ምስ ኣዲኡ ወላዲቱ ዝድቅስ ሰብ የለን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 25 มี.ค. 2024
- ምስ ኣዲኡ ወላዲቱ ዝድቅስ ሰብ የለን
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#kemaleritrean#fatmaeritrean
በጃኩም ዝኮነ ሕማቅ ኣይትጽሓፉ በቲ ጽሕፈትኩም ኩሎም ስድራ ከምዝቅንዘው ኣስተውዕሉ በጃኩም የሕዋተይ ኩሉ ሓላፋይ እዩ።
Kinue zereba
Haqeka wedey
❤ ለባም
❤❤❤👍👍
ን ፋጥና ረቢ ጥዕና ይሃባ ፡ ን ከማል ምስ ደቁን ሓማቱን ከኣ ኣካእሎ ይሃብኩም ኣጆኩም ከም ቀደምኩም በርትዑ
Fatma khgzwa alewom family nata blba aykonetn macholet kwesda alewo sebaya 🙏
ጀማል ዓርከይ ኣክእልኡ ይሃብካ ነታ ኣደ ደቅካ ክኣ ምሕረት የውርደላ ብዝሃብካዮ መብርሂ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውካን መጋድልትካን ይሕደጎ ክንፈ ካናዳ
Kemal ሓወይ ጅግና ኣጆኻ፡ እዚኣ ናይ ጥዕና ጸገም እዩ፡ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ፡ 😢😢😢😢
❤ጆሲ ምናልባት ጭንቀት ገራ ከይትኮዉን❤❤
Ya xubuk aleka nay aamro xegem gera semia nere kdmi gele ametat
Ewe giera bkenina eye zdqs euko ila
Aboustly ture ❤❤❤
እዛ ሓፍትና ጭንቀት ጌራ ኣላ ሕጂ ድማ ዓቢ ተነጽሎ ክስማዓ ዩ ነብሳ ባዕላ ከይ ተጥፍእ ሰብ ከድልያ ዩ ሓገዝ ከድልያ ዩ ተዘይ ኮይኑ ብጣዕሚ ኣስጋኢ ኩነታት ዩ😢
Nay behaki 😢
ትኽከል ሓሳብ
Tikikl hasab100%
እንታይ ማለትዩ ተነጽሎ ኣብ you tube ተገቲራ ሂወት ፋሚሊ ሙሉእ በሪዛቶስ ከይሓሰበት ድያ ዘርጊሓቶ ንኻልእ ዝኾዓተቶ ጉድጋድ ባዕላ እንተኣተወቶ መን ይገርሞ
💔@@aderashtv928
መርሓባ ጀሲ ኩሉ እቲ ዝተባህለ ሰሚዕናዮ ። ከምቲ ዝበሎ ንሱ ክኾውን ይኽእል 'ዩ ። እቲ ናታ ቃል ክኣ ህልኽ ዝመልኦ 'ዩ ዝመስል ክትኣምኖ ድማ ኣጸጋሚ 'ዩ ። ስለዚ እቲ ፍታሕ ኣስላማይ ኣይብል ክርስትያናይ ማይ ጨሎት ምውሳድ ጥራይ 'ዩ እቲ ዝሓሸ ምሕረት ክትረኽበሉ እትኽእል ። ሕማም ጥራይ 'ዩ ነዛ ጋል ዝጻወተላ ዘሎ ። ቤት ኣምላኽ ውሰዳ እንተተኻኢሉ ኣደ ደቅኻ 'ያ ምሕረት ኣብኡ 'ዩ ዘሎ ።
ምሕረት ይሃባ ፈጣሪ ። ንዓኻ ኽኣ ጽንዓት ይሃብካ ኣሜን ።
Strongly I agree with you mate 👍
Ente zeywiluwo da nimntay deka yehdiguwa
@@astertesfay4887 ትግሪኛ የሽካዓኪ ኢዩ ይመስለኒ ።
እግዝኣቢሄር ምሕረት የውርደላ ካብ ዘይ ምጥዓይ እየ ዝብል አነ 🙏❤🙏
