'ትግራይ ሄደህ ለምን ሰራህ ?' ይሉኛል - መኳንንት መለሰ - ቀዛሕታ Kezahta

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
  • ብበረከት መኮንን ተዳልዩ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ ኩልግዜ ቐዳም ምሸት ሰዓት 2;45 ዝቐርብ መደብ

ความคิดเห็น • 346

  • @fmhabeshawit5079
    @fmhabeshawit5079 4 ปีที่แล้ว +59

    ንፈትወካ ኢና መኳንንት ኣጆኻ ንዘኽበረና ክብር ምሃብ መቸም ባህልና እዩ 💛❤😍👌

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +41

    #መኳንንት ንፈትወካ ኢና ህዝቢ ትግራይ ንዝፈትዮ ልዕሊኡ ይፈቱ የፍቅር የክብር ትግራየይ💗💗💗

  • @user-ty7nf7hl7q
    @user-ty7nf7hl7q 4 ปีที่แล้ว +69

    ኩሩዕ ትግራዋይ ፈታዊ ትግራዋይ ሓዉና ኩፉእ አይንካእካ መካንቲ አነ ዝፈቱ ትግራይ ዓደይ ዝፈቱ ንሞካንቲ 1000 like

    • @begemdr502
      @begemdr502 4 ปีที่แล้ว

      ክክክ ኣጎወታይ ኢልካ ትግራዋይ ማለት ሽም ኣቦኡ ዶ ትውስኸሉ ደሊኻ ማንነት እኮ ሓንቲያ እዚወዲ ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ናይድኽነት ጸገም እዩ ናብትን ናብትን ስራሕ ክደሊ ይጸጋጋዕ ዘሎ እምበር ኣምሓርኛ ስነልቦናኡዶ ትግራዋይ ኢልካ ዘረባ ሃሊዩ የግዳስ እታ ማንነትኩም ስለዘጽለኣትኩም እያ ኣይትሓዘልኩምን።

    • @fatumaali1668
      @fatumaali1668 4 ปีที่แล้ว

      እቱኩሩተጋሩ፣ሸም፣አገውነውእህቴ

  • @nfakerkelena6853
    @nfakerkelena6853 4 ปีที่แล้ว +75

    ኤርትራዊ ኢየ እዚ ሓውና ግን ብጣዕሚ ኢዩ መስተውዓሊ ምክንያቱ ደላይ ሰላምን ኣፍቃሪ ሰብን ኢዩ ደስ ዝብል ተፈጥሮኣዊ ናይ ሰብ ጠባይ ኣለዎ ናይ ሎሚ ሰብ ስጋ ለበስ ሰይጣን ስለ ዝኮነ ኢየ ምስኪናይ ደቂ ዐደይ ይልምኑ ኣለዉ ኢሉ ኣሕሕ ብሰንኪ እኩያት ለዋሃትን ለባማትን እባ ተሳቀዩ እግዚኣብሄር ዓለምናን ሃገርናን ሰላም ይግበረልና ሰለም መሰረታዊ ነገር ኢዩ።

    • @user-oc4up5dm3k
      @user-oc4up5dm3k 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓወይ ናተይ ኣብ ዘለኻዮ ካብ ክፉእ ነገር ኣምላኽ ይሓልውካ 🙏🙏💒💒💒❤❤😘

    • @user-zm9sk5ov5t
      @user-zm9sk5ov5t 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ማዓረይ ላአኻለ አብ ድነኻዩ ሰላምካ የብዘሐዮ አየዋ አነ

    • @nfakerkelena6853
      @nfakerkelena6853 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Nkulna kburat Ahwat

    • @kebera2636
      @kebera2636 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ብሩኸይ ንዓኹምድማ ሰላምኩም ይብዛሕ ወዲ ኤሬየ ፀዕዳ እዚኩሉ ፀልማትኩም ጋሊሁ እታ እትምነይዋ ኤርትራ ተፈጢራ ብደቃ ወቂባ አደታት ምስ ደቀን ተሓቓቒፈን መረበአን ብደቂ ደቂ ዓምቢቡ አብ ዓድኹም ዓውድኹም ገበርትን ሓደግትን ባዕልኹም ኮይንኩም ተማዕርግዋ ግዜ የምፀልኩም ሓፍትኹም ካብ ትግራይ ንኽልተ ህዝቢታትውን ሰላም የምፀልና

