ዓወት ንሓፋሽ! / ቃለ-መጠይቕ ምስ ወዲ ጣባ: 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @HidmonaTelevision
    @HidmonaTelevision  3 หลายเดือนก่อน +172

    Follow us on:-
    TH-cam: Hidmona TV//
    Facebook: Hidmona TV
    facebook.com/hidmona20
    Twitter: @HidmonaTV
    Instagram: instagram.com/hidmona_tv?igsh=MWNiM2k1cm50bTcxdA%3D%3D&
    TikTok: www.tiktok.com/@hidmona2?_t=8pYLv7K8ViG&_r=1
    Contact us on:
    Tel: +291 1 11 36 07 // E-mail: hidmona@hidmona.tv

    • @SalmanIbrahim-j4e
      @SalmanIbrahim-j4e 3 หลายเดือนก่อน +4

      Awlino azmarino 🎉🎉🎉

    • @amanuelasgodom111
      @amanuelasgodom111 3 หลายเดือนก่อน

      😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊qq😊😊😊😊😊

    • @tesfay9463
      @tesfay9463 3 หลายเดือนก่อน +3

      Is that tru you was Derg military your brother said ask him

    • @HenokIsak
      @HenokIsak 3 หลายเดือนก่อน +3

      ኣነ ክብላ ዝደሊ ፈጺሙ ኢንተርነት ዝበሃል ክኣቱ የብሉን ኣብ ኤርትራ ክንምዕብል እንተ ኬና ኤሪትራውነት ዘይድገም ጭዋ መንነት ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣወሊኖ ግራንደ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @lemlemmesfin4108
      @lemlemmesfin4108 3 หลายเดือนก่อน +1

      Awlino hawey ur the best
      Deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291

  • @ሳም_ጭሕሚ
    @ሳም_ጭሕሚ 3 หลายเดือนก่อน +54

    ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 3 หลายเดือนก่อน +24

    ወዲ ጣባ ኣወል የቀንየልና ወዲ ጣባ ኣብዛ ቦታ ኮንካ ቃለመሕትት ብምግባርካ ኣዝየ ተሓጉሰ
    ካባካ ብዙሕ ተማሂርናን ፈሊጥናን ኢና
    ዕድመን ጥዕናን ይህብክም
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ
    ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx 3 หลายเดือนก่อน +1

      We agree long life 🙌 ❤❤❤

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 3 หลายเดือนก่อน +52

    ኣወሊኖ ጣቢኖ good to see you ደቂ ኤረይ
    ኣወሊኖ እዚ ብመደብ መንእሰያትን ስነጥበባውያን ተማሃሮን ካልኦትን ብምእካብ ብመደብ ወዲ ጣባ ምስዚ ዝሓለፎ ተመክሮ
    ኤርትራ እንታይ እዩ ኣጋጢምዋ ዘላቶ ኩነታትን ካልእን ኣርእስትታት ብምድላው
    ኤርትራ ነዚ መኸተ ብድሆ ዝሓለፈቶን ዘላቶን ጽልዋ ኣብ ማሕበራዊ ቁጠባናን
    ኤርትራዊ ንኤርትራውነቱ ክፍንፍን ካብታ እግሩ ትግራይ ዝኣተወላ ዝተገብረ ጎስጋስን ንሓድሕዱ ዝተገብረ ብከድዓትን ሃሱሳትን ጽልውኡን
    ዝኣመሰለ ኣስፊሑ ምስ ተምክሩኡ ክገልጽ መደብ ተዝግበረሉ ነቲ ንኡስ ወለዶ ካኣ ድርዒ ምኮኖ ኣብ ደገ እንታይ ይግበር ኣሎ ተስፍኡን ንኽገልጸሎም ዕድላት መደባት ኣዳልውሉ ሃማመተኤ ክፍሊ ዕማም ማሕበራዊ ሚድያ ክፍሊ ጥበባት እዚኣ ክሰቡላ እብለኩም
    ጉዳይ ትግራይን ኢትዮጵያን ብሓፈሻ ኣብዚ ዞባ ዘለናዮን
    ስለዚ ኣወሊኖ ሲነማታት መሊኡ ስፍሕ ዝበለ ምስግጋር ተሞክሮ ክግበር እጃሙ ከበርክት ክእለት ብቕዓት ተመክሮ ውን ስለ ዘለዎ ጽዓሩሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

    • @fatherey9977
      @fatherey9977 3 หลายเดือนก่อน

      Wayyy etay geru mi amharay koynu seb slezereshebe 30 ztegadelu edme Niesnet on 🇪🇷 zewefeyu bzefrdi ab edurbet ymotu alewu

    • @nesuriabdu4862
      @nesuriabdu4862 3 หลายเดือนก่อน

      Point

    • @natzretyetbarek4937
      @natzretyetbarek4937 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@fatherey9977 ኢሎሞ ኢልካ ዘይኮነ ፈሊጥካ ምዝራብ ብልሒ የብለካ። ንስኺ/ኻ ንወዲ ጣባ ኣይትፈልጥዎን ኢኹም። ኣኸለ!

