ጥዑም ወረ ካብ ደቂ ገዳም ማርያም ዲቦ!! - እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ส.ค. 2020
  • ናብ ናትኩም ዝኾነ ሚድያ ውሻጠና Join ብምግባር ነበረታትዕ!!
    / @wushatenamedia
    ገዳም ማርያም ዲቦ ኣብ ዘመነ ንግስና ሃፀይ ኣልኣሜዳ ብናይ ቅድስት ወላዲተ ኣምላክ ራእይ ዝተሃነፀ ጥንታዊ ገዳም እዩ። ፅላተ ተቦቱ ካብ ፅዮን ኣክሱም ብህሩየ እግዚእ ዝተበሃለ ካህን ዝመፀ እዩ።
    ነዚ ተጋሪኻዊ ገዳም ዘመኑ ብጠልቦ ንክስራሕ ብዙሓት ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ ደቂ ማርያም ዲቦ ዕዙዝ ምንቅስቃስ እናገበሩ ይርከቡ።
    እዚ ገዳም ኣብ ምንታይ ብርኪ በፂሑ ከምዘሎ ነዚ ቪድዮ ብምርኣይ ኣበርክቶኹም ክትገብሩ በዚ ኣጋጣሚ ንፅውዕ።
    ነዚ ገዳም ክትሕግዙ ንእትደልዩ:-
    ዲቦ ቅድስት ማርያም ኣንድነት ገዳም
    ቁፅሪ ሒ/ባንኪ 1000015428205 ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

ความคิดเห็น • 196

  • @ggss6258
    @ggss6258 3 ปีที่แล้ว +49

    እልልልልልልልልልልል አሰይይይ አባና አብ ጸሎትኩም ዘክረኒ ብሰላም አጀሚሩ ብሰላም የፈጸመና እወይ ተመሰገን አምላክይ

    • @konjokonjo8565
      @konjokonjo8565 3 ปีที่แล้ว +1

      Brekt zitsatfiku naena ewin brektkum ycafilena

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว

      E.llllllllllllllllllll E.llllllllllllllllllll Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖😍😍😍😍😍

    • @ggss6258
      @ggss6258 3 ปีที่แล้ว

      @@MaryMary-wq9iy እንካዕ ደሰሰሰሰ በለና😍💝💝💝💝💝💝💝💝💝

    • @ggss6258
      @ggss6258 3 ปีที่แล้ว

      @@konjokonjo8565 አሜን አሕዋትይ ማዓርይ💝💝💝💝

    • @mariyam3961
      @mariyam3961 3 ปีที่แล้ว

      ማህበር ድቦ ማርያም ሳኡድ ብሚንታይ ይርከብ እመብሪሃን ፀለላ ትኹንኹም

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 3 ปีที่แล้ว +33

    ጥዑም ይሃብካ መምህረይ ኩሉ ግዜ ጥዑም የስምዓዮ ፈጣሪ እዝንና።

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 ปีที่แล้ว +8

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እንዃዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ሙለረይ እንኳዕ ደሓን መፃኻ በረከትን ረዲአትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዲቦ ኣይፈለየና

  • @user-ci8rs1eh3w
    @user-ci8rs1eh3w 3 ปีที่แล้ว +20

    አቦየ ማዓረይ ካብ ስደት ብሰላም ተመሊሰ በረከት ኢድኩም ንክሳለም መልካም ፍቃድ ናይ አግዚአብሔር አምላክ ይኩነለይ ኡፍፍፍ ደስ ክብልካ እዞም ዓብይ አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘💘💘💘

  • @hhhh299
    @hhhh299 3 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልልልልልልልል አሰይይይይይይይይ ባጣዓሚ ደሰሰሰባሃል ክብር ኣቦና አብ ፀልትኩም ሑሰቡና

  • @hdyydydhcucuuf9446
    @hdyydydhcucuuf9446 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪

  • @jdjgbkdv6782
    @jdjgbkdv6782 3 ปีที่แล้ว +16

    እልልልልልል እሰይይይይይ ተመሰግን እግዚአብሄር ናይ ድንግል ማርያም በረከት ይሃደረና 💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @znabugebreslassie5745
    @znabugebreslassie5745 3 ปีที่แล้ว +5

    ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እመቤታችን ናብ ድርኩኪትኪ የብፀሐና

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ንአባታትና ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃባም ፀሎም በረከቶም ይክፈለን
    መምህረይ ኩሉ ግዜ ብርሃን ይኩን ናብራካ!

