ገዛኢ ፍትዊ | Gezae Ftwi | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 101

  • @TsinatNegasi-vk9tg
    @TsinatNegasi-vk9tg 2 หลายเดือนก่อน +2

    ገዛኢ ካብቶሞ ብጣዕሚ ዘድንቆም ስነ ጥበበኛታት እዮ ❤❤❤🎉🎉

  • @lidu7571
    @lidu7571 ปีที่แล้ว +27

    ሎማዓንቲ እኮ ኣቦና መዲህኒኣለም እዩ ተጋሩዋይ እንኳዕ ኣብፀሐና ስቃይ ህዝብናን ዓድናን ዝቅንጠጠሉን ሰላም ዝኮነሉን ግዜ የምፀአልና❤👏

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ ปีที่แล้ว +14

    ገዛኢ ፍትዊ ብጣዕሚ ንፉዕ ስነ-ጥበባዊ። ስራሕቲኻ ፍሉያት እዮም።
    ወዲ ሮሚጥ ጽቡቕ ገይርካ እንቋዕ ንገዛኢ ኣቕረብካልና። 🙏

    • @kiflayhadgu1527
      @kiflayhadgu1527 ปีที่แล้ว +1

      ኣይናታን ትብል ድረፊ ብዕጣሚ ኢያ ❤❤❤ kief thbeni

  • @Sunnywithmoney
    @Sunnywithmoney ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዝድነቅ አርቲስት። አብ ጋልአንስተይቲ ዘለዎ አረአእያ ዝድነቅ እዪ። ቀፅለሉ ገዛኢ ዐይነይ❤

  • @አሰኻል
    @አሰኻል ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ❤️💛ቀፅለሉ ጀግና ወዲ ሮሚጥ 🥰🥰🥰

  • @natanem321
    @natanem321 ปีที่แล้ว +2

    wow መፀለል ዝኾነ ሾው
    ገዛኢ ትሑት ክርአ ክርአ ዘይብል ቀሪቡ ንዝፈልጦ ሰብ ሓሪፍ
    thank you ወዲ ሮሚጥ

  • @newhorizon3007
    @newhorizon3007 ปีที่แล้ว +1

    ገዛኢ ፍትዊ ብምስትውዓል ኣብ ስነጥበብ ዝነጥፍ ጎበዝ ስነጥበበኛ እዩ።
    በተለይ ኣብ ሙዚቃ ስራሕቱ ሰሓብቲ እዮም እንዳደንጎየናምበር❤

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ከመይ ዝበለ ጀግና እዩ ኣነስ ለኣኻ ዘይምፍላጠይ ሓዚነ ኣዴኻ ወሊደ ትበል ስለ ስእልኻ ቃላት የብለይ ኣዶ ውላዳ እዩ ዓለማ ብሓቒ😢👸💋ኣደይ ዝያዳ ኣብ ውሽጠይ ክትሰርፅ ገርካለይ 👸❤❤❤❤❤❤በል ጎብዝ ኢደ ሰለሙን ኢኻ ❤❤❤👑

  • @lidu7571
    @lidu7571 ปีที่แล้ว +11

    ኦኦ ዘይ ሎማዓንቲ ተሳኪዑለይ ኣይፈልጥን ቀዳመይቲ ኮማቲት እየ ብሽም ገዛኢ ላይክ👍ፀቂጥክሙኒ ሕለፉ😊❤

  • @kidistbrhane
    @kidistbrhane 2 หลายเดือนก่อน

    ገዜ ሓወይ መዓረይ ብዙሕ ሰሪሑ ምንም ዘይተነገረሉ በዓል ብዙሕ ሞያ , ኣክባሪ ሰብ, ቅኑዕ, ጀግና ስነጥበበኛ እዩ ።ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤

  • @maaxahkol5509
    @maaxahkol5509 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤ግቡዛት ቅፅሉዋ ውድ ሩሮሚጥ ሽው 🙏😘