    • @natzretyetbarek4937
      @natzretyetbarek4937 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@fatherey9977 ካብ 678 ርእይቶ ዝጸሓፉ ሰባት ንስኻ/ኺ በይንኻ/ኺ ኣሉታ ዝጸሓፍኪ ልክዕ ከም ሓንቲ ነጥቢ ማይ ኣብ ባሕሪ ኢለኪ/ካ ኣለኹ

  • @Messi10-u10c
    @Messi10-u10c 3 หลายเดือนก่อน +8

    Viva wedi Taba!!! Truth is always 👍
    I have heard all what Wedi Taba said today before 6 years ago, and it didn't change. From Boston❤ 🇪🇷❤️ 🇪🇷❤️🇪🇷 ❤️🇪🇷 ❤️🇪🇷 ❤️🇪🇷 ❤️🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷 ❤️

  • @adha-1991
    @adha-1991 3 หลายเดือนก่อน +29

    Happy to see you ኣብታ ተፍቅራ ሃገርካ ጣቢኖ ኣዝማሪኖ ጅግና congratulations my dear ♥️🇪🇷♥️♥️♥️🎉🇪🇷

    • @Kide252
      @Kide252 3 หลายเดือนก่อน

      ስለ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዘሎ ሕሰም፡ዓመጽ፡ብልሽዉና ከ እስከ ሕሰቡ፡ብሓኪ ኣድላዪ ድዩ ከ
      ሲና እኮዩ ዓዲ ኣቤቶ

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 3 หลายเดือนก่อน +9

    ብመጀርያ ወዲ ጣባ እንቋዕ ናብታ ትፈትዋ ሃገርካ ብሰላም ኣተኻ ፡ብምቅጻል ናይ ብሓቂ ይበልትንተና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 3 หลายเดือนก่อน +8

    ካብ መእከል ሃገርካ ወዲ ጣባ
    ካብ ስፈር ጀጋኑ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 3 หลายเดือนก่อน +29

    Happy to see in your beloved country with your beautiful family and friends. Two great men in free Eritrea ✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfomgebremichael6225
    @tesfomgebremichael6225 3 หลายเดือนก่อน +22

    ዋውውውው ጣብኖ ደሲ ክትብሉ ❤
    እንኮኣ ሃጉሰካ ንዝተረፉ ዲማ ከማካ የማሲሎም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lulaamanuel3457
    @lulaamanuel3457 3 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ተሐጊስና አዝመሪኖ ወዲ ጣባ ተሪፎም ዘለዉ ንዓኻ የማስሎም❤️🇪🇷😍🙏

  • @danielabrham1784
    @danielabrham1784 3 หลายเดือนก่อน +142

    ወዲ ጣባ ጅግና. እትይ ዝገበርካዮ ስራሕ ኣዝዩ እዩ ዝምስግሐን. ንስኻ እንተዘይትጉስጉስ ክሳብ ክንደይ በዳሂ ነሩ ነትይ ኤርትራዊ ርድእ እዩ. Thanks ወዲ ጣብ ስለኩሉ ነገር. ኣብዚ ግዜ እዚ ኩናት ኣቲኻ ጅግና ጥራይ ኣካል ኣይኮነን ከምዚ ናትካ ህዝብ ምጉስጋስ ብተዋፋይነት ዝዛረብ ዘርድእ ከማኻ ጅግና ቡዙሓት የድሉና እዮም.

    • @tzehaneshfoto3388
      @tzehaneshfoto3388 3 หลายเดือนก่อน +9

      ሰላም አወል ሲዒድ ምርአይ ምእማን ብፍላይ ብናይ ደናቁር ዝዝረብ ግን ንዓና ንኤረትራዉያን አየገርመናን እዩ ብዋጋ ደምና ዝጣልዑ ግን ገና አለና አላሸ ከነብሎም ከም ወዲ አከዛ ከነሰግዶም ኢና ኤረትራዉነት ከቡር መንነት ዒም ዝበለ ይትሐገም ዓወት ንሐፋሸ❤🎉 ሰጋ ሰዉአት ማሕላና 🙏🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️💪👍✊👊🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷ነታ ዘረከቡና ሃገር ናይ ዝጎደለ ምምላእ ክአ ናይ ከሉና ሐላፍነት እዩ ተዛረብቲ ሐጠዉ ቀጠዉ ዝብሉ ግን አፎም ነትሕዞም ጉሐፋት ጥራይ ሃለዉለዉ ሎሚ የለን አከለ ነዚኦም ደናቁር ዝሰምዕ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👊✊👍💪✍️🌹🙏

    • @millionghirmai8045
      @millionghirmai8045 3 หลายเดือนก่อน +9

      ብሓቂ ወዲ ጣባ 12 ዓመት
      ጎስጊሱ ክንደይ ሃገራውያን
      ኣንጻሩ ዓንገረር ኢሎም
      ንኹሉ ተጻዊሩ ክምህ ከይበለ
      ብዙሓት መንእሳያት ኣንቂሑ ታዓዊቱ

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 หลายเดือนก่อน

      ብልሽውና!
      ወላካ ከዳዕ ወያነ ንኩትፎ-ፓላስ ይክሰራ፡ ይዋኢኡ ምናዳ ህዝቢ ትግራይ እምበር ምስ ዑሱባቱ፡ ዝኣክሎ ሃብትን ትምህርትን ዘሚቱን ሸሚቱን ኢዩ።
      🤝❤🕊

    • @MerhawiKidane-zx3dc
      @MerhawiKidane-zx3dc 3 หลายเดือนก่อน +6

      ኣቱም ሰባት ኤርትራ ናይ ፍትሓውያን ሃገር ድያ መልሱልና እስኪ እዚ ወዲ ጣባ ትብልዎ ዘለኩም ምሕረት ተጌርዎ ኣትዩ ትብልና ኣልኩም ደሃይ እቶም ናይ 3 10 እሱራትና ከ ኣለኩም ዶ

