ንድምፃዊ ኣበበ ኣርኣያ (እምበር ተጋዳላይ) ኣቦይ ኢኻ ኢለ ፕራንክ ገይረዮ - ኣእሚነዮ 😂 [መዘንግዕ ካሜራ] Tigrigna Prank

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 649

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 7 หลายเดือนก่อน +374

    ሞትኩ ማርያምን ያዳ ይመቸኻ ወድኖ ልንጉሰ ኣባዲ ፕራክ ግበሮ ትብሉ ላይክ ግጨውኒ😂

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስኽራይብ ኽብራተይ❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน +4

      Eshini

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብሰክራይብ ግበርለይ መዓረይይ

    • @Haftom-w21
      @Haftom-w21 7 หลายเดือนก่อน

      ኣይፀላእኩወን😂😂

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      @@Haftom-w21 ደምረኒ ሀፍትሸይ

  • @ftsum_wedi_shire3677
    @ftsum_wedi_shire3677 7 หลายเดือนก่อน +195

    አረ ሞቱኩ ብሳሓቕ ጭቑ ኢልኒ'ዩ አረ ኣበበ ይመችዎ😂 ያዳ ብራዳ ቀፃሊ ድማ ን ንጉሰ ኣባዲ ?
    ንጉሰ ኣባዲ ፕራንክ ይገበር ትብሉ ላይክ👍 ግበር

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ፍፁመይ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ማዓረይ❤❤

  • @Zanta81
    @Zanta81 7 หลายเดือนก่อน +117

    ኣነ ወታደር እየ ስራሕ ኣለኒ .....ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ብጣዕሚ ረዚን ቃል ❤ big respect ድምፃዊ ኣበበ ኣርኣያ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
      @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 7 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ አቤ ዓበይ ሰብ 🕊❤️❤️

    • @Merimeri-1619
      @Merimeri-1619 7 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የደምርኒ ምቅርተይ

    • @Ala-o3x
      @Ala-o3x 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤ jigna wed hizb abebe ariaya

    • @greecegr7524
      @greecegr7524 7 หลายเดือนก่อน

      😍🙏😍🙏😍🙏😍

  • @aishan4539
    @aishan4539 7 หลายเดือนก่อน +62

    ከይደነቁካ አይሓልፍን ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ አበበ አርአያ❤❤❤

  • @Shwati308
    @Shwati308 6 หลายเดือนก่อน +11

    ህዝቢ ትግራይ ይዓብየኒ ዓባይ ዘረባ ንእግሪ መንገደይ ካብ ብህፃነይ ኣድናቂቱ እየ ኣብፁሑለይ ነበበ ኣርኣያ❤❤❤❤

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 7 หลายเดือนก่อน +21

    ኣቤየዋይ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ዞም ተጋደልትና ግን ንህዝቦም ዘለዎም ፍቅሪ ሓልዮት ቓደማኹም TDF ንዓና ኽትብሉ እዚ ኹሉ መስዋእቲ😢❤❤❤❤

  • @MhhHxd-q6x
    @MhhHxd-q6x 7 หลายเดือนก่อน +19

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጀግና ተጋዳላይ አበበ አርአያ ብጣዕሚ ፅብቅ ዘረባ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ❤❤❤

  • @Raki_Tigray
    @Raki_Tigray 7 หลายเดือนก่อน +54

    ተ/ይ ኣበበ ኣራኣያ ጅግና✊ ዘድንቀካ ♥️🥰

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน +1

      🙏

  • @KdusanZeratsion
    @KdusanZeratsion 6 หลายเดือนก่อน +4

    አያ። ቆራፅ ህዝብካ ከም ተቀድም ኩሉ ግዘ ትነግረና ነይርካ ደጊምካዮ ድማ አታ ጅግና💪

  • @abrhamesfin7205
    @abrhamesfin7205 7 หลายเดือนก่อน +28

    ንጉሰ አባዲ(ዘማይ አምፀአልና😂😂

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ መዓረይይይ

  • @ለሚጓልተዋህዶ
    @ለሚጓልተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ተጋዳላይ ኣበበ ኣርአያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😍😍

  • @ksheukeke5650
    @ksheukeke5650 7 หลายเดือนก่อน +28

    ያ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ሰድራ😢❤
    ጆግና ኣያና♥️

  • @akilove3701
    @akilove3701 7 หลายเดือนก่อน +20

    ንኑጉሰ አባዲ ቀፃሊ ትብሉ ላይክ ገበሩ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aishan4539
    @aishan4539 7 หลายเดือนก่อน +15

