ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣቱም ሰባት ነዝወደይ ደስ ክብሎ ኢለ ኣብዛ ፕራንክ ተሳቲፈ እቲ ዘርኣኹዎ ባህሪ እሞ አብገዛኻ ንዝመፀ ጋሻ ፕራንክ እንተዘይኸውን ዘይባህረይ ስለ ዝኾነ ክሓስቦ ከለኹ እንኳዕ ብሓቂ ንጋሻ ከምኡ አይገብር ይብል
ብደምቢ ሓግዝዎ ተስፋ ዘለዎ ሰብ እዩ ። ወላዲ ከምዚ ደገፍ ምግባርኩም ድማ ብጣዕሚ ደስ ይብል ። ብደምቢ ሓግዝዎ
ብደምቢ 👌👌👌👌👌👌
@@reggaeethiopiantube9041 nbnnn. No N bb. No n. N n n NBC b bank nn n no. Jnknnkkjkk hii n. N. Ijnnn n
ፀገም የለን ሓግዝዎ ኣዝዩ ጎበዝ ቆልዓ ኣለኩም
ንፈልጠካ ኢና ዓሙና ግርማይ ለባም ስብ ኢካ አባራተታዓዮ
ዋው ያሬድ ጅግና እስኪ ብሽም እዚ ንእሽተይ ቆልዓ ላይክ ሃቡኒ ደስ ክብለካ ሙቁር😘😘😘
yekenyeley abketsali kia n hawey misay kesrho eye
@@yadaprank btaemi asrhayo nfue kola
❤❤❤❤❤
አሰይይ ደስ ክቡሉካ እዘም ወላዲ ብስም እዘም ወላዲ እስኪ ላይክ ሳፕስክራይኪ ግበሩሉ
ደስ ዝብል ስድራ
@@tagyegabre8790 ማራ እምበር
sariye thankyou
@@yadaprank ፅጋበይ አብ ቀፃሊ እዉን ምስ ፋሚልካ ምፀና ዝያዳይ ኩሉ ግዘ ኡቱ ዝደረፈ ሓውካ ካባካ ከይትፈልዮ በዛካ ኮለ ሳዓመለይ ኢካ👉💋🙋♀️🙋♀️💘
ደስ ዝብል ስድራ ሳራየ ንስኪ ውን ምፅ ናብ ግዛይ ማዓረይ
ዋው ብሓቂ ደስ በሃሊ ኣቦኻ ደስ ክቡሉ ስድራቤቱ ዝናፈቐ እስከ ብስም ስድራቤቱ 👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሓፍትኻ ካብ ኤሩ🇪🇷ኣቡኡ ዝናፈቀ like❤
ኣቱም ሰባት ብሽም እዚ ንእሽቶይ ቆልዓ Like ሃቡኒ🙏ያሬድ ሓወይ በጀኻ ኩልግዜ ኣርአየና ነዚ ምቁር ቆልዓ
ምርኣይ ዓይን ሰብ ሕማቕ ዩ እዝ ምትብባዕ ጥራሕ ዩ ዘድልዮ🙏❤💊
ኣታ ላይክ እባ ብሽም ወላዲኡ ተማልኡኒ 🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻ባዕሉእዩ ኢሉኒ ብራንክ እዩያ ኣታ ሞትኩ😂😂😂😂😂😂😂
hahaha ymechiki
@@yadaprank ብሱሩኮ ኩሉ ኢካ ትክእሎ ቀፅለሉ ኣጆካ 👍👍👍
ኣታ ኬፍ ዘለዎም ፋሚሊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ።
ብሽም አቦካ ጌረካ አለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
እሰይ ባብየ ብስም ወላዲ ላይክ ግጨውኒ ደቂ ሪመይ
ኬፍ ዘለኩም ስድራ ፍቅርኩም ከም ማይ ውቃኖስ ይዛሪንእሽተይ ኣብርሸይ ኢለ ክዛዝሞ ምክንያቱ ዓብይ ተስፍ ዘለካ ቆልዓ ኢካ እሞ ቀጽሎ ኢካ ብሽምኣብሪሂሞ Like ግጭው ኣብሉ
kkkkkkkkkkk ናይዚ ወዲ ፕራክ ብጣዕሚ እዩ ዝስሕብ ነበረታታዓዮ ተጋሩዋይ ብሌን ዓይነይ kkkk ብሳሓቅ ሞይተ ድየ ገለ
Yada ዝገርም እዩነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ
Amennnnn
Amenn amennnn👍👍👍
ሳሚ ካብ ወዲ ማሙ
ኣሜን ሳሚተይ 🙏♥️
ክክክክክክክክ ንሳኻ ተምጾኦ ፕራንክ ከጸልለኒ'ዩ ዝደሊ ኬፍ ኣለካ
ow thankyou
@@yadaprank wela nay keman qexlo eka bejaka
ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙላት ስድራቢትካ ይሃብካ ደስ ተብሉ ስድራቢት ያሪድ ሓውና ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ l Love you !!!
