዓመጽቲ እንበር ንቅኑዓት'ሲ ቦታ የብላን ክበሃል። ኣብ ይቕሬታ የኣምን እንድየ ነይረ ሎሚ ግን? እቲ ወዲ ግን ብሂወት ኣብ ጽቡቕ ክህሉ ይምነየሉ። ምናልባት ብሂወት ሃልዩ ኤውሮፓ ወይ ውን ኣብ ካልእ እንተ ሃልዩ በጃኻ ኢለካ ክትረኽቦ ከይትሓብ። ነዓኹም ኣኣብ ዝረኣየሉ እዋን ጥልመትኩም እና ዘከረ ብሞት ወላዲቱ እናስተማሰለ ከይነብር ሰላሙ ሃብዎ። ሕጂ ብዛዕብኡ ደሃይ ምሕታት ወላ ሓደ ኣይገብረሉን እዩ ። ብነብስኹም ደኣ ተሓፍሩ ገዛ ኣይኮንኩሙን እንበር። እንተ እቲ ዝገፋዕክሞ መንእሰይ ግን ብሂወት ክነብር ተስፋ ይገብር

    • @kokotvshow8502
      @kokotvshow8502 4 ปีที่แล้ว +4

      nay bhaki neti dka yra ezi Amlak

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አምላክ አሎ

    • @Tomas-ph3vj
      @Tomas-ph3vj 4 ปีที่แล้ว +6

      ኣብ ይቅረታ ምእማን ክትቅጽል ኣለካ ግን ብጌጋ ወላ ብፍላጥ ከምዚ ዝሰማዕካዮ ከይከውን ክትሓስብ ኣለካ። ይቅሬታ ምግባር ከኣ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ኢዩ ዝፈጥረልካ። ብዙሓት ሰባት ሰኣን ይቅሬታ ኣብ ጭንቀት ይነብሩ ኣለዉ። ኣምላኽ ከማን ምሕረት ዝገብሩ ምሕረት ክረኽቡ ኢዮም ዝብል። ስለዚ ኣጆኻ ።

    • @amsterdam1497
      @amsterdam1497 4 ปีที่แล้ว +1

      NBE Entertainment btami kem tmnitka egberelu. Gn ezi zanta abza nnebrela zelena alem du ?

    • @nahom2263
      @nahom2263 4 ปีที่แล้ว

      @@amsterdam1497 kemzi kemaka tegerime eye wedie ane keman kubur hawey

  • @ሚካዊቸልሳዊ
    @ሚካዊቸልሳዊ 4 ปีที่แล้ว +91

    ፖው! ኣንታ ከመይ ዝበልኹም ስድራ ኢኹም ቁሩብ ፍርሓት እግዚኣብሄር ዘይብልኩም እዚ ድኣ ንሕና ኸማን በዚ ዘዘንተኹምልና ክንድዚ ዝበኸናስ ንዓኹም ከመይ ይስምዓኩም ኣሎ እንድዒ ኣይፈልጥን እየ:: ንማማ ማና እቲ ለዋህ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ዋላ ድኣ ኣይትናሳሕ እምበር ብርህራሄኣን ልውህናኣን ኣብ የማናይ ሕቑፉ ከም ዝቕበላ ርግጸኛ እየ:: እቲ ዓቢ ሓውኹም ውን ማማ ማና ዓስቢ እቲ ኹሉ ጽቡቕ ተግባራታ እንታይ ፈዲኹማ ስለዝርኣየ እዩ ተሰዊርኩም ዘሎ:: ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ግን ፈጣሪ ምስኡ ይኹን:: እንተ ንስኻትኩም ግን ንስኻ እቲ ቦኽሪ 'ኳ ትሓይሽ ሕጂ ውን በደልኩም ተረዲእኩም ከምዚ ኢልካ ምንዛዝካ'ምበር ካብ ኣዴኻ ጀሚርኩም ፍጥረት ሰብ የብልኩምን::

    • @themaischannel7092
      @themaischannel7092 4 ปีที่แล้ว +4

      Gexdefo eba nay 20 amet ade bhanti malelti nay Holland terrsia gerimena amelake abe xbuqe yexnehayo ember ezi geben eu bejakum?

    • @elsabirhane5227
      @elsabirhane5227 4 ปีที่แล้ว +2

      Behake wela aney kemane hazena

    • @bahgialeni9526
      @bahgialeni9526 4 ปีที่แล้ว +1

      Behiqay

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 4 ปีที่แล้ว +1

      ane zgeremeni entayski mikawi hawey eti zbelwo ab airport mes reanaya lbna telewitu bfkri zbelwo ember entay bfkri dea bkdawntn chaman ember fkri 20 amet adiom aresiuwom

    • @ሚካዊቸልሳዊ
      @ሚካዊቸልሳዊ 4 ปีที่แล้ว +1

      Siem Samson ይገርመካ'ዩ ስየም ሓወይ ሓደ ዓይነት ሓሳብ ኔርዎም እንተዝኸውን ድኣ ብሓንሳብ ፍቕሪ ሰይተቦኦም ኣጥፊኦሞ ኢልካዮም ፍጥረት ሰብ የብሎምን በጃኻ ኢለካ

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 4 ปีที่แล้ว +26

    መን እዩ ሽሙ ካብ ማና ዝውለድ መን እዩ ኣብኡ ደሃዩ ክነናዲ ንዓና ውን ሓውና እዩ ወዲ እዛ ብርክቲ ሰበይቲ እዚስ ምሉእ ጌርኩም ክትዝርግሕዎ ኣለኩ።

    • @fetawihaki3672
      @fetawihaki3672 3 ปีที่แล้ว

      Sidrakum Mielieti Kitxentu Alekum Gohafat Family. Wela eta Bixbix Adiekum.

    • @almazfshatsion1628
      @almazfshatsion1628 2 ปีที่แล้ว

      Nayi bihak hawey natey wedza birkty Ade kirkeb alwo

  • @dreamteam7349
    @dreamteam7349 4 ปีที่แล้ว +40

    ምሕረት የውርድ ሰብ ጨካን'ዩ ኣምላኽ ኣብ ዘለዎ ይሓልዎ ንመን ኢልዎ ኣምላኽ canada ኣትዩ ይኸዉን ምስዞም ካብ ልብያን ካልእን ሃገራት ዝወስድዎም ዘለዉ ጸሎትን ለውሃትን ናይ ማና ኣዲኡ ኣይፍለዮን'ዩ እምበር ካባኹም'ሲ ተጠሊሙ'ዩ ካብ ኩሉ ከኣ እታ ኣዴኹም'ሲ ነዙ ኩሉ ጌራ ዘዕበየት ማና ሕማቕ ጌራታ ናትኩም ይገድድ ግን ናይ ኣምላኽ ጥዑም'ዩ ድሕሪ ሕማማት ጽቡቕ የስምዓኩም ይኸዉን ንኩላትና ከኣ ካብ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ኣምላኽ ይርደኣና

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 ปีที่แล้ว +51

    እዚ ታሪክ ኣብ ሓቂ እንተዳኣ ኮይኑ ብጣዕሚ ኢኩም በዲልኩም ፡ምሁራት ኢና ኣይትበሉ ደናቁር እምበር ብግዜዊ ረብሓ ንዝዕበየትኩም በዲልኩም ዋላ ካብ ምህጸና ኣይትዉጽኡ ክብሪ ወላዲት ኣይሐለኩሙን

    • @dejenadisu8490
      @dejenadisu8490 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki bro nta ade bedilkum nti weda ktkhswo nerkum abti sheu gize gn aygeberkumon kemzrekum zeleku nsalsay gize ewun ktgodewo eikum eterekibkumo sakt eikum nskum ewa

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      ሓቂ እዪ ኦንደይ ርጉማት ድዮም ዘለው ኣበይ እሞ ከይቀስኑ ' እቲ ሰይተ ኣቦ ሕስምቲ ዝብሃል ውን ንስለ ዘረባ እዪ ዝብሃል ንሰን ከማን ይሽቁረራ ሰብ ከይዛረበለን ብምስጋእ ነብሰን ሃስየን ዝገብራልካ እዪ ዝጠፍአን ' እዚ ክብል ከለኩ ከምቲ ኩሉ ሰብ ሓደ ጠባይ ዘይብሉ ኩለን ሓደ እየን ግን ይብል የለኩን

