I am from eritrea and i love this man when he sing this traditional song. It remids me my whole life with my dad and our vilagers sing like this together wowww
I am tearing up profounsly imagining an absolute and complete harmony of Tegaru and Eritreans, the two best people. Seltene, you are Earthly ANGEL. Thank you, thank you, and thank you. Tigrawa hawka Tigraway iyie.
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኩላትኩም ተኸታተልቲ ነዛ ሓዳስ TEFETAWI DAILY NEWS 🗞 ቻነል subscribe Like 👍🏾 ግበርዋ👇
youtube.com/@tefetawidailynews
ባህሊ ዓድና ምጥዓሙ ዕድመ ይሃብኻ ኣቦና❤❤❤
ብሓቂ ነቢዐ ፍቅሪ ጥዑም😢😢😢😢😢 (ከምዛ ተጀሚራ ዘላ ኣንጻር ጽልኢ ንቃለስ) 🙏🙏🙏🙏
ሰልጠነ ለባም ሰብ ❤️
እስኪ ነዚ ኣብ 2 ሃገር ዝነብር ሓደ ህዝቢ እግዚአብሔር ሰላም የዉርደልና ሰላምን ፍቅርን ንህዝብና 🙏❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ድምጺ ዘይቀየረ ❤
እሰከ አምላክ ይአክለኩም ይበለና ብምሕረቱ አየ ህዝበይ ይዋህ❤❤❤ እዚ ኩሉ ሓሊፍሰ ሕጂ ከ ታይ ክንብል ንኮን😢 ምሰ ሰላም ዘሎ
ሰልጠነ ሐወይ እንኳ ደስ በለና ብጣሚ ደስ ይብል 😭😭ምቁፅፃር አይካልኩን ከምዚ እዩ ደጥዕመልና🫶🫶🫶🫶🫶👍👍👍🥰💪💪💪💪🙏
I am from eritrea and i love this man when he sing this traditional song. It remids me my whole life with my dad and our vilagers sing like this together wowww
ባህሊ ዓድናስ ምጥዓሙ ❤❤❤❤❤
My beloved people from both Tigray and Eritrea, you have no idea how much I love you, do you? May God Bless You All With All His Blessings 🙌 Amen 🙌.
ተመስገን ኣምላኽ እዚ ዘርኣኻና
ኣብ ዓለም ከለኻ ፍቅሪ ሕኒኣ ንሞት
ዓይኒ ዓባይኩም ይድፈነልኩም ፈጣሪ
ነዚ ዘዳለኹም የሕዋት ክብሪ ይግባኣኩም ከምኡዉን ኩቡር ኣቦና ሽምየ ንበሩልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️🌹🎉🎉❤️🌹🎉🌹❤️🎉
ብጣዕሚ ኣጥዒምልኩም ደስ በሃልቲ ክልቴኹም ኣሕዋት ፀላኢኹም ዓይኑ ይፍሰስ ! ዓሽሽ!