የቐንየልና ጎረቤትና🙏
😂😂😂ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቤተሰብ ብሓቂ ደስ ክትብሉ ማዓት ሳሓቅ ቀቲልኩምና 😂😂😂 ንእሽተይ ሓውካ❤❤❤
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል😍😍😍😍
እዉይ ምቁረይ እዚ ንእሽተይ ቆልዓ😍😍😍 ፕራንክ ኸዓ ገለ ዓይነት😂😂😂😂😂😂😂
fyoriway yekenyeley
ክፍተወካ ሱቅ ኢሉ ማዓር 😍🥰😘 yeibka 🙏🏻
ኣቦካ ሳብስክራይብ ግበሩሉ ስለ ዝበሉ ገይረልካ ኣለኩ 🇪🇷
ኣሰይ ዞም ሰብኣይ ደስ ክብሉካ ዒድመን ጢዒናን ያሃብኩም ፈጣሪ ቢ ስም እዚ ዕያል ላይክ እስከ ኑፍዕ ተስፋ ዘለዎ ዕያል ዩ
yekenyeley
ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን
አሰይይይ ደስ ዝብሎ ስድራቤት አነከ ማዓዝ እየ ምስ ስድራይ ዝራከቦ 😭😭😭😭
One day 😢
@@loveyoumamanatey5988eshi tesfa ygebr kbretey 🙏🙏🙏
ደስ.ክበል.ንእሽተይ.ቆልዓ.ስዓመለይ.እባዕድመን.ጥዕናን.ይሃብክም.ልክለክም.ስድራ
🥰🥰🥰ዋዉዉዉዉዉ ሃሪፍ ፕራክ ነይሩ 🥰🥰🥰ሙቁር ዝኮነ ቀልዓ ሓሪፍ ደምፂ አለዎ ሶ ቀፅለሉ😘😘😘
ናይ ብሕቂ prov ኣብኡ ርገጽ ወድሓውቦይ 🇬🇧🇪🇷🇪🇷
ሳብስክራይብ ገይረልካ አለኩ ብዞም ወላዲ ስም ጎበዝ አጆካ እዞም ወላዲ ካዓ በጃካ ኩሉ ግዜ አምፀአለና 🙏🙏🙏ንባባዋይ መሲለም ተሰሚዐሙኒ 💘💘💘💘💘💘💘
Homofil tejemiru keykewin
ሕጂ ንሳልሳይ ግዜ ኮመንት ይጽሕፍ ኣሎኹ እዚ ቆላዓ ደስ ክብለካ ምሽ ይዕብኻ ሽኮሪና ሓውኻ ካብ #Eri
አቦካ በዓል ግርማ መጎስ ትግራዋይ ደስ ክብለካ ቆንጆ ምቅሉል ንቁሕ ድማ ብ ጠቅላላ ንኩሉ ቤተሰብ ዕድመ ይሃብኩም ፅሩያት ቤተሰብ 🙏
ናትካ ፕራንክ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ሙቁራት ስድራቤት ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ብሓቂ እቲ ዓርክካ ግን እሕዚኒኒ ኣባካን ባዕልካን ግን ኣክተራት ኢኩም 👍ከምዚ ምስ ስድራና ተኣኪብና ብና ናሰተና ንፃወተሉ ግዜ የቅርበልና ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ለ🙏
ገይርናሉ ኢና ባብየ ማዓረይ ደስ ዝብሉ ስድራቤት ኣለውኻ ያሬድየ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ያ ንስካ ከም ገለ ዓይነት ኢካ ኩሉ ግዜ መቅሰን ኣድናቂትካ እየ ቀፅለሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ውድድድድድ
በሓቂ ኩሉ ጊዜ ኣብ ገዛ እንተ ትሰርሕ ደስ ይብሉ እዞም ፋሚሊ ብጣዕሚ ደስ ይብሉ
ዋውውው ደስ ዝብል በራንክ ቃፃለሉ ያዳ ሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ንእሽቶን ሓውካ ኬፍ ኣለዎ ምሳካ ሒስካዮ ክትመፅእ ተስፋ ንገብር ስድራካ እሞ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ፈጣሪ
ኣሰይ ተጋሩዋኒ 💛♥ክምቁር ላዛኩም ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን 🙏💝
ዋውው ደስ ዝብል ወላዲ ኣለካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንፋዙኳ😍
amen thankyou
ኣሰይ ደስ ክብሉ ስድራ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም👏💕💕
የሰሰሰሰሰሰሰሰ መጀመሪያ ባዓለይ ኮሜንት ❤🥰❤❤ቪዲዮ ካኣ ገና ክርኦ እየ ኣድንቅተኻ እየ ካኣ መዓሪተይ
ኣይትስአኒ እስከ mkrtey
Ha hay yemechiki