  • @london5159
    @london5159 4 ปีที่แล้ว +86

    ብጣዕሚ ዝሕዝን ፍጻመ፡ ኣታ ክንደይ ትሓሱሙ በክየ ፊቅ ፍቅ ኢለ። ኣምላክ ንመን ኢልዋ ኣብ ዝሓጸር መዓልቲ ናይ ሓዉካ ድሃይ ትፈልጥ ትከዉን።

    • @danielwiki6795
      @danielwiki6795 4 ปีที่แล้ว +5

      Wala ane nebie nay behaki

    • @henokmeles2846
      @henokmeles2846 4 ปีที่แล้ว +4

      Ney behakei seb aknen

    • @fkririmnahani6242
      @fkririmnahani6242 4 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ ነቢዐ ብጣዕሚ ዘሕዝን

    • @finally5782
      @finally5782 4 ปีที่แล้ว

      ኣጆካ ደሓን ሓቢቢ እምበር ኣነ ኳ ነዊሕ ኮይኑ ሎ ብኽያት ካብ ዝኣብየኒ

    • @liverpoolever2850
      @liverpoolever2850 4 ปีที่แล้ว

      Mee too

  • @fitnet7422
    @fitnet7422 4 ปีที่แล้ว +28

    ንፍቅሪ ብገንዘብ ሸጥኩማ አሞ ድማ ብ ዲግሪ ዝተመረቅኩም ።ሓደ ኣዚለ ዝምሃር ቆልዓ ዘይገብሮ ጌርኩም ኣደኩም ናይ ስጋ ኣደ ኢያ ትብሃል እንበር ፍቅሪ ሂባ ኣየዕበየትኩምን እካዳኣ ኣብቲ ፍቅሪ ምንክብካብን ዘድሊየኩም ጊዝየ ራሕሪሓትኩም ከይዳ ።ይቅረ ብምባልኩም ጽቡቅ ኢዩ ግን ዘይትክሰር ሰብ ከሲርኩም ።ንሳካ ከብ ዓቢ መጠን ነዴካ ከተርድኣን ካብኡ ሓሊፉ ውን ክትገንሓን ይግብኣካ ኔሩ ።ብገንዘብ ዓዊርካ ኣይገበርካዮን ብዝኮነ ናቲ ወዲ ማና (ማና ከም ስማ )ዝገበርካ ጌርካ ርከቦ ይቅረ በለለይ በሎ ናብ ኣምላክካ ትመለስ ዘይብድል ሰብ ስለ ዘየለ ።ንዖኡ ድማ ኣብ ሰናይ ነገር ዮዕቁቦ ፈጣሪ ።እዚ ወደሓንካ ።ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።

  • @ኤርትራዊኣብኤርትራ
    @ኤርትራዊኣብኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +44

    ኣዴኹም ብገንዘብ ገዝኣትኩም እንተ እታ ምስ ድክነትኩም ዘፍቀረትኩም ፍቕሪ ዝመገበትኩም ኣደ ግን ጠልምኩማ ንዓኣ ከይኣክል ካኣ ንወዳ ውን ክሕድኩሞ:: ሓቒ ይሓይሽ ኣዴኹም ብዘይ ገንዘብ እንተ ትመጸኩም ኔራ ከም ሰብ ኣይማሓሰብኩማን ኔርኩም ገንዘብ ርጉም ግን ኣጋግኩም:: እንተ እቲ ወዳ ኣብ ዘለዎ ሰላም ይሃሉ ዋላ ብህወት ኣብ ሰብ ዝበጾሖ እንተ በጸሐ ክንድየናይ ከይቀርበኩም ጠላማት ስድራ:: እቲ ዝዓበየ ጌጋ ግን ናይቲ ሕማቕ ኣቡኹም ኢዩ::

  • @ጣኒቆኣቤል
    @ጣኒቆኣቤል 4 ปีที่แล้ว +39

    💔💔 ሰሰሰሰሰብ ንኽብዱ ጥራይ ኣይኮን ዝነብር ክሓስብ ኣለዎ ክስተንትን :: ዑስማን ዓብደራሂም 💔

    • @kebronnatey5987
      @kebronnatey5987 4 ปีที่แล้ว +2

      Brother nai alamin abdeletif eya mnalbat nshtey ktkewn tkil eka by the way happy Easter

    • @meseleyob6246
      @meseleyob6246 4 ปีที่แล้ว

      ዮኑስ እዩ ዖስማን ኣይኾነን

  • @ate587
    @ate587 4 ปีที่แล้ว +50

    ለዋህ ልቢ ኪትብድል ኣይትደልን ኢያ
    ኢተተበዲላ ውን ካብ በዳሊ ኣርሒቃ ኢያ ትሃድም
    ሕነ ኪትፈዲ ኣይትደልን ኢያ!

  • @adewaymearey1489
    @adewaymearey1489 4 ปีที่แล้ว +31

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ፡ ንምንታይ ካብ ቀዳማይ ዘይትመሃሩ ፡ ስለምንታይ ከ ምሳኹም ክነብር ባዕልኹም ዘይትውስኑ ፡ ንምንታይ ካብ ኣዴኹም ትጽበዩ ? ሰባት ዶ ኣይኮንኩምን ? ምዃን ጽቡቕ ኣለኻ ፡ ኣይኮነን ዶ ዘይሓውኻ ሓውኻ ትርሰዓሉ ግዜ ኢና በጺሕና። ተስፋ ይገብር ብሂወት ሃልዩ ኣብቲ ዘለኻዮ ዓዲ ማዕረኻ ዘይኮነስ ልዕሌኻ ተሰሪዑ ክህሉ ። ኣምላኽ ንንእስነትካ ይርኣየልካ ፍቁር ሓወይ ፡ ተስፋ ይገብር ብሂወት ክትህሉ ።

  • @danielkiflay4533
    @danielkiflay4533 4 ปีที่แล้ว +11

    ብሓቂ ቅጭ ዘምጽእ ተግባር'ዩ ፡ ባህሪ ኤርትራዊ ስለ ዝኾነ ግን ኣይገርምርንን'ዩ ምኽንያቱ ነብሰይ እንተጢዕምኒ ናይ ካልእ እንታይ ገደሰኒ ዝብል ነብሰ ፍትወት ስለ ዘለና

  • @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ
    @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ 4 ปีที่แล้ว +24

    አዋይ መስኪናይ ኣታ ክንደይ ይረግሙ ሓላ ኩሉ አዩ ዝጋንዮ ኣምላኽ ኣሎ ምሰኡ

  • @filimondawit3239
    @filimondawit3239 4 ปีที่แล้ว +52

    ኣንታ እዚ ሓበሻ ናበይ ኢዩ ዘብል ዘሎ ከምዚ ዝገበረት ኣደ ከምዚ ትፍደ ወዳ ኻኣ ምሽክናይ ደይ ከም ኢድ ናይ ኣዲኡ ተፈዲዩ ፡ኣምላኽ ነታ ደኺመ ከይበልት ዝዕበየትኩም ኣደ ማና ክብል ብሂወት ከጽንሖ ንምነ

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 4 ปีที่แล้ว

      Filmon hawey neti seb zeyblus amlak alewo ekua ztenahle nmen elwo amlak
      Amlak meas kemziom ዩሁዳ sdra mesilka. የእዱግ ብኸብዶም ዝተሸጡ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      ሰብ ርጉም እዪ ከብደይ በሊዓትኒ ምስ ወዳ ዓሕሕ ወይዛ ዓለም

    • @superhero5810
      @superhero5810 4 ปีที่แล้ว

      Btaemi hmak gerkum 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @liverpoolever2850
    @liverpoolever2850 4 ปีที่แล้ว +8

    ኮሮና ዝኮንኩም ስድራ

  • @thanksgod6528
    @thanksgod6528 4 ปีที่แล้ว +21

    ስል ዘካፈልካና አዚ ታሪኽ ነመስግነካ አቲ ቀዳማይ ዝተጋገየ ኣቦካ አዩ ምኽንያቱ ምንሳሕ ኣቢዋ ከይተርፍ ሲ ምስ ገዲፋቶ ዝክደት ሰበይቲ ወሽለኽለኽ ምባሉ