እግዚአብሄር ምሕረት የውርደላ: በጃኻትኩም ሕክምና ክትወስድዋ ፈትኑ : ኣዝራርብኣ ናይ ጥዕና ኣይኮነን
ብስል ዘረባ ደስ ዘብል ማዕዳ
ምሕረት ይኣዝዘላ ደቃ ንክትድርቢ ዘይተሰምዓ ሕጂ ተበዲለ ኢላ ክትውጽአ ናይ ጥዕና ኣይመስለንን
I am surprised she said she wants to save other woman, what about her 18 years old daughter????????? Mediaaaaaa
ከማል ዘመሓላለፋ መልእኽቲ ን ዩቱበራት ውስአዱዋ ኢኹም። ሳነቲም ክትኣርዩ ክትብሉ ክብርታት ህዝብና ኣብ ዋጋ ዕዳግስ ኣይተእትዉ ኣኸለ።
ናይ ብሓቂ እልፊ ባእባእታ
ሓቂ ሓቂዩ ነዋልድ እዳ ተጻወትኩም ኣይትነብሩን😭😭
What a blessed man 💕I hope she will be okay soon 🙏🏽
እዛ ሰብ ናይ ጥዕና ጸገም ጌራ ከይትከውን፡
ወላዲትካን፡ ደቅካን ምጽላእ ንቡር ኣይኮነን
kemal is my best friend and we grow to gather he is very good man and veryyyyy steert 1000 %is right I know very well
ህዱእ ዘረባ ቡሱል ኣዋድቃ ቃላት ዝጥቀም ሓውና ንሓፍትና ድማ ጥዕና ይሃባ ታይ ክባሃል ኢልኩሞ
ሓፍትና ህክምና ዘይፈትሆ ብመንፈሳዊ ሃይል ጥራይ ዝፍታህ ሽግር ዩ ገጢምዋ ምስ ስድራቤታ ክንጽላን ንነብሳን ዘዋርድ ርኩስ መንፈስ ሃዲርዋ ዩ ፈተውታ ናብ ነብሳ ክትምለስ ርድእዋ እግዚአብሔር ምህረት የውርደልኪ
ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ ነዛ ሓፍትና 🙏🏼ዋላ ክትዛረብ ከላ ብጣዕሚ ትጭነቅ ኔራ 🙄 ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለዋ ሕክምና እትከይድ ዘለዋ 🙏🏼
Ewe bezerarbaa flut teayti kemdeykonet
ደላዩ ሓዳሩን ደቑን ኢዩ ዝመስል ጆሲ እዚ ወዲ እግዝኣቢሄር ናብ ናይ ቐደም ምውቅ ሓዳሮም ይምለሶም ንዓኣ ድማ ናይ ጥዕና ጸገማ ይፍትሓላ ፈጣሪ።
ከማል ጅግና❤❤❤❤
ከምዚ ዓይነት መደብ ዘይትገድፎ እዚ ናይ ሕጊ ስራሕ ኢዩ . ናይ personal life ኢዩ . ገንዘብ ክትገብሩ ሂወት ሰባት ትጽይቁ ኣለኹም
Haqi zereba
ይገርመካ ኢካዩ ንገንዘቦም ኪብሉ ህወት የበላሽዉ ኣለው ባዓል ኢዚ ኣትብላኢኣዮ ገንዘቡ
Josy haki nkexari yftn alo, neti nab hzbi mejemeria zekrebo kidka kemu belo,
Biet frdi ke dea entay kserh u @@user-tc7st1kv2n
Nay behaki bejaka eleka hmam
Josi Good job 👏
Keep it doing 👏 forever.
ናይ ባሓቂ ለባም ሓላፍነታዊ ኣቦ ረቢ መሕረቱ የውርደላ ምስክነይቲ ሃብትና ኤትይ ኹሉ ጠንቂ ዘምጸኦ ኤትይ ተፈላሊኻ መንባር አዩ ጸሎት ንግበር አዞም ሰድራ ኣብ ኑቡር ሂወቶም ክምለሱ.