Asey des zblu famili edmen tenan yhabkum fetari ab sdet zelena ewn kemzi ms welednan ahwatnan yerakbena fetari
ንዓኻትኹም መስ ረኣኹ ስድራይ ናፊቀዮም😥😭 ብዝኾነ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይግበረልና ንስድራቤትካ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረሎም ❤❤
Nay bhaqi xbuq bro bzyada tesfa zelewo hawi aleka atebebeayo nezi neshtey nabu xqet
ኣሰይ ተዓዲልካ ወለድካ ናዓካ ዝወለዱ ዘይመስሉ ኑኡሳት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናተይ ዳኣ ዕድሚኦም ኑኡሽተይ ከሎ ሸንጊሎም ዳርጋ ናብራ ገጠር ድዩ ኮይኑ😁😁
Betami ekum des behalti deki tigray hawukum eritrean wedi Asmera kab germen ye semka gen yada deyu nay behaki
ያሬድ እዩ ዝበሃል
ዋዉ ሓራይፍ ስድራ ኣለዉኻ የድየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
Good job biro selm eski eyewrdelna ka nkiltu hazbi
ባች አቦካ ደስ ክብሉ ክክክክ ዙቆልዓ ግን አሕዚኑኒ
ኣረ ያዳ እዚ ንእሽተይ ሓውካ ደስስስ ዝብል ድምፂ አለወ በጀካ እዛ ሕጂ ዝደረፋ ግዜ ህብካ ይድገመልና ቤብየ እ.ር አብ ቅምነገር የብፅሕካ
ዋውው ደስ ዝብል ኣቦ ኣለካ
thank you tomi
ኣሰይይይይ ደስ ክትብሉ ያሬደይ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ኣቦ ኣለውካ እግዛቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም Beautiful family 👉💘💘💘💘💘
ዋዉዉዉ ፋዘርካ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሽረ ዓደይ
ካብ ኩሉኩም ደስ ዝበለኒ ቆላዓ ያሬድ ብንኡሰይ ከለኩ ትብል ናይ ኣብርሃም ደርፊ ምስ ሙሉእ ገጸ ባህሪ ምስታ ደርፊ ንወላዲኡን ወላዲቱን ኣግሽን እና ሃበ ዝደረፋ ንባዕላ ብራንክ ያ ሞ ምስሙ ጌረ ኣድንቆተይ ይገልጽ ሙቁራት ስድራ ናይ ኩሉኩም ውን ጽቡቅ ዩ ኔሩ ሞ ቀጽልዎ ሓውኩም ኤረትራዊ ኩብሮም ካብ ሆላንድ የ።
እውይ ባባ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ዝብሉ ፍሚሊ እዚ ቆልዓ ንእሽተይ ከዓ ደቂ ትግራይ ብኣጣቃላይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሰውረና
አረ ዝገርም ፕራንክ ነይሩ ኣይትሰኣን ሰሓቅ ሞይተ ን ዙ ሓውካ ግን ኣጆካ በሎ ብጣዕሚ አዩ ጎበዝ ድምፅን አና ኣክሽን አኒአዎ ዎላዲካ አውን ብጣዕሚ አየ ኣድኒቀዮም ( ሶ ፍትው አየ ዘብለኩም ) ቀፅለሉ ወለላይ
እረ ብጣዕሚ ደስ ባሃልይ ፅቡቅ ❤❤ መዘናግዕን ❤❤ ቁምነገሪን ❤❤ዘለዎ እዩ፡፡ኣነ ቡዝሕ ናተዘናጋዕኹ ይማሃር ኣለኹ❤❤ስለዚ ቀፅለሉ ያዳ ሓዉና
ብሓቂ ተስፋ ዘለዎ ቆልዓ ኣባራታትዕዎ ንክደርፍ
ወኻዕኻዕ ምስ ስድራኻ፡ እስከ ንዓና ከማን ከምዚ ይፍጠረልና፡ ስደትና ይሕጽረልና።
ንገብር እወ ኣንቱም ጡዑማት እዚ ቀሊል ሳብስክራይብ ገረልካ ኣልኩ ብሰም ኣቦካ
ጎበዝ ክኢላ ፕራንክ ኢካ ክትተባባዕ ዘለካ መንእሰይ ኣጆኸ ብሉፅ ስራሕ ኣቅርብ
ኬፍ ኣለኩም ደቂ ሽረ ሓላላተይ♥
ክክክ ናይ በሓቂ እቲ ዓርኪካ ማራ አሕዚኑኒ ብጣዕሚ ፈሪሑ 😄😄
Shukorna qolaa i hope dihri kurub amet derafi koynka kiryeka , father sle subscribe giberu zbele gerelka alekuu , nice job keep it up!