  • @akliluyoseif8245
    @akliluyoseif8245 4 ปีที่แล้ว +10

    ጥልመት ብኣካላ ትብሃል ርእየያ እዚኣ ናብ ሰማዕቲ ዘይኮነ ናብ ፈጣሪኻ ክትናዘዝ ይግባኣካ ክንደይ ትጭክኑ ኣታ ወሊዳ ድርብያኩም ዝኸደት ገንዘብ ሒዛ ምስ ተመልሰትኩምሲ ነታ ለዋህ ክሒድኩማ ትገርሙ።

  • @Selam.ssfm.1569
    @Selam.ssfm.1569 4 ปีที่แล้ว +41

    እቲ ጌጋ ምሉእ ካባኹም ኢዩ ዝበላዕኩምሉ ጻሕሊ ትሰብሩ እምበር ኣዴኹም ደኣ ንደቃ ዘይሓሰበት ዶ ንጋና ሓሲባ ኢልካያ

    • @abanobkb1238
      @abanobkb1238 4 ปีที่แล้ว +1

      emo nskum dea kabzom aremen nay sahra entay zefli alekum ketezentwwo keman aYneberekumn

    • @dollasemer532
      @dollasemer532 4 ปีที่แล้ว

      You are right my sister

    • @aronabraham4182
      @aronabraham4182 4 ปีที่แล้ว +2

      Fatherom ke gualey gunuf kihd abiluwa bhansab

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ሰብ ጠላም

    • @AmanuelGuitom
      @AmanuelGuitom 4 ปีที่แล้ว

      Ja

  • @awetmebrahtomawetmebrahtom3869
    @awetmebrahtomawetmebrahtom3869 4 ปีที่แล้ว +20

    ኣዚኹም ሰነፋትን ካሕዳማትን ኢኹም ብዘይ ቀልዓለም!!

    • @fanuelyemane7341
      @fanuelyemane7341 4 ปีที่แล้ว

      Daki akolgzay ykono

    • @kuluzkonensenayeyu2090
      @kuluzkonensenayeyu2090 4 ปีที่แล้ว +2

      @@fanuelyemane7341 ስነስርዓት ግበር ጋሓፍ ንኩሉ ኣኮሎጉዛይ ወኪልካ ኣይትዛረብ ኣኮሎጉዛይ ድማ ጠርነፍቲ ዉሉዳ እንበር በደልቲ ዉሉዳ ኣይኮነትን ነቲ ድካ ዝተበደለ ዩሁዳ ዝኮኑ የሕዋቱ ሰንዓፈ የ ጠርኒፋቶ ዩ ድብለካ ደሎ ዶንጎላ ካብዚዕም መፍለዪ የብልካን እቲ ዘሪኣዉነት ዝመሊኣ ሪእስካ ድማ ቢ ኣጃክስ ገርካ ሕጸቦ ጉሓፍ

    • @tekiabahta2751
      @tekiabahta2751 4 ปีที่แล้ว

      @@fanuelyemane7341 ረሳሕ

    • @NRYYonas
      @NRYYonas 4 ปีที่แล้ว

      Awet mebrahtom Awet mebrahtom bhaki kehadamat zehzn u!!!!!!

  • @ወዲኤሪትራወዲባሕሪ
    @ወዲኤሪትራወዲባሕሪ 4 ปีที่แล้ว +51

    ናይ ባሓቂ ሕማቃት ኢኹም ሰብ ናይ ኢድ ኢዩ ዝረክብ እሞ ናይ ኢድኩም ርኸብዎ

  • @ወራሲሕድሪ
    @ወራሲሕድሪ 4 ปีที่แล้ว +34

    ጌጋኻ ክርደኣኻ'ውን ዓቢ ነገር እዩ፡ ኣጆካ ዝሓወይ።

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว +9

    እዚኣስ ኣደ ኣይኮነትን ዘራጊቶ ኢያ ትባሃል ምስ ሓለፈ እሞ እንታይ ይዓብስ

  • @ንጊዜንግደፎ
    @ንጊዜንግደፎ 4 ปีที่แล้ว +15

    ናይ በሓቂ አንተኮይኑ አዚ ዛንታ
    ናብ ኣባት ነብስካ ኬድካ ምስ የሕዋትካ ተናሳሓ ጽብሓ ንግሆ ብደቅኩም ኢድኩም ከም ትፍደዩ ኣይትዘንግዕ አንተ ናይ ኣዲካ ጉዳይ ግን በቲ ዝገበረቱ ገበን ን ሓጺር ጊዘ ኢኩም አንበር ኩልሃኩም ከምዘይትሳነዩ ፍሉጥ አዩ

    • @selamgebrehiwet308
      @selamgebrehiwet308 4 ปีที่แล้ว

      Nay bihaki

    • @dollasemer532
      @dollasemer532 4 ปีที่แล้ว

      Yeah you are right brother blessed you

    • @zielundaufgabe210
      @zielundaufgabe210 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ብልቢ ሓቂ ተኮይኑ እዚኦም ፍሉያት ኢዮም እዚኣ ታሪክ ጥራይ ክትከውን ኢያ ዝምነ

    • @nahommebrahtom152
      @nahommebrahtom152 4 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ኮይኖም ዘየሳንዩ፡ ዓልም ንቁናዓት እንበር ንዓመጽቲ ዋላ ሓንቲ ኣይትገብርን እያ።
      ጽቡቅ ዝገበረ ጽቡቅ ኣይፍደን እዩ።
      ዓለም ንዓማጺ እንበር ንቁኑዕ ባታ ይብላን ።

    • @ንጊዜንግደፎ
      @ንጊዜንግደፎ 4 ปีที่แล้ว

      @@nahommebrahtom152 ኣይምስለካ ዓርኩ ክሳብ ቁሩብ ጌዘ አዩ አንበር ሓንሳብ ብገለ ተተካራርዪም አንታይ ዶ ዝገበርክልና ኣለኪ ከም ዝብልዋ ፍሉጥ አዩ ንሳ ከኣ ናይዘሓለፍ ዘይኮነ ትጽብጽብ ናይቲ ን ሆላንድ ዘተወቶምን ሓፍቶም ዘመርዓዋትሎምን አያ ክትጽብጽበሎም ብድሕሪኡ አንታይ ከም ዝመጽአ ፉሉጥ ነገር አዩ ።

  • @ጣዓመጡዑምቢሉ
    @ጣዓመጡዑምቢሉ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኤህ ፋሕብትን እባ ኣእተወትላ ገዛ እቲ ሓውኻ ብሂወት ይሃሉን ብሰላም የራኽብኩም ፈጣሪ ።

  • @ናፍቁሎበልዋነደይናፍቁሎበ
    @ናፍቁሎበልዋነደይናፍቁሎበ 4 ปีที่แล้ว +4

    **ኣዝዩ ዝሕዝን ዛንታ እዩ መጀመርያ ኣነ ሰብ ወላ ሕማቅ ይግበረኒ እንበር ይቅረ ክብለሉ እየ እንድየ ዝብል ኔረ እዚኣ ግን ኣዝያ እያ ትኸብደኒ ነቲ ሰብ ድማ ዘይምርካቡ ይሕሸኩም ይዓኽ ጥራይ ንስኹም ናብ አምላኩም ከድኩም ተናሱሑ ካብ ኬጋኩም ታረሙ ዝተኻዓዎ ኣይሕፈስን እዩ ባእ**

  • @Akamilat
    @Akamilat 4 ปีที่แล้ว +22

    I can’t stop crying 😭😭😭😭

    • @dandh2890
      @dandh2890 4 ปีที่แล้ว +1

      Donot cry, this world has no space for compassionate people.
      Just pray for z sweet step mum.
      We human beings are cruel and unjust. That's why we do not stand at our ease. We dishearten for z good people and respect z cruel.