    • @Rosemary-c2i
      @Rosemary-c2i 3 หลายเดือนก่อน +7

      @@MerhawiKidane-zx3dcእቶም ተኣሲሮም ዘሎዉ ኣብ ውግእ ናይ ወያኔ ንስዕረት ኤርትራ ኢድ ዝነበሮም ዕሸል መንእሰይ ኤርትራዊ ዘጥፍኡ እዮም ከምዚ ከማኻ ትግራይ ትዕወት ዝበሉ

  • @Merhawi-rn3go
    @Merhawi-rn3go 3 หลายเดือนก่อน +2

    Yes ብሓቂ ኣወል & ወዲ ጣባ ጹቡቅ ሰራሕ ቅጽልዎ ንሶም ንውድቅትና ንሕና መስ ሃገርዋነትና ኪሳብ ግዜ ሞትና ደቂ ኤረይ ❤❤❤

  • @elsag2834
    @elsag2834 3 หลายเดือนก่อน +19

    መርሐባ ደቂ ኤረይ አወለይ ♥️ወዲ ጣባ
    ሐጎስኩም ሐጎስና እዩ♥️♥️🌹🌹♥️

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 3 หลายเดือนก่อน +152

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
    ነዞም ክልተ ዕዉታት ኣወል & ጣቢኖ Like እስኪ 👍♥️🌹 ሃቡለይ

    • @Seret-abHabeslus
      @Seret-abHabeslus 3 หลายเดือนก่อน +2

      ምስ ኢሰፓ ኮይኑ፡ ስድራቢታትን ንደርጊ እንሓሰወ ዘሕርድን ዘረሽንን ከም ዝነበረ ኢና ንፈልጥ። እቲ ዝሓቶ ዘሎ ከኣ ኣብ ኤርትራ ስደተኛ ምዃኑ ኢና ንፈልጥ።

    • @tsegaafeworki2346
      @tsegaafeworki2346 3 หลายเดือนก่อน

      @@Seret-abHabeslus😂😂😂😂😂😂😂
      ካብዞም እንዳ ገብራይ ዲኻ? ወዲ ሐወቦይ

  • @esromabraham8314
    @esromabraham8314 3 หลายเดือนก่อน +40

    🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴
    ክብርን ሞጎስን ነቶም አብ'ዚ መድረኽ'ዚ
    ክንበጸሕ ህይወቶም ዝበጀዉ ብሉጻት ጀጋኑን
    ዋዕሮታት ከምኡ'ኻኣ እቶም አካሎም ዝሰንከሉ ንዘልዓለም ሓውልቶም አብ ልብና ተወቂጡ ይርከብ ።
    🙏ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🙏

  • @naqfa7-836
    @naqfa7-836 3 หลายเดือนก่อน +5

    አወሊኖ ጣቢኖ ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️🙏🏽 አብታ ጽብቅቲን ተፈታዊት ኤረና ሐገርኩም ፈታዊ ይታሐጎስ ሐሳድን ምንቀናን ይቀረጽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽💪🏽 thank you አወሊኖ ጣቢኖ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 3 หลายเดือนก่อน +28

    ጣቢኖ ኣስሊ እንቋዕ ናብ ሃገርካን ህዝብኻን ብሰላም ኣብቅዓካ:ድሮ ክንናፍቀካ ጀሚርና: እስከ በል እቲ ሓመድ ሊሒስካ ዝዓበኻሉ ጎደናታት ኣስመራ ጻዕዳ ሸናዕ በለሉ: ፍረ ጻዕርኻ እቋዕ ኣርኣየካ ተስፍ ይገብር ብዙሕ ጽባቀ ሃገርና ሒዝካልና ክትምለስ❤❤❤

    • @Aman-f4p7e
      @Aman-f4p7e 3 หลายเดือนก่อน

      Ata gegna sebay... Asmera awel alewa neseka natna eka keltifka temeles asmera aytemenon eya... Nafiknaka..

  • @samsonasfaha3918
    @samsonasfaha3918 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣወል ኣዝማሪኖ ❤️🇪🇷 ወዲ ጣባ ኣዝማሪኖ ❤️🇪🇷 ብጣሚኢ ደስ ዝብል ሕቶን መልስን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዮሃና ዩሃና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ወዲ ጣባ,እንቓዕ,ሓጎሰኻ ትፈትዋ ዓድኻ ዘርአየኻ :: ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👏👏👏

  • @nekhattube3377
    @nekhattube3377 3 หลายเดือนก่อน +20

    Selam selam ወዲ ጣባ እንኳዕ ንሃገርካ አብቃዓካ ኣወል ሰኢድ ጅግና ሰላም ሰላም ❤❤❤🇪🇷

  • @awelkerhagos3484
    @awelkerhagos3484 3 หลายเดือนก่อน +14

    ዝጽበያ ዝነበርኩ lntervew ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረ ደቂ አስመራ ጻዕዳ ልቦም. ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 3 หลายเดือนก่อน +25

    Well come DEQI ERI JEGANU 🎉🎉🎉🎉🎉
    Awel Sied JIGNA teqalasay 🎉🎉🎉🎉🎉
    WEDI TABA wn kab 2012 Athizu teqalisu eyu!!!
    Neti zihalefe giega zierm KULU GZIE NSU EYU jgana Malet 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gideyghebre187
    @gideyghebre187 3 หลายเดือนก่อน +17

    Congratulations wedi Taba you looking great enjoy your vacation 🎉. NO WHERE LIKE ERE. IN THE WHOLE WORLD 🎉🎉🎉🎉❤❤❤.
    GOD BLESS YOU ALL DEKI ERENA ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @akliluamanuel5952
    @akliluamanuel5952 3 หลายเดือนก่อน +39