ሰላም ፍትዋት ኣሕዋተይ ንደቂ ኣንስትዮ መንውሒ ጸጉሪ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ሒዘ ክመጽእ እየ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ የቐንየለይ
Bsm eti kolia kalay gzye amxayo 👍👍👍👍
ኣረ father ይመችዮም ማርያምን ደሞ brather 💜💜💜ደስ ትብሉ familiy💜💜💜 hafi ግን ስሕንዋ 😆😆😆
Ezam abo des kbluka ne babayey azekiromni endmen tenan yhabkum xbuk medeb haftkum kab ERU.
የልጁን ድፍረት ቢሰጠኝ የት እደርስ ንብረት ግን አባትየው ምርጥ ነው
ኣይይ ሙቁራተይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
amen thank you
yea bro the young boy please say him don't leave song i proud of him please encourage him ok he has hope tomorrow!!!!!!
ውይ እቲ ቆልዓ ደስ ክብል ድምፁ
kebtsihalki eye mearey
Natka prank btami eyu kef zhibeni nay lomi kea btami des tebil eya Kulom sdraka des yiblu ayfelalekum fetari kab hawkum wedi eri 🇪🇷
እሰይይ ደስ ትብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር❤❤❤
Woww asey deki adey des ketblu ketslilu hawey marey
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ግን ስሓቅ ቀትልኽምና😂😂❤❤
አሰይይ ምቁረይ እዝ ህፃን ኣጀኻ ዝብል ተረኽቡ ናይ ሃገርና ተዋስኣይ ወይ ደራፋይ ክኾነልና እዩ በጃኹም ኣተባቡዕለ❤❤💊ተስፋ ዘለዎ ህፃን💊🙏 ኣብ ካሜራ ድማ ከይተውፅእዎ ቆንጆ ቆልዓ ዓይኒ ሰብ😥 ሕማቕ ዩ።
ኣሰይ አዙ ቆላዔ ሲዒመካ ኣበዚኣ ኹየነ💋💋💋💋
Habibi xubki tiserhi gini abi prank tray xekitka kali bifuley zibele kea mixa
ኣሰይ እዞም ወላዲ ደስስ ክብሉ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም ♥️♥️♥️😘😘
ኣሰይ ደስ ክብሉ ዞም ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ♥️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይ ደስ በሃልቲ Family ብፍላይ እዚ ንእሽቶን ቆልዓ ምቁር
Ketslelu zwedey fetari msaka ykun
ዋዋው ጋሻ እየ ነዛ ቻናል ደቂ ሪመይ ♥♥💫💛💛ሰላም ኢለ ኣለኩ
des bahlti sdra alewka kexlo kab haftka Eritreawit eye
Wellcome muqurateyAsey nezi bor bejaka mska asrhayoHawka kab eri
ያዳ ቡሩህ ገፁ ዛ መጀመርታ ና መጨረሻ ደድየ ትብል ናይ መን እያ አብሩሸ ዊ ሙቁር እማሸይ
ዋዉዉዉ ደስ ክትብሉ ፈሚሊ ቀፅሉሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት 🇻🇳❤️
ናይ ብሓቂ አምበር ኣብርሃም 👍👍👍👍 god please you my brother ❤❤❤
Your work has a big influence on our future brother. I appreciate you and meley tv.for developing our previous love through our language Eritrean and Tigray.bless you
Waww des tblu Family edlenatat ekum ms sdrakum teakibkum ksthku behaki ❤️hawkum wedi Eri
Wawww i love you tegaru mukurat nskum si enkae halekum i love you tgray tsier im from eritrea 🇪🇷
wala nhna mkrtey❤❤
አነ እውን ተመሊሰካ ምትበልዓ ታሩዝ ገሚተ ነይረ እየ ዋ
አሰይ ጥዑማት ሰድራ ደስ ክትቡሉ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም😍😍
Wawww shikor zkone kola anbesa ❤❤❤🇪🇷❤🇪🇹👍
ኣሰይ ተጋሩ❤💛 ማዓረይ ሰሱኑለይዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ኣምላክ