Please please she’s not normal this lady metal normal ❤❤❤
ኣታ ከመይዝበለ ስንክሳር ዝኾነ ቃላት በትሪ ሐቅ ትቐጢን ኢበር ኣይትስበርን ዝባሃል ከምዚዩ ሐወይ ኢቅዓ ሐጎሰካ ኢተናታ ኢዝጋኣብህር ይማሐራ
Thanks josi hawey ❤
ኣጆካ ከማል ስድራኻን እንዳሐሙኻን ኣይትገደስል ፋሉል ከይዳ ያ ኣብ ኣዲስ ዘይግበር የለን ትወድእ ትዕበድ ንስኻ ጀግና ሐወይ ኣንበሳ ግምባር እሰብ ኢኻ ኣጻምእ ዝመከትካ ንሰበይቲ ኣይትገደስ ቴከር ኣብ ዉላድክ ጥራይ❤
ከማል ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ጽቡቕ ዘረባ ተዛሪብካ እዚ ሓወይ እምበር ዩቱበራትሲ ደላሎ እዮም ተቐይሮም ገጾም ትርሓቕ እንታይ መፍትሒ ክኸውን እዩ ኣብ ሶሻል ሚድያ ኣምጺኻ ተዓዘብተይ ሕቶ ኣሎዎም ዊዒልካዮ ዲኻ ኣይውዓልካዮን .... Who do you think you are ??????? እንታይ እዩ ጌርኩም እዚ ኩቡር ህዝበይ 🇪🇷ደደይ ንፈልጦ ሕማቕ ዛንታ ተዘንትውልና ዘለኹም ዓገብ ዓገብ ሰሪሕኩም ብልዑ
Thank you brother ❤
Bro I can't have a words how to appreciate you bro music love ❤
❤ joshi habibi thanks alot
Kemalyy jazkallah kerir
Thanks ema salha rabina yatwel hemrha
ምናልባት ጥዕና ኣይረከበትን ዘላ
Nay bael bieta busul atehasasban meglexin eu kalka sle zhabka nemesgneka
መርሓባ ጆሲ ( እንተ ጌራትልካ ነታ ተበዲለ ትብል ዘላ እውን ቀስ ጌርካ ኣምጻኣያ ።
🙏
ገጽካ ትርሓቅ ናይ ወረ ኮንካ ተሪፍካ ኣምጻዮ ትብላ ኣለካ ዓለት ሙሉሽ ክመጹ ደሊካዮም
@@user-ov5hu5ly6hይገርመካ እዩ ናይ ገለ ሰባትስ እዚ እንዳጸላኣናዮስ መሊሱ ቅቕጽል
Eza Gal hamima keytkewun josi hawey
ጆሲ ምናልባት ጸገም ናይኣእምሮ ገራ ከይትኸውን ንዓኣ ኸኣ ከምገለ ገርካ ተትረኽባ ብዝኾነ ገን ብጣዕሚ ንፉዕ ለባም በቲ ተቕርቦ ዘለኻ ከይመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣደልን ❤😢
ምሕርት ይሃብ ፈጣሪ ነዚ ስድራ🙏🙏🙏🙏
ጆሲ ኢዚ ርጉም ዲያብሎስ ከሙ ዘምስላ ዜሎ ምሕረት የውርደላ ማቸሎት የውሰድዋ
Josi ezi bimimxaeka xibuk eka entekone Ewe wieleyo kibleka aykielin eyu Sebeut haqi kitizrbu Alem kitgilbet alwa,mnalbash gele sebut haqenatat yihliwu, Egiziabiheir Mehret Ylaklom ! Neza haftey dima agoki Aytnbie eye zibla !
Ab media mexya mzraba ke xbuq giera diki tbli zeleki
@mehretkidane exactly!
Ati tieti diki entay aloki sebiut zebil shigir enteleki biwilqi zeytizarebi zibedeleki
ናይብሐቂ ዉርዙይ መብርሂ
Wawww kubur seb abi seb ❤️❤️
አቱም ሰባት አዛ ሰበይቲ አዚአ ሐሚማ አያ ሐኪም ዉሰደዋ
Nay bhaqi hji melisa nab zkef'e keytwedq yefrh eyu
ፍጣሪ ምሕረት የውራደ 🙏🙏🙏
Mehiret ywidelom km aedemom hadarom ybarik❤❤
ናይ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፈረድ ።ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ነመስግነካ ተባዕታይ ሕቶ ከምዚዮ ዘድሊ እዚ ወዲ ካብ መልስታቱ ቁኑዕ
Egziabhier nab nbur hadarkum ymleskum🙏🙏🙏
First of all thanks for sharing your story and for the important work. I admire the husband of his understanding. She needs help she has some psychological problems it doesn’t seem normal. We have to understand her situation. And again you are doing a great job as a father and partner. She needs help thanks Josie
Great srah jossi, mewedaeteeu xelimu znebere sm ezom sdra hasot mukhanu agendea ketetath ela km zwealeto sb yberhalu
Complicated and hart breaking i hope healing &reconciliation upon this family.
