ቑ1 - ብዝኽትምና ዓብያ ኣቦ ዝጠለማ ህፃን ዝሓቖፈት ትርሓስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ส.ค. 2020
  • 50 ሎሚን ንሓደ ሸኽሚ ን50 ገይፂ!!
    ናብ ናትኩም ዝኾነ ሚድያ ውሻጠና Join ብምግባር ነበረታትዕ!!
    / @wushatenamedia
    ✅ ተወላዲት ዓዲሽሁ ዝኾነት ጉድእቲ ኣካል ትርሓስ ፍቕሪ ኣቦን እኖን ከይረኸበት ብዝኽትምና ዝዓበየትን ፃዕራምን እያ። ዕድመ ደፊኣ ጥንሲ ሒዛ ህፃን ምስተወለደ ክዳውንቲ ሓፂባ ይኹን ካሊእ ሰሪሓ እትረኽባ ዝነበረት ኣታዊኣ ተቛሪፃታ። ዝወለደላ ኣቦ ህፃን ድማ ኣይነተይን ኣይፈልጥን ስለዝበላ ሂወታን ሂወት እዙ ህፃንን ኣብ ኸቢድ መዋጥር ይርከብ። ከምቲ ኩሉ ግዘ እንገብሮ እስቲ ዝርካብና ኣዮኺ ንበላ። ናይ ትርሓስ ስልኪ 0939367451 እዩ።

ความคิดเห็น • 572

  • @yorisalemhagereselam7586
    @yorisalemhagereselam7586 3 ปีที่แล้ว +49

    መርሓባ ኣቦ ውጹዓት መምህር ሙሉ
    ኣምላክ ምሳካ ይኩን መምህረይ

  • @toremember8793
    @toremember8793 3 ปีที่แล้ว +86

    ወይ ሓፍተይ ኣጀኺ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ናይ ባሓቂ ልብኻ ዝብለዕ ወይ ሂወት

    • @mulueabrhaley2441
      @mulueabrhaley2441 3 ปีที่แล้ว +5

      ዓክክክክክ ሓፍተይ ምስ ሰማዕክዋስ ንብዓት ምቁጽጻር ሲኢነዮ ናይ ኣፍሪቃ ነገርስ መደምደምታ የብሉን

    • @efrembahlibi4609
      @efrembahlibi4609 3 ปีที่แล้ว +2

      እዝጋብሄር ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ

    • @mee1226
      @mee1226 3 ปีที่แล้ว +2

      ወይ ሓፍተይ ኣጅኪ ኣምላክ ምሳኺ ይኹን

    • @toremember8793
      @toremember8793 3 ปีที่แล้ว

      @@mee1226 ሰብ ጡዑም
      ሰብ ጨካን ኢዩ

    • @toremember8793
      @toremember8793 3 ปีที่แล้ว

      @@efrembahlibi4609 ኣሜን (3) bro

  • @user-my2qh1rh4z
    @user-my2qh1rh4z 3 ปีที่แล้ว +50

    ዋይ ሓፍተይ ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ንባዓትኪ ናብ ሓጎስ ትቃይሮ ክብረተይ

  • @betelbteklehaimanot1920
    @betelbteklehaimanot1920 ปีที่แล้ว +2

    😭😭😭😭😭😭😭 መምህር ለባም ኡፍፍፍፍ ዛ ክላስካል ኣይትምጽዋ በጃኩም ንፉዕ ብሩክ ዘርኢ

  • @user-fe9et6mo2b
    @user-fe9et6mo2b 3 ปีที่แล้ว +36

    ዋይ ሓመድ ትብለዐኒ ሓፍተይ ማዓረይ እዝጋብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ኣዞኪ ኣምላክ ሳላ ዝኣመንኪ ኣይሓመቀክን ምስግናኪ ይብዛሕ ተመስገን በሊ ዚያዳይ ካማኪ ሪአ ኣይፈልጥን ግን ኣጆኪ ዚያዳይ

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 3 ปีที่แล้ว +70

    ኣረ ሕደጉ ኣወዳት ሕደጉ ዓክ ጋል ትረክቦ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ፅባሕ ዉላድኪ ክክሕሰኪ እዩ መምህር ሙሉ ጊን እንድዒ ዉዕለታኻ ብፈጣሪ ትኽፈሎ ኢኻ

    • @frehiwettesfay8337
      @frehiwettesfay8337 3 ปีที่แล้ว

      Amlak msakiy eyu neaka amlak yhagzka

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว +1

      @@frehiwettesfay8337 Amen 😍😍😍😍💖💖💘💘💖💖

    • @yaziwedimarahayalbeliheiyu573
      @yaziwedimarahayalbeliheiyu573 3 ปีที่แล้ว

      መምህር ሙሉ ኣምላክ ጸግኡ የብዚሓልካ ፈጣሪ ኣቦ ውጽዓትን ጽጉማትን ኢካ ሞ ኣምላክ ይሓግዝካ ኣብ ሂወትካን ናብራካን ሰላም ይምነየልካ ናይ ብሓቂ ሕልና ደለካ ሰብ ኢካ ❤️

    • @asteraster1838
      @asteraster1838 3 ปีที่แล้ว

      አጆኺ ሓራስ አንበሳ ጌራ ተውጽእኪ ክንዲ ሓፍትኺ ወሊድኪ አለኺ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 3 ปีที่แล้ว +43

