Dnkuan Hagos - New Eritrean Orthodox tewahdo mezmur - ዲ/ን ሓየሎም - ከመስግነካ እየ - Aug 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 774

  • @kbromulemelaekt9922
    @kbromulemelaekt9922 2 ปีที่แล้ว +32

    ከመስግነካ እየ
    ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
    ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ (2)
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
    እወወወወ........................
    በቲ ክፉእ ፀያፍ ግብረይ ውን ከይፈረድካ
    ምሕረት ገበርካለይ ብፍቅሪ ርኢኻ
    እንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ
    ክንገር ኣይክእልን ድንቂ እዩ ስራሕካ
    --------------------------
    ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
    ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
    ኣነ........................................
    ዓቅሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልፆ
    ፀጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነፆ
    ብማህሌት ውዳሴ ብፀሎት ቅዳሴ
    ኣብ መቅደስካ ቆይመ ፍቅርኻ ለቢሰ
    --------------------------
    ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
    ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
    ነቂለ ኣለኹ........................................
    ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ህይወተይ
    ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ
    ናይዛ ዓለም ፍቅሪ ኩሉ ሓላፋይ እዩ
    ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር እዩ
    ---------------------------
    ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
    ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
    ንዓ........................................
    ሓግዘኒ እምላኽ ጀሚረ ክፍፅም
    ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም
    ከምቲ ዝፀዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ
    ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ
    -------------------------
    ከመስግነካ እየ
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካና
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣሊኻዮ
    ዕይንና ኣብሪህካልና ምድሓንካ ክንሪኦ
    እወወወወ.......................................
    ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
    ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
    ስብሃት ለእግዚኣብሄር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን

  • @filmonfinu5240
    @filmonfinu5240 4 ปีที่แล้ว +250

    *_ኣዕፅምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር፣ ንሓጥያትካ ቀስቂሱ ቀሳቂሱ የዘክረካ እሞ ትጭነቕ፣ በቲ ሓደ ከኣ ዘይውዳእ ምሕረት እግዚአብሔር የዘክረካ (የዘንትወልካ)። አምላከ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃለ ሂወት የስምዓልና።_*

  • @nebyathagos1614
    @nebyathagos1614 3 ปีที่แล้ว +26

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን
    *ከመስግነካ ኢየ*
    ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኲ፡
    ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኲ፤
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ።
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
    በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ'ውን ከይፈረድካ፡
    ምሕረት ገበርካለይ ብፍቕሪ ሪኢኻ፤
    እንታይ ኢለየሞ ኣነ ከመስግነካ፡
    ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ።
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
    ኣነ……!
    ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፡
    ጸጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነጾ፤
    ብማኅሌት ውዳሴ ብጸሎት ቅዳሴ፡
    ኣብ መቕደስካ ቆይመ ፍቕርኻ ለቢሰ፡፡
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
    ነቒለ'ለዂ…………!
    ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሕይወተይ፡
    ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ፤
    ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ፡
    ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ።
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
    ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
    ንዓይ……!
    ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፡
    ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፤
    ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፡
    ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ።
    ከመስግነካ'የ………!
    ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና፡
    ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካና፤
    ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣልጊስካዮ፡
    ዓይንና ኣብሪሂካልና ምድሓንካ ክንሪኦ።
    እወ………………!
    ወስብሓት ለእግዚአብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር
    አሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @solianakahsay8552
    @solianakahsay8552 ปีที่แล้ว +5