  • @user-mh9jc3ek5v
    @user-mh9jc3ek5v 3 ปีที่แล้ว +21

    ኢድኩም ትዝርግሑ እግዚአብሔር የማናይ ኢዱ ይዘርገሐልኩም እመብርሀን በሰላም ናብ ሀገርኩም ትመልሰኩም ኣሜን

  • @user-ek8pw7jn8r
    @user-ek8pw7jn8r 3 ปีที่แล้ว +10

    ቀኒአ መንፈስ ቅንኢ ንዋሃቢ ይሃቦ ኣቦና ኣብ ፆሎትኩም ኣይትረስዑና

  • @user-wb2ml4ko9z
    @user-wb2ml4ko9z 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡራት ኣቦታትና💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤🙏

  • @MEd595
    @MEd595 3 ปีที่แล้ว +28

    ኣሰይይይ ተመስገን ኣምላኬ ከይተገበአኒ ነዚ በረከት ክሰምዕ ዝገበረኒ ኣሕዋትና ድማ በረከት ናይ ድንግል ማርያም በረከት ይሕደረና
    መምህር ሙሉ ድማ ከም ስሙካ ሙሉእ ይሃብካ እግዚእብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ

    • @user-il8kg7ro8s
      @user-il8kg7ro8s 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲✝️

    • @alemtsahaytamr9463
      @alemtsahaytamr9463 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፫

    • @user-wr9jc3ju8s
      @user-wr9jc3ju8s 3 ปีที่แล้ว

      @@alemtsahaytamr9463 አሜን አሜን አሜን

  • @user-qy6wk1kj9f
    @user-qy6wk1kj9f 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @rahwah9880
      @rahwah9880 3 ปีที่แล้ว

      ዕልልልልልልል

  • @user-hl9nn6tc2c
    @user-hl9nn6tc2c 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣስይይይይይይይይይ ሓጎስይ መጠን የቡሉን እግዚአብሔር አምላክ ዝተመስገነ ይኩን በእወነት ስድትና ኣሕፂሩ ኡሱራትና ፈቱሑ ናብ ምስዓሙ የብቀዐና አሜን ። ምሕረት ናይ እግዚአብሔር አምላክ ።አማልጅነት ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት አምላክ ን ታራዳእነት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ህሩያነ እግዚአብሔር አምላክ ኣይፈለየና

  • @user-fy6js3hf1s
    @user-fy6js3hf1s 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይይ ብጣዕሚ ደሰ ኢልና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን እንኳዕ ድማ ንማሕበርና ማሕበር ቅድሰት ድንግል ማርያም ዲቦ ናይ ምሰረታ በዓላ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ክብራት ኣሕዋተይ ፀሎታን በረከታን ናይ ኣዱኡ ኣደና ቅድሰት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ወለድና ኣሜን

  • @user-pw1jt6mr5g
    @user-pw1jt6mr5g 3 ปีที่แล้ว +18

    አሰይይይይይይይ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ንመበል 4ይ ዓመት ምስረታ ናይ ማሕበር ቅድስቲ ማርያም ዲቦ ብሰላም ኣብፀሐኩም ናይ ብሓቂ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ንማሕበርኩም ትባርከልኩም ደቂ እመ ብርሃን አሕዋተይ