    ዋይ ሓፍተይ መምህር ምሉ ዘርእኻ ይባረክ ሓገዝ ዘድልያ እያ እረ እንሕሰብ ሰበይቲ ማለት ኣዶኻ ሓፍትካ ማለት እዪ ክምዙይ ዓይነት ጽገም ዘለኩም ደቂ ተባዕትዮ ኣዲኹም ኣትክብሩን ማለት እዩ ዋእ እንታይ እዩ ማዓቱ

  • @gebrewahidhaile381
    @gebrewahidhaile381 3 ปีที่แล้ว +45

    መምህር ሙሉ" ሙሉእ ሰብ "ኢካ ::
    ፈጣርይ ድማ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ እዞም ኩሎም ትሰርሖም ስራሕትካ ኣብ መሬት ናይ ኣእምሮ ዕግበት አብ ሰማይ ጀነት ክትረኽበሎም እካ ከማኻ ዝበለ የብዘሓልና ሓወይ ናተይ ::ሰብ ገዝኡ ብካንሸሎ እንዳሓጸረ እንዳፅነዐ ልቡ ዉን እንዳፀነዐ አብ ዘሎ ጊዜ ናይ ሙሉ ልቢ ግን እንዳራህረሀ አብ ፀገም ዘለዉ ኣሕዋትና ካብ ፀላም ናብ ብርሃን,
    ንባዕሉ እንዳነበዐ ንኻልኦት ዘሕጉስ ሙሉእ ሰብ እዩ ::የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ::

  • @user-gc4lv1bv3j
    @user-gc4lv1bv3j 3 ปีที่แล้ว +7

    አረ ንሕና ፀጊብና እናሓደርና ተመስገን
    ምባል ተሳኢንና ምዚ ኩሉ ችግራ
    ሓቦኛ ተመስገን ትብከላስ
    ይገርምዩ ።

  • @ganighani1302
    @ganighani1302 3 ปีที่แล้ว +19

    ዘሓፍተይ ማኣረይ ኣምላኽ ገፁ ክመልሰልኪ ኢዩ
    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 3 ปีที่แล้ว +19

    እውይይይ ኣይዘኪ ዝያዳይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለምለም ርገፅ ዓምዲ ሓጭን ኩን

  • @user-fe9kn3ej3n
    @user-fe9kn3ej3n 3 ปีที่แล้ว +42

    ኣይጆኪ ዛሕፍተይ ኦፍፍፍ መምህር ሙሉ ከመይ ድካ መክስበ ናይ ትግራይ ኣቶም ሓደ ሓደ ዘልዉ ኣውዳት ናብ ልቦም ይምልሶም 😭

  • @naseralhabshi3895
    @naseralhabshi3895 3 ปีที่แล้ว +45

    ኣቱም ሰባት ካብቲ ዝበልዖስ ናይ ክራይ ገዛ ከፉእዎ ትሰብ ነዛ ዘይትጠቅም ግድግዳስ 700 ትከፍለላ ዋእ መንግስቲ ወን ቆላሕታ ከገብ ይግቦኦ ክራይ ገዛ ከመይ ገሩ ይነብር እዚ ህዝቢ የሕዝን ሓፍተይ ውጽዕቲ ኣጆኺ ሸግርኪ ይኣክል ክብለኪ ኢዩ ትጌታ ኣጆኺ ሙሉ ድማ ሕማቅ ኣይትርከብ ብዝኸድካዮ ብዛይካ ጹብቅ ሕማቅ ኣይትርከብ ብደቅኻን ናብራኻን መሉእ ህወትካን ብታሕጋስን ቅሰነትን ይሃብካ ጌታ

    • @yorisalemhagereselam7586
      @yorisalemhagereselam7586 3 ปีที่แล้ว +4

      ናሰር ሓወይ ኣብ ዓለም ምንግስቲ ድበሃል የለን ክሳብ ሎሚ ብሓይሊ ረቢ ኢዩ ድከይድ ደሎ ሰብ

    • @hayliegebray1316
      @hayliegebray1316 3 ปีที่แล้ว +2

      Seb chekan iyu nezia geza kiray yekifluwa xbh nghu gedifnayu nikeyd geza tedngixka nay bhaki

    • @naseralhabshi3895
      @naseralhabshi3895 3 ปีที่แล้ว +1

      Mili Facheእወ ሓቂ እዩ ረቢ ሕዝነቱ የውርደልና እበር መንግስትስ ኣየሰተውዕለሉን ዘሎ ብዘይካ ታግብሪ ምኽፋል ኣብዚ ሕጂ ግዜ ካብ ከብድኻ መንበሪ ዘሕስብ ግዜ መጺና ከምሎሚ ኢሉ ገዛውቲ ምህናጽ ኣይበዘሐን ዋግኡ ግን ክራይ ገዛ ምንባርካ የጸልእ ባዓሉ እቲ ፈጣሪ ምድርን ሰማይን ቀትርን ለይትን ንእሸተን ዓብን ሓያልን ደካማን ዝፈጠረ ረበል ዓለሚን የርህወልና ሰለም ኩናት ወረ ኩናት የርሕቀልና ያረብ ግዚኡ ከቢድ እዩ ነብሰይ ነብሰይ ዝኾነ ግዜ ባዕሉ ረቢ የቅልለልና ወዲ ሰብ ደካማ እዩ ረቢ የርህወልና ኣሕዋተይ

  • @tesfakahsay1669
    @tesfakahsay1669 3 ปีที่แล้ว +8

    ወይ ሓፋተይ ኣጀኪ ኣምላክ ኣሎ ምሳኪ
    ኣቱም ሕማቅ ንገብር ደቂ ተባዕትዮ በጀኻም ኣሓትና ኣይንበድል
    ምስ ህፃንኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ መሐጎሲኪ ይኩን ብዝቀረበ ካኣ ክዲ ኩሉ ኩኮነኪ እዩ ዛሓፍተይ
    ዋይ ደቂ ተባዕትዮ ግን ኣምላክ ምፍራሕ የለን ንነብስና ኣይንፈርሐላን እታ ጉዱ