    • @sheeb991
      @sheeb991 4 ปีที่แล้ว

      Me too😭

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir186 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ሰባት እንታይ ኢና ንከውን ዘሎና ?
    ካብዛ ዛንታ እቲ ዘሕዘነኒ ማና ንክትቆርብ እንዳተዳለወት ሙማታን ክሳብ ሕጂ ድሃይ ወዳ ዘይምግባርኩምን ድፍረት ዲኣ ከይከዊን እንበር ካሕዳም ዝብል ቅጽል ስም ንዓካ ብትክክል ትግባእ ኢያ ።ሕጂ ውን በቶም ንወዲ ማና ኣዝማዱ ሓቲትካ ድሃይ ወዳ ግብር ሰብ ከይኑ ዘይጋገ የሎን ኣብ ገጋ ምንባር ኢዩ ኩፉእ ።ረክብካ ካብ ልቢ ይቅረታ ክትሓቶ ይምነ ጽቡቅ ዕድል

  • @yr7hani525
    @yr7hani525 4 ปีที่แล้ว +13

    Betami zehzen fexame Ekum gerekum ne hawena Egzabher amlak beslam yexen hayo 🙏

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu 4 ปีที่แล้ว +1

    በላዕቲ ክልተ ጻሕሊ ስድራ ኢኺም ንስኹም። መን ክሓፍረልካ ኢዩ ነዚ ከተዘንቱ።

  • @muuzmulue7703
    @muuzmulue7703 4 ปีที่แล้ว +4

    ባእ ልብኻ ዝፍሑቅ ዛንታ፡ ማና ልባ ኣሰይ ኢሉ ከይትሓጎሰ ምፍላያ የሕዝነካ፡ እቲ ዘሐጉስ ድማ
    እቲ ብምቾት ዝነበረ ይኹን፡ እቲ ብኸርተት ሂወቱ ዘሕለፈ ኣብ መወእታ ኩሉ ሓደ ዝኸውን ኩሉ ናብ ሓመዱ ሙዃኑ ኢዩ።እኳ ድኣ እቲ ኣብዚ ዝተበደለ ኣብ ላዕሊ ኣብቲ መወዳእታ ዘይብሉ ሂወት ዝካሓስ ሙዃኑ ኢዩ።

  • @ሙኩሕኤርትራዊ
    @ሙኩሕኤርትራዊ 4 ปีที่แล้ว +1

    ፖው እስኻትኩም ድኣ ናይ ኣዴኺም ጋኒን ሑሺኽ ኢልኩም (ኣቤት ክሕደት)

  • @lidiaandat4707
    @lidiaandat4707 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋአ ከመይ ኣይነት ኣደ'ያ አዚያ?
    ኣደካ ከ ይክረታ ክትሃቶ ትሃስቦ'ዶ ዋላ ወልሃንቲ ኣይመስላን'ዩ? ርጉም ሰብ ኮ ይለካክመካ'ዩ

  • @sammygebre8177
    @sammygebre8177 4 ปีที่แล้ว +4

    ዘብኪ ዛንታ ዛንታ ካሓድቲ ጠላማት 3 የሕዋትን ሱሱዕ ኣቦን, ኣብ ዓለም እቲ ቁኑዑ ሰብ ዑምሩ ሓጺር እዩ ርጉም ሰብ ከም ኣዴኩም ካኣ ኣብ መሬት ዕድመ ኣለወን ብዝኮነ ነዴና ማና ፈጣሪ ኣብ የማናይ ጎኑ ይቀበላ እቶም ዘይተናስሑ የሕዋትካ ካኣ ብደቆም ይፈደይዎ ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ!😭😭😭

  • @finally5782
    @finally5782 4 ปีที่แล้ว +4

    እዚኣ ደኣ ከምዚ ጽቡቅ ዝገበረ ጽቡቅ እንተዝፍደ ኔሩስ ብዕራይ ዱቛ ምሰተየ እያ ታመልሲ፡ንስኻ ግን ብእኡ ምሕሳብካ ውን ዓቢ ነገር ዩ ሓወይ፡ ነቲ ሓውና ከኣ ፈጣሪ ባዕሉ ወጽዑኡ ርኢኡ ኣብ ዝሓሸ ቦታ የዕቁቦ።

  • @tarik6595
    @tarik6595 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋላ ሓሲኹም ትኾኑ ያኸ ኣቢዕኩምና ኮ ተቐይሙ ይኾውን ካኣ ይብል ይቕየም እወ ገዛኽራይ ክንከፍለልካ በይንኻ ተቐምጥ ኢልካ ዘርባ ኣሎ ኣድኻ ብሓቒ ሕማቕ ሰብ ያ ንዓምታት ብሓንስብ ዝነብርኩም ምስ ሓለፍልኩም በይንካ ተቐምጥ ትብልዎ ንስካ ውን ተጋጊኻ ኢኻ ስልምንታይ ካብና ኣይንፍልዮን ኢና ዘይብልካያ

    • @tibletsabraham1078
      @tibletsabraham1078 4 ปีที่แล้ว +2

      Bitam eu dihezn nimen alewo Fetari alewo , enite niskumi gni tegagkum behaki .

    • @romanaraya7387
      @romanaraya7387 4 ปีที่แล้ว

      Ja nay behki

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 4 ปีที่แล้ว

      anta awet hawey nsa dea entay tfelt ናይቶሞ ብኸብዶም ዝተሸጡ ዘይትብል

  • @kerenawi277
    @kerenawi277 4 ปีที่แล้ว +19

    ጽቡቅ ዝገበረ ጽቡቅ ዝፍደ ነሩ እንተ ዝከውን ብዕራይ ዱቃ ኣይምሰተየን በሓቂ ካሕዳማት ኢኩም ናብ ገንዘብ ዘለዋ ኣደ ኣሻሪኩም ማናስ ደሓን ካባኩም ሲ ተሪፋ ናይዚ ኩሉ ጽቡቃ ግን ካብ ኣምላክ ረኪባቶ ኣላ ዓለም ጊደሎ😭😭😭 ብጣዕሚ ውሽጠይ ተንኪፉኒ እዚ ዛንታ።

    • @bahleyentertainment6350
      @bahleyentertainment6350 4 ปีที่แล้ว +4

      kkkkk misela gelbetkayo aleka . xebuq zegbera xebuqi ente zefede biray duqa mesteye ya zebhali

    • @ጣዓመጡዑምቢሉ
      @ጣዓመጡዑምቢሉ 4 ปีที่แล้ว

      ናዓባ ብሮ ምስላ ኣይተባላሺ ዋእ ጌጋ

  • @senaysebey3166
    @senaysebey3166 4 ปีที่แล้ว +3

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ዘንብዕ ታሪክ ዩ የግዳ ዝብሃል የለን ናይ ብሓኪ ኢኩም ተጋጊኩም ምክኒያቱ ኣደኩምን ሓውኩምን ኢኩም በደል ኣብ ርእሲ በደል በዲልኩሞም እታ ትርጉም ኣደ ዝምሃረት ኣደ ደርቢኩም ሲ አታ ትርጉም ውላድ ዝረስዐት መሪጽኩም ። በሉ እስከ እግዚኣቢሄር ይቅረ ይበለልና ኒ ኩልና ኒ መዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ኒ ሓውና ከኣ ኣምላክ ምስቶም ህልዋት ይግበሮ ። ንስካ ከኣ ኣጆካ ገጋ መናብርትና ዩ ዘይጋገ ሰብ የለን ካብ ገጋካ ዘይምእራም ዩ እቲ ዝከፍአ እንበር ንስካ ነቶም ኣብ ገጋና እንዳ ተሓባእና ንነብር ኣብነት ኢካ ።

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ሠ8ቨ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ሠ8ቨ 4 ปีที่แล้ว +6

    Btami hmakat sebat ekum kemzi gera zebyetkum Adekum kttelmu 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @migost.s.j.e6799
    @migost.s.j.e6799 4 ปีที่แล้ว +8

    😭😭😭 bteami eyu zhzin Ane nay behaki eye nebia gn alem kemua eya neti wedi mana amlak msia yikun 🙏🙏

  • @eee2649
    @eee2649 4 ปีที่แล้ว +2

    ፀሎት አደኡ መና አይፈለየ እሲካቱኩሙ ግን ጨካናትእም ግንፈጣሪ ምሲኡ ይኩን አሜን

  • @alwayslookingforward8640
    @alwayslookingforward8640 4 ปีที่แล้ว +3

    ተማሂርና ናይ ዲግሪ መዓርግ ሒዝና ኢልካ እሞ ትምህርቲ ዳ እንታይ ድዩ ጥቅሙ ምዉላድ ቃንቃ እዩ እኮ ዓቢ በደል ፈጺምኩም ኣብ ልዕሊ ወላዲትኩም ማና ግን ንሳ እዉን ይቅረ ክትብለልካ ንወዳ ካብ እንዳ ዘየለ ሃለዋቱ ፈሊጥካ ከሓሳ ነዛ ሓላል ኣደ በሓቂ ክንደይ ኣንስቲ ኣቦ እዉን እባ ኣለዋ ሓላላት