    እዛ መዝሙር እዚኣ ሰሚዐ ከይነባዕኩ ዝሓለፍኩዋ ማዓልቲ የልቦን😭😭😭😭 እቲ ኩሉ ሓጥያታተይ ተዘክረኒ ኣዝየ ንኽጭነቕ ትገብረኒ ጭንቕ ፅብብ ፅልምት ይብለኒ ኩሉ ግብርታተይ ካብ ናብ ኣምላኽ ናብ ዲያብሎስ ዝቐረበ ኮይኑ ይፀንሓኒ ሕርቕቕቕቕ ይብል💔😭 ዳሓር ካዓ ቁሩብ ትድብሰኒ እቲ ዘይውዳኣ ምሕረት ኣምላኽ ካዓ ተዘክረኒ🙏 ሰማይን ምድርን ዝዘርገሐ፣ ሰማይን ምድርን ብዘይ ዓምዲ በቲ ፅኑዕ ቃልኪዳኑ ዘቖመ እንኮ ፈጣሪናን መድሃኒናት እየሱስ ክርስቶስ ይመስገን🙏🙏🙏 ጎይታየ ናብ መንገድኻ ክምለስ ሓግዘኒ 🙏😭😭😭😭

  • @user-br5ts3jp7v
    @user-br5ts3jp7v ปีที่แล้ว +12

    ሰምዕ ዘይመንዋ መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ 👏

  • @user-rj9fw5cz7q
    @user-rj9fw5cz7q 3 ปีที่แล้ว +36

    ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳበልኩ
    ውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ /2/እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ አሜን ተመሰገን ጎይታይ

    • @selamsalam1590
      @selamsalam1590 3 ปีที่แล้ว +2

      ከመስግነካ'የ ተመስገን
      እንዳበልኩ
      እልልልልልልልልልልል
      ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሕዋተይ ቅድስተ ቅዱሳን ኣደ
      ኣምላኽ ትሓልኹም
      ❤🙏🙏🙏🌹

  • @adhanomteumzgi4097
    @adhanomteumzgi4097 3 ปีที่แล้ว +50

    ተባረክ ዲያቆን ሓወይ ናተይ ናይ ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ኣምላክ ኣብቲ ዝለዓለ መዓርገ ክህነት ክብ የብልካ

    • @inspirationofnature8197
      @inspirationofnature8197 3 ปีที่แล้ว +12

      ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ
      ውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
      ስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ነዓይ ጎይታ
      ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ። (x 2)
      ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
      ካብ ባቢሎን ናብ ከነኣን ጸዊዕካኒ
      ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
      ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፥
      እወወ....በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ 'ውን ከይፈረድካ፥
      ምሕረት ከበርካለይ ብፍቕሪ ርኢኻ፥
      እንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ፥
      ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ፥
      ኣዝ..
      ተመስገን 'ናበልኩ .....
      ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ....
      ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፥
      ጸጋኻ ኣብዘሓለይ ንልበይ ህነጾ፤
      ብማህሌት ውድሴ ብጸሎት ቅድሴ፥
      ኣብ መቕደስካ ኮይነ ፍቕርኻ ለቢሰ፥
      ኣዝ..
      ከመስግነካ'የ ተመገን 'ናበልኩ..
      ብዓኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ...
      ነቒለ'ለኹ ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሂወተይ፥
      ከምቶም ዝሓለፉ ቅሳን ኣቦታተይ፥
      ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ፥
      ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ፥
      ኣዝ...
      ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ..
      ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ...
      ንዓዓዓ.. ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፥
      ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፥
      ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፥
      ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ፥
      ኣዝ..
      ከምስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ..
      ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካ *(ና)..*
      ኣዝ...
      እወወ...ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ...

    • @fevenfetwiberhe2926
      @fevenfetwiberhe2926 3 ปีที่แล้ว

      @@inspirationofnature8197 kJ

  • @KokiloveKokilove-iq5nd
    @KokiloveKokilove-iq5nd 5 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣቤሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓወይ🙏🙏🙏

  • @tirhaszere7465
    @tirhaszere7465 3 ปีที่แล้ว +1

    zimare melaekti zitekebele goyta
    zimarekum ykebelelna
    elllllllllllllllllllllll
    elllllllllllllllllllllll
    elllllllllllllllllllllll
    zeben agelgulotkum ybark fetari!!!!!!!¡!!!!!!