    • @nfakerkelena6853
      @nfakerkelena6853 4 ปีที่แล้ว

      @@kebera2636 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ ክብረት ይሃብኪ ስላሴ አጋእዝተ አለም ጸላሎም የንብሩልኪ ኣምላክ ቅዱሳን ብምሕረቱ ይብጻሓና።

  • @andualemkibret9194
    @andualemkibret9194 4 ปีที่แล้ว +13

    እንደ መኳንንት ያለውን ኢትዮጵያውያን ያብዛልን ሠው በሠውነቱ እንጂ በቛንቛ መለያየት የለብንም ቛንቛ መግባቢያ እንጂ መጠፋፍያ መሆን የለበትም

  • @user-jt7qi3gj6w
    @user-jt7qi3gj6w 4 ปีที่แล้ว +30

    መካንንት ብጣዕሚ ኢና ንፈካ አታ ጀግና

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s 4 ปีที่แล้ว +11

    ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልኩም ብሩኻተይ 🙏🙏🙏💛💖💒💑

  • @zufangrmay249
    @zufangrmay249 4 ปีที่แล้ว +70

    ዋውውውውው ትግርኛ ይዛረብ መኳንንት ፅሩይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ

    • @AliAli-cc7kt
      @AliAli-cc7kt 4 ปีที่แล้ว

      ዋዉዉዉዉዉ👌👌👌❤️❤️❤️❤️

    • @user-uj2db9mc1n
      @user-uj2db9mc1n 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ ኣብርገለ እዩ ብትግርኛ ብኣገወኛ ኢና ንዛረብ ኣብርገለ

    • @yeorthodoxlij953
      @yeorthodoxlij953 4 ปีที่แล้ว

      @@user-uj2db9mc1n ኣበየናይ ክልል ኣለኩም ማለት እዪ ኣብ ትግራይ ወላስ ኣብ ኣምሓራ

    • @user-fi7nj5ko2l
      @user-fi7nj5ko2l 4 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤

    • @user-uj2db9mc1n
      @user-uj2db9mc1n 4 ปีที่แล้ว

      @@yeorthodoxlij953 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ኣማሓራን ኣብ ክልትኡ ግን ኣብርገለ ሓንቲ እያ ሕዋሓት እያ ኣብ ክልተ ክፊላቶ እምበይ ቀደም ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ክልል ትግራይ እዩ ዝማሕደር ነይሩ ምስ ዘባ ተምቤን

  • @user-xd8jm6yh1g
    @user-xd8jm6yh1g 4 ปีที่แล้ว +25

    መኮነንየይ ክፈትወ ማዓት የኔ ጅግና❤🙏

  • @amelework4318
    @amelework4318 4 ปีที่แล้ว +30

    መካንንት አጆኻ ዝሓውና ልኑእሽተይ ግዘ እዩ ነገራት ክስተኻኸል እዩ ህዝቢ ትግራይ አብ ጎድንኻ ኢና ።

  • @berhe4910
    @berhe4910 4 ปีที่แล้ว +6

    መካንንት ወንድሜ እግዚኣብሔር ካንተ እና ከናትህ ጋር ይሁን ፡ እድሜና ጤና ለምትወዳት እናትህ

  • @kibreabgebremdhin4945
    @kibreabgebremdhin4945 4 ปีที่แล้ว +64

    በረኸት ኣሳናዳኢ ናይ ቀዛሕታ ኣፍቲ መድረኽ ተቐርቦም ሰባትን እቲ መድረኽን ፅቡቕ እኳ እንተኸነ ብተቕርበሎም ሕቶታት ግን ኣይተሓጎስናን