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      ይገርም ሓቆም እዮም ምሁሮ ምሃይምነት ምበር ድንቁርና ኣየጥፍእን ክብሃል ልቦና ክህልወካ ኣለዎ ሓደ ብዲግሪ ዝተመረቀን ሓደ ሓረስታይን ልቦኖኦም ሰማይን ምድርን እዪ እቲ ሓረስታይ ትምህርቲ የብሉን ልቦና ግን ጥርፍፍ ኢልዎ እዪ እቲ ምሁር ክኣ ዕሽነት ዘለዎ ግን ትምህርቲ ዝጸገበ '

  • @dejenonkobrhan3004
    @dejenonkobrhan3004 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣዚኹም ብሕመቕ ዝተባዓጥኩምን ከሓትን ሰባት ቅድም ነዲኡ ድሓር ድማ ንወዳ በዲልኩሞም ካብ ቀዳማይ ከ ዘይትምሃሩ ናይ እቶም ዝሓመቑ ሕማቓት ጽንሕ ኢልኩም እባ በበይንኹም ኣቦኹም ተትኾኑ ክትሕስሙ ምእንቲ 🤔🤔🤔

  • @almazweldu3914
    @almazweldu3914 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዓሚ ዘሕዝን ከመይ ጌርኩም ትሐስቡዎ ንማና ክትጠልሙ ዘሕዝን እዩ ንሳኹም ዝይኮነ አዴኹም ንዓሌኹም ክተኽብራን የቀኔለይ ክትብላ ምተገባአ አዴኹም ለባም አይኮነትን ማና ህያብ አይመድለያን ንወዳ እዉን አነ ብወገነይ ካባኹም ፈልያ ክትሪኦ አይነበራ እሞ ሰነት ዘየብላ አዴኹም ጨካን ናይ ባሐቂ ክስምዖ አንቀጥቂጡኒ

  • @Hlmey
    @Hlmey 4 ปีที่แล้ว +5

    Bro እዚ ሓቅነት ዘይ ብሉ እንተ ኮይኑ ንስካ ብኣምላክ ክትሕተት ኢካ ከምዚ ዓይነት ሂስትሪ ኣምጺእካ ወዲእካና ብንብዓት

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      ብሮ ሓቂ እዪ ኣብ ሕብረተሰብና እንታይ ዘይፍጸም ኣጋጢምካ ኣይፈልጥን ድዪ ከምዚ ታሪኽ

  • @lwillhappymylife7394
    @lwillhappymylife7394 4 ปีที่แล้ว +5

    Nay behaqi eiyu zigerm kezi kitfedwa aytexbekun seyte aboka kemzi tigebr kisab hji ysemie aleku yqre zeybehalo yelen bitaemi hazine.

  • @DanDan-om3ir
    @DanDan-om3ir 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣደኩም ኤርትራ ትኣቱ እንተኮይና ቤተሰብ ናይቲ ሸጣን ዓዲ ሃሎ እያ። ስለዚ እዚ በደል ኖርማል 'ዩ ነደኹም።
    እንተ ንስኩም ተሕፉሩ ዲግሪ ኣለና ካኣ ትብል ።

    • @erena6789
      @erena6789 4 ปีที่แล้ว +1

      Aygermeka nmejemerta zahasebkuwa eya

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว +5

    ካብ ሰኽራም ዳኣ እንታይ ትጽበ

  • @hagosaraya2976
    @hagosaraya2976 4 ปีที่แล้ว +3

    ሓቃ እንድያ እዛ ዓለምና ክትዘጥጥ ዳ ጽቡቕን ዝገብርን ብሕጊ ኣምላኽ ዝከይድን ኣይከብሩን ኢዮም።ቁሩብ ኣይትሓስቡን

  • @ምንባርንመንትግብኦ-ኀ4አ
    @ምንባርንመንትግብኦ-ኀ4አ 4 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ማና ኢልካ ኣይትዘንጥሎ ብሓንሳብ ከም የሕዋት ዝዓበኩም ፍቅሪ ናይ ኣዲኡ እንበር ፍቅሪ ናይ ኣዲኩም ኣይትፈልጥዎን ኢኩም ዝበላዕኩምሉ ጻሕሊ ትሰብሩ ኢኩም ኣዴካ ዝወለደትልካ ጥራይ ኣይኮነን ሓውካ እሞ ከኣ ልዕሊ 15 ዓመት ብ ሓንሳብ ዝትቀመጥኩም ብጣዕሚ ሓዚነልኩም

  • @mussiesolomon7133
    @mussiesolomon7133 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ክንደይ ትጭክኑ ንዓና ንሰማዕቱ ከማን ዘንብዓና’ስ. ይቕረ ዝበሃሎ ጌጋ ኣይኮንኹምን ፈጺምኹም😥😥😥

  • @fekadugaberahwt5135
    @fekadugaberahwt5135 4 ปีที่แล้ว +4

    Zewaldt Zaykons
    Zebayt ey Tefekr Ado do Tetelm
    Mangst samyt yawares Mama Manay Weladawen dahyw ketrakbw yetsfo

  • @awettekeste1322
    @awettekeste1322 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ጠላማት ስድራ አኩም፡ ብፍላይ ኣቦኩም! ንስኩም ምስ ጸገብኩም ነታ ኣደ ፍቅሪ ዘኪርኩማ ኣይትፈልጡን ከሙኡ'ን ጠሊምኩማ፡ ሞታ እንዳ እንዳ ረኣኩም ወን ንወዳ ጠሊምክሞ።በቲ ዝሕዝን ሞት ኣደ ፍቅሪ ( ማና) ከማን ኣይተኣረምኩምን፡ ብዝበለጸ መልክዑ ከማን ኣጉህይኩሞ። ናይ ሎሚ ምቾት ናይ ጽባሕ ሓዊ እዩ'ሞ፡ ንንስሓ ትቀርብሉ ግዜ ሕጂ እዩ። በሉ እስከ ኣቦ ምሕረት ዝኮነ ኣምላኽ ኣብርሃም፡ ኣምላኽ ይስሃቅ፡ ኣምላኽ ያእቆብ ( እግዛቢሄር ) ይቅረ ይበለልኩ።

  • @gtsegay2636
    @gtsegay2636 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ብወገነይ ሓቀኛ ታሪኽ እያ ኢለ ኣይኣምንን።ነታ ኣብ ጸበባኹምን ሽግርኩምን ደው ዝበለት ኣደ ገዲፉኩም ነታ ኣብ ሓጎስኩምን ዳንኬራኹም ኣለኹ ዝበለት ኣደ ምውጋንኩም ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ።ኣምላኽ ይቅረ ይበለልኩም ን ድሃይ ኣጥፊኡ ዘሎ ሓውኹም ድማ ጽላሉ የንብረሉ ፈጣሪ።

    • @mullergebre8629
      @mullergebre8629 4 ปีที่แล้ว +1

      hawom aykonen .nhawuka kndzi aytbdlon eka gana sle zkone ms eta kahdam weladitom weginom..ente neti wuxue Amlak yhalwo

    • @gtsegay2636
      @gtsegay2636 4 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለኻ Muller Gebre ግን ኣብ ሓደ ማኣዲ ስለ ዝዓበዩ ኢለ ኢየ።

  • @Silmat
    @Silmat 4 ปีที่แล้ว +1

    Entay kemzitsihf qalat yihatsreni,mis Adeki kulukum yehwat kitirakebu enkelekum kulukum gobizkum ekum nerkum silezi KEMZI GIBERU KEMZI AYTIGBERU kitibil enkela NO kitiblu nerikum niaa deykones in EGZIABIHER kitiferihu nerikum,biniesnetikum chekekkkkk ela MANA yiebiya kenti gerkuma kem tihazin,kem tihamim koyna nikitimewit digeberawin eti KIHDET natatikum eyu kemiewin wedi MANA himaq keytezarebe kem disded gerkumuwo 😭😭😭nay bihaqi adenzazi tarik, sigab hiji Ab ERITREA entetihliwi nerki kemtom kaliot yihwatki aymizekerkiyon nerki. ezi kulu GENZEB nay adekum ab Abi HATIYAT yietiyikum niuu entekone EGZIABIHER alewo.
    Niaywin adey niseb Kab kitibidilo nilaeli eya bedilatini kab 1991 jemiru sigab eza hiji second bizitefelaleye himam yisaqey aleku hospital nab Gezay teqeyiru 😥silezi Nay wedi MANA simietu sileterediani eye. Ezi entesemiekayo wedi MANA ajoka nizitebedele EGZIABIHER alewo.