    ወድ ጣባ ብኢዝጋቢሀር ዚተዋህቦ ፉሉይ ተኺኢሎ ናይ ቲንተና ሊዕሊ 10 ሳዓታት ወላሓንቲ ዲኻም ክየራኣየ ኪትንትንን ኪገልጽን ዚኺኢል ሰብ ወይ ካኣ(genius) አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

    • @LihemMesfn
      @LihemMesfn 3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂10 seat ayni kenkur bekat alewo dea bel

  • @mhre5754
    @mhre5754 3 หลายเดือนก่อน +2

    Great job guys ❤ ኣወልኖ ጽብቕ ገርካ በርብሮ ኣዚዩ ብዙሕ ጸጋታት ብፍላይ ብዛዕባ ወያነ ሓቲትካ ዘይውዳእ ኣፍልጦ ኢዩ ተሰኪሙ ዘሎ ስለዚ ብዙሕ ሰብ ክሰምዖ ተዳልዪ ስለዘሎ ንቡዙሕ ክፋላት ክትቅጽሉ ንላቦ ጽቡቕ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ጣቢኖ❤

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 3 หลายเดือนก่อน +18

    ኣወሊኖ ሓጺር በሪኽ ❤ ሓደራኻ ዞም ሰብኣይ ምንኣስ እቶም ጀጋኑ ኣያታትና ጌርካ ርኣዬም እሞ የሕንቅቆም 🙏🙏🙏

  • @AlgaFessihatsion
    @AlgaFessihatsion 3 หลายเดือนก่อน +4

    ቃለ መሕተት ድኣ በልዋ!!!
    መጠይቕሲ ንእንዳ ጠይቂ መይቂ ንሕደገሎም!!!!

  • @rufilamisghina8504
    @rufilamisghina8504 3 หลายเดือนก่อน +28

    እንቋዕ ሐጎሰካ ጣቢኖ ❤❤❤አወሊኖ ሓየት ❤ ☘️☘️☘️🇪🇷❤️🙏

  • @Kide252
    @Kide252 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣነ ዓደይ ካብ ዘገልገልስ ዘውደልደለ
    ኣብዚኦም ተሪፍኪ ,ናይዞም ጥማዕ ተጋሩ እንተጸላእናስ ዓሕሕሕ፡

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 3 หลายเดือนก่อน +25

    ኣወል ጅግና ንኪድ ጥራይ

  • @awaken1701
    @awaken1701 3 หลายเดือนก่อน +8

    Thank you both and all Eritreans who are working FOR FREE for Eritrea. Thank you for each and every contribution. ❤️ FOR EVERYTHING ደቂ ሪመይ 🇪🇷

  • @amehazionbelay3392
    @amehazionbelay3392 3 หลายเดือนก่อน +49

    እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🐪🐪🐪🐪🐪🐪🎆🎆🎆🎆🎆🎆🌻🌻🌻🌻🌻🌻💐💐💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷

  • @natzretyetbarek4937
    @natzretyetbarek4937 3 หลายเดือนก่อน +5

    ጣቢኖ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ንዓኻ። ድምጽኻ ክንሰምዕ ብሃንቀውታ ክንጽበዮ ዝቐነና። ከም ኩሉ ግዜ ኣንደበተ-ርቱእ!
    ኣወሊኖ የቐንየልና ስለ ኣገልግሎትኩም

  • @davidyeh91
    @davidyeh91 3 หลายเดือนก่อน +56

    ናይ በሓቂ ጽቡቕ ናይ ቦታ መረጻ። ጣቢኖ እንቛዕ ብኣካል ቃል ምስክርነት ክትህብ ኣብቓዓካ። ቦሎ ተብትቦ እቲ ሓቂ ኣውጻዮ ዘርግሓዮ።

    • @Japanawi
      @Japanawi 3 หลายเดือนก่อน +2

      እንታይ እዩ እቲ ዝትብትቦ ባርያ

    • @davidyeh91
      @davidyeh91 3 หลายเดือนก่อน +4

      @@Japanawi , እቲ ንዓኺ ቅርጸት ዝገብረልኪ። ክክክ

  • @ghedionmisgina8187
    @ghedionmisgina8187 3 หลายเดือนก่อน +9

    WE HAVE A COUNTRY WITH NO CONSTITUTION NO PARLIAMENT NO ANUAL BUDGET HOW LUCKY WE ARE

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ 3 หลายเดือนก่อน +45

    እንቋዕ ሐጏሰካ ወዲ ጣባ ንቋዒ እምላክ ብሰላምምስ ትፈትዎም ስድራቤትካ ትፈትዋ ሃገርካን አርአየካ አንበሳ 💕❤️🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽💕❤️

  • @lalimba6853
    @lalimba6853 3 หลายเดือนก่อน +2

    Incredible interview. Two powerhouse thinkers!