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +17

    ዋዉዉዉዉዉደስዝብል፣ሰብ፣ኣምፂእካልና፣ብኪየ፣መካንንትሓሪፍሰብ

  • @user-sl2tu8nd3z
    @user-sl2tu8nd3z 4 ปีที่แล้ว +34

    እኛም እንወድሃለን እናከብርሀለን ሰላምህን ይብዛ

  • @adi-qe8bv
    @adi-qe8bv 4 ปีที่แล้ว +12

    እንወድሃለን በጣም እውነተኛ ሰው ነህ የኛ አበሳ 💓💓💓💓💓💓💓

  • @user-jn7sj3jb4d
    @user-jn7sj3jb4d 4 ปีที่แล้ว +44

    በረኸት ሓደ ሓደ ሕቶታትካ ናይ ቆልዓ ይመስል ኣሎ ሓደ ሰብ ዘይደለዮ ካብ ዉሽጡ ተገዲዱ ብስሚዒት ተገዲዱ ኽዛረብ ኣይትግበር

  • @tsirhadesta1634
    @tsirhadesta1634 4 ปีที่แล้ว +6

    የኛ አስተዋይ ስወድህ ሞኬ❤❤❤
    ምርጥ ኢትዮጵያዊ ነህ

  • @user-ll7yy3rv4i
    @user-ll7yy3rv4i 4 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነድንቀካን ፈታዊ ሰብ ደላይ ሰላም ሰላምካ ብዝሕ ይበል ጅግና

    • @meberattafete9648
      @meberattafete9648 4 ปีที่แล้ว

      ሞኬ።ምርጡ።የአገዉ።ባሕል።አባሣደር የትም።ብትቀመጥ አደለም ትግራይ።ሠዉ።ሠላም። ፍለጋ።ይሠደዳል።ለወሬ።ጆሮ።አትሥጥ።እንወድሐሐለን።ንርልን

  • @user-gc4lv1bv3j
    @user-gc4lv1bv3j 4 ปีที่แล้ว +35

    መኳንንት እንወድሃለን
    ጅግና እኻ ፈጣሪ ይከተልካ

    • @tmsgnamlake7349
      @tmsgnamlake7349 4 ปีที่แล้ว

      በጣም እኔም እወደዋሎ

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f 4 ปีที่แล้ว +10

    ማኳንንት ካብቶም ተጋሩ ደረፍትና ፈሊና ኣይንሪአካይ ካምኣቶም ኢና ንፈትወካ ኣይዘካ

  • @neseyesene3008
    @neseyesene3008 4 ปีที่แล้ว +18

    መኳንንት ፍትውውውው ኢና ነብለካ

  • @user-jj5tu7ck2l
    @user-jj5tu7ck2l 4 ปีที่แล้ว +25

    መካንንት በጣም ነው ምንወድህ የእውነት ስው

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว +55

    ክፈትዎ መዓት ክቡር ሰብ መጠነ ነብሱ የክብረካ ። መኳንንት 😘 ክክክክክክክክክ ናይ ፈረንጂ ምሃይም እውን ኣሎ እዩ

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 4 ปีที่แล้ว +4

    መኮነን ኣታ ጀግና ከመይ ዲና ናፈትወካ ንበረልና መክበሪ ስብ

  • @user-zw3lj8tb7h
    @user-zw3lj8tb7h 4 ปีที่แล้ว +4

    በጣዕሚ እና ንፍትውካ

  • @sabateklay7357
    @sabateklay7357 4 ปีที่แล้ว +27

    ቢኪ ሓወይ ከመይ ድየ ከብለካ ደልየ መደብካ ጽቡቅ እዩ ግን እቲ ሕቶታትካ ሲ አይዕግብን ንእሽተይ እባ አስተካክሎ

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos3340 4 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ከማካ ሰብ የብዘሐልና መኻንንት♥♥♥ ለባም ሰብ ዕድመካ የንውሀልና

  • @michaelmebrahtu8241
    @michaelmebrahtu8241 4 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ኢካ አጆካ ግደፎም ንተዛረብቲ ሓመይቲይ ቦታ አይተሃቦም ስራካ ቀፅለሉ ሓየት ።

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +8

    መኳንንቲ ንፈትወካ ኢና 😘😘😍

  • @ove6164
    @ove6164 4 ปีที่แล้ว +20

    ትግርኝኡ ክጥዕም ሙቁር😍

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l 4 ปีที่แล้ว +11

    ዋውውውው ክቡር ጋሻና ውድድድድድ❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว +25

    ብጣዖሚ ግን ኦፕን ስብ እዩ ነጸ ስብ እዩ ደስ ይብል ግን 100%

  • @user-ou2ly9oo5k
    @user-ou2ly9oo5k 4 ปีที่แล้ว +4

    መኳንንት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @abrahamzekios9944
    @abrahamzekios9944 4 ปีที่แล้ว +2

    Great job thanks unity is knowledge, from tigrays USA Ethiopia tikdidem.