  • @asmeromnugusse1350
    @asmeromnugusse1350 2 ปีที่แล้ว +2

    ከመስግኖ ኢየ ተመስገንካ ጎይታይ ፈኣጣሪ ክብሪን ምስጋናን ይኹን ንፋጣሪ

  • @dmontimeokbu2386
    @dmontimeokbu2386 2 ปีที่แล้ว +6

    My favorite mezmur I can’t stop to listen 👂 this mezmur my God bless to all guys

  • @ወዲትግራይ-ቘ2ሰ
    @ወዲትግራይ-ቘ2ሰ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏

  • @hani6817
    @hani6817 ปีที่แล้ว +4

    ከመስግነካ አየ ተመስገን ናበልኩ ብሓቂ ተመስገን ኣምላክ ዝማሬ መለአክቲ የስመዐና ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና🙏💚🥰

  • @geni581
    @geni581 ปีที่แล้ว +5

    ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር🙏
    ቃለ ህይወት የስመዐልና
    ___ከመስግነካየ ተመስገን ናበልኩ
    ____ውልድካ ክባሃል ካበቃዕኩ😢

  • @MisgnaBeyene
    @MisgnaBeyene 2 หลายเดือนก่อน +1

    ZMY D Hayelom Hawey Beal Tioum Dmxi Sefih Edu !!!
    Amlak Edmen Tienan Hibu Nay Ageglotka Zemen Ybark !

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 ปีที่แล้ว +10

    ቅዱስ አግዚኣብኄር ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ ነዓኹም ድማ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ!

  • @filimonweldu980
    @filimonweldu980 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና የሕዋትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓኩም ንዓና ድማ ከምዚ ናትኩም ክነመስግን የናቃቅሓና

  • @timnitteame7497
    @timnitteame7497 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤❤❤

  • @SamuelTeklehaymanot
    @SamuelTeklehaymanot 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen zmare melaekt yesmalna❤❤❤❤

  • @fereselamazmera2017
    @fereselamazmera2017 4 ปีที่แล้ว +13

    Amen amen amen ዝማረ መላአክቲ የስመአልና ኩቡራት ማህበረይ ኣምላከ ቁዱሳን ምሳኩም ይኩን ኣጆካ ዲያቆን ሓወይ ካኣ።

  • @tsegaabraha1428
    @tsegaabraha1428 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen zmare melaekt yesmealna 👏👏👏👏💒💒💒🕊🕊🕊

  • @selamlove565
    @selamlove565 3 ปีที่แล้ว +5

    *⛪በስመአብ በወልድ በመንፈስ ቅድስ ኣሃድ ኣምላኽ*_
    *>>1ይ ኣዝማች

  • @raheltesfay4506
    @raheltesfay4506 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen btami des zebl mezmur. Lbka ttnkf. Tsegu ybzhalka

  • @She36
    @She36 3 ปีที่แล้ว +10

    ጸግኡ ይብዝሃልኩም ዝማረመላእክት ይስመዓልና ደስዝብል መዝሙር በሃቂ ኣሕዋትና

  • @yerubbealkoynusmey9158
    @yerubbealkoynusmey9158 4 ปีที่แล้ว +32

    ኣዕጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር ኣምላክ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝክነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃል ሂውት የስማዓልና

  • @ሙሉአ
    @ሙሉአ 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen
    Zmarye malekti yesmalna
    Amlak xegeu yebzhalkum brukatey

  • @fertunahagos2005
    @fertunahagos2005 3 ปีที่แล้ว +19

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና በሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ምስጋና እዩ እግዚኣቢሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኽ⛪💒🙏🙏🙏

  • @tsigeredaalem4644
    @tsigeredaalem4644 2 ปีที่แล้ว +1

    Zemarie melakt yesmealna burukat yehwatey egziabiher tsegeu yebzehalkum

  • @merhawitmt2319
    @merhawitmt2319 3 ปีที่แล้ว +6

    Kale hiwet yesmalna diyakon Hayelom. Btaemi tum dmtsi aleka bejaka bzuh zemrelna. Temesgen. Fkri amlak mskuluna ykun.