  • @abbi5080
    @abbi5080 4 ปีที่แล้ว +2

    አዞም ሰማዕቲ ከማን ይቅረ ኣይንብለልኩምን ነዝስ ገፍዐኛተት

  • @hailezghiabrha7011
    @hailezghiabrha7011 4 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ኣንታ ክንደይ ትጭኩኑ ፍቕሪ ወላዲት ዘር ኣየትኩም ዘይወለደትኩም ሓብሒባ የዕቢያ
    ኣብ መጨረሽታ ዕድሚኣ በሊዕኩም ኣይንፈልጠክን እልኩምዋ
    ጽቡቅ ዚገቢር ጽቡቅ ዘይፍደ እዩ
    ድሓን እግዚኣብሄር ርሩሕ አንዲዩ ልቢ አዩ ዝርኢ

  • @AsSa-ub9kb
    @AsSa-ub9kb 4 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍፍፍፍ እዋይ ኣነ ሓወይ እግዚአብሔር ምስ ህልዋት ይግበሮ እቲ ሰናይ ተግባር ናይ ኣዲኡ ይሓግዞ

  • @almaztesfai6576
    @almaztesfai6576 4 ปีที่แล้ว +1

    መስኪን ማና ካብደይ በሊዕክኒ ሰብ ርጉም ሓጺር አዝኑ ተባሂሉ።

  • @isaacfilmon3514
    @isaacfilmon3514 4 ปีที่แล้ว +5

    ገንዘብ ሰሪ ኩሉ ሰበብ ዕገበትኩም ድሕሪ ገንዘብ ይተረፍ ክእክበክምን ሓጉስ ክፈጥረልኩም ኣይካኣለን ጠንቁ ድማ ናይ ኣቦኩም ኢዩ ብሓቂ ንኣሽቱ ከስተውዕልዎ ዝክኣልዎ ብዓቢኡ ድሕሪ ዓቅሚ ኣዳም ምእካልኩም ገንዘብ ኣድላዪ ኣይነበረን ንማማ ማና ድማ መንግስቲ ስማይ የዋርሳ

    • @solomontesfay3615
      @solomontesfay3615 4 ปีที่แล้ว

      nzda etay ktzarblu hmakat kmzgra yebtkumse Ahhh nay sab nger ezyu turfu

    • @isaacfilmon3514
      @isaacfilmon3514 4 ปีที่แล้ว

      Solomon Tesfay ድሕሪ እዚ ዛንታ ምስመዐይ ጉሮረይ ሕርክርክ ኢለኒ ኮሮና ዝሓዘኒ መሲሉኒ መሳርሕተይ ዋላ ክዕሉሉኒ ተፈተኑ ጸርጸር ምባል ጀሚረ እዚ ስምዒት ንዓይ ከምዚ ካብ ኮነ ኣብ ቦታ እዚ ኣዘንታዊ እሞ እቶ? ክገርመኩም ዘክቲሞም ኢዮም ዓብዮም ኣደን ኣቦን ኮይና ዘዕበየቶም ሰይቲ ኣቦኡም ኢያ ምክንያቱ እቶም ወለዲ ካብ ዝተርዳእክዎ ሓላፍነት ወላዶም ከማን ዝስከሙ ኣይነበሩን ኣድኦም ገንዘብ ቅድሚ ምእካብ ሃልዋትን ህላወን ድቃ እዮ ክገድሳ ዝግባእ ካብ ዝስማዕክዋ ግን ብነብሲ ፍተወት ዝዓወሩ ወለዲ እዪም ሒዞም ሰይቲ ኣቦይ ሞይታ ዘይኮነስ ወለድይ ቀቢረ ምባል ምሓሽ ሰሙን ምሉእ ኣብ መቃብራ ኪድካ ለምና እንተ እቲ ሓውኩም ግን ፍርዲ ንዑኡ እዮ ዝምልከት ይቅረ ተዘይ በለ ኣትሓዝሉ ኢኩም 😥😥

  • @sakastarry1096
    @sakastarry1096 4 ปีที่แล้ว

    አዉይ ከምዚ ዛንታ ሰሚዕ አንድየ ዘይፈልጥ, ግን ፈጣሪ በዓሉ ይርኣየሎም ማማ ማና ምስ ወዳ, አንበር ናይ ስብ ዘይብልኩም ስድራ ኢኩም ተኪኢልካ ግዜ ከይቀተልካ ረኪብካ ሓግዞ ወረጃ ማዕዶ ኣይትኩን, ዘዕበየትካ ዘክር ብገንዘብ ኣይትገዛአ ፍቅሪ ይሓልካ

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እዪ ዘህዝን ከብድኻ ዝቀርጽ ኒኢስኩም የህዋተይ ተጋጊኹም እንታይ ይዓብስ ሕጂ ንዓናውን ለኪምኩም ሐዚንኹም

  • @majortsegazab3579
    @majortsegazab3579 4 ปีที่แล้ว +1

    እምባእ ነቢአን ሓዚነን ናይብሓቂ፡ ኣነ ምንም ኣይብለካን'የ ከማካ ድኩም ሰብ እየ። ግን ክሓተካ ድሕሪ እዚኩሉ ምስታ ኣደይ ትብላ ናይብልብካ ሑጉስ ኔርካ ማለት ዲዩ? እታ ኣደይ ትብላ ዘለካ ካኣ ማራ እያ ድክምቲ ብዙሕ ሽግር ኣሕሊፈ ኢላትኩምስ ነታ ንብዙሕ ኣመታት ደቃ ዝሓዘትላ ማና ብዙሕ ብዙሕ እያ ክትገብረላ ዝግባኣ ኔሩ ናይ ገንዘብ ዘይኮነስ ቅዱስ ሕልናዊ ዝኮነ ውሳኔ።

  • @nafekotalene8623
    @nafekotalene8623 4 ปีที่แล้ว +2

    Eway betame zegrem zanta nay lieby rekbkane meknyatu ane kab kalayte zwelad eye adey betame halal fekar eya netom zetrkbtom yehwatey like kemze natna gera bemare eya legesatlna. bezuh seb seyti abo tsibek kezareb aysemon eye betame yegrme yegdae ka neday zekire mekmyatu kelu seb hade zeymekanu

  • @aronabraham4182
    @aronabraham4182 4 ปีที่แล้ว +2

    Kemey gin bhansab resiekuma mis weladitkum mierakum xibuk gin bihansab kitrisiewa . kemzi elika ykireta mibalka xibuk ziabeye gega gin nay aboka eyu nay gega gega eyu geru

  • @ያሬዳዊ
    @ያሬዳዊ 4 ปีที่แล้ว

    መስኪናይ ወዲ ድሕሪ ሞት ኣዲኡ ምጥፉኡ ኣብ ልቡ ዘሎ ዘይውዳእ መርገም ከይበጽሓኩም ድልውይዎ

  • @saidabdu7747
    @saidabdu7747 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዝሕዝንን ዝሕፍርን ታሪክ ዩ ብቀንዲ ኪሉ ቲ ጌጋ ን ጭካነን ኣብ ኣዴኩም ዩ ዝጅምር ዝውድእን ካብኡ ብዘይስንፍ ውን ኣባካ ኣብቶ ኣብ ኣቦካን ዩ ምክንይቱ ሓፍትካ ወላ ኮ ጊጋ ይሃልዋ ሓዳራ ጌራስለ ዝተፈልየት ማዕለሽ ንስካ ግን ስብ ኣይኮንካን ክንድስብ ክሳብ ትጽሕ ወላዲት ዘይትገብሮ ገራ ኣዕቢይስ ክሳብ ክንድዚ ጥልመት ብናታ ከይኣክል ውን ብ መንፈድ ትክሕሱላ ዝነበረት መገዲ ንሓደ ከም ሓሙስ ወዳ ዝገበርክሞ ቀሊል በሰላ ኣይኮነንን ኮይኑ ግን ብዓቢኡ በብግብርና ንረክበሉ ናይ ፍርድና ስዓት ዘይንሕስወሉን ኣለና ሞ ስባት ኣይኮንኩምን የ ዝብለልኩም

