ብሰንኪ መንነቱ ቤት ማእሰርቲ ኣትዩ ክልተ ዓይኑን ኲላሊቱን ዝሰኣነ ሌ/ኮነሬል ኣንገሶም ኣርኣያ (0978632930 መረሳ ኣርኣያ - ሓዉ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    ብሰንኪ መንነቱ ቤት ማእሰርቲ ኣትዩ ክልተ ዓይኑን ኲላሊቱን ዝሰኣነ ሌ/ኮነሬል ኣንገሶም ኣርኣያ (0978632930 መረሳ ኣርኣያ - ሓዉ)
    ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራታት ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፆ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምኻን ንሓግዝ።

ความคิดเห็น • 146

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት
    የዉርደልካ ሐወይ መዓረይ ኣቦ ደቅካ
    ንክትከዉ ዕድመን ጥዑናን ይሃብካ።

  • @samiberhanesamiboy6075
    @samiberhanesamiboy6075 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ሃገር ከይኮነት ድቃስ ኣይርክብን እዚ ህዝቢ ብሓቂ

  • @user-yc4mf5ye4q
    @user-yc4mf5ye4q ปีที่แล้ว

    እግዝኣቢሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓውይ🙏🥺🥺🥺

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan ปีที่แล้ว +2

    እዚ ዝወረደና ጎንፂ አይኮነን ዘርኢ ምጥፋእ ( Genocide ) እዩ መምህረይ በቲ ዘጋጠመ ጎንፂ ስለዝበልካ እየ ህዝበይ መዋፅኦ ይፍጠረልካ ዘይኢድካ ረኺብካ 💔💔😢😢

  • @user-ug8bo4dx5d
    @user-ug8bo4dx5d ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ምሕረት ይዉረደልካ ናብ ንቡረ ጥዕናካ ይመለስካ
    ግን ሕቶ አለኒ ሰለምናታይ መንግስቲ ትግራይ በነፃ ንክሕከም ዕድሉ ዘይፈጥልሉ ንሃገረ ክበሉ ዕድሜ ልከዖም ዝፀነሑ ተጋደልቲ ሰለምንታይ በነፃ ዘይሕከም አብ ዓይደረ

  • @Tigray122
    @Tigray122 ปีที่แล้ว

    ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡራት ስድራና መምህር ሙልእ ምስ ኩቡራት ስድራና ኩቡር ሓውናን ጅግናናን ዝኮንካ ኩቡር ጋሻና ልዑል እግዚኣብሄር ባዕሉ ይፍረደልኩም 💔😭☝🏽️☝🏽️☝🏽️

  • @user-fy9ef9fq5b
    @user-fy9ef9fq5b ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ እግዚአብሐር አምላክ

  • @abbeyene
    @abbeyene ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ 😢😢😢

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m ปีที่แล้ว

    ኣያና ንሓግዝ ኣሕዋት።

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት የዉረደልካ ሓወይ

  • @senaytgebremedhin68
    @senaytgebremedhin68 ปีที่แล้ว +1

    ዘይአዙይ አማ አንታይ አዩ ዘሕምም ንሂወቶም ዘይሰስዑ ሃገር ክትኾነና ኢሎም ሃገር ዝገበሩ ዓስቦም ሲኢኖም ነዚ ተፈድዮም ግን ፍርዲ ካብ ፈጣሪ 👆ብጣዕሚ አዩ ዘሐዝን 💔😭😭😭😭

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +5

    ዓይደር ሆስፒታል ግን ንምንታይ ንከምዚ ሓውና ዝበሉ ብጽኑዕ ንዝሓመሙ ብዝተክኣሎ ኔጻ ኣገልግሎት ዘይህብ❓ ኣብዚ ግዜ ገንዘብ ካበይ እዩ ከምጽእ ህዝቢ❓እቲ ዘለዎ ከኣ 2 ሽሕ ኣብ ወርሒ እንዳሃቡ💔

  • @milimili6518
    @milimili6518 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ እወይ ሓወይይይ ብጣዕሚ ይሐዝን አይይይ