  • @salamkahsay8143
    @salamkahsay8143 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ፈጣሪ ነቲ ክፉእ ግብርና ሓዲጉ ምሕረቱ ይልኣኸልና ኣሜን🙏🙏🙏

  • @lme5630
    @lme5630 3 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ሰሚዔ ምጽጋባ ሲኢነ አዛ ሙዝሙር ምስህዱእ ድምጺ ምስ መጻናንዒ ቃል ኣምላክ ዘይትምኖ መዝሙር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትካ ይባረክ ይቀደስ ዝሓወይ ኣሜን

  • @lunatekie7375
    @lunatekie7375 ปีที่แล้ว +1

    እንታይ ኢለ ክገልጾ ቃላት እየ ዝስእነላ ነዛ መዝሙር! በቃ ነዓና ንሓጥያተኛታት ደቁ ዝህበና ምሕረት! O My God!
    ከመስግነካየ ተመስገን እናበልኩ
    ዉሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
    ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
    ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝከፍሎ ዉሬታ።
    Uffff I Love it

  • @abrahamghilamicael3537
    @abrahamghilamicael3537 3 ปีที่แล้ว +1

    Zamre mlaket ysmen amlk xagu ybzhlekum edem yhbekum amlk amennn

  • @semereykealo4178
    @semereykealo4178 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይይይይ ጥዕምቲ መዝሙር ናይ በሓቂ ዝሓወይ ጥዕምቲ መዝሙር

  • @peaceisalwaysgood450
    @peaceisalwaysgood450 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክኹም ኣሕዋተይ ኣዝያ ጽብቅቲ መዝሙር ኣዳሊኹምልና 🙏

  • @adhanommogos2730
    @adhanommogos2730 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏 Kale hiwet yesmalna kibur hawuna 😘👍

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስምዓልና ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @tslatsoony6869
    @tslatsoony6869 4 ปีที่แล้ว +15

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መዝሙር ተዋህዶ እዚ እዩ ደቅታ ምጭውትን ቅንዕትን ኦርቶዶክስ ዝኾንኩም የሕዋተይ ድንግል ማርያም ምስ ፉቁር ወዳ ትባርኹም

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +1

    Kdus egzabher nay agolgulot ybark

  • @nebyathagos1614
    @nebyathagos1614 3 ปีที่แล้ว +12

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ዝማሬኹም የቀበለልኩም ኣምላክ ናይ ጎልጉሎት ዘመንኩም ያባርኽ ዞም ኣሕዋተይ

  • @yordanostesfay3100
    @yordanostesfay3100 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melalkti yesmealna

  • @Genet398
    @Genet398 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መዘምር ሓውና ምስጋናካ ይብዛሕ

  • @azmerasyum3257
    @azmerasyum3257 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ኩሉ ግዜ ምስጋኑ ይብዙሕ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @TigstiTeklesenbet
      @TigstiTeklesenbet 16 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 2 ปีที่แล้ว

    Zimare melakite yisimaalena tsega abi riise tsega yahabika 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @merrywesango7805
    @merrywesango7805 4 ปีที่แล้ว +19

    Egziabhier xegue yebzh zmare melaekti yesmealna deaconey!!!

    • @hayelomaraya6410
      @hayelomaraya6410 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

    • @habtomnega9777
      @habtomnega9777 3 ปีที่แล้ว

      @@hayelomaraya6410 ኢክክልልልክክክክልልክክክክክክክክልልን

    • @habtomnega9777
      @habtomnega9777 3 ปีที่แล้ว

      ቅቅኅጅኅህ

  • @Smar865-td8er
    @Smar865-td8er 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና

    • @EN-Hakkore-6
      @EN-Hakkore-6 8 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ

  • @meharitgebrehiwot9792
    @meharitgebrehiwot9792 2 ปีที่แล้ว +1

    Zemare melakti yesmalna Deyakon hawey

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o 2 หลายเดือนก่อน

    ከመስገነኻ እየ ተመስገን እንዳበልኹ ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር ብሓቂ ኽብርን ምስጋናን ንልኡል እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዘሐልኻ ዲቁ ሓየሎም (ንኹሉኹም )🎉ጸግኡ የብዘሐልኹም ኣቤት ድምጺ ትዕድልቲ🎉🎉🎉🎉 ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ደጋግመ ኽወጽእ ኽኣቱ ይሰምዓ👏😍👏😍👏😍✉️👌ቀጽለሉ🎉🎉🎉❤❤

