Non Stop Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur By Dn Efream "Bkebur Demu" (ብኽቡር ደሙ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2018
  • ©ንቕሑ Nqhu27 is the only channel that has the exclusive rights for all mezmurs produced by Zemari Deacon Efream Keshi Teklehaimanot.
    ነዚ መዝሙር ብዩቱብ፡ ፌስቡክ፡ ኮፒ ራይት ዝተመዝገበ ስለዝኮነ ኣካውንትኩም ምእንቲ ከይዕጸወኩም ብዩቱብ ኮነ ፌስቡክ ከይትዝርግሕዎ ከነጠንቕቀኩም ንፎቱ፡፡
    እዚ መዝሙር ብዘማሪኡ ዘማሪ ዲ/ኤፍሬም ቐሺ ተ/ሃይማኖት ፍቓድ መሰሉ ሓልዩ ኣብዚ ©ንቕሑ መንፈሳዊ ቻናል ጥራይ ዝፍኖ እዩ።
    እግዚአብሔር አምላኽና ንዘማሪ ዲያቆን ኤፍሬም ቐሺ ተክለሃይማኖት ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመኑ ይባርከልና አሜን።
    #ብኽቡርደሙ #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
    #ንቕሑ #Nkhu #ንቅሑ

ความคิดเห็น • 703

  • @nkhu27
    @nkhu27  5 ปีที่แล้ว +239

    ንዝቕጽል መደባት ንምክትታል ሳብስክራይብ ብምግብር ነታ ናይ ደወል ምልክት ጠውቁ።
    th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html

    • @nigistiamanuel767
      @nigistiamanuel767 5 ปีที่แล้ว +5

      Yonatan 27 b

    • @militemicheal4526
      @militemicheal4526 5 ปีที่แล้ว +4

      Ellll Elllll Elllll Amen Amen Thank you

    • @mercy-mercifultsige644
      @mercy-mercifultsige644 4 ปีที่แล้ว +2

      Zmare melaekti yesmealna amen Gin Sry hito leni Nomntay Number/Kuxri 8n
      9n
      Abzi Zeyzergahkumen!?

    • @nebiatberhane4076
      @nebiatberhane4076 4 ปีที่แล้ว +1

      Wo goyta eziworidu zelo bhatatna ykrebelelna mhretka awrdelna

    • @user-di1bp5gf6b
      @user-di1bp5gf6b 4 ปีที่แล้ว +12

      ኣበይ እባ ይህሉ ድያቆን አፍሬም(ዘኪዮስ) ቅድሚ 10 ዓመት ኣብ ሱዳን እንዳ ሚክኤል እየ ዝፈልጦ ብዙሕ ግዜ እየ ዝሓሳብ ኣበይ ይህሉ እንዳ በልኩ።ብመዝምሩን ስብከቱን ዓቢ መቀይሮ ዝገበረለይ እዩ'ሞ ውሽጠይ ሩፍ ክብል ደሃዩ ሃቡኒ።ሰናይ ትምኒተይ እንዳ ገለጽኩ ካብ ሱዳን ወጽዩ ኣብ ንሱ ዝደልዮ ዓዲ በጺሑ ኣገልጉለቱ ይቅጽል ክህሉ ድማ ይምነየሉ።ስለ ተገዲስኩም ሃለዋቱ ምብሳርኩም ድማ የመስግነኩም ኩቡራት ኣሕዋት።

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว +178

    ኣበይ ዓለም ኢና ኔርና ዝሓለፈ ይቅረ ይግበረልና ፈጣሪ ሰማይ ወርቂ ዝኮነ እምነት ጥዑም ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ብከበሮን በገናን ዜማ ያሬድ ተመስገን ተመስገን ተመስገን መድሃኔዓለም ኣቦይ ።