He is a good person, and some things are wrong with her. Thank you, Jose
ናይ ብሓቂ ጆሲ ቅኑዕ ሰብ እኻ ቀጽለሉ
ምሕረት የዉርድ እዋይ እዛ አለም ኢዚአ
አጆካ❤❤
Josi hawena dma xbuk medeb aleka kexlo ika❤
በጃኹም እባ ኣብ መንጉኦም ሰላም ከተምጽኡ ጸዓሩ ካብ ሜድያ ወጻኢ።ኣደንጊጾምኒ ኩሎም መሳኪን ስድራ።
ኪረኩ ኣለወም ሓሚማ አያ
Be strong brother I’ll believe you
ኣጆኻ ዛሓወይ ኢስኻ ቁኑዕ ለባም ኢኻ ኢታ ኣደ ደቅኻ ግን ሓሚማ ኣላ ወይ ኪፍአት ኣለዋ ምሕረት የውርደላ ኣምላኽ ምስ ቁኑዐት ኢዩ ኣጆኻ ኢስኻ ቁኑዕ ኢኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ ቡሩኸይ
Kemal nay bahkl jegna 💯💯💯💯👍👍👍
Ezi bari nyi Eritreawn ayi konen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 stop stop stop ❤❤❤❤
Please invite her 👍
አደ ብርሃን ገዛ አሕሊፍካዶ ይዉሃብ ዲዩ አደ አደይ ዎ ኢማየ ❤❤❤❤❤
☝☝☝ስአላም እዞም ሓተቲ ወይ ዩቱበራት ናይ ባሓቂ ገይጋ ትገብሩ አለኹም ምኽንያቱ ንዘይረብሕ ቪው ገንዘብ ክትብሉ ሰብ ተጉሁን ተሕርቁን አለኹም ምክንያቱ ድሕሪ ጥራጥስ እግሪ ይእከብ ይብሉ ቅድሚ ምሕታትኩም ነቶም ሰባት ክትረኽብዎም እዩ ዝሓሸ
እቲ ሰብ እምበር ውልቃዊ ሂወቱ አብ ህዝቢ ምቅላዕ እንታዩ ዕግበቱ መልሹ ጸቅጢ ክፈጥረሎም እንተዘይኮይኑ ብተፈላለየ ፍርዲ
That’s exactly what he is doing
That’s exactly what he is doing
Josey nay behakey des zebl kemzey gerna netehagagez 🙏🙏🙏
Bravo Jossi
ጎሓፍ መድያ!
he here to help if you don’t like it
You don’t have to listen to what he have to say
I meant to say he is here to help!
I haven’t heard anything negative from him
ናይ ኣኤእምሮ ሽግር ጌራ ኣላ አበር ኖርማል ሰብ ክምዚ ኣይገብር ንን ዩ
Nay bhaki agatimwa tekone ke beka seb xegem nay wshitu awxiu keyzareb xegem gara hamima da belkum bejakum xegem ahwatkum aytebetu leli ezi gud nsemen nren alena 😢
Mearey nay tena aykonetn, Izi Rugm diyablos iyu komu zigebra zelo rkus menfes.Amlak mehret yewrdela
Ewe komu kkown alewo ember
እዛ ሰብ ተጸሊላ ጥራይ ያ ክትከውን ትክእል እንበር ንወላዲትካ ክንድዚ ጸለመ ሕክምና ውሰዱዋ ብርግጽ ሓሚማ ኣላ😢
እንታይ ዘረጋገጽካዮ ኣለካ ሓሚማ ትብል ኣለካ
@@Wedikerefelut eu meszkona sab ketrahahk tekel nadeka kesab kendze katkfea aytkeln ,deka kea endamotat ketgadfom aytkeln eya
@@Wedikere ኢዚ ደኣ ታይ መረጋገጺ ደሊካሉ 1ይ ወላዲትካ ወላ ሕማቅ ትኩን ኣሕሊፍካ ኣይትህባን ኢካ 2ይ ገጻ ሸፊና ኣስማት ናይ ስድራቤታ ዝጥቅስ ኣይነበራን ምክኒያቱ ኣስማት ናይ ስድራቤታ እንድሕሪ ጠቂሳ መን ሙካና ንምፍላጥ ዘጸግም ኣይኮነን 3ይ ሓንቲ ጥዒቲ ኣደ ንደቃ ደርቢያ ኣይትከይድን ያ ተረዲእካ ክከውን ተስፋ ይገብር
Josi is very fair journalist
❤ኣንብስ
Xbuk zkone srah haw Jossi egziabher mhiretu yewrdelna 🙏