ትምኒተይ እዚ ሓደ ህዝብና ብሽርሒ ጸላእቲ ኣብ ክልተ ተመቂሉ ክሳብ ሕጂ ደም እናተፍሰሰ ይርክባ😢 ኣምላክ ሰላሙ ይሃቦ❤ ሓድሽቲ ትዉልዲ ትግብርዎ ዘለኩም ቅዱስ ሓሳብ ኣብርትዕኩም ቀጽልሉ ተፍታዊ ሓዉና ድማ የክብረልና ፍረጻምእኩም ኣምላክ ኣብ ቀረባ ከርኤና ናይ ኩሉ ትምኒተይ እዩ።❤❤❤❤
ኣብየት ደስ ከብል ዝፈጥረልካ ስምዕት ፍሉይ እዩ❤❤❤❤❤❤
God bless you brave singers both Shmuye and Tmnit
You make me cry. This is very touching 😢. We ❤ you all. Egziabher yiaklekum yibelena ❤❤❤
እልልልል ሰላምኩም ይብዛሕ ደለይቲ ፍትሒ ሰላም ዝጸልእ እግዚአቢሄር ዝጸልአሉ። 🙏👍🌼🌻🌺💕❤️💛💚❤️💙
Watching tigrians and eritreans having fun what a beautiful moment
ዋው ካብ መድረክ እዚ ዝበለጸ ደስ ይብለካ የቀንየልና ተፌ👍
ዋው ኣያ ሽሙያ ኣርሓ ሰላም ጀግና! ቪቫ ብርጌር ንሪሙ.... ሕጂ ግርም ኣንቱ ምሰባት
አነስ ናይ ብሓቂ ነብዕ 😢😢😢❤ህዝብይ ማኣዝ ኮን ትትሓወውስ❤😢
Eski tehawesi lehasit bebi hagerna alena😅
ጻዕዳ ዒልቦ ቦቚላ ኣብ ጎቦ!
እዚ ሓሊፉ ክንዛረቦ!!
ብሓቂ ደስ....ስ....ስ...ስ ትብሉ!! ሰብ ሕልና!!❤❤❤❤❤
ትምኒት ወልዳይ ሰይቲ ወድና ክልተ ጽቡቃት ቆልዑት ወሊዳትላን ኣላ ❤
እንታዋይ ኢዩ ወሊዱላ
ኣናብስ አንቱም ጀጋኑ መግለፂ የብለይን ናይ ብሐቂ
ፍቕርን ሰላምን ሲዒሩ❤❤❤
🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷
ኣሰይ ደስ ክብል 🥰🥰ስላም ፍቅሪ ንዝህዝቢ 🥰🙏🏼
Seltene i felt so happy to see zis. I love Shumye, he is a legend with the real culture of tigrians. wish ur dreams come true ❤❤❤
ሰላምን ራህዋን ነዚ ክልተ ህዝቢ❤❤❤
አንታ ፈጣሪ ፅልኢ ይእክል በለና❤❤❤
አሰይ አሕዋተይ ማዓረይ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ንአቦና ሺምየ እውን ዕድምካ ይባረክ ❤❤❤❤🎉 🎉🎉🎉
ኣነስ ከምዙይ ኢልና ክንተሓዋወስ ከለና ንብዓት ይመፀኒ ዋይ ህዝብና ኣኽኽኽ😢😢
ኣሰይይይ ምዕሩግ ኣቦና ኣነስ ተሓጉይሰ ሞይተ 😊❤❤
ሽሙየ ተፈታዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
I love this song tsbuk tezekro bflay netom deki harestay.
ስላም ፍቅርን ረሃዋን ንዝይ ክብር ህዝብ ና አምላክ ፍጣረ ተመስገን አምላኽ አብ ዓለም ከለኻ ፍቅረ ሕነኣ ንሞት ዓይነ ይድፍነልኩም ፍጣራ ❤❤❤❤❤❤
ሃይ ሰልጠነ ሃወይ ከመይ አሉኹም:: ሹምዬ ናይ በረኻ ሰሙ እዩ ትክክለኛ ስሙ ገብረስላሰ ብርሃነ ገዝሄይ ::
ፍሽኽ ኢለ ይሪኣ ኣለኹ፣ ኣቤት ባህልና ምጥዓሙ!