    • @user-xb7lq4rc5v
      @user-xb7lq4rc5v 2 ปีที่แล้ว +3

      Nay behaki 🙏🏻🌿🍀

    • @Nahom4
      @Nahom4 5 หลายเดือนก่อน +1

      Ya bhaki

    • @FilmonHabte-rz8rh
      @FilmonHabte-rz8rh 3 หลายเดือนก่อน

      Nay behaki 🙏

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 3 หลายเดือนก่อน

      Nay bhki ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

    • @user-yy2nu2iu8z
      @user-yy2nu2iu8z 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ስም❤ ኢግዚኣብሄር ❤ዝከበረን ዝተመስገነንን ይኩን

  • @onelove-gd9ec
    @onelove-gd9ec 5 ปีที่แล้ว +168

    ብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና ንጹህ ደሙ ዘፍሰሰልና
    ኢየሱስ'ዩ መድኃኒና
    ገንሸል ፈሲካና ምንጪ ናይ ሓጎስና ካብ ጸልማት ባርነት ዝተበጀወና
    ቆሲሉ ደኣምበር ኣቕሲሉ ኣይኮነን
    ማሪኹ ልብና. ... ንኣምን
    ንሱ'ዩ ኣምላኽና መድኅን ናይ ኂወትና
    ዝተወሃሃደ ለቢሱ ሥጋና
    ፍጡር'ዩ ኣይንብልን ከምቶም ዝዓሸዉ
    ኣብ ዕንደራ ሰይጣን ፍጹም ዝዓለዉ
    ነስተውዕል ኩልና ዝተኸፍለ ዋጋ
    ፈንቂሉ ዘውጸኣና ካብ ሰይጣን ምንጋጋ
    ተፈዊስና ኢና ቁስልና ሃሲሱ
    ብመከራ ጎይታ ፍጹም ተደቢሱ
    ኣማላዲ ኣይኮነን ኣምላኽ'ዩ ዘልዓለም
    ንርእሱ ዘትሓተ ክህበና ሰላም
    ልቦና ግበሩ ኣይትጣራጠሩ
    ኣብ ቅኑዕ ጎደና ብጥበብ ንበሩ
    ብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና
    ንጹሕ ደሙ ዘፍሰሰልና
    ኢየሱስ'ዩ መድኃኒና
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ኃውና።

    • @user-ld9cu1rn8u
      @user-ld9cu1rn8u 4 ปีที่แล้ว +3

      Yekenelna zmare melaekt yesmalna

    • @mercy-mercifultsige644
      @mercy-mercifultsige644 4 ปีที่แล้ว +2

      Thank you Dear bxbuk akribkaya kemey goyta yibarika tifelit endanbebku xbuk astemakireya

    • @nahomtesfit1752
      @nahomtesfit1752 3 ปีที่แล้ว +2

      ሰላም
      ማሪኩ ልብና ዝበና ንኣምን (2)
      ኢያ ዘላ መስለኒ

    • @onelove-gd9ec
      @onelove-gd9ec 3 ปีที่แล้ว

      @@nahomtesfit1752 thx hawey. "zbena" entay malet eyu?

    • @biniamwelday4326
      @biniamwelday4326 2 ปีที่แล้ว

      @@onelove-gd9ec zbena neamin malet zblena neamin malet eyu tetegagye kea armeni 💒

  • @GeweMuiu
    @GeweMuiu 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና

  • @peacefulwarrior5892
    @peacefulwarrior5892 5 ปีที่แล้ว +259

    ልበይ ይፍሳህ ኣሎ!እግዚኣቢሄር ይመስገን ነዚ መዝሙር ክንሰምዕ ዘፍቀደልና!