  • @meharitekie2863
    @meharitekie2863 3 หลายเดือนก่อน +15

    ሰላም ኣወሊኖ ከምእውን ወዲጣባ እንቃዕ ናብታ እትብህጋ ሃገርካ ብሰላም ኣተኻ ኣውል ስዒድ ሞተራዝ ዝተራቐቐ ሚሳይል ናይዚ ዘመና መልእሰይ ኣብ ምንቓሕ ምውዳብ እተካይዶም ነዋሕቲ ጉዕዞ ሓደ ማዓልቲ እቲ ዘድሊ ዕላማ ተወቒዑ ክንርኢ ነዊሕ ኣይኮነን ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 3 หลายเดือนก่อน +1

    Jeganuna nberulna wetru awet nhafash❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @favfor4455
    @favfor4455 3 หลายเดือนก่อน +54

    ኣነስ እዛ መደብ ጀምራ ክሳብ ትውዳእ ብንዓት😭ኤርትራውን ክቡር መንነት ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷..... ኩሉ መደብ ናይ ኣወል ብጣዕሚ መሳጥን ግሉጽን... ጣቢኖ ሓወይ we are so happy for you ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

    • @hagosberhe1134
      @hagosberhe1134 3 หลายเดือนก่อน +11

      በዓል ሰናይት ደበሳይ ልዕሊ 20 ዓመት ተጋዲላ ንሃገራ ንዕሊ 20 ዓመት ከኣ ብዘይ ፍርዲ ተኣሲራ ኣላ ኣይ ነባዕካም ወዲ ጣባ እዚ ከዳዕ ኢንተርቢ ገሩ ኢልካ ትነብዕ ንቡር ምሕሳብ ጊዲፍካዮ ኣለካ ንቡር ሕሰብ

    • @alextek8741
      @alextek8741 3 หลายเดือนก่อน +1

      Ayte Hagos dahna dyom, bsru 😂

    • @favfor4455
      @favfor4455 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@hagosberhe1134 ኺድ አስከ ናብ ተወታፍ ቆማል........ገዛ ኤርትራውያን እዩ እዚ, ኤርትራ ንኤርትራውያን እዩ............ 💪❤️🇪🇷❤️🇪🇷

    • @awethaile8644
      @awethaile8644 3 หลายเดือนก่อน +2

      Way hasot 😂😂😂

    • @llllllolllllllll
      @llllllolllllllll 3 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ጥዕና ጸገም ኣለካ

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዘመኑ ዘመነ ምትሕቑቓፍ ኢዩ ኤርትራዊ ወገነይ ኣሰር ኣያታትናን ኣቦታትናን ኣዴታትና ንከተል ❤ ጭዋ ህዝበይ❤

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 3 หลายเดือนก่อน +47

    መርሐባ ደቂ ኤረ አናብሰ ዓይኒ ጸላእን ከዳዕን ይደፈን ኤርትራ ንኤርትራዊያን❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharitedros4196
    @meharitedros4196 3 หลายเดือนก่อน +12

    ሃገርካ ሃገርካ'ያ ! ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት: ሽሕ ምኽንያት ጸፍጽፍ ሃገር መተካእታ የብላን ። ብሃገርን ህዝብን ክንጣላዕ ሃየንታ'ዩ። ሰባት ክንጋገ ንኽእል ። ግን ከኣ ዘይስገር ቀይሕ መስመር ልኡላውነትን ክብርን ሓድነትን ህዝብን ፈጺሙ ንዋጋ ዕዳጋ ዘይስጣሕ እዩ ። ካብ ጌጋ ምምሃር ድማ ካልእ ትብዓት እዩ ። እቶም ኣብዘየድሊ መስመር ደንበ ዕንክሊል ተዳኽሩ ዘለኹም ብኣግኡ ድማ ጌጋኹም ተኣሚንኩም ምስ ሃገርኩም ተሓቖፉ ። ወዲ ጣቢኖ እንቌዕ ንሃገርካ ኣብቀዐካ ። የቐንየልና ኣወሊኖ ።

  • @sabatesfaledet3856
    @sabatesfaledet3856 3 หลายเดือนก่อน +21

    Yes yes l am happy to see you guys 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreabest4834
    @eritreabest4834 3 หลายเดือนก่อน +14

    ደስ ዝብል ዝርርብ ኩቡራት የሕዋት አወሊኖ አንበሳ ምስ ጣቢኖ ጀጋኑ የሕዋት አብታ ናይ ሜድያ ሪኡተይ አብ ዐድና ጽቡቅ አሎ እየ ዝብል ክሳብ አጸቢቅና ሽግርና ንፈትሕ ምስ ወዲ ጣባ አይሰማም!ዕን እየ አብዚአ እዚ ኩሉ መንእሰይ ድያስፖራ እኮ አካል እቲ አብ ኤርትራ ዘሎ እዮ ተኮነ ብሜድያ እዮ ተመሪዙ ስለዚ ብመድያ ዝመጽእ ጽቡቅ አይረአናን ስለዚ አነ አብዚ ሕጂ ነዚ አእምሩኡ ጹሩይ ክብከል አይምነይን ብመድያ ዝተበላሸወ እምበር ዝሰልጠነ የለን ስለዚ ቴክኖሎጂ ሜድያ ማለት አይኮነን ስለዚ ጥንቃቀ የድሊ አብ ኤርትራ ዘሎ ጽርየት አእምሮ ከይብከለና.

    • @YosiefTesfazghi
      @YosiefTesfazghi 3 หลายเดือนก่อน +3

      ጹቡቅ ኣሎና ማለቱ።ኮ። ኩሉ ሽግራት ተፈቲሑ ማለት ዘይኮነ ናብ ራህዋ ኣንፈት ነማዕዱ ኣሎና ከም ምባል ኮይኑ ይስመዓኒ።

    • @kbrommarikos5626
      @kbrommarikos5626 3 หลายเดือนก่อน

      አክሊል ናይ ድንቁርና ኣብ ርእስካ ተሰኪምካ ኮሙ ክትብል ቁቡልዩ ሽንፍላ ሓወይ።

  • @amlesettekie6223
    @amlesettekie6223 3 หลายเดือนก่อน +13

    Great discussion you two brothers 🇪🇷💪🏾🇪🇷 Tabino Asmarino 😍 enjoy Asmara. Can’t wait for you to come back and tell us all about it. Bravo Awelino.

