ፃኒሕት ምስ ነባር ከያኒ ተመስገን ዘገየ | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024
  • ►Subscribe For More: / @wediromit
    ፃኒሕት ምስ ነባር ከያኒ ተመስገን ዘገየ | ወዲ ሮሚጥ ሸው | Wedi Romit Show
    unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
    Copyright ©2023 Wedi Romit
    ‪@WediRomit‬ #wediromit #wediromitshow #ወዲሮሚጥሸው #ወዲሮሚጥ

ความคิดเห็น • 261

  • @samikebede9894
    @samikebede9894 ปีที่แล้ว +20

    ብሐቂ ደስ ዝብል ብሮግራም ወዲ ሮሚጥ ሐወይ ካብ ኩሉ ቃንቃ ትግርኛ አጣቃቅማካ ደስ ባሃሊ ካብዚ ንላዕሊ ካዓ ብሉፅ ሾው ኮይኑ ክሪኦ ይምነ❤❤❤

  • @saliem88
    @saliem88 ปีที่แล้ว +15

    እናተቆነና ክዕብዳናለንየ ክዕብዳና❤ እንቛዕ ድሓንመፃካ ተሜ

  • @simontekeste
    @simontekeste ปีที่แล้ว +34

    Am from Eritrean diaspora ❤I love your show hkyakum kef alewo ❤❤❤

    • @umafepop3439
      @umafepop3439 ปีที่แล้ว

      Mara kef alewo hikiyakum nay meneasey 🤣🤣🤣 kexilo wedi romit jigna ayana temu dima zifetweka dimixawiy

    • @Agramot-ኣግራሞት
      @Agramot-ኣግራሞት ปีที่แล้ว

      NLI
      9
      l

  • @fisehakibrom8378
    @fisehakibrom8378 ปีที่แล้ว +29

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነይሩ ቀፅልዎ!💊
    በተለይ ዘን ናይ ሕሉፍ ፍጎራታት መሃሪን መዛናግዕን💊💊💊ትግራይ ዓደይ ዝፈቱ ላይክ ይርገፅ።

  • @shalom5798
    @shalom5798 ปีที่แล้ว +8

    ውዲ ሮሚጥ ጅግና ብኹሉ ብቕዓት መሊእኻ'ዩ!! ብፍላይ ድማ ንትግርኛ ፅቡቕ ጌርኻ ትዛረባ,ትፅሕፋ..... የሐብን የኹርዕ። ይኹን ዳአምበር ህዝብና 50% አምሐርኛ ከይሓወስ ክዛረብ አይኾነሉን ስለምንታይ? እንጅዒ የሕፍር'ዩ ። ወሃቢ ቛንቋን, ፊደልን, እንዳሃለወ ቃላት አምሕርኛ ተለቒሑ ይዛረብ በጃኹም ስርሑሉ !! ተዘይኾይኑ ትግርኛና ዱሕሪ ዐመታት ብምሕርኛ ኽወሐጥ'ዩ, ክበርስ'ዩ። ተዘይ ቱስሪሑሉ ከቢድ'ዩ የቕንዙ ብጣዕሚ ብኩሉ ተወሪርናለና።

    • @johnnytesfay
      @johnnytesfay ปีที่แล้ว +1

      Yes brother because he is from AXUM TIGRAY ❤

  • @Hailay572
    @Hailay572 ปีที่แล้ว +29

    ንናይ ትግራይ አርቲስታት ድርብ ኽብሪ ኽንህቦም ትገብር አለኻ።🙏

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว +8

    ተሜ ኣዚና ኢና ነክብሮን ንፈትዎን የቀንየልና።ወዲ ሮሚጥ ብሓቂ ክብረት ይሃብካ እንዳፀናሕና ንሕጎሰሉ ሚድያ ስለዝከፈትካ ነመስግነካ።ከምኡ ካልኦት እውን ዓበይቲ ሚድያታት ክመፁ ተስፋ ኣለና።ከም ተጋሩ ንተሓጋገዝ ንዕበ ኣብ ቋንቋና ኣድሂብና ክንሰርሕ ድማ ይላበወኩም ለባማት ኣሕዋተይ ንቋንቋና ዓብይ ክብሪ ንሃቦ ሃፍታም ጥዑም ልዙብ ዝኮነ ቋንቋ ኣለና ንጠቀመሉ።