  • @user-dt1yh3lc6k
    @user-dt1yh3lc6k 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣይ ሓፍተይ ኣይዞኪእቲ ዝኽእል እግዚአብሔር ኣሎ እሞ ኣይዞኪ እተ ዝወዲ እሞ መስተውዓሊ ልቢ ይዓድሎ ይዓድለና ኣቤት ኣምላኸይ ንኹሉ ክፍኣትናን ሓጥያትናን ይቕረ በለልና መምህር ሙሉ አባ ዕያል ኣቦ ጹጉማን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትና ኣይዞኪ ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም ዝበሎ ጥበበኛ ሰለሙን ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ዝሓፍተይ ሎሚ እንተጠመኪ ጽባሕ ትጸግቢ ኢኺ ሓፍተይ ንባዓትኪ እመብርሃን ትሓብሰልኪ ማማዪ

  • @marilyneabourizk6284
    @marilyneabourizk6284 3 ปีที่แล้ว +10

    ቃላት የብልይን ንዓኹም ክገልፅ ውሻጠና 🙏ኣይዘኪ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን 🙏

  • @zem1988
    @zem1988 3 ปีที่แล้ว +10

    መምህር ምሉእብርሃን ፣ብርሃን ይሃብካ ፣ካብ ኩሉ ክፉእ መድሓኒዓለም ይሰውርካ ዝሓወይ፣ ቃላት ስለ ዝሥእን እየ፣ ከምኡ ድማ ሱቅ እንተ በልኩስ ፣ከይጸሓፍኩ ከይወጽእ ኢለ እየ። ዕደመኻ ከም ዕድመ ማቱሳላ ይኹን፣ ከም ኣቦና ኣብርሃም ኣቦ ብዙሓት ኩን፣ ከም ኣቦና ቅዱስ ዳዊት ፣ ናይ ልበይ ዝበሎ ኣምላኽ ፣ናይ ልቢ ኣምላኽ ኩን፣ ከምቲ ሑሩይ ኣቅሓ ዝተባህለ ቅዱስ ጳውሎስ ፣ ሕሩይ ምሩጽ ኣቅሓ ኣምላኹን፣ ንስኻ ፍሉይ ኢኻ ፣ ኣቤት ምሳኻ ዘሎ በረኸት ፣

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 3 ปีที่แล้ว +13

    እፍፍፍ መምህረይ ኣይትንባዕ ፀላኢካ ይንባዕ ኣቦ ድካን ፅጉምን ዕድመካ ይንዋሕ ምንም ክብል ኣይክእልን

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 3 ปีที่แล้ว +16

    ሙለረይ ኣቦ ፅጉማት እንኳዕ ብዳሓን መፃእኻ።

  • @uyrrffhjj4760
    @uyrrffhjj4760 3 ปีที่แล้ว +17

    ኡፍፍፍ ኣጆኺ ሓፍተይ ፀገም ሓላፊ እዩ
    ተስፋ ዓቕሊ ግበሪ ወድኺ ወይ ካዓ ጓልኪ ክኽሑሱኺ እዮም ዕድመን ጥዕናን ጥራሕ

    • @abebaseare8604
      @abebaseare8604 3 ปีที่แล้ว +1

      Memhrey amlak ybarka hafty ajoki amlak alo

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 3 ปีที่แล้ว +72

    Selam selam selam ክቡር ሓውና መምህር ሙለር እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ
    ✍️ክፉእ ኣይትርከብ ኣብ ዝኸድኻዮ ቦታ
    እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንኻ ክቡር ሓውና #ሓበን ትግራይ ና ።
    ኣዮኽ ማማየ ኣይትብኸይ #እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሎ ምሳኺ ዛሓፋተይ ምዓረይ
    ✍️መምህር ሙሉ ሕዝኽ ኣዮኽ ኣይትሓፍርን ማማየ ፣እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኽ ይኹን ።
    ✍️ብጣም እዩ ዘሕዝን ነገር ግን እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ርህርህት ኣዶ እያሞ ፅላል ትኹንኽ ማማየ ።
    ✍️ኣቱም ወልድኹም ኣይፈልጠክን እትብሉ #ደቂ ተባዕትዮ #እግዚአብሔር ኣምላክ ልቦና ይሃብኹም ፣ካልእ እንታይ ንብል ።
    ✍️ኣቱም እትልግሱ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብክልተ ዕፅፍ ይምልኣልኹም ወገናተይ ።
    ✍️