  • @samikebede9894
    @samikebede9894 ปีที่แล้ว +2

    የቀኔልና ወዲ ሮሚጥ ሐወይ ብጣዕሚ ካብ ዝንእዶሙን ዝፍትወምን ሐደ ሰን ጥበባዊ ገዛኢ ፍትዊ ሰለ ዘቀረብካልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ነይሩ ገዛኢ ብዙሑ ዘይተዘረብሉ ብሉፅ አርቲስት

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ሳሚ ሓወይ

  • @bekindtoyourself1817
    @bekindtoyourself1817 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሮሚጥ ፁቡቅ ስራሕ ! ገዛኢ ፍትዊ ፁቡቅ ሰራሕ ትሑት ዕድመ ይሀብካ ትግራይ ሰብ አለዋ አጆኹም !!
    ሰለሙን ይኩኖ አምላኽ አቅርበልና

  • @habtomyemane5213
    @habtomyemane5213 หลายเดือนก่อน +1

    King Gezae ..Artists must learn from you respect ,patience and Love ..am big fun of you. Thank you Wedi Romit show for invited him.

  • @Hope.1286
    @Hope.1286 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሮሚጥ ገዛኢ ዝፈትወኩም❤❤😍

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ጀጋኑ ኣሕዋትና ቀፅለሉ ንፎትወካን ነኽብረካን ኣቦና ወዲ ሮሚጥ ❤👑

  • @dejen_yg
    @dejen_yg ปีที่แล้ว +3

    'Aynatan' is like a beautiful movie on its own! Thank you, Gezae!

  • @abiwow7739
    @abiwow7739 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Wedi Romit! What an amazing artist Gezae Fitwi, may God bless you abundantly 🙏

  • @stpual1
    @stpual1 ปีที่แล้ว +1

    ክንደይ ክንፈልጦም ዝግበአና,ግና ዘይፈለጥናዮም,ዘየድነቕናዮም ስነጥበባውያን አፋሊጥካና,የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ሸው።
    ከምኡ እናገበርካ,ካብ ውሽጢ ናብ ደገ አውፀአዮም።
    ክምስገን ዝግበኦ ይመስገን !
    ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ።

  • @loveyou-gf4bx
    @loveyou-gf4bx ปีที่แล้ว

    ገዛኢ እቲ ናይ ልበይ ታንክስ ወዲ ሮሚት🥰🥰🥰

  • @nawanawa6775
    @nawanawa6775 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቃተይ❤❤❤

  • @ትግራይእዩደመይTDF
    @ትግራይእዩደመይTDF ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ድሓን መፃእካ ጀግናየ ወዲ ሮሚጥ ግርም ጌርካ ፅቡቅ ትቅፅል ኣለካ

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 ปีที่แล้ว

    ገዛዒ ደሰ ዝብል ሰብ 🥰🥰🥰🥰🥰
    ደሰ ዘብል ዕላል ወድ ሮሚጥ ብጣዕሚ የቅንየልና🙏🙏🙏💛❤️

  • @አስሊጓልትግራይ
    @አስሊጓልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ሓላል መሬት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም አዝየ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ ፅቡቅ መደብ እዩ😍😍😍😍

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ዕላልካ ክምቅር ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይፀግቦ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ገዛኢ ደሞ ማራ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ባዓል ሞያ ኢካ ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @habenmekonen5860
    @habenmekonen5860 ปีที่แล้ว

    ኣይናታን ዋው 👌

  • @hdhueu4527
    @hdhueu4527 11 หลายเดือนก่อน +1

    Hawey marey jigna

  • @ዓባይትግራይ-አ2ዘ
    @ዓባይትግራይ-አ2ዘ ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ክቡር ስነ ጥበባዊ ሙሉጌታ ካሕሳይ (ወዲ ሮሚት)
    ተቕርቦም ዘለኻ ኣዝዮም ዘደንቑ ሰባትን ሰብ ሞያን ዮም እሞ የቐንየልና!!
    ብፍላይ ናይ ደነቀው ኪሮስ ኣዝያ ካብ ዝሰሓበኒ ዩ!!
    ንሕጂ ድማ ንእሽቶ ሓገዝ ይሓተካ
    ን ድምጻዊ ኣዝየ ዘድኖቕን ደራሲ ግጥምን ዜማን ሰለሙን ይኩኖ ኣምላክ ክተቕርበለይ ይምሕጸነካ !!
    ናተይ ጥራሕ ዘይ ኮነ ናይ ኩሉ ሰማዒ ትግርኛ ምሕጽንታ ዩ ቃልና ኣይ ተዕብርን ትኸውን !❤🎉