    • @user-tx8sb1su3i
      @user-tx8sb1su3i 3 ปีที่แล้ว

      ተመስገን አምላክ አስይይይይይይይይይ እልልልልልልልልል

    • @jdjgbkdv6782
      @jdjgbkdv6782 3 ปีที่แล้ว

      አሜን ዝያዳይ እግዚአብሄር ይመሰገን አሜን ንማሃበርን ትባርከልን እሰይይይእልልልል

    • @ggss6258
      @ggss6258 3 ปีที่แล้ว

      አሜን ዝያዳይ

    • @asadaetho3618
      @asadaetho3618 3 ปีที่แล้ว

      እሰሰሰሰሰሰይይይይይይይይይ

  • @user-ye4tx1yp1v
    @user-ye4tx1yp1v 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን እልልልልል ተመስገን ኣምላክ ኣቦና ፆሎትኩም ኣይፈለየና
    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏

  • @temesgenheshe2280
    @temesgenheshe2280 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @heucgsyx5609
    @heucgsyx5609 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ይመስገን ተፈፂሙ ንምርአይ የብቀዐና ፈጣሪ ናይ አቦና ብራኬ የሕድረልና። መምህር ብጣዕሚ ዘሐጉስ ስራሕ እዩ እግዚአብሔርን ስብን ዘሐጉስ እዩ ነዊሕ እድመ ጥዕና ይሃብካ።

  • @wasli8257
    @wasli8257 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል

  • @user-ke9jl3sd7y
    @user-ke9jl3sd7y 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆሎትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ብሰላም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዲቦ ዓድና ብሰላም ይምለሰና 😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @goitomgtesfay3533
    @goitomgtesfay3533 3 ปีที่แล้ว +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኩፉእ ዘበለ ኩሉ ትሓልወና ትሓልኹም ንዝሃብኩም ድማ ኣብዚሓ ትሃብኩም ኣሜን።

  • @user-dc5ir2wn1g
    @user-dc5ir2wn1g 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብርክትኩም ኣይፍለየና ኣባና ኣሕወትናን ፍፀም ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ ፍጹም ይፍፀሞ ኣሜንኣሜንኣሜን ቃል ኣምላክ የስመዐና ኣሜን

  • @user-il8kg7ro8s
    @user-il8kg7ro8s 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ፀጋ በረከቶም ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲✝️

  • @user-to5jf4wj8s
    @user-to5jf4wj8s 3 ปีที่แล้ว +14

    እሰይይይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሄር ኣምላክ ይመስገን እግዚአብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኩም ክብራ ኣሕዋተይ

  • @sooqusabya8699
    @sooqusabya8699 3 ปีที่แล้ว +5

    እሰይይይይ ተመስገን አምላክ እንካዕ እዙይ አርአየና ናብ ደገ ሰላምኪ የብቅዐና ቅድስቲ ማርያም ዲቦ ዓድና ፀጋ በረከቶምን ፆሎቶምን ምስ ማላእ ማሕበርና ይኩን አሜን

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 3 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህር ሙሉ ሓወይ አሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና ፀሎትኩም ኣይፈለየና ኩቡራት ወለድና ።

  • @user-gi5nr4bk9c
    @user-gi5nr4bk9c 3 ปีที่แล้ว +2

    ፀሎትኩም ይማላለአና

  • @user-tv8qo4mu3g
    @user-tv8qo4mu3g 3 ปีที่แล้ว +18

    አሰይይ ዕልልል ናብ ደገ ሰላምኪ የብቅዓና ኣዴና: ኣቦታትና ምርቓኹም ይብጽሓና አሜን: ከም ኩሉ ግዜ ብጸሎትኩም ሕሰቡና ኣቦታትናን ኣዴታትናን: እቶም ጉልበትኩምን ገንዘብኩም ኣብ ቅዱስ ስራሕ ተውዕሉ ዘለኹም ምምራጽ እዩ ኣይትትሓለሉ።