  • @yemaneweldegebrile2156
    @yemaneweldegebrile2156 ปีที่แล้ว +13

    ወዱ ሮሚጥ ሓወይ ፅቡቅ ኘሮግራም እዩ ግን እቲ እተውግዕዎ ወግዒ ንድሕሪት ተመሊስና ምእንቲ ክንዝክር ምስልታት (ፎቶ ወይ ቪድዩ) እተትሕውሰሉ

    • @user-xr5bt2qv2q
      @user-xr5bt2qv2q ปีที่แล้ว

      በተለይ እታ እናዘለሉ ዝሰርሕዋ ደርፍስ ከርኤና ተፀቤ ኔረ ወይከ😁

    • @meriytgraweyti4577
      @meriytgraweyti4577 ปีที่แล้ว

      ​@@user-xr5bt2qv2q dawit manitle እልኪ ርከብዮ ኣብ ቀዛሕታ እውን ቀሪቡ ነይሩ ተመስገን ዘገየ እዛ ቪድዮ ኣሎ ኣብ 30 ደቂቃ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ❤❤❤❤

  • @sarontewelde01
    @sarontewelde01 ปีที่แล้ว +4

    ተመስገን ዘገየ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ልፈትዮ 😊
    እንኳዕ ብሰለም መሬት ዓድኻ ኣርገጸካ❤😘😘😘😊

  • @user-ih3ks1iz4j
    @user-ih3ks1iz4j ปีที่แล้ว +7

    ፅቡቕ መደብ ኢዩ ጀጋኑና ተጋሩዋይ ኣቲና
    ነተባበዐዮም👍👍👍ግበሩ

  • @ranirani3899
    @ranirani3899 ปีที่แล้ว +6

    አንደበትካ ልሳንካ ጅግንነትካ ሐቦን ሞራል ዝህብ እዩ እሞ ክቡር አያና ወዲ ሮሚጥ እንኮዕ በዙይ መንገዲ መፃኻና ❤

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +4

    ዋው እዚ ጅግና ተጋዳላይ በሪሁ ብዓይኒ ምርኣየየ ደስ ኢልኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩርዓት ትግራይና ኢካ ምስ ብፆትካ🙏🙏🙏

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 ปีที่แล้ว +8

    ናተይውን ጌርካ ሳዓመለይ ጅግና ጥራይ አይገልፀካን💪💪💪💪💪💪💪💪💪💛❤️ሰለኪ ትግራይ🥰

  • @Honey-jw8wb
    @Honey-jw8wb ปีที่แล้ว +4

    አበይት ናይ አጠያይቃ ብቅዓት ኩርዔልካ አብ ጎንካ አለና❤️💛❤️

  • @wyshdvshsh-lf2wk
    @wyshdvshsh-lf2wk ปีที่แล้ว +9

    ክብር አያና ኣረቲስት ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ ንያና ኣረቲስት ተጋዳላይ ግረማይ ሃይለስላሴ ኣምፀአልና ክተቅረቦ ከለዉ ድማ ሓበረኒ ቀዲምካ መልሰካ ክፀበ አየ ዝህቦ ስጦታ ኣለኒ ተገዲሰካ

  • @samuelmebrahtu1981
    @samuelmebrahtu1981 ปีที่แล้ว +5

    ተመስገን ዘገይ❤ ወዲ ሮሚጥ ይቅንይልና❤

  • @yemanetube3217
    @yemanetube3217 ปีที่แล้ว +3

    ዋውው ጀጋኑ ከየንትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ፤ክብርን ምስጋናን ይግበኣካ ወዲ ሮሚጥ👏❤

  • @user-gw8re6jq2s
    @user-gw8re6jq2s ปีที่แล้ว +5

    ቴሙ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓዲካ አርገፀካ ወዲ ሓወቦይ ማዓረይ ወዲ ሮሚጥ ክቡር ወላድና ፅቡቅ መደብ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤❤