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว +10

    ጸብቅ እዩ ዝዛረብ ግን ዋው

  • @menberebeyene6368
    @menberebeyene6368 4 ปีที่แล้ว +4

    መኮንንቲ አድናቂት እየ እንካዕ ብሰላም መፃእካ

  • @TheAnedo
    @TheAnedo 4 ปีที่แล้ว +6

    ክሕገዝ ዘለዎ ሰብ እዩ ኣብ ኩሉ ነገራት ሓግዝዎ
    ነዚ መልእኽቲ ናብ ዝምልከቶም ኣካል በጺሑ ፍታሕ ክረክብ ነቶም ደቂ ዓዱ ኣገው ሰሪሖም ኣብ ትግራይ ክነብሩ ተስፋ ይገብር

  • @tominfotech
    @tominfotech 4 ปีที่แล้ว +10

    ትግራይ ማለት ካልኤቲ እስራኤል 'ያ፡፡✔️
    የቀንየልና ድምፃዊ መኳንንት ✊

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ንፍዕን ደላይ ሰላምን እዩ ዝወዲ

  • @axsumtube9454
    @axsumtube9454 4 ปีที่แล้ว +4

    ሓንቲ ሕቶ ጥራይ ኢኻ ሓቲትካዮ ንሳ ውን ብዛዕባ ትግራይ ስለዚ ንቕድሚት ከምተመሓይሽ ሙሉእ ተስፋ ኣለና ኣጆና ቀዛሕታ

  • @talatalaco4945
    @talatalaco4945 4 ปีที่แล้ว +17

    ትግራይ ኩራት ነው ደብረፂዮን ጀግናነው ብለህ ገላግላቸው ሞኬ

    • @akcbfvczfdfgff7046
      @akcbfvczfdfgff7046 4 ปีที่แล้ว +1

      ዋው መኳንንት ሽኮር ከመይ ዲየ ፍትውትው ዘብለካ👌👌👌👌👍👍👍👍👈🌷🌷🌷🌷💖💖💖😍😍😍😍😍

  • @meleymeley3629
    @meleymeley3629 4 ปีที่แล้ว +15

    ንፉዕ ቤኪ ትርጉም ሰለ ዝገበርካሉ የቀንየልና

  • @udfh7364
    @udfh7364 4 ปีที่แล้ว +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @simonmare6855
    @simonmare6855 4 ปีที่แล้ว +3

    Mekuanen lovely, your potential is way untouched. We need to see you with more new work!!!!