ኦፍፍፍ ፈጣሪ ህዝብና ይኣክል ይበለና እህ 😢
ህዝብና ከፊኡዎ ኣሎ ኲናት ብዘይ ድምፂ ዩ ዝሃልቅ ዘሎ ብሕማም ብጥሜት😢
ኣቦና ክቡር ኣቦ ባህሊ❤
እዛ ደርፊ ትፈጥረለይ ስምዒት ጽሒፍካ ክግለጽ ዘይክእል እዩ 😢 ንድሕሪት ህልም ኢለ ይምለስ
ትግራይ ንዘልአለም ትንብር
ደስ ኢሉና ደስ ይበለኩም ዓጊብናልኩም መሊእና ሰላም ናብ ዓድና ሒዝና ክንከይድ እዝጋብሄር ጸግኡ የብዝሓልና
ባህሊ ዓድና ምጥዓሙ❤❤❤
ከመይ ክጥዕም ባሃሊ ዓድና ሰላም ንደዪ ፍትሒ❤❤
🙏🏾🙏🏾👍🏽, not far away two countries, Tigray and Eritrea will be good neighboring countries . . What a blessing
ኣይ ሻዕብያ ኣታሩጉም ሕምስ ኣበልካና ሓደ ባህልና ሓደ ቋንቋና እግዛብሄር ሳላም የውርደልና
እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ዘርአየና ናይ ኩሉ ጊዜ ፀሎተይ ኢዩ ትግራይን ኤርትራ ሓደ ሕዝቢ አዩ🎉❤🎉
ኣረቲሰት ሹሙይ ባህልና ባህሊ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይለብካ ደረፍታትካ ሓቦ,ፅንዓት,እዮም።❤
Btami stbuk tegbar !!!! Leali selam, hwunet, fkri zmesl abza enenebrela alem zerkeb yelen ❤ God bless you 🙏
,,,, ሰላም መሰረት ናይ ኩሉ ጽቡቕ ነገር'ያ : ፍቕሪ ስዒሩ 👍❤🍀🌹,,,,
ኣነስ ናይ ብሓቂ ነብዐ እዚ ህዝቢ ዶ ምተፋላለየ ግን ደሓን ጀጋኑና ኣጆኹሞ እሞበር እሰያስ ድያብሎስ ዶ ሃገር ምምረሐ
ሓደ ህዝቢ እንበር ኣራሓሒቖሙና እንቧእ
ፅቡቕ ገይርኩም ኣሕዋተይ
I don't enough words except saying you are best! I love you Tegaru ahewatey ahateyeey.
ሰላም ብውሑዳት'ዩ ዝጅምር፡ እዚ ናትና ግን ብኣዝዩ ደስ ዘብልን ብዓቢ ቁጽርን'ዩ ጀሚሩ ዘሎ'ሞ ምሉእ ሰላም ክኾነልና ሓቢርና ንቃለስ።
ጅግና ኣያና
ኣብዙይ ኣለካ ሰላም ደስ ትብሉ ባሓቂ ኩሉኩም ❤❤❤❤
ኣምላክ ሰላም ይፍጠረሉ ነዚ ሓደ ኣካል ዝኮነ ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከብ የሕዋት ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ፡ኣናብስ፡ጀጋኑ።
ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤❤
ቡሩኻት ሰናይ ሓሳብኩም ይስመረና
I am tearing up profounsly imagining an absolute and complete harmony of Tegaru and Eritreans, the two best people. Seltene, you are Earthly ANGEL. Thank you, thank you, and thank you. Tigrawa hawka Tigraway iyie.
ሹሙየ አቦ ጥበብ ❤ ፍቕርን ስላም ይሃበና
እዚ ወፍሪ ሰላም ዝኸፈል ከፍልና ክንቕፅሎ ይግባእ ንሕና ወለዶ እዚ ዘመን ታርኽ ቀይርና ፍቕሪን ሰናየን ክነስፍን ይግባእ ። ብድንቁርናና ዘሕለፍናዮ ናይ ምጥፍፋእ ዘመን ከብቅዕ ስራሕ ናትና እዩ ንበርትዕ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ሽሙየ ባህልና ከምዘለዎ ከይወሳሰኸ'ዩ ዝሰርሖ ዘይምኖ ናይ ኩሉ ግዜ ዘላኣለማዊ ደርፊ ውን'ዩ።
May this be genuine and be very careful the beasts don't ruin it...