  • @dontgiveup6468
    @dontgiveup6468 ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ኤርታራዊ እየ እዚ ጀሚርኩሞ ዘልኩም ሸው ገዳይም ድምጻውያ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ምቅራብኩም ክተባባዕ ዘለዎ እዩ ንቡዱል ህዝቢ ትግራይ & ኤርትራ ድማ ኣምላኽ ዘየቆርጽ ሰላም ይሃበና 🙏🙏🙏❤

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 ปีที่แล้ว +9

    ወዲ ሮሚጥ ኣቦ ጥበብ❤ ንፈትወካ ኢና፡ ተሜ ውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ማሕላ ይኹነኒ ትብል ደርፍኻ ኣብ ልቢ ኩሉ ነበሪት ,ያ ስራሕ🎶 ,ያ።

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ኣያና ወዲ ሮሚጥ ደስ ዝብል መደብ ቀፅለሉ ተመስገን ዘገየ ድማ ዝፈትዎ ከያኒ ትግራይና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኹም።🙏🙏🙏

    • @danitekeste7277
      @danitekeste7277 ปีที่แล้ว

      አሜንንን አሜንንን አሜንንን

  • @hailegezahagn739
    @hailegezahagn739 ปีที่แล้ว +2

    መደብካ ፅቡቕ እዩ ምናልባት ሓንሳዕሓንሳዕ እውን ተኣምር ዝሰርሑ ጀጋኑ ተጋደልትና እውን ተፋልጠና ትኸውን ዝብል ተስፋ ኣለኒ የቕንየለይ

  • @user-vb7lu8cf3h
    @user-vb7lu8cf3h หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ሮሚጥ ማዓረይ ጀግና አየና

  • @user-ug8bo4dx5d
    @user-ug8bo4dx5d ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ደስ ዝበለ መደብ እዩ ቀፅልሉ
    ሜዳኩም አብ ፅብቅ ደረጃ በፅሕ ክንረኣ ከም ተጋሩ ተስፋ አለና። ንፈትወኩም ኢና ጀጋኑና ክብር ናዓኩም❤

  • @user-wy6li9fz9m
    @user-wy6li9fz9m ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቕ መደብ አዩ ጀጋኑና ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ ኣቲና ነተባበዐዮም ❤️❤️❤️

  • @Tigraweti-r4h
    @Tigraweti-r4h ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕ ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ ቀፅሉሉ ካሜራኩም ግን ፅሩይ ተጠቀሙ ፅሬቱ ብዙሕ ኣይኮነን ዘሎ ብምቅፃል ናብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ተስፋ ኣለና ዛቻነል ሳትላይት እውን ናይባዕላ ❤ በርትዑ ኣብ ጎንኩም ኣለና

  • @asfahawoldu4282
    @asfahawoldu4282 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ዕላል ናይ ቀደም ተዘክሮታተይ አላዓዕልኩምዎ። በዓል ውዕለታይ እዬ ተሜ ቅድሚ 23 ዐመት አብ መርዓይ ሕዝም አብሉ ደርፉለይዪ አምላኽ ብጥዕናን ብራኸን የንብረለይ እብሎ።

  • @kokobtigray8783
    @kokobtigray8783 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ተጋሩዋኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f ปีที่แล้ว +3

    ተምየ ባዓል ጥዑም ድምጺ እንዃዕ ብሰላም መሬት ዓድኻ ኣርገጸካ ማዓረይ ሶ ክፈትወኩም ማዓት እየ ወዲ ሮሚጥ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ቀጽለሉ ብሃንቀውታ እየ ዝጽበዮ ነዚ መደብካ😊❤

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ዓይኒ ፀላኢኩም ግብ ይበል ሓሪፍ መደብ ከኣ ቀፅልሉ ወዲ ሮሚጥ ኣቦ ትግራይና ብጣዕሚ ኢና ንፎትየካ👑❤️💛🦋🥰