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት ይልአከሉ ክቡር አቦና❤😢

  • @fairoozfairooz3607
    @fairoozfairooz3607 ปีที่แล้ว

    ወለተ ማርያም እግዚአብሔር ይምሐርካ

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም አቦዋይ😥

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l ปีที่แล้ว +3

    ልዑል ፈጣሪ ምህርት የውርደልካ 😭 ኣሎዉ ድምጽ ዝኾኖም ዝስኣኑ ይኣኽሎኩም ይበለና ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray ปีที่แล้ว +4

    💔😭 ኣሕሕሕሕሕሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣከልካ ክቡር ሓውና ናኢዶም ይሃቦም ዞምኣረሜናት💔

  • @user-vb7kv5uu3g
    @user-vb7kv5uu3g ปีที่แล้ว

    እግዝያብሄር ይምሓርካ ሓወይ

  • @trahasgideyi4595
    @trahasgideyi4595 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደሎም🙏😥

  • @amanasfaha588
    @amanasfaha588 ปีที่แล้ว

    Egziabher Amlak Mhret Yewrdelu

  • @user-jb7bv3hg5c
    @user-jb7bv3hg5c ปีที่แล้ว

    Egziaabiher Amlak mhret yewrdelka hawey

  • @abedaberhan
    @abedaberhan ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕሕሕ ምሕረት የውርድልካ እግዚአብሔር 😢🙏

  • @adigudemmekel8061
    @adigudemmekel8061 ปีที่แล้ว +4

    ንምንታይ ኢኹም ብግልፂ አበይ ከምዝተአሰረ ማአዝ ከምዝተአሰረ አበየናይ ኽፍሊ ነይሩ ግለፅዎ እትዝበፅሆ ግፍኢውን አብራህሪኹም ግለፅዎ ንወሎዶ ዝማሀላለፍ ታሪኽ ግፍኢ እዩ
    አምላኽ ይምሀሮ

  • @zayidfkir6724
    @zayidfkir6724 ปีที่แล้ว +3

    ምሕረት የውርደልካ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 ปีที่แล้ว +3

    ዋይይ ዛካሕዳም ሃገር አሕሕሕሕሕ 😭😭😭
    ምሕረት የውርደልካ ሓውና አያና

  • @hhhhfgh1282
    @hhhhfgh1282 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደልካ ክቡር አያና🙏🙏🙏

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭🇧🇴👹🇪🇷👈😭😭😭😭😭😭😭😭👈☝️☝️☝️☝️

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k ปีที่แล้ว

    _እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርድልካ_

  • @user-yt9us4qj6o
    @user-yt9us4qj6o ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርድ ፈጣሪ

  • @edgwd3138
    @edgwd3138 ปีที่แล้ว

    መድሃኒአለም ኣቦይ ነቶም ዝበፅሐሎም ዘይብሎም ጉዱኣት ብምሕረትካ ብፅሐሎም 😥ምሕረት የውርደልኩም ክቡር ኣቦይ😥❤😊

  • @user-ln6op4mk4r
    @user-ln6op4mk4r ปีที่แล้ว +5

    ክንደይ አለው ገና ችግሮም ለይተፈለጡ።ፈጣሪ ይምሓርኻ

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti ปีที่แล้ว +6

    ኣቦውጻዓት እንካዕ ብዳሓን መጻእካ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ♥️♥️ንሓውና ምሕረት የውርደሉ🥺👏

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy7144 ปีที่แล้ว +3

    እፍፍፍ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ ክብረይይ

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደሎም ክቡር ኣያና የሐዝን እንታይ እሞ ክንብል እግዚአብሔር ፍርዲ ይሃብ💔💔💔😥😥😥

  • @aldaam8347
    @aldaam8347 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ይመሓርኻ አቦዋይ

  • @asmerettesfay1783
    @asmerettesfay1783 ปีที่แล้ว

    Mulu schikor hawey enkae bdehan mexaeka

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልካ ኩቡር ኣያና

  • @user-eo3sj3ct1b
    @user-eo3sj3ct1b ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደሉ

  • @user-hl5tf5me4y
    @user-hl5tf5me4y ปีที่แล้ว +1

    እረ ብምንታይ ንልእኽ ቅርሺ ንገሩና ኡፍ ኣይካእልኹን 😥

  • @azmeruaynalem8750
    @azmeruaynalem8750 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመሓርካ

  • @user-xt8tj3cj8f
    @user-xt8tj3cj8f ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ኣቦ ዉፅዓት❤😘
    ንክቡር ኣያና እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደሉ✝️🤲

  • @user-pi8jz9hr8p
    @user-pi8jz9hr8p ปีที่แล้ว

    ክቡር ኣቦና ሙሉእ ምሕረት የዉርደልኩም እግዚኣቢሔር ኣምላክ 👏👏👏

  • @nadernegash827
    @nadernegash827 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭 አኽ ያአላህ ምን እንበል

  • @kidan5256
    @kidan5256 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ብርሃን ህዝቢ ትግራይ እንኮዕ ብሰላም መፃእካ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘💊💊💊💊ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏💔💔💔💔😥😥😥😥☝️☝️☝️

  • @tube-di1so
    @tube-di1so ปีที่แล้ว +3

    ናይ ዉሽጥና ሚድያ ተኸታተልቲ ሳብስክራይበ በሉኒ😍👏

    • @kidan5256
      @kidan5256 ปีที่แล้ว

      ብስራተይ እንቢይ ኣይንገብርን 🙄🤣🤣🤣🤣🤣

    • @tube-di1so
      @tube-di1so ปีที่แล้ว

      @@kidan5256 😍❤😂😂😂

  • @milimili6518
    @milimili6518 ปีที่แล้ว

    ሙላተይ ተሻቅል ነይረ ደሞፅካ በመሰመዑይ ተሰፍ ገይረ ሓወይ መሐረት ይወረደልካ

  • @fggg199
    @fggg199 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣር ምሕረት የዉረደልካ ክብሩ ኣያነ ❤ዓክ😥😥😥😥😥😥😥

  • @zebibaosman9282
    @zebibaosman9282 ปีที่แล้ว

    ንሻአላህ ረቢ ያአፈካ እድመን ጥእናን ያሐብካ ንሻአላህ

  • @user-jc1fg4od2k
    @user-jc1fg4od2k ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ክብር ኣያና👏 😢😭

  • @abebatadesse4720
    @abebatadesse4720 ปีที่แล้ว

    አሕ እዋይ እዋይ አንታ ሐረረና እኮ

  • @letaygedy5879
    @letaygedy5879 ปีที่แล้ว

    Eway maarey.💔💔💔💔💔💔

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይምሓርካ ዘሓወይ

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር. ይምሓርኩም. ፈጣሪ

  • @frehiwettesfay8337
    @frehiwettesfay8337 ปีที่แล้ว +1

    መሕረት የውርደልካ 🙏🙏🙏♥♥🌹🌹

  • @gamait-xb8ei
    @gamait-xb8ei ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ማዓረይ ፈጣሪ ምሕረት የውርድ 😢😢

  • @user-ui6ss9ee8p
    @user-ui6ss9ee8p ปีที่แล้ว

    መምህረይ ኣቦ ፅጉማት💛
    ምሕረት የውርደሉ አያና

  • @GG-mw8vl
    @GG-mw8vl ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ🙏🏾

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የዋርድልካ ክቡር አዮና

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ምሕረት የውረደልካ ጅግና አቦና ክትድሕን እካ

  • @user-jq2tm1up7w
    @user-jq2tm1up7w ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ

  • @user-mk9kt3rt2l
    @user-mk9kt3rt2l ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ሓወይ 🙏🙏🙏

  • @selamhalefom2121
    @selamhalefom2121 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ እግዚኣቤሔር አምላክ ሓወይ መዓረይ

    • @zhraazhraa1794
      @zhraazhraa1794 ปีที่แล้ว

      ምሓርት ይውረ ደልካ

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ኤህ እግዚአብሔር ይፍረዶም

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 ปีที่แล้ว

    Memhir xegau yebzhelka bezewldkayo tehagos 🙏🙏🙏🙏

  • @filmontsegay297
    @filmontsegay297 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ሓወይ

  • @user-dn7uo2by4q
    @user-dn7uo2by4q ปีที่แล้ว

    ኣየ ኣነ ህዝበይ💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @letebrhanasfawwoldearegay9028
    @letebrhanasfawwoldearegay9028 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏Ezgabiher amlak yhret yewtdelka 🙏🙏🙏🙏