Kkkkkkkk kef zelekum family ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yada ሽኮር ወዲ ዓደይ አቦካ ደስ ክብሉ 💞💞💞💞💞ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቦን ወድን ስርሓካ ደማ ብጣዕሚ እዩ ዝምችወኒ
ዋዉዉዉዉ ደስ ክብል ፕራንክ ይመችካ ብሮዬ ቀፅለሉ
ኣታ ዞም ወላዲና ደስ ክብሉ ኩሉ ግዜ ኣምፀአዮም በጃኻ ያሬድ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም🙏🥰
😂😂😂😂አረ ገለ ዓይነት ፕራንክ ኣታ ወዲ
ውይ ወላዲካ ባባካ ባቢተይ ይመስሉ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም😍😍😍😍
ዋይ ብጣዕሚ እዩም ኣባኻ ሓሪፍ
ዎው ኣዚ ቆልዓ ተስፋ ኣሎው አብርሽ ሽኮርይ
ኣቱም ሰባት ነዝወደይ ደስ ክብሎ ኢለ ኣብዛ ፕራንክ ተሳቲፈ
እቲ ዘርኣኹዎ ባህሪ እሞ አብገዛኻ ንዝመፀ ጋሻ ፕራንክ እንተዘይኸውን ዘይባህረይ ስለ ዝኾነ ክሓስቦ ከለኹ እንኳዕ ብሓቂ ንጋሻ ከምኡ አይገብር ይብል
ብደምቢ ሓግዝዎ ተስፋ ዘለዎ ሰብ እዩ ። ወላዲ ከምዚ ደገፍ ምግባርኩም ድማ ብጣዕሚ ደስ ይብል ። ብደምቢ ሓግዝዎ
ብደምቢ 👌👌👌👌👌👌
@@reggaeethiopiantube9041 nbnnn. No N bb. No n. N n n NBC b bank nn n no. Jnknnkkjkk hii n. N. Ijnnn n
ፀገም የለን ሓግዝዎ ኣዝዩ ጎበዝ ቆልዓ ኣለኩም
ንፈልጠካ ኢና ዓሙና ግርማይ ለባም ስብ ኢካ አባራተታዓዮ
ዋው ያሬድ ጅግና እስኪ ብሽም እዚ ንእሽተይ ቆልዓ ላይክ ሃቡኒ ደስ ክብለካ ሙቁር😘😘😘
yekenyeley abketsali kia n hawey misay kesrho eye
@@yadaprank btaemi asrhayo nfue kola
❤❤❤❤❤
አሰይይ ደስ ክቡሉካ እዘም ወላዲ ብስም እዘም ወላዲ እስኪ ላይክ ሳፕስክራይኪ ግበሩሉ
ደስ ዝብል ስድራ
@@tagyegabre8790 ማራ እምበር
sariye thankyou
@@yadaprank ፅጋበይ አብ ቀፃሊ እዉን ምስ ፋሚልካ ምፀና ዝያዳይ ኩሉ ግዘ ኡቱ ዝደረፈ ሓውካ ካባካ ከይትፈልዮ በዛካ ኮለ ሳዓመለይ ኢካ👉💋🙋♀️🙋♀️💘
ደስ ዝብል ስድራ ሳራየ ንስኪ ውን ምፅ ናብ ግዛይ ማዓረይ
ዋው ብሓቂ ደስ በሃሊ ኣቦኻ ደስ ክቡሉ ስድራቤቱ ዝናፈቐ እስከ ብስም ስድራቤቱ 👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሓፍትኻ ካብ ኤሩ🇪🇷ኣቡኡ ዝናፈቀ like❤
ኣቱም ሰባት ብሽም እዚ ንእሽቶይ ቆልዓ Like ሃቡኒ🙏
ያሬድ ሓወይ በጀኻ ኩልግዜ ኣርአየና ነዚ ምቁር ቆልዓ
ምርኣይ ዓይን ሰብ ሕማቕ ዩ እዝ ምትብባዕ ጥራሕ ዩ ዘድልዮ🙏❤💊
ኣታ ላይክ እባ ብሽም ወላዲኡ ተማልኡኒ 🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻ባዕሉእዩ ኢሉኒ ብራንክ እዩያ ኣታ ሞትኩ😂😂😂😂😂😂😂
hahaha ymechiki
@@yadaprank ብሱሩኮ ኩሉ ኢካ ትክእሎ ቀፅለሉ ኣጆካ 👍👍👍
ኣታ ኬፍ ዘለዎም ፋሚሊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ።
ብሽም አቦካ ጌረካ አለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
እሰይ ባብየ ብስም ወላዲ ላይክ ግጨውኒ ደቂ ሪመይ
ኬፍ ዘለኩም ስድራ ፍቅርኩም ከም ማይ ውቃኖስ ይዛሪ
ንእሽተይ ኣብርሸይ ኢለ ክዛዝሞ ምክንያቱ ዓብይ ተስፍ ዘለካ ቆልዓ ኢካ እሞ ቀጽሎ ኢካ ብሽም
ኣብሪሂሞ Like ግጭው ኣብሉ
kkkkkkkkkkk ናይዚ ወዲ ፕራክ ብጣዕሚ እዩ ዝስሕብ ነበረታታዓዮ ተጋሩዋይ ብሌን ዓይነይ kkkk ብሳሓቅ ሞይተ ድየ ገለ
Yada ዝገርም እዩ
ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ
Amennnnn
Amenn amennnn👍👍👍
ሳሚ ካብ ወዲ ማሙ
ኣሜን ሳሚተይ 🙏♥️
ክክክክክክክክ ንሳኻ ተምጾኦ ፕራንክ ከጸልለኒ'ዩ ዝደሊ ኬፍ ኣለካ
ow thankyou
@@yadaprank wela nay keman qexlo eka bejaka
ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙላት ስድራቢትካ ይሃብካ ደስ ተብሉ ስድራቢት ያሪድ ሓውና ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ l Love you !!!