    • @TheCritic101
      @TheCritic101 3 ปีที่แล้ว

      ኣደና ድንግል ማርያም እዩ ዝበሃል መዓረይ።

    • @musearayagaltigray8682
      @musearayagaltigray8682 3 ปีที่แล้ว

      @@TheCritic101 እሺ ይቅርታ ምዓረይ

    • @user-vr6lx4uk8f
      @user-vr6lx4uk8f 3 ปีที่แล้ว +3

      @kaza tube ሓወይ(ሓፍተይ) "እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም" እንተተበሃለስ እንታይ ፀገም ኣለዎ ሰበይ???? ኣብ ከምዙይታት ፅቡቕ ስራሕቲ ዝስረሐሉ ሚድያ ኣይኮነን'ዶ ከምዙይ ክበሃል ኣብ እንዳፀላእትታት ሚዲያ እኳ ከምኡ ኣይበሃልን:: "....ኣደና..." እንተበልካ ትግርኛ "....እመቤታችን..." እንተበልካ ኣምሓርኛ እዩ:: እዙይ ድማ ናይ ኢትዮጵያውያን ቋንቋ እዩ:: ፈለጥና ኢልና እኳ ናይ እንግሊዝ ቋንቋ ኣብ ማእኸል ዘረባና ንሕውስ ኢና:: ብሓፈሽኡ ግን ብዝተገረሀልካ ቋንቋ ምግላፅ ሓጥያት የብሉን ስለምንታይ ቋንቋታት ብሙሉኦም ናይ እግዚአብሔር ጥበባት ስለዝኾኑ:: ስለዝኾነ ሰበይ ሰብ ምኳንና እምበር ኣብ ቋንቋና ኣይንገደስ:: ኣብ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ኣይንእቶ ብመልክዕ: ብቋንቋ: ብሕብሪ: ብቑመና...... ካልእ ካልእ ወዘተ ገይሩ ዝፈጠረና ናይ ባዕሉ ምኽንያት ስለዘለዎ ነቱይ ኪኢላነቱ ክነድንቕ ይግበኣና ደኣምበር ኣይንጋገ

    • @official__tigrigna
      @official__tigrigna 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-vr6lx4uk8f ያ ናይ ብሓቂ ገሊፅካዮ( ገሊፅክየ) 🙏🙏🙏🙏🙏❣️❣️❣️

    • @aal3751
      @aal3751 3 ปีที่แล้ว

      ውይ. ሓፈተይ. ኣጄኹ. አምላክ ሚሳኺ. ዩኹን

  • @user-uz5kf1ss7r
    @user-uz5kf1ss7r 2 ปีที่แล้ว +1

    አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብሓቂ ብጣአሚ ዘሐዝን ሂወት አግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ዝያዳይ አመቤቴ አብ ጎንኪ ይኩን አሜን 👏👏👏

  • @brhang6873
    @brhang6873 3 ปีที่แล้ว +11

    መምህረይ ኣቦ ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትና እዉን እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ጎንኪ ይኩን

  • @zemuymsgna8513
    @zemuymsgna8513 3 ปีที่แล้ว +3

    btaemi kebid eu ajoki amlak kulu zeysano muler wn xamaka kab amlak rkebo zhawey 🙏🙏🙏❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonassemere4416
    @yonassemere4416 3 ปีที่แล้ว +4

    ሓፍተይ ማዓረይ በጃኪ ዳኣ እንታይ ዝበለ ሽግር ረኪብኪ በሊ ካብ ወረደስ ኣጆኪ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ዛሓፍተይ።
    መምህር ሙለር ካኣ እንድዒ ዝብለካ ጠፊእኒ ካብ ሰማይ ከም ኮኮብ ጽባሕ ተፈንጪልካ ዝወረድካ ኣቦ ዉጹዓት ካብ ኣሰራርሓካ ኣዘራርባካ።ካብ ኣዘራርባካ ኣሰራራሓካ ብኩሉ ሙሉእ ሰብ።ባሓቂ ናዓካ መምህረይ ዝገልጽ ፡ካላት ዋላ ብወርቂ የለን ፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @ELNAR93
    @ELNAR93 3 ปีที่แล้ว +17

    ምመህር ሙሉእ ብሓቂ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ዝሓወይ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ይሓግዝኪ መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርእኻ ይሰስን💖

  • @lewamgebremeskel7561
    @lewamgebremeskel7561 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ሓፍተይ ናተይ😭ኣጆኺ እግዚኣብሄር ምሳኺ ኣሎ ፍረ ጻማኺ ካብ ኣምላኽ ከም ትረክብዮ ፉሉጥ ኢዩ ንሱ ኣሎ ገዲፉ ዘይገድፈካ

  • @user-ex9gr7dc8q
    @user-ex9gr7dc8q 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መምህር ምሉ ቃላት የብለይ ንዓካ ዝገልፅ ጥራሕ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣጀኪ ሓፍተይይይ ናተይይይ እግዚአብሔር ክንድ ኩሉ ኣለኺ ድንግል ምሳኺ ትኹን አብ ዓለም ምሉእ ሂወት የለን

  • @kebenahom5030
    @kebenahom5030 3 ปีที่แล้ว +55

    33 ሰባት dislike ዝገበሩስ ሰባት ከይኮኑስ ሰይጣ ውንቲ አዮም 😡

    • @saramohamedhassan8223
      @saramohamedhassan8223 3 ปีที่แล้ว +2

      Nay bihaki sebat aykonun seytawenti eyom

    • @gideyhaila1646
      @gideyhaila1646 3 ปีที่แล้ว +3

      ሐሳዳት መሊኦም አለዉ) ለጋሳት መሊኦም አለዉ ሐሳዳት ክፉአት ግን ሰብ ደም ዓይኖም ዝመልኦም መሊኦም አለዉ

    • @salamb9556
      @salamb9556 3 ปีที่แล้ว

      ዳሐን ኩሉ መዓልቲ አለዎ

    • @baarn5671
      @baarn5671 3 ปีที่แล้ว

      Ewiy zehawey mewalka ynwaha ayttamqef

    • @yemanhaileslase7072
      @yemanhaileslase7072 3 ปีที่แล้ว

      ajeki haftey.
      ni kulu egiziabher alo.
      egiziabher misaki yikun.