  • @salihaman8015
    @salihaman8015 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ፅቡቅ ሰራሕ ሒዝካ ስለዝመፃኻ ከመሰግነካ እፈቱ !!! ቀፅለሉ ኻአ::

  • @MGT04
    @MGT04 ปีที่แล้ว +2

    ክጥዕም ዕላሉ ከይመነክዎ ተወዲኡ
    ይፈትወኩም እየ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤❤

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ፅቡቕ መድረኽ እዩ:: በርትዕ ቀፅለሉ ብሃንቀውታ ኢና ንፅበየካ::

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa ปีที่แล้ว +3

    እንቋዕ ሰላም መጻእኩም ❤ ሰናይ ምጅማር ይግበረልካ ወዲ ሮሚጥ ንፈትወካ ኣያና ።
    ካብ ሰሜን ትግራይ'የ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 ปีที่แล้ว

    God bless our people Tigray.

  • @senaitlilay1846
    @senaitlilay1846 ปีที่แล้ว

    wow በጣም ነው ደስ ምትሉት ወዲ ሮሚጥ 1ኛ ነው ቀጥልበት በጣም ነው ሚያምረው ፕሮግራሙ🥰🥰

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ዕላል !እንካዕ ብደሓን መጻካ ድ/ተመስገን ሓዉና❤

  • @rhgkgduuy1475
    @rhgkgduuy1475 ปีที่แล้ว

    ትግራዋይነት ክብር መንነት ጀጋኑና ብጣዕሚ ደስዘብል ስራሕ ቲ እዩ ቀፅልሉ

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว +2

    ሓደ ዓብይ ብሩህ ተኣፋ ስለዘርኣኩምና የቀንየልና ኣዝዩ ብትሕዝቱኡ ፍሉይ መደብ ብምኳኑ ብሓቂ ሚሒር ኢና ተሃንጢና ተሓጒስናን እሞ የቀንየልና።ተስፋና ገዚፍ እዩ።

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 ปีที่แล้ว

    ቀፅለሉ ብፃይ ወዲ ሮሚጥ ንፈትዎካ ኢና ጅግናና በርትዕ ❤❤❤

  • @terhaskahsay8762
    @terhaskahsay8762 ปีที่แล้ว +1

    What a great show 💝👏👏ንጠርጣራዉ አቅርበልና🙏

  • @TesfuTsegazab
    @TesfuTsegazab 4 หลายเดือนก่อน

    ምድላዋትካ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ቀፅለሉ ኣብ ቀፃሊ ዝጥዕመካ ተኮይኑ ጋሻካ ገይርካ ተትዕድመኒ ደስ ምበለኒ ነይሩ ወዲ ሮሚጥ

  • @First-Post5
    @First-Post5 ปีที่แล้ว

    ሾዉ ማለት ከምዚ ዝበለ እዩ ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት Host ክገብሩ እንተለዉ thank you Wedi romit keep it up on

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ሮሚጥ ኣቦ ጥበብ ፅቡቅ መደብ ❤❤❤❤

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว

    Thank you our brother artist Wedi Romit.

  • @user-qp2np4wc5k
    @user-qp2np4wc5k ปีที่แล้ว

    ትግርኛስ ወድ ሮሚጥ ይዛረቦ ብዝተረፈ ደስ ባሃልቲ❤❤❤

  • @maremare1976
    @maremare1976 ปีที่แล้ว +2

    ጅጋኑ ዕደሜን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏼💛❤️e

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv ปีที่แล้ว +1

    ጀግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @user-si7ek7qc7w
    @user-si7ek7qc7w ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ሮሚጥ ጀግና ቀፅሉሉ ❤😍

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox ปีที่แล้ว +1

    ቀፅሉሉ ጀጋኑና ብዙይ አጋጣሚ አድናቂትኩም እየ ንክልተኩም❤

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray ปีที่แล้ว +1

    ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ ነኽብረካ ንፈትወካ ኢና ኣታ ግርማ ዓዲ ♥️💛✊️