    ዝገርም ዘረባ ወዲ አርአያ ጅግና ባዓል መትከል ❤❤❤❤❤

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 7 หลายเดือนก่อน +36

    ዋውውው ኣበበ ፍቅር ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ❤❤❤❤❤ ብሓቂ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      😊

  • @ለትሽጋልቀሺ
    @ለትሽጋልቀሺ 7 หลายเดือนก่อน +10

    ❤❤❤❤❤❤ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ብሓቂ ጅግና ተጋደላይ ኣበበ ኣርኣያ

  • @ArshadKhan-kp5hv
    @ArshadKhan-kp5hv 7 หลายเดือนก่อน +11

    አበበ ኣርአያ ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር ኣምላክ💛❤💛❤💛❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน +1

      🙏amen

  • @kidan5256
    @kidan5256 7 หลายเดือนก่อน +17

    😂😂🤣🤣ያዳ ኣይተካኣልካን😂 ጅግና ኣያና ተጋዳላይ ኣበበ ኣረአያ🙏😍😍😍😍👍

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      🙏

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 7 หลายเดือนก่อน +5

    ጅግና ኣያና ተጋዳይ ኣበበ ኣርኣያ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኻ😢❤🎉

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 7 หลายเดือนก่อน +12

    ኣበበ ደስ ክበለካ ህዝቢ የዓቢ💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @brijap5171
    @brijap5171 7 หลายเดือนก่อน +45

    ንጉሰ ኣባዲ ኣምፀአልና ብራንክ😂

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @brijap5171
      @brijap5171 7 หลายเดือนก่อน

      @@ትዕግስቲዩቱብCanal ገይረልኪ❤

    • @MinasWeldekidan
      @MinasWeldekidan 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@ትዕግስቲዩቱብCanal😂

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 7 หลายเดือนก่อน +18

    ዝባረከ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ፈጣሪ ያዳ ቃቲልካና እኮ ኣያና ኣበበ ኣርአያ ለባም መሬት ተደሊኻ ከድኻ ተማቐል ያ😂❤❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      😊

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 7 หลายเดือนก่อน +31

    ብሓቂ ጅግና ኣያና ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ👏🙏

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብሰክራይብ ግበርለይ ወለላይይ

  • @አዲስአለም-ዠ2ቸ
    @አዲስአለም-ዠ2ቸ 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣበበ ኣርኣያ ብጣዕሚ ጅግና መስቀላዊ ሕቱኡ ደስ ክብል

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 7 หลายเดือนก่อน +11

    ክብር ኣያና ጀግና ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 ❤❤❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ጋልዓደይ መዓረይይ

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +8

    ኣበበ ናይና ጅግና❤💛✊
    ያዳ ያሆሆሆ😁🤣🤣🤣🤣

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.Tgraweyti 7 หลายเดือนก่อน +22

    ህዝቢ ትግራይ💛❤ያዓቢ ኻብ ስድራ ለባመይ❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ መሪይይይ

    • @meri.Tgraweyti
      @meri.Tgraweyti 7 หลายเดือนก่อน

      @@meritubemeri ደሚረኺ ማዓረይ

  • @bemnethailu1663
    @bemnethailu1663 6 หลายเดือนก่อน +2

    ወይኔ አበበ አርአያ በጣም ነው የምወደው እና የማደንውቀው ዕድሜ እና ጤና ይስጥህ እግዚአብሔር 🙏❤

  • @ፍቅሪምስእቶምዘፍቁርኒ
    @ፍቅሪምስእቶምዘፍቁርኒ 7 หลายเดือนก่อน +6

    ንጉሴ ኣባዲ ወይ ዘበን ኣሌም ሰገድ አምፀአለና ጅግና ኣበቤ አርአያ

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      Eshi

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 7 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ክቡር ኣያና ኣበበ ኣርኣያ ጅግና ባዓል መትከል❤

  • @trhasgebremeskel-ii8qn
    @trhasgebremeskel-ii8qn 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡራት ኣያታት ወዲ ሮሚጥን ኣበበን ንበሩልና ጀጋኑ ናይ ብሓቂ

  • @kuflomangsom3880
    @kuflomangsom3880 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣየ ጅግና ተጋዳላይ ኣበበ ኣራኣያ ብጣዓሚሚሚሚሚ ከብደይ ዝበልዕ ቃል ህዝብ ትግራይ ያዓብ ካብ ስድራ ናይባሓቂ