የቐንየልና ጎረቤትና🙏
😂😂😂ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቤተሰብ ብሓቂ ደስ ክትብሉ ማዓት ሳሓቅ ቀቲልኩምና 😂😂😂 ንእሽተይ ሓውካ❤❤❤
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል😍😍😍😍
እዉይ ምቁረይ እዚ ንእሽተይ ቆልዓ😍😍😍 ፕራንክ ኸዓ ገለ ዓይነት😂😂😂😂😂😂😂
fyoriway yekenyeley
ክፍተወካ ሱቅ ኢሉ ማዓር 😍🥰😘 yeibka 🙏🏻
ኣቦካ ሳብስክራይብ ግበሩሉ ስለ ዝበሉ ገይረልካ ኣለኩ 🇪🇷
ኣሰይ ዞም ሰብኣይ ደስ ክብሉካ ዒድመን ጢዒናን ያሃብኩም ፈጣሪ
ቢ ስም እዚ ዕያል ላይክ እስከ ኑፍዕ ተስፋ ዘለዎ ዕያል ዩ
yekenyeley
ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን
አሰይይይ ደስ ዝብሎ ስድራቤት አነከ ማዓዝ እየ ምስ ስድራይ ዝራከቦ 😭😭😭😭
One day 😢
@@loveyoumamanatey5988eshi tesfa ygebr kbretey 🙏🙏🙏
ደስ.ክበል.ንእሽተይ.ቆልዓ.ስዓመለይ.እባ
ዕድመን.ጥዕናን.ይሃብክም.ልክለክም.ስድራ
🥰🥰🥰ዋዉዉዉዉዉ ሃሪፍ ፕራክ ነይሩ 🥰🥰🥰ሙቁር ዝኮነ ቀልዓ ሓሪፍ ደምፂ አለዎ ሶ ቀፅለሉ😘😘😘
ናይ ብሕቂ prov ኣብኡ ርገጽ ወድሓውቦይ 🇬🇧🇪🇷🇪🇷
ሳብስክራይብ ገይረልካ አለኩ ብዞም ወላዲ ስም ጎበዝ አጆካ እዞም ወላዲ ካዓ በጃካ ኩሉ ግዜ አምፀአለና 🙏🙏🙏ንባባዋይ መሲለም ተሰሚዐሙኒ 💘💘💘💘💘💘💘
Homofil tejemiru keykewin
ሕጂ ንሳልሳይ ግዜ ኮመንት ይጽሕፍ ኣሎኹ እዚ ቆላዓ ደስ ክብለካ ምሽ ይዕብኻ ሽኮሪና ሓውኻ ካብ #Eri
አቦካ በዓል ግርማ መጎስ ትግራዋይ ደስ ክብለካ ቆንጆ ምቅሉል ንቁሕ ድማ ብ ጠቅላላ ንኩሉ ቤተሰብ ዕድመ ይሃብኩም ፅሩያት ቤተሰብ 🙏
ናትካ ፕራንክ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ
ሙቁራት ስድራቤት ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ብሓቂ እቲ ዓርክካ ግን እሕዚኒኒ ኣባካን ባዕልካን ግን ኣክተራት ኢኩም 👍ከምዚ ምስ ስድራና ተኣኪብና ብና ናሰተና ንፃወተሉ ግዜ የቅርበልና ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ለ🙏
ገይርናሉ ኢና ባብየ ማዓረይ ደስ ዝብሉ ስድራቤት ኣለውኻ ያሬድየ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ያ ንስካ ከም ገለ ዓይነት ኢካ ኩሉ ግዜ መቅሰን ኣድናቂትካ እየ ቀፅለሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ውድድድድድ
በሓቂ ኩሉ ጊዜ ኣብ ገዛ እንተ ትሰርሕ ደስ ይብሉ እዞም ፋሚሊ ብጣዕሚ ደስ ይብሉ
ዋውውው ደስ ዝብል በራንክ ቃፃለሉ ያዳ ሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ንእሽቶን ሓውካ ኬፍ ኣለዎ ምሳካ ሒስካዮ ክትመፅእ ተስፋ ንገብር ስድራካ እሞ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ፈጣሪ
ኣሰይ ተጋሩዋኒ 💛♥ክምቁር ላዛኩም ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን 🙏💝
ዋውው ደስ ዝብል ወላዲ ኣለካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንፋዙኳ😍
amen thankyou
ኣሰይ ደስ ክብሉ ስድራ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም👏💕💕
የሰሰሰሰሰሰሰሰ መጀመሪያ ባዓለይ ኮሜንት ❤🥰❤❤ቪዲዮ ካኣ ገና ክርኦ እየ ኣድንቅተኻ እየ ካኣ መዓሪተይ
ኣይትስአኒ እስከ mkrtey
Ha hay yemechiki