  • @daniya4773
    @daniya4773 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን እመ ኣምላክ እግዝእትነ ማርያም ኣይትፈለኪ ክብርቲ ሓፍተይ በርትዒ እግዝኣብሄር ዝፈጠራ ጎሮሮ ፆማ ኣይትሓድርን

  • @momlove2020
    @momlove2020 3 ปีที่แล้ว +3

    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️ነዓካ ዝሓወይ ጽብቅ ምግባር ንነብሰካ እዩ እግዝአብሄር አምላክ ፈረጸዕርካ ይሃብካ ፈጣር

  • @mebf862
    @mebf862 3 ปีที่แล้ว +5

    መምህረይ አምላክ ኩሉሻዕ ጸጋኡ የብዝሐልካ አቦ ድካታት አምላከ እግዝአብሄር ዕድመን ጥዕና የብዝሕልካ

  • @user-fl7hy4jq1p
    @user-fl7hy4jq1p 3 ปีที่แล้ว +3

    በቃ አኺሉዎም ሓደ ሓደ እናወለዱ ይድርብዩና ካብ ርእሰይ ጀሚሩ እንታይሞ ክንገብር እግዚአብሔር ይርአየልና መምህር ሙሉየ አቦ ፅጉማት 😢😢😢😭

  • @user-uy8vh5iz5h
    @user-uy8vh5iz5h 3 ปีที่แล้ว +6

    ሰነፍ እዩ እዚ ታሪካ ዘይገደሶ ከመይ ኢሉ ውላድ ከገድሶ ኣጆኪ ሓፍተይ ከኣ ኣምላክ ዩ ዘውግሕ ዘምሲ መምህር ከኣ ዕድመን ጥዕናን

  • @abebaasfeha4675
    @abebaasfeha4675 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ሓፍተይ መዓረይ ፀላኢኪ ይንባዕ ምሳኪ እየ በክየ ዋይ እ/ር ህፃንኪ የዕብየልኪ መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ግን ኣይዞኪ እግዛቢሄር ደብርዩ ኣይድብርየክን መምህር ሙሉ ተባረክ ልፃዕርታትካ ኩሉፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @user-yw4eb6ny5q
    @user-yw4eb6ny5q 3 ปีที่แล้ว +22

    አጆኪ ዝሓፍተይ ክሓልፍ እዩ
    አነ ዉን አቦ ናየ የኮነይ ኢሉኒ መርየት ዘይወግሕ ዝመሰል ወጊሑ ጊዜ ሓሊፉ ብሓቦን ፅንዓትን ስደት ወፂአ ንጉስ ዝኮነ ወደይ አዕብየ በሊሕ አእምርኡ ኽፉት ትምህርቱ ጎበዝ ተሸላሚ እግዚአብሄር ይመስገን አነ ብሂወት ወደይ የዐቢለኹ ሕጉስቲ ኾይነ
    ንሱ ግን ወዱ ከይረአየ እዛ ዓለም ተሰናቢትዋ ኸይዱ ስለዚ ሓፍተይ ፀልማት ተቀንጢጡ ክበርሃልኪ እዩ አይትንብዒ ብዉላድኺ ትካሓሲ ኢኪ
    ምህረይ አቦ ውፅዓት ንአካ ዝገልፅ ቃላት እካ እንተሓፀረኒ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ ከበልኩካ ግን አይሓልፍን ናይ ፃዕርኻ ፍረ ብእግዚአብሔር አግንዮ

    • @gelilagaltigray345
      @gelilagaltigray345 3 ปีที่แล้ว

      Wowww des kebl 🙏🙏🙏

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 3 ปีที่แล้ว

      አንካ ሓጎሰኪ መዓረይ አንካ ተከሓስኪ ብውላድኪ

  • @abckw6174
    @abckw6174 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኺ ሓፍተይ ኣምላኽ የዕብየልኪ ውላድ ዝመስሎ የለን 🙏

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos3340 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰላም መ/ር ሙሉ ሐወይ አንቋዕ ብሰላም መፃእካ። ትርሐስ ሐፍተይና ኣጀኪ፤ ድንግል ማርያም ካብኪ ምስ ወዲኪ ኣይትፈለየኪ።🙏🙏🙏😢

  • @user-he8ys2kk2o
    @user-he8ys2kk2o 3 ปีที่แล้ว +2

    ባሓቂ ባሓቂ ክቡር ሓዉና መምህር ሙሉ ኣቦ ቡዛሓን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
    ክብቲ ሓፍተይ ድማ ኣጀኪ በርቲዒ 🙏🙏🙏

  • @beriha8970
    @beriha8970 3 ปีที่แล้ว +3

    እውይ ሓፍተይ ፅላኢኪ ይንባዕ አጀኪ ዝያዳይ
    ኣካውንታ ናይ ሓፍትና ላአከለይ
    መ/ም ሙሉ ሓውይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብረተይ

  • @user-il8kg7ro8s
    @user-il8kg7ro8s 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ዝገርመንስ እዞም ኣወዳት ርእሲ እለዎም ዶ ኡፍፍፍፍ ሓፍተይ ናተይ 🌺 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ 💐💐

  • @user-mb5lg4hs8b
    @user-mb5lg4hs8b 3 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ሓፍተይ ኣምላክ ብዓይኑ ይጠምትኪ እዋይ ኣበይ ዘመን ኢና በጺሕና