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      Haki eyu😍

  • @LetushTemesgen
    @LetushTemesgen 7 หลายเดือนก่อน +17

    Abebe kubur ayana.ህዝበ ትግራይ የዓበ ረዝን ቃል🙏

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 7 หลายเดือนก่อน +8

    ያዳ መሕረር ዞም ጀጋኑ ወሸን ኢልካዮም ፕራንክ ዕድመካ ወስክ ጅግና ኣያና ኣበበ ኣርኣያ ❤❤❤❤❤😂😂😂😂

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน +1

      🙏😍

  • @LiliTgraweyti-p5e
    @LiliTgraweyti-p5e 7 หลายเดือนก่อน +3

    ፁኑዕ ኣብ መትከሉ ተጋዳላይ ኣበባ❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      😍

  • @Kidangaltewahdo
    @Kidangaltewahdo 7 หลายเดือนก่อน +18

    ዝተባረከ ሰንበት ይኩነልኩም ኩቡራተይ ዘይሓሰብኩምዎ ደስታ የርእኩም ፈጣሪ ላይክ ግበሩለይ ኩቡራተይ

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ኣቢተይይይ

    • @ليانعواض-ز3ي
      @ليانعواض-ز3ي 6 หลายเดือนก่อน

      ናታ ኣምሓረይቲ ፎቶ ኣልዕልዮ መጀመርያ😂

  • @bsrathadera3381
    @bsrathadera3381 7 หลายเดือนก่อน +1

    አበበ እበር ተጋዳላይይይይ !!!! ደስ ይብል ናይሓቕ ወድሰብ ማለት ከማኻ እዩ ተስፋ ዝህብ 🎉🎉🎉🎉❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 7 หลายเดือนก่อน +12

    ኣይትሳኣኑ ተጋሩ ዓለመይ❤❤❤❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ጋል ዓደይ

  • @misganabereket8951
    @misganabereket8951 6 หลายเดือนก่อน

    እቶም ዝፈትዎም ገዳይም ደረፍቲ ትግራይ ❤❤❤❤❤ ብ ዓይነይ ክሬኩም ደጊመ ዝገበረ ምስጋና ይብጽ ሓ ዮ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @meritubemeri
    @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน +57

    ናይ ያዳ ቤተሰብ ሰብስክራይበ ጠወቅለይ ተጋሩወአይይ💛❤ ክቡር አያና 👍🌿💐

    • @Rahel.smail.
      @Rahel.smail. 7 หลายเดือนก่อน

      መልስለይ❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      @@Rahel.smail. እሺ ከየልዐለኪ ፀባሕ ወለላይ😍

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      @@ትዕግስቲዩቱብCanal ደሚረኪየወ መልሲደ ወለላይ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 7 หลายเดือนก่อน

      መልሲ ክብረተይ ገረልኪ

  • @YdfTet
    @YdfTet 7 หลายเดือนก่อน +5

    ጎበዝ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅለሉ

  • @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና
    @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤ዋውውውውው ተጋሩዋይ መቅሰናት ኣበበ ኣርኣያ ወዲ ሮሚጥ ያዳየይ ቡሉፃት❤

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey 7 หลายเดือนก่อน +3

    ጅግና ተጋዳላይ አበበ አርአያ ክቡር አያና 🥰ህዝቢ ትግራይ ያዓቢ ካብ ስድራ😮።

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝገርም ብራንክ ያዳ ቀፅለሉ ዘሓወይ❤❤❤❤❤❤

  • @rozinahaile
    @rozinahaile 6 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ተ/አበበ ህዝብ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ብሓቂ ተጋደላይ❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AzeAxum
    @AzeAxum 7 หลายเดือนก่อน +7

    ዝፈትዎም ክልተ ተዋሳእቲ🎉❤
    ያዳ ፅልል ቀፃሊ ደሞ ንትምኒት ኣምፀአልና😂🎉❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      Eshini

  • @haihhh1465
    @haihhh1465 7 หลายเดือนก่อน +3

    Jgna wedi hzbi abebe araya❤👏hzbi tigray yabi kab sdra rezin kal eyu👏❤

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ያዳዋይይይይ መሕረር ምንጪ ሰሓቀይ በጃኻ ንድምጻዊ ንጉስ ኣባዲ ከማን ፕራንክ ገይርኻ ኣምጽኣልና ይፈትወካ የ❤❤❤❤😂😂😂😂