Eza sebyti nay bhaki hamima ala enber kemzi geru Nadiu weladitu zexeleme seb ylen germuna eyu zelo selzi bejakum hagzwa haftkum😢
Kndey sdtat alewu endo komu zgebru
Eti zechenka zelo memanu sle zseanet tekonet ke tay tfelti ade eko buzuh u bejaki sk dea beli😢
Atum bhayli you tuber koynkum zelekum selam ba habuwo nezi hizbi
Josiye jigna btaemi adiniqeqa kulu tseriho srah tsufuf eyu thanks more wedi erey 🇪🇷
well come
ኣንታ ጆሲ እዚ ሕቶኻ ክንደይ ይህሊ
እዚ ጉዳይ ዊዕልካዮ ዶ ኣይወዓልካዮን ትብሎ
😂😂😂
ኣብ ሕብረተሰብና ከምዚ ሕቶ ልሙድ ስለዘይኮነ ኢዩ እንበር እቲ ሕቶ ግቡእ ኢዩ እንበር ህልይና ኣይኮነን።
@@semharkahsay1946ሕቶ እዩ እንታይ ኢሉ ዳኣ ክሓቶ ኔርዎ
Kkk ny asha hito uyu
😅😅😅😅
O m g 😢😢😢
ሰላም ጆሲ ንነብስካ ሞ ኣብቲ ጽይፍ ኣእትዋ እወ ዊዒለዮ ዶ ምበልካ??? ካላኣይ ንዓኣ ኣቅርባ ሳልሳይ እታ ማሕዛኣ ኩነታት ጥዕናኣ ተትሓታ ደቃ ገዲፋ ምሳኪ ክትቅመጥ ሲ ከም መሓዛኪ መጠን ወይ ከም ጋል ጽባሕ ንግሆ ኣደ ክትኮኒ ኢኪ ስለዚ ብልባ ድያ ወይስ ጭንቀት ገይራ ኢያ ኢልካ ተትሓታ ሞ ንህዝቢ ብሩህ ምኮነሉ
ንስኪውን ትጋገይ(ገ) አለካ(ኪ) ንሕና ባህሊ አለና አብ ሕብረተሰባን ከምዚ ዓይነት ጽያፍ ወይ ነውሪ ዝኮነ ሰሚዕና አይንፈልጥን ዋላ ሕቶ አየድልዮን እዩ ንሳ ምንታይ ትሕተት ባዓለገ እያ ብጥዕንአ እንተኮይና እንተሓሚማ ምሕረት የውርደላ ክብልኪ ዝደሊ
@@asterfessahye4602haftey hbretesebna ysetr eyu enber bzuh zgber alo. Zeytenegre enber zeytegebre yelen eyu negeru. Gda nsa dya nsu bedelgna nsomn fetarn eyo. Zfeltu. Nmanm mieman aykealn
Ezie wedi yfelto eye ane xwa zcone seb eu neru higi ewen zmlso zelo his background well respected the way he talks even now the same person stay strong kemal wedi seb buzh kemuzi anet yegatm eu take it easy
So sad egthaber tena yehaba ajoik hawna 😢 Romadn Mubarak. 🤲
እዚኣ ሰብ ኣይኮነትን ደቃ ዝደርበየት, ንሱ ግን ደቁ ሰጥ ኢሉ የዕቢ ኣሎ በዚ ከማን ጡዑይ ምኹኑ ይፍለጥ
ረቢ ናብ ልቦናአን ናብ ዐፍያአን ይምለሳ ።
ሰበይቲ ተ ጠሚማ በቃ ጠሚማ እዩ ። መቃርብታ ተዘይጥዕዮም ከአ ዝገደደ እያ ጠሚማ ትተርፍ።
ንዐኻ ንደቅኻን ረበል ዐለሚን ይሕዘነልኩም ይተሐወሰልኩም 🙏🙏 ።
አኺሎም እዩም ደቅኻ አክንዳኻ ኮይኖም ንዐአ ዝፈርዱዋ አብሽር ዝሐወይ 🙏🙏
Kenferd aynedelen ina hamima eya tekewen ,temima entay maletka eyu gen?? 😃
Temima zoo kone gzye 😁 ayteayetn amlak mhret yewrdela 🙏
❤❤❤❤❤❤
ኣቱም ሰባት እልቃዊ ሂውትና ንምታይ ኢና ውልቃዊ ሂወትና ባዕልና ኣብክንዲ ምፍታሕ ንንፍስ ኣይንሃቦ።
በጃኩም እዞም ሰብ ዮቱብ ከኣ ንረብሓ ክትብሉ ውልቃዊ ጉዳያት ኣብደገ ኣይተውጹ።
ከማል ሓውና፡ ኣኻእሎ ይሃብካ፡ ብቀደሙ ውን፡ ቃለ መሕትት ናታ ኣብ ፡ኣብ ጥርጣረ ኣእቲዩና ነሩ፡ እዛ ጋል ናይ ጥዕና ጸገም ዘለዋ ትመስል ኣላ።
Deqi gezawitan mahazutan yfelitueyom.