  • @senaittekle677
    @senaittekle677 3 ปีที่แล้ว +2

    Ellllllllllllll Ellllllllllll zemare melakti yesmelna xegu yebzhelka diyakon hawey🙏🙏🙏🙏

  • @metshietbrhanu7865
    @metshietbrhanu7865 ปีที่แล้ว +1

    Amlak zemenkum ybark

  • @بسمالله-ف8س3ظ
    @بسمالله-ف8س3ظ 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kale hiwet ysmealina xegu yebzehalikum Egzabhier Amlak nay agoligulot zemenikum ybarek

  • @ghfh2308
    @ghfh2308 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐና🙏🙏

  • @mareamm4263
    @mareamm4263 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾 ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @merhawizerezgi9011
    @merhawizerezgi9011 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zemare melakti yesmalna deyaqon hawey

  • @filimonhayle8368
    @filimonhayle8368 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ ምልኣክቲ የስምዓልና ኣሕዋት ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘበንኩም ይባርክ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒⛪⛪⛪🏥🏥🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efardav2102
    @efardav2102 3 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna diakon hawey nay agolgulot zemenka ybarek
    hiwetey zkeyret mezmur kem seyti lot dhrit nkeytmit tesfa zkonetni mezmur kemsgneka eye temesgen ena belku AMEN AMEN amen

  • @zahraa8192
    @zahraa8192 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐና💒💒💒💒💒💒💒💒🏛⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @yodittewelde9327
    @yodittewelde9327 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmari melaekt yesmealna kubur hawona

  • @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ
    @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ 2 ปีที่แล้ว +3

    *_⛪በስመአብ በወልድ በመንፈስ ቅድስ ኣሃድ ኣምላኽ_*
    *>>1ይ ኣዝማች

  • @teklayhagos4339
    @teklayhagos4339 2 ปีที่แล้ว

    ደጋጊምካ ሰሚእካ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና ጸጋኡ የበዛሃልካ

  • @tmnitmsgna3729
    @tmnitmsgna3729 3 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakti yesmalna

  • @bietmezmurtewahdo3838
    @bietmezmurtewahdo3838 3 ปีที่แล้ว +37

    እግዚኣሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ብታዕሚ ጥዑም ዝማሬ

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 4 ปีที่แล้ว +8

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ❤️

    • @mbraksolomon966
      @mbraksolomon966 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ፣🌹💞❤

  • @user-pr4ru6do8z
    @user-pr4ru6do8z 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይወስኩም መድሃኒኣለም ኣቦይ

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 3 ปีที่แล้ว +4

    አዕፅምቲ ዘጥልል ንነብሲ ዝሰርፅ ንስጋ ዝቅስቅስ ንሓጥያትካ ዝነግር በሓቂ ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያዓድልካ አምላኽ

    • @jossxaeda3641
      @jossxaeda3641 3 ปีที่แล้ว

      Amennnn qale hiwet yesemeana xelalu yenebereleka🙏🙏🙏

  • @mekeretmenari8271
    @mekeretmenari8271 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይ ዳቆን ሃወይ ዚማረ መላክት የስምኣልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ አግዛቢሀር ኣምላክ

  • @elensemere6817
    @elensemere6817 3 ปีที่แล้ว +1

    zmare melaekti yesmealna brukat yehwatna xega amlak msakum yken

  • @shewitbrhane8194
    @shewitbrhane8194 3 ปีที่แล้ว

    Amennn Amennn Amennn zmare melaekti yesmealna Egziabher Amlak nay agelglot edmekum ybarkn ykedsn Aezizu dma ybarkkum 🙏💒❤😇💒❤🙏
    Sleti kulu neger zgeberelna Leul Egziabher Amlak nzelalem ykber ymesgen 💒🙏💒