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      Eshini

  • @user-uc6yf3dh4n
    @user-uc6yf3dh4n 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራይ❤❤❤

  • @amam5408
    @amam5408 7 หลายเดือนก่อน

    ሽም ተራፊ ብልዒ ሓላፊ ኣብዚ ዘሎ ቃል ዝገርም ወታደር እየ ስርሕ ኣለኒ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ🙏💛❤️

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ተ/ላይ አበበ አርእያ ህዝቢ ይዓቢ ካብ ስድራ ይመችካ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FugJj-ui3ri
    @FugJj-ui3ri 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣበበይ ጅግና❤❤❤❤

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 7 หลายเดือนก่อน +5

    ክቡር ኣያና ጅግና ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ናይ ብሓቂ ከይኣድነቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ኣነ ወታደር እየ ካብ ስድራ ህዝቢ ትግራይ ይበልፅ ዝበልካያ ቃል ብሓቂ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤

  • @hayutihabshwitt3994
    @hayutihabshwitt3994 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ጀግና ህዝቢ ያዓቢ ካብ ስድራ💔

  • @SSalam-hr1qk
    @SSalam-hr1qk 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያዋይ ጂግና ሕድሪ ዘየዕብሪ ሕዝብትግራይ ያዓብ ካብስድራ ኮሪዐልካ ጂግና ዕላማ ንቅድምት ሰሪዕካ ሰናይ ናዓካ ኣያዋይ❤❤

  • @hayelomwedimeri
    @hayelomwedimeri 7 หลายเดือนก่อน

    ንያዳ ዘይምድናቕ ከቢድ እዩ ብጣዕሚ።
    ኣያና ኣበበ አርአያ ግን ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽብረካን እና ብፍላይ ድማ ካብ ሔዚ ንድሓር🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏 የቀንየለይ

  • @genetkidane5813
    @genetkidane5813 7 หลายเดือนก่อน

    Wow Abebe jegna "hzbi tigray yiabi kab sdra".... No words!

  • @JALILNEW-n3g
    @JALILNEW-n3g 7 หลายเดือนก่อน +8

    ህዝቢ ትግራይ የዓቢ ❤️❤️

  • @الال-ق2ل1س
    @الال-ق2ل1س 6 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ ይዓዲ ካብ ስድራ ኣበበ ኣርአያ ልክዕ❤❤❤ ኣታ ጅግና

  • @ZweyniNegasi-to7hm
    @ZweyniNegasi-to7hm 6 หลายเดือนก่อน

    አቤት ቃል ጅግናየ✊
    ያዳ ቀቲልካና ሳሓቅ😂😂😂😂😂😂😂😂ይመችኩም ደቂ ሓላል መሬት❤😂😂😂

  • @Haylewedimhrey
    @Haylewedimhrey 7 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ኩቡር ኣቦና ኣበበ ኣርኣያ ክብሪ ይሃበልና ❤❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      😍

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 7 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኣያና ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነኽብረካን ወታደር እየ ካብ ስድራን ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ንበረልና ናይ ብሓቂ ረዚን ዘረባ🙏❤💛

    • @meritubemeri
      @meritubemeri 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብሰክራይብ ግበረለይ ዳጊየ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 7 หลายเดือนก่อน

    ስላም ጅግና ዝባሀል ምስቲ ጅግንነቱ ፅቡቅ style ባህርያት ዘለዎ ከም ተ/ጋ አበበ ትግራይ አይይ ወርቂ ተሽለምለይ I respect u
    ካሊእ ንወዲ ሮሚጥ ጅግና ክትብሎ ተገሪምና አብ ሚድያ ድምፂ ወያነ ኮይኑ ስብ ዝሀሚ ገፅ ዝብኢ

    • @EdomYeshegerua
      @EdomYeshegerua 7 หลายเดือนก่อน

      Wedi romit gegna tigraway eyu fetikam tselikam wedi romi 1000 amet niberelna

  • @ብጂግኑኡሰነፍ
    @ብጂግኑኡሰነፍ 6 หลายเดือนก่อน

    ዝገሪም ፍቅሪን ሒዲሪን ናይ ህዝብኻ እዩ ግን ኣበበ ጀግና🎉🎉🎉🎉

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 หลายเดือนก่อน

    ዋኝኝ ያዳ መሕረር ጅግና ተጋዳለይ ኣበባ ኣረአያ ዘገርም ቃል

  • @Cherkos-p3h
    @Cherkos-p3h 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣበበ ጅግና ትግራይ ትዓቢ ዶ በለ ብሓቂ 💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏

  • @GenetEstifanos-y7p
    @GenetEstifanos-y7p 6 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ትክክል እንታ ጂግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley 7 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ ያዓቢ ካብ ስድራ ክቡር ኣያኒ ኣበበ ኣረኣያ ጅግና ተጋዳላይ💊♥♥♥
    ያዳ መሐረረ😂😂😂😊

  • @ጋልማርያምኪሓ
    @ጋልማርያምኪሓ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋደላይ አበበ አርአያ ክፍትዎ ማዓት ❤❤❤❤ቀፅለሉ ያዳ😂

  • @WediTsegay-e4z
    @WediTsegay-e4z 2 หลายเดือนก่อน

    It is an amazing performance and we would like to thank him most of all

  • @ጓልመቐለ-ኈ7ጰ
    @ጓልመቐለ-ኈ7ጰ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ዋውውው❤

  • @HappyElectricCar-xv2lt
    @HappyElectricCar-xv2lt 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ዝገረም ሰርሕካዮ ያረድ

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 6 หลายเดือนก่อน

    Am Eritrean guy from Canada Nice prank bro kexelooo

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 7 หลายเดือนก่อน +25

    ልንጉሰ ኣባዲ ፕራክ ግበሮ ትብሉ ላይክ 👍❤️

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      Eshini

  • @benelmana
    @benelmana 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንጉሰ ኣባዲ ፕራንክ ግበረልና ያዳ ሽኮር

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቦካ ዝወለደልካስ እንታይ ችግር ኣለዎ ብሰላም ዘየረዳድኦ ወድካ እየ ተዝብሎስ ንሓዳሩ ከስግኦ ንብል ናይ ዝሞተ ኣቦካ ክመፅእ ከሎስ እሺ ተረዳዲእና ምርመራ ገይርና ክንቅበለካ ዘይብሎ❤❤❤

    • @Samriye10-10
      @Samriye10-10 7 หลายเดือนก่อน

      @user-lh1cg3wg2e እወ ተረዲእኒ እዩ ግን ቀስ ኢሉ ከረዳድኦ ነይሩ ማለተይ እየ ሓዳር እዩ ዝከብድ ክተጭበርብር ትክእል እምበር ዝሓለፈስ ቀስ ኢልካ ምርድዳእ ፅቡቅ

  • @KasoaKkasooa
    @KasoaKkasooa 13 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ጅግና አበበ አራኣያ😂😂😂😂❤

  • @user-uc6yf3dh4n
    @user-uc6yf3dh4n 7 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክ ንወዲ ሩሻን ይማሳሰልያ አረ ትክእሎሉ ማኣትእካ ጎቡዝ ❤❤❤

  • @selamselam2740
    @selamselam2740 6 หลายเดือนก่อน

    አበበ አርአያ እንበር ተጋዳላይ እኮ ተጋዳላይ አዩ❤❤❤❤

  • @AbebaGuwalMekelle
    @AbebaGuwalMekelle 7 หลายเดือนก่อน +1

    አበበ አምበሳ ወዲ ሕዝቢ❤❤❤

  • @YohannesMesfin-t2z
    @YohannesMesfin-t2z 2 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣበበ ይበል ዓቅሊ።ካብቲ ዝፈትዎ ዝነበርኩ ብላዕሊ like

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 7 หลายเดือนก่อน

    ኩቡርን ንፈትዎን ነከቡሮን ጀግና ተጋዳላይ አበበ አሪአያ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💛❤️💛❤️💛❤️ ንበረልና ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ሰድራ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      😍

  • @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
    @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ 6 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ይሞችካ ሳሓቀይ ብንብዓት ክቋፃፀሮ ኣይካኣልኩን😁😁😁

  • @eyerumezgebo7764
    @eyerumezgebo7764 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂ሓባይብ ደስ ክብሉካ ወዮ ፕራንክ ደጊሞምዎ ከምዚ እኮ ኢለካ ነይረ ያ😂