    • @mulugetakahsay5814
      @mulugetakahsay5814 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ግድን እዩ ክቐርብ ቅሰን

  • @hiwotdagnew5666
    @hiwotdagnew5666 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ተገሩዋይ 🥰👩‍❤️‍💋‍👩😍😘🙏

  • @tegaru2230
    @tegaru2230 ปีที่แล้ว

    Btaemi lfetwe derafl♥💚

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 ปีที่แล้ว

    gezae🙏🙏🙏

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu ปีที่แล้ว

    Madnketkeya wedramit❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mablen2124
    @mablen2124 ปีที่แล้ว

    Geze hawey ❤👑

  • @reir2557
    @reir2557 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ጀጋኑ ደቂ ትግራይ❤❤❤

  • @kibromwelay3360
    @kibromwelay3360 ปีที่แล้ว

    Welcome wedi tegray

  • @FfGg-wh1kb
    @FfGg-wh1kb ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮምጥ ቐፅለሉ❤

  • @wintana188
    @wintana188 ปีที่แล้ว +1

    One of the best Artist. Keep going brother.

  • @YONAS.MEKONEN-ov1hp
    @YONAS.MEKONEN-ov1hp 3 หลายเดือนก่อน +1

    በረከት ወልዱ በጃካ አቅርቦ

  • @tegaru2230
    @tegaru2230 ปีที่แล้ว

    Gezau ❤

  • @Gobezay1983
    @Gobezay1983 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ኣሕዋተይ! ብሩኽ ጻንሒት!

  • @xegabberihu5778
    @xegabberihu5778 ปีที่แล้ว

    challenging and amazing host and wonderful guest. des yemil new.

  • @سلامسلام-ي2ق
    @سلامسلام-ي2ق ปีที่แล้ว +1

    ገዛኢ ሽኮር በጃካ ንፈትወካ እና ብሓዱሽ ስራሕ እባ ምጻእ

  • @azmeraasmelash7532
    @azmeraasmelash7532 ปีที่แล้ว

    ቡሩካትና❤❤❤

  • @bihanemekonen9322
    @bihanemekonen9322 ปีที่แล้ว

    ዕንኳዕ ደሓን መፃእኻ

  • @dawittesfay8290
    @dawittesfay8290 ปีที่แล้ว

    ❤❤ des zbl nfue snetbebegna

  • @hayatyasin3873
    @hayatyasin3873 ปีที่แล้ว

    ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋርዋኒ

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ደቂታ ሓላል መሬት

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ደቂ ት ግራይ ወለላ❤❤❤❤

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 ปีที่แล้ว

    Thank you 🙏

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ ปีที่แล้ว

    ሎሞዓንቲ ልበለፀ ኣሕጊስካኒ ገዛኢ ኣብሊፀ አየ ዝፈትወካ ❤

  • @habenmekonen5860
    @habenmekonen5860 ปีที่แล้ว

    The best one

  • @خمدحمد-س2ض
    @خمدحمد-س2ض ปีที่แล้ว

    ሰላም ተጋሩዋይ ኣቲና ነተባበዐዮም ♥️

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel9906 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ሾዉ 50 ሽሕ ነብፀሓያ።

  • @SamriSamri-d2p
    @SamriSamri-d2p ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hushgwyy1916
    @hushgwyy1916 ปีที่แล้ว