  • @Eritrean.flower
    @Eritrean.flower 3 ปีที่แล้ว +1

    Kemesgnka eye temesgen enda belku wulduka kibehal kab beqaoku 🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍

  • @weynimezge9041
    @weynimezge9041 4 ปีที่แล้ว +21

    ሓየሎም ሓወይ ጻጋ ኣብ ልዕሊ ጻጋ ይወስካ ዝሓወይ ቃል ሂወት የስማልና እግዝኣቢሄር ይክበር ይመስገን ኣሜን

  • @melkamutewelde9615
    @melkamutewelde9615 3 ปีที่แล้ว +10

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @almazfsha6660
    @almazfsha6660 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ✝️🕯️ zemare milakt yesmalna Kibur hawna Egzabhr Xegiu yebzhalka 🙏❤️

  • @alemhaile4968
    @alemhaile4968 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsegagerensea6904
    @tsegagerensea6904 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣሰይይይይይ አልልልልልልልልልልልል ኣሜን ((((3)))) ዝማረ መላክቲ የስምዓና ቡሩካት፡የሕዋተይ አግዛኣቢሄር ኣምልክና ናይ፡ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

    • @tsegaabraha9423
      @tsegaabraha9423 2 ปีที่แล้ว

      Semieka zey xgebmezmur egzeabiher xegeu yebzhalka fetation 👏👏👏

  • @salamkahsay8143
    @salamkahsay8143 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እቲ ኩሉ ዘይስኣኖ ፈጣሪናን መድሓኒናን ዝኾነ እየሱስ ክርስቶስ ኲናትን ወረ ኩናትን እዚ ኣጥፊኡ ስላም የውርደልልና ኣሜን፫ መን ኣሎ ንዛ መርሙር እዚኣ ኣዝዮ ዘስተማቐራ ወይ ምስ ሂወቱ ምትእስሳር ዘለዎ፣ ኣነስ ብስንኪ እዚ ኣብ ትግራይ ዓደይ ዘሎ ሕሱም ኲናት ድምፂ ወለደይ ካብዘይስምዕ ካብ ዓርባዕተ ወርሒ ንላዕሊ ኮይኑኒ ፀኒሑ ሽዕኡ ጥሪ ዕለት 08/05/2014 ድምፂ ኣዝየ ዝፈትዋን ኣብ ሂወተይ መወዳድርቲ ዘይብላን ክብርቲ ወላዲተይ ዝስማዕኩላ ማዓልቲ የ ነዛ መርሙር እዚኣ ዘስተማቐርኩላ በቃ ሽዕኡስ ንኣምላኽ ዝገብረሉ ነገር የ ስኢነ ዳሓራይ ነዛ መዝሙር እዚኣ ምስ ስማዕኩ ካብ ምስጋና ሓሊፈ ዝኸፍሎ ውሬታ ኣይነበረንን ደጋጊመ ክስምዓ ውዒለ፣ ብቐፃሊ ካዓ ይስምዓ ኣለኹ ኣይርስዓን የ ፍፁም🙏🙏🙏

  • @mhrettesfamichael7762
    @mhrettesfamichael7762 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማልና ድያኮን ሃውና ካ ጸጋኡ የብዝሃልካ ፈጣሪ

  • @tgtvchannel6223
    @tgtvchannel6223 2 ปีที่แล้ว +1

    zmare melaekti yesmaelna

  • @hailemehari4107
    @hailemehari4107 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ ቅ/መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወየ

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
    @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መልአክቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @gebrekidanyonas3107
    @gebrekidanyonas3107 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላኣክቲ የስማለን እግዛቢሄር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኣልፋን ኦሜጋን ዝኮነ ኣምልክና ንዘላለም ይመስገን ይክበር