    • @user-sw4ee3zu2u
      @user-sw4ee3zu2u 3 ปีที่แล้ว +1

      አሜን ጓል እመብርሃን መምህርየ ንስኻቱም ድማ በርትዑ አብ በረከትኩም ይሕወሰኒ ንድክምቲ ሓፍትኹም ንፉዓት ማሕበር ብሓቂ ኩሉ ኮነ በፆሎት እግዝእትነ❤👈

    • @ommomm9733
      @ommomm9733 3 ปีที่แล้ว +1

      አሰይይይይ ዕልልልልል ሰላምኪ ኣቦታትና የብቅዓና አሜን አሜን አሜን

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣባታተይ አብ ፀሎትኩም ሕወስኒ ጋልኩም ከብ ሳዑዲ

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf 3 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልል እልልልልል እግዚአቢሔር ይመስገን ደስክብል

  • @alemalu4734
    @alemalu4734 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይ ማርያም ዲቦ እሜቬቴ ባዕልኪ ሓልዉና ደገ ንምስዓም የብቐዐና ኣሜን///3///💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣቱም ዋሃብቲ ክቡራት ኣሕዋትና ገንዘብኩም ኣብ ሰማይ ሓሊፉ ክጸንሐኩም እዮም እግዚ ኣብሄር ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም

  • @mrim222
    @mrim222 3 ปีที่แล้ว +1

    ሙለረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓድና ድማ ኣርኢካና የቀንየልና በረከትን ረዲኤትን ናይ እሜቤታችን ኣይፈለካ።

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h 3 ปีที่แล้ว

    እሰይ እሰይ እሰይ ቅድስት ድንግል ማርያም ዲቦ ብዝወፆ ትተከአልኩም ኣሕዋተየ

  • @user-dc5ir2wn1g
    @user-dc5ir2wn1g 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜንኣሜንኣሜን በርከትኩም ይብዘሓልኩም

  • @dddd-vb4kd
    @dddd-vb4kd 3 ปีที่แล้ว +4

    በእውነት እግዚአብሔር ይመሰገን ስለሁሉም ነገር ምስጋና ለእሱ ይኹን ለዚህ በረከት ለተሳተፋቸው የነብስ ዋጋ ያድሪግላቸው እመቤታችን ከክፍ ነገር ትጠብቃቸው

  • @abiiilove7993
    @abiiilove7993 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen

  • @toremember8793
    @toremember8793 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤💒💒💒

  • @museimusei3952
    @museimusei3952 3 ปีที่แล้ว +14

    መጀመርያ ሉዑሉ እግዚኣቢሀረ ይክበረ ይመስገነ በተክርስትያና ተመሊኡ የርእየና ፈጣሪ ኩሉዒለመ

  • @user-qs7cg2xo6m
    @user-qs7cg2xo6m 3 ปีที่แล้ว +2

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን እግዝእትነ ድንግል ማልያም በረከታ ረድኤታ ኣይፈለኩም ኣይፈለየና
    ብዘውፀኣኽምዎ ይተክኣልኩም ብዘይካ ሓጢኣት ኩሉ ናይ ልብኹም ሓሳብ የስምረልኩም ጸሎት ድንግል ማርያም ይሓልውኩም

  • @user-gx6eo8xs7k
    @user-gx6eo8xs7k 3 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገንአምላኬይ❤️❤️❤️

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen Egziabher Amlak ymesgen 🙏🙏🙏 bereketkum yekaflena ahwatey 🙏

  • @user-bo2pl1vf9o
    @user-bo2pl1vf9o 3 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ሙሉ ሓውና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሓልካ♥

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 3 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልልልልል ጥዑም ይሃብካ መምህር ሙሉ ሓወይ አብዚ በረከት ዝተካፍልኩም አሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕፅፍ ድርብ አቢሉ ይሃብኩም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረክታን ረድኤታን ይሕደርኩም ይሕደረና