  • @hyatssa9035
    @hyatssa9035 7 หลายเดือนก่อน +1

    አይከነይ ያሬዱ ፅብቅ ሰም ያሃለየካሰ ያዳከ ታዩኡ ምቅልማጥ አት ትርጉም ሰምካ ፍሎጦ አዝ ሓወይ

    • @Haregte
      @Haregte 7 หลายเดือนก่อน

      ምቁልማጥ ያሩ ተዝኸውን ምሓሸ ከም ከማይ

    • @hyatssa9035
      @hyatssa9035 7 หลายเดือนก่อน

      @@Haregte ብሓቅ

  • @صارهصاره-ص8ص
    @صارهصاره-ص8ص 3 หลายเดือนก่อน

    ኣበበ ጅግና ❤❤❤❤

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 7 หลายเดือนก่อน +1

    "ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ!"❤

  • @hanit726
    @hanit726 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኩቡር አያና ከቢድ ቃል እዩ የክብረልና❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      😍

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi3335 7 หลายเดือนก่อน +1

    ያዳ ሽኳር አንደኛ አበበ መስተወዐሊ እና ፈላጥ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልመኻኒ
    @ጋልመኻኒ 5 หลายเดือนก่อน

    ዋው ብጣዕም ደስባሃል ❤❤❤

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 7 หลายเดือนก่อน

    Wawwww abebe jgna zgerm kal hzbi tgray yabu kab sdra wawwwww❤❤❤❤❤

  • @rutafruh6588
    @rutafruh6588 7 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ Dmtsi ኣብ ከባቢ tel ዝዛርብ ይርብሽ እዩ 🙏🏽🙏🏽

  • @wediqeshi4921
    @wediqeshi4921 7 หลายเดือนก่อน +1

    ያዳ ሓወይ ኣነ ሓደ ካብቶም ኣድነቅትኻን ፈታዊኻን እየ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ኣነ ግን እቲ መጀመርያ ቆሪጽካ ተምጽኦስ ካብ ስምዒትና የውጽኣና ኣሎ ሶሪ እቲ ቆሪጽካ ተምጽኦ ናይ መጀመርታ ተትገድፎ ይብል ምኽንያቱ እንታይ ይገብሩ ይኾኑ ኢልና ተመሲጥና ክሳብ መወዳእታ ክንርእዮ ምእንታን እየ ሶ ቀጽሎ ጎበዝ 🎉🎉🎉🎉❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      Eshi gn tiseb teselachu keywetsie neti best part nktsbe eye kedime zerieyo🙏😊

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom9896 5 หลายเดือนก่อน

    Yada keselelu btaemi nefue ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almemu1214
    @almemu1214 7 หลายเดือนก่อน +2

    ንዓና ፕራንክ ናገበርኩምናስ😂ትቅልዱልና ምክንያቱ ወዲ ሮሚጥ ወድሓትኖካ እንከሎ ከምዘይትፋልድጡ ኢኩም ሰሪሕክምዎ😂

    • @ekidonasnappy3704
      @ekidonasnappy3704 7 หลายเดือนก่อน +5

      ምስ ወድርሚጥ ከም ቤተሰቡ ኮይኖም ነቲ ፕራንክ ዝግበር ሸዊዶ እምበር ናይ ብሓቂ ቤተሰብ ኣይኮኑን

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 7 หลายเดือนก่อน

    ኩሉኩም ጀጋኑ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤ ዝዓበኩም ካዓ ኣያታትና ተጋሩዋይ ብልሕኩም❤❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  7 หลายเดือนก่อน

      😊😍

  • @Maykomola
    @Maykomola 6 หลายเดือนก่อน

    ጩቕ ድኣ ኢሉኒዩያ😂😂ተጋዳላይ ኩሉ ጩቕ ኢዩ ዝብሎ ኩሉ ሓውኩም ለዋህ ፍጥረት እምበር ወዲ ህዝቢ❤❤ ያዳ ሌሚ ሌሚ ካሜራኻ ከይትረኽበኒ ይፈርሓለኹ😂😂😂

    • @yadaprank
      @yadaprank  6 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @WedeGebre
    @WedeGebre 7 หลายเดือนก่อน

    አበበ ግን ዝገርም ሰብአይ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጥዑም ላዛ

  • @NgstiBerhe-rm8ro
    @NgstiBerhe-rm8ro 6 หลายเดือนก่อน

    ኣበበ ግን ይመቸካ ብሕቶ። ኣዋጢሩዎ😁👌

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 5 หลายเดือนก่อน

    I liked enjoying so you laughed me ,so I liked enjoying that an amazing Pranks, God bless you Amen 🙏 🙌