  • @mihretgebremariam3076
    @mihretgebremariam3076 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ወዲ ሮሚጥ ከመይ ኣጆኻ በርትዕ
    ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 ปีที่แล้ว

    ናይ ትግራይ አርቲስታት ወዲ ሮሚጥ ሐወይ ጅግና ፅኑዕ ብዓል መትከል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብጣዕሚ ቀፅለሉ ንዳንኤል በላይ (መዓልቲ ሓሊፉ ኣይፈልጥን)ንስዩም አለምስገድ ልባ ልባ በጃካ ኣምፀአልና

  • @maetebtesfamariam4072
    @maetebtesfamariam4072 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ is always the best

  • @heyabsarah9173
    @heyabsarah9173 11 หลายเดือนก่อน +1

    ተሜ አያ መድረክ ዕድመ ይሀብካ

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብደሓን መጻካ ድ/ተጋዳላይ ወዲ ሮምጥ❤

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 ปีที่แล้ว

    Jeganuna we love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 you Respect 🙏 & love ❤️ 💛 awer heroes God bless people tigray protect from those evil eyes Amen 🙏🙏🙏

  • @fkadumk1846
    @fkadumk1846 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝገርም መደብ እዩ ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ደስ ናበለኒ እየ ሰሚዐዮ እና ቀፅልሉ

  • @AsdAsd-sj4xd
    @AsdAsd-sj4xd ปีที่แล้ว +2

    ፅብቅ መደብ ወዲ ሮሚጥ ❤

  • @Tigrayadey123
    @Tigrayadey123 ปีที่แล้ว

    Tegaruway mediana nehebi wedi romix abo xibeb bixaemi ina nifotiyeka nekibireka ajoka ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-sx1ys4uo4c
    @user-sx1ys4uo4c ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ኣሕዋትና ድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @destaaregawi6207
    @destaaregawi6207 ปีที่แล้ว +1

    አረ ይመቸካ ወዲ ረሚጥ

  • @sfhgdssgbfds7941
    @sfhgdssgbfds7941 ปีที่แล้ว +1

    Jeganuna ❤💛❤💪💪💪

  • @luwamhadgu9783
    @luwamhadgu9783 ปีที่แล้ว +1

    Wow bitaemi des yibel ❤❤❤ ketsilelu

  • @adhanomkidane6903
    @adhanomkidane6903 ปีที่แล้ว

    Great ajoka berte.❤

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 ปีที่แล้ว +1

    Selam wedi Romit
    Bejaha nay wedi Shuk cassette abey kirekibo yikiel? Kigezio deliye nere

  • @amennasr3191
    @amennasr3191 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ደመይ ምትሕብባርኩም ደሰሰሰክብል ኩሉኩም ጀጋኑ ንፍዑ በርትዑ ሰስኒ ብጣዕሚ ዘኽብረኩምን ዝፈትወኩም ወድሮሚጥን ተመስገን ዝገየ ብአካል ክረኦኩም ተስፋ አለኒ ብዝተረፈ ሰላምኩም ይብዛሕሕ❤❤❤❤😘

  • @user-wz2zp1by1t
    @user-wz2zp1by1t ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጂግና ሓበን ትግራይ ቀፅለሉ ንፅበየካ ኣለና

  • @terhaskahsay8762
    @terhaskahsay8762 ปีที่แล้ว +1

    Keep up 👏👏👏♥️♥️

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 ปีที่แล้ว

    ተመስገን እንካዕ ብሰላም መፅእኸምልና
    😍😍😍😍😍😍

  • @selimichael5148
    @selimichael5148 ปีที่แล้ว

    Please next Solomon bayre and solomon yikunoamla keep going ❤️❤️❤️

  • @gacheb7524
    @gacheb7524 ปีที่แล้ว

    teme enkae selam metsaka wediromit beal 3t miraf jegninet bire jegna tigreway korinalka

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነይሩ

  • @wedihaylu-qk4fl
    @wedihaylu-qk4fl ปีที่แล้ว +3

    መግለፂ ሲኢናልኩም ፈትዋተይ ክትዓቢ ዝግበኣ ሜዲያ ኢያ ታሪክ ብዙሑ ክዝተየላ ተስፋ ንገብር ኢና🙏🙏

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 ปีที่แล้ว +1

    Wow ፅብቅ ጅማሮ ❤❤❤❤❤❤

  • @criticalethiopia
    @criticalethiopia ปีที่แล้ว

    Good job, berete zehawoye.