  • @selam6473
    @selam6473 3 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ እግዚአብሄር ናብናፊቅናዮ ዘሎና ቤት አምላክና የርእየና እመ አምላክ በረከታን አማላድነታን ትልወና ትሓኩም ማሕበርቅድስት ድንግልማርያ ዲቦ
    ሙሉየ እመአምላክ አብ ኩሉ ጉዕዞካ ትከተካ መርኣያኢካነቲሰናይ ሰራሕካ

  • @user-il8kg7ro8s
    @user-il8kg7ro8s 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና ቀሺ ይፍቲ 🤲🤲✝️

  • @deutstrau5165
    @deutstrau5165 3 ปีที่แล้ว +2

    ደስዝብል እልልል

  • @albadr1086
    @albadr1086 3 ปีที่แล้ว +7

    እልልልልልልልልልልልል እስይይይይይይይይይ ደስስስስስስ ክብልልልልልልል ናይ ኣባታትና በረከቶምን ረድኤቶን እይፍለይይይይይና ኣብፆሎትኩም ዝካርኒ

  • @user-hy6gr8rt2q
    @user-hy6gr8rt2q 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-ml4nh7qx4d
    @user-ml4nh7qx4d 3 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን አግዛብሄር አምላክ ፅጋኩም ይብዝሕየ አሕዋተየ ናይ አደን ቅድስት ወልደት ማርያም በርክት እየፍለይኩም

  • @nigisty16welu32
    @nigisty16welu32 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen

  • @mrim222
    @mrim222 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሳይ እልልልልልልል ማርያመይ ርህርህቲ ሕሊና ስደትና ኣሕፂርኪ ኣፍ ደገ ሰላምኪ ክንስዕም ኣብቅዕና። ኣቦታትና ኣብ ፀለትኩም ዘኩርና

  • @abrhalesbhatu2032
    @abrhalesbhatu2032 3 ปีที่แล้ว +4

    አግዝኣቢሄር ምሓበርኩም ይባርክ ኩቡራት የሕዋት

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w 3 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ኣሰይይይይይይይይይይይይ
    ማርያም ኣብዚሓ ተዓድልኩም

  • @AmAm-wo2pz
    @AmAm-wo2pz 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen ⛪⛪🤲🤲🤲

  • @yesabberhe7786
    @yesabberhe7786 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣጀሚሩ የፈጽምኩም ደቂ ቅድስት ድንግል ማርያም ድቦ,,

  • @user-vu9uk4dd1u
    @user-vu9uk4dd1u 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ተመስገን አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ሓውና አሜን አሜን አሜን
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @medhanietewelde707
    @medhanietewelde707 3 ปีที่แล้ว +3

    Egzabhir amlak yimesgen yikun bahki zihabe ezigi yihabo mahiberikum yidabirelikum yihwat

  • @user-qy6wk1kj9f
    @user-qy6wk1kj9f 3 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልል ኣሰይ አቦና ኣብ ፀሎትኩም ዘክሪኒ

  • @user-ci8rs1eh3w
    @user-ci8rs1eh3w 3 ปีที่แล้ว +5

    ተመስገን አምላከይ እዚ በረከት እዚ ንክሰምዕ ንዝፈቀድካለይ ክብረምስጋናይ ይብፃሕካ 🙏🙏🙏ንዝሃብኩም አሕዋተይ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም 🙏🙏🙏መምህረይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓

  • @daniya4773
    @daniya4773 3 ปีที่แล้ว

    ብሰላም የፈፅምኩም በረከትኩም ይሕደረና ክቡር ኣቦና ዕድመ ይሃበልና መምህር ምሉ ጥዑም ወረ ንሰምዐሉ ግዜ የምፅአልና ተመስገን

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 3 ปีที่แล้ว +3

    ወለድና ኣብ ፀለትኩም ኣይትረሱዕና

  • @jdjgbkdv6782
    @jdjgbkdv6782 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ኣቦና