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ይምሓርካ ሓወይ 🙏

  • @tube-di1so
    @tube-di1so ปีที่แล้ว

    መምረይ ኣቦ ዉፁዓት ሓወይ ምሕረት የዉርደልኻ👏

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ

  • @rorosunmax8801
    @rorosunmax8801 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ሐውይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rrr6755
    @rrr6755 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣያና🙏😢💔

  • @hiwothiwot3843
    @hiwothiwot3843 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉ🙏

  • @weynigaltigray1998
    @weynigaltigray1998 ปีที่แล้ว

    ምሕረት ይወርድልካ ጀግና ኣቦና 😭😭😭

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 ปีที่แล้ว

    Egziabher amlak mulue mhret yewird

  • @aexum1597
    @aexum1597 ปีที่แล้ว

    Mehret yewrdelka zehawey 🙏🏾memhr melu edmen tena yhabka fetary 🙏🏾

  • @bri7094
    @bri7094 ปีที่แล้ว

    ውይ ባባየ ምሕረት የውርደሎም ማማየ ኣጆኦን

  • @selamaregay6838
    @selamaregay6838 ปีที่แล้ว

    Mihret yewridelka fetari🙏🙏🙏 hawey

  • @tekle9364
    @tekle9364 ปีที่แล้ว

    ናይ እግዚአብሔር መንፈስ አይፈለየካ

  • @user-po5gs6pj4z
    @user-po5gs6pj4z ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውረደኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ኣምላኽ ኣያኒ 🙏🙏🙏

  • @slamhlkjjj930
    @slamhlkjjj930 ปีที่แล้ว

    ምሕርት የዉረድልካ ሓወይ

  • @MeresaAraya-ub7pc
    @MeresaAraya-ub7pc ปีที่แล้ว

    የቀንየልና!!! ንኩልኩም ደገፍቲ ናይ ሓዉና ኮ/ል ኣንገሶም አርአያ ዝኾንኩም

  • @kbrinamlak3267
    @kbrinamlak3267 ปีที่แล้ว

    እቶም ናይና ከ እንታይ ኮይኖም ክሮኔል ዝኣክል ሕልፍናሲ ድብርዮሞ ሱቕ ኢሎም።ኣምላክ ምሕረት ይኣዝዝ።

  • @salmsalam5594
    @salmsalam5594 ปีที่แล้ว

    ዋይ ህዝበይ💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @tiegstiweldeab4375
    @tiegstiweldeab4375 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdalka fetari

  • @eteneshyosef1052
    @eteneshyosef1052 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይዳብስካ ሓወይ

  • @user-hl5tf5me4y
    @user-hl5tf5me4y ปีที่แล้ว

    ዋይ ሓወይ 😥

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 ปีที่แล้ว

    GEIYTA YIMAREH
    KALATY. YALEGYIM WIyyyyyyyy
    ♥️♥️♥️♥️

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 ปีที่แล้ว

    ዋይይ ሓወይ እህህ

  • @asmirgeberyohannes2721
    @asmirgeberyohannes2721 ปีที่แล้ว

    Ehhhhhh tegeray 💔🇻🇳😢wey fetery ☝🏾

  • @user-gi5nr4bk9c
    @user-gi5nr4bk9c ปีที่แล้ว

    😢😢😢

  • @binyam1578
    @binyam1578 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሓወይ😢 ማዓስ እዩ ክወግሕ?👏🕊✝️💒🔔🧸🧸💔

  • @rraarraaa452
    @rraarraaa452 ปีที่แล้ว

    ምሕርት ያዉርዲ🙏

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 ปีที่แล้ว

    ቆርጢማ ምፅጋብ ዘኣበየት ምድሪ ኣህዛብ እህህ 💔😭😭😭

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭💔💔

  • @user-sz5fz3qq3y
    @user-sz5fz3qq3y ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምህረቱን ይላክልህ 😭😭😭 አምላክ ይማርክ 🙏

  • @festahailu1189
    @festahailu1189 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelka hawey mearey 😭😭

  • @user-qp2cj8fy7i
    @user-qp2cj8fy7i 11 หลายเดือนก่อน

    kudus gebriel ydabska hawey entay ysano fetari