  • @gamtassatmag480
    @gamtassatmag480 4 ปีที่แล้ว +13

    እኛም እናከብራሃለን የንየ ማር 😘😘😘

  • @jemalmehamedberhan2426
    @jemalmehamedberhan2426 4 ปีที่แล้ว +12

    I love you mokanent

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +4

    መኻንንት መለሰ በጣሚ ኢና ንፈትወካ ኣገር ትግራይ ሓደ ህዝቢ እዩ ትክክል ኣለካ

  • @user-ch7yd6ds9i
    @user-ch7yd6ds9i 4 ปีที่แล้ว +2

    እኛም እንወድካለን የኔ ውድ💖💖

  • @user-kv4sc9gj1b
    @user-kv4sc9gj1b 4 ปีที่แล้ว +6

    መካንንት ወድዓበይቲ

  • @zedshambel8187
    @zedshambel8187 4 ปีที่แล้ว +1

    መኳንንት ምርጥሰው ዘረኝነት የማታቅ ጎበዝ

  • @ove6164
    @ove6164 4 ปีที่แล้ว +42

    በረከት ንምንታይ ግን ሰሎሚን ሀይለ ዘይተቅርበልና እውይ😒😒😒

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว

      ውጪ ዩ ዝነብር

    • @hanunahanuali2135
      @hanunahanuali2135 4 ปีที่แล้ว

      ሰለሞን ሀይለ አብ ወፃኢ አሜሪካ እዩ ዝቅመጥ

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 4 ปีที่แล้ว +18

    ሞኬ ብጣዕሚ ኢና ነክብረካ ንሕና ተጋሩ ውን

  • @user-dn6rd5de9w
    @user-dn6rd5de9w 4 ปีที่แล้ว +21

    በኬ ኣታ መቕሰን ኩሉ ሰብ ትግራና ጥራይ
    ኣብዚ ገዛና ኣማሓርና ኣይፈቐድኒ ትግርና ትግርና ጥራይ

  • @user-zs7rk4oc5u
    @user-zs7rk4oc5u 4 ปีที่แล้ว +2

    አታ ከመይ ዝበለ ጅግና እዩ ፍርሃተ እ ር ዘለዎ እቲ አጋላልፅኡስ ኩሉ አሕጊሱና ነክብረካን ነፈትወካን ኢና

  • @titiwukrotitiwukro7446
    @titiwukrotitiwukro7446 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ሞካንንት መለስ ፎታይ ህዝቡ ጎብዝ በርተዕ እፍታ ናይ አጋው ዝልዕላ ሕቶ ብጣዕሚ ዝደገፍ ሓሳብዩ ኣጋው ጥራይ ዝይኮንስ ማንኛው ትግራዋይ ንኡስ ዝኮን ዓቅሚ እንዳሃለው ናይ ምልማን ልምዲ ዘለው ብዛሕት ዕሽለ ኣለው ንሳቶም ውን ሓደ ማሕበር እውፂእካ ስሪሖም ንክቅየሩ ምምሃር የድሊ እዩ እና ሞካንንቲ ውዲ እጋው ባዕለይ ክሙርዕወካ ፍቃደኛ እንተኮይንካ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 ปีที่แล้ว +6

    መኳንንትዋይ እዛ ሳንጣኻ መንጋለ ዶ እንሃታ ቆልዓ ኻይነ ዘይርስዖ እኑበይተይ ንሓወ ኣባታተይ መንጋለ ጋግራ ኣብሃምዝኣ ዝበለት ሻንጣ ገይራ ትልእኸኒ ኑይራ ዓውሶ ገይርኻ ትኩስ ፃባ ከይርኻ ይስተ ኣገወታይ ጀግና ዓድቦይ ንበሩለይ

  • @tggaltigray9566
    @tggaltigray9566 4 ปีที่แล้ว +11

    መኳንንት ማቻ ኢካ አይዘካ በርትዕ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +7

    ቤኪ ሕቶታትካ ኣስተኻክል

  • @kirostirhas
    @kirostirhas 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ በረኸት ዋላሓንቲ ክእለት የብልካን training ውሰድ እዋእ... እንተ መካንንት ግን ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ ከመይ ከምዝፈትወካ ሳዕስዒትካ ርእይኻ ዘይምኖ ዕድመ ይሃብካ

  • @abdalhabrahem274
    @abdalhabrahem274 ปีที่แล้ว

    ብጣዕም እና ንፈትወካ መካንንት መለስ

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፃንሒት

  • @merryorthodox9978
    @merryorthodox9978 4 ปีที่แล้ว

    ጅቡዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @kirossyrgaembaye1592
    @kirossyrgaembaye1592 4 ปีที่แล้ว +5

    ወዋ ንፈትወካ እና ንሕናን ነበረክት አወነ ነክብረካ አና

  • @zerisenaykidane5779
    @zerisenaykidane5779 4 ปีที่แล้ว +2

    100 በ 100 ስለ ልቦና የሞላህበት ጎበዝ ነህ።ኣገናኝ ብየህ ኣለሁ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 4 ปีที่แล้ว +4

    ሞካንንት በርትዕ ባህሊኻ ከይታሓድግ ኣምበሳ ኢኺ ንስባህሊ ፀወታ ቓፅል

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 4 ปีที่แล้ว +2

    ውሩይ ናይኣገውኛ ኣቲስት ሞኮንት መለሰ ኣብ ቕስዛሕታ ብምቕራቡ ኣሰናዳኢ ብጣዕሚ የቐንየልና ልዋ በረኸት

  • @merhawitatsbha
    @merhawitatsbha 4 ปีที่แล้ว +12

    We love you moke jegna 😍❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግርኛ ይክእል ድዩ ክፈትዎ ኣነስ🕊❤
    በጣም እወድሃለው❤❤