  • @user-jd7yw7ec4t
    @user-jd7yw7ec4t 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen nkulu neger egzabher ymesgen mefetsemtuau yeriana

  • @ngistiarayetigray4998
    @ngistiarayetigray4998 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @maheltkashe4079
    @maheltkashe4079 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-pv7jh1gt3u
    @user-pv7jh1gt3u 3 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ክንደይ ደስ ክብል እዩ
    አቦታተይ ብፀለትኩም ሕሰቡኒ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 3 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልል እሰይይይ ተመስገን አምላከይ ናይ ኣቦና ፀጋ በረከቶም ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ይኩን ኣሜንንን(3) መምህር ሙሉየይ ድማ ካምቲ ስሙካ ሙሉእ ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ🙏

  • @rahwag3281
    @rahwag3281 3 ปีที่แล้ว +2

    Esye des yebele egzabiher yemesgn 🙏🙏🙏🙏

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 3 ปีที่แล้ว +6

    እስይይ ብረከት የብዝሕልኩም ብሩካተይ ስናይ ትገባረ ንባዕልካ እዮ

    • @etyuustyle5953
      @etyuustyle5953 3 ปีที่แล้ว

      እግዚአብሔር አምላክ ዝተመስገነ ይኩን

  • @user-zi8sf9sx3g
    @user-zi8sf9sx3g 3 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ዓብዪዪ ብስራት እዩ ሙሉየይ እመቤታችነ ኣዴና ብሰላም ከም ዘውፈረት ብሰላም ናብ ዓድና ትመልሰና ኣብ ቅዱስ ቤተክርስቲያነኪ የስግደና ሙሉየይ እሞ ኩሎም ቅዱሳን መላእክት ይከተልኻ ገበርቲ ሰናይ ድማ ብዝወፀ ይተከአልኩም🤲🤲👏🤲👏⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንኣሜን ኣሜን ቃል እግዛብሔር የስመዐና 🙏🙏🙏ኣቱም ኢድኹም እትዝርጉሑለኹም ናይ ኣቦታትና ፆሎትን ፀጎኦምን ኣይፈለይኹም🙏🙏👏👏👏👏

  • @user-ec7th3dp5i
    @user-ec7th3dp5i 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ክንደይ ደስ ይብል ፀሎታን በረከታን ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ይሕደረና አሜን

  • @user-cb6no9vv2d
    @user-cb6no9vv2d 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከትኩም ኣየፈለየና

  • @user-st4us5kl4t
    @user-st4us5kl4t 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen xeletkum ayfeleyena weledna wahabti amlak abzihu yhabkum memhrey dma edmen tenan yhabka

  • @emahationfsahaye8203
    @emahationfsahaye8203 3 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዘብል ስራሕ

  • @user-dv8fw2jb9i
    @user-dv8fw2jb9i 3 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይይይይ እልልልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል ፀሎትን በረከትን ነይ ድንግል ማርያም ነይ ፀሎት ቁዱሳትን ነይ አቦታትን አዶታትን ፀሎት ምስ ኩላትና ይኩን ከይተገበአኒ ነዚማአዲ ዝስመዓኒ ተመስገን ኣምላክ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርከቦ ብደቅካ ተሓጎስንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃብኩም ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-rd7bs9wj1j
    @user-rd7bs9wj1j 3 ปีที่แล้ว

    እስይይ ደስ ስል እግዚአብሔር መጨርሻኡ የሳምረው

  • @user-bs8db6iu6j
    @user-bs8db6iu6j 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይይይይይ🤲🤲🤲🤲