Asey des zblu famili edmen tenan yhabkum fetari ab sdet zelena ewn kemzi ms welednan ahwatnan yerakbena fetari
ንዓኻትኹም መስ ረኣኹ ስድራይ ናፊቀዮም😥😭 ብዝኾነ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይግበረልና ንስድራቤትካ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረሎም ❤❤
Nay bhaqi xbuq bro bzyada tesfa zelewo hawi aleka atebebeayo nezi neshtey nabu xqet
ኣሰይ ተዓዲልካ ወለድካ ናዓካ ዝወለዱ ዘይመስሉ ኑኡሳት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናተይ ዳኣ ዕድሚኦም ኑኡሽተይ ከሎ ሸንጊሎም ዳርጋ ናብራ ገጠር ድዩ ኮይኑ😁😁
Betami ekum des behalti deki tigray hawukum eritrean wedi Asmera kab germen ye semka gen yada deyu nay behaki
ያሬድ እዩ ዝበሃል
ዋዉ ሓራይፍ ስድራ ኣለዉኻ የድየይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
Good job biro selm eski eyewrdelna ka nkiltu hazbi
ባች አቦካ ደስ ክብሉ ክክክክ ዙቆልዓ ግን አሕዚኑኒ
ኣረ ያዳ እዚ ንእሽተይ ሓውካ ደስስስ ዝብል ድምፂ አለወ በጀካ እዛ ሕጂ ዝደረፋ ግዜ ህብካ ይድገመልና ቤብየ እ.ር አብ ቅምነገር የብፅሕካ
ዋውው ደስ ዝብል ኣቦ ኣለካ
thank you tomi
ኣሰይይይይ ደስ ክትብሉ ያሬደይ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ኣቦ ኣለውካ እግዛቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም Beautiful family 👉💘💘💘💘💘
ዋዉዉዉ ፋዘርካ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሽረ ዓደይ
ካብ ኩሉኩም ደስ ዝበለኒ ቆላዓ ያሬድ ብንኡሰይ ከለኩ ትብል ናይ ኣብርሃም ደርፊ ምስ ሙሉእ ገጸ ባህሪ ምስታ ደርፊ ንወላዲኡን ወላዲቱን ኣግሽን እና ሃበ ዝደረፋ ንባዕላ ብራንክ ያ ሞ ምስሙ ጌረ ኣድንቆተይ ይገልጽ ሙቁራት ስድራ ናይ ኩሉኩም ውን ጽቡቅ ዩ ኔሩ ሞ ቀጽልዎ ሓውኩም ኤረትራዊ ኩብሮም ካብ ሆላንድ የ።
እውይ ባባ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ዝብሉ ፍሚሊ እዚ ቆልዓ ንእሽተይ ከዓ ደቂ ትግራይ ብኣጣቃላይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሰውረና
አረ ዝገርም ፕራንክ ነይሩ ኣይትሰኣን ሰሓቅ ሞይተ ን ዙ ሓውካ ግን ኣጆካ በሎ ብጣዕሚ አዩ ጎበዝ ድምፅን አና ኣክሽን አኒአዎ ዎላዲካ አውን ብጣዕሚ አየ ኣድኒቀዮም ( ሶ ፍትው አየ ዘብለኩም ) ቀፅለሉ ወለላይ
እረ ብጣዕሚ ደስ ባሃልይ ፅቡቅ ❤❤ መዘናግዕን ❤❤ ቁምነገሪን ❤❤ዘለዎ እዩ፡፡ኣነ ቡዝሕ ናተዘናጋዕኹ ይማሃር ኣለኹ❤❤ስለዚ ቀፅለሉ ያዳ ሓዉና
ብሓቂ ተስፋ ዘለዎ ቆልዓ ኣባራታትዕዎ ንክደርፍ
ወኻዕኻዕ ምስ ስድራኻ፡ እስከ ንዓና ከማን ከምዚ ይፍጠረልና፡ ስደትና ይሕጽረልና።
ንገብር እወ ኣንቱም ጡዑማት እዚ ቀሊል ሳብስክራይብ ገረልካ ኣልኩ ብሰም ኣቦካ
ጎበዝ ክኢላ ፕራንክ ኢካ ክትተባባዕ ዘለካ መንእሰይ ኣጆኸ ብሉፅ ስራሕ ኣቅርብ
ኬፍ ኣለኩም ደቂ ሽረ ሓላላተይ♥
ክክክ ናይ በሓቂ እቲ ዓርኪካ ማራ አሕዚኑኒ ብጣዕሚ ፈሪሑ 😄😄
Shukorna qolaa i hope dihri kurub amet derafi koynka kiryeka , father sle subscribe giberu zbele gerelka alekuu , nice job keep it up!