Shukren kemal hasena feteret teinan yehaba biliti betika❤❤❤❤❤
Nska nifu seb eka josias denden voll respect
Antum sebat kemzi Kia alo dyu sebay na Sebay waaaaa❤
እዛ ሰብ እዚኣ ሓሚማ ክትከዉን ኣለዋ እንበር ከምዚ ክትብል ኸቢድ እዩ፣ ኣነ ንከማል ይፈልጦ እየ ወዲ ኣሃዱ'ይ እዩ፣ ብዝኾነ ምስኡ ንኽደናገጽ ኢለ ዘይኾንኹ፣ ሕኽምና እንተ ትርኣ ጽቡቕ ምበልኹ።ኣምላኽ ምሕረት የዉርደላ ንደቓ ክትርእይ።
ጆሲ ,ቅድሚ ገለ ዓመታት ሓሚማ ነይራ እያ ምናልባት ሕጂ ውን ጸቅጢ ገይራ ኣላ 😢
ንመን ክንኣምን እኳ ጸጊምና ኣብ እምነት ምስልምና ታቅያ ክትገብር ስለ ዝፍቀድ መን ዩ ታቅያ ዝገብር ዘሎ ካብ ክልቲኦም ሓደ ፈጣሪ እዩ ዝፈልጦ እዛ ታቅያ ትብል ዘረባ ክትፍቀድ ኣይነበራን ኣብ እምነት ምስልምና
አንታዩ ታቅያ ከ ትርጉሙ 🤔
josias denden voll respect
ረቢ ሽፋ የውርደላ ምስ ጥዕናኣ ኣይኮነትን ዘላ😢ከማል ረቢ ይሕፈዝካ👏👍Thank you Josi ተስፋ ምስ ሕብረተሰብ እንዳ ሽም ዑመር ኣብዘይ ትወጾ ባእሲ ኣቲካ ኣለካ እንተ ኪኢልካ ደሊት ኢልካ ይቅሬታ ሕተት።ፋሚሊ ናታ ከየዛራረብካ ከየረጋገጽካ ክንደይ ስድራ ትዕኑ ኣለካ🤦♂️ንገንዘብ ኢልካ ኣብ ዩቱብካ ክትጽዕኖ ይሕዝን😢ደምስሶ ተባሂልካ እውን ኣቢካ🤦♂️ሳዕቤኑ ከይከፍኣካ በጃካ።
እዛ ስድራ አብ ሽግር ኢኩም ዘለኩም እሞ ምሕረት የዉርድ
ኣንቱም ኣሕዋተይ በጃኩም እዞም ስድራ ኩሎም ሓቆም ክኮኑ ይክእሉ እዮም
ምክንያቱ ዘባእሰና ዘሎ ጸላኢ ሰናያት ኣብ ነብስና ሓዲሩ መገድና ከም ንስሕት ይገብረና ኣሎ ስለዚ ኣይንፍረድ
Mehart yawerd kabede eau areqki yafetralome nabe lbea yamasa🙏🙏🙏
Kemal hawey amlak yibarika sileti lizub aghelalxaka. (Alah) God weghen haki eyu. Fatima gin btiena zela aymeslenn. Bejakun ab Addis abeba zelekum kitrekbwa fetinu. Menfesawi maeserti keyhliwa please xelot yedlya alo.
Josi hawey hamima keytkewn
Mhret yewirdela niaka ms deqka edmen tioinan ehabka zhawey mearey 💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Mhret ywerd fetari