  • @kingh3295
    @kingh3295 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝወለደትካ--ወላዲት ትብሃል።
    ዘዕበየትካ ድማ ---ኣደ ኢያ ትብሃል ፡ ስለዚ ንስኹም ንኣደኹም ጠሊምኩም ማለት ኢዩ፡ ጽባሕ እግዛኣብሄር ድማ ብ ኣደኻ ኢዩ ዝሓተካ ስለዚ ንስኹም ሓጥያት ኣደኹም ኣብ ርእስኹም ኣሎ፡ወደሓንኩም ።

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 4 ปีที่แล้ว

    ኣየ ስርዓት ኢሰያስ ዘፍረዮ ምድንጋር ኣብ ኤርትራን ትግራይን ፈርዩ፡ ን'ኣብ ኣስመራ ዘለዉ ሰባት ምስ ኣብ ዳንኬራ አትዮ ኤርትራ ናይ ሰላም ተባሂሉ ኣብ ዶብ ዝተወስደ ስእሊ ናይ ክልተ ዝሰዓዓማ ኣደታት ኣቀናቢርካ፡ንህዝቢ ኤርትራ ብስውር ብምስምስ ዶብ ተወልዐ ኪናት ንልዕሊ 20 ዓመት ፈኸም ከምዝብል ገርካ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ዝስደድን ከም ዝእሰርን ከምዝጠምን ፈቐድ'ኡ ከምዝመወትን ገርካ፡
    ን'ኣላዊ መሬቱን መሰሉን መንጢልካ ብሓይሊ ምስ ህዝብታት ኢትዮፕያ ንኽትጽምብሮ ዝግበር ዘሎ ንህዝቢ የደናግርዩ ዝተባህለ ምቅንባራት ካብዝን ካብትን እናምጻእካ ስእልታት ዘይከምቲ ንስኹም ትሓስብዎ ንዕዘቦን ነስተውዕለሉን ስለዘለና፡ ደው ይበል።
    እንተዘይ'ኣበልክሞ ውን
    ቃሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቀደም ሎሚ ኣይከፍ'ኦንዩ፡ ክቃለሶዩ።

  • @simontekali2738
    @simontekali2738 4 ปีที่แล้ว

    ክቡራት ኣሕዋት ይቅሬታኩም ብ ላዕሊ ይቀበለልኩም: ነታ ርህርህቲ ኣደ ኢሉ ከኣ ኣምላክ ንወዳ ይዓቅበላ!! ንሱኩ ከኣ ተኣማንነትኩም ብይቅሬታ ምግላጽኩም የድንቀኩም:: ክንደይ ኣሎ እንዶ ነዚዝተገብረሉዘይኮነ ዝኣበሶ ውን ዘይዝክር:: ኣበሳኩምን ኣበሳ መላእ ህዝቢ ዓለምን ዝሓጸበ ርህሩህ ወዲ ኣምላክ ንሓውኩምል ብደሙ ይከልሎ ምስ ህሉዋት ይግበሮ :: ኣሜን!!!

  • @binijohn9217
    @binijohn9217 4 ปีที่แล้ว

    ኣነ መጀመርታ ኢየ ሰሚዐዮ ዛንታኪ ግን በቃ ጭካነኩም ን ጥልመትኩምን ክሳብ ሕጂ ካብ ዓይነይ ምህሳስ ኣብዮኒ ኣነ ምስ ሰይቲ ኣቦይ ዓመት ተቀሚጠ ኔይረ ማለት ኣብ 2006 ማለት ዮ ብጣዕሚ ልዕሊ ደቃ ተከናኪናትኒ ሕጂ ኣብዚ ሰዓት እዚ ሰይቲ ኣቦይ ምስ ኣደይ ዓይንን ሓመድን ኢየን ግን ምሳይ ክሳብ ሕጂ ንራከብ ኣለና በቃ ካልኣይቲ ኣደይ ኮይና ኢያ ትስምዓኒ ምሽ 20 ዓመት ዝሓብሓበትኒ 1 ዓመት ከማን ዝኣለየትኒ ብሕማቅ ኣልዒለያ ኣይፈልጥን ብዝኮነ ብጣዕሚ ጠላማት ኢኩም ኩላትኩም::

  • @solomontesfa2117
    @solomontesfa2117 4 ปีที่แล้ว

    አሱኹም, ብገንዘብ ሰድዕኹም , እታ ናይ ስጋ ኣዴኹም ተራር ሊቢ yea ትመስል, ን 20 ዓመት ዝኣክል ኣበይ ኔርኩም ብኸመይ ኣብ ከምኡ ደረጃ በጺሕኩም, ነዚ ኩሉ ኣብ ግምት ዘይምእታዋ, it is immoral and almost civic crime. Your father ሰብኣዊ ተራ ክጻወት ኔርዎ, based on civilian code not only immoral but also a crime , if it based on true story.

  • @ባይናክገዲምተጋዳላት
    @ባይናክገዲምተጋዳላት 4 ปีที่แล้ว

    ቀዳማይ ነገር ልቢ ወለድ ውጹእ ሓሶት እዩ ምክንያቱ እታ ናይ ሱዕዲ ህግደፍ ክልተ ካብ ሚኢቲ ከፊላ ዝኣተወት ሓንሳብ ዲንማር ከይዳ ካብ ሱውዲ ትብል ሓንሳብ ድሕሪ መርዓ ን ሆላንድ ከይዳ ትብል ሓሳዊ ። ካላኣይ እታ ነበኦም ፈቱሓ ስደት 20 ዓመት ጊራ ኣዲኩም እየ ዝበለትኩም ህግደፍ ስለ ዝኮነት ብፋሽ ርእሲ ርእሳ ጨፍጪፍዋ ከም ተመን እንበር ነታ ዘዕበተትኩም ኣይትካሓዱ ።

  • @eyob951
    @eyob951 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ በሓቂ ተኮንኩም ጨቃናት ሸጣውንቲ ኢኩም

  • @nahomgezae12
    @nahomgezae12 4 ปีที่แล้ว +1

    ሕጂ ከመይ ጌረካ ኸ ነቲ ሓውኻ ሙኻን ባዕልኻ ኣጋኒኻያ እንዲኻ ወዳ ነታ ዘዕበይትካ ገጺ ኽትርኢ ኢኻ በጃኻ ኣይትርከቦ መሊስካ ቁስሉ ከይትጎድኦ

  • @hanibalgebar9535
    @hanibalgebar9535 4 ปีที่แล้ว +1

    ጠላማት ኦኩም ናይ ብሓቂ

  • @danielfeshaye9026
    @danielfeshaye9026 3 ปีที่แล้ว

    ኣዘዩ ዘሐዘን . ነስኹም ኣቦኹምን ነከይትዘክጥሙ ከም ኣደ ኮይና የኤበያትኩም. አንኮላይ ነቦኩም. ገን ከምዚ ፈደኩማ. ከምቲ ወኻርያ ዘበለቶ ሰብ ረጉም ሰብ ዘይሞተ መን ከመወት ዘበለቶ ከምዚ ናትኩም መስ ረኣየት አዩ.