  • @user-eb3ij1py5u
    @user-eb3ij1py5u 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና 🤲

  • @user-xo8rz3tg2z
    @user-xo8rz3tg2z 4 ปีที่แล้ว +88

    *ምስጋናኻ ክነግር*
    *ምስጋናኻ ክነግር ኦ ጎይታይ
    ንውዕለትካ ከስተንትን ኦ ጎይታይ
    ከናፍረይ ክፈት ንልበይ ኣንጽህ
    ንቅዱስ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ ኣስፍሕ(2)*
    *ናይ ቀራንዮ ውዕለትካ ከይሃስስ ካብ ልበይ
    ክደግሞ እናሻዕ ንሱ ኢዩ ሰላመይ
    ን ሞተይ ደምሲሱ ዘህድአ ንመንፈሰይ
    ካብ ጸልማት ባርነት ባሊሁ ንነብሰይ*
    *ንነዊሕ ዘበናት ካባኻ ርሒቐ
    ከቅልሎ ብመንፈስ ኣብ ሰልሚ ወዲቐ
    ኣባኻ ክሕየር እኔኹ ይናፍቅ
    ብላዛ ቃላት ዘልኣለም ክሕንቅቕ*
    *መስተንክር ኮይንኒ ሕያው ኢዩ ፍቅርኻ
    ቃላት ይሓጽትልረኒ ክገልጾ ሰናይካ
    ብ ስቅታ ፈቲነ ግና ኣይከኣልኩ
    ክዝምርየ በቃ ውዕለትካ ከስተንትን*
    *ናይ ሕይወተይ ዕያግ ኣብዚ ንከብቅዕ
    ሞይትለይ ኢዩ አምላክ ሰላመይ ከደንፍዕ
    ኣርማይ ከልዕሎየ መስቀ ኢዩ ሰንደቀይ
    ክነግር ክምስክር ንዘሕለፎ ስለይ*
    ኣሜን ዝማሬ መላእክ የስመዓልና ብሩኸይይይ።

  • @arontekia3555
    @arontekia3555 4 ปีที่แล้ว +10

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ናይ ዳዊትን ቅኔ ናይ ያሬድን ዝተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬካ የቀበለልካ ዲያቆን ሓውና !!!

  • @user-ko8xd5gd8j
    @user-ko8xd5gd8j 9 หลายเดือนก่อน +5

    ዝማሬ መላኣክታ የስማዓልና

  • @solomonabdallah6258
    @solomonabdallah6258 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @kisanetgurja9893
    @kisanetgurja9893 3 ปีที่แล้ว +10

    Ynafaq aleku ane goyza zara qalatka aymenekwan ah 🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤❤💒💒💒💒neza mezmur degagmu zsema delo kemay 🌎🌎❤

    • @Goitom2016
      @Goitom2016 4 หลายเดือนก่อน +1

      Zeytmno mezmur, selam tzeralka beka 🙏

    • @fyoriHailemicael-yz1pp
      @fyoriHailemicael-yz1pp 9 วันที่ผ่านมา +1

      🙏🏾❤️

  • @shimendiamsalu162
    @shimendiamsalu162 4 ปีที่แล้ว +11

    አሜን አሜን አሜን ፡ ዝማሬ ምላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ፡ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኸልካ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ አሜን ።

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r 2 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ኣሜን፫
    ኤልሻዳይ እግዚኣብሔር ፪
    ከኣሊ ኢካ እግዚኣብሔር ፪
    ቀድሰኒ ካኣሊ ኢካ
    ኣንጸሀኒ ብምሕረትካ
    ናትካ ኽከውን ንዘለኣለም
    ባርክ ህይወተ መድኃኔዓለም ኣሜን፫

  • @ermilove685
    @ermilove685 4 ปีที่แล้ว +99

    #ኣዝዩ መሳጢ #ድምጺ ኣለካ #ዲያቆን #ሓወይ ጸጋ #ኣብ ርእሲ #ጸጋ ይዓድልካ #እግዚኣቢሄር #ኣምላኽ ኣሜን

  • @fjdffrtyy213
    @fjdffrtyy213 2 ปีที่แล้ว +7

    ሰሚዐ ዘይመንዎ መዝሙር ድያቆን ኤፍሬም ሓወይ ቃል ሂወት የስምዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @tekleweyniyemane2497
    @tekleweyniyemane2497 5 ปีที่แล้ว +6