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ዓስብኻ ይኽፈልካ መምህር ብሩኽ

  • @danielabera5108
    @danielabera5108 3 ปีที่แล้ว +9

    መ/ር ሓወይ አስራት ክሕግዝ ስለዝደለኹ ናይ ባንክ ቁፅሮም አፍልጠኒ ።
    የቐንየለይ ።

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  3 ปีที่แล้ว +2

      ምናልባት ሙሉ እንተሃለዎ 0914722907 ደውለሉ።

  • @user-ib8pw4ew4u
    @user-ib8pw4ew4u 3 ปีที่แล้ว +2

    አሰይይይይይይይ እልልልልልልልል እግዘብሄር አምለክ አብዚሑ ይሃብኩም ክብረት አሕዋተይ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦናን አሕዋትና ሊቃውንት ነአይ ንሓጥያተና አብ ፀሎት ኩም ሕሰብና ክቡራት ኣቦታትና

  • @user-ul4iz7mh5y
    @user-ul4iz7mh5y 3 ปีที่แล้ว +1

    አስይይይይይይይይክንደይ ድዩ ደስ እልኒ መፈፀምቱኡ የረእና ንዑ ማህበር ቅድስት ድንግል ማርያም ተማሃሪ በረከት ተካፈሉ ኣብ ስደት ዘለኩም ካብዚ ዛዓቢ ደስታ የለን መመህረይ እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና ባዕላ እመብርሃን ዓስብካ ትክፈልካ ክቡረይ ክብረት ያሃብልና ድክምኒ ከይብልካ ካምዚ ስለ ዝገብርካልና ዛሓወይ

  • @hyatemdhmed2926
    @hyatemdhmed2926 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር መፈፀምትኡ የርእየኩም ክቡራተይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @user-bx7hq1wh5l
    @user-bx7hq1wh5l 3 ปีที่แล้ว +1

    እመቤቴ ባዕላ ትሓልኹም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏💓💓💓

  • @berihumehari3298
    @berihumehari3298 3 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ኣምላኬ ል ዋሃብቲ እውን ናሃብኩም የንብርኩም ኣምላክ ኣሜን (3)❤❤❤

  • @marilyneabourizk6284
    @marilyneabourizk6284 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ፀሎትኩም ይሓግዘና 👏🙏

  • @fi7521
    @fi7521 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣስይይ ዝወፀ ይተካኣልኩም እግዚአብሄር አምላክ

  • @user-df9rz4oo2o
    @user-df9rz4oo2o 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይ በረከቶም ይሕደረና አቦና

  • @SelamSelam-it8jt
    @SelamSelam-it8jt 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ እ ልልልልልልልል ልልልልልልል ተመስገን አምላክ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ንኣቦናን ንሓዉን መምህር ሙሉን ብጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ ንዓና እዉን ኣብ ጾሎትኩም ሕሰቡና ♥️♥️♥️✝️💚💚💚💚💚💚✝️🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌷🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🥀🥀

  • @josefwedding6095
    @josefwedding6095 3 ปีที่แล้ว +1

    Maryam Dibo 🙏 Tebarkum atum yehwatey ab Saudi Arbia zelekum !!! 👍😀😘😘😇❤️❤️❤️

  • @weldegabrielweldegabriel3047
    @weldegabrielweldegabriel3047 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f 3 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልአንኳንአብፀሕና

  • @sofanatkiros1037
    @sofanatkiros1037 3 ปีที่แล้ว

    በረከትኩም ይሕደረኒ እግዚአብሔር ናይ ነፍሲ ዋጋ ይክፈልኩም ኣቱም ኢድኩም ትዝርግሑ
    ፀሎትኩም ኣይፈለየና ኣባ

  • @user-fp3fo4lb2s
    @user-fp3fo4lb2s 3 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው ደስ ክብል

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 ปีที่แล้ว

    Egziabher. yemasgen. Kale. hiwet. yesmalena.. Abona. ⛪⛪⛪😢🙏😢🙏😢🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🕊️🌿💛❤️

  • @alemae6827
    @alemae6827 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ዓደይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣፍደገ ቤትኪ ንምስዓም የብቀዐና😍😍🙏🙏🙏🙏ክቡራት ኣቦታትናለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 3 ปีที่แล้ว

    ሙሉ መግለፂ የብልናን።