  • @zeritsilu6244
    @zeritsilu6244 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ እዩ ኮይኑ ግን ወላ ካ ይቕረ ዘይብሃሎ ገበን እንተ ፈጸምኩም መፈጸምታ ዓማጺ ወዲ ሰብ ግን ይቕሬታ እዩ ። በቲ ካልእ ክኣ ነዚ ሕማቕ ዛንታ ምዝንታውካ ጽቡቕ እዩ መኽንያቱ ልቢ ክንደይ ተዛረብቲ ትግሪና ኢኻ መለበሚ ጌርካ በዚ ክኣ ክትምስገን እዩ ዝግብኣካ።

  • @bereketsiyum4184
    @bereketsiyum4184 4 ปีที่แล้ว +1

    ካሕዳማት ኢኹም ባሓቂ

  • @weldemhretab6088
    @weldemhretab6088 4 ปีที่แล้ว +6

    Eway ata telefon nay wedi mana EBA sideduley akmey kihgizo besmiam

    • @yorusyorus5917
      @yorusyorus5917 4 ปีที่แล้ว

      Mehrye Weldye dhayu sina enda beleka si kabey kemxlika delika number bejako kisab mewdita semikom reito xhafu

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 4 ปีที่แล้ว +1

    እውይ ብስማኣብ መንግስት ስማያት የዋርሳ እፍፍፍ ዓለም ጭካን

  • @Selam.ssfm.1569
    @Selam.ssfm.1569 4 ปีที่แล้ว +1

    kab qedamaykum dahraykum ygedd neta sebeyti zbedelkuma keyaklekum si neti weda kea nay adekum kea emo zgeded abti gize xegemkum seb zedlekum gize tentinatkum ab ekul seb zakelkumulu gize mexia deqey entebeletkum si aygdn emo kea bigegay temahire eye enda belet gega msraha azyu zehzn eyu ksab hji kab gega aytemahretn entmntay si neakum ጽን ኢላ ሰሚዓ እቲ ንሱኹም ኩሉ ዝገበረትልኩም ማማ ማና ዓስባ ክትፈድያ ኢዩ እቲ ቁኑዕ መንገዲ ግን ማና ኣይ ካባኹም ካባኹም ኣይ ካብ ኣዴኹም ተሕዝኑ ገዛ

  • @ruthtsegay4815
    @ruthtsegay4815 4 ปีที่แล้ว +1

    ራዛ ናይ አቡአ ሐዛ ናይ አበኩም ወሲድኲም : ለዋህን ፈቃርን ድማ አይነብርን እዮ 😢

  • @tedrosmebrahtu8978
    @tedrosmebrahtu8978 4 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ ዘህዝን ታሪክ ማናን ወዳን ነሄኖግ ግን ናይ ነስሓን ነቲ ወዲታሕያወይቲ ማና ትክሕሰሉን
    ብገጻት ፌስቡክ ሃሰስ ኢሉ ሕልንኡ ዝዓርፈሉን ክገብር ሓደራ ይብሎ

  • @ናፍቆትስድራይበርቲዕኒስደ
    @ናፍቆትስድራይበርቲዕኒስደ 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዚ ገለ ሰብ ማራ ዩ ዝገርመኒ በቃ ከም እንስሳ ብ ገንዘብ ናብ ዝኮኦነ ትጥወዩ ኣፍካ መሊእካ ካኣ ትምርቲ ንፉዓት ኔርና ትብል ዝተማህረ ሰብ ከምዚ ኣይገብርን ዩ ከምዚ ፈጺምኩም ደቂስኩም ትሓድሩ ኣምላክ ኣቦኦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ርኣየና

  • @wediblata5643
    @wediblata5643 4 ปีที่แล้ว +5

    Powwwww kitchekinu ensesatat ekum 😭😭

  • @Sharon.91
    @Sharon.91 4 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ ዘሕዝን ዛንታ ፡ ዓቢ ንስሓ ኢኹም ትደልዩ ብሩኽ ሓወይ ፡ ነቲ ጠፊኡ ዘሎ ሓውና እንድሕር ደሃዩ ተረኺቡ ግን ፡ ዓቕመይ ክሕግዞ ምደለኹ።

  • @mebrhithadish3195
    @mebrhithadish3195 4 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ከደይ ትጭኩኑ አዚ ኩሉ ከም ደቃ የዕቢያትኩምስ አዚ ከትፈዲይዋ ብጣሚ ተጋጊኩም

  • @samuelbitsueamlak300
    @samuelbitsueamlak300 4 ปีที่แล้ว +2

    Selam hawey ane teketatali dhay tv eye bflay natka teqrbo kulu eye zketatelo eti tarik haqi kikewn ykel eu gn weladitom kab Sudai nab Denmark kem deatewet eka tezaribka dhar kea merae gaula ms akele kab Holand mexia elka slezi tegerachawi hasab aleku ab qexali armo eka amlak mhretu ylaekelna bselam nab brhane tbsaie ybxahana

  • @mikiasli5733
    @mikiasli5733 3 ปีที่แล้ว

    ክንደይ ቲጭኩኑ ወደይ አንተ'ቲ ወዳ ኣብ ዘለዎ ዕድመን ጢዕናን ፍቅርን ሰላምን ስኒትን ይሃቦ

  • @jesuslovesmeforgiven4202
    @jesuslovesmeforgiven4202 4 ปีที่แล้ว +2

    Fetari b mihretu yr'ekum, nab mass-media wexieka kab mnsah, zigber giberu, hawukum rikebu. Hiji wn n ktsemo'o zesdemim DEHAYU zeymhilawkum eyu. Ezi dma nab LIBKUM SI AYNEBEREN malet yu. Amlake semay bmhretu yitemitkum - btaeeeeemiii zehizn medemdemta zeytegebro hilinaka ziweks tarik. HAWUKUM RIKEBU KEMTA NAY ADIU'U MANA BRUK YU, YIQRE KINLELKUM YU

  • @jonzeraburuk603
    @jonzeraburuk603 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣዚኹም ተሕዝኑ ስድራ ኢኹም

  • @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
    @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 4 ปีที่แล้ว

    ኣሕሕሕሕሕሕ ኣዊይ ክትሓስሙ ብሓቂ ን ገንዘብ ክትብሉ ክልተ ናይ እግዛብሔር ሰባት ከሲርኩም ዘሕዝን ዛንታ ንብዓተይ ምቁጽጻር ኣብዩኒ ኣሕሕሕሕሕ

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 4 ปีที่แล้ว +1

    Ewae bihaki bedlkuma ykre zey bihalo bwegeney niskum,nedekum bilbi ykreta kitgebrela keterdewa nerkum miknyatu eta seb zigeberetkum mana,eya weladitkum aykonetin weda dima,enaty,elu kirekbekum ni mis,weladitu aganikum welditu bigahi kitmet kalaey gega ab ethiopa kolo meria,dyu,gele kikhswi,nerkum,bitami gine,hazinelkum

  • @sabanesredin6375
    @sabanesredin6375 4 ปีที่แล้ว

    Btami kebid kebdka zehezn zanta. Bhaji nebia memelisu ymexani.?????? Balu fetari mhret ygberelkum.

  • @Peace-zf1br
    @Peace-zf1br 4 ปีที่แล้ว +2

    Burk nay heammt
    Kene
    Hezbe kirstians hezbbyy
    Alo kemzz lawahtt bezht alwa
    Seayte abhgoy seaytboom eya
    Gen like kemzzz gera yeabyatom
    Aykonnñnnn neaom
    Neana keamm
    Besmna keytseawwt egal weday egal gaay
    Dabltt yeabtna
    Alwa buraktt 5%
    Zekona

  • @merihmusgun7292
    @merihmusgun7292 4 ปีที่แล้ว +1

    Bihaki xibuk zigebre tsubuk ayrekiben zibehal si haki mikanu kabza zenta temahire bizikone neti hawina mis hiluwat tigbero

  • @erireemna5202
    @erireemna5202 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰብ ጠላም ኢዩ ብተፍጥርኡ ጥዑይ ሰብ ካኣ ናይ ኢዱ ተፍድዩ ኣይፈልጥን ኢዩ።

  • @erena6789
    @erena6789 4 ปีที่แล้ว +2

    ጨካናት ኢኩሙ ብፍላይ ወላዲትኩም 😥

  • @alec757
    @alec757 4 ปีที่แล้ว +1

    ኤህ ደቂ ዕብዲት ገንዘብ ምስ ረኣኩም እንበኣር ኪሒድኩሞም፡ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ ጠላማት ።

  • @meraweizer3985
    @meraweizer3985 4 ปีที่แล้ว +1

    ኤህ ትካላት ስድራ ብኮሮና ብጅምላ ዕረቡ፡ነበዐ ባሓቂ፡ካብ ልበይ እዩ እዚ መርገም።