    ዝማረ መላእክቲ ቅነ ያረድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልኩም የሕዋተይ እግዛቢሄር ናይ ኣገልግሎት እድሜኩም ይባርከልም ጸጉኡ የብዛሕልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @feedfwwr6998
    @feedfwwr6998 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merimeri267
    @merimeri267 4 ปีที่แล้ว +10

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ግን እዛ መዝሙር በበይኑ ትግነ ምውራድ ኣብያትኒ
    ሎሚ ኣምላክ ይመስገን ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ነታ መዝሙር ናሰመዕኩ ናሰረሕኩ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ እሞ ኢሌትርክ ተፈንጅርኒ ግን ኣምላክ ይመስገን ምንም ኣይኮንኩን ብእውነት ጸጉኡ የብዝሕ ኣምላክ ኣቦና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ይመስገን ኣምላክ በበይኑ እየ ዝረክባ

    • @user-gc5xs6vc2e
      @user-gc5xs6vc2e หลายเดือนก่อน

      በረከት ረድኤት አምላክ አይፈለይኪ

  • @titititiluli7398
    @titititiluli7398 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬ መላእክት የስማልና፡ልቢ ዘረስርስ ሰሚዕካ ዘይጽገብ መዝሙር ብጣዕሚ ጽቡቅ ዲን ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር

  • @fyoriHailemicael-yz1pp
    @fyoriHailemicael-yz1pp 9 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾Kebern misganan ni abona Jesusey aboy ykuen aboyyy marey Amen Amen Amen ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @zemikialhabtom7042
    @zemikialhabtom7042 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ን ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ስምላክ ዘመን ዕድመካ ይባርከልካ ድያቆን ሓውና

  • @temesgenhagos5556
    @temesgenhagos5556 4 ปีที่แล้ว +14

    ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሓውንና።
    ንሃገርናን ዓለምናን ሰላምን ፍቅርን የውርደላ ፈጣሪ ኩሉዓለም

  • @robialabelebekayemelesekaa7662
    @robialabelebekayemelesekaa7662 3 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር !!!! ንሓውና ክኣ ቃለሂወት የስምዓልና፡፡

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 3 ปีที่แล้ว +3

    #Amen-Zmre-Melakt-Yesmalna-Ahwatey.

  • @banagebrekidan3356
    @banagebrekidan3356 3 ปีที่แล้ว +11

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @user-lc8rx9tp4g
    @user-lc8rx9tp4g 4 วันที่ผ่านมา

    ኣዝየ ዝፈትዎ ዘማራይ አግዝኣብሄር ይሓልካ ኣብዘለካ halu ከማኻ የብዝሓልና ፈጣሪ

  • @sami891
    @sami891 5 ปีที่แล้ว +80

    ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና
    ሓውና ድያ ኤፍሬም እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ።
    ጸጋኡ የብዝሓልካ ።

  • @vvgggg5797
    @vvgggg5797 3 ปีที่แล้ว +21

    ዕልልልልልልል ዝማርየ መላኣክት ያሰማልን ስለ ፍፁም ፍቅሩ መዳሃን ኣለም ይክበር ይመስገን🙏

  • @user-fr6cm8hj4n
    @user-fr6cm8hj4n หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጽጉኡ የብዛሓልኩም እግዛአብሄር አምላክ 🙏🙏🙏ደስ ዝብእሊ ብሓቂ

  • @user-lr7tb3hi3l
    @user-lr7tb3hi3l 5 ปีที่แล้ว +25

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዲያቆን ሓወይ

  • @samizeweldi135
    @samizeweldi135 5 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሃውና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽን ይቀድስን ፈጣሪ ⛪❤💒💒💒⛪⛪

  • @madeadibo9393
    @madeadibo9393 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ብሓድሽ መዝሙር ክትመጹና ንጽበ።elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪

  • @SamriOkbay
    @SamriOkbay 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምላክና ፍቅሪ ዩ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤

  • @JojiJo-fi9vq
    @JojiJo-fi9vq หลายเดือนก่อน

    ሰሚዐ ዘይጸግቦ መዝሙር ድንግል ብጸግኣ ትሓልካ ኣብ ሃይማኖትካ የጽንዕካ

  • @Gh-sj7yf
    @Gh-sj7yf 5 ปีที่แล้ว +14

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዛሓልኩም

    • @natsnetkbreab8873
      @natsnetkbreab8873 5 ปีที่แล้ว +1

      Aman amen amen zmare melaekutu yesmalina edmen tanan yahabka fetar

  • @nathanhawey294
    @nathanhawey294 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ልበይ ዝኸፍት መዝሙር ምርዳእ ዝዕድል መዝሙር…ኣምላኽና ክንስዕቦ ዝድግፍ መንፈስ ቅዱስ ካባና ኣይፈለ

  • @abrahamabra2175
    @abrahamabra2175 4 ปีที่แล้ว +12

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እጉየ ድያቆን እ/ሄር ጸግኡ የብዝሓልካ

    • @tseboqnedieu3690
      @tseboqnedieu3690 3 ปีที่แล้ว

      Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🏼🙏🏼🙏🏼⛪⛪⛪😘😘😘😘

  • @saymonberihu-qk9dv
    @saymonberihu-qk9dv 3 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen kubur hawey libi ztnkif mezamuratka amlak ybarekela zehawey🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🥰🥰🥰

  • @kibrmgere4613
    @kibrmgere4613 5 ปีที่แล้ว +14

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ኤፍሬም፡ሓውና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @SemharMulugita
    @SemharMulugita 2 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaekti yesmaelina yhwat 🙏🙏🙏

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen zmere meleakti yesmålna
    Nayegelglot zemenka yebzhayo 🙏🙏

  • @werkyamer6029
    @werkyamer6029 10 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተይ የሰማዕልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዛአብሔረ አምላክ❤❤🙏❤️❤️❤️

  • @rahwaghirmai1297
    @rahwaghirmai1297 5 ปีที่แล้ว +36

    abta bi menfesawi xaweit Amlak egri ztekelkula bete krstiyan Kdus Michail Khartum sudan ab hiwetey fluy tezekro zelewa bet Amlak gena hji wun bmhret Amlak tate zbl zeleku Egzabher ymesgen kubur hawna dikaon Efrem mes kulom agelgelti Egzibher ybarkum zmare Melakti yesmalna ab kulu kurna alem trkebu selamn tenan ymneyelkum ms bzuh nafqotn tztan axmti zetll Egzabher ymesgen mulu edmekum nberekt kunu amen

    • @fiyoriaraya9598
      @fiyoriaraya9598 5 ปีที่แล้ว +2

      Amen

    • @nmenalowoezgilowogoogle7725
      @nmenalowoezgilowogoogle7725 5 ปีที่แล้ว +1

      Ajoki zehaftey amlak semay msaki ykun bi hiwet entelena nay goyta .ente motna wn ni goyta ena mo kab betechrstian ayti rhaqi haderaki

    • @rahwaghirmai1297
      @rahwaghirmai1297 5 ปีที่แล้ว +1

      @@nmenalowoezgilowogoogle7725 amen amlak ms kulatna ykun zhawey kab fqri krstos zfelyena yelen wetru ab dkamna zebertana nsu u imo kbri ni egzabher sleti menfesawi tesfa zlegeskaley dma ade goytana kdsti dngl mariam tbarka

    • @mercy-mercifultsige644
      @mercy-mercifultsige644 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen

  • @user-bv9qm3no5c
    @user-bv9qm3no5c 5 ปีที่แล้ว +19

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ፡መዝሙሩ በዓል ቤት ዝኮነ ኣምላክና ይክበር ይመስገን አሜን፫

  • @user-ny3dj3ho3j
    @user-ny3dj3ho3j 5 ปีที่แล้ว +26

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @MB-fn6nz
    @MB-fn6nz หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና🙏🙏🙏💝💞🥰🌿🌿

  • @sarageleta2094
    @sarageleta2094 ปีที่แล้ว +1

    Zemare melaketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagelegelote zemenehe hulu yebareke kefu hulu ayagenehe edemehe yerezeme edeme leneseha tebarekilene segawene yabezalehe ❤❤❤❤😇😇😇😇😇😇👈

  • @user-dr9jk2rv6c
    @user-dr9jk2rv6c หลายเดือนก่อน +1

    May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.