  • @hamelmalberhanu224
    @hamelmalberhanu224 4 ปีที่แล้ว +2

    ውጅርና እዩ ዝዛረብ ዘሎ። ብጣዕሚ ደስ ይብል።

  • @luulgebremichael9149
    @luulgebremichael9149 4 ปีที่แล้ว +1

    Bejaka eba beki hawey sebeyti amir dawd eba akrbelna kemey kemzela knfelit🙏🙏🙏

  • @user-ot8xz9vy3j
    @user-ot8xz9vy3j 4 ปีที่แล้ว +8

    ቢኪ ኣጠያየቓኻ ኣሰተካክል

  • @tmsgnamlake7349
    @tmsgnamlake7349 4 ปีที่แล้ว +2

    አርቲስት መካንት በጣም እንወዳሀለን ሀቁ እዩ ንዘሙ ዝልሙኑ አህዋትና ኩሎም መንግስቲ ትግራይና ክታሀበሮም ባታ ክህቦም አለዎ ኩሉ ሰብ ድማ ናይአቅሙ ክርድእ አዎ ርእሶም ምእንታንክኽእሉ እተተሀባብሪና አምላኽና ልኡል እግዝአብሄር ይህግዘና እዩሞ በርከትውን ናብዝብጻህ አካል አብጸኽሉ በርከት ከም ሽምካ በርከት እካሞ

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 4 ปีที่แล้ว +1

    ትክክል ኢካ መኳንንት ብዘለካዮ ቀፅለሉ

  • @alpalp611
    @alpalp611 4 ปีที่แล้ว +6

    Shekorena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebahafetayadejudam2950
    @abebahafetayadejudam2950 4 ปีที่แล้ว +2

    ንፈትወካ ኢና መኳንንት ሓዉና

  • @user-df7jp2gs7q
    @user-df7jp2gs7q 4 ปีที่แล้ว +4

    የጭላ ወዲ ዓደይ 💞💞💞

  • @ilovetigray6310
    @ilovetigray6310 4 ปีที่แล้ว +4

    Bereket gin ኣታሕትታ በፍፁም ኣይትክእልን ብፍላይ ንልፍዓታይ ሓንቲ ኣይሓተትካዮን 0

  • @tigrayadey7559
    @tigrayadey7559 2 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ትግራይ ካልአይቲ እስራኤል እያ ኢልካ ተሞኒካልና ክትከውን እያ ከም ትምኒትካ ጅግናና ሺ ዓመት ንበረልና፣እውነት የሚናገር ፖለቲከኛ ይላሉ እነዚ ኣህዮች የትግራይ ጠላቶች ፈጣሪ ባኣጭር ግዜ ይለያየን እንጂ

  • @Rahel248
    @Rahel248 4 ปีที่แล้ว +1

    Yes must speak tgringa cos we don't understand amharic ❤️🇪🇷🇪🇹🇬🇧

  • @hagostasfu971
    @hagostasfu971 4 ปีที่แล้ว +6

    ሞካንንት ጀግና

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว +2

    ቀዛሕታ ንይርጋአለም በጃካ አቅረባልና ብጣዖሚ ሳሐቢ ግጥሚ አቅረበልና በጃካ

  • @HagerTigray
    @HagerTigray 4 ปีที่แล้ว +13

    ወንድሜ መብትህ ነው የትም ሄደህ መኖር.ስው ደግሞ ስላም ያለበት ሄዶ መኖር ይፈልጋል አንተ ደግሞ ሰላም ያለበት ቦታ ሄደህ መኖር መብትህ ነው.
    אחי הוא זכותך לחיות באשר אתה.

  • @tigrayalulaabanega85
    @tigrayalulaabanega85 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰሎሚን ሃይለ አባ ኣቅርበልና ብዝኮነ ኩሉ ትሕዝቶካ ጽብቅ ያቅንየልና።

  • @user-tf5bd7ms7g
    @user-tf5bd7ms7g 4 ปีที่แล้ว +2

    መካንንት በጣም በጣም ነው እምወድህ የኔ ልዩ Z እየ ካብ ሪያድ ሳዑዲ

    • @meareg59
      @meareg59 4 ปีที่แล้ว

      ካብ ሪያድ

    • @user-tf5bd7ms7g
      @user-tf5bd7ms7g 4 ปีที่แล้ว

      @@meareg59 ????