  • @maekeleteklay3915
    @maekeleteklay3915 3 หลายเดือนก่อน +6

    ወዲ ጣባ ተባዕ!
    ነቐፌታኻ ምቕባል ፡ ለባምን መንእሰይ እዩ።
    ቃሉ ድማ እሙን እዩ፣ ህይወት ሓቀኛ ብርሃን እዩ።
    ካብ ጌጋኻ ምምሃር ካብ ጌጋኻ ክትመሃር ከለኻ ዓወት እዩ።
    እቲ ዝዓበየ መምህርካ ጌጋኻ እዩ።
    ኣወል ስዒድ ንፉዕ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ይሃብካ /ኩም

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 3 หลายเดือนก่อน +16

    ኩሎም እቶም ኣብ ጌጋ ኣለኹ ዝብል ንዓዱ ዝምለሰሉ ዓመት ይኹነልና ኩሉ ይቅረ ዝበሃሃለሉ ይግበረልና

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 3 หลายเดือนก่อน +1

    Jeganu deki erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 3 หลายเดือนก่อน +21

    Awelino, welcome back wedi hizbi

  • @tirhasbaraky5740
    @tirhasbaraky5740 3 หลายเดือนก่อน +11

    መርሓብ ድቅ ኤር ንኽድ ጠራይ ዓውት ንሓፍሽ ❤️💋🙏❤️🙏🌹🙏

  • @EfremTsegay-yx8mr
    @EfremTsegay-yx8mr 3 หลายเดือนก่อน +25

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ኢረይ ሕለላት ብስም ክልቲኦም Like ግጨውኒ ደቂዛ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AfewerkiGeremedhn
    @AfewerkiGeremedhn 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይ መጅማር ይግበረልካ❤❤❤❤❤❤

  • @mikialesmret2949
    @mikialesmret2949 3 หลายเดือนก่อน +67

    TABINO congratulations , we have been following you for the last 15 years, and we're admiring your hard work, especially for knocking down Weyane propagandist . Thank you TABINO.

    • @astermogos3105
      @astermogos3105 3 หลายเดือนก่อน +4

      Yeb...🎉...

    • @yemgeb2511
      @yemgeb2511 3 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷ኤርትራ ሰብ ኣለዎ❗: የቐኔልና ዓወል ሰይድ ጅግና ወዲ ኤሬይ ❗ ❤️ ጅግና ዓማኑዔል (ወዲ ጣባ ):: ኤንጅነር ፍትጹም :ኤንጅነር ተስፋይ : ኣብቀረባ ኽንሬኦም ተስፋ ኣለኔ :: ሞሳን ኽብሬን ንመራኽትና :: ሕዝቤ ኤርትራ❗ : ዝተፈላሌዩ ሓገራትን ዓለማትን: ፀገም ዘይብሉ የለን ::ኣምላኽ ምስ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ይኹን : ኣሜን::🇪🇷🌹👍❤️❗ ዓወት ንሓፋሽ :✊::

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 3 หลายเดือนก่อน +16

    ናዓይ ንከማይ ሀገራዊ ስምዒት ክሐድረና / ዝገበረ ጀግና ፕሎቲከኛ ወዲ ጣባ ኢዩ እሞ በዚ አጋጣሚ ከመስግኖ ብዙሐት ውን መንእሰይ ውን አቅሑ ኢዩ ወዲ ጣብ🙏❤

    • @sahleyonas7844
      @sahleyonas7844 3 หลายเดือนก่อน

      ከመይ ገርካ ዳኣ ነቂሕካ ሃገር ከምደላትካ ኣይትፈልጥን ዲካ ነርካ

    • @Seret-abHabeslus
      @Seret-abHabeslus 3 หลายเดือนก่อน

      ንሃገራዊያን መናሰያት ከሕርድን ከረሽንን ክትብሊ ዲኺ? ስድራቤትናን መናሰያትን ብደርጊ ዘሕረደልና 'ዩ። ከዳዕ ግን ኣበይ ይነብር፡ ኣብ ሕቑፊን ሓልዮትን ኣንድነታዊያን ( ኣንድነት ከኣ ህግደፍ ማለት ኢዩ)

  • @amanman9346
    @amanman9346 3 หลายเดือนก่อน +12

    ጣቢኖ እንቋዕ ሓጎሰካ ! ብራቮ ❤

  • @noahdunkz1179
    @noahdunkz1179 3 หลายเดือนก่อน +7

    ዕድመን ጥዕናን ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ኤሬትራዊነት ኩቡር መንነት ዓወት ንሓፍሽ💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹💪🇪🇷🐪💎🌹❤️❤️❤️

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 3 หลายเดือนก่อน +10

    ወዲ ጣባ እንኳዕ ብሰላም ኣስመራ በጻህካ

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሰላም ኣወለይ ሰላም ወዲ ጣባ
    ወዲ ጣባ እንቋዕ ብሰላም ዓድኻን
    ስድራኻን ኣርኣያካ ፈጣሪ

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp 3 หลายเดือนก่อน +40

    ሰላም ደቂ ኤረይ መዓረይ ሰላም ኣወል ሰላም ወዲ ጣባ እንቓዕ ብሰላም ናብታ ክብርቲ ዓዲ ጀጋኑ ኤርትራ ብሰም ኣተኻ ንዓና ከማኻ የርእየና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @YerdaniosMisgna
      @YerdaniosMisgna 3 หลายเดือนก่อน +3

      Amen Amen Amen❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Africa62524
    @Africa62524 3 หลายเดือนก่อน +12

    ወዲ ጣባ best politician ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️

  • @samrawithabte3699
    @samrawithabte3699 3 หลายเดือนก่อน +17

    I so happy to see you both congratulations wede Taba egzabher edmen tenan yehabkum deke eri 🙏❤🙏❤🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏❤🙏❤🙏

  • @ephremtesfu
    @ephremtesfu 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you very much. What you have done, Awel, you bring back the legend back home.