  • @blackboy8715
    @blackboy8715 5 ปีที่แล้ว +16

    ዕልልል ዕልልል ዕልልልል
    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሃወይ ሰሚዕካ ዘይጽገብ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ኣሜን

  • @dgugfuft6364
    @dgugfuft6364 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @bereketakale6718
    @bereketakale6718 5 ปีที่แล้ว +10

    ኣመን ኣመን ኣመን
    ዝማረመላክት የስምዓልና
    ብዘይ ኣፈላላይ ተከባቢርና
    ክነበር ናይቲ ልአለ ባህሪ አግዛቢሄር
    ኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና!!!

    • @helenuae3137
      @helenuae3137 3 ปีที่แล้ว

      Amennn

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 3 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @zemerongebrengus5943
    @zemerongebrengus5943 5 ปีที่แล้ว +28

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ድይቆን ሓዉና ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ኣምልክ ጽግኡ የብዝሓልካ

  • @isseyasmehari5448
    @isseyasmehari5448 5 ปีที่แล้ว +39

    እተን ዝፈትወን መዝሙር እየን ድይቆን ሃወይ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጾጉካ ዝሃወይ

    • @godisloveefrata879
      @godisloveefrata879 5 ปีที่แล้ว

      Kabaka tefelye nabra aykielon beyney bzeybska goytay turuf u aqmey!Egziabher amlak ybarkka dyaqon Efi hawey...hiwet zhb mezamur bhaqi!!!!

    • @behonesttoeveryone5718
      @behonesttoeveryone5718 4 ปีที่แล้ว

      zmare melaekti yesmalna

    • @tseboqnedieu3690
      @tseboqnedieu3690 4 ปีที่แล้ว

      Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllllllllll 💚

    • @hiruta1685
      @hiruta1685 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @anditshishanditshish-qe5td
    @anditshishanditshish-qe5td 10 หลายเดือนก่อน

    Daykon efrem hawey nay agelgulot zemenka amlak ybark zhawey metan begolgulotka seb kab tfat kmles si edmeka edmeka edme matusola ygberelka hawey natey🙏🙏🙏

  • @henokmichael5045
    @henokmichael5045 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kala hiwat Yesmealna Edmen Teanan yhabeley fetari

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 2 ปีที่แล้ว

    Zimare melakite yisimaalena hawina aidimeni tsianani yohabika 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🏩💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🏩💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 ปีที่แล้ว +2

    Zimare melakt yesmalna, Amen.

  • @kidistiamaniel6524
    @kidistiamaniel6524 3 ปีที่แล้ว +11

    God bless you for all amen amen amen 🙏🏾♥️♥️♥️

  • @DenaitMhreteab
    @DenaitMhreteab 19 วันที่ผ่านมา

    Zemare melaketi yesmalen hawey natey egzabiher xegue yebzehaleka❤❤❤❤

  • @medhaniebrhane5287
    @medhaniebrhane5287 5 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
    ዝፈትዎ መዝሙር ናይ ድያቆን ኤፍሬም ብምጽእካ ኣዝየ ኣየ ዘመስግነካ

    • @tseboqnedieu3690
      @tseboqnedieu3690 3 ปีที่แล้ว

      Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🙏🙏⛪⛪⛪💕

  • @elsamehari742
    @elsamehari742 3 ปีที่แล้ว

    Selam wesenay hawey Agelglotku.m yibreqm mulue xega tieina yihabkum God bless you amen amen amen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @behablomabraha2290
    @behablomabraha2290 4 ปีที่แล้ว +1

    edmen tenan yebezahlka amlak xegeka yebezahayo deyaqon hawena

  • @merhawitesfagabr5487
    @merhawitesfagabr5487 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Zmare Melaekti Yesmalna Egziabher Amlak Nay Agelglot Zemenkum Ybark Hawna 👏👏👏👏👏👏👏👑👑👑💝💖❤