  • @teklehaimanotmekonen7363
    @teklehaimanotmekonen7363 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen! Zmare melaekti yesmealna, egziabher amlak zeywdae xega ab lieli xega yiadlkum, nezi lbka zeresrs mezmur zesmeakumna! wetru bezi kudus kal n egziabher kemesgn eske ab xolotkum hagzuni yehwatey! kemakum kkewn bzuh eye zkenie, gn ybges emo bbzuh nayza alem tesahibe kea yitefie memelise, entay kemzgebr kea ychinek! amlak abotatna yrdeani, dngl mariam wn beamaladneta tdegfeni, netom kemzi kemay zkonkum yehwatey wn kemeu!!
    Amen Amen Amen! bejakum yehwatey ab xolotkum degfuni, endie meas tebie kemzbges tefieni, euffff

  • @bsma5807
    @bsma5807 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትይ በረከትኩም ይሕደረና

  • @selomuntesfamariam1046
    @selomuntesfamariam1046 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ኣናቃቃሒት መዝሙር ብጽቡቅ ውን ዝተኣልየት እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @thanksgodforeverything4156
    @thanksgodforeverything4156 3 ปีที่แล้ว +2

    ngho mshetn keysemakuwa zeywal zeyhadr mezmur agziabiher tsegu yebzhalkum zmare melakti yesmalna 🙏👏👏👏👏🌺👏👏👏👏elelelelel elelelelel elelelelel

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሓጥያትካን 😢ምሕረት ፈጣሪ❤ ተዘክር መዝሙር ፀጉኡ የብዘሐልኩም

    • @EN-Hakkore-6
      @EN-Hakkore-6 8 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ

  • @eyobnuguse5831
    @eyobnuguse5831 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kali hiwet yesmealina ❤️♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @bietmezmurtewahdo3838
    @bietmezmurtewahdo3838 3 ปีที่แล้ว +2

    Tum zmarie egziabhier ybarkum

  • @teklesegid5078
    @teklesegid5078 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Qle Amlak yemsgen

  • @momdad4479
    @momdad4479 3 ปีที่แล้ว +6

    Amennnnnnn qale hiwet yesmalna diyakon hawey nay agolglot edmeka ybarekelka Egziabiher amlak bxega yenbrka zhawey

  • @helenbaryagabr669
    @helenbaryagabr669 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርኽ የዕጽምቲ ዘለስልስ ሕልና ዝቅስቅስ መዝሙር ተባረኽ

  • @tiebegirmay8523
    @tiebegirmay8523 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን (3) ዝማሪ መልእክቲ የስምዓና ፍጽም ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር።

  • @adhanomwerasi7836
    @adhanomwerasi7836 4 ปีที่แล้ว +8

    ብጣም ጽቡቅ መዝሙር የሕዋት ኣምላክ ጸጉ የብዝሕ

  • @adhanethabteyes6686
    @adhanethabteyes6686 3 ปีที่แล้ว +1

    qal hiwet ysemalena

  • @timnittesfu2583
    @timnittesfu2583 4 ปีที่แล้ว +6

    Amen zemari melakti yesmalna nay edme zemnkum ybarkelkum ezgbher amlak xega ab leali tsega yadlkum Ajokum Ajokum bruk ahwat

  • @lemlemwendm6402
    @lemlemwendm6402 2 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna nay bhaqi dakoney hawey egzabiher amlak xegue ybzhalka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ሶልያና-ዀ4ጰ
    @ሶልያና-ዀ4ጰ 2 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ኣብ ቤቱ የነብርኩም

  • @goitomemha3214
    @goitomemha3214 3 ปีที่แล้ว +21

    ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ደስ ተብል ንሂወት ትበለልና ኣሜን

  • @marrrr.keme.daye.ziftiweki4258
    @marrrr.keme.daye.ziftiweki4258 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማርየ መላኣክቲ የስምዕኩም ክብራት ኣሓተይ ናተይ ተመሰን ተመሰገን ተመሰገና🙏🙏🙏

  • @ramosramos963
    @ramosramos963 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen zmarie meleakti yesmalna xega yebzehalkum