ዓቢ ገረብ ዓቢ ሰብን ኣይሰኣን ሰይ ሰይ 👏👌👌👏👍👍👏ሽሙየ.... 👏👌👌👏👌
ፈጣሪ ከም ፍቃዱ ይኹን😢😢😢😢 ካብታ ስዓት ኢዚኣ ጀሚሩ መከራን ስቃይን ይኣክለኩም ይበለና😢❤❤❤
Congratulations tigray and ertrean ❤❤❤❤❤😊😊😊😊
Geganu deki meninet tebat enkuay natna konkum. Shymuey kem simka gigna wedi Tigray Tigraway. Egzabiher mssakatkum yikun kiburat dekebat Eritrean Tigrayn ❤
ክፍሎም ሓውና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ
Shabia sare faturat kasab haji aza derfi kare hamima thanks for sharing saltun bro motan wadkaten nasrat Asmera
ወናም ሰባይ እዚ ከብድና ሕብጭብጭ ኢሉና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደቂ ኤሬ ሐላላት ደቂ ትግራይ ሐላላት ፍቅሪ ሲዒሩ
Shumuye great man, man of principle🫡🫡
ሰላም የብዛሓልና ነዚ ክልተ ህዝቢ ❤❤❤
አቦና ሽሙየ ዒድመን ጥዒናን ቅርስታትና ንበረልና⛪️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Nice music 🎶 tnx guys
Kbri yhabkum ahwatey selam yewrdelna
ሰላም ነዚ ክልተ ህዝባና❤❤❤❤❤
ዘመን ተሳጋሪ ደርፊ ሽሙየ ጅግና
Amlak msakum ykun ❤❤❤❤seltene thanks bless 🙌 🙏.
ዋውው ነዚ ዝጸልእ ጸላኢ እዩ
አሰይ ደስ ክትብሉ ❤❤❤
ተቀምቲ ተጋሩን ስላምኩም ይብዘሕልና
እግዚኣብሄር ብሰላም ክነብር እዩ ፈጢሩና። እዚ ተበግሶ ሰላም እምነ መሰረት መጻኢ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን እዩ።
ካብ ኩሉ ግን ሓድነት ኣሓዋት ምርኣይ ኣዝዩ ዘሐብን እዩ!
Love is always good ❤
Selam selten hawey 🙏🏾 fekren selamen nezey hawe zkone aeb 2 hager zenebr hezbey Amen Amen Amen 🙏🏾👍🏾🥰🥰❤❤❤❤
I am HGDEF and I love timnit too much
Nay bahki Blbi Bekye nezi ms semaaku 💪🥰🥰🥰
Selam selten hawey 🙏🏾 selamen fekren kesanetn nehzby deky hagere tgray ❤💛❤💙💚💙
Amazing Unity...
Shumuye, the Legend!
ምልክት ሰናይ ዘበን! ዕድመ ይሃብኩም::
Asey Asey kindly des yblu.
ሰላም ሮቢ ኩላትኩም ሰልጠነ ዊንታ እዚ ወዲ ኣብ ስወደን እዪ ዝቅመጥ ያቭለ ትብሃል ከተማ ኣብ ጽርግይ ዝውዕል ትሩፋ እዪ
💙💙💙💙🌿🌿💛💛🌿🌿🌿 Lave tame
እግዚአብሄር ይመስገን እዚ ኸ ናይ መን ኮይኑ ነዚ ልዕሊ ሓደ ክፍለዘመን ዝተዘርአ ፅልኢ ሓደ ህዝቢ ከምዚ ኮይኑ ምርኣይና ሐዚ እውን እግዚአብሄር ይመስገን🙏🙏🙏🙏ግርማይ ዓዲግራት
Halifu yeah 😢 Amlak yakel belena 😊
ይመልሰልና ሰላምን ፍቅርን
ኩልና ግን ናብ ሰላም ንዕሰል ንሓግዞም ንትሓጋገዝ
ሰላም ንህዝብና