    Wey des bhali

  • @atsedetewelde8497
    @atsedetewelde8497 ปีที่แล้ว

    እንዃዕ ዳሕና መፃካ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ኣፁ ሓፍተይ

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ሰላም መፃኻ ከያኒ ገዛኢ ሓውና .ተጋሩ የሕዋተይ subscribe እናበልና ዛሚድያ ነዕብያ🙏❤💛

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻

  • @mohammedithupia9297
    @mohammedithupia9297 ปีที่แล้ว

    ❤💛😊😊😊😊😊

  • @shishaMelyen
    @shishaMelyen ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habu207
    @habu207 ปีที่แล้ว

    ❤️💛🥰

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel9906 ปีที่แล้ว

    ኩለካ ትግርኛ ቃንቃ ተዛረቢ ንከምዚኣቶም ዝበሉ ኣማራፂ ፕሮግራማት ነበራታትዓዮም።ድምፂ ንኩኖም።

  • @Fili12258
    @Fili12258 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ኣይናታን ትብል ስራሕ ግን ፡ ዓቢ ቦታ ናይ ሙዚቀኛ እዩ ዝርኣየኒ።

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @ተቲየጋልተዋህዶ
    @ተቲየጋልተዋህዶ ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @محمدمحمد-ق1ه8ض
    @محمدمحمد-ق1ه8ض ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤🎉💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️💘

  • @Tigrayadey123
    @Tigrayadey123 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ብተስፋእየዝነብር
    @ብተስፋእየዝነብር ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 ปีที่แล้ว

    ሰላም ተጋሩዋኒ ❤

  • @abshaytv.
    @abshaytv. ปีที่แล้ว

    Kabtom buluxat menaesey snetbeb tgray edmen tenan yhabka

  • @hagosmeresa1157
    @hagosmeresa1157 ปีที่แล้ว

    ሞያ ምስ ብዓል ሞያ ክራኸቡ ከለዉ ን"ወዲ ሮሚጥ ሾው" ይወልድ....ከፅለሉ ጥራይ!

  • @TeddyNegash-g4l
    @TeddyNegash-g4l 10 หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ክንፅበ ኢና ካባኻ

  • @giotomgebremedhin1664
    @giotomgebremedhin1664 ปีที่แล้ว

    ወዲሮሚጥ ሓወይ ኣነ ብጣዕሚ እንዲየዝኾረዐልካ ንስኻ እትኣቅሪቦም ታዓደሚቲ ድሕረ ባይቶኦም ፈሊጥካ እካ ተቅርቦም'ሞ ናይ መድረኽ ኣቃራርባኻ ኣዝዩ ሳሓቢ 'ዩ:: ሰነ-ጥበበኛ ገዛኢ ዲማ ኣዝየ ዝፈተዎ ከያኒ 'ዩ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ሓወይ

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 ปีที่แล้ว

    tbuk knet ayu

  • @sabagebrehiwet1316
    @sabagebrehiwet1316 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @QwerAsdf-wg2sv
    @QwerAsdf-wg2sv ปีที่แล้ว

    💛💛❤️❤️💛💛❤️❤️💛💛❤️❤️❤️😍😍😍💖💖💖❤️❤️❤️💖💖💖🌷🌷🌷💖💖💖❤️❤️

  • @yute2286
    @yute2286 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @sndayokidugebreazher4597
    @sndayokidugebreazher4597 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @AsliTume
    @AsliTume ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @lemlemlemlem5614
    @lemlemlemlem5614 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @betelihemadane8609
    @betelihemadane8609 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @AbrehetAlemu
    @AbrehetAlemu ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @r7vvg997
    @r7vvg997 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @janatjojo4151
    @janatjojo4151 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @naniteklay7331
    @naniteklay7331 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey5991 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @ALiALi-zn1kz
    @ALiALi-zn1kz ปีที่แล้ว

    ❤❤❤💛💛💛👍👍👍🌷🌷🌷😍😍😍💖💖💖❤💛❤💪❤🌹🌹🌹⚘⚘⚘🙏👏🙏