1.6 ሚልዮን ብር ካብ ማሕበር ዲቦ ንገዳም ማርያም ዲቦ!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 มิ.ย. 2023
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    1.6 ሚልዮን ብር ካብ ማሕበር ዲቦ ንገዳም ማርያም ዲቦ!!
    ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፆ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 27

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray ปีที่แล้ว +1

    ብዝወጸ ይተክአልኩም ክቡራተይ
    መምህር ሙሉየይ ዕድመኻ የንውሐልና: በረከት ወለድና ይብጸሐና 🕊

  • @medhini7477
    @medhini7477 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ናኣካ ዝወለደት ማሕፀን ትባረክ በረከትና ኣቦታት ና ኣይፈለየና👏💖💖💖

  • @accacc2437
    @accacc2437 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ታዓድልካ ናይ ኣቦና በረከት አብ ዝርያካ ይኩን አሜን

  • @mahberekdstdnglmaryamdiboz3089
    @mahberekdstdnglmaryamdiboz3089 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ናይ ክቡር ኣቦታትና ተመስገን ባሓቂ ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና ውሻጠና ሚድያ ክቡር ሓውና መምህር ሙሉ ክብረት ያሃበልና👏

  • @user-pd8pr6mr6f
    @user-pd8pr6mr6f ปีที่แล้ว

    አሜን መምህረይ አግዚኣብሔር አምላኽ ዕድሙን ጥዕናን ይሃብልና ማሕበረየይ ውን ብዘዉፅእዮ ይትከእልኩም እሕዋተይ ደገ በራኪ ንምሰለም ይብቅዕልና ማርያምየይ❤

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret
    @MebratgalQDstkiDaneMhret 6 หลายเดือนก่อน

    በረከትኩም ይሕደረና ክቡራት ኣቦታትና ናብ ኣፍደገኣ ምስላም የብቀዐና እትባሩኩና እትምርቁና ይግበረልኩም ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selemawitgashaw4290
    @selemawitgashaw4290 ปีที่แล้ว

    ዲያስፖራ አሕዋትና ብዝወፀ ይተክአልኩም መምህር ሙሉ ሓዉና መን እግዚአብሔር ብዝወፃኻዮ ይሓሊኻ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 ปีที่แล้ว

    ዝሃብኩም አመብርሃን አብዚሓ ትሃብኩም በረከት አቦታት ምስኹልና ይኹን መምህር ሙሉ ወፊርካ ተመለስ አሜን

  • @gebrehailu1028
    @gebrehailu1028 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መ/ኣቦና እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @TesfayTig-1214
    @TesfayTig-1214 ปีที่แล้ว +1

    ብዝወፀ ይተከአልኩም በረከት ናይዞም ቁዱሳን ኣቦታት ኣይፈለኹም👏🥰

  • @hiwigalzomaygzaeybahalt9680
    @hiwigalzomaygzaeybahalt9680 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ክብር ወላድና ንበረልና

  • @user-xt8tj3cj8f
    @user-xt8tj3cj8f ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ኣላ ዓድና ናፍቅና ምበ ለለ ብዝወፀ ይተከኣልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @fairoozfairooz3607
    @fairoozfairooz3607 ปีที่แล้ว

    ወለተማርያም አሜን አሜን አሜን አቦታተይ ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ጎዶልያስ

  • @hdrhxe5764
    @hdrhxe5764 ปีที่แล้ว

    ዓደይ መረበተይ

  • @titigidey1987
    @titigidey1987 ปีที่แล้ว

    God bless you all for your hard work.

  • @hiwigalzomaygzaeybahalt9680
    @hiwigalzomaygzaeybahalt9680 ปีที่แล้ว

    💗💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💊💊💊💊💊💊💊💊ሙሉ ሐውና ሽሕ ዓመት ንበረልና 🙏🙏🙏🙏

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k ปีที่แล้ว

    መምህርረይ❤❤❤❤❤

  • @hggu4567
    @hggu4567 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว

    ብዝወጸ ይተኸአልኹም❤

  • @Verialibra
    @Verialibra ปีที่แล้ว

    selam Selam tigray 💗 ♥️ ❤️ 😍

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebaabeba2833
    @abebaabeba2833 ปีที่แล้ว

  • @ytub8615
    @ytub8615 ปีที่แล้ว

    ብዝወጸ ይትክአልኩም ክብራተይ

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret
    @MebratgalQDstkiDaneMhret 6 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዓምደ ወርቂ ትፃሓፈልኩም ክብራት ኣሕዋትና ኣብ ሙሉእ ዓለም ኮይንኩም ነዚ በረከት ዝበቀዕኩም ታዓዲልኩም❤

  • @solomonhadgu5636
    @solomonhadgu5636 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