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ 3 หลายเดือนก่อน +57

    ሰላም ፍትዎት የሕዋት አናብስ አዋል ን ክብር ወዲ ጣባ የሕዋትና እንቋዒ መጻእኩምና 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕

  • @michaelgoitom4507
    @michaelgoitom4507 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ዕላል ፍትሓዊ ቅንዕና ኒኡሽተይ ፍርሒ ዚታሓወሶ ግን ብጣዕሚ ዝናኣድ ወዲ ጣባ ኣብዚ ትጽብቕ መስለኒ

    • @tesfamariambahta5660
      @tesfamariambahta5660 3 หลายเดือนก่อน

      ተዛሪበ ኢልካ ዲኻ? ናይ ምንታይ ፍርሒ? ወዲ ጣባ ኣብ ሃገሩን ኣብ ማእከል ህዝቡን ኣፍልቡ ነፊሑ ይዛረብ ኣሎ።

    • @TsehayGhebremiceal
      @TsehayGhebremiceal 3 หลายเดือนก่อน

      @@tesfamariambahta5660ፈርሒ ዳአ ከም ባዓል ቤትወድደ አብራሃ ከይትረከቦግዴ

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 3 หลายเดือนก่อน +9

    Thank you Hidmona media 🇪🇷🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sabazeru2153
    @sabazeru2153 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ሓቂ ይወጽእ ተቃዎም ዝባሃል የለን ቁማርቱኛታት ምኴኖም።ይረጋግጽ ብዝኮነ እንቌ ብስላ ም ናብ አድካ ብስላም መጽአካ ሓውና ❤❤❤❤

  • @PEACE-fg9kv
    @PEACE-fg9kv 3 หลายเดือนก่อน +17

    Welcome ❤

  • @ወዲየማነ-ዐ1ኈ
    @ወዲየማነ-ዐ1ኈ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዝጠፈሹ ነጋዶ 😢😢😢 ሃገረይ ኣባኩም ምውዳቃ ይሓዝን። ናይግዜ ሕቶ ጥራይ ዩ😢😢😢😢

  • @Eritrean2
    @Eritrean2 3 หลายเดือนก่อน +15

    Congratulations ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abelgrmay7770
    @abelgrmay7770 3 หลายเดือนก่อน +4

    ጹቡቁ ስራሕ ደቂእረይ ነቶም ዝተረፍና ከምኡ የርእየና ኣወል ጀግና ዕደመን ጥዕናን የሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 3 หลายเดือนก่อน +4

    Congratulations wedi Taba for arriving safely to your motherland Eritrea.thank Awel said also for working hard to educate Yonge generation.keep up good job both of you.God bless Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኩቡራት የሕዋት እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም

  • @Yirgabela
    @Yirgabela 3 หลายเดือนก่อน +14

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉god bless you 🙏 ❤️ 🙌 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 3 หลายเดือนก่อน +11

    መርሓባ ኣዝማርኖታት ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 3 หลายเดือนก่อน +3

    Exodus 20 ትግ - ዘጸአት
    13: ኣይትቕተል።
    14: ኣይትዘሙ።
    15: ኣይትስረቕ።
    16: ኣብ ብጻይካ ብሓሶት ኣይትመስክር።

  • @esutewelde1771
    @esutewelde1771 3 หลายเดือนก่อน +19

    ዋውውውውውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰንበት ደቂ ኤረይ ጣቢኖ እንኳዕ ሓጎሰካ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ኣለካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @itswhateva2898
    @itswhateva2898 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ናብታ ትፈትዋ ሃገርካ ብሰላም ኣተኻ ወዲ ጣባ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 3 หลายเดือนก่อน +49

    B LIKE ESKE GEMIRU DEKI adey Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️♥️❤️❤️🙏

  • @edengebreselasie5291
    @edengebreselasie5291 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks for sharing this with us very interesting and open discussion about ወዲ ጣባ አወል ቀጽሉ አብ ውሽጢ ሃገር ኤርትራ ብዙሕ ሳዓቢ ከምዘለካ መጠን ከም ባዓል ወዲ ጣባ ኡብ ክልትኡ ወገን ኢድ ዝነበሮም ብልሳኖም ተመክርኦም አብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኑም ክዛረቡ ባይታ ዝሃብካዮም ጽቡቕ ተበግሱ አውል ስዕድ 👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷

  • @SabaMassawa
    @SabaMassawa 3 หลายเดือนก่อน +9

    Ahlen. Wedi. Xaba shikor enkae bselam ateka. Nabza kbrti hagerna ❤❤❤❤

  • @GoodmorningEritrea33
    @GoodmorningEritrea33 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጣቢኖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷thank you !!!! You helped a lot of us to be aware of what’s going on. You did a good job 👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷RESPECT!!

  • @HenokDaniel-lh8jn
    @HenokDaniel-lh8jn 3 หลายเดือนก่อน +7

    ወዲ ጣባ ኣብ ሜዲያ ብዝርደኣካ ቋንቋ መልእክቱን ሸቱኡን ዝሃረመ ጂግናዪ።ረዚን ሜድያ ናይ ወዲ ጣባዪ ኣብ ደገ።

  • @gideyzemoy1110
    @gideyzemoy1110 3 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ኣወል and ኣማን ኣስተምህሮኹም ንመንእስያትና ኣይፈለዮም ምስጋና ይብጻሕኩም።

  • @anesemnetabotateyg1816
    @anesemnetabotateyg1816 3 หลายเดือนก่อน +7

    Wedi Taba, my brother you are the best teacher especially to those who left Eritrea 🇪🇷 in a very young age. I have learned so much about TPLF and his evil deeds to wards my beloved country and people. Thanks 🙏 we love ❤️. You have learned from your mistakes and you are still teaching young and old people not to make the mistakes you made.
    Proud of you. Enjoy you time brother.

  • @yodittekeste-mc6pt
    @yodittekeste-mc6pt 3 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ ኣወል ስዒድን ወዲ ጣባን❤🇪🇷

  • @eripdx291
    @eripdx291 3 หลายเดือนก่อน +6

    ወዲ ጣባ እንቋዕ ብሰላም ናብ ኤርትራ ኣተኻ። ንወዲ ጣባ ኣብ 2016 ኣብ EPLF hgdef vision paltalk room ብሓደ እንክልና ዝሓተትክዎ ሕቶ ሕጂ ተመሊሳትለይ : እታ ዝነበረት ሕቶይ ምዓስ ኢኻ ኤርትራ ኣቲኻ ኣብ Eri Tv ቃለ መሕትት እንዳገበርካ ዝርእየካ ኢለ ዝሓተትክዎ ሕጂምስ ኣወሊኖ ከምዚ ሎም ክርእዮም እንከለኹ ኣዝየ ተሓሰ ኣወሊኖ ድማ እንቃዕ ሓጎሰካ ንኹሉ ኤርትራዊ ናብ ሃገሩ ንኽምለስ ትገብሮ ጻዕሪ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ድማ እምነየልካ ።

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጣቢኖ መኪትካ ኢኻ ክንደይ መንእሰያትና መሊስካዮም 💪🏾🦁🇪🇷👉🏽✅💯

  • @eritrealove7686
    @eritrealove7686 3 หลายเดือนก่อน +11

    Aseyyyyyyyy deki adey halalat ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @motherland1510
    @motherland1510 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ... ደስ... ዘብል.... ትንተና..... ብዛዕባ.... ኣስመራ... ዝብኢ.... ተራእዩ... ኢሎም.... ዝዘርግሕዎ.... ግጉይ... ሓበሬታ.... ጽቡቅ... ጌርካ... ገሊጽካዮ... ጣቢኖ 👍🏾

  • @yosiefhabte5602
    @yosiefhabte5602 3 หลายเดือนก่อน +7

    እስከ ሃገር ጽቡቕ እንትላ ኣብኡ ተቐመጥ ወዲ ጣባ ከዳዕ። ኣብ ክድዓት ዝኣረገ ኣረጊት ጋውና።

    • @edenghide5174
      @edenghide5174 3 หลายเดือนก่อน

      Srah sieinu yelagex dea gdefo gezieu eyu

  • @yehdegatsegay2674
    @yehdegatsegay2674 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrawinet kubur mennet 🇪🇷 ♥️ 9

  • @eritreaeritrea767
    @eritreaeritrea767 3 หลายเดือนก่อน +15

    ጣቢኖ እንቃዕ ምስ ትፈትዎም ህዝብካ ኣራከበካ

  • @Eritrea_Bella
    @Eritrea_Bella 3 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ጣብ ምስ ወዲ ኮይሶም ኣብ ካተድራለ፡
    ደስ ዝብል እዩ።

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 3 หลายเดือนก่อน +9

    Merhaba Awel jigna congrat wedy taba finally you are home,enjoy it ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪💪🙏🏾🙏🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌺🌺🌺🌺🌺🌺💪

  • @WHabte
    @WHabte 3 หลายเดือนก่อน +13

    ወዲ ጣባ እንኳዕ ናብታ ተፍቅራ ሃገርካ ብሰላም ኣተኻ። ኣወሊኖ ኣዚና ነመስግነካ ነዚ ፕሮግራም ብምድላውካ። ደቂ ኤረይ ኩልና ነዛ ቻነል ክትስስን Like and Subscibe ኣይንሕመቕ፣ ኣብ ዝቐረበ ግዜ ድማ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ነደይባ።

  • @AmanGG291
    @AmanGG291 3 หลายเดือนก่อน +16

    Welcome 🤗🎉🎉🎉 DEQI EREY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ERITREA QDMI KULU THALU ✊

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 3 หลายเดือนก่อน +5

    ደቂ ኤረይ ጣቢኖ & አወል አናብስ ዕድመን ጥዕናን የሀብኩም ደቂዛ ሐላል መሬት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @natsnetyohannes7584
    @natsnetyohannes7584 3 หลายเดือนก่อน +9

    Welcome tabino jegna and Awal jegna azmarontattt ❤❤❤❤

  • @HaileFitwi
    @HaileFitwi 3 หลายเดือนก่อน

    ጽብቅቲ ሕቶ እያ አወልይኖ አሰምረላ በጀኻ ❤❤❤❤❤❤❤