  • @rtrt9276
    @rtrt9276 ปีที่แล้ว

    ኣታ ቦ ፅባሕ ንጎሆ ከይትሓፍር ሑፉር መምህር ሙሉ ዓብዪ ፀጋ ክበካ እዩ ፈጣሪ ዕደመይ ጥዕናይ ይሃብካ

  • @lewamgebremeskel7561
    @lewamgebremeskel7561 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኺ ዘሓፍተይ አግዚኣብሄር ምሳኺ ይኹን🙏❤️ ኣጆኺ በርትዒ

  • @Merihabeshawit12
    @Merihabeshawit12 3 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉ ምሉእ ሰብ ኢኻሞ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-do4zd9dl4f
    @user-do4zd9dl4f 3 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍ ሕዝዝስ ከብደይ ቆሪፁኒ ትርሓስ ሓፍተይ ኣይዞኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ብሰማይን ብምድርን ብርሃን ይኩን ኑሮካ

  • @skahsay7361
    @skahsay7361 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰብ ማለት ሰብ ኣብዘይብልካ ሰብ ዝኾነካ ኢዩ!!! እግዚኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ።

  • @AsAs-tr4ty
    @AsAs-tr4ty 5 วันที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ኣምላክ ምሳካ ይኩን መምህር ሙሉ ኣቦ ዉፁዓት

  • @user-ep4de9kt4u
    @user-ep4de9kt4u 3 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍፍፍ ውይይይይ ሓመት ትብለዐኒ ሓፍተይ መዓረይ ከብደይ በሊዓትኒ ዋይ ኣብዚ ግዜ እዚዩስ ኣይኮነን ዘይበሊዕኻ በሊዕኻ እውን ክትወጾ ዘይትኽእል ግዜ እዩ ሞ ፈጣሪ ባዕሉ ይርኣየልኪ ዝሓፍተይ

  • @angesomabebe6916
    @angesomabebe6916 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ዛሓፍተ እግዛቢሄር ምስ ጽጉማት እዩ ምሉእ ሓውናን ድማ ባሓቂ መምህር ናይ ሂወት ኢካ እግዚአብሔር ኣብ ዙርያካ ይኩን

  • @natnaeltadros7543
    @natnaeltadros7543 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ ካብ ጭንቂ ኣውጺኡ ናብ ራህዎ ይሓግዝኪ

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l 3 ปีที่แล้ว +12

    ብጣዕሚ ዝሓዘን እዩ ግን አይዞኪ ዛሓፍተይ መምህረይ ካዓ ሽሕ ዓመተ ንብሪልና

    • @sasasoso103
      @sasasoso103 3 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕሚ ዝሓዘን እዩ አይዞኪ ዛሓፍተይ አምላክ ያሓግዝኪ

    • @MimiMimi-hd9hu
      @MimiMimi-hd9hu 3 ปีที่แล้ว +1

      ግን ኣበይ እያ ትነብር እዛ ሓፍትና

    • @user-fi7nj5ko2l
      @user-fi7nj5ko2l 3 ปีที่แล้ว

      @@sasasoso103 አሜንንን ማዓረይ🙏🙏🙏

    • @user-fi7nj5ko2l
      @user-fi7nj5ko2l 3 ปีที่แล้ว

      @@MimiMimi-hd9hu መቀለ እያ ትንበሪ ይመስለኒ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙልየ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ፅጉማት ከማካ ዝበለ የብዝሓዮ የኔ ጌታ አይዘኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብሓቂ ከብደይ በሊዓትኒ

  • @user-vb1bk2xk4z
    @user-vb1bk2xk4z 3 ปีที่แล้ว +3

    እፍፍፍፍፍ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ኣይትንብዒ እግዚአብሔር ኣምላክ መስተዋዓሊ ልቢ ይሃቦም እምበር ደቂ ተባዕትዮስ ብጣዕሚ ጨካናት ኢኩም ዋ ኣቶም ሓደ ሓደ ኣነ ንብዓልይ ሻላ ወለደይ እምበር ኣይፈልጥን ካብ መን ዝጠነስክዮ እዮ ንዓይ ትብልኒ እንተ ኣነ ግን እግዚአብሔር ይመስገን ወለደይ ሒዝ ይነብር ኣለኩ እና ኣጆኪ ነቢዕኪ ኣንቢዕክኒ ናባዕለይ ናይ ሕሉፍ ዘኪረ 😭😭😭😭😭😭

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 3 ปีที่แล้ว

      ካብዚ የድሕነና ፈታር ሰነይ ትገብሩ ብፍታር ርክብዊ

  • @kibromissac478
    @kibromissac478 3 ปีที่แล้ว +9

    Kebid eu nay bhaqie zehzen eu gin abti hkmna mes weledet sele mentay megbie dey whaba am so sad😥 amlak alo msaki ajoki🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x 3 ปีที่แล้ว +1

    ሓፍተይ ናተይ ትርሓስየ አይዛኪ ህዝብ ኢትዮጵያ ትግራይ ህዝብ ኤርትራ አብ ገንኪ አዬ
    መምህራይ ሺ አመት ያኑብርካ

  • @okubaymichael6771
    @okubaymichael6771 3 ปีที่แล้ว +19

    ኣምላክ ምሳኪ ኣጆኪ ሕልና ዘይብሎም ኣብ ኩሉ ኣለው ኩልና ንቃለሶም ካብ ሰገነይቲ ኤርትራ

    • @asmeraxada226
      @asmeraxada226 3 ปีที่แล้ว +2

      Eritrea teray zeyakleka ata hawey

    • @love-xg3ws
      @love-xg3ws 3 ปีที่แล้ว

      😘

  • @user-pw1jt6mr5g
    @user-pw1jt6mr5g 3 ปีที่แล้ว +12

    ዉይይይይ ሓፍተይ ኣጆኪ ወላዲተ ኣምላክ ምሳኪ ትኩን ህያበይ ብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሎ ምሳኪ ዝያዳይ