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552 2 ปีที่แล้ว

    Fetari yimesgen nezi mezmur kinsemie zebkeana zimare melaekti yesmealna tselot kuds michael aboy ayfeleyena

  • @meabelabrha7595
    @meabelabrha7595 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllll ellllllll ellllllllll zmarie melakt yesmealna nay agelglot zebenka ybarko dyakoney

  • @shewitmulu-bk1ue
    @shewitmulu-bk1ue 10 หลายเดือนก่อน

    Zmare melaeket yesmealna dayaqen efrem zemenka ybarek ❤❤❤💞💞💞🙏🙏🙏

  • @banakokobe3774
    @banakokobe3774 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zemar melakti yesmana

  • @user-om1vn2ln4p
    @user-om1vn2ln4p 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ናይ ኣግልገሎኩም ዘበን ይብረኽ❤❤❤❤❤

  • @kiflaygebreslasie3719
    @kiflaygebreslasie3719 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna egzeabher amlak nay agolgulet zemenkum ybarkelkum 💒💒💒🙏🙏🙏

  • @geni2251
    @geni2251 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና

  • @tsegaabraha1428
    @tsegaabraha1428 3 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen zmare melak yesmealna xgeu yebzhalka fetari

  • @merhawisimon9919
    @merhawisimon9919 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላከ ቅዱሳን ጸጋ ብድቤ ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @rihshatekle669
    @rihshatekle669 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰሚዐ ዘይጸግቦ መዝሙር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ዝማሬ መላአክት የስምዓልና🙏🙏🙏

  • @user-xv4ok4wc3b
    @user-xv4ok4wc3b 4 ปีที่แล้ว +31

    Great spritual song, with a true messege of the gospel

  • @jossxaeda3641
    @jossxaeda3641 2 ปีที่แล้ว +1

    አግዛቢሀር ይምስገን ክብርን ምሰጋንን ንጎታና ምደሃኒናንን አይሱስ ኩርሰቶስ ንዚኣ ምዝሙር ክሰምዓ ከለኩ ፉሉይ አዩ ዘሰማኒ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎተካ የባረክ ጽጉኡ ይብዘሃለካ አግዛቢሀር ኣምላክ,

  • @semharhasho7922
    @semharhasho7922 2 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna dyakon hawey edmen tienan yhabka fetari kulu alem 🙏🙏🙏

  • @segazabedibaba1965
    @segazabedibaba1965 2 ปีที่แล้ว +2

    Zemare melaeketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagegelote zemeneshe yebareke segawne yabezalalehe tebarekelene zemeneshe Hulu yebareke kefu hulu ayageneshe eregeme edemene tena kene melawe betesebehe tebarekelene zemeneshe Hulu yebareke 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🥰😍🥰🥰🥰😍😍 elelelelel elelelele elelelelel 👋👏😇😇 amen elelelelel elelelelel 👏👏 elelelelel elelelele elelelele elelelelel 👋👋👋 elelelelel elelelelel elelelelel elelelele 👋👋👋👏😇 amen amen elelelelel elelelelel 👏👏👏👋👋 elelelelel elelelelel elelelele 👋👏😇😇👈😍🥰🥰😍👍👈 elelelelel elelelelel elelelele 👋👏😇😇 fetari ergeme edemena tena kene melawe betesebehe tebarekelene zemeneshe yebareke segawne yabezalalehe tebarekelene zemeneshe Hulu yebareke 🇪🇷🇪🇹😇👈😍🥰

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን 💐💐💐💐💐💐💐💐ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ክቡር ሓውና ዲያቆነይኣስይይይ