ሰላም ፍትዋት ኣሕዋተይ ንደቂ ኣንስትዮ መንውሒ ጸጉሪ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ሒዘ ክመጽእ እየ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ የቐንየለይ
Bsm eti kolia kalay gzye amxayo 👍👍👍👍
ኣረ father ይመችዮም ማርያምን ደሞ brather 💜💜💜ደስ ትብሉ familiy💜💜💜 hafi ግን ስሕንዋ 😆😆😆
Ezam abo des kbluka ne babayey azekiromni endmen tenan yhabkum xbuk medeb haftkum kab ERU.
የልጁን ድፍረት ቢሰጠኝ የት እደርስ ንብረት ግን አባትየው ምርጥ ነው
ኣይይ ሙቁራተይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
amen thank you
yea bro the young boy please say him don't leave song i proud of him please encourage him ok he has hope tomorrow!!!!!!
ውይ እቲ ቆልዓ ደስ ክብል ድምፁ
kebtsihalki eye mearey
Natka prank btami eyu kef zhibeni nay lomi kea btami des tebil eya Kulom sdraka des yiblu ayfelalekum fetari kab hawkum wedi eri 🇪🇷
እሰይይ ደስ ትብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር❤❤❤
Woww asey deki adey des ketblu ketslilu hawey marey
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ግን ስሓቅ ቀትልኽምና😂😂❤❤
አሰይይ ምቁረይ እዝ ህፃን ኣጀኻ ዝብል ተረኽቡ ናይ ሃገርና ተዋስኣይ ወይ ደራፋይ ክኾነልና እዩ በጃኹም ኣተባቡዕለ❤❤💊ተስፋ ዘለዎ ህፃን💊🙏 ኣብ ካሜራ ድማ ከይተውፅእዎ ቆንጆ ቆልዓ ዓይኒ ሰብ😥 ሕማቕ ዩ።
ኣሰይ አዙ ቆላዔ ሲዒመካ ኣበዚኣ ኹየነ💋💋💋💋
Habibi xubki tiserhi gini abi prank tray xekitka kali bifuley zibele kea mixa
ኣሰይ እዞም ወላዲ ደስስ ክብሉ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም ♥️♥️♥️😘😘
ኣሰይ ደስ ክብሉ ዞም ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ♥️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይ ደስ በሃልቲ Family ብፍላይ እዚ ንእሽቶን ቆልዓ ምቁር
Ketslelu zwedey fetari msaka ykun
ዋዋው ጋሻ እየ ነዛ ቻናል ደቂ ሪመይ ♥♥💫💛💛ሰላም ኢለ ኣለኩ
des bahlti sdra alewka kexlo kab haftka Eritreawit eye
Wellcome muquratey
Asey nezi bor bejaka mska asrhayo
Hawka kab eri
ያዳ ቡሩህ ገፁ ዛ መጀመርታ ና መጨረሻ ደድየ ትብል ናይ መን እያ አብሩሸ ዊ ሙቁር እማሸይ
ዋዉዉዉ ደስ ክትብሉ ፈሚሊ ቀፅሉሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት 🇻🇳❤️
ናይ ብሓቂ አምበር ኣብርሃም 👍👍👍👍 god please you my brother ❤❤❤
Your work has a big influence on our future brother. I appreciate you and meley tv.for developing our previous love through our language Eritrean and Tigray.bless you
Waww des tblu Family edlenatat ekum ms sdrakum teakibkum ksthku behaki ❤️hawkum wedi Eri
Wawww i love you tegaru mukurat nskum si enkae halekum i love you tgray tsier im from eritrea 🇪🇷
wala nhna mkrtey❤❤
አነ እውን ተመሊሰካ ምትበልዓ ታሩዝ ገሚተ ነይረ እየ ዋ
አሰይ ጥዑማት ሰድራ ደስ ክትቡሉ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም😍😍
Wawww shikor zkone kola anbesa ❤❤❤🇪🇷❤🇪🇹👍
ኣሰይ ተጋሩ❤💛 ማዓረይ ሰሱኑለይ
ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ኣምላክ