  • @TG-qd4sl
    @TG-qd4sl 3 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ወዲ ኣነ ኣዝዩ እዩ ዝገርመኒ ከምዚ ጌሩ ዝሰርሕ ንጽጉማት ኣምላክ ዘሃቦ አዩ እሞ፡ ኣምላክ ከኣ ነኣካ ይባርካ ሓወይ። እዚ ኩሉ ስራሕካ ከኣ ጻማ ኣለካ ሓወይ ኣይትሕመቅ ቀጽሎ።

  • @user-fq7ej3fh6n
    @user-fq7ej3fh6n 5 หลายเดือนก่อน

    ወይ ሓፍተይ ኣጀኪ ኣምላክ ምሳኺ ይኹን ናይ ባሓቂ ልብኻ ዝብለዕ ወይ ሂወት❤❤❤❤

  • @hagerhager6046
    @hagerhager6046 3 ปีที่แล้ว

    ይከታተለካ እየ ዝሓወይ አብ እግዚያቢሀር ርኸቦ ኣጀኻ በርትእ

  • @elsamebrahtu8495
    @elsamebrahtu8495 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ እግዚአብሔር አብ ዝኸድካዮ ይቕናዕኻ።

  • @tesfaabadi2511
    @tesfaabadi2511 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መምህር ሙሉ።

  • @abuusuy7424
    @abuusuy7424 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ የኡነት ምን ብየ እደምገልፅክ ኣላቅም ብቻ ፈጣሪ እድሜ ና ጤና ይስጥክ ኣተ የሁሉ ኣባት እንወድክ 💔 ኣለን የኔ መልካም 🥰👌

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 ปีที่แล้ว +2

    አይይይ ብጣዕሚ ዘሕዝን በስማአም
    አጆኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ያሓግዝኪ

  • @user-yt8im9sc5s
    @user-yt8im9sc5s 3 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍk ካብ ምዝረብ ብላዕሊ እዩ ነገሩ ልቦና ይሃበና ኣምልኽ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ምስ ሙሉእ ቤተሰኻ ንደቅኻ ትሓጎስ ክፉእ ኣይንካእካ ቅዱስ ገብርኤልን ሚካኤልን ከለላካ ይኩኑ👏👏👐👐ክንዲ ሽሕ ኩን ብሰላም ኣፍርካ እቶ

  • @heidik9jnjkk295
    @heidik9jnjkk295 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕድሜን ጥዕና የህቡክ መምህር ሙሉ ኦጂክ ዘሕፍቱይ አምላክ ወለድኩ ይዕቢልክ

  • @ggss6258
    @ggss6258 3 ปีที่แล้ว +2

    በሰመአብ እፋፋፋፋፋ😢😢😢😢😢😢😢😢መምህርይ ጸጉኡ የብዘሕልካ ግን ብሕጊ ይታሐዝ እቱ ወዲ አይዛኪ ትራሐሰይ ቁፀረ እንየወ ዳ

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 3 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ኣቦ ዘኽታማትን ጽጉማትን መላኣኽ ምሬት መምህር ሙሉ ሉእኽ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና

  • @user-jt2my6wr8h
    @user-jt2my6wr8h 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣይዞኪ ዝሓፍተይ እግዛቢሄር ምሳኪ ይኩን ንመምህር ሙሉ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @kibraequbay4519
    @kibraequbay4519 3 ปีที่แล้ว +2

    ከምዚ ዓይነት ክሕደት ትፍጽሙ ደቂ ተባዕትዮ ሕደጉ ውላድ ናይ ዓለም ክቡር ህያብ ዓብዪ ሃፍቲ አዩ አሺ ሓዳር ኣይትግበሩ ንምንታይ ዘይትኣምንሉ ትርሓስ ሓፍተይ ግን ኣይዞኺ ውላድኪ ናሓደረ ከሐጉሰኪ አዩ ዝሓፍተይ ሙሌ ደሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልኡኽ ኣምላኽ ኢኻ ናይ ብሓቂ

  • @user-wb8oc3le7h
    @user-wb8oc3le7h 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ድማ ኣምላኽ ዘይዉዳእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @sabiyahavg4985
    @sabiyahavg4985 3 ปีที่แล้ว

    ኣይዞኪ ዛሓፍተይ ኡፍፍፍ መምህር ሙሉ ኣቦውፁዓት ውዕለትካ ብእግዚአብሔር ርክቦ መዓረይ

  • @mashomm4963
    @mashomm4963 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣጀኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክምስኪ ይኩን

  • @KingKhan-rp7dr
    @KingKhan-rp7dr 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ንኩሉ ፈጣሪ ኣለዎ እንተ ካምኡ ዝገብርካ ወዲ ግን ፈጣሪ ናይ ኢድካ ይሃብካ

  • @gelilashow775
    @gelilashow775 3 ปีที่แล้ว +1

    ሓብተይ ናተይ ኣጆኺ እግዛብሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን፡ ሓወይ ካኣ ብሓቂ ብሩኽ ጽገም ዝርዳእ ሂያው

  • @gebrugilhe1155
    @gebrugilhe1155 3 ปีที่แล้ว +5

    God bless you ❤ 🙏 🙏 🙏

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉ ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካካ

  • @jcvjjfj737
    @jcvjjfj737 3 ปีที่แล้ว +1

    እፉፍፍፍፍ ሓፍተይ ምዓረይ ኣጆኺ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ፅባሕ ንጉሆ ብውላድኪ ክትካሓሲ ኢኺ እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ምስ ወድኺ ይምነየልኪ

  • @user-yd2ub3xl2j
    @user-yd2ub3xl2j 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣይዞኪ ሓፍተይ ኡፍፍፍፍ
    መ/ር ሙሉዬ ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ

  • @user-iv6ej5tb3i
    @user-iv6ej5tb3i 3 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ መምህረይ ዘርእካ ይባረክ ትርሓሰይ ኣይዞኪ ዛሓፍተይ ድንቅ ኣምላክ ዝፍትነኪ ዘሎ ንፅቡቅ እዩ መጨረሻኪ ራህዋ ምካኑ እመኒ ፃሎት ብቻ ግበሪ ኣለና ኣብ ጎንኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ድንቅ ምካኑ እመኒ ኣነ ክንዲ እቲ ናትኪ ዝኣክልም እንተዘይኮነ ክንዲ ፍርቁ ተፈቲነ እየ ሎሚ እግዚአብሔር ይመስገን ንባዕለይ ኮይነ ንሰብ ዝሓስበሉ ግዜ ደሪሰ ድንቅ ፈጣሪ ጡዑም ኣይዞኪ ኣይዞኪ ናጋ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ከም ዝረክበኪ ሙሉእ እምነት ኣለኒ ኣሕ ግን ልበይ ንክእ ኢሉ ኣይዞኪ መዓረይ

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 3 ปีที่แล้ว +2

    😭😭😭Uffff this is heartbreaking 💔😭😭😭😭😭

  • @khanali2910
    @khanali2910 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያ ትግራይ ኤካ 💗

  • @nebiataraya9998
    @nebiataraya9998 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ አዝጊኣብሄር ነቲ ኩሉ ትገብሮ ጻማካ ኣምላክ ኣብ ኣንዲ ወርቁ ይጽሓፈልካ

  • @tadelove9425
    @tadelove9425 3 ปีที่แล้ว +3

    አብየት አምላኬ ክንደይ ጉድ እዩ ዘሎ ይቅርእ በለልና አዎዳት ልቦና ይሃብኩም አይዞኪይ ዝሓፍተይ

  • @user-bp6jp4qh3j
    @user-bp6jp4qh3j 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዝሃበ አምላክ አብዚሑ ይሃቦ ንሐፍትናም አክእሎ ይሃባ

  • @dahabbahta265
    @dahabbahta265 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ብጣእሚ ጽቡቅ ኢካ ትገብር ትገብሮ ዘለካ እግዚአ ብሄር ይሃብካ ካብ ጀርመን

  • @daniya4773
    @daniya4773 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስብካ እግዝኣብሄር ይክፈልካ

  • @nebiataraya9998
    @nebiataraya9998 3 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሓብተይ በሊ አስከ ኣጆኪ ኣምልክ ምስ ውጺዓት ዩ ሞ እቶም ሎሚ ዝነቡዑ ንጽባሕ ክስሕቁ ኢዮም ሞ ቡጽኣን ኢዮም ዝብል ቃል ኣምላክ ንዘክር ሞ ክብርቲ ሓብተይ በርቲዒ ኩሉ ክሓልፍ ዩ ሓብትኩም ኤሪትራዊት ካብ ሆላንዲ

  • @berihuhadgumeles2975
    @berihuhadgumeles2975 3 ปีที่แล้ว

    ከመይ ኣምላክ ዘላዓለካ ሓው ኢካ ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልካ

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኪ ማሚየይ እግዛቢሄር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን🙏😢 ኣጀኪ ብውላድኪ ክትሕጎሲ ኢኪ በጃኩም ኣውዳት እሕዋተይ ብማርያም ክሕዘኩም ኣጥኒስኩም ኣይናተይ ኣይትበሉ ጓል ኣይትድፈሩ ችግሩ ከቢድ ስለ ዝኮነ ከምዚ ትገብሩ እሕዋተይ ኣምላክ ልቦናኩም ይሞልሰልኩም

  • @taddyshire8339
    @taddyshire8339 3 ปีที่แล้ว

    Thank you bro 🙏 God bless you

  • @senayitgabremichael678
    @senayitgabremichael678 3 ปีที่แล้ว

    Thanks mule hawey btami bruk seb amlak mulue edmen tinan yehabka ajoki zhaftey

  • @lloveyoutigray4348
    @lloveyoutigray4348 3 ปีที่แล้ว +2

    😭😭😭😭😭ajoki fetari aboy hmak zeragf🙏🙏🙏🙏🙏muluye halal seb💖👈

  • @meriethiopiameriethiopia9318
    @meriethiopiameriethiopia9318 3 ปีที่แล้ว

    አየ አወዳት አይይይይ አምልክ መስተዉዐሊ ልቦና ይሀብኩም አጀኪ ሓፍተይ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን

  • @user-li9wh5fh1n
    @user-li9wh5fh1n 3 ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ማዓረይ እግዛብሄር ምሳኪ ይኩን መምህረይ ኣቦ ድካ ኣቦ ዉፅዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና❤

  • @merigelhemar7597
    @merigelhemar7597 3 ปีที่แล้ว

    አጆኪ ሓፍተይ ናተይ እግዚአብሔር አምላክ ንብዓትኪ ናብ ሓጎስ ይቃይሮ ወላዲተ አምላክ ምሳኪ ይኩን
    በእውነት ሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @azebazeb5277
    @azebazeb5277 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዛብሄር ይሓግዝካ ምእልየ