    • @meareg59
      @meareg59 4 ปีที่แล้ว

      ዘወርወር ኢለ አብ መንገዲ ሲኢነኪ ኢለ እየ

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +2

    #መኳንንት ጀግና "ብርቅየ"ለባም" የኣገዉ ልጅ...❤💛💖ከፍቲ እናሓለኹ እየ ይደርፎ ነይረ#ቅቅቅ ኣታ ትግርኛ የጋይዮ ኣሎ "ለባም"❤💛💖ትግራይ ማለት ካልኣይ ቲኢስራኤል ...እያ!! ተዓወት..

  • @tigrayteseer.2410
    @tigrayteseer.2410 4 ปีที่แล้ว

    እይዞካ መኳንንቲ ሐወይ ኩሉ ሰላም ክኸውን እዬ ብአምላክ ! ሰላም እብዝፈቱን ሰላሙ ባዕሉ ምስ ዝእልሽን ሰብ ክብሪ ወዲ አዳምን ሒዋንን ምኳኑ ዝተረደኦ ምስ አቲ ክቡር ወርቂ ህዝቢ ትግራዋይ ምኳንካ መንነትካ ኢካ ገሊጽካ :: ሐሳዊን መሲሉ ሐዳርን ናብ ትግርይ ገፁ እይግይድን እዮ . በረኸት እውን በርከትካ ይሰስን እንኳዕ ን ለካቲት 11 45 ን አብፀህሐና አሜን!

  • @haqitsier1976
    @haqitsier1976 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ፣ ግን አብ ኣታሓትታካስ ኣናኢስካዮ 80%ህዝብና ካብ ገጠር እዩ ዝዉለድ ዓገብ።

  • @liebegrue4168
    @liebegrue4168 4 ปีที่แล้ว +6

    ምኪ ፅገም አለካ ሰብ በግድ ፖለቲከኞ እካ የባህል ድዩ ከዛናጋዕና ዘክለሰ ሐቶ ሐተት እብር ካልእ አይደለን እዩ

  • @azihaftidani8891
    @azihaftidani8891 4 ปีที่แล้ว

    እንወድሀለን መኳንንት የኛ ምርጥ

  • @eleniyangessom8891
    @eleniyangessom8891 4 ปีที่แล้ว +6

    Mokiye swedih, ♥️

  • @michealareaya1061
    @michealareaya1061 4 ปีที่แล้ว +1

    መካንንት ብጣዕሚ ትሑትን ሰብ አክባሪን አርቲስት

  • @user-ss7wl5vp1f
    @user-ss7wl5vp1f 4 ปีที่แล้ว +2

    ስወደው ሞኬ

  • @kemelewf1531
    @kemelewf1531 ปีที่แล้ว

    Sort out our internal enemies, like this guy.

  • @zone6275
    @zone6275 4 ปีที่แล้ว

    መኪ ላትም ሠላምህ ይብዛልን

  • @destagedy4330
    @destagedy4330 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ክቡርጋሻና ውድድድድድድድድድድድ❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍💛💛💛💛💛💛😍😍😍😍😍😍😍😍🌻🌹🌹🌹🌹🌹💊❤❤❤❤♥♥♥♥💛💛💛💛

  • @simonmare6855
    @simonmare6855 4 ปีที่แล้ว

    Bejakum tegaru abhidhiedu concert adimuwo sirah habuwo, naywasai concert wasiku! Akibarikum fetawikumen akibrwo!!!
    PLEASE!!!!!!

  • @amenweldemariam8951
    @amenweldemariam8951 4 ปีที่แล้ว

    Mekannti btami ena nekberekan nfetwekan edmen tenan nmneyelka

  • @user-yk5fp9of6l
    @user-yk5fp9of6l 4 ปีที่แล้ว +4

    i love you mokannt ❤😍❤

  • @gaga-zx9rr
    @gaga-zx9rr 4 ปีที่แล้ว +2

    Beki hawey betaemi xbuk medeb eyu I'm a Lewis support you. So kemziom aynet degfti tigray fetwti tigray kemzi bemkrabka betaemi gobez so ajoka kexlo nehena ka bemoral ab gonka ena beki hawey
    Tigrayna nekdmit 💪💪💪

  • @mahelatkebede1424
    @mahelatkebede1424 4 ปีที่แล้ว

    I Love This PROGRAM