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 ปีที่แล้ว +1

    T.D.F for ever T.D.F Protecting people tigray Ander God much respect & love for ever T.D.F 💛❤💛💪❤ we tegrayns never ever forget what happen in tigray Always seeing like a comel 🐫 never ever forget

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 ปีที่แล้ว

      @@merigalmarye7051 ok l will

  • @titigaltigray
    @titigaltigray ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ብልፃተይይ ❤️❤️❤️❤️😘

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 ปีที่แล้ว

    Bravo wedi remit

  • @ssalama9370
    @ssalama9370 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምኽም ይብዛሕ ደቅ ሓላለ መረት💛❤😘

  • @ibexproduction1
    @ibexproduction1 ปีที่แล้ว

    Great Show!

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 ปีที่แล้ว +3

    😅😅ዕላልኩም ብጣዕሚ መሳጢ ,ዩ ጥዑማት ላዛ ❤

  • @QwerAsdf-wg2sv
    @QwerAsdf-wg2sv ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ መደብ እዩ ጀጋኑና ቀፅሉሉ ❤❤❤❤️❤️💖💖💖❤️❤️💖🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏

  • @trustbroken7115
    @trustbroken7115 ปีที่แล้ว

    ሮሚጥ ሾው ተበልካዮ መሓሸ ነይሩ!

  • @bg9694
    @bg9694 ปีที่แล้ว

    What a great show I love it ! You are our hero. I LOVE YOU TDF

  • @1755tigray
    @1755tigray ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ💜💜💜

  • @ssalama9370
    @ssalama9370 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይይይይ ወዲ ረምጥ ቀፅልሉ😘💛❤😍💪

  • @awetdesale2858
    @awetdesale2858 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤ nice

  • @mengeshagontse
    @mengeshagontse ปีที่แล้ว

    Great you are heroes musicians

  • @negazerue7820
    @negazerue7820 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገን ነባር ድዩ

    • @fyerialem
      @fyerialem ปีที่แล้ว

      እወ ምስቲ ኩነታት ብዙሓት ሓደሽቲ ደረፍቲ እዮም መፅዮም

  • @user-lu3vh6yz6k
    @user-lu3vh6yz6k ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Helentube121
    @Helentube121 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ💊🥰🥰

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 ปีที่แล้ว

    እታ አየር በዚ ጅግና ሓውና ምስተሓምሸሸት እቲ ዝማረኽኩሞ ፓይለት(አብራሪ) ሽዑንሽዑ ስለ ዝሰደድኩሞ ቁሩብ ጉሂና ኔርና

  • @hayatyasin3873
    @hayatyasin3873 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @AlexanderKehase-xb8ts
    @AlexanderKehase-xb8ts ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝፈትዎ ደራፊ 💊💊💊💊

  • @asresachkidanu6056
    @asresachkidanu6056 ปีที่แล้ว

    ወዳደይ 👍👍👍👍

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit6035 ปีที่แล้ว

    ዕላልኩም ኣይምኖን ተሜ ሓውና ወድ ሮሚጥ ጅግና ቀፅለሉ❤❤

  • @nugusekelali7972
    @nugusekelali7972 ปีที่แล้ว

    አይዞኻ በርትዕ ወዲ ሮሚጥ አጀማምራኻ ልገርም ኽዕለትን ብቕዓትን እዩሞ አብ ጎድንኻ ኢና

  • @danitekeste7277
    @danitekeste7277 ปีที่แล้ว

    ወዲሮሚፅ ❤ተሜ =ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም።

  • @user-wq8do9gl3w
    @user-wq8do9gl3w ปีที่แล้ว

    ደስ ብሃሊ ቀፅለሉ 🎉🎉🎉