  • @shewitmengs5107
    @shewitmengs5107 2 ปีที่แล้ว

    Zmarie melakti yesmialna bhaqi hiwet zhb mezmur dyaqon hawna

  • @tsehayesyum9190
    @tsehayesyum9190 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስምላክ በዓሉ ብዓኒ ብሕረቱ ይጠምተና ንኩሉ ኩቡሩን ዓቡይን ተውሃዶና ኣምላክ ይባርከላ ንዓይኒ ሓሳድ በዕሉ እቲ ልዑል ኩሉ ዘይሳእኖ ኣምላክና የጥፋእልና ንሕና ንደልዮ ዘይኮነስ ንዓና ዘድልየና በዓሉ ይሃበና እልልልልል እልልልልል እልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @fevenandemariam8017
    @fevenandemariam8017 9 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen zemare melakti yesmealna nay agolglot zemenka yebarekelka

  • @Christ732
    @Christ732 7 หลายเดือนก่อน

    Temesgen amlak aboy kabzi nay alem azekti zewxakani 🙏🙏🙏❤

  • @keseteheylemaryam1272
    @keseteheylemaryam1272 ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክት የሰማዓልና መዘ ሃውና

  • @sarasoso166
    @sarasoso166 5 ปีที่แล้ว +14

    ኣሜን ካለ ህይወት የስመልና የኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @wintasegid2130
    @wintasegid2130 3 ปีที่แล้ว +1

    Zemari melakt yesmealina Dyakon hawey xegaeu yebzehalka Egziabiher Amlak 🙏🙏🙏

  • @rutadebesay5186
    @rutadebesay5186 5 ปีที่แล้ว +10

    Amen(3) zmare mealekt yesmealna,amlak xegu yebzhalkum dyakon hawey

  • @akberetbokure3639
    @akberetbokure3639 4 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💓💓💓
    Zmare melakti yesmaoalna

  • @kbkejivjr3601
    @kbkejivjr3601 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmeelna eti mezmur btshuf entezkhonelna

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣመን
    ኣመን
    ኣመን ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ድያቆን ኤፍረም ሓወይ ደስ ዝብል ምስጋና ንእግዛኣብሄር ኣምላክ

  • @yohabarustu4137
    @yohabarustu4137 3 ปีที่แล้ว

    ኤልልልልልል ኤልልልልልልል ኤልልልልልልል ዝማረ ምላአክት የስማልና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️💪⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ykeallonegash2507
    @ykeallonegash2507 4 หลายเดือนก่อน

    ጡዑም መዝሙር ተባረኽ ሓውና ብዘለኻዮ ቦታ ፨

  • @matthiasaraya8755
    @matthiasaraya8755 5 ปีที่แล้ว +12

    ዝማሬ መልኣክ የስማዓልና ዲያቆን እፍሬም

  • @atobrhanmedhane2884
    @atobrhanmedhane2884 2 ปีที่แล้ว

    Amlak xegu yebzhalkum. zimare melaekt yesmana Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏

  • @simonamanuel6128
    @simonamanuel6128 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ልዑል እግዛቤሄር

  • @user-xd7oi9xl4i
    @user-xd7oi9xl4i 4 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልል ሓወይ ቡሩኽ እድመን ትእናን ይሃቀብካ ዝማረ መልእኽቲ የስማኣና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @SabaMengstab-kr5kz
    @SabaMengstab-kr5kz 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ zemare mellakti yesmalna Dyakion hawey kebur ❤🙏🙏🙏💯💯

  • @user-mo7if2fw9x
    @user-mo7if2fw9x 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ፍታሪ ዳኮን ሃውና

  • @debesayteklehaimanot3844
    @debesayteklehaimanot3844 5 ปีที่แล้ว +4

    God bless you Brother
    Naiiiii kirstos enaaaaaa🙏⭐️⭐️⭐️

  • @adrianomisgina2021
    @adrianomisgina2021 2 ปีที่แล้ว +1

    Zimare melakti yesmialna ...
    Amen amen amen !!!

  • @temsgenamlakea6606
    @temsgenamlakea6606 3 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen zmarea melaekt yesmeelna 🙏🙏💝💝